ነባር ትሕዝቶ ዝተሰርሐ ገዛ ክንደይ ይሽየጥ ኣብ ከተማ ዉቁሮ ናይ መሬት ዋጋ ክንደይ ኣሎ $ Money Making | MoneyMaking Online 2024

  Рет қаралды 8,200

Melekia Axum

Melekia Axum

Күн бұрын

Пікірлер: 167
@reemal1725
@reemal1725 10 ай бұрын
ምድረ ገነት ጥዑም ንፋሳ ተቀባሊት ጋሻ ምዕረፊት ቅዱሳን ኩሉ ዝብህጋ ፍታዊ ምስ ፀላኢ መረበተይ መረባኪ ክረግፅ ናይ አምላክ ቅዱስ ፍቃድ ይኩን❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 10 ай бұрын
ነፃ ቦታ አምፅኣልና ኣብ ውቅሮ
@ትጂዕባይኣፅቢወንበርታ
@ትጂዕባይኣፅቢወንበርታ 8 ай бұрын
ኣፅቢ ወንበርታ ኣምፀአልና❤
@ssll7812
@ssll7812 10 ай бұрын
ዓድግራት ቦታ ኣምፀእልና ብራዘረይ❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 6 ай бұрын
ኣብየት. መሓረና. እግዚኦ😢 ኣብ ኣግላዕ እሰከ ረአየና
@raheliraheli2321
@raheliraheli2321 9 ай бұрын
ፁቡቅዩ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
ሰላም ክቡራት ተከታተልቲ ቻናልና ነዓኩም የዘናግዑ ይጠቅሙ እዮም ዝበልናዮ ኩሉ ሒዝና ንክንመፅእ ናትኩም ላይክ ክንዲ ሸሕ እያ እሞ እዚ ቪድዮ ምስ ረኣና ላይክ ❤ላይክ ምግባር ኣይንረስዕ ሪኢቶኩም ስለ ዘበራታትዐኒ ፀሓፉለይ እትደልዮዎ ኩሉ ንገሩና ከተፍ ክነብለልኩም ኢና ❤ነዚ ቻናልና ሓደሽቲ ዝኮንኩም ሳብስክረ‍ይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ ሸር ድማ ግበሩታ ኣይትክፈላን እያ ❤ ኣብዚ ወርሒ እዚ 10,000 ቤተሰብ ንክህልዉኒ ሳብስክራይብ and Join ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑታ
@MuhammadMuhammad-c7j
@MuhammadMuhammad-c7j 2 ай бұрын
ገይረልኻ❤
@mmmmm2701
@mmmmm2701 10 ай бұрын
ቀፅሉሉ ስቅልካ ወግዒ ኣየ ኣይነወሓናን ፅቡቅ ኢካ ዘለካ❤
@tameabara
@tameabara 10 ай бұрын
እዃዕ ብሰላም መፃኣካ
@tewoldegirmahailu1167
@tewoldegirmahailu1167 9 ай бұрын
እግረመንገድኻ ዓድግራት ደሃይ ግበረልና ዝሓወይ።
@tdf6371
@tdf6371 10 ай бұрын
አጎላዕ እባ አምፀአልና ❤
@tdf6371
@tdf6371 10 ай бұрын
ነፃ መሪት
@efchhg5815
@efchhg5815 10 ай бұрын
ደቂ መዳም ዓይንክን ናብጅባክን15😮😮😮
@trhasgebre7581
@trhasgebre7581 10 ай бұрын
ኣጉላዕ ተሰሪሑ ዝተወደኣ ኣምፀኣልና ❤ቀፅሎ ብጣዓሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ
@maraiamaa2209
@maraiamaa2209 9 ай бұрын
እጉላዕም ሱሩሑ ውድእ የለን ዝተወሰና ነይረን ተሽይጠን
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ 9 ай бұрын
ራያ ከተማ ማይጨው ረአየልና ሙቁረይ
@teegeeat2004
@teegeeat2004 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ማርያምን ንዘለዎስ 😍
@ኣውላዕሎሚድያ
@ኣውላዕሎሚድያ 10 ай бұрын
ዓቅምና እባ ኣምፀእልና ዝሓወይ ኣብ ውቅሮ ባታ❤
@Samib-
@Samib- 10 ай бұрын
ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት🙏😘
@RedaeGirmay
@RedaeGirmay 9 ай бұрын
ሊዝ ድያ
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 10 ай бұрын
ነጻ ቦታ ኣብ ዓድግራት ባ ኣምጸአልና❤
@kidanzeray9233
@kidanzeray9233 8 ай бұрын
ነፃ ቦታ አብ አጉላዕ አምፀአልና
@ትጂትጂ
@ትጂትጂ 8 ай бұрын
ኣፅቢ ከይድካ ኣርእየና❤
@ክብሪንወላዲትኣምላክይኩን
@ክብሪንወላዲትኣምላክይኩን 10 ай бұрын
ዕዳጋሓሙስ ኣምፅአልና እስካብ 2ሚለን ዝበፅሕ ካብኡስ ዓቅሚ የብልናን ዋ
@ዝፋንሓብሻክዲዉንቲ
@ዝፋንሓብሻክዲዉንቲ 8 ай бұрын
ናብ ዓደና እባ ክንመለስ ዋይይይይ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
እዚ ናተይ ናይ ዋሳብ ጉሩፕ እዩ እዚ ሊንክ ብምንካእ 👉👉👉whatsapp.com/channel/0029Va5wvYVJuyAJvDNhSI3b ናብ ጉርፕና ተሓወሱ ኩሉ እትደልዮዎ ገዛ ኣብዚ ኣለኩም ኣሕዋት Follow ግበሩናታ ok
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 9 ай бұрын
ዘሓዎይ ላብ ኣግላዕ ካብ ዉቅሮ ንእሽተይ ዉፅእ አመልካ ልመቀለ መከዲ እባ ኣምፀአለይ ነባር ትሕዝቶ ገዛ ዝተሰርሐ ወይ ከዓ ጥሩሑ ቦታ ከይተሓልፍኒ ዘሓዎይ 🙏🙏🙏
@SalmaAll-sr9wh
@SalmaAll-sr9wh 10 ай бұрын
ዓድና ዘረአካና ተመስገን❤❤
@Samib-
@Samib- 10 ай бұрын
ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት🙏😘
@lemlemtigray8788
@lemlemtigray8788 10 ай бұрын
ቢጣእሚ ፁባቅ ሰራሕ እዩ 🙏🏽💕👍
@KidanHadgu
@KidanHadgu 10 ай бұрын
ደቂ ዓደይ ዋላ ኣብ ገጠር ገዚእክን "ቀልጢፍክን እተዋ !ግዜና ኣብ ስደት ከይንበሊ።የክብረልና ዝሓወይ
@حزامحزامحزام
@حزامحزامحزام 9 ай бұрын
😢ብሓቂ
@dudy8366
@dudy8366 9 ай бұрын
ዓድግራት ረአየልና ክብረተይ❤❤❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 9 ай бұрын
እሺ ዝሓወይ
@mmmmm2701
@mmmmm2701 10 ай бұрын
ክብር ሓውና ውቅሮ ኣቁሒት ገዛ ናይ ክዳውቲ ናይ ኣቁሔር ኣርማዶ ጠይቅልና ቀፅለሉ❤
@GgJ-oh9dh
@GgJ-oh9dh 10 ай бұрын
ፅብቅ እዩ😮😮😮😮
@ሕጂኸናበይ
@ሕጂኸናበይ 10 ай бұрын
አረ ደቂ መዳመይ ላይክ ሸረር ኮሜ ኣይተንእሳሉ ዙሓውና😂❤
@Samib-
@Samib- 10 ай бұрын
ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት🙏😘
@Akusumawit
@Akusumawit 10 ай бұрын
እንኮዕ ደሓን መፃካ ❤ በጃካበ አኩሱም ከይተመለስካ አብ ላዕላይ ውቅሮ አምፀአልና ኔፃ ቦታ አሎ ይብሉና አለዉ እሞ ስርሐልና በጀካ አብ ዳዕሮ ከባባቢ ❤
@mahder-m6k
@mahder-m6k 10 ай бұрын
ዋይ
@aron5023
@aron5023 5 ай бұрын
100ካሬ ምውፃእ ወርቂ ኣሎ ኣብ ፅቡቅ ቦታ
@fujhdhh475
@fujhdhh475 10 ай бұрын
ዋይ መትሐዚ የብሉን እዚስዋ ነጻ መርየት ኣብ ወሰን ርኢካ ኣምጸአልና
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ቀፅለሉ ❤❤❤ አብ ዉቅሮ ናይ 100 ካሬ ሱሩሕ ገዛ አምፀአልና ወዲ ዓደይ ብዝተረፈ በርትዕ ይብለካ ይፈቱ❤❤❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
ዋ ዝሓፍተይ ሰሪሐ እኮ እየ ቪድዩ ኣሎ እኮ
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 10 ай бұрын
እሽኒ ናይ 100 ካሬ እንተሃልዩ ክርኦ እየ ዘይራእክዎ ማለት እዩ ​@@melekiaaxum2390
@fgyg6330
@fgyg6330 10 ай бұрын
እሽ
@TeyFtu-yw1oy
@TeyFtu-yw1oy 9 ай бұрын
ኣጉላዕ ነፃ መሬት ጠይቅልና
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 9 ай бұрын
ኣሎ እዩ ብ ዋሳፕ ፅባሕ ድዉልለይ ሕራይ ዶ
@meriy5814
@meriy5814 10 ай бұрын
ሽረ በጆካ❤❤
@badmad4849
@badmad4849 10 ай бұрын
ማዓሪይ አብ ማይጨው አመፅልና 🙏
@munatube2861
@munatube2861 10 ай бұрын
ንዕ ገዛ ናይ ማይጨው አሎ ❤❤❤❤
@amirmustefa5991
@amirmustefa5991 10 ай бұрын
Ab shire srhalna zarkey
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 9 ай бұрын
ተጋሩ ኣብ ጭንቂ ተስፋ ምቁራጽ በጺሕና ኣለና😢 ከጽልኣካ ዝግዘ ህይወት ሰብ ረኪሱ ቦታ ዝፍተውሉ ገዛ ዝኸብረሉ ግዘ በጽሕና ኣቁርሮ ጎይታ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 9 ай бұрын
እወ ሓቅካ ዝሓወይ
@AndroidDhgf
@AndroidDhgf 9 ай бұрын
ናፃ መሬት ኣብ ሽረ ኣምፅኣልና❤❤❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 9 ай бұрын
እሽኒ ኣሕዋት
@YtyPo-i2w
@YtyPo-i2w 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ አብ ዉቅሮ 70ካሬ ሱሩሕ ገዛ አምፀአልና
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 9 ай бұрын
እሺ
@munatube2861
@munatube2861 10 ай бұрын
ሰላም ናይመለክያ ይቱቡ ቤተሰብ አብ ውቅሮአብ አጉላዕ አብ ኹሉ ቦታ ትግራይ ዝሸወጡ ገዛ ናባዶ ቦታ ይሰርሕ እዩ ንዑ ሰሙዑ❤❤❤❤መፃእኹም ረአይ ብረፋይለይ ንኽእኹም አተዉ❤❤❤
@tameabara
@tameabara 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@thth3221
@thth3221 10 ай бұрын
ገዛስ ጽቡቅ ነይሩ ዋ ቅርሺ የለን
@ሙዚትተዋህዶ
@ሙዚትተዋህዶ 10 ай бұрын
ናፃ ውቅሮ ወይ ከዓ 72 ካሬ ዝተሃደመ ኣምፀአልና ውቅሮ ዘሓወይይ
@Samib-
@Samib- 10 ай бұрын
ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት🙏😘
@AsefaLove-df9bi
@AsefaLove-df9bi 10 ай бұрын
ፅብቅ ኣለኻ ቀፅለሉ ኣለና ኣብ ገንኻ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
የቀንየለይ ዝያዳይ
@حزامحزامحزام
@حزامحزامحزام 9 ай бұрын
😢ዉቅሮ ዓደይ ተናፋቂት😍😘😘😘
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 9 ай бұрын
እወ ተናፋቂት እያ ዝያዳይ የቀንየለይ ዝሓፍተይ ሸር ንግበሮ ናብ ኩሎም ትግራዋይ ዝሓፍተይ ሸር ሸር ተገደደ ን 10 ሰባት
@salmevms5847
@salmevms5847 8 ай бұрын
አብ ውቅሮ ኣቆሕ እማፃእና
@FeerDee
@FeerDee 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ygjvjch3324
@ygjvjch3324 8 ай бұрын
መጀመርታ ሰላምካ ይብዛሕ ሓወኒ ኣፅቢ 140ካሬ ነፃ መሬት ረአየልና❤
@MeryNn-h9k
@MeryNn-h9k 8 ай бұрын
Nesta meret ab agulai
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 10 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዮመሰገን ወድነይ ፅጋበይ ሰላምካ ይብዛሕ ኣታ ሰብዶ ገብሩናይ በሉ ዘብራኣብሩክሲ😂15😂ይመችዮም ዞምሃፍታማት ይግዝእው ዋይይ😂ደቂ መዳም ዓይንክን ናብ ጅባክን
@ፅዮነይህዝብኪሓደራ
@ፅዮነይህዝብኪሓደራ 10 ай бұрын
አረ ዓቅምና ኣምፀአልና ከንዓብድ ብስሩ 😢 ነፃ መሬት እማ ረአየልና ሓወኒ ንፈትወካ ኢናዋ
@Samib-
@Samib- 10 ай бұрын
ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት🙏😘
@ፅዮነይህዝብኪሓደራ
@ፅዮነይህዝብኪሓደራ 10 ай бұрын
@@Samib- እሽኒ
@abrahakonjo9830
@abrahakonjo9830 10 ай бұрын
መዛጋጃቤት ጀሚሩ ድዩ
@ጋልትግረይ
@ጋልትግረይ 10 ай бұрын
ናይ መኣዘ እዩ 🙏
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
ናይ ሎማዕንቲ
@berihug4715
@berihug4715 10 ай бұрын
Wow wow
@aasaas7284
@aasaas7284 10 ай бұрын
ዋውውው ፅቡቅ እዩ ኣነ 11 ዓመት ዕረፍቲ ኣይፈልጥን ዘይምሰል መሲለ ዕድመይ ከይዱ ክወልድ ዶ ይኮን ዕድመይ 31 ኦፈጣሪ ደኪሙኒ ሕቖይ ሞይተ ዝገዙኡለይ ዙኩሉ ሚሊየን ፎቶ ዝሰደዱለይ እፍ ድግዲጋ ኣይይይ ኣይዛረብን ኣነስ እፍፍፍ ቅርሺ እውን የብለይን ኣይጡዑይ ገዛ ተገዚኡ እንታይ ክብል ብዛዕባ ገዛ ግደፋና
@titinotitino2910
@titinotitino2910 10 ай бұрын
አጆኪ ማዓረይ
@fgyg6330
@fgyg6330 10 ай бұрын
ቁረሽ የለን ሰብ ብጥምት የምት አሎ
@MiliMili27
@MiliMili27 10 ай бұрын
😢😢😢
@hbber5548
@hbber5548 9 ай бұрын
ኣብ ታሕቲ 6 ኣብ ላዕሊ 6 ማለት ድዩ?
@ngsti
@ngsti 10 ай бұрын
ዓዲግራት
@avielavi990
@avielavi990 10 ай бұрын
Welcome 🙏 melekya media
@ትጂትጂ
@ትጂትጂ 8 ай бұрын
250 ካርየ ነፃ ኣብ ውቅሮ ኣምፀልና❤
@zaidyeman546
@zaidyeman546 2 ай бұрын
Pls schir
@A14Kuwait-tk7tr
@A14Kuwait-tk7tr 8 ай бұрын
260 ካሬ መሬት አለኒ አብ ሰለክለካ ንኩሉ መሰርሒ ገዛ ክንደይ ይአክለኒ🙏
@mlyen-wu4yx
@mlyen-wu4yx 9 ай бұрын
ኔፃ ቦታ አብ መቀለ አምፀእልና
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 9 ай бұрын
ሩርርርር ዘረባ ኣተንውሕ ናብ ቁምነገር እቶ😢
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 10 ай бұрын
እኳዕ ዳሓን መፃእኻ ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ግበሩኒ❤❤❤
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 10 ай бұрын
እሞ ድርድር እንተልይዎማ 1.5Mኣደራድረና ክክክ😂😂ኣቤት ገዛታት እማ ምፅባቁ ግን ማፊ ፉሉስ 🙄
@Mkfgiu
@Mkfgiu 10 ай бұрын
Btaemi eika gobez
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
ካብ ልቢ የመስግን ሓፍተይ ናተይ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
ሸር ንግበር ተገደደ ን 10 ሰባት
@djdudyxjf944
@djdudyxjf944 10 ай бұрын
እቲ ናይ ቀደም ሙሉዮን ናፊቅናዮ ናይ ለሙስ ንበይኑ እዩ ዋ ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለናስ ካበይ ኣምላኬ ንኣና ክትብል ግዜ መልሶ ውቅሮ ዓደይ ይናፍቀኪ ኣለኩ ግን ካብርኪ
@ትግራይረመፅእያንፀላእታ
@ትግራይረመፅእያንፀላእታ 10 ай бұрын
አረካቢሩ መኣዝዩ ዝቅንስ ኣብ ስደት ግዲ ኢና ክንነብር😢😢ተስፋ ቆሪፀ ኣነስ
@lelegualadwa2871
@lelegualadwa2871 10 ай бұрын
Beselam metsaka hawey ajika sheh geziey laik kegeber berete abe akesum akemena terhu mereten serih geza garant zelowo bejiaka
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
እሽኒ ዝሐአፍተይ ሸር ንግበር
@Tesfahaylieyu2727
@Tesfahaylieyu2727 10 ай бұрын
ሸረ ስርሐልና?? Please ??
@LeteMariam-b8k
@LeteMariam-b8k 10 ай бұрын
adwa
@frehiwetbaraku6246
@frehiwetbaraku6246 10 ай бұрын
አብ ዓድግራት ስርሐልና
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
እሽኒ
@melat1950
@melat1950 10 ай бұрын
Welcome hawey nahtey 😘
@meseretdemeke3048
@meseretdemeke3048 10 ай бұрын
ባስካ ማለት ባኞ ማለት እዩ እቲ ማይ መቀመጢ ግን ታንከር ይባሀል ዝሓወይ
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
እሞ ኣነኮ ባስካ እየ ኢለካ ታንከር ኣይበልኩን ታንከር ማለት ብ ሓፂን ብረት ዝሰራሕ እዩ
@nigistiyaze
@nigistiyaze 10 ай бұрын
Adigrat
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
ኢሺ ዝሓፍተይ
@ግደይጋልቐሺ
@ግደይጋልቐሺ 8 ай бұрын
ዘረባ ኣይተብዝሕ ቀልጥፍ
@sassfssd7085
@sassfssd7085 10 ай бұрын
ሕልሚ ድዩ 😮
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
No ጋህዲ እዩ ጋልኖይ
@yfg5183
@yfg5183 10 ай бұрын
ፅምምና እኮ ዋገኡ ነገረና
@cgvv2595
@cgvv2595 10 ай бұрын
😂😂😂
@SsSssa-h2n
@SsSssa-h2n 10 ай бұрын
Ab hawzan areyna kebur haw🥰
@fireweyiifireweyii1212
@fireweyiifireweyii1212 10 ай бұрын
slam
@ገኒጋልዓጋመ
@ገኒጋልዓጋመ 9 ай бұрын
ኣብ ዓድግራት ኣርእየና
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 9 ай бұрын
እሺ
@swswits3292
@swswits3292 10 ай бұрын
ኣጉላዕ ቦታ ኣምፀአልና ስልክካ ተዝበንለ ደስ ምበለኒ
@NegsteAme
@NegsteAme 8 ай бұрын
ምስ ንብረቱ ዱዮ. ኳላይ ቱሰብ. ዋይ😂😮
@goodplaza795
@goodplaza795 10 ай бұрын
❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ነጁነጁ-ቈ5ወ
@ነጁነጁ-ቈ5ወ 10 ай бұрын
ኣብ ሰራዋት ዝባሃል ካብ ኣጉላዕ ኑኡሽተይ ዉፅእ እልካ ናብ ዉቅሮ ትከድ መገድ ኣምፅአልና ሓወይ ምስ ይቅርታ
@munatube2861
@munatube2861 10 ай бұрын
ንዕ አብ ገዛይ አሎ ዝሸወጥ ገዛወት ሰራዊት አሎ❤
@ነጁነጁ-ቈ5ወ
@ነጁነጁ-ቈ5ወ 10 ай бұрын
እሺ ዝያዳይ❤❤
@kbrtiteklebrhan1353
@kbrtiteklebrhan1353 10 ай бұрын
Mekel ewn teykelna nebr thzto
@GgGg-s5v8m
@GgGg-s5v8m 10 ай бұрын
Nay bajaj waga eba amtsalna
@Akusumawit
@Akusumawit 10 ай бұрын
አታዮ አበይ አለካ 10mዝሓዝካ ደውለለይ ባ 😂😂
@NegiAkusumawit
@NegiAkusumawit 10 ай бұрын
😂😂😂
@herilove7188
@herilove7188 10 ай бұрын
15 ሚልዮን ዶላር እንተኮይኑ እምበር 15ሚልዮን ብርስ ረኪሱ🧐🤪
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
Hahahaha
@eriilove2812
@eriilove2812 10 ай бұрын
መርየት ከ ዘይተሰረሐ ክንደይ ኣሎ ውቅሮ
@munatube2861
@munatube2861 10 ай бұрын
ንዕ አብ ገዛይ አብ ወቅሮ ባዶቦታ አሎ ❤❤❤❤
@daniel7-kq4yr
@daniel7-kq4yr 9 ай бұрын
drjit Entay maletka eyu tgrina thatsreka ala
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 9 ай бұрын
ኖ ድርጅት ማለት ንትካል ማለት እዩ ዝሓወይ
@hiwotbrhana7405
@hiwotbrhana7405 10 ай бұрын
😂😂😂 ሆ ዝካረ ክደይ በፂሑ በቻ ንገረኒ እና ደቂ ዓደይ ሳብስ ክራይብ ግበሩኒ❤
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
እሽኒ ጋል እኖ ሸር ንግበር
@atsedehelui8749
@atsedehelui8749 10 ай бұрын
ሰንቅጥ
@sameeer1228
@sameeer1228 10 ай бұрын
አብ ሺረ እባ አምፅልና በዛካ 🤔🤔🤔🙄🙄🙄
@melekiaaxum2390
@melekiaaxum2390 10 ай бұрын
Eshi Haftey natey
@hankhan-bo7wm
@hankhan-bo7wm 10 ай бұрын
ካብ ኩሉ ዓድስ ዉቅሮ ክባር 😊
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 10 ай бұрын
ዉቅሮ እንድያ ፅርይቲ ዓዲ
@hankhan-bo7wm
@hankhan-bo7wm 10 ай бұрын
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa አወ ፅሪይቲ ከቢሩና ኣበይ
@tgr817
@tgr817 10 ай бұрын
እወ ዉቅሮ ንምንባር ፅፍፍቲ እያ❤
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 57 МЛН
How Strong is Tin Foil? 💪
00:25
Brianna
Рет қаралды 60 МЛН
Человек паук уже не тот
00:32
Miracle
Рет қаралды 3,3 МЛН
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 47 МЛН
እኛ ጋር...ቅድመ ክፍያ ከፍላችሁ መኖር ጀምሩ‼
6:08
Real Estate Tube - ሪል እስቴት ቲዩብ
Рет қаралды 1,7 М.
ነፃ መሬት ኣብ ኣጉላዕ ክንደይ ኣሎ?@shewitmultimedia
8:04
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Рет қаралды 11 М.
ንቑልጡፍ ለውጥን ዝሓሸ መጻኢ ምህናጽን፡
16:48
Motivation with Heaven
Рет қаралды 3,2 М.
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 57 МЛН