'' ቢሾፕ ማር ማሪ ድሕሪ መጥቃዕቲ፣ጸላእትኹም መርቑ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 19,908

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

2 ай бұрын

Пікірлер: 94
@fre_tesfa95
@fre_tesfa95 2 ай бұрын
ደስ ዝብል መልእኽቲ ሓውናን መምህርናን ካሳሁን፣ እዚ ኣብ ምድሪ ሓበሻ ዘሎ ክርስትና ናይ ምስሉይነት እምነት ኢዩ ምስ ሰናይ ትሕትና። ምኽንያቱ ብዙሕ ነገራት ክትሓስብን ክትምርምርን ኣብ ትጅምረሉ፣ ብዙሕ ደስ ዘይብል ኣካይዳ ኢኻ ትዕዘብ። እዚ ክብል ከለኹ እምነተይ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኢየ፣ ኣብ እምነተይ ውን ቕንጣብ ምጥርጣር የብለይን፣ ኮይኑ ግን ብፍላይ ኣብ መሪሕነት ናይቲ እምነት ተፈጢሩ ዘሎ ውልቀ ምልክነት፡ ኣቦታት ጓሶት ኣብ ክንዲ ምዃን ፈረድትን ኮነንትን፡ ንሓድሕዶም ኣብ ክንዲ ብፍቕሪ ክርስቶስ ተጠሚሮም ደቆም ኣብ ክንዲ ምሕላው ክወጋገዙን ክርሓሓቁን ኢና ንፈልጥ። ብሓፈሻ ኣምልኾና ብፍቅሪ ክርስቶስ ዘይከነስ ባህላውን ልምዳውን ናብ ምዃን ዝንባለ ዘለዎ ኢዩ ምባል ይከኣል። ስለዚ ካብ ፍቅሪ ዘይብሎም ትግርኛ ዝዛረቡ ኣቦ፣ ፍቅሪ ክርስቶስ ዝሰብኩ፡ኣቦ ኩሉ ዝኾኑ ኣባ ይቀርቡና።
@Sanirey777
@Sanirey777 2 ай бұрын
👌👌👌👌
@user-pm2ul5pg1r
@user-pm2ul5pg1r 2 ай бұрын
ናይ ልበይ❤
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 2 ай бұрын
ብሐቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህርና እዞም አቦ ካአ ዓብይ ትምህርተ እዩ ምሕረት የውርደሎም 🙏💒✝️🤲
@fusfv877
@fusfv877 2 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓወይ መምህር ካሳሁን እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🌹🌹🌹💒💒💒
@yirgalemfisseha4453
@yirgalemfisseha4453 2 ай бұрын
ተባረክ ሃወይ ቃለሂወት የስማአልና ዝሃወይ ናይ ክርስቶስ ቃል እዬም ዘስተምህሩ ፈጣሪ ይሃልዎም!!!!!
@user-bf4nn2rv8e
@user-bf4nn2rv8e 2 ай бұрын
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna 🙏
@Selam-ko8gf
@Selam-ko8gf 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና መምህርና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ብሓቂ ነይዞም ኣቦ መልእክቲ ዝገርም እዩ ንክቐትሎም ንዝመጸ ምፍቃሮም ናይ ክርስቶስ ፍቅሪ ዝመስከሩ ምሕረት የውርደሎም ኣምላክ
@robelalem1432
@robelalem1432 2 ай бұрын
thank you ዲያቆን✝️✝️✝️❤❤❤🎉🎉🎉
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
Tekekel. Eyu. Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. ✝️☝️🙏🙏🙏❤️
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምኩም ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና❤❤
@asmerethabtu6860
@asmerethabtu6860 2 ай бұрын
አሜን የቀኔልና ኩብር ሐዉና
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ይኽበር ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 2 ай бұрын
Egiziabiher Amlak b'ayni mihiretu ytemitena kab fetena adhnena Kal hiwet ysmelna 🤲🤲🤲💒❤🕊🕊🕊
@user-oe4dh3pg9j
@user-oe4dh3pg9j 2 ай бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና 🙏
@user-np7co9ko2b
@user-np7co9ko2b 2 ай бұрын
ብሓቃ ቃል ህይወት የስመአልና ክቡር መምህርና 🥰🥰🥰🥰👍👏
@wintagebremkael8765
@wintagebremkael8765 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@merhawitandehaymanot797
@merhawitandehaymanot797 2 ай бұрын
Kalehiwet yesmealna xegeu yebzhalka memhr kasahun ❤✝️💒🙏💖
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 2 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤
@mabRihit
@mabRihit 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@johntkm9478
@johntkm9478 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና፡ጽቡቕ መልእኽቲ።
@user-xk7ot4um2f
@user-xk7ot4um2f 2 ай бұрын
💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕💕💕
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና
@abebakinfe6053
@abebakinfe6053 2 ай бұрын
Amen Amen 🙏 ❤❤❤❤❤❤qale hewet yesmaelna egzabher amlak memher
@nighistieyob2685
@nighistieyob2685 2 ай бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmailna
@tsigehaylu8798
@tsigehaylu8798 2 ай бұрын
Amen amen amen Qalhiwet yesmeilna ❤❤❤🙏
@SD11970
@SD11970 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmealna Kasahun hawey. Ab qexali bzaeba Oriental Orthodox church fellow zgebreo doctrine hizkalna tetmexi des ms belena. Bzuh seb kea ms temahre
@tewangabera9055
@tewangabera9055 2 ай бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmaelna mamher kashun❤
@besrathagos7378
@besrathagos7378 2 ай бұрын
I thanks fetari GAD always with the right people ❤❤❤❤❤
@grapega4114
@grapega4114 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmaelna. Azyu zinead melekti. Amlak ab libna yehdro.
@zarefre8155
@zarefre8155 2 ай бұрын
መምህር ቃለ ሂወት የስመዓልና ❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 2 ай бұрын
መሞህርይ❤
@mebrahtomangesom9823
@mebrahtomangesom9823 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏
@user-ce7uk8li5w
@user-ce7uk8li5w 2 ай бұрын
Amen❤
@Datdreams3
@Datdreams3 2 ай бұрын
Thank you 🎉
@Ostirch
@Ostirch 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@rahelkifle2339
@rahelkifle2339 2 ай бұрын
Aseyy enkaue hagonsana
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 2 ай бұрын
ቃል ሂወት yesmelna🎉❤🎉❤❤❤🎉❤
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 2 ай бұрын
Thanks you hawna memhrnan❤
@shishaymesmer681
@shishaymesmer681 2 ай бұрын
🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@pietrosmichael7321
@pietrosmichael7321 2 ай бұрын
May the Lord bless you and your ministry for the coverage of bishop Mar Mari and for exposing the false teaching of pastors as well. Stick to the Gospel of Jesus Christ.
@sentayobelay9805
@sentayobelay9805 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@ngstihaileslassie9337
@ngstihaileslassie9337 2 ай бұрын
🙏❤❤❤❤❤
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 2 ай бұрын
❤❤❤🙏
@zaidsibhat5625
@zaidsibhat5625 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏,
@SalamSalam-fg6tg
@SalamSalam-fg6tg 2 ай бұрын
ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዝሐልኩም ❤❤❤
@AZuchiKiflemariyam-fm1lg
@AZuchiKiflemariyam-fm1lg 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@luwamfeseha6593
@luwamfeseha6593 2 ай бұрын
Exactly, lomi aber tray ena knrek nedeli enber xbuk ayrekebyn eziom abo
@markodaytestes281
@markodaytestes281 2 ай бұрын
መምህር እንታይ ዘፍርሕ ኣለካ መናፍቅ እዮም ዘይ ተብለና ብወላሐንት ከንራኸብ ኣይንክእልን እና 😢
@user-ff1pm5bl1m
@user-ff1pm5bl1m 2 ай бұрын
❤❤❤❤🙏
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 2 ай бұрын
💒💒💒🤲🤲🤲🙏🙏🙏💐💐💐
@abnerkem6389
@abnerkem6389 2 ай бұрын
❤❤❤
@user-vo3mq7zw1r
@user-vo3mq7zw1r 2 ай бұрын
ናይ ዘመና ሃዋርያ ጳውሎስ ዝኾኑ ኣቦ እባ ኣጥፊኡልና ኔሩ እዚ ልኡኽ ርኹሳት ቆልዓ 💔🙏
@hiwettiakabo2751
@hiwettiakabo2751 2 ай бұрын
Memhr Igzabiher selam yewrdelna iti zharemom ab wiscti mekdesom keidu zharemom abi gega iyou ane sembide igzabiher mhretu yewrdelna
@abnerkem6389
@abnerkem6389 2 ай бұрын
Enkua mexaka kassahun hawey
@ghebrebrhanfshaye8011
@ghebrebrhanfshaye8011 2 ай бұрын
Qal hiwet yesmealna negr gn ezom asla humanité yeblomn ezy kea ayekidenan u ❤❤❤ kun kem mdrke u
@Fekarkun
@Fekarkun 2 ай бұрын
Hakika hawna kesahun ezom abo kab zkonu ykunu sebiawnet ina kenekedim zgibeana emo xbuk tmhrti u🙏
@zarahiwet1
@zarahiwet1 2 ай бұрын
ሰላም ንዓኻ ካሳሁን ሓውና ብሓቂ ነዚ ህዝቢ ሓቀኛ ወንጌል ክትህሮ ፡ ሓሳብ እንተ ድኣ ኣሎካ ፡ ኮይኑ ፡ ከም ሰብ ብዛዕባ ጥዕንኦም ፡ ጽቡቕ ኢልካ ምሕረት የውርደሎም ፡ ሕቶ ልሓተካ ፍቓደኛ እንተኾንካ ፡ ውዞም ኣቦ ጉድለት እምነት ኣሎዎም፡ ዝብሉ ኣብ ሚድያ ኣማርኛ ሰሚዔ ኣሎኹ ብዙሕ ጉድለት ከምዘለዎም ይስማዕ ኣሎ ከም ተዛራቢ ትግርኛ ፡ እዞም ኣቦ ብንጹር፡ ንህዝቢ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትምህርት ከምዘይ ምህሩ ዘይተፍልጦ ንተኻታተልትኻ ። ወይስ ትምህርቶም ትቕበሎ ኢኻ ወይ ኣይትቕበሎን ? መልስኻ ይጽበ።
@HahuLelu-xn2wk
@HahuLelu-xn2wk 2 ай бұрын
ምንም፡ይሁን፡ክርስቶስ፡ክርስትና፡ያገናኘናል ያኑርልን እኛ፡ኦርቶዶክሶች፡የክርስቶስ፡እውነተኛ፡አባቶች፡ልዩነት፡ቢኖረንም፡ከጎናቸው፡ልንሆን፡ይገባል
@Mym1994
@Mym1994 2 ай бұрын
Entay eiu eti tsegem malet bzeba abo nai mar Emanuel mizrab yhaish.
@MeazaYohanes
@MeazaYohanes 2 ай бұрын
Kubur Huwey qale hiwet yesmalna bezterfe neanawen nedeqina kem nay eziom abo selenmene ena react gerna!!!
@werkelulwerka
@werkelulwerka 2 ай бұрын
Hawena eske nazom abo es aflatoxin aleka do tewhado deyom zetfelalye media semeyo endeena crstatain the same kiblu semeyeom
@JamieYassin-ob5lc
@JamieYassin-ob5lc 2 ай бұрын
ኩቡር ሓው ከም ወትሩ እንዳመስገንኩ ሕጂውን ከምቲ ኣብዝሓለፈ ኮመንተይ እቲ ኣርእስቲ ናይታ ዝሓለፈት ቪድዮኻ ጌጋ ሓበሬታ ስለ ትህብ ኣልግሳ ወይ ቀይራ። ኣብዓለም ብሽም ኩለን ሃይማኖታት መላይን ህይወት ኑጹሃት ከምዘሕለፈ ኣብ ታሪኽ ሱኑድዩ፡ ስለዝኾነ ኻኣ ካብዚ ኣሰቃቂ ታሪኽ ተማሂርና ፍልልያትና ተኻባቢርናን ምንባር ዓቢ ጸጋዩ፡ እዚ ንክኸውን ካኣ መራሕቲ ሃይማኖት ባሃልቲል ዓቢ ተራ ኣለዎም። ኣብ ዓድና ኣየኖት መራሕቲ ሃይማኖት ብብዝሒ ተኣሲሮም ኣለዉ ኩሉሰብ ዝፈልጦ ኢዩ፡ ኩሉ ኣማኒድማ ብዘየገድስ ኣብምንታይ ይኣምን ብሓባርን ክብረትን ስርዓትን ክቃለሰሉ ዘለዎ ኮይኑ ይስማዓኒ። እዞም ኣቦ ብዘየገድስ ኣብምንታይ ያኣምኑ ከም መራሒ ሃይማኖት ኣብ ቤት እምነቶም እንዳጸለዩ ከምዚ ዓይነት መጥቃዕቲ ክወርዶም ከሎ ዓገብዩ ክባሃል ዘለዎ እቲ ኸምዚ ዓይነት ሰይጣናዊ ሱጉምቲ ዝወሰደ ሰብ ካኣ ብወልቁ ታሓታቲ ይገብሮ እንድሐር ትዝከሩ ኮይንኩም ቅድሚ ሒደት ዓመታት ኣብ ኒውዚላንድ ኣብመስጊድ እንዳሰገዱ ከለዉ ኣስካሕካሒ መቅተልቲ ብፌስ ቡክ ላይፍ ኣመሓላሊፍዎ ዓለም ሙሉእ ኣሰንቢዱ፡ ከምዚ ዓይነት ተግባር ክኹነንዩ ዘለዎ ብኹሉ ወገን። እዚ ኣብዚ እዋን ንሪኦ ዘለና ምትኹታኹ ናይሃይማኖት ኣብ ናይሃገርና ሶሻል ሜዲያ ብቀሊሉ ክረኤ ዘይብሉን ኣዚዩ ተነቃፍንዩ ኣብ ሶሻል ሜድያ ዝነጥፉ መራሕቲ ሃይማኖት ዓቢ ግደ ክጻወቱ ይግባእ። ነዚ ኣብ ልዕሊ ኣቦና ዝወረደ ተግባር "ናይ ጃሃድ ግብረሽበራ" ኢልካ ምልጣፍ ወይ ከምጾኦ ዝኽእል ሳዕቤን ዘይምርዳእዩ ወይ ድማ ኮነኢልካ ንናይ ሃይማኖት ስምዒታት ምልዕዓል ዝተገብረ ኢዩ፡ ስለዝኾነድማ ወይ ክላዓል ወይ ይቅሬታ ክሕተተሉ ዘለዎ ኮይኑ ይስማዓኒ። ከም ሰባኺ ወይ ከም ሓደ መራሒ ሃይማኖት ናይዞም ኣቦ መልእኽቲ መጀመርታ ንስኻ ክትማሃረሉን ከተኮማስዖን ዘለካ ኾይኑ ይስማዓኒ።
@miletemicheal2201
@miletemicheal2201 2 ай бұрын
Kasahun hawey ezom abo ninegestat migsax ngbre sedom miqwamom and sile ti yqreta migbarom kidnequ ygbae emnetom Gina nistrosawi eyu
@HahuLelu-xn2wk
@HahuLelu-xn2wk 2 ай бұрын
ሀይማኖት፡ኩሉ፡ክርስትና፡እዩ እት፡ፍልይልይ፡ዋላ፡ተዝህልው አቦና፡ማር፡ማሪ፡ትክክል፡ይነብርዎ፡አለው፡ንዓለም፡ሙልዕ፡ፀቅጢ፡ይገብሩ፡ዓለው ከምዚ፡እዩ፡አቦታት፡ደድልዩና፡፡❤❤❤🎉🎉🎉
@NMW-ed8vt
@NMW-ed8vt 2 ай бұрын
Nska ke amselu elka kittsaref men sultan hibuka timali ayfengetsun lomi dengitsom ykonu
@amanuelhaile7471
@amanuelhaile7471 2 ай бұрын
Kasahun hawina, eza amselunet niana wn timilketena keytkewn nimermr...mknyatu, anta zhalefet video bzaeba ezom abo zgeberkaya, "nsom nay abuom gerom nsu kea nay abou geru" elka ab kinue emnet nay Krstos gerka zgeletskayom koynu tesemiuni. nsom gna abuom nstros kehadi eyu...nezi kr hasibkalu do? Hawarya Kidus Petros hade kifue endagebere mekera enterekebe entay asbi alewo...wezete yibl.. manim seb himak enterekebo nihaznelu...Emnet gn Emnet eyu! Abotatna kea, nmenafkan wegizom, netom misom hbret zelewom wn wegizom eyom. Egziabher keman baelu nTodosios nieshtey, eti etweldo wlad menafik slezkewin, wlad aywehabekan eyu elo bKdus Arsanyos nay Gedam Askets negirwo neru, etom menafkan kes nstrosawian eyom nerom. So haki tekoynu haki kkewn alewo! Dehar kea eti kendi kntsektelun, kedamnet kwehabo zigibae bzaeba emnet eyu! ezom abo ztezarebwo bzuh menafknet alo. biabiu kea teketali nstros eyom, emo bzaeba ezi ke bitibat mebrhi thb do? Yikreta gbereley, hade hade gze ms menafkan tdenagets koynu yismiani emo, kabzi ktkuteb yimhtsenaka.
@NMW-ed8vt
@NMW-ed8vt 2 ай бұрын
Ezom abo hne aytifdeyu ybl nskum kea niabona entenos hne tfediyulu alekum nskum ms Amlak koynu biakum ythazin alo abza gziyawit mdri kitfelalyu Abe's nay entenos ba nay lukas EBA enabelkum
@user-bg1hr1xg1b
@user-bg1hr1xg1b 2 ай бұрын
ሰላም ንዓኻ ኩቡር መምህርና እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ኣነ ክሓተካ ዝደለኹ ነገር ኣለኒ እዞም ኣቦ ብርግጽ እንታይ እዩ እምነቶም ምኽንያቱ ብዙሕ ሰብ ኣብዚ ሜድያ ይናወጽ ኣሎ ድሓር ከኣ ተኸታሊ ንስጥሮስ እዮም ዝብሉ ውን ኣለዉ ስለዚ ንስጥሮስ ምሳና ምስ (ኦርቶዶክስ)ከ እንታይ ኣራኪብና ብርሃን ምስ ጸልማት እንታይ ኣራኺብዎ ብዛዕባ ናቶም ስብከት ውን ደጊም ትዛረብ ኣለኻ ኣነ ብወገነይ ኢንግሊሽ ስለ ዘይፈልጥ እንታይ ምኻኖም ኣይፈልጥን ስለዚ ድጊመ ክብለካ ዝደሊ ነዚ ህዝቢ ሒዝኩሞ ከይ ትጠፉኡ ጥንቃቐ ከድሌኩም እዩ ።
@nebaitey
@nebaitey 2 ай бұрын
Selam ahwat selam amlak msakum ykun hasab lbkum yesmrelkum 🙏❤ Abza nayey profil atikum subscraib &👍 gerkum atebabuni brukat ahwatey 🙏
@MisgeGere-uv5pf
@MisgeGere-uv5pf 2 ай бұрын
Yehwat yesus eko u sebiku emo entay gega alewo.ezia kab yesus n maryam ablixka mraey u.
@HahuLelu-xn2wk
@HahuLelu-xn2wk 2 ай бұрын
እኔማ፡ሻማ፡አበራሁላቸው፡እንዃን፡ተረፍልን፡ ብዙ፡ህዝብ፡ወደ፡ክርስትና፡ይመልሳሉ ያስፈልጉናል
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 2 ай бұрын
ናይ ምድሪ ኣጋኣዚት ሰባት ሳንሳቶም ይቃታተልሞ ናይ ውጪ እሞ ከኣ ንድንግል ማርያም ኣደ ኣምላክ ኣይኮነትን ኢሎም ዝክሕዱ ሰባት ብካራ ተወጊኦም ተባሂሉ ኣዳመይ ጫውጫው ክትብል ቃንያ ዕዝብ እዩበ ኣቱም ሰባት ንንቃሕ
@Kkkrreesss
@Kkkrreesss 2 ай бұрын
እሞ ክሕደቶም ብዘየገድስ ስም ኣምላክ ሰለ ዝጸውዑ ጥራይ ንደግፎም ማለትካ ድዩ?ከመይ ማለትካ እያ መልእክቲ?ኣርድአና ሸፍፍንካ ኣይትሕለፍ ሰለቲ ዘጋጥሞም ከም ሰብ ይሕዝነካ ምሕረት ክአ ንልምነሎም ከም ሰብ፡ መናፍቃን ቃል ኣምላክ ሰለ ዝሰበኩ ንደግፎም ወይ ንከተሎም ትብል ተለካ ክርድአኒ ኣይክአለን፡በጃኩም እዞም መማህራት ነዚ ሰብ ኣይተዋጃብርዎ፡ብስም እ/ሄር መልሲ ክትህበላ ይምሕጸነካ
@ghirmayweldeyesus5293
@ghirmayweldeyesus5293 2 ай бұрын
መናፍቅ ኣይኮኑን እዞም ኣቦ ድንግል ማርያም ብዙሕ ተኣምር ዝገበረትሎም ኣቦ እዮም ናይ ድንግል ማርያም ፍቅሪ ዘለዎም ኣቦ እዮም ሓፍተይ፡ዝኾነ ረቂቅ ፍልልይ ክህሉ ይክእልዩ ግን መናፍቅ ኣይኮኑን መናፍቃን እኮ ድንግል ማርያም ስማ ክጽዋዕ ዘይፈትው እዮም።ብኦርቶዶክስ ዝኣምኑ እዮም።
@user-le6bt1or5p
@user-le6bt1or5p 2 ай бұрын
ነዞም ኣቦ ምሕረት የውርደሎም ብምቅጻል እዞም ኣቦ ምስ እምነትና ዘማሳስል የብሎምን ንሳቶም ዝሰብክዎ እንተ ሰሚዕካዮ መናፍቃን ዝኮነ ስብከት ይሰብኩ ዮም እዞም ኣቦ ንስጥሮሳዊ እዩ ከም ድፍረት ኣይትሕሰቦ በር እዞም፡ኣቦ ንድግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ኣይኮነትን ኢሉ ዝሰብክ እዩ ኣብቲ ሃገረ ዘላ ናይ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ካባኣ ከም ዝተፈለየ ወዲ ማሓበሮም ከምዘይ ኮነ ተዛሪቦም ኢዮም መንፈሳውያን ኣቦታትና እዚ ኣቦ ዝሰበኮ ናይ እመ ብርሃን ኣተርጊሞም ነጊረሙና ዮም ስለዚ ንስጥሮሳዊ ኢዩ ዋላ ኮ ተባዕን ዝገንሕን እንተ ኮነ ግን ምስ እምነትና ዝመሳስል የቡሉን ሰለዚ ብዝያዳ ተገድስካ ናሃቶም ስብከት ስምዓዮም ብዝያዳ ግን ኣብ ተዋሕዶ ዘበኣማን እትብል እንተርተይመንት ኣቲካ ስማዓዮም ክብለካ ይፈቱ
@MisgeGere-uv5pf
@MisgeGere-uv5pf 2 ай бұрын
Nmntay eti gega teseweilu n Maryam ade amlak aytbahaln elu elakas neti bzaeba yesus dsebeko khdet ybahal.belu ortedoks kab yesus n Maryam teqedmu delekum btaemi ab lbkum angiskumo deleku Maryam ember hade amlak aykonen.gdefu ab laeli amlak amex aynfexm.kalie sley mekera kmexekum u gn ajokum ane wn seireya ye elu.sle zi men u mekera dmexo delo baelna nfred.protestant Yom mekera dmexom delo baekum.wengel n dsebik tqawemun tegafiun delekum.ay wengel ktsebku ay n dsebku kete tebabiu.key teredeakum anti christ tkonu alekum.men u kab ortedoks wengel dsebik yelen.nexela te golbibka mqwam tray.kof elkum meharu aybelen yesus.kidu u dbele.qal amlak akbru.
@user-dn4bz7nm1w
@user-dn4bz7nm1w 2 ай бұрын
ዓሰርተ ግዜየ ኢስራኤል እንዳበልና ነዚ ንፈትዎ ጳጳስና ኣጥፊኦሞ ኔሮም ኢስራኤላውያን ን ሶም እዮም እቲ መጥቃቲ ፈጺሞሞ ምንያቱ ባዛዕባ ፍሊስጠም ተዛርቡ ኔሩ ብሎሙ እዮም መጥቃዕቲ ጌሮምሉ
@samsomkbrom5744
@samsomkbrom5744 2 ай бұрын
ሰላም እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኹን መምህርና፡ እዞም ትዛረበሎም ዘለኻ ኣቦ ኣቦታትና ዘውገዝዎ ትምህርቲ ዝኽተሉ እዮም ተዋህዶ ኣይኮኑን፡ ሰዓቢ ንስጥሮስ ኢዩ ። እዚ ኸኣ ትፈልጦ ኢኻ ምኽንያቱ ኣብቲ ዝሓለፈ ቪድዮኻ ካበይ ምዃኑ ገሊጽካ ነርካ። እዚ ኣቃሊልካ ዝርአ ነገር ኣይኮነን ዋጋ የኽፍል እዩ፡ ተዋህዶ ዝድነቑ ኣይወሓድዋን ሎቱ ስብሓት፡ ኣብ ቀጻሊ ንምናፍ ቕ ከም መስካሪ ሃይማኖት ገርካ ካብ ምቕራብ ክትጥንቀቕ እናመኸርኩ ነዚ ሰሪሕካዮ ዘለኻ ስሕተት ንስሓ ኣቲኻ መኣረምታ ቪድዮ ክትሰርሕ ይምሕጸነካ። ወይ ከኣ ንመናፍቓን ብሃይማኖቶም ምድናቕ ዝከኣል እንተኾይኑ ኣረድኣና እናበልኩ ኣብ ኩሉ ስራሕካ እግዚኣብሔር ይደግፍካ።
@bestfans
@bestfans 2 ай бұрын
Nmfllay aytxiaru nhadnet tezarebu! Mfllay elamiom mninu aytkunu kndey deqi biete krstayan bkemzi natka zerebatat Kab biete krstyan zrehaqu alewu. Bishop Mar Mari dma wela tewahdo aykunu Kndey krstyan melisom, Muslim Key terefu wn haqi zmeharu tebae abo eyom! krstos fxum amlak fxum seb mukanu dma xbug gierom eyon zmhru. qal amlak tmhrti biete krstyan zey temahre ezi menaf ezi catholic Kbl yw iel alo
@loversofgodthinkbeforethey8677
@loversofgodthinkbeforethey8677 2 ай бұрын
ኦርቶዶኽስ ካብ ኢትዮጵያን፣ኤርትራን ሓሊፋ ትምህሮ የብላን እዞም ኣቦ ንዓለም ምሉእ እዮም ናይ ጎይታ መስኪሮም፣
@AbrahamIsak-vt7ox
@AbrahamIsak-vt7ox 2 ай бұрын
My brother bishop Mar mari perches only about our Lord. Jesus Christ. But you're preaching about 'HALEWLEW , SIWSIWAY....Non sence ".plese support & pray for your Country & president. Brcouse everything comes from him to him.
@user-vz5io2oz5h
@user-vz5io2oz5h 2 ай бұрын
እቲ ዘጋጠመ ዘሕዝን ኢዩ፡ ኣብ ዝኾነ ሰብ ከጋጥም እውን ኣይንደልን ፡ እዛ ዝጽሕፋ ደስ ተዘይ ኢላትኩም ፡ ወላ ሓንቲ ክገብረኩም ኣይክእልን ኢየ ፡ ኣነ ክብሎ ዝደለኹ ግን በቲ ቤተክርስትያነይ ዝመሃረትኒ መጽሓፍ ቅዱስ እውን ዝብሎ፡ ሓቂን ትኽክል ምምስካ ኢዩ፡ ኣማኒ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ስለ ዝኾንኩ ከኣ ከምኡ። ስለዚ እዚ ማርማር ዝበሃል ናይ ኦርቶዶክስ መምህር ኣይኮነን፡ ብምብራቅ ኣሶራዊያን ወይ Asyrian church of the east ዝተወገዘ ናብ ቤተክርስትያን ናቶም ከይኣትው ዝኸልከልዎ መናፍቅ ኢዩ፡ ተነጺሉ ካብኦ ናይ ባዕሉ ቤተክርስትያን ከፊቱ ዘገልግል ዘሎ ከም ዝኾነ ይንገረሉ፡ እቲ ዝምህሮ ከኣ ናይ ክሕደት መናፍቅነታዊ ትምህርቲ ኮይኑ ኣብ 400 ክፍለ ኣብ ጉባኤ ኤፌሶን ዝተኻየደ ናይ ሃይማኖት ክርክር ምስ ኣቦና ኣቡነ ቄርሎስ ብ ትምህርቲ ክርስቶሎጂ( ነገረ ክርስቶስ) ጌጋ ትምህርቱ መሰረት ካብ ቤተክርስትያን ዝተወገዘ ኒስጥሮስ ትምህርቲ ዝኽተልን ዝስዕብን ኢዩ እዚ ሰብ ንንስጥሮስ ቅዱስ ምዃኑ ኢዩ ዝኣምን፡ ሓደራ ደቂ ቅድስት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣከዳድንኦም ሪኢና ኣቦና ኣቦና ኣይንበል ናይ ግብጺ ፈላሲ ወይ ጳጳስ መሲሉኩም ከይህሉ መናፍቅ ኢዩ እዚ ሰብ ን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ኣይኮነትን ወላዲት ሰብ እምበር ኢዩ ዝብል፡ ኣብ ገለ ጃነላት ከኣ ከም ሓደ ተባዕ ጅግና ሪኦም በቲ ዘጋጠሞ ናይ ካራ መጥቃዕቲ ካህናት ኦርትቶዶክስ ገለ ወነንቲ ዩቱብ ከይተረፉ ኦርቶዶክሳዊ ኣቦ ኢሎም viedo Reaktion ክገብሩሎም ተዓዚበ ኣለኹ ፡ ብጣዕሚ ዘሕዝን። ነቶም ናትና ኣቦታት ከ ድምጺ ክንኮኖም ኣይንኸእል፡ ብካራ ዝሕረዱ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ህይወቶም ዘኣልፍ ዘሎ ከ' መዓስ ኢና ክንዛረብ ፡ መምህር ካሳሁ ሓደራ ኣቦታትና ኣይረስዓዮም ነዛ ኮመንተይ ሪኢካ ከኣ ብዛዕባ ክሕደታዊ ትምህርቶም ትምህርቲ ሃብ? ሰላም እግዚኣብሄር ይብዝሓልኩም፡
@MisgeGere-uv5pf
@MisgeGere-uv5pf 2 ай бұрын
Entay geru emo n kristos dsebeke si nmntay ywgez.betekrstyan eko kristos u meseratia nsu kea demdamia.debteran tenqalay dea dey wgez.yesus dbele ywgez anti Christ tkonu alekum mesleni.mstwaal ygodlena alo.abina mar Meri n kristos sebiku mekera te mexo wela hade.yesus baelu alewo.menafik tewahdo ya ember protestant aykonun.kem sebu n amlak abten awarih hanti maelti hibkumo.gn kulen maeltat nay egzabher yen.yesus kristos wn n egzabher amlaka niu beynu sgedn tegezaen elu.ember nqdusan n Maryam wn sgedu aybelen kabey u mexyu ezi kulu.merahtkum bible study maharuna belwom.kqawemu tray Yom dewilu.ksebku te koynom kea n kdusan Yom dsebku ember n yesus dsebik qeshi wey dyakon yelen.meknyatu.menafqan kbahal u
@amanuelhaile7471
@amanuelhaile7471 2 ай бұрын
Engera Ezgi blae! Anbesa! Emnet Emnet eyu. ms menafkan nitab hibret yeblnan! nkulu seb knrhrhn kenefkrn yigbae, entekone gn, nseb kenehgus gn menafknet shelel aynbln!
@Kkkrreesss
@Kkkrreesss 2 ай бұрын
ትምህርቶምን መገደምን እምነቶምን ይቅበሎየ ድዩ ትምህርትካ?ኣነ ከም መምህር ተዋህዶ እየ ክሳብ ሕጂ ዝፈልጠካ ኒረሞ ብግልጺ ኣብኡም ዘለካ ትምህርቲ ሒዝካ ክትምለሰና ብትሕትና ክንጽበ ኢና
@HahuLelu-xn2wk
@HahuLelu-xn2wk 2 ай бұрын
እስላማይ፡ክትንከፍ፡ሙልዕ፡እስላማይ፡ይላዓል፡እዩ አብ፡ክርስትና፡እንታይ፡ይመስለካ? ብምንታይ፡እዩ፡እዝኩሉ፡በፂህዎም?
@user-zt8yf6tg3o
@user-zt8yf6tg3o 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@kisanetberhane3758
@kisanetberhane3758 2 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤
@filmonmichael3321
@filmonmichael3321 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@hidat8929
@hidat8929 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-gk1hq5vo8v
@user-gk1hq5vo8v 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@zabebamebrhatu3192
@zabebamebrhatu3192 2 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤❤
когда повзрослела // EVA mash
00:40
EVA mash
Рет қаралды 4,6 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:25
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 27 МЛН
Was ist im Eis versteckt? 🧊 Coole Winter-Gadgets von Amazon
00:37
SMOL German
Рет қаралды 39 МЛН
Всегда проверяйте зеркала
0:19
Up Your Brains
Рет қаралды 4,1 МЛН
DO YOU HAVE PARENTS LIKE THIS?
0:19
dednahype
Рет қаралды 7 МЛН
si tenge menyamar jadi polisi farel #shorts #viral
0:19
Keluarga Hakiki chanel
Рет қаралды 12 МЛН
Ты же девочка 2 👧🏻🤣😋 #comedy
0:26
Fast Family LIFE
Рет қаралды 625 М.