ንዕለት 7th September 2024ስዓት 12፡00AM"Media" Comedy By Hagos Weldegebriel (Suzinino) ሓጎስወልደገብርኤል/ሱዚኒኖ

  Рет қаралды 422,898

Master Entertainment

Master Entertainment

Күн бұрын

ዘሐጒስ ብስራት ንኣፍቀርቲ ኮሜዲ
እቲ ንንዉሕ ዝበለ እዋናት ካብ ስራሓት ኮሜድን ፊምታትን ርሒቑ ዝጸንሐ ህቡብ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ
ወልደገብርኤል/ሱዚኒኖ/፡ ኣብ ማስተር ኢንተርተይመንት እንሆ ብኣቀራርብኡን ትሕዝትኡን ፍልይ
ዝበለ‘’ሜድያ’’ዘርእስታ ሙዚቃዊት ኮሜዲ ሒዝልኩም ቀሪቡ ኣሎ። ከምኡ’ዉን ዝተፈላለዩ
ሓደሽቲ ፊልምታትን ኮሜዲታትን ኣብ ዝቕጽሉ ሰሙናት ኣብ MeTv.online ክቐርቡ ሙዃኖም ብሓጎስ
ነበስረኩም።
access and subscribe Master entertainment
/ @masterentertainment689
Follow us on Facebook / masterhabesha
Follow us on Twitter / masterhabesha
Follow us on Instagram / master.habesha
To contact us Email address: masterentertainmenteritrea@gmail.com
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ዳዉንሎድ ምግባር ንስነጥበበኛታት ስለዘኽስር፡ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Master Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 4 000
@Asmeradodc
@Asmeradodc 9 күн бұрын
ፈተውቲ ኣርቲስት ሓጉስ ወልደገብርኤል ሱዚኔኖ መታን ብ ብሉጽ ስራሕ ክምለሰና እዚ ናይ ሃገርና ኮኾብ ብላይክ ሳብስክራይብ ሼር ሃናጺ ርእይቶ ንጽሓፈሉ ያላ ኣድነቅቲ ሱዚ ❤❤❤
@Tigregnavibes
@Tigregnavibes 9 күн бұрын
🎉🎉🎉
@HagosGirmayTigray
@HagosGirmayTigray 9 күн бұрын
ብልክዕ
@tsigeredatewelde5646
@tsigeredatewelde5646 9 күн бұрын
ስዚኒኖ እንቕዕ ብሰላም መጻእካ ኣቦ ጥበብ ቀዳማይ ኮሞድያን ሃገርና we love you🎉🎉🎉❤❤❤
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 9 күн бұрын
ሰኒ! ፍቱው ንነጥበባዊ ሲዚኖ ህጣም ምጥፍኡስ፡ እንታይ ገበንኮን ኣቢሱ ይብል ኔረ፡ መቸም ንኣሜሪካዊ ተዋሳኣይ ዊል ዝሚዝ ዝተበየነሉ እገዳ ዝዝከር ኢዩ😀 🤝❤🕊
@erfrietewahdo2660
@erfrietewahdo2660 9 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ እዩ ብሓቂ
@kidu2pac259
@kidu2pac259 9 күн бұрын
እውይ ኣነ ሱዚኒኒኒኖኖኖ ተካል ፌሮ እንዳ ተባህለ ሱዚ ሽኮር። እንቋዕ ብሰላም መጻካ። ንሱዚኒኖ ዘፈቱ እስክ ኣብዚ ላይክ ይርገጽ❤🎉
@user-be6cy3cw8c
@user-be6cy3cw8c 9 күн бұрын
ሕጂ፡ኩልና ፡ፈተውቲ፡ ሱዚኒኖ 1 milion, like ክነብጽሓ ኣለና ምስ ወጸት ሞራል፡ፍርቒ፡ሓይሊ፡ኢዩ❤❤
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 8 күн бұрын
Yesssss 1 million
@yemanegebreyohans5980
@yemanegebreyohans5980 6 күн бұрын
ሰላም ሱዚኒኖ አታ ሐዉና እንቋዕ ደሐን መጻኻ ብሐቂ እየ ዘኽብረኻን ዝፈትወኻ እድኢ አነ ትራይ ዘይኾነ ኹሉ ኤሬ ኹሉ እዩ ዝፈትወኻ ሐጎስና ብሐጽሩ እንቋዕ መጻኻ ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fatherey9977
@fatherey9977 5 күн бұрын
Nabhaki edu eyu❤
@Ability-205
@Ability-205 3 күн бұрын
Welcome back suzinino the best. ❤❤❤
@j4l472
@j4l472 9 күн бұрын
ዘመና ግዲ ክምለስ ኢዩ ንፈትዎ ስራሕ ኮ ራኣና ፡ደጋግመና ሱዚ❤
@filmon4559
@filmon4559 8 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉 Amlaki nemen eliwo
@edengebrihewet8633
@edengebrihewet8633 8 күн бұрын
Amen eti Senay Zemen ymeles
@Eri91M90
@Eri91M90 8 күн бұрын
ናይ ብሓቂ🎉😊
@eri6748
@eri6748 8 күн бұрын
❤❤
@user-vo6tx9ee8h
@user-vo6tx9ee8h 8 күн бұрын
Amen ❤❤❤
@እፍትል
@እፍትል 9 күн бұрын
ሓጎስ ፣ ንብዙሓት ተዋስኦ ንክጅምሩ ዕድል ዝኸፈተ ዓቢ ሰብ👑
@HanaHagos-e8p
@HanaHagos-e8p 8 күн бұрын
ብሓቂ ንጉስ ጥበብብ
@እፍትል
@እፍትል 8 күн бұрын
@@HanaHagos-e8p 💯✅
@naelgoitom9954
@naelgoitom9954 9 күн бұрын
ድሕሪ ዓሰርተ ዓመት ንመጀመርታ ግዜ ብኮመዴ ስሒቅናን ተማሂርናን። እንቋዕ ብሰላም መጺኻና ሱዚ ኣቦ ጥበብ።
@user-io3er4kd8y
@user-io3er4kd8y 8 күн бұрын
Ata nay dawit ke sihika aytfeltin
@user-pd1qt7ye6m
@user-pd1qt7ye6m Сағат бұрын
Dawet Eko komedan Aykoen Bekye Eyu kem komede Ayhsbon Ete nay dawet​@@user-io3er4kd8y
@WediAdes
@WediAdes 3 сағат бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻካና ሲዚኒኖ ሽሂኮር ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ዝበልጽ ሲራሕ ክንጽበ ኢና ደጋግመና ሱዚ ሃንቀው ኢልና ክንጽበ ኢና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@robelmegos5417
@robelmegos5417 5 күн бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኻ ክቡር ተዋሳእን ድምፃዉን ሓጎስ (ሱዙኒኖ) big respect and love from Shire,Tigray❤❤❤❤❤
@ykalowelde8148
@ykalowelde8148 8 күн бұрын
ጠፊኡ ነይሩስ ምጽእ ኢሊ ኣጸጊዑ ነዛ ሰብ ሓመድ ጊሩዋ ክክክክክ😂😂😂😂😂
@awetalem1873
@awetalem1873 4 күн бұрын
መዘንግዕ መፀ ተባሂሉ ዓዲ ብዓዳ ትፅበ ኣላ🎉🎉🎉🎉🎉
@samemekseb5650
@samemekseb5650 7 күн бұрын
መርሓባ💙🤍🕊️ካብዚ ዝዓቢ ቃልሲ ንህዝብኻ የለን ከምዚ ዓይነት ስርሓት ቀጽለሉ ክቡር ስነ ጥበበኛ ኣያናን ሓውናን ሓጎስ ወልደገብርኤል ቃንዛን ስቓይን ህዝብና ኣይትረስዑ ፈጣሪ ከይርስዓኩም
@alexanderalexander7126
@alexanderalexander7126 9 күн бұрын
ደገፍቲ ሲዚኒኖ ላይክ እስከ ሃቡለይ ነዚ ንጉስ ስነ ጥበብ ❤❤❤❤❤❤❤
@logbiba2500
@logbiba2500 9 күн бұрын
The Legend 🙌
@Facts13404
@Facts13404 9 күн бұрын
🎉🎉
@ww1075
@ww1075 8 күн бұрын
ሱዚኒኖ እንቋዕ ደሓን መጻእካ❤ካብኩሉ ክብርኻ ዓቂብካ ምጽናሕካ የድንቀካ ዉራይ ስደትካ ጥራሕ ክትገብር ምጽናሕካ ሕጂ ጽብቅቲ ኮሜዲ ነዚ ግዜ ትገልጽ ሒዝካ ኸኣ ደበኽ ኢልካና ❤❤❤
@Rorawit
@Rorawit 5 күн бұрын
Welcome back legend Suzanino❤🎉🇪🇷🇪🇷
@mikeltesfu2178
@mikeltesfu2178 9 күн бұрын
ኣታ ሰናይ ዘበን ኣዘኪርኩምና ኣቱም ሰባት እዚ ጥዑም ጊዜ ንናፍቕ ኣለና ! ማዓስ'ዩ ኩሉ ህዝቢ ኣብ ሃገርና ተኣኪብና ሳሓቕን ሽሻይን ክንረክብ ባዕልኻ ወዳኣዮ ፈጣሪ
@Tigregnavibes
@Tigregnavibes 9 күн бұрын
🎉🎉🎉
@helugalasmera1334
@helugalasmera1334 8 күн бұрын
Amennnnnn🤲🤲🤲🤲
@negatiehdego1891
@negatiehdego1891 8 күн бұрын
Me too, my memory is back
@user-bt9vq8pd7b
@user-bt9vq8pd7b 7 күн бұрын
Amen amen amen
@grge7732
@grge7732 3 күн бұрын
Off 😢amen ybelo
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 9 күн бұрын
ኣብ ሰዓታ ገላጺት እያ ሰብና ኣበይ ከምዝውዕል ተርኢ ሱዚ ❤❤❤❤❤
@iseyasyemane2899
@iseyasyemane2899 9 күн бұрын
Hagos mecham mesta nay kidanka bealti tibeb Ribka merkabka betame des elune hake eka b tebabb gerka tigalxo ❤❤❤❤
@user-yf3sk6wl7m
@user-yf3sk6wl7m 8 күн бұрын
ጥበብ ዋና ኣለዎ ንብለኩሙ ሱቁ እልና ኣይኮናንንን ዋኑኡ ተመሊሲዎ ኣሎ እንቆዓነይ ብሰላም ተመለሲካና ኮኮቡ ሰማይ 🙇‍♂️
@dj_hazeka.
@dj_hazeka. 7 күн бұрын
ኣዝየ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ቡሉጽ comedian ናይ ሃገርና አንቃዐ አቲ ንፈትዎ ስርሓትካ ዳግማይ ክንርኢ ኣብቃዓና Well came ኢልና ሱዚ 🇪🇷🥰🥰🥰🥰❤
@slamah.33slamah2
@slamah.33slamah2 8 күн бұрын
ኣነስ ክፍተወን ኣድነቅትካ እየ ካብ ትግራይ ሓፍትካ❤️❤️❤️💊🇪🇷 ሰላም ንህዝብ ዓለም ❤️❤️❤️
@fhgf6561
@fhgf6561 8 күн бұрын
ገፅኪ ትርሓቅ ጋሓፍ
@ደላዪናጵነት
@ደላዪናጵነት 8 күн бұрын
​@@fhgf6561ከልቢ ልዛይ ህግደፍ ጽቡቅ ዘይፍትወልካ
@GenetRezene
@GenetRezene 8 күн бұрын
ትግራዋይ እኮእዩ 😀
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 күн бұрын
​@@fhgf6561እንታይ ጌራ ሰላም ክንዲ ዝበለት???
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 күн бұрын
ጓል ትግራይ ሽኮር ዋላ ንሕና ንፈትወኪ ኢና ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Natan0755
@Natan0755 9 күн бұрын
ዘይድገም ኮምድያን ሱዚኒኖ ኣዝማሪኖ ❤❤❤❤
@19abonamedia
@19abonamedia 8 күн бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፀኻ "መዘንግዕ". U made our childhood ደስባሃሊ። የቕንየልና🙏 ካብ ትግራይ እየ።
@yohanesyonas-e1o
@yohanesyonas-e1o 4 күн бұрын
ሱዚ ጥዑም ድሀይ ድምጽካ ኣይትሓባእ❤❤❤❤❤
@Itsakal
@Itsakal 8 күн бұрын
መርሓባ ስዚኒኖ ኣባይ መልኽቲ ኣያ ቀጽሎ አዛ ዓርከይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@habtombereket6297
@habtombereket6297 8 күн бұрын
ሱዚ ኒኖ እንዳ ኣስሃቀ ዝምህረካ ንጉስ ጥበብ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 9 күн бұрын
ሲዛኖ ጅግና ናትካ ድራማ ዘይኮነስ ኩሉ ስራሕካ ተግሳፅ እዩ ንዘስተዋዕል
@nnurymebre
@nnurymebre 3 күн бұрын
Nay bhaki nzelenayo gze tgelix gobez suzinini mewdadrty albo🥰🥰
@awetwedigere1172
@awetwedigere1172 9 күн бұрын
ጥዑም ግዜ ኣሕሊፍና ምስ ስዚኒኖ ሕጂ ዉን ኣብዚ ጸዋግ እዋን ክፍዉሳ ዩ ዛነብሲ ይመስል❤
@danielghebre
@danielghebre 9 күн бұрын
Well come ❤ ንስካ ስነ ጥበባዊ ዘይኮንካ ንስካ ጥበብ ኢካ ባዕልካ ❤❤
@AymenBenmachri
@AymenBenmachri 7 күн бұрын
ሱዚ ጀትል ነዞም ፍራታት ብሓጺሩ አረዲእኻዮም Allaha blessd you
@dawiter3894
@dawiter3894 6 күн бұрын
ናይ በሓቂ ትምህርታዊ ዝኾነት ኮመዲ። Keep it up SUZININO ነብሲ👍
@Ostirch
@Ostirch 8 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ነዚ ግዜ ዝገልጽ እዩ መንፈሳዊ ይኩን መሃሪ መደባት ዝሪኦ ዘይብሉ ይገርም እዩ ❤❤❤ ሲዚንኖ ናይ ቀደም ይበል
@millaayalew1392
@millaayalew1392 9 күн бұрын
ገጽ ንፈትዎ ርኣና! ተመስገን ኣምላኽ❤❤❤❤
@dmgalves3291
@dmgalves3291 8 күн бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻካ ተናፋቅ ሱዚኒኖ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@musseteklit2860
@musseteklit2860 8 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእካና ኣቦ ጥበብ ሱዚኒኖ ነዘስተዉዕሎ ዓቢ ትምህርቲ ሂብካና ኣለኻ ቀጽሎ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ።
@FilmonBrhane-w5z
@FilmonBrhane-w5z 9 күн бұрын
እንዳ ኣስሓቀ ዝምህረካ መምህር ስነ ጥበብ ሱዚኒኖ ❤❤❤
@SamilKiflmariyam
@SamilKiflmariyam 9 күн бұрын
ዓቢ መልእኽቲ ዘለዋ ስራሕ ኢያ ሓጎሰይ ድሓን ኩኒ ከብረት ወ 😥 ሓቅኻ ንለብም እስኪ ኣቱም ሰባት
@efremtesfai1743
@efremtesfai1743 8 күн бұрын
እዚ ሜድያ ምሒለ ገዲፈዮ ኔረ ሱዚኒኖ ምስ መጸ ግን ሕማቅ ስራሕ ሒዙ ከምዘይመጽእ ስለዝፈልጥ ተመሊሰ ።በጃኻ ኣይትጥፋኣና ካብዚ ገፈጥ መፈጥ ርስሓት መታን ክንወጽእ ሓግዘና።ብዓል ንስኻ ንጉስ ስነጥበብ ምስ ጠፋእኩም ከም ሃመማ ናብ ርስሓት ዓሲልና ጸኒሕና።ብሉጽ ስራሕ ከም ቀደም❤❤❤❤❤።ካብ ንህቢ መዓር ኢኻ ትረክብ ናይ ብሓቂ።
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 8 күн бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍
@AsmoromAsfha-cx5jh
@AsmoromAsfha-cx5jh 4 күн бұрын
Suzinino kulu natka qumneger delewo serah eyu mhari arami hibretseb❤❤❤❤
@senutesfai4150
@senutesfai4150 8 күн бұрын
ብርሃን ገጹ ሱዚኑኖ ብሓቂ እቲ ብቆልዕና ከለና ንከታተሎ ዝነበርና ገጽ ንፈትዎ ረኣና እንቋዕ ደሓን መጻኻ ሱዚ ❤❤❤
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 6 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MusieTV
@MusieTV 9 күн бұрын
O.M.G welcome ሱዚንኖ ንጉስ ጥበብ ❤🎉
@masawamtswa9842
@masawamtswa9842 8 күн бұрын
ተመስገን ሱዚ ተመሊሱና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣንቱም ሰባት እንዳዛናግዐ ዝምህር ብሉጽ ሰብ ኢዩ ብልክዕ ነዚ ንፉስ ግዜ ገሊጽዎ❤❤❤❤
@sultanalisultanali4588
@sultanalisultanali4588 7 күн бұрын
ሲዚንኖ ዘይፈቱ የለን ተዛረቢ ትግርኛ ኾይኑ እንኳዕ ሰላም መፃእኻ 💜🙏
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 7 күн бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍
@robeltadese6555
@robeltadese6555 8 күн бұрын
እንቋዕ ዳሓን ተመለስካ ሱዚኒኖ( my favorite) መምህር ሕብረተሰብ፡እንዳ ኣዘናግዐት ዓቢ ትምርቲ ተሕልፍ ብልጽቲ ስራሕ ።thank you so much ጎይታ ጥበብ👏🏽🌹❤️🇪🇷❤️
@MuluemahariSolomon
@MuluemahariSolomon 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ትንሳኤን ስነ ጥበብ ሃገርና ዘራካና ቆጽሎ ኣትሙተናስከ በል
@SimonFidel-x8n
@SimonFidel-x8n 9 күн бұрын
ሱዚ ካባይ ኣትሒዝካ ቁምነገር ስለ ዘይንፈቱ ኢና!🎉🎉🎉🎉🎉🎉 እቲ በዓል ቁምነገር ሰብ ሲኢኑ።
@heludoxy
@heludoxy 5 күн бұрын
man am crying eko this reminds of the long times when we used to sit in our small tv room and watch his comedy l love him sm
@heludoxy
@heludoxy 5 күн бұрын
1milllion kman whdka 🥰
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 4 күн бұрын
😍😍😍😍😍😍
@user-nb5he9ft4e
@user-nb5he9ft4e 7 күн бұрын
ያረብ ሰናይ ዘመን ግዲ ክምለስ ደልዩ😢 ሱዚኖስ መጺካ የኔዋ እንወድሃለን🥺🫶❤
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 6 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 6 күн бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@eritrea8133
@eritrea8133 9 күн бұрын
መርሓባ መርሓባ እቲ ንፈትዎ ወናም ተዋሳኣይ ምስሓቅ ስዚኒኖ እንቆዕ ብደሓን መጻእካ ❤️❤️♥️❤️❤️♥️❤️♥️♥️❤️♥️♥️♥️♥️❤️
@Tigregnavibes
@Tigregnavibes 9 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉
@Sunwhite-entertainment
@Sunwhite-entertainment 9 күн бұрын
Comedy ክብሉካስ ከመዚ ኢዩ እምበር ትምህርቲ ሓዘል Thanks Legend suzi
@MebrahtomSium
@MebrahtomSium 6 күн бұрын
ጹቡቅ ስራሕ ሱዚኒኖ እንቃዕ ብሰላም ተመለስካና 🎉🎉
@SelamShalom419
@SelamShalom419 8 күн бұрын
Welcome back ሱዝኒኖ ❤🎉❤ ንበሎ ብሓባር ሓባይብ። like ርገጽ
@Frehiwet-ij9dr
@Frehiwet-ij9dr 7 күн бұрын
ርገጽ አብለኪ 😂😂
@حمادهمحمدزاهرابوزاهر
@حمادهمحمدزاهرابوزاهر 9 күн бұрын
ሱዚ ዚፈቱ ላይክ ይግበር እስከ
@brhaneHagos
@brhaneHagos 7 күн бұрын
ታደርፊ ንበይና ልቀቃ ካብኡ ካዓ ናይ ኩሉ ግዜ ፉሊ ሰብ ኢካ🎉
@filmonkidane8220
@filmonkidane8220 7 күн бұрын
Big thanks big comedian suzi welcome let's go for 1 million like comment & share
@robelbereket2840
@robelbereket2840 8 күн бұрын
ጅግና ኢካ እናስሓቅካ እትምህር፡፡እናተዘከሩ ንዘመናት ዝነብሩ ጥበባትካ ብምስትውዓል ክንርእዮምን ክንምሃረሎምን ኢና፡፡
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@danieltekle9339
@danieltekle9339 8 күн бұрын
ሓጎስ ስዚንኖ ምሉእ ብምሉእ ሕብረተሰብ ኽትቅይር ከም ትኽእል በቲ ናትካ ብቅዓት ከምዘለካ ኩሉ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ ግን ህዝብና ካብ ሓቂ ሓሶት ፈትዩ ።
@t.s6056
@t.s6056 9 күн бұрын
ሱዚኒኖ ❤😂 ኮሜዲ ብድሕሬኻ ብዙሕ ሽግር ኢዩ ገጢምዋ ነይሩ !
@sawatube
@sawatube 5 күн бұрын
😂😂😂😂
@tesfaldetbocure6079
@tesfaldetbocure6079 5 күн бұрын
Profound pleasure to see you back in the field of comedy. Suzinino talent is beyond words to express, looking forward to see you with more videos.
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 4 күн бұрын
😍😍😍😍😍
@user-jv2xl8zw3j
@user-jv2xl8zw3j 8 күн бұрын
ሱዝኑኖ እንኻዓ ብሰላም ተመለሰና ክላትና ነታባባኦዓዮ ነዚ ኣቦ ጥበብ ❤❤❤❤
@kidu2pac259
@kidu2pac259 9 күн бұрын
ካብ ትስራሕ ግዜ ወሲዳ ኢያ ማለት ኢዩ፥ እንፈትወካ ኣርቲስት ኣሕፎሮም ሓውና ኣምላኽ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ😢🙏
@Eri91M90
@Eri91M90 8 күн бұрын
ኣነ ከማን ምስ ራኣክዎ ስ ግዜ ወሲዳ ኢያ ኢለ ከምዚ ዝበልካዮ ነብሱ ይምሓሮ ወዲ ኣሕፈሮም 😢
@HaniGile-lf8uw
@HaniGile-lf8uw 8 күн бұрын
​@@Eri91M90መይቱ ድዩ 😳😳
@HaniGile-lf8uw
@HaniGile-lf8uw 8 күн бұрын
​@@Eri91M90እዚ ሰብኣይ ምስ ስዚኒኖ ዝሰርሕ ዘሎ ማለት ድዩ
@Eri91M90
@Eri91M90 8 күн бұрын
@@HaniGile-lf8uw እቲ ጸሊም ሰብኣይ ምሁር ዶክተር ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ብሂወት የለን ዳርጋ 2-3ዓመት ጌሩ ኣሎ
@Eri91M90
@Eri91M90 8 күн бұрын
@@HaniGile-lf8uw እወ እቲ ሓኪም ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ሚእቲ ሰባት ጥራይ ይከታተሉኒ ክንደይ ሚሎናት ካንሰርን ገለ ሓሚሞም ከለዉ ኣብዚ ዓለም ዝበለ
@asmaracapitalotv2859
@asmaracapitalotv2859 9 күн бұрын
ሱዚ ንጉስ ጥበብ ኣብ ሰዓቱ ካባኻ ዝጽበዮ ዝነበርኩዩ ሞራል እስከ ሃቡለይ ነዚ ጅግና ❤እንቋዕ ብደሓን መጻኻ
@selamasrat4945
@selamasrat4945 4 күн бұрын
እንቃዕ ዳሓን መጻካ suzinino ሓወይ 🌹🌹❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🌹🇪🇷❤🙏🌹
@wedighebremeskel13
@wedighebremeskel13 8 күн бұрын
መርሓባ ሱዚ ዋና ጥበብ እንቋዕ ብሰላም መጸኻና 👏👏👏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@thestarman669
@thestarman669 9 күн бұрын
ደስ ዝብል ኮሚዲ ምስ ጹፉፉ መልእክቱ ሱዚ ያሆ ❤❤
@adiamkifle5980
@adiamkifle5980 9 күн бұрын
ዘሱዚታ እንቋዕ ብሰላም ተመለስካ ስሓቅና ከማን ተመሊሱ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Tigregnavibes
@Tigregnavibes 9 күн бұрын
🎉🎉🎉
@user-kt3nr5sz9o
@user-kt3nr5sz9o 7 күн бұрын
Thanks Suzinino for wisely using the media for education and entertainment. You are a true comedian with family values.
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 7 күн бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@user-zt9tx4kf7g
@user-zt9tx4kf7g 8 күн бұрын
❤🎉እንቋዕ ዳሓን ተቐልቀልካ ሱዚ ብሉጽ ኮሚድያን ሃገርና🇪🇷🙏🙏
@awettesfamariam814
@awettesfamariam814 8 күн бұрын
I remember it like it was yesterday, when I was 14. Back then, everything seemed simpler, purer, and the little pleasures in life made me dream. Today, as I dive back into those memories thanks to an incredible video on KZbin, it feels like I’m reconnecting with my childhood, with my 14-year-old self. It’s been over 15 years, but those moments are unforgettable. It’s crazy to still feel that joy and nostalgia. Thank you to those who share moments like these. It warms my heart to remember where I come from and to see how some things never change. I’m truly grateful for that, and it makes me smile.
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 8 күн бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@sh.1528
@sh.1528 7 күн бұрын
Yes I was so exited as well to see Zuzinino back and comedic messages. One thing that bothered me was, they filmed it in Eth0.🤣 I am sure it is a business decision but sometimes money is not everything.
@asterb2728
@asterb2728 7 күн бұрын
ኩቡር ሓው አርቲስት ኮሞድያን ሓጎስ ስዚኒኖ ኩሉ ስራሓትካ ዝድነቅ እዩ ቀጽሎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 6 күн бұрын
❤😂❤😂❤😂❤😂❤
@liberaltvnexatv6532
@liberaltvnexatv6532 6 күн бұрын
Welcome back Suzino great artist 😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Merhawi-rn3go
@Merhawi-rn3go 9 күн бұрын
ዋዛ መስ ቁምነገር ክብልዎ ሲ ክምዚ ኢዩ ሱዚ ኑጉስ ስነ ጥበብ እንቃዕ ብሰላም መጻኻና ወዲ ኤረይ ኮኾብ ❤❤❤
@ፊሊ-m7l
@ፊሊ-m7l 9 күн бұрын
ንጥበብ ዋናታታ ሃሰስ ክብልዋ ከለው ተዓዘብቲ ፍሽኽ ይብሉ እንቃዕ ብድሓን መጻእካ ሱዘይ ቡሉጽ❤
@AlexanderRezene
@AlexanderRezene 8 күн бұрын
ወልካም ሱዙ ማራ ዶንጊካና ከማን❤❤❤
@khaledaberra8940
@khaledaberra8940 5 күн бұрын
መርሓባ ክቡር ሓው ሓጎስ። ንፉዕ፣ በርትዕ፣ ቀጽሎ ኣጆኻ። የቐንየልና።
@behonest7199
@behonest7199 9 күн бұрын
ሱዚኒኖኖኖኖኖኖ ተመሊሱሱሱሱሱሱሱ!! ቦይይይይ ቦይይይይ ቦይይይይ፣ በል እስከ ናይ ሰሓቅ ዘመን ይግበረልና!!
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 9 күн бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@satisati-eq8vm
@satisati-eq8vm 8 күн бұрын
እንቃዕ ብሰላም መፀካ❤ሀቡብ ስነጥበብ ሓጎስ ወለገብሪአል❤
@efessonberhane5322
@efessonberhane5322 4 күн бұрын
ሱዚኒኖ ኣታ መቕሰን ከመይ ዲኻ ተናፊቕካ ኔርካ እንኳዕ ብደሓን መጻኻና 🎉🎉🎉🎉
@tedvisions1467
@tedvisions1467 5 күн бұрын
ስዝኒኖ ምስ ጽርሃ ተራኺቦም ደስ ዝብል እንቋዕ ተራኸብኩም ብጀካ ስሓቅ ካእል ኣበር ዘይብሎም። ❤ 🙏🏽
@askkilkasa3770
@askkilkasa3770 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ ስውዚኒኖ ❤❤ ብሓቂ ግላጺት እንቆእ ሰላም ምሉ ጻካ ሰናይ ዘብን ይግበርልና
@በእውነቱኑር
@በእውነቱኑር 3 күн бұрын
አቶ ሱዚኖ እንኳን መጡ! ❤❤❤❤❤ ነብስ እኮነህ አባቴ❤❤❤❤❤❤❤
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 8 күн бұрын
ብጹቡቅን መሃርን ስራሕ ዝተመለስካናን ኩቡር ሐውና ሱዚኒኖ ዓቢ መልእክቲ😂😂😂
@user-uq2zg4zm8j
@user-uq2zg4zm8j 9 күн бұрын
ሱዚ ናይ በሓቂ ገላጺት ኮሜዲ።
@Tigregnavibes
@Tigregnavibes 9 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉
@MOMisMyLife-xe4sl
@MOMisMyLife-xe4sl 11 күн бұрын
welcome ሱዚንኖ ንጉስ ጥበብ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝያዳይ ናይ ብሓቂ ኣብዚ ግዜ እዚ ንወድሰብ ስሚ ኮይኑ ደሎ ማሃሪ ስራሕ 👍👌🙏❤
@helaandemikael8919
@helaandemikael8919 Күн бұрын
Well come back suzinino...Great to see u again teaching people in a very unique way..
@zecariasokubay7217
@zecariasokubay7217 8 күн бұрын
ስዝኒኖ ❤ እንቃዕ ብድሓን መጻኻና።
@Betri-Haqi1991
@Betri-Haqi1991 7 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ፡ ንድንቁርና ንከፍሎ ዘለና ግዜ መቸም ክንድዚ እዩ ኢልካ ክትገልጾ ኣይትክእልን ኢካ፡ ኣቅምካ ደኣ ተበርክት እምበር ካብ ኣፍ ዘውጽአ ቆልዓ ክሳብ 40ታት ዘሎ ዕድመ ናበይ ገጽና ንከይድ ኣለና እንድዒ። ፕራንክ & ቤቢ ሻወር ከኣ ኣብ ቀጻሊ ኣምጻየን ኢካ።
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 7 күн бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@Samuelshumay
@Samuelshumay 9 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻካ ሓጎስ ወልደገብርኤል ❤❤❤❤እታ ሰዓት ስ ነውሓቲን እሞ ናዓይ ክትብል እባ ነታ ሰዓት ኣሕጽረለይ ምኽንያቱ ብጣዕም ስለዝተሃጠኹ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej 7 күн бұрын
Tikikl 💯 bravo 👏
@mogosokbay2165
@mogosokbay2165 7 күн бұрын
ጥበብ ዋንኡ ክሰርሓሉ ከሎ ክንደይ መቀረት ኣለዎ ❤❤❤❤❤❤❤ እንቓዕ ብሰላም መጻካ ናፍቲ ትፈትዎ ሞያካ ኣብ ነፍሲወከፍ ፈታዊካ ዘሎ ሃንቀውታ ካብዛ ኮመድይ ንዕዝቦ እዩ ።ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ዉን ምሉእ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ።
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 7 күн бұрын
😍😍😍😍😍😍
@Habenhaben-mh4vh
@Habenhaben-mh4vh 11 күн бұрын
Welcome back my king 🤴 comedy Eritrea love you so much ❤️
@debesaytmichael5200
@debesaytmichael5200 8 күн бұрын
እቲ ድሙቅ ኮኮብ እንቆዕ ብደሓን መጻካ፡ ብስርሕቱ አቲ ዝድንቆ ስነትበባዊ suzinino ❤❤❤like enda regexna 👈
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 8 күн бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@GualestifHanieta-py4jc
@GualestifHanieta-py4jc 6 күн бұрын
Your ability to blend humor with insight is a true gift. You not only make people laugh but also leave them with something meaningful to reflect on. Through your craft, you’re lighting up minds and lifting spirits, proving that comedy can be a powerful tool for learning and growth. Keep shining !
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 6 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@tamrat7
@tamrat7 9 күн бұрын
ብጣዕሚ ተሓጉሰ ሱዚኒኖ ብምርኣየይ❤❤❤❤
@johnsimon3302
@johnsimon3302 9 күн бұрын
ኮሜዲ ሃገርና ካብ'ቲ ጠፊኣቶ ዝነበረት በዓቲ መሰስ ኢላ ትወጽእ ኣላ። bravo arku
@danielhadgu23
@danielhadgu23 6 күн бұрын
ብዘይ ስኽፍታ ትከታተሎ ስዚኒኖ😂😂
@saront6401
@saront6401 7 күн бұрын
I feel like I’m back to the old suzinino comedy times I’m soo happy to see u back ❤❤❤❤❤❤
@maebelmahansho4483
@maebelmahansho4483 9 күн бұрын
እንፈትዎ መምህር ሂወት ሓጎስ ወልደገብሪኤል እንካዕ ብሰላም መጻካና !!!!
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 9 күн бұрын
😍😍🤩🤩🤩🤩
@fanusakolomarefaine8461
@fanusakolomarefaine8461 8 күн бұрын
ኣዝያ መሃሪት እያ ስለዚ ንመን ንከታተል ኣየናይ ይጠቕመና እዩ☝
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 8 күн бұрын
😍😍😍😍😍😍😍
Ask Dr Mehret -  ዶ/ር ምህረት ይጠየቃል Q151
18:02