መዘንግዕ ካሜራ ኣርያም ወልደኣብ ምስ መረብ ን ሳሚን 2021 - Bella Media - Ariam Vs Mereb Estifanos and Sami Prank

  Рет қаралды 294,392

Bella Media

Bella Media

3 жыл бұрын

👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿
ዓቢ ምጉዳል ዋጋ - MyCall Global Eritrea 50% ጎዲሉ
ቀጥታ ዓማዊል ንሙዃን ነዛ ጥብቆ ጠውቁ👇👇
bit.ly/2N9shGs
ንዝኾነ ሕቶ ወይ ሓገዝ ድማ ኣብዚ ጠውቁ
docs.google.com/forms/d/e/1FA...
📱 45568277📱
መዘንግዕ ካሜራ መረብ እስቲፋኖስ ሳሚኤል ገብረስላሴ 2021 - Bella Media - Ariam Weldeab Vs Mereb Estifanos and Samuel Gebreslasie Prank
Eritrean Eid Al Fitr Program 2021 - Bella Media - ፍሉይ መደብ ዒድ ኣልፈጥር 2021 ምስ ከዋኽብቲ ስነጥበበኛታት ኣብ ቤላ ሜድያ
ስነጥበበኛታ፡ መረብ እስቲፋኖስ፡ ሳሚ ገብረስላሴን ምስ ኣርያም ወልደኣብ ዝርከብዎ ካብ ሃገረ ኣሜሪካ ዝፍኖ ፍሉይ መደብ ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ዝገበረ መዘንግዕ ካሜራ እነሆ ናባኹም ነብሎ!
ሃናጺ ርእይቶኹም ኣብ ዕብየት መደባትና ወሳኒ ተራ ስለዘለዎ ርእይቶታትኩም ኣብ ቦታ ኮመንት ብምጽሓፍ፣ ቪድዮታትና ላይክ [ኣቺ ውጂ] ብምጽቃጥን፣ እዋናዊ ንእንጽዕኖ ትሕዝቶታት ንምክትታል ከኣ ሳብስክራይብ ብምግባርን ኣብ ጎና ዘላ ናይ ደወል ምልክት ብምጽቃጥን ኣባላት ስድራቤት ናይ Bella Media ክትኮኑ ብትሕትና ንሓትት።
℗ © እዚ ቪድዮ ሕጋዊ ዋንነት ናይ ቤላ ሜድያ እዩ። ምቕዳሕ ደጊምካ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ከም You Tube, Facebook, ምጽዓን ብሕጊ የሕትት እዩ።
℗ © Copyright:Bella Media, Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Eritreancomedy​​ #BellaMedia​​ #EritreanPrank #HabeshaPrank #MerebEstifanos

Пікірлер: 885
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 3 жыл бұрын
መረቢኖ ናይ ብሓቂ ተዋሳኢት ኢኺ ስነጥበብ ኣብ ደምኪ ሰሪጹ እዩ ብሓፈሻ ኣዱ ሳሚ ናሆም ክልኹም ብሓፈሻ ደስ በሃልቲ♥
@mulueabrhaley2441
@mulueabrhaley2441 3 жыл бұрын
እዋይ መረቢኖ ሸዚጋ ኢያ መስለኒ
@logbiba2500
@logbiba2500 3 жыл бұрын
"እንታይ ኮይና'ሞ ከምኡ ንበሃሃል ፡ ንሕናስ መሳርሕቲ ኢና ኣሕዋት ኢና" ክሳብ ክንደይ ትፋቀሩ ቃላትኪ ህያው ምስክር'ዩ ኣርያም ሓፍተይ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
@freweinihabtom2850
@freweinihabtom2850 3 жыл бұрын
Ya, I like that💝 btaemi des zbl zereba Aru abay seb
@BMW.1212
@BMW.1212 3 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ኣሎ ዶ ንመረብን ንኣርያምን ዝፈትዎን እንተሎ ኣብዚ like ይጠውቅ። ደቂ ኤረይ ሓላል መሬት።
@user-wu7if1cc2c
@user-wu7if1cc2c 3 жыл бұрын
ምፍታዉ ጥራይ ክወልደለን ከማን ይደሊ ኢየ።
@BMW.1212
@BMW.1212 3 жыл бұрын
@@user-wu7if1cc2c ንክልቴኢን ወይስ ንሓንቴን ክትወልደለን እዋ ሓንቲኤን ውሰድ እምበር ።
@user-wu7if1cc2c
@user-wu7if1cc2c 3 жыл бұрын
@@BMW.1212 ተተካኢሉ ንክልቲኤን ተዘይ ተካኢሉ ከኣ ንሓዲኤን። ኣባሃላይ ንክልቲኤን ስለ ዝፈትወን ኢየ!!!
@BMW.1212
@BMW.1212 3 жыл бұрын
@@user-wu7if1cc2c ግን ስመዓኒ ዶ መረብ ኮ በዓልት ሓዳር ኢያ ኣርያም ግን single ኢያ ዘላ ኢሳ ትሕሸካ
@user-wu7if1cc2c
@user-wu7if1cc2c 3 жыл бұрын
Ok xibuk እሞ ናይ ኣርያም ተለ ዳኣሞ ገለ ዘይትገብር?
@zaidmebrahtu2939
@zaidmebrahtu2939 3 жыл бұрын
Sami si ms kulu much zegeber bahri alka des zebl hewus bahri alka I like u the way you act 🥰🥰
@user-ms6du5ob2c
@user-ms6du5ob2c 3 жыл бұрын
ንኣርያም ኣድኒቀያ ብጣዕሚ ክብሪሰብዘለዋ ንሕናስ መሳርሕቲኢና የሐኣት ኢና ስላቲ ዛጉዳይ ኣንፈታድያትቅይር ዘላ ዘይነቃርጻ ክትብልከላሲ ማዕረክደይ ኣብሊዕሊኦም ፍቅርን ሓልዮትን ከምዘለዋ ይረኣየካ ኣምላክ ዘበንኪ ይባርክ
@yordanosasres3452
@yordanosasres3452 3 жыл бұрын
👌 yes...,..♥️
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 3 жыл бұрын
Nay bhahki ezi semit ezi ab kulena entezkewn xwgmatna be feqerna mesarnayo appreciate all
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 жыл бұрын
እዚ ማኮልግሎባልን ኣጎርን እንበር 'ዶ ጥቅሚ ኣለዎ ዩ ረቢሹና እኮ ህውከት ከኣ ይብሃል ባእ
@samsonteklay2845
@samsonteklay2845 3 жыл бұрын
ይገርመካ ኢዩ ኢኮ ኣብ ኤርትራ ኮይንካ ብከመይ ፈቲንካዮ ተበልካዮስ ኢንታይ ይቢል ይከዉን ወላስ ወጹ ኢዩ ክክ
@user-mt7vp5ck7q
@user-mt7vp5ck7q 3 жыл бұрын
Ab Norway tray endabelus ab alem zelena rebishomna
@rihanaabdu6061
@rihanaabdu6061 3 жыл бұрын
ክኽክክክክክ
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 3 жыл бұрын
@@user-mt7vp5ck7q 👌😀😀😀
@tesfamichaelmehari9243
@tesfamichaelmehari9243 3 жыл бұрын
Nay bhaki
@Edenmamerhawi1166
@Edenmamerhawi1166 3 жыл бұрын
ኣርያም ብልጽቲ ስነጥበባዊት ኢያ ኣብየት ትሕትና ኣድኒቀኪ ኣሩየይ ምቅርቲ 🥰🥰🥰💐❤🥰😎💐
@SesenEntertainment
@SesenEntertainment 3 жыл бұрын
ኹሉኹም ክትድነቁ ዝግባኣኩም ስነጥበባውያን ኢኹም…ብፍላይ ግን ኣርያም ስለ እቲ ትዕግስቲ ዘራኣየቶ ናይ በሓቂ ናይ ፍቅሪ ሰብ 👸
@efremtesfai1743
@efremtesfai1743 3 жыл бұрын
መረብ ንተውስኦ ዝተፈጥረት .......ኣሩ እድኒቐኪ ትዕግስትኺ፡ ልቦናኺ.....ሳሚ ክኣ እዚ ወዲ ክንደይ ኮሸምሸም የብዚሕ ይብል ኔረ ሕጂ ግን ብክእለትካ ረትዕካኒ።ዕድመን ጥዕናን ኣብ ስራሕኩም ክኣ ዓወት ይምነየልኩም።
@Yosiefjose
@Yosiefjose 3 жыл бұрын
እታ ናይ ትማሊ መረብ ሎሚውን ዘይተበለለት መመሊሳ ትጽብቅ ከም ውርቂ ሰንሰለት ዝወጻ ዘይብላ ንጽበብ ዝተመልመለት መኣከላይ ቁመት ብእዝጊ ዝተኳሕለት ንግስቲ ኣፍሪቃ ጽበብ ዝፈልፈለት ንሳሚ ኣጸሊላ ንኣርያምዉን ዘጸለለት። ኣቤት ውርዝነት ኣቤት ክእለት።
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 3 жыл бұрын
Just 👏😮wow
@zebibberhane615
@zebibberhane615 3 жыл бұрын
wwwww nice gtmi gele aynet
@titihumed9691
@titihumed9691 3 жыл бұрын
👍❤❤
@amenrahel962
@amenrahel962 3 жыл бұрын
Mereb meselelet sebiay mehazia zimetelet kea wesikela😂😁
@Robi-94
@Robi-94 3 жыл бұрын
ኣደጊጻትኒ ባሓቂ ኣሩየ ብጣዕሚ ፈቃር ሰብ ግን ተስተብህሉ ዶ ከማይ ኣወጻጽኣ ቃላት ናይ ኣሩ ብጣዕሚ ይስሕበኒ ቁሩብ ናይ ወዲ ድምጺ ከምዚ ጎራዕ ከመይ እሞ ክገልጾ ኢየ ማራ ኢዩ ደስ ዝብለኒ ኣዘራርባኺ ኣሩየ ብዝኮነ ንበሩልና ስነጥበብ ሃገርና ክነብር መረበይ ኣሩየ ሳመይ ናሆማ ዕድመ ይሃብኩም ፈጣሪ
@tedrosseyoum4826
@tedrosseyoum4826 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏🙏ብሓቂ ኣብ ሕድሕድኩም ዘሎ ፍቅርን ምክብባርን ከም ወርቂ ተፈቲንኩም መዓረ ክንደይ ፍቅርኹም ሓቀኛ ምዃኑ ኣሪኩምና'ሞ ነዚ ከይመስከርካ ምሕላፍ ሃጢኣት ኾይኑ ተሰሚዕኒ!!ል ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን
@KM10HM12
@KM10HM12 3 жыл бұрын
This was hilarious. Ari shikor how lovely you are🥰 can’t wait for more content.
@merhawigebre794
@merhawigebre794 3 жыл бұрын
You are seriously gifted at this, Merebino I'm a real big fan of yours😍
@eruna91
@eruna91 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ነቢዐ ኣዱየይ ኩሉ ግዜ ምሁር ምሁር'ዩ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣድየይ ብሓፈሻ ኩሉኩም ደቂ ኤረይ
@teweldebrhannegassi6404
@teweldebrhannegassi6404 3 жыл бұрын
መረብ ጓል ህዝቢ ናይ ብሓቂ ትላበስዮ ኣብ ኩሉ ጎደሎ ዘይብልኪ ኣምላኽ ህቡኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላክ ኣጆኽ ቀጽልዮ ከምኡ ዊን ሳሚ ኣርያም ብሓቂ ትድነቁ ሰነጥበባዊያን እኹም ኣይተጸሙዉና ቀጽልዎ
@fekareulebay4345
@fekareulebay4345 3 жыл бұрын
ዒድ ኣልፈጥር ንኩልኩም ኣመንቲ ምስልምና ይሕዋትና መተዓቢትናን እንቃዕ ጾሞ ልጋም ፈተሓልኩም ደቂ ሪመይ🇪🇷🇪🇷🕌⛪❤🇪🇷❤❤
@eriboy1532
@eriboy1532 3 жыл бұрын
Thankyou hawey/haftey ❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@user-vf8it9gn2j
@user-vf8it9gn2j 3 жыл бұрын
آمين يا رب 😙😙
@wedimazu6092
@wedimazu6092 3 жыл бұрын
ኣሕቢሩ ንኹልና ወገነይ ✋
@user-tu4tw2pd5k
@user-tu4tw2pd5k 3 жыл бұрын
መረብ ፡ ኣከዳድና 100% ማራ ሓብየኪ ።
@wuduewedi2883
@wuduewedi2883 3 жыл бұрын
ሳሚ ግን ናይ በሓቂ ኬፍ ዘለካ ዕዋላ ኢኻ 😜😁
@deve5391
@deve5391 3 жыл бұрын
Why
@wedighebremeskel13
@wedighebremeskel13 3 жыл бұрын
Feqar eyu
@yirgalemabraha9562
@yirgalemabraha9562 3 жыл бұрын
😄😄😄😄😄😄😄😄😄😄
@adentedela5358
@adentedela5358 3 жыл бұрын
ወንጌል ዮሃንስ 14 6፤ የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@mathu4616
@mathu4616 3 жыл бұрын
Amennn!
@tomichristlj4889
@tomichristlj4889 3 жыл бұрын
Amen(3) Blessed u Ma Sweet sister ❤🙏
@fevifevi408
@fevifevi408 3 жыл бұрын
Entay nmbal ykewn hjis 🤔?
@yibrahgebre4895
@yibrahgebre4895 3 жыл бұрын
@@fevifevi408 tefakeru malet eyu
@solomonghere3693
@solomonghere3693 3 жыл бұрын
Kidan mereb fetyo mara like
@user-jv4on9gc2o
@user-jv4on9gc2o 3 жыл бұрын
ሞ ንሰበይትኻ ግዝኣላ ወይ ገዚእካ ንሰበይተይ ስደደላ 🤣🤣🤣🤣👌💯
@mulex5235
@mulex5235 3 жыл бұрын
I don have word to explain about Ariam weldeab . She is love ❤️ . Proud of you sis
@kidusmichael1741
@kidusmichael1741 3 жыл бұрын
ኣርያም ጭዋ ሰብ'ያ መረብ ተዋሳኤት'ያ ናሆም ክኢላ'ዩ ሳሚ ለመጭ'ዩ
@tesfitbeyene8839
@tesfitbeyene8839 3 жыл бұрын
Kkkkk
@medhanieabraham7653
@medhanieabraham7653 3 жыл бұрын
Nay sami si natu hibkayo, kab kedemu eyu Kintit ayneet eyu kkkk
@eriboy1145
@eriboy1145 3 жыл бұрын
Ata entay gerkum mechem hade seb tuem tetezaribu lemech
@eritreanfighter
@eritreanfighter 3 жыл бұрын
ዋው ጽቡቕ መደብ ካብ ዝተዓዘብክዎ Merebino ሓያል ተዋሳኢት ከምኡ ዉን Sami እዚ እቲ ተውህቦ ናትኩም እንድዩ፡ ናይ Aru ግን ጠባያ እቲ ርእሰ ተኣማንነታ ትዕግስታ ብልቢ እታ ናተይ ሄዋን ከምዚ ናይ Ariam ትዕግስቲ ዘለዋ እንተትኾነለይ ኢለ ተመንየ🇪🇷✌
@luwamgebrehiwet148
@luwamgebrehiwet148 3 жыл бұрын
Wwww betami des tebulu merebino shekorr kkkkkkk ashikumna xebuqat edmen tenan yehabkum 🥰🥰🥰🥰🇪🇷🙏
@HeniGoEnt
@HeniGoEnt 3 жыл бұрын
"ኣ - ኣደ ር- ርህርህ'ቲ ያ- ም- ምቅር'ቲ ኣሩ'የ ናይ ያ ባዕልኺ ምልእያ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ኣሩ ኣርማ ስነ ጽሑፍ መረብ ኮኾብ ሳሚ ኣርማ ኣናብስ ናሆም ብሉጽ ብሉጻን ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም! ቤላ ሜድያ ሳዓብትኹም ይዛር'ዩ እዛ ጽሕፍቲ ኮፒ ጌርኩም ናብ ኣሩ መሩ ሳሚ ናሁ ኣብጹሑለይ!
@biniamsium1531
@biniamsium1531 3 жыл бұрын
"ንሕናስ መሳርሕት ኢና ይሕዋት ኢና" ማራ ከብደይ በልዓትን ኣርያም ነዛ ቃል ከተድምጻ ከላ ኣብ ገጽ መረብ ዝርአ ስምዕት ክኣ ዝያዳ ፍቅሮም የርኤካ ሳሚ ክኣ ፈቃር ለዋህ ሙኻንካ ዝያዳ ሎሚ ርኤካ ብሓፈሻ ኣብ ዝሃለው ሃልዮም ብፍቅር ኣርትስት ሃገርና ሕቡንን ኩሩዕን ኢየ። ኣኣብ ዘለኽሞ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ስራሕኩም ሙሉእ ዓወት ይምነየልኩም ፍቅርኩም የብዝሓልኩም።
@gebremeskelberhane8062
@gebremeskelberhane8062 3 жыл бұрын
Good job guys, I just cry for Ariam too much respect I wish to have me like your behaviour. Thank you!
@weinighirmay7093
@weinighirmay7093 3 жыл бұрын
❤❤❤❤ .thank you for good work mukurat deki eri.
@NTM01118
@NTM01118 3 жыл бұрын
Aryam mkrti, I like ur confidence
@user-tu9im5pm4l
@user-tu9im5pm4l 3 жыл бұрын
ኣርያም ወልደኣብ፡ ዘርኣክዮ ርእሰ-ተኣማንነት ኣዝዩ እዩ ዝድነቕ። በጃኺ እባ ብስነ-ጽሑፍ ተመለስና። "ጌጌጋና ነልዕል" እዛ ብህሎ እዚኣ ምልክት ልቦናን ብልሕክን እያ። ሰኣን እዚኣ ኢና፡ ሰባት ንዋረድ። መረብ፡ ሳሚ፡ ናሆም'ውን የቀንየልና።
@lovepeace1314
@lovepeace1314 3 жыл бұрын
መረብ ኩሉ ግዜ ከምዚ ተከደኒ በጃኪ
@FretaBrhane29
@FretaBrhane29 3 жыл бұрын
Waaaa ata des zbela tkeden
@user-gt2dc9kn4q
@user-gt2dc9kn4q 3 жыл бұрын
ክብላ እንዳበልኩ ቀዲምኻኒ /ክኒ 👍
@mibrakhabte4626
@mibrakhabte4626 3 жыл бұрын
Nay bhaki mereb nay kedem metsana des tbl kona wila. Tesfa ygebr kemzi ktktslo.
@lovepeace1314
@lovepeace1314 3 жыл бұрын
@Jonas ER ?
@samifoto1430
@samifoto1430 3 жыл бұрын
ኣሩ ሹኮርርር ተጻዊቶምልኪ ሎሚ ግን ኩሉኹም ፍቅሪ ኢኹም መረብኖ ሳም ናሆም ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንፈትዎኩም አርቲስት
@tekletikabo2206
@tekletikabo2206 3 жыл бұрын
መረቢኖ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣከዳድና ቀጽልዮ
@phillymuhammad4170
@phillymuhammad4170 3 жыл бұрын
Aru shukor Sami hawey merabye and everyone Eid Mubarak ❤️🥰😍😎
@shallomshallom6816
@shallomshallom6816 3 жыл бұрын
Aru..shikor...u are the best,GBU.
@hadishketema1545
@hadishketema1545 3 жыл бұрын
Thank you guys, well done. We love you all and proud of you. Aru we expect a lot from you. God bless your greatness
@rach7066
@rach7066 3 жыл бұрын
I like how you dressed this time. Very modest and beautiful- keep it up.❤️❤️❤️
@wediema506
@wediema506 3 жыл бұрын
Aruye respect full adnaqikum bflay gen Aruye 😘😘😘🇪🇷
@yordanosasres3452
@yordanosasres3452 3 жыл бұрын
♥️👌
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 3 жыл бұрын
Deki erina shkorina kulum amenti meslmna yhawatna memharti metabiyti eid mubruk habibayb amlak a zelnayo fekri senit yhabena 💚💛💙❤️🇪🇷🇪🇷
@ghenetberaki2096
@ghenetberaki2096 3 жыл бұрын
❣ ንተዓዘብቲ ኢያ እዛ መዘንግዕ ካመራ🤣🤣 🥰🥰ጽቡቅ ስራሕ
@sham3746
@sham3746 3 жыл бұрын
Aru Haftey ኣምላኽ ዕድመኪ ከም ዱማ ልዕሊ 500 ዓመት ይግበሮ ብሓፈሻ ኩሉኩም ❤️🖤🖤
@lulitesfalem2196
@lulitesfalem2196 3 жыл бұрын
Welcome back 🥰🥰🥰🥰
@nnublen6581
@nnublen6581 3 жыл бұрын
Elll welcome deki erey 🇪🇷❤️
@mikado5545
@mikado5545 3 жыл бұрын
መረበይ ሽኮር ኮኾብ ህዝቢ ኢኺ አነ ⭐️ ⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️ ሂበኪ አለኹ ስለ ዝግብአኪ::
@zemedhin7091
@zemedhin7091 3 жыл бұрын
Welcome back 🙏💯💯💯💯❤
@essayasberhane7698
@essayasberhane7698 3 жыл бұрын
Amazing guys l proud you God bless you 🙏 ❤ 💖 ♥ 💕 💛 🙏 ❤ 💖 ♥ 💕 💛 🙏 ❤ 💖 ♥
@mesginahabte3391
@mesginahabte3391 3 жыл бұрын
ባሓቂ ንፈትዎም ስነ-ጥበባውያን ሃገርና መረብኖ ሳሚ፡ኣዚና ንፈትዋ ኣሩ ቆንጆ ዕድመ ጥዕና ይሃብኹም ደቂ ኤረይ😘🇪🇷😘🇪🇷😘
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 3 жыл бұрын
መረብ አምሰሉ ናይ ብሐቂ ኣምሲላቶ፡አርያም ትዕግስቲ፡ምጽውዋር፡ ዓቕለኛ ናይ ብሐቂ ምልእቲ ኢኪ ኣምላክ ጸጋኪ የብዝሐልኪ። ሳምሶም ካኣ ውህደት ኢካ ቀጽልዎ ፡ካሜራ ማን ውን ዋላ ብቃል ኣይተጋደፍካን ።be strong.
@Ulostme143
@Ulostme143 3 жыл бұрын
😂😂😂I love it this one was so funny thank u guys for this funny prank and good job all of u guys merebey, Samey, aruye and nahomey Gud bless u guys ❤️😘❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wedifondonay7409
@wedifondonay7409 3 жыл бұрын
መረብ ኣከዳድና ኣገናዕ በልኒ!!! ንኣርያም ከኣ ኣመሳስልያ እንበር ንዓይናና ኬፍ ኣለዎ
@tedytesfatsion6068
@tedytesfatsion6068 3 жыл бұрын
Atum senat eta ariam tbhal gual i really appreciate she is very respectfull lady wow
@zedo4100
@zedo4100 3 жыл бұрын
መረቢኖ መሕጎል😜😜 ኮኾብ ባ ወስኽላ ዶ በልኪ😀
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 жыл бұрын
ኣሩ ብጣዕሚ በዓልቲ ዓቕሊ ኢኺ። ብዝኾነ ብጣዕሚ ደስ ተብልን ተስሕቕን ተዘናግዕን መዘንግዕ ኢያ። መረቢኖ ምስ ሳሚ ድማ ብሉጽነትኩም ተጋሂዱ።ደቂ ኤረይ I love 💘 ♥ ❤ 👌 you for all of you.
@amanasfahafttvi8893
@amanasfahafttvi8893 3 жыл бұрын
Aru 100% smart respectful u r shaning with what u have inside couse u r brilliant.
@yonibana6832
@yonibana6832 3 жыл бұрын
እዋይ መረበይ ክፈትወኪ ጉዳም እንድየ ግን ሕጂ ካኣ መሊሰ ፈትየኪ ዕድመ ይሃብኪ በጃኩም ናሆም ኣብራሃም ባ ኣቅርቡልና ናሆም ትብሉ ላይክ
@wintanafiqrimskulu6394
@wintanafiqrimskulu6394 3 жыл бұрын
America iyom znebru
@mileynatey6286
@mileynatey6286 3 жыл бұрын
Kkkkkkk deki eri shakorinatat ajokum kexlwo and love you ❤️❤️❤️
@mengestabhaile4726
@mengestabhaile4726 3 жыл бұрын
welcome back
@ziyadakulu1649
@ziyadakulu1649 3 жыл бұрын
Hahaha😂😅 I love you queen 👸🏾merebino mehigolino😂
@tgmeskel2258
@tgmeskel2258 3 жыл бұрын
I wish i can provide you with everything becouse you are a star but not in America i hope all the best for you
@starthegunners7089
@starthegunners7089 3 жыл бұрын
👉🇪🇷❤️ ጥበብን ፍቕርን ዝተንጸባረቐላ pranks ❤️ I love you all Eritrean actors 🤝🇪🇷
@Desyesereke
@Desyesereke 3 жыл бұрын
OMG መረቢኖ ሪሊ ኣክተር እንቓዕ ናትና ኮምኩም ብሓፈሻ (መረብ ሳሚ ኣርያም ናሆም ) ሰላምታኩም ይብዛሕ
@luwamtes6086
@luwamtes6086 3 жыл бұрын
Areyam shukor and bealtii akilii nay behakii: adenikekiii, thanks kulukum deki Eritrean❤️
@Adey291
@Adey291 3 жыл бұрын
Love you guys ❤️🙏👌
@maryameyawahesnayhiwetey9422
@maryameyawahesnayhiwetey9422 3 жыл бұрын
Mukurat betami adnikekum ❤ Nahoma my favorite artist 😘 love you so much i am your biggest fan
@sarahabtom4096
@sarahabtom4096 3 жыл бұрын
Kulatkum abzi zelekum mereb aru sami tblu alekum. Ane gn fkiri nahomey ab demey atyuni alo dmxu tray ete semie desssss ybleni. BTW great job ya'll 😘😘😘😘
@zemenzemen6794
@zemenzemen6794 3 жыл бұрын
ኣሩ ምሉእ ጎዶሎ ዘይብልኪ respect ኣድንቀ መግለጺ ስነልኪ ብሓፈሻ ኩሉኹም ብሉጻት እኹም ብድሕረኹም ምድረበዳ ተቀይሩ ይእዛና ቅልጥፍ እልኩም ገለ ሕዝኩም ምጽና ደቂ ኤረይ ❤❤🇪🇷
@lulasolomon6004
@lulasolomon6004 3 жыл бұрын
wonderful prank i'm proud of you keep it up deki eriye shikorinateat
@danielhasho5331
@danielhasho5331 3 жыл бұрын
U guys r lovely.
@user-xe4gq4gg7w
@user-xe4gq4gg7w 3 жыл бұрын
መረበይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አካዳዲናኪ ቀፅልዮ
@jamalmadayen8620
@jamalmadayen8620 3 жыл бұрын
Wawwwwwww confidence of Aryam is Amazing
@solomonaster
@solomonaster 3 жыл бұрын
Well done. I felt so sorry for Ariamey.
@gibtsawigebremarem8857
@gibtsawigebremarem8857 3 жыл бұрын
Nay behaki full respekt adeyam habtey amlek mesakom yekon
@johannes5884
@johannes5884 3 жыл бұрын
Merebey u re really 👸🇪🇷 and pls Tomas amxalna
@ruthokubay9911
@ruthokubay9911 3 жыл бұрын
Aru shikor mlue respekt aleki! Gn btaemi newuhu!
@asmarino1520
@asmarino1520 3 жыл бұрын
ክደርፈልኩም የ እዋይ ሎሚ ሞይተ ክክክክክክክክ መረብ ሎሚ ቐቲልኪኒ ሽኮር ከኣ ኾንኪ ጽብቕቲ።
@awethagos5552
@awethagos5552 3 жыл бұрын
Aruye you are the best .you have respect full 👈🏻 amlake ybarky shikoer
@robitiqemem2681
@robitiqemem2681 3 жыл бұрын
Ariam adnikeya kumneger nebska mmsal tum eyu so GBU all kea❤
@user-jv4on9gc2o
@user-jv4on9gc2o 3 жыл бұрын
ከምዚ prank ይትረፍ በጃኹም 👉 ንኣብነት ሕጂ ኣሩ ዘረባ ይሞልቃ ኣሎ """ እዚ **ምዝንጣል ** ይኾውን ኣሎ 💯👌 ወይ ሓጺር ኽኾውን ኣሎ እዚ prank 18 " 20 ደቃይቅ 💯👌🙏🤝💐
@ariammelaketsion8845
@ariammelaketsion8845 3 жыл бұрын
Hade rsi zelewo seb...
@user-jv4on9gc2o
@user-jv4on9gc2o 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃበለይ ሓቢቢ ኣና 🙏🤝💐
@mjasmarino1256
@mjasmarino1256 3 жыл бұрын
@@user-jv4on9gc2o kilite reisi zelewom 🤣🤣just fetikom ane kea salseytikom
@kbrikbri7956
@kbrikbri7956 3 жыл бұрын
Anes nAriyam hanti hto alatni ab Eritrea keleku btaim tkatatlia eye nere zentata kteqrb kela hiji ke ktqxlo medeb alewa do bijakum tegediskum melsi ngerni 👍👍 btaimi ulul degafia eye 🇪🇷✅thanks
@fevenmehari4831
@fevenmehari4831 3 жыл бұрын
All of you great work nahom merebino Sami aru it's amazing prank
@selams6654
@selams6654 3 жыл бұрын
Btaemi Xbuk srah thank Bella media bejakum Tantan amxwo 😘🇪🇷
@nanananai5664
@nanananai5664 3 жыл бұрын
Good job guys ❤️🇪🇷❤️👏🏾👏🏾👏🏾
@girmayamanuel3415
@girmayamanuel3415 3 жыл бұрын
መጀመርያ ሳሚ & መረብ ክልተኩም ውዳኣት እንዲኹም ንዓይ ኣሩየ ሽኮር ድማ ብጣዕሚ ጎሊሓ ተራያትኒ ኣብዚ መደብ ማዕረኽንደይ ተጽዋርነት ገራ ፍቅሪ ጥራይ ትብል እዋይ ኣብዚ ግዜ,'ዚ ፍቅሪ ዝደሊ ማይ ጋድ ኣዲኒቀያ ,Love you ኣሩ'የ & ሳሚ መረቢኖ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 6 ай бұрын
አነ ትግራወይቲ አንድየ መረብ ብጣዕሚ አንድየ ዝፈትዋ ንኣርያም ብጣዕሚ አየ ዝፈትወ በተለይ ሓሳባታ ኣዉንታዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መዓረይ ❤
@helugalerey9557
@helugalerey9557 3 жыл бұрын
ክክክክ መረበይ ሽኮር ኣሩየ በዓል ዓቅሊ ክብሪ ሰብ ዘለኪ ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ ፍቅርኩም ይሰስን 🇪🇷😘❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tiblesabraha2360
@tiblesabraha2360 3 жыл бұрын
እዋይ መረበይ ናይ ብሐቂ ኢኺ ተምስልዩ ።ንበርልና መረበይ
@jrazmarino2308
@jrazmarino2308 3 жыл бұрын
Aru shekore delayit xebuq kemaki eu seb tesainu zelo ab sedet amlak mesaki yekun 🙏🙏❤❤🥰🥰🥰🥰😘
@pink9212
@pink9212 3 жыл бұрын
I like it so funny good job keep it up!
@abdellasalih8654
@abdellasalih8654 3 жыл бұрын
Mashallah Meribino asli akadadina gele aynit hiji gerim and kem wotru you are the best of all worlds 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🗺
@abduali2
@abduali2 3 жыл бұрын
Eid Mubarak 🇪🇷❤
@wadiwinafiileflsalmuna7069
@wadiwinafiileflsalmuna7069 3 жыл бұрын
Eid Mubarak daki Eri 🕌🕌🕌🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪🇪🇷🇪🇷⚘⚘⚘⚘💋💋💋
@meda7695
@meda7695 3 жыл бұрын
ኣሩ ማለት: ኣሩ ለባም: ኣሩ ፍቅሪ: ኣሩ ኤርትራዊት እድብቲ ትህቲ ለዋህ: ሃላይት ኣፍቃሪት ህዝባ: ሃሲባ ትዛረብ: በቃ ከመዴታታ: እንተ ዊሂድዋ ወስኩላ ጀምኣ. Love u ኩቡራት ስነ ጥበባውያን ሃገርና::
@merrygt1956
@merrygt1956 3 жыл бұрын
እነ ንኣርያም እየ ኣድንቀያ ዓቅል ስነስራዓት ትሕትና ምቅልልቲ ቡዙሕ ዘይትዛረብ ግና መስተውዓልቲ ባሓቅ። ሳሚ ዕዋልኖ ፊኖ ናይ ባሓቅ።
@user-be6cy3cw8c
@user-be6cy3cw8c 3 жыл бұрын
መረብ ኣካዳድና ጽቡቕ ሕጂ
@hailu7075
@hailu7075 3 жыл бұрын
Arru am proud of u pliss xihufatki temyuna!!! Tekelkelna
@abduselamsied352
@abduselamsied352 3 жыл бұрын
Nic merebey konjo bteami nfeati aryam kea mo wawww nay bhaki bsltin belahn adnikeki i miss u aruyeeee
@kasaaskkil9091
@kasaaskkil9091 3 жыл бұрын
መረቢኖ ቢጣዕሚ ጽቡቅ ሕጂ ግርም ክዳን ተከዲንኪ ገደደ ካኣ ናይ እዛ ምሳኪ ዘላ ጉድ ተርኪቡ ካብ ጥራሕካስ እንታይ እዩ ዝርክርብ ወደይ
@almazteclai9862
@almazteclai9862 3 жыл бұрын
This is very good but it’s too long tried to make it short
@tonasirak3958
@tonasirak3958 3 жыл бұрын
ጽቡቕ ተዘናጊዒና ምሳኹም ኣርያም ሓፍትና ምስኩሉ ጽባቔኺ ፍልጠትኪ ክዳን ኣላብስ ኣይግድን ብዝኾነ ዘረባ ክትቋጻጸሮ ዘይትኽእለ ክመጽእ ኾሎ ዕራቕካ ምውጻኣ ኣሎ ምርኣይ ምፍታው ምፍታው ምዝማው ኣሎ እሞ ሓደራ ከምዚ ዓይነት ኣላብሳ ምሰ ሰናይ ይቕሬታ
@HealthEri
@HealthEri 3 жыл бұрын
Waw, I always love Ariam but I love her more now. She is very decent. Keep it up. Mereb and Sam are nay behaki tewasaeti.
@abelghebretnsae8545
@abelghebretnsae8545 3 жыл бұрын
Ya Mereb bekulu mula Shikorina eye adey mearey i love deki adey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 shikorinatat kulatkum Sami & Aru 👍👍👍
MEZENGIE CAMERA /Feven Sahle/ New Eritrean Hidden Camera Prank 2020
21:19
ARARAT Entertainment
Рет қаралды 478 М.
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 8 МЛН
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 33 МЛН
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 37 МЛН
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 47 М.
Моя Жена Босс!
0:40
Petya English
Рет қаралды 9 МЛН
С топором нельзя #ссср #история
1:00
MOTIVATION
Рет қаралды 2 МЛН