Рет қаралды 6,900
ትሕዝቶና፡ ቁጠባ፡ ሃገር፡ ኩነታት፡ እዚዶ ይኸውን ዝሕዘና? ኣብ ከባቢና ከማና ዝበሉ ሰባት ዕውታት ኣለዉ። ከማና ከኣ ኣብ መገዲ ዓወት ዘለው። ንምንታይ ዳኣ ኣባና ጥራይ ከቢዱ ይረአ?
ኣተሓሳስባና ኢዩ እንበር ኩነታት ኣይኮነን ንድሕሪት ዝመልሰና። ኣግፊሕና ምሕሳብ ከገድስ ኢዩ። ካብዘለናያ ንእሽተይ ዓንኬል ወጺእና ናብዝዓበየ ዓንኬል ክንኣኣቱ የገድስ።
Contact: +14036902117
Join our community: / legacyleavers