Рет қаралды 4,226
Body shop.
ባትላሜራ ክትኸውን ኣብ ካናዳ እንታይ የድልየካ? ብኸመይ ትጅምሮ፡ እንታይ ዓይነት ብቕዓት ናይ ትምህርቲን ተመኩሮን የድልየካ? ክፍሊቱ እንታይ ይመስል? ኣብ ክንደይ ዓመትከ ይውስኽ?
ብቐጥታ ምብርሂ ካብ ኪኢላ ተስፋኣለም ገብረ (ጆርኒማን) ወናኒ Tes Autobody and Frame ክንመሃር
Tes autobody and frame Tel: 403-7965116
#17 920 28 st NE
Calgary AB,
Henok Msghina +1403-6902117
Facebook group: / legacyleavers