Muza TV- "ቢንያም ግርማይ ክእለት ብሽክለታ ካብ ኣቦና'ዩ ወሪስዎ" ሰመረ ሃይሉ (ሓወቦኡ ንቢንያም ግርማይ ካብ መቐለ)

  Рет қаралды 72,601

Muza TV ሙዛ

Muza TV ሙዛ

Күн бұрын

©Muza TV is a Tigrigna satire comedy and entertainment channel.
#comedy #tdf2024 #biniamgirmay #eritrean #funny #cycling #habesha #musica

Пікірлер: 1 600
@freweynidesta
@freweynidesta Ай бұрын
ቢኒያም ትግራዋይ ምዃኑ ስረ ተጋሩ ብኣፍ ዘይኮነ ብተግባር ምዃኑ ሓደ መርኣያ እዩ ራዛ ናይ ኣቦ ሓዛ 💪💪💪እዩ። ቀፂሉ ድማ ከም ኣድጊ ብኣዲኡ ድዩ ክፅዋዕ ደሊኹም ህግደፋውያን ስርቂ ንብረትን ሰብን ለሚድኹም 😂😂😂😂😂
@S15710
@S15710 Ай бұрын
Tigaru Dea tseriku or thishu , kale enaty alekum
@millaayalew1392
@millaayalew1392 Ай бұрын
ደራሲ ሰልጠነ ዳይረክተር ውፉይ ክክክክክክ
@tsegayafeworki9521
@tsegayafeworki9521 Ай бұрын
Kkkkk
@user-yd6iu8zv6r
@user-yd6iu8zv6r Ай бұрын
ብልክዕ
@RobielXehaye
@RobielXehaye Ай бұрын
😅😅😅
@MiliGualgenete
@MiliGualgenete Ай бұрын
😂😂😂😂😂
@azmeragaim5538
@azmeragaim5538 Ай бұрын
😂😂😂😂😂
@Bagne1230
@Bagne1230 Ай бұрын
እንቋዕ ሓጎሰኩም እንዳቦይ ሃይሉ ቡርኻት ገዛ። ወድ ሃይሉ ጋጃዊ ያሆ ድሕሪ ነዊሕ ዓመት ኣብ ዓወት ስለዝረኣናካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ። ንኩልና ሰላምን ፍቕርን የውርደልና። ሓውኻን መትዓብይትኻን ቢንያም ኢየ ❤❤❤
@sawiyemane9113
@sawiyemane9113 Ай бұрын
መርሓባ ቢንያሚኖ ።
@Höflich-d9o
@Höflich-d9o Ай бұрын
😀 ሓዉ ድካ ንስካ ከ
@Höflich-d9o
@Höflich-d9o Ай бұрын
@@sawiyemane9113😮😀
@sawiyemane9113
@sawiyemane9113 Ай бұрын
@@Höflich-d9o ሓዊ ቢኒያም ምዃን ድዩ'ሞ ተረካቢ ?
@Ninotes17
@Ninotes17 Ай бұрын
Bini ወላ ትግራዋይ ይኹን ንኹላትና የኣክል እዩ. ጥራይ ሰላም ንግበር እንበር ትረፍ ንሕና ኩል ፈታዊ ስፖርት ተሓጉሱ እዩ
@gabigunners8073
@gabigunners8073 Ай бұрын
ተዓወት ንሳ ያ ታ ሓቂ
@YorusalemTesafhiwet
@YorusalemTesafhiwet Ай бұрын
Seq bel guhaf kid meseom selam geber 😮 hamame afu meliu kea enber yezareb seq bel qomal 🤫😏🙄😴🥱
@eriboy1145
@eriboy1145 Ай бұрын
Ya tehagisa kaa kenina klae 😢
@titi1401
@titi1401 Ай бұрын
Lebam::
@almazgebrengus7164
@almazgebrengus7164 Ай бұрын
Xnh xenihnas gele knsemie ena😂😂😂
@HabtomKesete-gf7ir
@HabtomKesete-gf7ir Ай бұрын
ተጋሩስ ተዋስኦ ክእሉዋ ማዓት ኢዮም
@HHy-hz1du
@HHy-hz1du Ай бұрын
😮😅
@AbebaTesfay-qd2ou
@AbebaTesfay-qd2ou Ай бұрын
ክሳብ ሕጂ ምእማን ሲኢንኩም ተረጋጋእ ቀስ ኢሉ ክዋሓጠልካ እዩ
@estifanosaskale1921
@estifanosaskale1921 Ай бұрын
Hasot hasot
@asma11asmara
@asma11asmara Ай бұрын
Drama queen endeyiom 😂 zeflito wedi 1 kilo eu kedmi 21 amet tgray metseiu 😂😂
@solomonhadgu5636
@solomonhadgu5636 Ай бұрын
Anta kemey zbelkum denaqorotat ekum tgraway koynu zegnet Eritrea 🇪🇷 kikewn aykieln dyu meat tegaru endyom zelewu Eritrea 🇪🇷 zegnet zelewom
@alwaysfun6650
@alwaysfun6650 Ай бұрын
መቸም ቢኒያም ኤርትራዊ ኮይኑ ትግራዋይ ኮይኑ ነቲ ኣምጺእዎ ዘሎ ዓወት ኣይቕይሮን’ዩ:: we all should proud of him 🙌🏽🎉💪🏽🎉👊🏽
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@filmonmesele2784
@filmonmesele2784 Ай бұрын
ናይ ኤረትራ ባንዴራ ከማን ብሕይሊ እት ወዲ ዘፀጋዓሉ ዝነበረ:: ቢኒ ተጠንቂቁ እዩ ነታ ባንዴራ ቪያ ዝብላ ዝነበረ:: እት ፀገማት ናይ ህግደፍ ገለ ኩላህና ንፈልጦ ኢይና::
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Ай бұрын
@@koala10ish ኣታ መሕፈር ገልዳም ህግደፍ ተሰተር ወይ ስፋሕ ነጽር
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
@@tiebeghebru2649 አንታ ቆንዳፍ ናትናኤልቺኤል፣ ነታ ኤርትራና እስከ አብቲ ጨምላቕ ጎዳይ ናይ ጦቢያኹም ጎቲትካ ጎታቲትካ ከተእቱዋ ኣይትፈትን፦ ኪዱ ተጋሩ ተደሊኹም ካብ ስልጣን ፈንግሉዎ ጻሕጻሕቲ መሕፈራት ብጋላ ከም ባሮት ክትካሻመሹ፦ ጋላታት ዶርዜታት ተንከስ ኢሎም አብታ ዶብና ከምዘይቅልቀሉ ፍለጥ ንጦቢያ ብኹሊታ ሒዝናያ ሰለ ዘለና፦ አብ ግምባር ቡሬ ክአ ሬሳ ናትኩም ናይ ጦቢያውያን ዝጨኑ ኔሩ እምበር ሓዳ ስዉእ ኤሪትራዊ ብኽብሪ እዩ ሽዑን ሽዑን ዝቕበር ሱቕ ኢልካ አይትለኽብጥ፦
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
@@filmonmesele2784 አንታ ቆንዳፍ ናትናኤልቺኤል፣ ነታ ኤርትራና እስከ አብቲ ጨምላቕ ጎዳይ ናይ ጦቢያኹም ጎቲትካ ጎታቲትካ ከተእቱዋ ኣይትፈትን፦ ኪዱ ተጋሩ ተደሊኹም ካብ ስልጣን ፈንግሉዎ ጻሕጻሕቲ መሕፈራት ብጋላ ከም ባሮት ክትካሻመሹ፦ ጋላታት ዶርዜታት ተንከስ ኢሎም አብታ ዶብና ከምዘይቅልቀሉ ፍለጥ ንጦቢያ ብኹሊታ ሒዝናያ ሰለ ዘለና፦ አብ ግምባር ቡሬ ክአ ሬሳ ናትኩም ናይ ጦቢያውያን ዝጨኑ ኔሩ እምበር ሓዳ ስዉእ ኤሪትራዊ ብኽብሪ እዩ ሽዑን ሽዑን ዝቕበር ሱቕ ኢልካ አይትለኽብጥ፦
@Sunrise-sg8lp
@Sunrise-sg8lp Ай бұрын
ሓቁ እዩ እንዳ አባይ ሃይሉ ገጀረት ዘይፍልጣም ሰብ የለን ተጋሩ መበቆሎም (አኹሱም) እዮም አሕዋቱ ሙሴ ካናዳ , ዊንታ ,ሰመረ ወዘተ አብኡ ግርማይ ብጫ ታሴራ አሎዋ ግን ዜግነት (DNA) ክኸውን የብሉን አንካዕ ሓጎሰኩም ንመላእ ቤተሰብ ❤❤🎉🎉
@huruymelke6053
@huruymelke6053 Ай бұрын
ቢንያም ከምዞም ኣብ ትግራይ ዝሰርቁን ሰብ ዝጨውዩን ዘለው ተጋሩ አንተዝኾኑ ግን ቤተሰብና ኣይኮነን ምበልኩም
@huruymelke6053
@huruymelke6053 Ай бұрын
ዓቅማ ዘይትፈልጥ ክልል
@user-wi9wv7lb1l
@user-wi9wv7lb1l Ай бұрын
ሓሳዊ ኮይንካ ኣብ ገጀረት ኣይዓበካን ማለት ኢዩ ቢኒ ኤርትራውያን ኢዮም ኢና ንፈልጥ
@abhabesh
@abhabesh Ай бұрын
No, Bini Father mom is from Eritrea. This GUY is his brother by Father only . But these people are just sick. BINI SAID I AM PROUD Eritrean born Raised in Eritrea 🇪🇷 Let's just enjoy our moment it is our time Game over..
@user-td5fw8sn5k
@user-td5fw8sn5k Ай бұрын
ባራዩ ሓቂ መሪራትኩም ምሽ ዝተዓወተ ኤርትራዊ ንዝተማረኸ ኸኣ ትግራዋይ ትገብርዎ መሳኪን ተሕዝኑ 😂😂😂
@selam-yi2op
@selam-yi2op Ай бұрын
ኣነ ስላስ ሃይሉ ሓጎስ ኣሙኡ ን ቢንያም ካብ ስዑዲ ዓረብ እየ። ቃለ መሕትት ግበሩለይ 😂😂😂😂
@hseyoumhseyoum6915
@hseyoumhseyoum6915 Ай бұрын
@@selam-yi2op lol good one
@S15710
@S15710 Ай бұрын
Ane Kea million hailu Kab Addis ababa amuyu ne biniam eye hitetuni eba
@selam-yi2op
@selam-yi2op Ай бұрын
@@S15710 ሚልዮን ሓፍተይ ከመይ ኢኔኺ፡ስልኪ ኣውቅዕለይ እሞ ክነውግዕ ኢና😆😆😆
@ove6164
@ove6164 Ай бұрын
ኣይትሰንብዱ ደቂ ኤረይ.....ቀስ ጌርኩም ውሓጥዋ😊
@user-ml9ih3jt8x
@user-ml9ih3jt8x Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 khneku eko delyom 😂 deki adna
@amanuelgoitom329
@amanuelgoitom329 Ай бұрын
እንታይ ዘሰምብድ ኣለና ኣቱም ደናቁር
@biniamgmichael-rh4bf
@biniamgmichael-rh4bf Ай бұрын
መወራረዲ አረቂ ሃብዮም😂😂😂
@abrehettegegn4180
@abrehettegegn4180 Ай бұрын
😅
@hagerabraham962
@hagerabraham962 Ай бұрын
.😅
@mussiemehari5482
@mussiemehari5482 Ай бұрын
ካብቲ ይኹን ካብቲ ኩልና ኣሕዋት ኢና።ስለዝኾነ ኢና ድማ ተጋሩ ፍንጫሕ መስንገለና ኣሕዋትና ንብል።ን ኤርትራ ይወክል ንትግራይ ይወክል ብዘየገድስ ሓደ ህዝቢ ስለዝኾንና እንቋዕ ደስ በለና።ዕድመን ጥዕናን ንቢንያም
@fireart3077
@fireart3077 Ай бұрын
How about ethipoia? Just asking
@3989910011
@3989910011 Ай бұрын
'ዋላ ትንፈር ጤል እያ' ትብሉ ሰባት ግን ጥዕናኹም ተመርመሩ ቢንያም ጠዊኹም ጠዋዊኹም ኤርትራዊ ክትገብርዎ ኣይትኽእሉን ቢንያም ግርማይ ትግራዋይ እዩ ። ብዓለም ደረጃ ታሪኽ ምስራሕ እኮ ናዓና ንተጋሩ ሓዱሽና ኣይኮነን ለተሰንበት ግደይ ትግረወይቲ እያ ፣ጉዳፍ ጸጋይ ትግረወይቲ እያ ፣ ፍረወይኒ ሃይሉ ትግራወይቲ እያ ብዓብዪኡ ካኣ ዶር. ቴድሮስ ኣድሓኖም ትግራዋይ እዩ🙏💪
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 Ай бұрын
ለገሰ ዜናዊ ውን ኤርትራዊ እዩ ነይሩ
@mihrethagos8291
@mihrethagos8291 Ай бұрын
ካብ ትግራይ ዘይውለድ አይጭዋን ለካ ነዚዮ ኑፍዕ ወጺኡዮ ቢኒ እንኳእ ሐጎሰካ ንኩሉኩም ቤተሰቡ ካአ ኩርዓትዮ ❤ኩርዓት አፍሪቃ ቢኒ
@user-sb9eo8gv1t
@user-sb9eo8gv1t Ай бұрын
በጃካ እሰኪ ስቅ በል ንሱ ናትካ ኩርዓትካ የክብረልካ የ ምክንያቱ መንነትካ ሰለ ዝኮነ ግን ንኤርትራዊ ትግራይ ሓረጉ ሐንጄ መንጂ ኣይትበሉና መንነትኩም ኣብ ምዓኮርኩም ሰክዕዎ
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 Ай бұрын
ካብ ሱዳን፡ ጁቡቲ፡ የመን ሱዑዲ፡ ኣምሓራ ካልእ ክልላት ኢትዮጲያ ዝውለድ ከ? ድሑር ብሂል እዩ
@freweynidesta
@freweynidesta Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉
@ThtnaTv
@ThtnaTv Ай бұрын
እዛ ቃለ-መሕተት ምንም ሕማቕ ዘረባ የብላን። ሓጉስካ ምግላጽ፡ ሓወይ ዩ ምባል እንታይ ዘጻርፍ ዩ ዘለዎ። ብዙሕ ብድዐ ዘረባ ዝጸሓፍኩም፡ ቃላትኩም ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ደው ኢልኩም ኽትፍረዱሉ ስለዝኾንኩም፡ ዓዘራ ዘረባ ንግደፍ። እንቋዕ ሓጉሰና ንኹልና ኣፍሪቃውያን ኢልና ንዕጽዋ እዛ ጉዳይ።
@degolabay7161
@degolabay7161 Ай бұрын
Congratulations for 🇪🇷everyone of bini well done 1st stage!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇨🇦
@Adulisawi
@Adulisawi Ай бұрын
እንቓዕ ደስ በለኩም ቤተ-ሰብ ቢንያም🎉🎉🎉
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 Ай бұрын
@@koala10ishhirir bel hulkus riesi derho
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
@@abelsolomon8055 ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ቡዳ ዕጉም፦ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@Adulisawi
@Adulisawi Ай бұрын
@@koala10ish thank u ወስኽ ጽቡቅ ገይርካ ኣፍስስ🤣🤣
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
@@Adulisawi qondaaf! hrrrrrrrrrrrr bela....Bini Wedi Haama Lamza! kkkk
@ruthaminey676
@ruthaminey676 Ай бұрын
መሳኪን ተሕዝኑ ኢኹም ኣነስ ኣይሓፍሩን ድዮም ከምዚ ኢሎም ክሕስዉ 😮 እዋይ ንመዋእልካ ቃንዛ እዩ እዚኦም ክኾኑ ጎረቤትካ ፡ ኣንታ ኣምላኽ ገምጥላ እንዶ ነዛ ናይ ኢትዮጵያ ካርታ 😂😂 ጋምቤላ ዝበሃሉ ክበጽሓና ክጽሊእየ 😂😂 ሓጉዝና እስከ ደቂ ኤረይ ❤
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 Ай бұрын
Aytsenbet haki eyuo feteka seleka
@yonashaile-ib2gk
@yonashaile-ib2gk Ай бұрын
Haa......
@henoktesfay3549
@henoktesfay3549 Ай бұрын
Hasot aykonen he is his Uncle gn z gber yelen Girmay and his kids choose Eritrea 🇪🇷!!
@veronikatiraj1256
@veronikatiraj1256 Ай бұрын
haqei eyo Hawey ane Eritreawetye ezi zeblo Zelo 100 haqe eyo Germay tigraway mekanu ab Asmra neflto ena so what Benei ka Asmara tewldu nekulena hawna yekreanan
@Mukur-hiwet1
@Mukur-hiwet1 Ай бұрын
ህድእ ዝግ ምባል የድልየካ ወይ የድልየኪ ኣሎ ሓቂ ሓቂ ዩ ቅድሚ ሕብረተሰብ ምጽራፍካ ነብስካ ምፍታሽ ጽቡቅ ዩ ቢኒ ስለ ዝትዓወተ ጥራሕ ኢካ ኤርትራዊ ዝመስለካ ዘሎ እንበር መቆልስ ኣይትፈልጦን ኢካ ብዝኮነ ጽቡቅ ገርካ ሕተት
@user-dr1lf8tj2f
@user-dr1lf8tj2f Ай бұрын
ኣነስ ዝገርመኒ ኩሉ ዑዉት ናትና ጥራይ ኢዮም ዝብሉ ቢኒ ናይ ኤረይ ባንዴራ አምበር ናይ ቀናኣት ባንዴራ ኣይሓዘን ሎሚ ኤረይ ጽባሕ ኤረይ ምናልባት ውን ድሕሪ ጽባሕ ኤረይ ።44
@BestofAddis
@BestofAddis Ай бұрын
እዚ ኢንተርቪው ቢንያም ኤርትራዊ ኣይኮነን ዘብል ኣይኮነን ኤርትራዊ ድማ ብደም ኣይኮነን ኣጽሚ እንዳቆጸርካ
@selamselam7358
@selamselam7358 28 күн бұрын
😂😂😂😂😂እንታይ ድአ ክገብር እንዳ አቦይ ሀይሉ ተሰዲዶም አብ ዓድኻ ይነብሩ እንተሀልዮም ናይ ትግራይ ወይ ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ ሒዙ ክወዳደር ኔሩዎ ሰብ ባንዴራ ዓዱ ሒዙ ክወዳደር ተፍቅድ ዓዲ ዘላትካ ትመስል ምሽ ንወጻእተኛ ንስኻ ወዲ ዓዲ ኸማን ብጽጽ ኢልካ ክትዛረብ ከምዘይፍቀደካ ካብ ሰብካ ንላዕሊ ትፈልጦ😂😂😂😂😂ሕርርር ኢልኩም እንታይሞ ምሽዶ ቢንያም ኮርሳቶረስ ብዓብዩ ብዓል ጎይተትካ ኢሳያስ የማኑ ሐጎስ ወልድአብ ወልደማርያም የማነ ቻርሊ ካበይ ድዮም????? ብዓል ተወልደ ረዳ ሀይለ ገብሩ ሽላን ወዲ ትካቦ ቆርጫጭ ን ካልኦት ብዙሐትን ካበይ ድዮም?????????የግዳስ እቲ ግብርኹም እዩ ዝገርም ዘዝትዓወተ ትግራዋይ ከሎ ብሐይሊ ኤርትራዊ ትገብርዎ ዘዝተቃወመ ወይ ዝተማረኸ ከአ መገዛእ አሕዋትኩም ብሐይሊ ትግራዋዩ ኢልኩም ክሕድ ተብሎዎ ፈጣሪ ይኽሐድኩም አቱም በላዕቲ ሰብ አራዊት😷😷😷😷
@Yoyoking352
@Yoyoking352 Ай бұрын
What ever he born in Eritrea & grow up there so ዘግነት Eritreawi መንነቱ ትግራይ ምኒን ኣይትበሉ yaa habesha ኣኪልኩም ዲኩም ንዛዓቢ መንእሰይ ክትዕቅፋ ክትቆጽዩ ትነብሩ ንሳ ያ ዓቅምና ምሽ ብሓቂ ነሐዝን ።ኣቱም ትጻረፋ ዘለኩም ድማ ማንነትኩም ኢኩም ተፍሉጥና ዘለኩም ሽወያ ማዕበያ ተበዲልኩም ኣለኩም please ካብ ቂም ንውጻእ ንሕና መናእሰያት ኢና ንንቃሕ ኣስፊሕና ንጠምት ኒ Bini ነተባብዓዮ ካብዚ ሓሸውየ ወጺእና peace & love to everyone ❤️🫶🫶🫶❤️🌎🙏
@ammek-iy1cl
@ammek-iy1cl Ай бұрын
Best comment 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@eru5343
@eru5343 Ай бұрын
True❤❤❤
@philiposbereket3660
@philiposbereket3660 Ай бұрын
እንዳ "ናይና" ድማ ኣመሎም ጀሚርዎም፡ "ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናይና'ዩ" ሃየ፡ "ህግደፍ ናይና'ዮም" ሃየ፡ "ዳኒኤል ተ/ሃይማኖት ናይና'ዩ" ሃየ፡ "ትግርኛ ተዛራባይ ኩሉ ናይና'ዩ" ሃየ፡ "ኣዱሊስ ናይና'ዩ" ሃየ፡ "ባሕሪ ናይና'ዩ"........ሕጂ ድማ ን ቢንያም ግርማይ" ናይና'ዩ" ይብሉ ኣለዉ። ክክክክክክክ ሰነፋት!!!! ስንፍናኹም ኢኹም እትገልጹ ዘሎኹም። እንዳ ማለሊት፡ ወዮ-ደኣ ጸማማት ኢኹም ደኣ'ምበር፡ ጅግና መራሒ ጀጋኑ'ዩ ዘፍሪ! ስለ ዝኾነ ድማ ህዝባዊ ግንባር፣ ካብ ግዜ ብረታዊ- ቃልሲ ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ፡ ኣብ ኩሉ ዓውዲታት፡ ጀጋኑ እናፍረየ እዩ ክመጽእ ጸኒሑን ንብድሕሪ-ህጂ እዉን እቲ ሰንሰለት ኣይክብተኽን እዩን። ኣብ ኤርትራ ጀጋኑ እናፈረዩ እዮም ክኸዱ። ስለዚ፡ ታሪኽን ጀጋኑን ካብ እትሰርቁ፡ ጀጋኑ ከመይ ከም ዝፈርዩ ካብ ኣያታትኩም ሻዕብያ እንተትመሃሩ ምሓሸኹም ነይሩ። እንተኾነ ግና፡ ኣንፈት ጅግንነት ዘይብልኩም ከመይ ቢልኩም ካባ ጅግንነት ክትለብሱን ጀጋኑ ከተፍርዩን። ኣብ ዘበነ ዕርበትኩም ካብ'ቲ ኩፉእ መጋብርኩም እንተትናስሑን፡ ነዚ ክልተ ህዝብታት እንተትምሕርዎን፡ ከም-ቀደሙ ብፍቕሪ እንተዝነብርን ምሓሸ ነይሩ። ንስኻትኩም ግና ኣብ ክንዲ ሰናይ ነገር ምሕሳብ፡ ከመይ ቢልኩም ናብታ ክድምናኹም እትምለሱን፡ ነቲ ዝፈሸለ ሕልምታትኩም እተተግብሩን ጥራሕ ኢኹም እትሓስቡ። "ዓሻ'ሲ፡ገበጣኡ ክሳብ ዝውዳእ ይጻወት" እዩ ናታትኩም ነገር።
@emanuelbrhane7045
@emanuelbrhane7045 Ай бұрын
ሓሰኻ መሊእዎ ርእስኻ። ወዲ ሓወይ እንተበለስ ሕዉነቱ ክትከልኦ ማሃይም። እዚ ሓወቡኡሲ እንታይ ሕማቕ ተዛሪቡ ሕጂ?
@user-sb9eo8gv1t
@user-sb9eo8gv1t Ай бұрын
😂😂​@@emanuelbrhane7045
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 Ай бұрын
ቢኒ ኩሩዕ ትግራዋይ፡ ንሃገርና ስማ ዘጸውዐ ጅግና እዩ፡ ውሓጦ፡ ትጋሩ ይመርሑና ተጋሩ ከኣ ስም ሃገርና የጸውዑ።
@user-sb9eo8gv1t
@user-sb9eo8gv1t Ай бұрын
@@sofoniasdaniel5547 😂😂😂😂ይኩነልኩም እንዳ ሰምዕ ዝደቀስ ሰብ ከተተስኦ ዘይኣል ነገር ዩ ❤😍😘እንካዕ ኮነ
@emanuelbrhane7045
@emanuelbrhane7045 Ай бұрын
@@sofoniasdaniel5547 ።
@user-zs9sx1vq9g
@user-zs9sx1vq9g Ай бұрын
ደሓን አስከ ወዲ ክልል ንበሎ so what, ኣብ ኤርትራ ዓብዩ ብኤርትራውያን ተመልሚሉ ብቁዕ ምስ ኮነ ንምንታይ ትግራዋይ ምባል ተደልዩ ብዝኾነ ወዲ ክልል አየ አሉ ባንዴራ ክልል ሒዙ ይወዳደር and ወዲ ክልል አየ ይበል መን ዶ ክኽልክሎ አዩ አንታይ ዘዛርብ ኣለኹም ደቂ ክልል ብዙሓት ኤርትራውያን አዮም ዘለዉ ከም ቢኒ ንሕና ኤርትራውያን ኣይንግረምን ኢና ብንያም ተኸደ ከም ብንያም አዮም ዘለዉ ብዙሕ ኣይትገረሙ 👍
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 Ай бұрын
You right!!! Enjeranan maynan setiom abiom yehirikeka enber mixiom zemed koynim kixenhu kelewu!!
@brookberihun326
@brookberihun326 Ай бұрын
ቢንያም ኣይከደን/ዋላ ንመጻኢ'ውን ኣይከድን'ዩ ኣጆኻ። ኤርትራዊ እዩ። ብዛዕባ ዓዲ ኣቡኡ ኣኽሱም ከምዝኾነ ጥራይ'ዩ ዘሎ እቱ ጉዳይ።
@Erey647-l9p
@Erey647-l9p Ай бұрын
Seltene derasi .wufuy ke a director 😅😅😅😅😅
@tsegayafeworki9521
@tsegayafeworki9521 Ай бұрын
Absolutely kkkkk aman bieaman agnikayom kkk 🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷 yigermeka eyu biabyu deki gezawtu ni grmay wey feletu kemzelena abzi media resieomo kkkk
@Erey647-l9p
@Erey647-l9p Ай бұрын
@@tsegayafeworki9521 nebse methat iyu seqayom
@hseyoumhseyoum6915
@hseyoumhseyoum6915 Ай бұрын
You nailed it 👏 😂 this people are funny af
@Pasttest543
@Pasttest543 Ай бұрын
Kkkkkkkkkkk ንዘይምእማን ድዩ?
@Pasttest543
@Pasttest543 Ай бұрын
ንዘይ ምእማን ድዩ? ክክክክክክክክክ
@Awliemeror
@Awliemeror Ай бұрын
❤❤❤❤ ኩልና ሓደ 🎉🎉🎉 ቢኒ ሓበን ኤርትራ ሓበን ኣፍሪቃ❤❤
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@user-sb9eo8gv1t
@user-sb9eo8gv1t Ай бұрын
​@@koala10ish😂😂😂😂
@user-wk7cr6mw7m
@user-wk7cr6mw7m Ай бұрын
Hassawiy, Nebau Hatiteyo. HASSAWIY, EYu Eluniy. Eway Hasot,🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣.
@AbebaTesfay-qd2ou
@AbebaTesfay-qd2ou Ай бұрын
ኣበይ እሞ ይኹነልካ😂😂😂
@tsegayafeworki9521
@tsegayafeworki9521 Ай бұрын
Hasawi awhidkalu kalie kalat hasew nibel kulina deki erey ab kulu zerebu dirbshbish elato eya...kkk ayfelton eye ezi seb mikniyatu girmeso abo biniam meteabitey eyu::
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Ай бұрын
Kkkkkkkkkk beeu tedeaaas kluna nfelto Aboy haylu tgraway eyom
@michealgoitomrusom4452
@michealgoitomrusom4452 Ай бұрын
እቲ ዘገድስ ዓወት'ዩ ❤ ካብ ተዛረብካ ኣብዘይሰዓቱ ግን ኣቦይ ሃይሉ ብወሰን ካብ ትግራወይቲ ዝወለደካ ክትኮውን ውን ትክእል ኢካ ሓወቡኡ ኮይንካ ንሱ ኤርትራዊ ንስካ ትግራዋይ ምስ ኣዲኡ ዝዓበየ ኢካ ሓቀይ ብሮ😊❤
@BestofAddis
@BestofAddis Ай бұрын
ኤርትራዊ ኣይኮነን መን ኢሉ ?
@PeterAbadi-v5l
@PeterAbadi-v5l Ай бұрын
ካብ ትግራይ ዘይውለድ አይጭዋን....! እዚ አብ ልብኹም ፀሓፍዎ !! ንመንነት ቤተሰቡ ኪሒድካ ንቢንያም ኤርትራዊ ምባል ብእውነት ዕብዳን እዩ ። ፀፀራት እተው
@user-og4ww8yi4b
@user-og4ww8yi4b Ай бұрын
Congratulations to all of Bini's family well done ❤😇🙏🇨🇦
@habenn7407
@habenn7407 Ай бұрын
ብርእሰ ምትሓት ዝሳቐ ሰብ ዘይናቱ ናተይ ምባሉ ዝገርም ኣይኮነን።ቢንያም ኣብታ ዘይትፈትውዋ ሳዋ ዝፈረየ ሕቡን ኤርትራዊ እዩ።
@mebrahtumehari9107
@mebrahtumehari9107 Ай бұрын
ኣየ ተየተጋሩ ጸኒኩም ብሽግለታ ኣብ ትግራይ እያ ተማሒዛ ክትብሉና ኢኹም 👍👍🇪🇷👍🌹♥️♥️
@AbebaTesfay-qd2ou
@AbebaTesfay-qd2ou Ай бұрын
ደንቆሮ እዚ እኮ ባህሊ ወይ ርስቲ ኣይኮነን ጠንኪርካ ምስራሕ እዩ ዘድሊ እምበር እዚ ስፖርት ናይ ኩሉ ዓለም እዩ
@Ertrea1991
@Ertrea1991 Ай бұрын
😂😂😂
@habtomabay5276
@habtomabay5276 Ай бұрын
ንስኻ እኳ ቢኒ ኤርትራዊ ዜጋ እዩ ኢልካ ደስ ዝበለካ እዚ እኮ ሓው ኣቦ እዩ
@Pasttest543
@Pasttest543 Ай бұрын
ክክክክክ እትይ ሐቅይ እውን ክትክሕዱ ,ትገርሙ ፍጥረት እይኹም ኤርትራውያን ትባሀሉ ሰባት በቃ ትግራዋይ እዩ ግን ዜግነቱ ኤርትራዊ እዩ አብ ኤርትራ ስለዝዓበየ
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 Ай бұрын
Accept the fact his parents are from tigray
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu Ай бұрын
አንቃዕ ሓጎሰኩም ስድራቤት ቢንያም ግርማይ።
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@amannegus8465
@amannegus8465 Ай бұрын
ቢኒያም 1.5 ኪሎሜተር ክተርፎ እንከሎ ነዚ ጽርጊያ ልሕስ የብሎ: መንደላይ ድማ ን1.5 ሚሊዮን ተጋሩ ልሕስ ኣቢልዎም ሕጂ ኣብ ትግራይ ዋይ ዋይታ ኣብ ኤርትራ ድማ ሆይ ሆይታ
@natuteklu2959
@natuteklu2959 Ай бұрын
@@koala10ishwedi hawey endabeleka s ketemenetelo delka wehata 😂😂😂😂😂😂
@sabayaie2110
@sabayaie2110 Ай бұрын
ቢንያም እና ቤተሰብ እንኳን ደስ አላችሁ የአፍሪካና የጥቁሮች ህዝቦች ኩራት ነው
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@zufanabraha2824
@zufanabraha2824 Ай бұрын
@@koala10ish ትግራዋይን ፈረቃን እምበር ኣንታ ፋራ ድሑር 😂😂😂
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 Ай бұрын
ዝሑል ማይ ስተ ኣይትሕረቕ😂
@DannyTekaBeyene
@DannyTekaBeyene Ай бұрын
በኽቲ ልሞትኻ😂😂​@@koala10ish
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
@@DannyTekaBeyene አንታ ቆንዳፍ ናትናኤልቺኤል፣ ነታ ኤርትራና እስከ አብቲ ጨምላቕ ጎዳይ ናይ ጦቢያኹም ጎቲትካ ጎታቲትካ ከተእቱዋ ኣይትፈትን፦ ኪዱ ተጋሩ ተደሊኹም ካብ ስልጣን ፈንግሉዎ ጻሕጻሕቲ መሕፈራት ብጋላ ከም ባሮት ክትካሻመሹ፦ ጋላታት ዶርዜታት ተንከስ ኢሎም አብታ ዶብና ከምዘይቅልቀሉ ፍለጥ ንጦቢያ ብኹሊታ ሒዝናያ ሰለ ዘለና፦ አብ ግምባር ቡሬ ክአ ሬሳ ናትኩም ናይ ጦቢያውያን ዝጨኑ ኔሩ እምበር ሓዳ ስዉእ ኤሪትራዊ ብኽብሪ እዩ ሽዑን ሽዑን ዝቕበር ሱቕ ኢልካ አይትለኽብጥ፦
@genet1522
@genet1522 Ай бұрын
ን ኤሪትራዊ ትህኪት ጓና እዮ። ቢኒ ዋርሳይ ኽአ ኤሪትራውነት እንታይ ምዃኹ ከም እቦታቱ ንዓልም አመስኩሩ። BiNi ዋርሳይ ናይአቦታቱ ኒሕ ወራሳይ
@GullMama-ow1ed
@GullMama-ow1ed Ай бұрын
ስረ ትግራዋይ አብደሙ እዩ ናፍት ናፍት አትበሉ ደቂ ኢሱ ?
@AmarAnkeli
@AmarAnkeli Ай бұрын
ቢንያም ኣብ መድረክ ግን ባንዴራ ኤርትራ እዩ ኣንበልቢሉ ኣጸዊዕና
@TIGRAWEY
@TIGRAWEY Ай бұрын
መንነቱ ክፈለጥ ሰለ ዘተደለየ እምበር ኤርትራ ወኪሉ ኣይተዋዳደረን ዘበለዶ ኣሎ እዩ?
@AmarAnkeli
@AmarAnkeli Ай бұрын
@@TIGRAWEY እንታይ ማለት መንነቱ መንነቱ ድዩ ኣብዚ ደረጃ ኣብጺሕዎ ወይሲ ሓቦብኡ እዩ ኣብ ትግራይ ኮይኑ ኣብዚ ደረጃ ኣብጺሕዎ ኣብ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ሃገር ከተማን ሰረተ ዘለዎ ዉድርር ብሽክለታ ስለዝጸንሖ ብኡ ተጸልዩ ካብ ቲፎዛ ተወዳዳራይ ኮይኑ ሳላ ኤርትራዉያን ገዳይም ተቀዳደምቲ ብሽክለታ ሃገርና ነዐኦም ሲዒቡ እዩ ኣብዚ ደረጃ በጺሑ ስለዚ ፉሉይ ክብሪ ንኤርትራ።
@rtyh2341
@rtyh2341 Ай бұрын
​@@AmarAnkeliንስካስ ቢኒ ክም ሰቡ ተሰድዱ ትረኒክ ወስዱ ኣብ ካልእ ዓዲ እምበር ኣብ እርትራ እኮ ኣይለመዶን ማዓር ኣዳኣ ግን ካፍትይ ይኩን ክፍትይ ቢኒ ጅግና እዩ የድንቆ እየ ኣይተድንቅዮን በል ክሰመዐካ
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 Ай бұрын
ደንቆሮ ኤርጥራዊ ኮይኑ እንተ ኣብዩ ደኣ ናይ መን ደኣ ክሕዝ ደልካዮ ጎሓፍ :: ኤሰያስ ኣፎርቂ ከማን ናይ ኤርትራ ባንደራ እዩ ዝውንን ::
@TIGRAWEY
@TIGRAWEY Ай бұрын
@@meharifrewoyni9402 dnoros nska eka sdi artrawi entay tarik alewo eye ካብ terf asa mkanu halifu 😘
@777thers
@777thers Ай бұрын
If he was born in Tigray for sure he would not become a cyclist....🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚🤘🤘🤘🤘🤣🤣🤣
@mohammedsalih4995
@mohammedsalih4995 Ай бұрын
ሰልጠነ ዝልኣኸኩም ወይጦት ኢኺም
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 Ай бұрын
Kkkkkkkkk hegdaf mehayem hefero
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 Ай бұрын
​@@abrnyiosasfha7698mahayem derbye emne xulul namen ketxaref 000
@Pasttest543
@Pasttest543 Ай бұрын
ክክክክክ እትይ ሐቅይ እውን ክትክሕዱ ,ትገርሙ ፍጥረት እይኹም ኤርትራውያን ትባሀሉ ሰባት በቃ ትግራዋይ እዩ ግን ዜግነቱ ኤርትራዊ እዩ አብ ኤርትራ ስለዝዓበየ
@asmeromzemuyzemuy1723
@asmeromzemuyzemuy1723 Ай бұрын
ካብዝተወለደ ይወለድ ኤርትራ የጽዋዓልና ኣሎ የቀንየልና ቢኒ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@godislove6329
@godislove6329 Ай бұрын
His mother is Eritrean. He is born and rise in Eritrea. He has Eritrean citizenship. So Eritrean please do not talk only about his father but his mom is Eritrean. He has right to be Eritrean like every Eritrean . I wonder why you accept tiffany and Neppsiy without any argument b/c their fathers are Eritrean. Eritrean mothers also equal right as men in Eritrea.
@loyalkeni
@loyalkeni Ай бұрын
I doubt that his mother is Eritrean. Biniam is Tigrayan born from Tigrawat Sidra in Asmera. Like marries like!!
@godislove6329
@godislove6329 Ай бұрын
⁠@@loyalkeniNo, his mom is Eritrean.
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl Ай бұрын
His ​mom is Eritrean dont worry
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Ай бұрын
ካብ ትግራይ ዘይ ውለድ ኣይጭዋን ይብሉ ስድራና።ቢኒ ንኹልና ይኣክል ዩ
@selamasfaha546
@selamasfaha546 Ай бұрын
Congratulations 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 and all African
@user-si7wy1hc9l
@user-si7wy1hc9l Ай бұрын
መበቆሉ ትግራዋይ ክኸውን ይኽእል ግን ኤርትራዊዩ ዘካትዕ ምንም ነገር የብሉን።
@romadiabrha253
@romadiabrha253 Ай бұрын
ኣሌሳንደር ኢሳቅ ስዊድናዊ ጥራሕ እዩ ማለት ድዩ...ኤርትራ ኣይምልከቶን በሃላይ ኢካ😂....ቢንያም ግርማይ ሃይሉ ትግራዋይ እዩ:: ክንደይ ዝተምረኩ ኤርትራውያን ኣብ ኩናት ትግራይ ተጋሩ ኢልኩምዎም ንንፁህ ትግራዋይ ከኣ ኤርትራዊ 😂😂😂ዶ...ንንብረትና ንኣክብ...ሸጥ መዓንጣና ንቢኒ ናትና:: 💪𝐵𝑖𝑛𝑖🚴🏿‍♀️𝐓𝐢𝐠𝐫𝐚𝐰𝐚𝐲 𝐰𝐞 𝐩𝐫𝐨𝐮𝐝 𝐨𝐟 𝐲𝐨𝐮.𝓀ℯℯ𝓅 𝒾𝓉 𝓊𝓅
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 Ай бұрын
ቢኒ ኣንበሳ ዝኮነ ትግራዋይ ንሃገርና ኤርትራ ስማ ኣብ ዓለም ከምዝጽዋዕ ጌሩዋ፡ ን ቢኒ ዝወለደት ማህጸን ትግራወይቲ ከኣ ዝተባረኸት ትኩን❤። 🎉
@SolomonEghus
@SolomonEghus Ай бұрын
ጸምቡርኒ 😅😅😅😅😅😅😅
@yaredkelit4688
@yaredkelit4688 Ай бұрын
ሓውብኡ አካ አዩ ንመን አዩ ጸንብረኒ ክብሎ ክክክክክ
@eriboy62833
@eriboy62833 Ай бұрын
​@@yaredkelit4688 ሓሶት ባህልኹም እንድዩ ክንደይናይ ሓወብኡ ከይከውን እንተኾነ ውን ነቲ ፍንፉን መንነት ኢትዮጲያውነት ትግራውነት ገዲፉ ነዛ ክብርቲ 🇪🇷 ባንዴራ ሃገሩ ኣብ ኦሎምፒክስ ከንበልብላ እዩ
@user-wn2ke3zx6y
@user-wn2ke3zx6y Ай бұрын
ቅርጽ ደሞ ኢልኩም ባንዴራ ኤርትራ ኣንበልቢሉ 😂😂😂
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q Ай бұрын
Bariya
@user-wn2ke3zx6y
@user-wn2ke3zx6y Ай бұрын
@@user-br9ig5ji7q እሂ ኣድጊ በረኻ ባሪኦም ዲኻ ባርያስ ባርያ ኣይበልካ ላሓሲ ምስቶም ዝተቀረጹ ዲኻ ድዉይ ምዓኮር ዓጋመ ጥራይ ልሓስ
@selam-yi2op
@selam-yi2op Ай бұрын
​@@user-wn2ke3zx6y🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🍾🥂🎂
@ሊሎ
@ሊሎ Ай бұрын
ኣነስ እቲ ሓሶት ባህሊ ጌርኩሞ ቢኒ ኤርትራዊዩ እቲ ዓወት ቀዳምነት ናቱን ናይ ስድራቤቱን ዝገበርዎ ጻዕሪ ኢዩ ብድሕሪኡ ናይ ሃገሩ ኤርትራ ብድሕሪኡ ናይ ኣፍሪቃን ኢዩ።
@yonimiki1020
@yonimiki1020 Ай бұрын
አንኩዋዕ ደስ በለኩም ስድራ ቢንያም ኩርዐት ኣፍሪቃ
@user-qy8fx6lp5h
@user-qy8fx6lp5h Ай бұрын
ኩሉኩ ተጋሩ ሕሙማት ሕብረተ ሰብ
@Pasttest543
@Pasttest543 Ай бұрын
ክክክክክ እትይ ሐቅይ እውን ክትክሕዱ ,ትገርሙ ፍጥረት እይኹም ኤርትራውያን ትባሀሉ ሰባት በቃ ትግራዋይ እዩ ግን ዜግነቱ ኤርትራዊ እዩ አብ ኤርትራ ስለዝዓበየ
@helenukbe4886
@helenukbe4886 Ай бұрын
ሓትነአ ንሳሌም ህዝቅኤል እየ እሞ እዚ ወግዒ ጽንጽዋይ ደስ እኮ ኢላትኒ
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos Ай бұрын
Emo xbuk gierki glexlna aynamnomn ena ezom wugin
@selamselam7358
@selamselam7358 28 күн бұрын
@@MedaEstifanosንስኻትኩም እንዳ ጋውኒን 🦍🦍🦍🦍 እምበአር ኢኹም እሙናት አታ ወዲ ጀነራል ማንካ።ሐሳኽ ሐማሴን ወድዞም ሕሙሳት ጋውኒን 🦍🦍🦍
@Zemen80
@Zemen80 Ай бұрын
እዚ ወዲ ንግርማይ ብ ኣቡኡ ዩ ሓዉ ግርማይ ኣቦ ቢንያም ኪኣ ኣዲኡ ኤርትራዊት ስለዝኾና ናብ ትግራይ ኣይከደን ናይ ኣዲኡ ሒዙ ኤርትራዊ ኮይኑ ዝለዚ ቢንያም ኪኣ ኣዲኡ ኤርትራዊት ያ ሳዋ ታዓሊሙ ግብኡ ጌሩ ዩ (መንደላይ ይብሃል ባንዴራ ኤርትራ ሒዙ ዩ ክኣ ዝሕበን ሓፍ በሉ ፈጠቕ በሉ ኤርትራዊ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@beshirahmed3634
@beshirahmed3634 Ай бұрын
ዓጋመ ንኤርትራውያን ከተዛናጉዑ ኢኹም ተፈጢርኩም
@HabeshaICT
@HabeshaICT Ай бұрын
Anta poletican sdra betn ktfelyu kalu.
@romadiabrha253
@romadiabrha253 Ай бұрын
ዓጋመ መን ምኳኑ ኣርእይኩም ቢኒ ወዲ ዘርኢ ጀጋኑ...ዓጋመ ካብ ኤርጥራ ትዓቢ 100/100. መን ኣሎ ዓጋመ ዘይፈልጥ 💛❤️ሰብ ሃላይ ዓንሰባ ኣይበልካ..ቢኒ 𝒾𝓈 Tɪɢʀᴀᴡᴀʏ 💛❤️💪
@WorldKnowledge-zt8fz
@WorldKnowledge-zt8fz Ай бұрын
Biniam Girmay Hailu (born 2 April 2000) is an Eritrean professional road cyclist who currently rides for UCI WorldTeam Intermarché-Wanty.[2][3] At the 2024 Tour de France, Biniam won the Green Jersey[4] becoming the first black African to win any jersey at the Tour. At the same Tour, he made history by becoming the first black African rider to win a Tour de France stage[5] - he won stages 3[6], 8[7], and 12[8
@erivoice4633
@erivoice4633 Ай бұрын
The point is he won with Eritrean flag and nationality 💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AbebaTesfay-qd2ou
@AbebaTesfay-qd2ou Ай бұрын
እወ ግን ኤርትራ ባዕላ ብዘዕበይቶ ትግራዋይ ኮሪዓ
@user-tc3et5df3r
@user-tc3et5df3r Ай бұрын
ደስ ይብለካ እዚ ሓዉ ቢኒ ልዙብ Respect ዘለዎ ። እዞም ኣብዚ ዘለኩም ሕሉፋት ኤርትራውን ትግራዋይን በጃኩም sport sport ክመስል ይግባእ። ያኣክል እዚ ሑሱም ድንቁሩና ትዕቢትን ኣበይ ክብጸሓና ዩ ኣይፈልጥን ይእምሩኡ ዝሰሓተ ድስኩል ህዝቢ ኣፊሪቃ ዓለምን ብ ኤርትራውነቱ ወይ ብ ትግራውይነቱ ዘይኮነት ትድንቆ ዘላ ብጸዓሩ ብጅግንነቱን እያ።ኣከለ
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb Ай бұрын
ክክክክክክክክክ እዚ ህዝቢ 2 ህዝቢ ዩ ዝብል ነቲ ሓቂ ዘይፈልጥ ጥራይ ኢዩ ጉዳይ መጺጻ በራዩ ተሓነቑ
@user-wc3xm5us2x
@user-wc3xm5us2x Ай бұрын
እወ 2ተ አይኮናን.. ሓደ ህዝብ ኢና
@senaywedey9339
@senaywedey9339 Ай бұрын
Ezi wedi ...wedi wshma aboy hailu znebert tigraweyti eyu ....nsu bedeu tigraway eyu aboy hailu gn aykonen
@user-jw9li3qh8w
@user-jw9li3qh8w Ай бұрын
😂😂😂እዋይ ነብሰ ምትሓት ክከፍእ ተደንግጹ😂😂😂
@selamselam7358
@selamselam7358 28 күн бұрын
😂😂😂👌👌👌👌👏🏼👏🏼👏🏼
@selamselam7358
@selamselam7358 28 күн бұрын
@@senaywedey9339 😂😂😂😂😂እዋይ ሕርርር ኢልኩም እንታይሞ ምሽዶ ቢንያም ኮርሳቶረስ ብዓብዩ ብዓል ጎይተትካ ኢሳያስ የማኑ ሐጎስ ወልድአብ ወልደማርያም የማነ ቻርሊ ካበይ ድዮም????? ብዓል ተወልደ ረዳ ሀይለ ገብሩ ሽላን ወዲ ትካቦ ቆርጫጭ ን ካልኦት ብዙሐትን ካበይ ድዮም?????????የግዳስ እቲ ግብርኹም እዩ ዝገርም ዘዝትዓወተ ትግራዋይ ከሎ ብሐይሊ ኤርትራዊ ትገብርዎ ዘዝተቃወመ ወይ ዝተማረኸ ከአ መገዛእ አሕዋትኩም ብሐይሊ ትግራዋዩ ኢልኩም ክሕድ ተብሎዎ ፈጣሪ ይኽሐድኩም አቱም በላዕቲ ሰብ አራዊት😷😷😷😷
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t Ай бұрын
ነዛ ጉዳይ ባዕሉ ኣቦ ብንያም ኣቶ ግርማይ እዩ መደምደምታ ክገብረላ ዝግብኦ ሓዉ ክኸውን ይኽእል እዩ ጸገም ውን የብሉን ሓዉ እንተኾይኑ እንተኾነ ግን ኣብ ትግራይ ከምዚ ዓይነት ተርእዮ ብተደጋጋሚ ይስማዕ ስለዝኾነ ንክትኣምኖ ኣዝዩ ዘጸም ኮይኑ እምበርከስ ዝኾነ በዓል ዝና ቅልቅል ንዝበለ ኤርትራዊ ትግራዋይ ምባል ልሙድ ስለዝኾነ ።ሕጂ ድማ ኣቶ ግርማይ ብኣካል መጽዩ መደምድምታ እንተዝገብረላ ነዛ ጉዳይ ኣዝያ ምጸፈፈት ኔራ።
@onelovelove7688
@onelovelove7688 Ай бұрын
መን ኮይኖም እዮም እሞ ነዚዕም ሕሱራት ብሓሶት ተጠመቁ ኢሉ ኣቦ ቢንያም መደምደምታ ክገብረሉ ክክክክ ብርግጽ ኣቡኡ ነዚ ወዲ ጋሳ እንዳቦይ ሃይሉ ኔሩ ዓረብያ እንዳ ወጠጠ ወሊድዎ ኣሎ እንዳ ቢኒ ከኣ የዕብየሞ ብኸምኡ እዩ ወድሓወይዶ ግኒ ዕፍሪት ዝብል ዘሎ በስ፡ ሰኪቲም እዮም እዞም ሓሰውቲ ህዝቢ 👠👙
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 Ай бұрын
አቦ ንአ ጉድ ስማእ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@merhawibrhane3970
@merhawibrhane3970 Ай бұрын
Entay gud alo weyley Seb texelilu 😊 Mo bini ertra mennet alewo weledu bzeyegeds ezi da tay gud koynu
@yonaskebrom
@yonaskebrom Ай бұрын
በዚ ዘሎ ይከፍእ😂😂😂😂😂
@AmanHabtom-hi5bp
@AmanHabtom-hi5bp Ай бұрын
Kkkk Elsa shadsheyti 😂😂😂😂
@teklommehari9378
@teklommehari9378 Ай бұрын
በዚ ውን ዝገደደ እዩ
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
@@merhawibrhane3970 ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@metkelsesu4748
@metkelsesu4748 Ай бұрын
እዋይ ግርም ተዋስኦ ድራማ ትሰርሑ አለኩም ። ጽብቅቲ Prank ሰሪሕኩም አየ ስኩም ።
@user-zs2fr1pw1v
@user-zs2fr1pw1v Ай бұрын
Atum Men Khafrelkum Eyu Ewae Lomss xnh Elnas geles knseme Ena Tegarus mehfetitom Tefia Eya Hasewti Binam Abuau xbuk gere yfelto Eye 10 Aletu Tgray mobokel yebulun Mewaelkum Kthswu ktnebru Kondafat Agame Hasawi hadawi Wayyyyyyyy
@asterkidane8551
@asterkidane8551 Ай бұрын
ቪቫ ቢንያም ተጋሩ ኩሉ ግዜ ጀጋኑ
@Eri-291
@Eri-291 Ай бұрын
ገለ donald trump ቤተ-ሰበይ እዩ ትብሉ ተጋሩ እንተ ሃሊኹም ብኽብረትኩም ኣቀዲምኹም ቅድሚ ምርጫ ናይ USA ምዉድኡ ሓብሩ።
@yonastsegay3381
@yonastsegay3381 Ай бұрын
congratulate to all of you
@abyeking2078
@abyeking2078 Ай бұрын
መበቀሉ ዋላ እንግሊዛዊ እንተዝከውን ኤርትራ ዝሰረሐቶ ፍርያት ኤርትራ ኢዩ።🇪🇷
@rreer
@rreer Ай бұрын
But AGame if he would not be winner. Sick people
@user-zh8od7mg4i
@user-zh8od7mg4i Ай бұрын
ኣንታ መን እዩ ክሓፍረልክም ዘዝተዓወተ ትግራዋይ ክትብሉ ናትኩም እንዶ መልምሉ እሞ ብተጋሩ ኩርዑ ፡ ዘይናትኩም ናትኩም ክትገብሩ ኣይትጽዓሪ ባእ 😢
@WorldKnowledge-zt8fz
@WorldKnowledge-zt8fz Ай бұрын
Biniam Girmay Hailu (born 2 April 2000) is an Eritrean professional road cyclist who currently rides for UCI WorldTeam Intermarché-Wanty.At the 2024 Tour de France, Biniam won the Green Jersey becoming the first black African to win any jersey at the Tour. At the same Tour, he made history by becoming the first black African rider to win a Tour de France stage- he won stages 3, 8, and 12.
@AmarAnkeli
@AmarAnkeli Ай бұрын
እንታይ ማለት ትግራዋይ ትግራይ ድዩ ኣብዚ ደረጃ ኣብጺሕዎ ወይሲ ሓቦብኡ እዩ ኣብ ትግራይ ኮይኑ ኣብዚ ደረጃ ኣብጺሕዎ ኣብ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ሃገር ከተማን ሰረተ ዘለዎ ዉድርር ብሽክለታ ስለዝጸንሖ ብኡ ተጸልዩ ካብ ቲፎዛ ተወዳዳራይ ኮይኑ ሳላ ኤርትራዉያን ገዳይም ተቀዳደምቲ ብሽክለታ ሃገርና ነዐኦም ሲዒቡ እዩ ኣብዚ ደረጃ በጺሑ ስለዚ ፉሉይ ክብሪ ንኤርትራ።
@naybakalu7359
@naybakalu7359 Ай бұрын
ተዋስኦ ኑፉዓት ኢኩም
@Eri91M90
@Eri91M90 Ай бұрын
😂😂😂😂
@henoktesfay3549
@henoktesfay3549 Ай бұрын
Brother He is his uncle I am sure but Biniam is representing Eritrea 🇪🇷 tewelidu zeabeyela z gber yelen.
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@solomonhadgu5636
@solomonhadgu5636 Ай бұрын
Ata kindey tdnqiru ekum tgraway koynu Eritrea 🇪🇷 zegnet alewo entay shigr alewo
@rreer
@rreer Ай бұрын
​@hebut if Bini wasn't winner you would call him agame. noktesfay3549
@NegasiAshenafi
@NegasiAshenafi Ай бұрын
ንዛ ኢንቴርቢ ሰልጠነ እዩ ግበርሉ እልዎ ዘሎ ፍሉጥ እዩ 😂😂😂😂😂
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Ай бұрын
Ata kndey tdnquru meteabiti Binyam eko halena haki Tgrawai eyu
@yostinacrafts645
@yostinacrafts645 Ай бұрын
Ertrawi ethiopiyawi kulu hade. Lebam kolia alekum Biniam kabity awetu libonau ysihbeka
@millaayalew1392
@millaayalew1392 Ай бұрын
ሎሚ ቀጠልያ ጽባሕ ብጫ ከም ዘምጽእ ዘጠራጥር የብለይን ክክክክ ኣታ ሰብ ቢኒ ናይ ጂሲ ተወዳዳሪ ኣይኮነን ከመይ ኢሉ ብጫ ከምጽእ 😮😅😅
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 Ай бұрын
Sehaq endye moyte enqae neten kal'ot keman ayteqesen😂
@Amenloyal
@Amenloyal Ай бұрын
ካብ ወልደኣብ ወልድማርያም ጀሚርካ ከሳአ ኢሳያስ ኣፈወርቂ 80% ሻአቢያ ተጋሩ አዮም መበቖሎም መትከሎም ግና ኤርትራ አዩ ሓዲሽ ነገር አይኮነን
@erishekor
@erishekor Ай бұрын
ካብ ኣረጋይ ሓጎስ ወሊዴ ዝበለት ትግራወይቲ ምስ ወዳ ኣበይ ኣለው ደሓዮም ግበሩልና ክክክ😂 ነቲ ሳይንቲስት ተጋሩ ኣብ ጠፈር ዝረኸቡዎ ፈረስውን ኣይትረስእዎ ክተርእዩና ንጽበ ኣለና😂
@Ertrea1991
@Ertrea1991 Ай бұрын
😂😂😂
@bvftfhcazzytrgc7462
@bvftfhcazzytrgc7462 Ай бұрын
Kosile hahahahha
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 Ай бұрын
😂😂😂😂 qeleb qol'a ymlketena eyu do 😂😂😂😂😂
@ami_su
@ami_su Ай бұрын
አታ እዞም ድቃላት 😂😂😂 ሓቅነት ተዝህልወካ አነ ብወሰን ዝተወለድኩ አደይ ዓጋሜ ዘይትብል ዝነበርካ ወይ ናይ ድቃላ ነገር በኒ❤🇪🇷
@user-dt1bt2tx4o
@user-dt1bt2tx4o Ай бұрын
Kkkkkk tegaru azi nay hasot filmi msrah natkum eya qomalat wala bini tgraway tekoynu abtgray tewelidu tezkewn seraqi mkone nier nezi edl azi aymrekobon
@habenn7407
@habenn7407 Ай бұрын
እዚ ወዲ ኣብ ኣስመራ ዓብየ ይብል ኣሎ። እቲ ዝዛረቦ ዘሎ ቋንቋ ትግርኛ ግን ናይ ዓጋመ እዩ
@johnbulawi6967
@johnbulawi6967 Ай бұрын
ኣቦ ንዓ ጉድ ስማዕ ኡይይይይይ 😂😂😂😂😂😂ኣንታ መን ክሓፍረልኩም እዩ 😂
@rreer
@rreer Ай бұрын
FACT
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
ታይ ኮይኖም ዝሓፍሩ ሓው እንድዩ ሓውኻ የሕፍረካ ድዩ ፃሕፃሒ
@natuteklu2959
@natuteklu2959 Ай бұрын
Haki eyu ab gejeret nefelto ena
@johnbulawi6967
@johnbulawi6967 Ай бұрын
@@aotali8812 በይን ጌሩ ሓዎም ኮይኑ እዚ ፖለቲካ እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ ከምዚ ጌሮም ንዓይ ንዓኻ ከናቁቱ ንስኻ ትግራዋይ ኢዩ ኢልካ ክትጻረፍ ኣነ ኤርትራዊ እዩ ኢለ ክጻረፍ ከምኡ እዩ መደቦም እንተ ተረዲእካስ እንበር ቢኒ ሲ 🇪🇷 እዩ።
@elihabeshwit6129
@elihabeshwit6129 Ай бұрын
ለኸ ዶ ከይተፈሰወ ኣይጨኑን ዝተብሃለስ ከምዚ ምስ ተረከበ እዩ 😇😂 ደቂ ኤረይ ክዳንኩም ቅደዱ😂😂
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
😂😂😂
@asmera6972
@asmera6972 Ай бұрын
ተስፋ አይትግበሩ ኣቦይ ሃይሉ ካብ ትግራወይቲ ዉሽምኦም ዝወለዶዩ😂 እዚ እንዳዲኡ ዝዓበየዩ ቢንያም በብኡን ኣዲኡን ኤርትራዊዩ ወዲ ዉሽማ ተዛሪብ ኢልኪ ኣይተጫንዊ😂
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs Ай бұрын
ኘረዝደንት ኢሰያሰ ኣይተኽኣልካን ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ምጥንትን ጽፍፍትን wowo sound system light everything’s perfect I’m proud of you guys keep it up ⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️✨👍
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@SaniSan-wg4sp
@SaniSan-wg4sp Ай бұрын
ናይ ጎሮቤትና ሕስድና እኮ መትሓዚ ሲኢናሉ 😂😂😂😂😂 always 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 belu deqi eriey shkor
@zxtsf
@zxtsf Ай бұрын
Enquaee Hagosena zHawey ❤❤🎉🇪🇷
@user-dx3th3bm6d
@user-dx3th3bm6d Ай бұрын
ቢኒያም ኤርትራዊ (ትግራዋይ) The same thingኣሊክሳንድር ኢሳቕ ኤርትራዊ ሽወደናዊ። እንታይ ጸገም ኣለዎ። ክሕነቑ ኢዮም በሉ ሕጂ
@HghHhh-wr7rp
@HghHhh-wr7rp Ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም ተጋሩ
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@sarajoh313
@sarajoh313 Ай бұрын
😂😂
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 Ай бұрын
ቢኒ ሓበን ተጋሩ፡ ንኤርትራና ኣብ ዓለም ስማ ኣጸዊዑዋ፡ ተጋሩ ኣናብስ የቀንየልና፡
@habtomabay5276
@habtomabay5276 Ай бұрын
​@@koala10ishኤርትራዊ እኮ ዘግነት እዩ ማንነቱ ግን ኢትዮጵያዊ ትግራዋይ እዩ እዚ እኮ ሓው አቦ እዩ ።
@alexanderermias143
@alexanderermias143 Ай бұрын
ሓወብኡ ሙኻኑ ኸ ርግጸኛ ዲኻ ንስኻ ብሮ?
@Kisanet-pc7pe
@Kisanet-pc7pe Ай бұрын
ናይ ገዝኦም ሰራሕተኛ ኢዮ ነሩ😂😂😂😂
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 Ай бұрын
Weyyy Abo Na good simae 😂😂😂😂😂😂😂
@user-qq7xx5tr6v
@user-qq7xx5tr6v Ай бұрын
@@furtunaghirmy8829 ክክክክክክ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 Ай бұрын
Bezi alo zgedede😂😂😂😂
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 Ай бұрын
@@rahelgoitom6686 Yes Kkkkkkkkk
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Ай бұрын
@@furtunaghirmy8829ኣነስ ሕማቅ ኣይሰማዕክሉን እንታይ እዩ ደስሕቀኪ ዘሎ
@AdiamHaileTsge-ex8gn
@AdiamHaileTsge-ex8gn Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂weyne
@ephremgebrehiwot485
@ephremgebrehiwot485 Ай бұрын
መበቆሉ ዘይ ኮነስ ዜግነቱ ኤርትራዊ ኢዩ። ኣኸለ! ከተብኩዕዎ ዘይ ገበርኩሞ የለን። ከምታ ንናጽነትና ብሰላም ከም ዘይ ንነብረላ ዝገበርክናና ኣብ ኩሉ ሂወትና ክትዝርጋ ከይ ደቀስክን ትሓድራ ኣለኽን። ደስ ኣይበልኩም ክንሑገስ ኢና ገና ጊዜና ኢዩ።
@abrehetabraha4036
@abrehetabraha4036 Ай бұрын
😂😂😂 Hasawi 😂😂😂😂😂
@EritreanScholarsMedia
@EritreanScholarsMedia Ай бұрын
ልዙብ ዘረባ፡ ኣቦይ ሃይሉ ጅግና ወሊዶምልና ኣሎ። ሓበን ኤርትራ፡ ሓበን ትግራይ ሓበን ኣፍሪቓ ኮይኑ ኣሎ
@mesfinmisgina4961
@mesfinmisgina4961 Ай бұрын
Kondaf agame kikiiii
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv Ай бұрын
❤ቢንያም አጋመ ትግራዋይ እዩ ዜግነቱ ግን ኤረትራዊ እዩ ግን ዓጋመ ትግራዋይ እዩ ብናይ ዓጋመ ትግራይ ጅግንነት ዓወት አይትኩራሩዑ ኤረትራውያን 100% ትክክል ❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂 ኤረትራ ታሪክ አልባ❤
@hannaa9184
@hannaa9184 Ай бұрын
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇹❤️
@tiedrosbeyene5193
@tiedrosbeyene5193 Ай бұрын
He is representing Eritrean people and flag
@AronOG_
@AronOG_ Ай бұрын
ዘይተረዳአኩም ብሽክለታ ኤርተራ ኢዩ እኮ ዝስዕር ዘሎ። ጉየዪ እንዶሞ ፈትኑ ካብ ትጽብጽቡ ትውዕሉ
@user-nz2jr1hg3u
@user-nz2jr1hg3u Ай бұрын
አንታይ ደኣ ከ ክበኪ ደልዩ ቢኒ ኢርትራዊ ዩ ኮይኑ ችው ችው 😂😂😂😂😂
@selamselam7358
@selamselam7358 28 күн бұрын
😂😂😂😂😂እዋይ ሕርርር ኢልኩም እንታይሞ ምሽዶ ቢንያም ኮርሳቶረስ ብዓብዩ ብዓል ጎይተትካ ኢሳያስ የማነ ሐጎስ ወልድአብ ወልደማርያም የማነ ቻርሊ ካበይ ድዮም????? ብዓል ተወልደ ረዳ ሀይለ ገብሩ ሽላን ወዲ ትካቦ ቆርጫጭ ን ካልኦት ብዙሐትን ካበይ ድዮም?????????የግዳስ እቲ ግብርኹም እዩ ዝገርም ዘዝትዓወተ ትግራዋይ ከሎ ብሐይሊ ኤርትራዊ ትገብርዎ ዘዝተቃወመ ወይ ዝተማረኸ ከአ መገዛእ አሕዋትኩም ብሐይሊ ትግራዋዩ ኢልኩም ክሕድ ተብሎዎ ፈጣሪ ይኽሐድኩም አቱም በላዕቲ ሰብ አራዊት😷😷😷😷
@siedaisshak3618
@siedaisshak3618 Ай бұрын
ኣየ ነብሰ ምትሐት ኩሉ ክትከዉን ትደሊ ።
@merhawibrhane3970
@merhawibrhane3970 Ай бұрын
Ewe bini frayat eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Ewe baben eri. Ewe haben Africa .Ewe alem zegereme jigna nska enqae natna konka bini kuratna habena meglexi zsanalu anbesa.❤❤❤❤❤
@user-dr1lf8tj2f
@user-dr1lf8tj2f Ай бұрын
ወላ ሓሲዩ ይከውን አዚኦም ዶ ይአመኑ ሓሰውቲ ጥበብ ሓሶት ሲ ናትኩም ኢዩ ወረ ክክአሉሉ ከኣ አዋይ ሕስድና
@abrahamasmelash5135
@abrahamasmelash5135 Ай бұрын
እዞም ፉጡራት እዚኦም እንታይ ዓይነት ፉጡራት እዬም አንታ እዘን ባዓል ናይጀርያ እንታይ ዓይነት ምርቃ አለዎም ጎሮቤት እዚኦም ዘይምዃኖም ናይ ብሐቂ።
@MerhawiGoitiom
@MerhawiGoitiom Ай бұрын
😂😂😂ሓወይ ዮ ተበለ ታይ ዮ ሓቢጥካ
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 Ай бұрын
😂😂😂😂
@abrahamasmelash5135
@abrahamasmelash5135 Ай бұрын
@@MerhawiGoitiom ንስኻ ኸ በቲ ናተይ መልሲ እንታይ ሐበጠካ ዶስ ካብቶም ፉፉ በሊዖም ዝሐለፉ ሰለዝኾንካ ተሰኪፉካ ኢኻ።
@imissmama3978
@imissmama3978 Ай бұрын
ሓቂ ይሓይሽ ሲ ተጋሩ ,ዮም ቅኑዓት ጉረቤት ዘይረኸቡ። ሓቂ እንዶ ኣይሓይሽን!
@imissmama3978
@imissmama3978 Ай бұрын
ነዚ ትግራዋይ ናብቲ ህግደፍ ዝሃነጾ ኳኺቶ ስነ-ልቦናኹም ከተውርድዎ ክንደይ ዓመት ደኺምኩም። ሕጂ ግን ይፈርሕ!
@yordaabraha269
@yordaabraha269 Ай бұрын
❤❤❤Bini is Eritrean 100% but you are 50% 😂😂😂😂
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
😂😂 ኣይ
@yuel8254
@yuel8254 Ай бұрын
Wedi. Shahbiya. Indiyu. Nay. Men Dea. Kwesd 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 Ай бұрын
ሻዕብያ በላዒ ቀርዒዶ😂 ብዓደስ ኣልባቡ ዝጠፍኦ ህበይ ሳሕል፡ ኣታ ድስኩል ኣእምሮ ፉንፉን፡ ሻዕብያ ንሓፍትካ ይጋሰሳ ነቦካን ንዓካን ከኣ ከም ባራዩ ድሌቱ ይገብረኩም ኣሎ😂 ድንዙዝ።
@samimoha2027
@samimoha2027 Ай бұрын
Tigraway eyu. Gusemuwa
@GullMama-ow1ed
@GullMama-ow1ed Ай бұрын
ወላዲኡ ሻዕብያ እዩ ከትብሉና ጥራይ መዕገርገርቲ ????
@secrethabesha9943
@secrethabesha9943 Ай бұрын
Bini needs to visit his family in Tigray . welcome home Bini
@Sunlight-lm7bs
@Sunlight-lm7bs Ай бұрын
Aye agame bnebse mthat tewaridkum eko nmntay adleye hji nhageru eritrea eyu akuriena kkkkk lele lele lele tgraway eka elkum tekatelu ata kondafat😊😂😂😂😂
@mendeferawyan3224
@mendeferawyan3224 Ай бұрын
ዓጋመ = ሓሰውቲ = ሓሳዳት = ጨነውቲ ኣኽላባት ዓጋመ ካብ ቁማል ሓኸለ ዝጽበ ካብ ኣፍካ ማስቲካ ዝሰርቅ ዝተረግመ ርኹስ ፍጥረት እዩ ዓጋመ ኮሓሊ መሲሉ መንቆሪ ዓጋመ ደም-ተሓለቡ ደቂ ኣመንዝራ ሸራምጥ ኤርትራዊ ኩቡር መንነት❤🇪🇷❤️ ኤርትራን ኤርትራዉን ተሓቛቚፎም ንዘልኣለም ክነብሩ እዬም❤️ ኤሪትራዊት ማህጸን ጀጋኑ ኢያ ትወልድ። ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ = ዓወት ንሓማሴን = ዓወት ን9 ቢሄራትና
@gherghishtadeseshagu9608
@gherghishtadeseshagu9608 Ай бұрын
Wawwww great comedy I like it .
@selamselam7358
@selamselam7358 28 күн бұрын
😂😂😂😂😂እዋይ ሕርርር ኢልኩም እንታይሞ ምሽዶ ቢንያም ኮርሳቶረስ ብዓብዩ ብዓል ጎይተትካ ኢሳያስ የማኑ ሐጎስ ወልድአብ ወልደማርያም የማነ ቻርሊ ካበይ ድዮም????? ብዓል ተወልደ ረዳ ሀይለ ገብሩ ሽላን ወዲ ትካቦ ቆርጫጭ ን ካልኦት ብዙሐትን ካበይ ድዮም?????????የግዳስ እቲ ግብርኹም እዩ ዝገርም ዘዝትዓወተ ትግራዋይ ከሎ ብሐይሊ ኤርትራዊ ትገብርዎ ዘዝተቃወመ ወይ ዝተማረኸ ከአ መገዛእ አሕዋትኩም ብሐይሊ ትግራዋዩ ኢልኩም ክሕድ ተብሎዎ ፈጣሪ ይኽሐድኩም አቱም በላዕቲ ሰብ አራዊት😷😷😷😷
@godsfavson
@godsfavson Ай бұрын
አቦይ ሃይሉ ኤርትራዊ ኮይኑ ካብ ኤርትራዊትን ትግራወይትን ዬም ወሊዶም እዚ ወዲ ካብታ ትግራወይቲ ዝተወልደ ኮይኑ አቦ ቢንያም ድማ ካብ ኤርትራዊትያ ።
@simret-xx4vi
@simret-xx4vi Ай бұрын
Eway qnei zeygebro zeyblu kkkk
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Ай бұрын
ሰብ እባ ሓሚሙ እዩ ኣነ ሕጂ ዝፈልጦ የብለይን ግን ሓዉ እዉን ክከዉን ይክእል እዩ ትፈልጥዮ ተሊኪ ከኣ ወዲ ከምዚ ዓዲ እዩ ኣብ ኤርትራ በሊ እምበር እዚኣስ ዋላ እዉን እኮ ናይ በሓቂ ተኮይኑ ሲ ን ቢኒ ኢኪ ትገድእዮ ዘለኪ ካብዚኦም ስድራ ከምዚ ክመጽእ ኣይክእልን እዩ ትብሊ ኣለኪ
What will he say ? 😱 #smarthome #cleaning #homecleaning #gadgets
01:00
ПРИКОЛЫ НАД БРАТОМ #shorts
00:23
Паша Осадчий
Рет қаралды 1,9 МЛН
So Cute 🥰
00:17
dednahype
Рет қаралды 44 МЛН
Muza Tv- ርእይቶ ንጌታቸው ረዳ- New tigrigna comedy
8:56
Muza Tv- እታ መንበር መን ይሓዛ?
9:36
Muza TV ሙዛ
Рет қаралды 36 М.
OMN ODUU FULBAANA 7, 2024
22:03
OMN
Рет қаралды 1,8 М.