በርሀ በዓል ርስቲ (ክፋል 39) - ተኸታታሊት ፊልም | Eritrean Drama-berhe beAl rsti (part 39) -Oct. 07, 2023 -ERi-TV

  Рет қаралды 201,918

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 288
@LiyaBrhene
@LiyaBrhene Жыл бұрын
በርሀ ይስዕር ትብሉ
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h Жыл бұрын
ትግራይ ትስዕር
@solomontesfahanis4659
@solomontesfahanis4659 Жыл бұрын
​@@user-dy5kf3dr4h😂😂😂😂😂
@zenatesfay4979
@zenatesfay4979 Жыл бұрын
​@@user-dy5kf3dr4hAbey Koyna Ketsare
@yoelmarkos2004
@yoelmarkos2004 Жыл бұрын
@@user-dy5kf3dr4hእታ ክልል ኣብ ኢትዮጵያ ዘላ ድያ፣ 😂😂😂ከማን 1 ሚልዮን መንእሰያት ንመልሓንቲ ዝጠፍኡዋ?
@-smiley1
@-smiley1 Жыл бұрын
Thasebkayo ke
@Sara-pg6ou
@Sara-pg6ou Жыл бұрын
አደነቅቲ በረሀ 👍አለክም ዶ ሕብሸይ🥰😊
@TedrosZerit-or7mn
@TedrosZerit-or7mn Жыл бұрын
❤❤❤❤
@mhretsilekidane9469
@mhretsilekidane9469 Жыл бұрын
Ata ezi rgum Tesfamichael endo atxabietu ab kdmi weladitu kentibwa ykentebbbb
@Selam-Selam-j7l
@Selam-Selam-j7l Жыл бұрын
@@mhretsilekidane9469kisab nirya endo texebe
@semonkefle4263
@semonkefle4263 Жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkkk
@HabtomSheba
@HabtomSheba Жыл бұрын
ኣለና 🌹❤️
@yowhansemengstab3763
@yowhansemengstab3763 Жыл бұрын
ደስ ተብል ፊልም ገጸ ባህሪ ተዋሰእቲ ድርሰት ብኩሉ መጸለል ዝኮነት ፊልም
@Eri-leew
@Eri-leew Жыл бұрын
@@zegdagmawi275 ኣብዚ ፊልሚ ብዛዕባ ምንታይ ትዛረብ ኣለካ ሕሙም ክክክ
@fitsumeritrawi9499
@fitsumeritrawi9499 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኤርትራዊነት እቲ እንኾ ጭዋ ምንነት ብሒም ዝበለ ይተሓጎም❤❤❤❤
@GeSf-jc6ky
@GeSf-jc6ky Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂 ተሰፍምኪኣል ሓወ ኣሰያሰ ግዲ እዩ
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 Жыл бұрын
​@@GeSf-jc6kyይገድድ ቁራፃት ሸይጣን ኣቦን ወድን ክልተ ሓደ 😂😂😂 ስቃይ ተስፍንቸኤል ማኣዝ እየ ዝርኢ ባች
@hyabtv6028
@hyabtv6028 Жыл бұрын
Behaqi eske bel???😂
@Freeworld-k8r
@Freeworld-k8r Жыл бұрын
ህግደፍ ኣቱም ደናቁር ፡እንታይ ዘሐብን ኣለዎ ኢዩ ኤርትራውነት ኣታ በትኪ
@Freeworld-k8r
@Freeworld-k8r Жыл бұрын
ተስፋሚካኤል ገጸባህሪ ኢሳያስ
@nahuuwedixegay73
@nahuuwedixegay73 Жыл бұрын
ደቂ እመ ብርሃን ደቂ መድሃኔ ዓለም ትውክልቶም ህዝቢ 🥰🥰❤❤🇪🇷🇪🇷
@ድንግለይዋሕሰይጋልትግራይ
@ድንግለይዋሕሰይጋልትግራይ Жыл бұрын
እዉይ ኣዶ በርሀ ፀላኢ ይትሓመስ ኡፍ ከብዲ ወላድ ክርህርህ😢😢
@sarbean4827
@sarbean4827 Жыл бұрын
ናይ እንዳቦይ ተክለዝጊ ሓዳር ስ ምፅባቃ ደስ ክትብል
@arayamessa8495
@arayamessa8495 Жыл бұрын
ኣብ ቐጻሊ Predict ንምግባር ኣቦይ ተኽለዝጊ ናብ ውባ ክላኣኹ እዮም ብተስፋኪኤል ካቡኡ ኸይዶም ናይ መውስቦ ዘይኮነስ ናይ በርሀ ሓዋ ከቦሱሩዋ ካቡኡ ድማ ተቖፍዱ የሳቕይዎ ከምዘለውን ኣዳኣ እውን ከሙኡ ከምዘሳቐይዋ ክነግሩዋ እዮም። ውባ ሓሻክራ ሕዛ ንበርሀ ክትበፅሐሉ እያ ነገር ተስፋምከኤል ክውዳእ ዝተቓረበ ይመስል።
@lemlm644
@lemlm644 Жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ሪመይ ማዓረይ እንኳዕ ድሓን መጻእኩም ምጭዋተይ ❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😘😘😘
@AlemKidane-i3n
@AlemKidane-i3n Жыл бұрын
እውይ ጭካነ ንበርሀስ ክንድዚ በጽሕዋ ፈርሐ ክሪኣ ነዛ ፊልም ግን ኣጆካ በርሀ ይስዕር❤❤
@TesfagergisKiflemariam-hg4kh
@TesfagergisKiflemariam-hg4kh Жыл бұрын
ንምንታይ ኢኹም ወ/ሮ ዉባ ክትብሃል ተደልዩ እዛ ጓል ንቡር ክሳብ ዘይፈተነት ወ/ት ክትብሃል ኣለዋ ብዝተረፈ ጽቡቅ
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 Жыл бұрын
እዋይይይ ኣንቢዕኩሙና😭😭😭😭 ጀጋኑ ደቂ ኤረይይይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤሩየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹እትየ ምስ በርሀ ከብደይ በሊዕክሙኒ 🙏
@MisshabashiHabashi
@MisshabashiHabashi Жыл бұрын
እንቃዕ ደሓን መጻእኩም ደቂ ኤረይ ❤️
@HAREGU1
@HAREGU1 Жыл бұрын
The best one film 📽️♥️🙏♥️🇪🇷 Thank you deki eri shikorinatat 🌺🌺🇪🇷♥️🌿🙏👍🇪🇷🌺♥️
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Жыл бұрын
ኣብ ጓል ሽፍታ ዝተራእየ ብቅዓት መዘና ኣልቦ ብቅዓት ኣዚያ ሳሓቢት ማዓስ ትመጽእ እናለ ኩሉ ዝጽበያ መመሊሳ እናሓየለትን እናተፈትወትን ከይዳ ከምቲ ኣቀዲምና ንትንበያ ዝነበርና ድማ ተወዲኣ። ❤💐💐💐🎖️🇪🇷🌸🇪🇷🎖️🍃🍃🍃❤!!!
@eatulove43
@eatulove43 Жыл бұрын
Welcome deki rimey 🇪🇷🇪🇷💗🇪🇷keep going my favorite movie thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ Жыл бұрын
🌹 በርሀ በዓል ርስቲ 🌹 ንስኻን ቤተሰብካን ተሰባሲብኩም ኣብ ወንበር ኣቦኻ ኮፍፍፍ 👑👑👑እትብለሉ መዓልትበር ናፊቁኒ ችዳዋእ ኣቦይ ተስፋኪኤል ምስ ሰጋል ዎዶም ኣሕሪሮም ክቀትሉኒ 😢
@tiebeanday1276
@tiebeanday1276 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂❤❤
@user20503
@user20503 Жыл бұрын
መመሊሳ ትጽብቅ film. ኣቤት ተዋሳእቲ, ድርሰት አንታይ ክወጾ 👍🏽👍🏽👍🏽🇪🇷🇪🇷
@senayeri433
@senayeri433 Жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ኤረይ ኮሪዕኩም ኣኹሪዕኩምና። 👉🇪🇷 ሃገር ኮ ያ ዘላትኒ ሃገር ጻዕረኛታት፡ ጀጋኑ። ብር ክትብሉ ተሓበኑ ደቂ ዛ ክብርቲ ሃገር።
@azebhagos9374
@azebhagos9374 Жыл бұрын
እንቃእ ብሰላም መጻኩሙ የህዋት❤❤❤
@samsommichael6093
@samsommichael6093 Жыл бұрын
መርሓባእ ደቒ ሪመይ ሓላላት ምስቲ ሃብታም ባህልና ደበኽ ዶ ኢልኹም ሰስኑልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ❤❤❤❤
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
We Eritreans, our #1 enemy,is our innocence (ግርህነትና). I started to worry about Berhe beAl rsti & Wuba.
@habeshamehrer7962
@habeshamehrer7962 Жыл бұрын
ትኣምራት እዩ። ደቂ ዓደይ ሰሱኑለይ❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@erihalal3290
@erihalal3290 Жыл бұрын
እንቋዕ ድሓን መጻእኩም ደቂ ሃገረይ ብልሂ ❤በርሀ ናይ መጻኢ ወዲ ነገደ💎💎💎💎
@zaidzyada7808
@zaidzyada7808 Жыл бұрын
WEBA GIN NI WERASY YA TIGIBAE ❤❤❤
@hosanayonas896
@hosanayonas896 Жыл бұрын
በርሀ በዓል ርስቲ አዝያ ሓያል ሕልኽላኽን ፡ ቅድመ ኩነት ፍጻመ ሓያል ብልሒ ንኽትዉስን ክትትንትንን መሃሪት ናይ ዘመነ ራእስታት ሓያል ዉሳነታት ከምዝነበረ ትትርኽ ሙኻና ተፈታዊት ገይርዋ ምስ ሓያላት ስነ ጥበባዉያን ሃገርና ።
@ሚካዊዲሳዊ
@ሚካዊዲሳዊ Жыл бұрын
ናይ በርሀ ማጅዓተይ ላይኪ ንርገጸላ
@hagerembakom6079
@hagerembakom6079 Жыл бұрын
ያ ትደግምዋ ኣለኩም ዋኣ ሓዳሽ ንስበያ ኣለና ድቂ ery🇪🇷
@GodsMercy123
@GodsMercy123 Жыл бұрын
This movie deserves AWARD
@naomiyemane3145
@naomiyemane3145 Жыл бұрын
king Abele 💯excellent actors are amazing keep shining my brother all of you the best film of the year 🙏🏾✌🏽💕💕
@abrehetestifanos9710
@abrehetestifanos9710 Жыл бұрын
Like gberu deqi Erey riena tray aynkid tewasatn deresti kulukum abza srah ztesatefkum edmen tienan yhabkum fetari ❤
@fashayekashai8404
@fashayekashai8404 Жыл бұрын
ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤መጀመርይያ ንደራሲ ብድሕሪኡ ንተዋሳእቲ ከይየድነቕክኹ ክሃልፍ ኣይደልን 💝💝👍👍👌👍👍👏👏
@Yonashawkubaja
@Yonashawkubaja Жыл бұрын
ዋውውውውውውውውውው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እንካዕ ብሰላም መጻኹም ኩባርትን ጽቡቃትን ደቂ እረይ ጻዕዳ
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Жыл бұрын
ኣመና ሕልኽላኽን ዝተዋሳሰበትን ዘይትብራሃካ ዓወት ዘይተሪኢ ፊልም ኣብ ገለ ተስፋ ሂባ ኣብቲ ኻልእ ናብ ሓሳብ ተእቱ ክትከዉን ምተገበአ እዚኣ ግን ካብ ቅትት ራእሲ ሃይሉ ጀሚረ ኢትየ ነብሰ ጾር ከለዋ ሕዘን ክሳብ ሕጂ ኣብ መከራ ኣትሊስት ዉባ ከም ጀግንነታ ተሲኣ ናየባኣ ርስቲ ከተምልስ ክትገጥም ነሩዋ። ዓቀይቶት ሒዛ ኣብ በረኻ ሰፊራ ብዘይ ፍረ እንታይ ክትሑሉ ኣብ በረኻ ሰፊራ ኣብዚ ዓቢ ሃጓፍ ተራእዩ ሎ።ደራሲ ኣብዚ ዓቢ ጥበብ ከሪኢ ኔሩዎ።ውባ ጅግናን ተፈራሂትን ጌሩ ደሪሱ ከብቅዕ ሓንቲ ስራሕ ኣየርኣየትን ውባ። እሞ ድማ ሕጂ ናብ ወዲ ተስፋንኪኤል ክትምርዖ እንተኾይና ዉባ ንሽፍትነት ዘውጻኣ ዕላማ ተስሕታ ኣለኻ ደራሲ እታ ስራሕ ድማ ሬሳ ጥራያ ክትከውን። 2)) በርሀ ሓያል ተዋጋኢ ኣብ ዝተገብረ ግጥም ብጀግንነት መኪቲ ሪእሲ ጸላእቱ ደድነነ ክንሱ ካብ ቤት ደግያት ገሾም ከለዉ ንምንታይ ዕላማ ምስ እንዳ ተስፋንኪኤል ክዕሰብ ተጌሩ? ምኽኒት ተጌሩ ንተስፋንኪኤል ከጽንዕ ኣጽኒዑ ድማ ርእሲ ተስፋንኪኤል ብዘይ ዓቀይቶት ክቅንጥብ ተጸቢና ብሓቂ ድማ ከምኣ ተሰሪሓ እንተዝኸውን ሰብ ኣዝዩ ምፈተዋ። ኣብኡ ብዘይ ፍረ ተኾይጡ ግን ኣደዳ እንዳ ተስፋሚካኤል ከም ዝኸው ተደሪሳ ጌጋ ደርሰት ! ንሙኳኑ ሓደ ጅግና ዝና ጅግንነት ዝሰርሕ እሞ ካብ ሞቁሕ ፈቲሑ ዘምለጠስ ብዘይ ሴፍን ጭማራን ነዲኡ ከድሕን ሲ ንምንታይ ጥራይ ኢዱ ናብቲ ዝሃደመሉ ተመሊሱ ክኸውን ዘይነበሮ ብልሹው ድርሰት። ንኽንድዚ ዝኣክል እትጓዓዝ ፊልሚ ተኣሪማ ክትቀርብ ኔሩዋ እምበር መእተዊ ገንዘብ ስቅ ኢልካ ድርሰት መላገጽን መላመድን ኣይትግበርዎ። ደርስት ብመሳጥን ብዉሁድ ቅማረ ተሰሪዓ ጭንቅን መከራን ሚሂራ ነቲ ሓቂ ተግህድ ናብ ርስቲ ኣቡኡ ተጓናጽፍ ብሳሓቢ ፈተናን ዓወት ተበስር ያ ክትከውን ኔሩዋ።
@luwamjudu1747
@luwamjudu1747 Жыл бұрын
Hakka aleka berhe nadiu kenagfa ey hasibe keser aykonn endegena aboy teklezgi nmntay nwhba ksae hji zey negerwa btami hazine
@eritreahagerey4845
@eritreahagerey4845 Жыл бұрын
ኣንታ ሓወይ በርሀ ንተስፋንኬል እንተ ቀቲልዎ ድኣ ፍሊም ወዲኣ ማለት እዩ ኮ ንስኻ ትደሊ ዘለኻ ቀልጢፋ ክትውድኣልካ ንስኻ ጽልኢ እዩ ዘለካ እምበር ርኢቶ ኣይኮነን እቲ ፍሊም ስሓቢ ክኸውን እንተ ኮይኑ ከምዛ ዘላታ እያ ክትቅጽል ዘለዋ በርሀ ክኣ መከራ ሪኡ እንተ ተዓወተ እዩ ብሉጽ ኣክተር ዝገብሮ
@HelenHedish
@HelenHedish Жыл бұрын
😔😔 እዋይ ሸግር በርሃ ጅግና አ ጆካ❣️
@sarbean4827
@sarbean4827 Жыл бұрын
መጨርሻኣ ኣፀብቅዎ ❤
@muluekahsay5990
@muluekahsay5990 Жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ብፍላይ እመብርሃን መድሃኔ ኣለም ክትብሉ ከለኩም ዝስማዓኒ ሓበን ወሰን የብሉን
@alemkifle
@alemkifle Жыл бұрын
the best movie,thank you all
@DanielTella
@DanielTella Жыл бұрын
ተኽለዝጊ መብጽዓ ዝጠለመ ይመስል፣ ነዚኣ ርስቲ ደልይዋ ኣሎ
@Wedikere
@Wedikere Жыл бұрын
Aytlmen
@adhanetmussie6503
@adhanetmussie6503 Жыл бұрын
ኣይጠለመን እዚ ካብ ወይዘሮ ዉባ ዝተላእከ መልእክተኛ ምስጢር ከየውጽእ ፈሪሐ ኣለኩ
@DanielTella
@DanielTella Жыл бұрын
@@adhanetmussie6503 ንእትየ ለተንኪኤል ጨውዩ ንተስፋንኪኤል ኣረኪቡ በርሀ ነዚ ምስ ሰምዔ ቲፎ ናብ ተስፋንኪኤል ኢዱ ክህብ ከምዝኽእል ርግጸኛ ነይሩ፡ ተስፋንኪኤል ክቐትሎም ስለዝደለየ እዩ፡ ንውባ ብዛዕባ በርሀ በዓል ርስቲ ኣይሓበራን፡ ሚስጢር ጌሩ ሒዝዎ፡ ንሰንጋል ድማ ከምዝፈትሕዎ ጌሩ፡ ስለዚ ተስፋንኪኤል ብዘይጸገም ጉዳዩ ምስ በርሀን ኣዲኡን ክፈትሖ እዩ፡ ናይ ውባ ሓይሊ ተኣማሚኑ ንተስፋንኪኤል ክትስዕሮ ከምትእትኽእላ ተኣማሚኒ ኣሎ፡ ውባ ድማ ራእሲ ክትኸውን ኣይትኽእልን እያ ምኽንያቱ ጋል ኣንስተይቲ ስለዝኾነት፡ ንእትየ ለተንኪኤል ኣብ መንገዲ ተደርብያ ምስ ረኸኸባ ኣብ ክንዲ ዘድሕና ለቖታ እኽሊ ሂቡ ኣብቲ በረኻ ገዲፍዋ ከይዱ ምኽንያቱ ክትመውት ስለዝደለየ እዩ፡
@ሚኪቤላ
@ሚኪቤላ Жыл бұрын
ኣይጠለመን ግን እቲ ምስጢር ክይፍለጥ ቀስ ክብል ሰለ ዘለዎ እዪ እምበር ን ተስፋንከኤል ጽብቅ ጌሩ ክጻወተሉ ዩ
@DanielTella
@DanielTella Жыл бұрын
@@ሚኪቤላ እስከ ንርኣያ ደራሲ ናበይ ገጹ እዩ ክመርሓና፡
@yftalimtedros2812
@yftalimtedros2812 Жыл бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ዮንታንዮኒ
@ዮንታንዮኒ Жыл бұрын
ኣዝያ ጥዕምቲ ፊልም እያ ደቅ ሪመይ። መወዳእታኣ ግን ደንጉያትና
@yasinJemal-o4x
@yasinJemal-o4x Жыл бұрын
ane ko felmin dersaten Rae emo ayi kemzan abetey very nice ❤❤❤❤❤❤
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h Жыл бұрын
20:35 ወ/ሮ ዉባ ዶ ወይዘሪት ዉባ ዉባ ሓዳር ኣይገበረትን ሕጂ ወይዘሪት ዶ ኣይኮነትን ትበሃል?
@Eriboy744
@Eriboy744 Жыл бұрын
ፈልሚ ማለት ኣብዚ ኣሎ 😊❤
@abihaylat9190
@abihaylat9190 Жыл бұрын
Ab mewedaeta tebalashwa aleka hawey
@gushehabte1136
@gushehabte1136 Жыл бұрын
Deqi adami yehwatey kab zeytfeltwo hadega amlak kudusan abotatna bmelaktu yehalkum ❤❤❤
@AdhanomWedigerie
@AdhanomWedigerie Жыл бұрын
adnaqy berhe ❤ mis adu kemey alekm deqy erey halalat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ aytsanu ske ❤❤❤❤
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 Жыл бұрын
Merhab Deqi Erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@matiefrem9287
@matiefrem9287 Жыл бұрын
Selamkum ybzaha deki ereeeyyyyy ❤♥️🇪🇷
@HenokMehari-h6c
@HenokMehari-h6c Жыл бұрын
Keeep up jeganu deki rimey❤❤❤❤❤❤
@moolonn4385
@moolonn4385 Жыл бұрын
መንካ ደራሲ ናይ ዉባ ንምንታይ ዳኣ በረካ ኣውጺእካያ ገለ ለውጢ ኣምጽእ ናይ በርሀ ክኣ ካብቲ ዝሃዶሞ መሊስካዮ ብዝተካእለካ መጠን ኣብ ቀጻሊ ክትዕርያ ፈትን።
@ygsay
@ygsay Жыл бұрын
ፋሕ ትብለኩም ኣላ የኣኽ
@letebrhanhabtemichael3371
@letebrhanhabtemichael3371 Жыл бұрын
Btaemi xbuk srah ketlwo ❤❤❤
@fanielatoy9445
@fanielatoy9445 Жыл бұрын
Woww ❤️, kedam denguya kea hji . Atemakireya eza Film 🎥 🎥 🎥
@WediSielu
@WediSielu Жыл бұрын
Nice❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senayyeman4367
@senayyeman4367 Жыл бұрын
ኣቤት ደስክትብሉ ቀጽልዎ
@afewerkieyob6732
@afewerkieyob6732 Жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና
@aebabtegray6779
@aebabtegray6779 Жыл бұрын
ዊይ በርሀ ሓወይ ጭካነ ፅፍሪ ከሕመም ኮ😢
@mukettesfahiwet7472
@mukettesfahiwet7472 Жыл бұрын
ሕጂ ናይ ኤረትራ ፊልም ሙካና ተረዲኡኒ 1ይ በርሀ ገጸ ባህሪ ንምንታይ ናብ ኡስርቤት ተመሊሱ 2 ዉባ ገጸ ባህሪ ንምንታይ ነቲ ቀታሊኣ ዝኮነ ናይ ሰንጋል ንግስነት ከምዘወናውና ተጌሩ ፣ 3 ኣደ በርሀ ስለምንታይ ብዘይጻዕሪ ኣብ ዕዳጋ ተረኪባ ዝድነቅ ግን እቲ ነቶም ቐሺ ተመለሱ ምባሎም ጽብቅ ምስሊ ዓዲ ኣቦና ዘንጸባረቀት እያ ። እቲ ካልእ ንክጥዕመኩም ትጠዋውይዎ ዘለኩም ስነ ምግባርን ባህሊን ዓዲቦታትና ስደት ኮይኑ እንተ ዘይቀረስናዮ ኣብ ልብና ስኑድ ዩ ፤ ስለዚ ምጥንቃቅ ኣገዳሲ ዩ ብካልእ ሽነክ ግን ዝእረም ኣሪምካ ጽብቃ ይበዝሕ ሕግን ስነምግባርን ቤተ ሹማምንትን ታሪካት መሳፍንቲ እንተ ትፍትሹ ዝያዳ መቀረት ዘለዎ ምሃለወ ! ወዳሓንኩም
@aynalemgebrehiwet8626
@aynalemgebrehiwet8626 Жыл бұрын
Berhe Bal resti berged nhamedu yser 💪💪💪
@naomiyemane3145
@naomiyemane3145 Жыл бұрын
viva Abele the greatest film in all time amazing writer,actors keep it shining my people 🙏🏾💕💕💕
@WediShFat-zl3qv
@WediShFat-zl3qv Жыл бұрын
Welcome 💖💖💖👈
@nejahnejah14
@nejahnejah14 Жыл бұрын
Merhaba deqi remey ❤🇪🇷✊🏻🇪🇷❤✊🏻🇪🇷❤
@TegstiGebrekrstos-yr2wv
@TegstiGebrekrstos-yr2wv Жыл бұрын
Zfetwa film ❤
@tewahbe
@tewahbe Жыл бұрын
Des behalit film
@MekonenQshighirmay
@MekonenQshighirmay Жыл бұрын
Deki erey shkorat ybel srah❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@imaS1218
@imaS1218 Жыл бұрын
“ዝመጽእ ዓመት በዓል ኢሬቻ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከነብዕል ኢና። ዝተሰብረ ታሪኽና ኣብ ምእራም ኣብ መስርሕ ኢና ዘለና" -ሺመልስ ኣብዲሳ
@BerheTekle-yt7gk
@BerheTekle-yt7gk Жыл бұрын
❤❤❤❤ ሪመይ ሰብ ታሪኽ❤❤❤❤❤
@gedeytsegay3927
@gedeytsegay3927 Жыл бұрын
መርሓባ ደቂ አረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏💐💐🌹🌹🌹🌹🌹
@wintqadhanom8756
@wintqadhanom8756 Жыл бұрын
Good job ❤️❤️❤️
@wedi-bereket
@wedi-bereket Жыл бұрын
Btami xbuk srah nfuat ❤❤❤❤
@selamawitselomon3190
@selamawitselomon3190 Жыл бұрын
Xebuk serah dke eriy❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@טאלהטקיה
@טאלהטקיה Жыл бұрын
እዉ ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meryemm2193
@meryemm2193 Жыл бұрын
ማርሓባ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Berhetesf
@Berhetesf Жыл бұрын
Welcome good job🎉❤❤❤
@danielasgodom1275
@danielasgodom1275 Жыл бұрын
Waw bhQi tsubuq srah
@awatetekle9439
@awatetekle9439 Жыл бұрын
Key twda zfrha Film Intranet ❤❤
@SandriasBariagabr
@SandriasBariagabr Жыл бұрын
Weiter so❤
@MebreMebre-c8g
@MebreMebre-c8g Жыл бұрын
ኣቦይ ተክለዝጊ መብጽዓ ዝጠለመ ይመስል ኣሎ ወይዝሮ ውባ ከኣ ንክልተ ነገር ድያ ክትነጽእ ወይሲ ናይ ብሓቃ እያ ጉዳይ በርሀ ከ ኣንፈቱ ናበይ ገጹ ይመስል ኣሎ እስከ ናይጥበብ ክኢላታት ገለ በሉና ኣንፈት
@SerenityHope3596
@SerenityHope3596 Жыл бұрын
Beautiful Movie!
@rdfchannel5358
@rdfchannel5358 Жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ብሃንቀውታ ዝጽበያ ተኸታታሊት ያ፡ ምስ ጽባቐኣ ዘይወዳደር ሓደ ሓደ ነጥብታት(ጌጋታት) ግን ኣሎ። ንኣብነት ኣብዛ ክፋል እዚኣ እትየ ለተንኪአልን በርሀን እኖይ ወደይ እናተበሃሃሉ ጸኒሖም፡ ስለምንታይ ዮም ዳሓራይ ተስፋንኬአልን ሰንጋልን ንዉባን ንበርሀን ዘመሳስል ደም ኣለዎም ዝብሉ። ዉባ ጓል እትየ ሙኻና ኣይረስዕዎን። ካልኣይ ክኣ ግዜ ንምብላዕ ድዩ ዋላ እታ ፊልም ንኽትናዋሕ ዘረባታትን ኩነታትን ካብ ከባቢ መበል 20 ክፋል ክሳብ ሕጂ ይደጋገም ኣሎ። ሳልሳይ ክኣ ቀለልቲ ነገራት ከም በዓል ወይዘሮ ዉባ ንቡር ዘይፈተነት ክነሳ፡ ንሶም ንሰን ዝብል ናይ ክብሪ ኣጸዋውዓ ከሎ ንሱ ንሳ ምጥቃም። መሳጢት ተኸታታሊት ያ ግን ከምዚ ዝበልክዎ ንኣሽቱ ነጥብታት ጥራይ።Much love❤
@YonatalMhretab
@YonatalMhretab Жыл бұрын
good job
@Asmara-oneEri
@Asmara-oneEri Жыл бұрын
Abiel Hadgu kief aleka....Btaemi memelisa lbi tenteltel Film😢🥰🥰🥰
@tsegaytesfu2782
@tsegaytesfu2782 Жыл бұрын
Wellcome berhe bal risti
@zaidzyada7808
@zaidzyada7808 Жыл бұрын
NAY MEWEDAETA KIFAL KITKEWUN EYE TEXEBIYEYA NERE🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@grmawitmerhawi202
@grmawitmerhawi202 Жыл бұрын
Merhaba deqi erey jeganu mara eye thantila xenih ♥️💕♥️💕
@simongirmay5292
@simongirmay5292 Жыл бұрын
Eway texebayi mukane kekefe qedame qedame kuleshae eye zexebeya bejakume
@yosanmengsteab6893
@yosanmengsteab6893 Жыл бұрын
Berhe😢 baba teklzgi tzhl aleka uff🙄n berhe keytqetlwo😭
@DaniDani-km1kw
@DaniDani-km1kw Жыл бұрын
ጅግና ሕማቅ እተ ወለደ ተዘመተ😂😂😂😂
@ephiyemane5773
@ephiyemane5773 Жыл бұрын
Niays kia ab bella seat eikum tezrghwa❤
@eritrea6227
@eritrea6227 Жыл бұрын
Welcome deki remey shikornatttttt Wedshey I Love you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🫶🫶❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wedikeshikesete893
@wedikeshikesete893 Жыл бұрын
Mexikum do enqae.selam mexakum❤❤❤❤❤❤❤
@TesfalemFisehaHawi
@TesfalemFisehaHawi Жыл бұрын
tebalashiwuwo alekum eti drama...... adiu ms motet rsti enteterestewe tay waga alewo? abey alo eti jigninet nay berhe.... drama part nmwsak elkum tedebrwo alekum
@Merana10632
@Merana10632 Жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ በርሀ ሓዋ ንዉባ ዶ ኣይኮነን ስለምንተይ እቲ ሰብኣይ ምስ ሓፍቱ ዘይኣራከቦ
@grasaregi
@grasaregi Жыл бұрын
Merhabae deki meriet Ab gonkum alena Awet nhafash!!!
@mam-o9z
@mam-o9z Жыл бұрын
Wedeti film ❤
@betelmesfin1888
@betelmesfin1888 Жыл бұрын
Hey 👍👍👍👍♥️♥️
@amanuelkidane1307
@amanuelkidane1307 Жыл бұрын
Enksie bisrlam mexakum
@الفهد-ك9ع
@الفهد-ك9ع Жыл бұрын
ኣብ ሶሙነ 3 ግበርዎ
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН
Evening News in Tigrinya for January 30, 2025 - ERi-TV, Eritrea
20:36
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 4,6 М.
ስነጥበበኛ የማነ ኣኽሊሉ | ERi-TV #eritrea
30:58
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 7 М.
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН