#Zaramedia

  Рет қаралды 44,864

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @zaramedianet
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/s...
gofund.me/6229...
#Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

Пікірлер: 194
@Zaramedianet
@Zaramedianet 2 ай бұрын
subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@haileslaseasefa7945
@haileslaseasefa7945 2 ай бұрын
ስታሊን ገብረስላሰ ጀግ ወዲህዝቢ ኢኻ እና ግዝያዊ መንግስቲ ዝባሃል ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ በዚ ናይሕዚ ዝወፅዘሎ ምሽጥራት ንሰራዊ ትግራይን ፈፂሙ ፈፂሙ ኣይምጥንን እና ኢሊት ትግራይን ኣክቲብስት ትግራይ ብደምቢ ብጥልቀት ክረዐ ኣለዎ
@kidusgebreanenya
@kidusgebreanenya 2 ай бұрын
ፀገም ህዝቢ ትግራይ ዝፈትሕ ብትግርኛ መደብ ምስራሕ ቀፅለሉ
@rahwag.6888
@rahwag.6888 2 ай бұрын
ስታሊን ጽቡቅ ስራሕ ኩሉ ክጸርይ ኣለዎ ትግራይ ንኸይትሓውይ ኣብ ርእሲ ጸገማ ጸገም ዝውሰኹ ሰባት ሕዝቢ ክፈልጦም ኣለዎ ብዝርድኦም መንገዲ ንገርም
@kunama1170
@kunama1170 2 ай бұрын
ጎበዝ እስታሊን እታ ሓቂ እታ ዝበልካያ እያ ኣብ ማእከላይ ኮሜቴ ተቀብልካ ኣብ ካድረ ተወድብካ እካ ክትኣቱ ዝግበኣካ እምበር ተቃውሞ ማእከላይ መርገፂ ኣየክይድን ።
@AdonayTeklay-o3h
@AdonayTeklay-o3h 2 ай бұрын
ናይ ሎመዓንቲ ነጥብታትካ ፅቡቃት እዮም እዘን ዝተጉዓዛ ሐፂን መፂን ተባሂለን ዝተቃለላ ንጆነሳይድ ተግባራት ንማሰረጃ ከይከውን ቸሐሲቡ ዝተልዓ ወንጀል ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ የለዋን ብፈላጥን ብዘይምፍለጥን ዝተፈፀመ ተግባራት ሰጉምቲ ዘይምውሳድ ንባዕሉ ወንጀል እዩ ዕጥቅና ዝምልከት ወርቂ ዝምልከት አምሪርካ ክሕሰበሉ ይግባእ አብ ናይደርጊ ምድምሳስ ቃልስና ሐንቲ ቡምባ ዝሸጠ ሰብ ብሂወት ከምዝተፈረደሉ ንፈልጥ ኢና ሎሚ ከም ቀሊል ገይሮም ዘቅርቡው መራሕትና የግርሙኒ አለው
@KidaneTadese-i5b
@KidaneTadese-i5b Ай бұрын
ሐቀኛ
@KidaneTadese-i5b
@KidaneTadese-i5b Ай бұрын
አጀወቲመተአለየከል
@KidaneTadese-i5b
@KidaneTadese-i5b Ай бұрын
ከመዘአሰረህህ
@KidaneTadese-i5b
@KidaneTadese-i5b Ай бұрын
ሌበኡየሞ
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 ай бұрын
እዋይ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ ኢድካ ሓመድ ሃፋሲ ኮይኑ ተሩፉ ብገዛእ ደቅኻን ብጋኖትን እናተኻሓድካ ብዙሕ ናይ ይህወት መስዋእቲ ትኸፍል አሎኻ ፈጣሪ ጸላእትኻ ይእለየልካ የውሕደልካ ህዝበይ. 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@yosefberhane7584
@yosefberhane7584 2 ай бұрын
ፅቡቕ ኣቀራርባ እዩ ። ሰማዒ እንተሃልዩ።
@ገሬማቻ
@ገሬማቻ 2 ай бұрын
ብጣዕሚ አብመንግሰቲ ትግራይ ናይብልፅግና አካይዳእዩ ዝካይድዘሎ አደብ ኽገብርአለዎ ።
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 2 ай бұрын
ካብ ወዲ ወረደ ከምዙይ ዓይነት ጸብጻብ ክህብ ኣይንጽበዮን
@ገሬማቻ
@ገሬማቻ 2 ай бұрын
ብሓቂ ትቃለሰ ዘለካ ሚድያ ንሰካኢካ በርትዕ
@TsegayAraya-o3t
@TsegayAraya-o3t 2 ай бұрын
እስታሊን ጀግና ወዲ ህዝቢ መርገፂካ ፍሉጥ ሓቂ ንህዝቢ ዝጠቅም እዪ
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 2 ай бұрын
ውድብ ንኹሎም መራሕቲ ኣውሪዳ ሐደሽቲ ክት መርፅ ኣለዋ ዉድብ ግን ከፍርስ እየ ዝብ ፀላኢና እዩ ክፍለጥ ኣለዋ
@weykefetek3020
@weykefetek3020 2 ай бұрын
ጌታቸው ብዝኸፍሎም ማሕበራዊ ሚድያ ገይሩ ሓምየትን ሓበሬታን ይውዝዕ
@titulema628
@titulema628 2 ай бұрын
Hamayi do you have proof chenawi 🤮🤮🤮🤮
@DestaMekonnen-x3b
@DestaMekonnen-x3b 2 ай бұрын
Einitay yetsarifeka dea​@@titulema628
@abexist
@abexist 2 ай бұрын
ይሕደጎ ኣብ ደቡብ ግምባር ኣዛዚ ኣይነበረን። ሓላፊ ሓይሊ ሰብ እዩ ነይሩ ናይቲ ግምባር።
@TsegayAraya-o3t
@TsegayAraya-o3t 2 ай бұрын
ግዝያዊ ምምሕዳር ንህዝቢ ትግራይ ብመሪሕነት ዝበቅዕ ኣይኮነን
@yadomabreha5547
@yadomabreha5547 2 ай бұрын
Mun dua hwahut 😅😅😅😅😅
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y 2 ай бұрын
ዝከአሎ ይገብር አሎ። ካብ ደብሪጽ ይሀይሽ ሚሊዮን ህዝቢ ዘወደአልና እጂ እኳን ሰላም ሳላ ጌታቸው ተረኪቡ ሰብ ብሰላም ይወጽእ ይአቲ አሎ። ዝተረፈ እውን ቀስ ብቀስ ክፍጸም እዩ ትዕግስቲ ንግበር ጥራህ።
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 2 ай бұрын
Tigray: the only refuge to the traumatized fleeing Eritreans.At this moment, it's heart breaking to hear the people of Tigray are facing such daunting problems. I hope, TDF'S generals, will remain to be the protectors of their people, and unlike others, NOT tools of corrupt dictators.
@tekleweinimekonnen3263
@tekleweinimekonnen3263 2 ай бұрын
My Dear Stalin, Owner of Zara Media, I really admire you. Your information is always well-researched and comes from the root of the source. Keep it up. Your media is always in the way of truth and reality. With full confidence, I appreciate you.
@Jo_Axis_noncafe
@Jo_Axis_noncafe 2 ай бұрын
Gr8t and helpful information
@AmbachewFiseha-yv9mf
@AmbachewFiseha-yv9mf 2 ай бұрын
ትግራይ ዝረኸበቶ መከራ መራሒ ሲኢና ትሳቐላ, መን እዪ ከድሕና?
@vvg5520
@vvg5520 2 ай бұрын
ግምት መንም ዋጋ አብሉን ኻብ ብብልፅግና ካብ መጉታት ሓሊፉ ግምት ኤሄደድ እዩ ንትግራይ አይጠቅምን ሕዋሓት መሢሉ ሕዋሓት ናይምፍራሥ ስራሕ ሒዙ እዩ ዝጉተት ዘሎ ብግዚያዊ መግስቲ መፅዩ ስልጣን ንክሕዝ በቲ ለማፅ መላሓሱ ንህዝቢ ትግራይ ከታልል አይክእልን ቀልጢፍካ መረፃ ክካየድ አለዎ
@GrmayGebreslasea
@GrmayGebreslasea 2 ай бұрын
ስታሊን ናይፀልማት ብርሃን ኢኻ ግን መን ይሰምዐካ ብሱሩ መራሕትና ናይ ህዝቢ ፀገም ኣይስመዖምን
@mihretabyobio3671
@mihretabyobio3671 2 ай бұрын
Selam niaeka Stalin! Eza nay mejemeri clasikal wey music rebashit eya entetikyra God bless u
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 2 ай бұрын
የቐንየልና እስታሊን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ ዝበሉ ተግራይ ዓደና የድልየና እዩ
@tekleweinimekonnen3263
@tekleweinimekonnen3263 2 ай бұрын
My Dear Stalin Owner Of Zara Media I Really Admire you your information is really enquired from the root of the source so keep it up, your media is always in the way of truth and realty .with full confident i appreciate you.
@almaz.8056
@almaz.8056 2 ай бұрын
Good point.
@kelemAmbaye
@kelemAmbaye 2 ай бұрын
ስታሊን ሓወይ ኩሉ ጊዜ መርገፂኻ ሓቂ እያ። መርገፂ ማእል ስሕበትካ ትግራውነት እያ። እዚኣ ድማ ኣበርቲዕኻ ቀፅለላ። እንተ ህልዊ ኩነታት ግን ሐዚ ውን መሕፈርን መፍርሕን እውን እዩ። ውድብ ክቃለስ ይፍትን ውሕቀ መራሕቲ ብግልፂ ይኹን ብሕቡእ ንዑኡ ዘፍርስን ጉድለታቱቱ እናኣለሹ ክጋዋሕ እናገበሩ ዘይምርግጋእ ክፍጠር ይገብሩ። ሕሉፍ ሓሊፎም ብደም ቡሉፃት ተጋሩ ዝተረኸቡ ንዋታውን ሞራላውን ሃፍትና ንፀላኢ ኣሕሊፎም ይህቡ ኣለው። ብዓል ዋና ዘይብለን መካይን: ኣብ መጋዘን ዝተረኸባ ታንክን ዶዞራትን: ብጀነራላት ዝምራሕ ዕደና ዘይሕጋዊ ወርቂ: ዘይሕጋዊ ዝውውር ደቂሰባት ወዘተ ዝብሉ ገበናት በቲ ምሽጥር ዓቂቡ ብኣሰራርሓ ክኣልዮን ክቆፃፀሮን ዝኽእል ክንድግዛዕ ዝኾነ መራሒ ፀጥታ እየ ወይ ኣማሓዳሪ እየ ዝብል ኣካል እናተጋወሐ ይርከብ ኣሉ። ስለዚ መፍትሒኡ ይጠፍአና ኣሎ ግን ስቅ ኢልካ ስለ ዘይምዎት ምእንታ ህልውናና ዝኸኣልናዮ ክንቃለስ ኢና ንስኻን ከማኻን ዝበልኩም ተቃለስቲ ትግራይ በርትዑ።
@GeberMekonon
@GeberMekonon 2 ай бұрын
ፈለጥኩ ኢሉ እዩ ዝተምሃረ ኣርባዕተ ነጥቢ ንምንታይ ከምዝግበር ስለዘይፈልጥ እዩ ንሱ እውን ካብቶም ሰረቅቲ ክኸውን ይኸውን
@ZerfuAsres
@ZerfuAsres 2 ай бұрын
😘🙏🙏🙏
@tsegaybaimot7084
@tsegaybaimot7084 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደስኪሎም ተወናብዱዎም እዩ ዞም ኣቦታትና
@ghch5195
@ghch5195 2 ай бұрын
estalin edmen tenan yHabka tgelTo zeleka agalalTa btaemi eu nzelaalem ab Haki nber ata jgna keTlelu tebarek nHaki ztefeterka seb eka ❤❤❤❤❤❤
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 2 ай бұрын
ፅንዓት.ህዝቢተግራይ..ብኣኻ.ክጥቀስ.እንተለ.ብጣዕማ.ማረኺ.እዩ።❤❤❤
@sojoo2217
@sojoo2217 2 ай бұрын
አብ ራያ ሃለቃ ሙጎስ ናይ በሻሻ ኑጉስ ማለት ኢዩ ድላዩ ዝገብር ተደሊዩ ይአሰር ይፈትሕ ፖሊስ ናይ ግሉ ዘለዎ ኢዩ ክራኤይ አለዎ
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 2 ай бұрын
Stalin real tigraway. Respect 🙏
@weykefetek3020
@weykefetek3020 2 ай бұрын
ጌታቸው ብኢደወነኑ ጀጋኑ ከባርር ኣይኽእልን። ትግራይ ኤርትራ ወይ ኢትዪጵያ ኣይኮነትን። ጌታቸው ኣብይ ኣብዪ ክፃወት ትግራይ ኣይተፍቅድን።
@TesfalemDesta-b5x
@TesfalemDesta-b5x 2 ай бұрын
ጀግና እንተኾይኑ ይስረቅ ይዐምፅ ፣ይቅተል መሰል ኢዩ ማለት ድዩ።
@mehari1315
@mehari1315 2 ай бұрын
ሕዉየት ትግራይ ኣብ መቃብር ዓለታዉያን መንጋታት
@isurafelkif
@isurafelkif 2 ай бұрын
ጀነራላት ትግራይ ፀላኢ መፂዩ ዘጥፍእ ከመዝውፅእዋ አዚ ህዝቢ ትግራይ ግራቱን ከዝረፍ ከሎ ታይ ኮይኖም ሰራዊት ትግራይ TDF ታይ ድዩ ደው ኢሉ ዝህሉ ዘይቆፃፅርዋ አፍቱ ጉጁለ ጊዛዊ መንግሰቲ ትግራይ ኢድ አለዋ ለመን ኢዩ ዝንግሮ ዘሎ ታደሰ ወረደ ጌታቸው ረዳ ታይ ኢዩ ኮምሸነር ምዉራድ ዝይግበር ናሰርሁ እዚ ዝግብር ስራሕ ልመን ኢዩ ኮነ ኢሉ ኦሆዴድን ካብኔ ትግራይ ዝሰራህ ኢዩ አፍፍ አግኒዩሰ አለዉ ዝብሎ ልህዝቢ ዱዩ ህዝቢ ናፈለጦ ተፀቢቡ ናሀለየ ታይ ይግበር ባእሉ ለይባ ኢዩ አፍፍፍ ኢዩ ታጋኒየንያ ናሀለዋሰ ንጋነ ዱዩ ዝብሀል ፀጥታ ሐላፊ ኾይኑ ታይ ባእሉ ዝጉጁለ ጌታቸው ረዳ ከይብትነና ከይጥፍእና ህዝቢ ተግሬይ አሰተውእል
@aasaas7284
@aasaas7284 2 ай бұрын
እስታሌን ጅግና❤❤❤❤❤
@gayemadayu7128
@gayemadayu7128 2 ай бұрын
ስታልን በትክኪል ኢካ ተዛርብካ ማለት 1ይ ታደሰ ወረደ ገበነኛታት ንፈልጦም ኣለና ኢሉ፡ ናተይ ሕቶ ግን ኢሞ ኢናፈለጥኩም ኢሞ ንምንታይ ኢቶም ዝተፈለጡ ንምንታይ ዘይሓዝካዮም? 2ይ ሕቶይ ግን ረዳእ ሓለፎም ንምንታይ ዩ ኩሉግዘ ባዕሉ ፓርት ኣንጻር ይሰርሕ ማለተይ ንህዝቡ ክብሎም ትዕግስት ዘይገብሩ። ሕጅ ናይ ምትሕግጋዝ ሰዓት ዩ ኢምበር ምብቲታን ሰዓት ኣይኮነን።
@abrahaZewde
@abrahaZewde 2 ай бұрын
ቀፅለሉ እስታልን አቡሱል እንተ ረኽብካ ሐደ ጥረ
@gideygeberekiros
@gideygeberekiros 2 ай бұрын
መራሕቲ ትግራይ ዘይፈልጥዎን ማአድን ወርቂ ምውፃእ ታይ ማለት እዩ።
@simongyeses7542
@simongyeses7542 2 ай бұрын
ካብ ዞባ ንታሕቲ ዘሎ ኩሉ ኣመራራሓ ህ.ወ.ሓ.ት እዩ ፡፡ ናይ ግምት ማሓውር ዝባሃል የለን ሰለዚ ደቂሱ ዘሎ አዚ እዩ ፡፡
@mefbr07
@mefbr07 2 ай бұрын
ዊሒጥኻዮ ዘይሙነ ሞያዊ ትንታነ:: ስታሊን ናይና ሽሕ ፍረ!!!
@dr.mesfineyobberhe6478
@dr.mesfineyobberhe6478 2 ай бұрын
Tebarek Stalin hawna
@didodido4814
@didodido4814 2 ай бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@GoitomGmariem
@GoitomGmariem 2 ай бұрын
እኒዚኦም ኢዩ ደጊም ሰብ ዝፅበ ዘሎ !! ድዃ የጎይይዎ አለው
@FishaKahsay
@FishaKahsay 2 ай бұрын
:: ብዙሕ ትርጉም አለዎ...በቃ ምልፍላፍ
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 2 ай бұрын
Unity is the best and the only option for the people of tigray.
@Abrhamybalh-o9x
@Abrhamybalh-o9x 2 ай бұрын
ኮርታዕ
@Milli-d9q
@Milli-d9q 2 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ብደንምቢ ኣስት ዉኡሉ! ህጂ ኣብ ትግራይ ዘሎ ግዚያዊ ምምህዳር ካብ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ናይ ብልፅግና ዝነበረ ምምህዳር ዝናኣሰ እዩ። ብሱሩ ዉን ናይ ፀላእቲ ስብስብ እዩ ዝመስል እና ንጠንቀቅ
@SifanKebede-k3n
@SifanKebede-k3n 2 ай бұрын
የታጋሩ የችግር ጊዜ ደረሽ ጀግና እስታሊን እድሜ ሰጥተውን ጄኖሰይደሮቹ ዓለም አቀፍ ፍርድ ቤት ቀርበው ፍርድ ሰያገኙ አይግዳላን።
@Dagm-h8w
@Dagm-h8w 2 ай бұрын
እስታሊን ናይ 15 ደቂቃ ሐፀርቲ ዜና ከም ኢትዮ ፎሮም ስርሐልና ብዝተረፈ በርትዕ ።
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 2 ай бұрын
Maska zome hesawenti dekena yewerdelom! SKAYE hezbena resiom zebedelu emo zeytetasekum Sebe keykone Egziabher ahelifu yhabkum.😢😢😢😢😢💔💔💔💔🙏
@TsegayDesta-z3e
@TsegayDesta-z3e 2 ай бұрын
ብትኽክል ስታሊን ክድፈር ዝግበኦ ክድፈር አለዎ።
@titulema628
@titulema628 2 ай бұрын
100%I 👍🏻
@AffectionateBoombox-ws5be
@AffectionateBoombox-ws5be 2 ай бұрын
አብ ትግራይ እውን ተጀሚሩ እዮ ብጭቡጥ ኣባይ በፂሑ
@hailetesfay5413
@hailetesfay5413 2 ай бұрын
ስታሊን ንሱ ባዕሉ ወድወረደን አዕርኽቱን እዮም ትግራይ ይብዝብዝዎን አለው ትውልዲ የባላፕው አለው ልብነት
@emungeremedhin9718
@emungeremedhin9718 2 ай бұрын
ፖለቲካ ትግራይ ጭምልቕልቕ ዓስዒሱ ትግራይ መሰረት ጉዳይ ጌርና ክንዲ ምስራሕ ብዕስለ ምድጋፍ ምቅዋም ብደመ ነብስ ጥራዝ ነጠቅ ስራሕ ይኸይድ ኣሎ ከምቲ ኤርምያስ ዝበሎ ቀንዲ ሽግርና ውሽጣዊ እዩ ጉጅለ ፈሊኻ ብዘይ ምኽንያት ምድጋፍ ምቅዋም ከባቢያዊነት ዝዓብለሎ ትግራይ ረሲዕኻ ደገፍቲ ሻዕቢያ ምስ ትግራይ ዝምስል ምርጋሕ ዕላማ ፀላእቲ ብተዘዋዋሪ ይኹን ፀላእቲ ዝጋልብዎ ዘሕብርዎ ፖለቲካ ትግራይ ዋእ ንትግራይ ዝቃለስ ምስ ካሊእ ንትግራይ ዝቃለስ ኣፈላላይ ክህልዎ የብሉን ኩሉ ረሲዕና ጎናዊ ኣፈላላይ እንተዘይ ኣሪምና ዕድልና ከሓምቕ እዩ ትግራይ ጥራሕ መሰረት ጌርና እንተዘይ ሰሪሕና መሰከፊ እዩ
@kiflomberhe112
@kiflomberhe112 2 ай бұрын
🙏💪💪💪🙏💪💪💪🙏💪💪💪🙏💪💪
@tesfayfisseha1217
@tesfayfisseha1217 2 ай бұрын
Zara ከም ሽሙ እዩ እሞ ቀፅልሉ Stalin
@alenebrhanu7371
@alenebrhanu7371 2 ай бұрын
ፀገም እንዳ ህወሓት ታይ ከም ዝኾነ ልምንታይ ለይትገልፆ ስታሊን እቲ ቀንዲ እኮ እዛ እምባይ መን ይወርሳ እኮ እዩ ዓበይቲ ወለድና ዝብልዎ ሓደ ነገር ኣሎ ህዝቢ እንተ ፀልእካ ዕድመ ኣይሃብካ ይብሉ ልምንታይ እዮም እቶም ሰብ ልፀልኦም ለይለቁ መቸም ንስኻ ውን ትፈልጣ እኻ እዞም ሰብ ፀልእዎም ለለዉ ትምህርቶም ብርሕቐት ስረሖም ብነትወርክን ብሰራን ደም ኣሕዋትና ረግፆም ኣብዚ ልወፅሑ እዮም መጀመርታ ስራሕ ክለቁ ኣለዎም።
@fisgeb5225
@fisgeb5225 2 ай бұрын
ኣታ እዚኦም ብትዝለመድዎ ኣካይዳ እዩም ዝኸዱ ዘለው : መራሕቲ ኣብ ዘለውዎ ደሪቆም ከድርቁና እዮም::
@abrahambinyam3089
@abrahambinyam3089 2 ай бұрын
ወይለከይ አስያሊን ህቡአ ናይ ህዋህት ካድረ አንደካ ዘለካ!!!
@GrmayGebreslasea
@GrmayGebreslasea 2 ай бұрын
ህዝቢ ተገሊጹ ወይ ይፈልጦ ዩግን መራሒ የብሉን ልመን ይንገሮ
@May-vt1jq
@May-vt1jq 2 ай бұрын
እቶም ማእከላይ ኮምቴ ንባዕሎም ንህዝቦም ክድሕኑ ዝደልዩ ተኮይኖም ብክቢሪ ለቂቆም ንሓዱሽ ኣባል ክህቡ ኣለዎም ተዘይ ኮይኑ ከጥፋኡና እዮም ምክኒያቱ ኣብ ውሽጦም ዘለው ቶሽታሻት ክፈልጥዎ ኣይካኣሉን መሕዘኒቲ እዮም
@kiflomberhe112
@kiflomberhe112 2 ай бұрын
♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@Jo_Axis_noncafe
@Jo_Axis_noncafe 2 ай бұрын
16 tickets from sh to ad....agree But by default they returned and now they are under police...maybe the person who
@DestaMekonnen-x3b
@DestaMekonnen-x3b 2 ай бұрын
Kone eilika wudibawi gubaei HIwehat ni kinawah zigiber shirihi .
@girmay9387
@girmay9387 2 ай бұрын
ረዳኢ ሐለፎም እንኳዕ ዘይምተሰወአ ጅግና ክንብሎ ነይርና
@ForoIngal
@ForoIngal 2 ай бұрын
ሐቂ ተዛርብካ
2 ай бұрын
This time it’s difficult to call a spade its spade.
@samihintsa8429
@samihintsa8429 2 ай бұрын
ቀንዲ ፀገም ዘለና ህዝቢ ኢና ገሌና ንሕጊ ገሌና ንስርቂ ኢና ንነብር ዘለና ፀገም አብ መራሕቲ ጥራሕ አይኮነን ስታሊን ዘሕዝን ናብራ ኢና ዘለና ሕጊ ብቅርሺ ካብ ትሽረፍ 2 ዓመት ተቆፂሩ አሎ ሕማቅ አለና ብጣዕሚ
@esuali2818
@esuali2818 2 ай бұрын
ስታሊን ግራ አጋባሀን እኮ የፓሊስ ኮማንደሮች ከኃላፊነት ሲነሱ ለምን በሚድያ አልተነገረም ትላለህ ወዲ ወረደ በሚድያ መግለጫ ሲሰጥ ሥራው ነው ለምን መግለጫ ይሰጣል ትላለህ። እነዚህ ሰዎች ሥራቸው እንዳይሰሩ በውሃ ቀጠነ መተቸት መቼ ነው የሚቀረው?
@vvg5520
@vvg5520 2 ай бұрын
አትዋሽ ግምት የብልፅግና ተላላኪ ነው
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 2 ай бұрын
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 2 ай бұрын
እስታሊን ዛኹላ ውድቀት ልመፀ ባዕሉ መለስ ልዘርኦ እዩ ኸዚ ፍረ ላፍርይሎ ልናሓነሕዎ ላሸጎገ ሓሻክር ልኾንዎ ጥራሕ ይእክብ ነይሩ ኣብ ኢትዮጵያ ይኹን ኣብ ህወሓት ልበፅሐ ውድቀት ኸዚ ለለው መራሕቲ ተሓተትቲ ምግባር ትርጉም የብሉይ ብቅዓት ይኹን ፍልጠት ለይብሎም ድኹማን እዮም ይመላእ ይተካእ ትግራይ ብቁሸት ኸፋፊሎማ ከፍ ኢሎም እሞ የትድከም ትግራይ ከይትብተን ጥራሕ ስራሕ ካብዚኦም ልግነይ መፍትሒ የለይ።
@berhanabay7338
@berhanabay7338 2 ай бұрын
ሰታሊን አድና Ear Land ምሰ ትግራይ ደው ዝበሉ አፍቲ ክፍኡ ጊዘ እየ ም በዛኸ ብደንቢ ተቐበሉ ው ኢልካ ንገር ሐደራ ንኣለም አፍሊጦም እዮም መጀመሪያ!
@KirosAberra
@KirosAberra 2 ай бұрын
ፀጥታን ደሕንነትን ዝሕልዎ ኢቲ ዓብይ ብዓል ውራይ ህዝቢ ምስ በቢከባቢኡ ዘሎ ናይ ፀጥታ ኣካላት ብምትሕባር ክፍፀም ዝኽእል ይመስለኒ:: ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ካሊእ ተሪፉ ግዱሳት ገበነኛ ሒዙ ፖሊስ ዝፅወዐሉ ኩነታት እውን ይረኣይ Citizen Arrest ድማ ኢሎም ይፅውዕዎ:: ኣባና እውን ሓቀኛ ፓሊስ / ዓቃቢ ሕጊን ዳኛን እንተልዩ ዘይሰርሓሉ ኩነታት የለን:: ብዝዓበየ ግና ንገበናትን ብፍላይ ስትቅን ጉቦን ዝፅየፍ ማሕበረሰብ እንተልዩ እዩ ዝመስለኒ:: ነዚ ዝምስራሕ ድማ ድሌት እንተልዩ ካብ ቁሸት ጀሚርካ ስጋዕ ላዕለዋይ ብርኪ ኑቕ ዘይብል ስራሕን ግዱስነትን እንተልዩ እዩ:: ተዘይሎ ማይ ተወቐትካዮ ዝዓይነቱ ናይ ሓደ ቕነ ወረ ካብ ምኻን ሓሊፉ ዘምፅኦ የለን እሞ ኩልና ሓልፍነትና ግዴታናን ምፍላጥ ኣገዳሲ ይመስለኒ::
@beletu7041
@beletu7041 2 ай бұрын
ስታሊን እርመጃ ወይ ሰጉምቲ ይወድ አሎ የፋሉን ይፃረ ድአሞ በዓል ዋና እቲሽግር ይፈለጥሞ ናብ ፍርዲ ድአ ይቅረብ ካብ ዓይኒ ብዙሐት ዝሕባእ ፍፁም የለን ።
@titulema628
@titulema628 2 ай бұрын
Thank you Stalin🙏
@JoJo-uo9ep
@JoJo-uo9ep 2 ай бұрын
Ahun Ahun ye Tegray Astedader Ajinda mnm gilts eyehonilin adelim hizbachin yalibt mkira yebkawal kize bilay tesfa ataskoretun hiwotun yestachun hizb asebut
@azebabereha3285
@azebabereha3285 2 ай бұрын
ስታሊን ወድ ወረደ ንትግራይ አይመጥንን ድምፁ በዓሉ ይድብር ብጌዛዊ ምምሕዳር እዩ ትግራይ ወሪዳ ተወሪራ ብደብፅዮን ሌባቡ ጠፍዮም ነይሮም ብንቢ እዬ ዝፈልጥ መንሰይ በዓሎም እናሰርዉ ነይሮም ጊዜያዊ ምምሕዳር ናይአብይ አሻኩር እዮም ብተለይ ንትግራይ ዝብጥብጥ ዘሎ ፃድቃን ዝተበሐለ ሰብ እዩ ንሕዝብ ትግራይ እናተበቀለ እዩ ናይቀደም ምስነመለስ ፅልይ ወራዳ እዩ ኩሎም ንቲሒ ወረጃ ሕዝብ ትግራይ አይመጥኑም ከብዳማት እዮም
@sojoo2217
@sojoo2217 2 ай бұрын
ወርዶም ዝባሃል ታይማለት ገብን ተፈፅሞም ክኢሰሩ ድዩ ዝግባኢ ወይስ ምውራድ ፣ክርደኤና አይካአን
@KidaneTadese-i5b
@KidaneTadese-i5b Ай бұрын
አበጀበቲኢነነዘለየ
@BariyaGabirBari-cs9oq
@BariyaGabirBari-cs9oq 2 ай бұрын
ስታሊን ካብ Tmh ሚድያ ጀምርካ ክሳብ አብዚኣ ዛራ ሚድያ ዝነበረካ ልዑል አበርክቶ ስለዝነበረካ በጣዕሚ ንፈትወካን ንድግፈካ ነይርና ይግበኤካ ውን ካብ ቀረባ ግዘ ጀሚርካ ግና አብዞባዊ አታሀሳስብ ተፀሚድካ ክንርእየካ ከለና ብዙህ ምኽሪ ልዕኽናልካ ነይሩና ንስኻ ግና ከተማሃይሽ ይትረፍ ገዲዱካ አሎሞ ግደፍ አይተፈላልየና!!ብቓደማይ ጌታቸው ብአፍ እምበር በተግባር ስጉምቲ አይወሰደን እልካ በዙህ ተዛሪብካ ነይርኻ ሀዚ ድማ ስጉምቲ ከወስድ ከሎ አያፍለጠናን ኢልካ እኝኝኝ ትብል አለኻ ስለዙይ ካባኻ ዘይተጸበይናዮ ተግባር ኢኻ ትስርህ ዘለኻሞ በጃኻ አደብ ግዛእ ትግራይና አብዘይኾውን ከይተዕትዋ!!ለካስ ሀለፎም ረዳኢ "መን ክኾውን ከሎ እዩ መራሂ ትግራይ ክኾን ዘለዎ መን ክኸውን ከሎ እዩ ድማ ሕወሀት መራሂ ዝኾውን ዘለዎ"ዝበሎ አባሀህላ ብኣኻ ንርእዮ አለና ስለዙይ ካብደጊም ናትካ ዘረባ ጺም ኢልና ካብምስማዕ ትኣሊና አብ ኣኻ ንህናውን ከንወፍር የግዲ እሊናሎ።
@hg2540
@hg2540 2 ай бұрын
ስልቺውና ርዳእታ ንተፈናቀልቲን ንጉዱኣት ቲዲፍ ግዴታና እዩ እቱ ካሊእ ግና ሸቒሉ ዝንበረሉ ዓዲ ገንዝብ ገንዘብ ምባል ትክክል አይመስለኒን😂
@GiGi-xo3kk
@GiGi-xo3kk 2 ай бұрын
The previous best works don't cover the worst duties of your current work if you are doing wrong now. So Stalin, don't judge. Generally, TPLF leaders are killers and corrupt. They never consider the problems of Tegaru, never,never, never, and will never ever.
@DirarG
@DirarG 2 ай бұрын
ኤክስካቫተር እኮ ናይ ሃፋትም ማንም ወርቀኛ/ገባር ብሰዓት ኮንትራት ዘስርሐን እምበር ካብ ማንም ዝመፃ ኣይኮናን
@gerehaile2737
@gerehaile2737 2 ай бұрын
Big mistake Stalin
@yadomabreha5547
@yadomabreha5547 2 ай бұрын
Nusuka bu huke nayi hwahut dugafe eya zyitubul
@Tekle-ho3cw
@Tekle-ho3cw 2 ай бұрын
Fetari. Atsimti sweat skoleskumo keywehatikumo yhinekikum atum telamat sebawunet zeyeblkum
@LzrGdf
@LzrGdf 2 ай бұрын
ነዚ ከሉ ሕማቅ ኣሰራርሓ ተጠያቂ ሕወሓት እዩ !
@had860
@had860 2 ай бұрын
ወዲ ወረደ ዝህቦ ዞሎ መብርሂ ንመን እዪ።ንሱ እንዲዪ ዋና ሓላፍ መሓውር ፀፅታ ሓቁ እንተኮይኑስ ዘይሕዞም። እንታይ ይብለና ኣሎ።
@qabduqali516
@qabduqali516 2 ай бұрын
እስታሊን ለይባ ኢኻ እናተብሃለስ ጀግና ስለዝበልኻዮ ክደሓዝ የቡሉን መንክደሓዝ ደአ ደሊኻ ለያቡ ተኾይኖም ብሕጊ ዳአበ ብምድያ ተድበስቢሱ ካሓል ፍ አይትሞክር እስታሊን
@LzrGdf
@LzrGdf 2 ай бұрын
ብዝኾነ ሕወሓት ዝበሃል በላዒ ነብሲ የጥፋእ
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YemaneTeklay-q2e
@YemaneTeklay-q2e 2 ай бұрын
ሰማዒ የለንየየየየ
@GideyGebrehiwot-w9f
@GideyGebrehiwot-w9f 2 ай бұрын
እስታሊን ብዛዕባ የሕደጎ ምውራድ መግለፂ ዘይተገበሮ መውረዲ ግን ከመይ ኢሉ ናይዚ ምውራድ ይመረካ ኣሎ ነባር ፖሊስ ኮምሽን ክፈርስ ከሎ ምንም መግለፂ ኣይሃብካን ግን የሕደጎ ክሽወም ከሎ ውን መግለፂ ኣይተገበሮን ብዝኾነ ሕማቅ ዩ ነይሩ
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 2 ай бұрын
ገንዘብ እናከፈሉ ናይ ትግራይ ታሴራ እናሀቡ እዬም እዚ ልክእ እዮ አስተካክልዎ
@ForoIngal
@ForoIngal 2 ай бұрын
ረዲኢ አብ ልብና ዓብይ ቦታ ነይርዎ ግን ናይ ስልጣን ድልየ የናዕዎ አሎ
@etheth5034
@etheth5034 2 ай бұрын
እዚ ብፌስቡክ ዝልጠፍ ናብልፅግና ሲስተም እዩ ከምዚ ዝበለ አሻካእላል ምስ ህዝቢ ትግራይ አይከይድን እዩ ብዜና ብስርአት ክንገር አለዎ ህዝቢ ትግራይ ካሊእ ፀገሙ የአክሎ 😊
@daniboy2293
@daniboy2293 2 ай бұрын
ስታሊን ከም ጋዜጠኛ ከም ሃደ ሙሁርን ተቓላሳይን ትግረዋይ ኣእርዩ ዘሕዝን ከብድኻ ዝበልእ እዩ ንመን እዩ ዝዛረቦ ዘሎ ምስ መን እዩ ዝዛረብ ዘሎ ዝገርም እዩ ምስ ስዩም ስብሓት ሙሉጌታን ደብረፅዮንን ሰሪሐ እዩ ኣበይ እንታይ ትዛረብ ከመይ ትዛረብ ዝሃለፈ 41 ኣመት ሪኢና ኢና ከምዙይ ዝበለ ዘይ እርኑብ ቓለ መህትት ሪኤ ሰሚአ ኣይፈልጥን ብወገንካ እትገብሮ ዘለኻ ተጋድሎ የመስግን
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 2,7 МЛН
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,6 МЛН
啊?就这么水灵灵的穿上了?
00:18
一航1
Рет қаралды 30 МЛН
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 2,7 МЛН