"ቦኽሪ ወድና ብጭካነ ንኣዲኡ ቀቲሉዋ-ደማ ፈሲሱ ተወዲኡ ረኺብናያ!"

  Рет қаралды 56,622

Nile Media ናይል ሚድያ

Nile Media ናይል ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер
@NetsiTesfay
@NetsiTesfay Күн бұрын
ዛሓፍተይ ብዝተክኣለኺ መጠን ናብ ሓዘን ክትከዲ ከለኪ ሊፒስቲክ ኣይትጠቀሚ።🙏 ጽንዓት ይሃብ ንመላእ ቤተሰብ 💔😭
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej 22 сағат бұрын
Tikikl 💯
@maryaa63
@maryaa63 22 сағат бұрын
Ane tray dyu zegrmni abey adi eyu ab wieu hazen kedka kalie mehtet kem mera am so confused hege domo make up gera ketkyeds right aykonen ane andomo aymkonkun defie eye kewxa nere😢
@tessemamizer9907
@tessemamizer9907 20 сағат бұрын
ወረኛታት ከምአ ወፂእክን ስርሀ !ብስርሀ ጌራ ከይዳ እንካእ ተቀብአት ምድረ ምንቀኛ በርትኢ የቀንየልና ደኣ ትብላ
@Roozx-de5ox
@Roozx-de5ox 19 сағат бұрын
ሰዲ ዝከነት ሰበይቲ ዓባይ ገልዒ🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮አምሰሉ ነፀላ ድማ ገምጥላትለይ
@TesfaldetGebregerges
@TesfaldetGebregerges 12 сағат бұрын
ትክክል ​@@maryaa63
@Abrahamanjus
@Abrahamanjus 19 сағат бұрын
እግዚኦ ማሓረኒ ካብ ሕማቅ ነገር ሰውረና ፅንዓት ይሃብኩም ወላዲ
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 3 сағат бұрын
እግዝኣቢሔር ምሕረት የዉርደልና ጽላለ'ዩ እዚ እዝግዮ እዝግዮ እዝግዮ ማሓረና ክርስቶስ ንመዋታት መንግስተ ሰማያት የዋርስን
@SenaitMebrahtu
@SenaitMebrahtu 18 сағат бұрын
ብጣዕሚ ልቢ ዝሰብር ሓዘን እግዚኦ ኣንቱም ሰባት ናብ ፈጣሪ ፀሎት እዩ ዝሕሽ ከምዚ ዓይነት ጭካነ ኣብ ልዕሊ ወላዲት ኣደ ጋዶ እዩ ሕጊ ብጣዕሚ ይጠንክር ንመዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርሰን ንቤተሰብ ካኣ ፅንዓት የሃብ ፈጣሪ
@nnnKk-dy9ng
@nnnKk-dy9ng Сағат бұрын
እግዝአዮ እግዝዮ እግዝዮ ማሓረኒ ካብ ስሕት ማዓልቲ ሰውረኒ ❤ ንኣደና መንግስቲ ሰመይ የዋርሰን😢😢😢😢 ንወላዲ ለ ፅናዓት ይሃብክም ሕሕሕሕ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ተመሰንኣምላኸይሰለቲዝገበ
@ተመሰንኣምላኸይሰለቲዝገበ 4 сағат бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ ንኣዴና እውን መንግሰተ ሰማይ የዋርሰን እግዚአብሔር ኣምላክ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@AlemAlem-i7d
@AlemAlem-i7d 5 сағат бұрын
እዝግዮ ከብዙ ማሓረኒ መሓረኒ ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብ ንመዋቲት እውን ኣብ ገነት የንብረን😢
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ Күн бұрын
_ኦ እግዚኣብሔር ስሑት መዓልቲ ካብ ምውዓል ሰውረና ኣሜን ፫እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣካእሎ ይሃብኹም ንኣዴና ውን ምሥ ቅዱሳን የንብረን💔😢_
@አሰኻል
@አሰኻል 22 сағат бұрын
ደምርኒ ወለላይ
@سلاخاحمد
@سلاخاحمد 12 сағат бұрын
ታይ መዓቱ ኣብ ሓዘን ውን ደምርቲ ትብሊ​@@አሰኻል
@Wfcgcbj
@Wfcgcbj 23 сағат бұрын
እግዝኦ መሓረና ክርስቶስ ፅንዓት ይሃብኩም ወላዲ
@Gfd432-n8q
@Gfd432-n8q Күн бұрын
ኣብየት ኣብየት ኣቱም ሰባት ፅሎት ንግበር በስምኣብ ካብዚ ማዓረኒ ፈጣሪ ኣቦይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ፅንዓት ይሃብኩም እምበር ከቢድ እዩ 😢😢😢
@ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ
@ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ 5 сағат бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም 🖤😭 እግዚዮ ማሓረና ክርስቶስ😭😭😭ኦ ኣምላክ ኣቦና ዓይነ ልቦናን ክፈተልና😭😭😭
@mulualemkidanu7376
@mulualemkidanu7376 Күн бұрын
ኡፍፍፍ ኣምላኽ ገፅኻ ምለሰልና እግዚኦ ምሀረና ክርስቶስ ታይ ማኣቱ እቲ ቆልኣ ልወሰዶ ነገር እሎ ብሀቂ ዘግናኒ ተሰሚኡ ለይፈልጥ 💔 ፅንኣት ይሀብኹም ቤተሰብ🤲🤲✝️✝️
@freweynibekele9727
@freweynibekele9727 14 сағат бұрын
እግዝኦ መሓረና ክርስቶስ ስሑት መዓልቲ ካብ ምውዓል ይሰውረና ፈጣሪ ንቤተሰብ ፅንዓት ይሃቦም ንወላዲትና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ😭😭
@ሮቢሮቢ-ሰ7ሸ
@ሮቢሮቢ-ሰ7ሸ Күн бұрын
😢😢😢😢😢ኣየ ትግራይ በቃ ድዩ እዚ ኾይኑ መጨረሻና መሕዘኒ እሞ ኽዓስ ብውላድኻ በሰቃቒ ትቕተል
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 Күн бұрын
እግዚኦ እግዚኦ መጽሀፍ ዝበሎ ይፍጸም አሎ ወይነ 😢😢😢 ብጣእሚ ዘህዚን እዩ አቦየ ጽናት ይሀብኩም 😢😢😢
@አዶሜሮን
@አዶሜሮን 9 сағат бұрын
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢😢😢😢😢 ኦ አምላኬ ካብዚ ማሓረና መንግስተ ሰማይ የዋርስን ንወላዲትና ዘይወፅእ በሰላ ሓዲግሎም እግዚአብሔር አምላክ መፅናንዒ መንፈስ ቅዱስ ይልኣከልኩም 🙏🙏🙏
@ysggjdgd6364
@ysggjdgd6364 Күн бұрын
ፅንዓት ይሃብኪኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ንኣዴና እውን መንግሰተ ሰማያት የዋርሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ😢😢😢
@-jm5273
@-jm5273 4 сағат бұрын
እውይ እውይ 😢😢😢😢 ኣንታ ዙ ፈጣሪ ቀልጢፉ ዘይተዓረቀና😢😢😢 እንታይ ዝበለ ግዜ በፂሕና 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔 ኣንታ ኣምላኽ ኣቦይ ብኣምሳልካ ዝፈጠርካዮስ ሕግታትካ ክጥሕስ ኣይትፍቀድ🙏
@ሂዋንጋልትግራይ
@ሂዋንጋልትግራይ Күн бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ካብ ሰጠናዊ ማዓልቲ ሓልወና እፍፍ😢😢😢ፈጣሪ ኣቦይ ርኩስ መንፈስ ገስፅካ መንፈስ ቅዱስካ ላኣከልና😢
@yosiefkiros7104
@yosiefkiros7104 8 сағат бұрын
ወሪድዎ ርኹስ መንፈስ እዚ ንባዕሉ ርኹስ ፍጥረት ሰይጣብ ዝቀንኣሉ ርጉም ኢዩ።
@Momna-k9x
@Momna-k9x 4 сағат бұрын
እፍፍፍፍ ብጣዕሚ እዩየሖዝን ታይ ዓይነት ግዜኢና በፅሕና ፅንዓት😢😢😢😢😢
@robelfessehaye8942
@robelfessehaye8942 12 сағат бұрын
Thanks!
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 43 минут бұрын
Egziabher Amlak NAdena mengste semaya yewarsa Sidrabiet ka xnat yhabkum
@ሰላምንኩሉወድሰብ-ለ
@ሰላምንኩሉወድሰብ-ለ 23 сағат бұрын
ካብዙይ ማሓረና ጎይታይ ማዓረይ እፉፍፍፍ መንግሰተሰማይ የዋርሰን ፅንዓት ይሃብኩም ንሰድራቤት ኩሉኩም
@aadd8069
@aadd8069 20 сағат бұрын
ብሰመኣም ካብዘይ መሓረና ብምሕረትካ ጠምተና 😢😢
@letushmis
@letushmis 23 сағат бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ንመዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርሰን😭😭ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ሓደራኻ ቅዱስ መንፈስካ ላኣኸልና እግዚኦ😢😢
@abrhagebremeskel5371
@abrhagebremeskel5371 29 минут бұрын
እዋይ ኣምላከይ ሓደራካ ሓደራካ ካብ ከምዚ ዓይነት ፍተና ሓለየና ዓክ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ወጊድይሁዳ
@ወጊድይሁዳ 15 сағат бұрын
ተጋሩዋኒ ሱባኤ እተዉ ፡ ተነስሑ። እዚ ኩሉ ግፍዒ ናይሰብ ኣይኮነን ፡ ፈጣሪ ኢዩ ተቆጢዑ። ካብ ወረርቲ ዝቀተልዎ ፡ ባዕልኹም ብግፍዒ ዝቐተልኩመን ኣዋልድን ኣዴታትን በዚሐን። እዞም ሽማግለታት እንተውግዑ ቁሩብ ናይምድፍናቕ (ናይሓዘን) ምልክት የብሎምን። ዝተጻሕፈ ዘምብቡ እምበር ፡ ናይ ቤተሰቢም ኣካል ዝኾነት ሰብ ዝተጎድኣቶም ኣይመስሉን። ሓዘን ልቦም ሴርዎም ፡ ደንዚዞም እዮም ዝመስሉ።
@ElianaGhezae
@ElianaGhezae 31 минут бұрын
Ezgyo meharena kirsti🙏🏿🙏🏿🙏🏿😢😢😢😢😢😢😢😢 egzabher ab yemanay idu yqebelki kbrti ade💔💔💔😢😢 nsdrabet xnat yhab ygzabher🙏🏿🙏🏿🙏🏿😢😢😢😢💔
@አስልጓልወጀራት
@አስልጓልወጀራት 20 минут бұрын
እግዝኦ ማሓረኖ ክርስቶስ ዋይ ደይስማዕ ደየለ😭😭😭😭😭😭😭
@YoditBekele-p2f
@YoditBekele-p2f 31 минут бұрын
እግዞ ማሓረነ ክርስቶስ አታ ናበይ ኢና ንከዶ😢
@MhlKoko
@MhlKoko 9 сағат бұрын
ኦ እግዛብሄር ሰሑት ማዓልቲ ካብ ምውዓል ሰውረና ኣሜን ፫ እግዛብሄር ኣምላክ ኣካእሎ ይሃብኩም ንኣዴና ውን ምስ ቅዱሳን የንብረን 💔😢🙏
@mxm8763
@mxm8763 11 сағат бұрын
ዋይ ሐፊተይ መንግስተሰማይ የዋርኪ ንሰድራቤት ጽንዐት ይሀብኩም
@እኖንወድንሓልዉኒቤዛ
@እኖንወድንሓልዉኒቤዛ 4 сағат бұрын
ወይ ተካል ስማዕ ።ኣረ ናበይ ገጽና ንከይድ ኣለና።ጽንዓት ያሃብኩም።
@godbless-u8k
@godbless-u8k 17 сағат бұрын
እዋይ እዝግዮ ማሓረና ጎይታይ ማዓረይ አታ ከመይ ዝበለ ጊዜ ኣና በፂሒና አረእ ታሕጓስ ፈታዊን ፀላኢ ምኻና የሐዝን እሰቲ ፅናዓት ይሃብ
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 4 сағат бұрын
እግዛኦ መሓረና ክርስቶስ😢😢😢 ኣብየት ካብዚ መሓረና ኣምላክ ምሕረት ልኣከልና ጽንዓት ይሃብኩም ክቡር ኣያና በኣብ ሕቅፈ ቅዱሳን የንብረን ንክብርቲ ኣዴና😢
@Vcinlv23
@Vcinlv23 Күн бұрын
እዋይ ኣምላክ ኣቦይ ምህረትኻ ለዓከልና እግዚኦ 😭😭😭💔💔💔💔💔 ፅንዓት ይሃብኩም🙏🙏🙏
@T8Gz-rq9st
@T8Gz-rq9st 10 сағат бұрын
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ🙏😢
@TmsegnAmlak
@TmsegnAmlak Күн бұрын
እግዚኦ ማሓርና ክርሰቶሰ ኣብየት ኣታጎይታይ ሓጣያትና ሓዲካይዶ ማሓርናይ ታይ ዓይነት ግዜ ኢና በፂሕና ፅንዓት ይሃብኪም እሰኪ
@abedaberhan
@abedaberhan Күн бұрын
እግዚኦ አምላክይ ካብዙይ ማሓረና ክርሰቶሰ😢😢😢😢💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭
@TiTiTiTi-l5o
@TiTiTiTi-l5o 6 минут бұрын
በስምኣብ ካብዚ መሓረና ፅንዓት ይሃብኩም ቤተሰብ 😢😢💔💔
@የተብ
@የተብ 9 сағат бұрын
ካውዚ ማሓረና ኣምላክ ኣቦይ ታይ ማዓቱ
@mesigaltigray9656
@mesigaltigray9656 11 сағат бұрын
ብጣዕሚ የሐዝን ጽንዓት ይሃብኡም ወላዲና😭
@luwamtekleab324
@luwamtekleab324 4 сағат бұрын
Egziabher aboy mhretka habena 😢😢😢
@ኤልሻዳይነውገታየ
@ኤልሻዳይነውገታየ 22 сағат бұрын
😢ዋይ ዋይ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ኣቱም ህዝቢ ንማሃለለ ናብየ እየ ገፅና ዋይ ጨካነ እሞካ ንደዋካ ኣይኣነ ሩጉምቲ ዘይስምዖ ዘይብለ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@zfanlave7057
@zfanlave7057 18 сағат бұрын
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ከፍረሐካ ዝጊዘ ብሰላም ዕረፊ ኣደዋይ😢😢
@ممنن-ص6خ
@ممنن-ص6خ 4 сағат бұрын
በስማአም ካብዚ ይምሓረኒ ፍጣሪ😢😢😢😢ፅንዓት ይሃብክም ወላዲ ሕማቅ ዘመን በፅሕና ከብዚ ይምሓረና😭😭😭😭😭
@Salama-z4w
@Salama-z4w 31 минут бұрын
ፅንዓት ይሃብኩሞ 😢😢😢😢😢😢
@fsedfsd-ch9fk
@fsedfsd-ch9fk 6 сағат бұрын
😢😢ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ልቢ የድሚ ከብዲ ስብአይ ንውሽጢ እዩ ዝበኪ😢
@سميرةمحمد-ك3ب
@سميرةمحمد-ك3ب 11 сағат бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ኣምላክ ንአዲን መንግሰተ ሰማያት የዋርሰን😢😢😢😢
@Marken-s8j
@Marken-s8j 8 сағат бұрын
እዝግዮ መሓረና ኩርስቶስ ሕምቅ ግዜ ነዴካ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@abeba-vq4sj
@abeba-vq4sj 14 минут бұрын
እዝግዮ ማሓረና ክርስቶስ 😢😢😢😢😢
@الو-ث2ج
@الو-ث2ج 2 сағат бұрын
ካብዚይ መሓረና ጎይታይ ንመዋቲትለ መንግስተ ሰማይ የዋርስ😢😢😢
@TitiGualAbrha-hv3je
@TitiGualAbrha-hv3je 4 сағат бұрын
እፍፍፍ ካብዙይ ማሓረኒ 😢😢😢😢😢ፅንዓት ይሃብኩም ወላድና😢😢😢😢😢
@freweyni.....a7976
@freweyni.....a7976 16 сағат бұрын
እዝጉዮ ምሓረና ክረስቶስ😢 ካብዝ ሕማቕ ነገር ሰውረና መድሃን አለም አቦይ ሓደራኻ😢ፅንዓት ይሃብኩም አቦና
@Arsu-j4b
@Arsu-j4b Күн бұрын
ምፀትኣለም ናበይ ኢና ንኾዶ ሎምስ ከዓ ንወላዲትካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፅንዓት ይሃብኩም 😭😭😭
@KasoaKkasooa
@KasoaKkasooa 23 сағат бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ንአዲን መንግሰተ ሰሚያት የዋርሰን😢😢😢😢
@HenokDengeze
@HenokDengeze Күн бұрын
ውይ ጎይታይ ምዓረይ ብምሕረትኻ ፀወዐና ኣታ ኸመይ ዝበለ ጉድድ እዮ
@SamiGhidey
@SamiGhidey 12 сағат бұрын
እግዚኦ መሀርነ ክርስቶስ ኣንታ ኣብዛ ክልል ዝግበር ግፍዕስ ዘስካሕክሕ ኢዩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ሰብዓ
@ሰብዓ 4 сағат бұрын
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ😢😢
@الحمدالله-س4ق
@الحمدالله-س4ق Күн бұрын
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ካብዚ መሓረና😢😢😢
@zozoaln3109
@zozoaln3109 16 сағат бұрын
እግዚኦ እግዚኦ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😭💔 ሓጥያትና በዚሑ ፅንዓት ይሃብኩም ዋይ ሓወይ ታይኮን ሸፊኑካ እዩ ክንድዙይ ጭካነ ለደዋኻ ጣዕስኡ ዘይወፀልካ 😭😭💔
@HelyadaAbraham
@HelyadaAbraham 22 сағат бұрын
ኦኦኦ በስመአብ ወዉልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላኽ አሜን እግዝአብሔር በጃኻ ከምህረትካ እምበር ከም ክፍኣትና አይዂን እግዝዮ አደኻ እፍፍፍፍ
@AbaditMatiwos
@AbaditMatiwos Күн бұрын
ጾሎት ጾሎት ህዝቢ ክርስትና ኤርትራዉያን ትግራይን 😢😢
@selamasrat4945
@selamasrat4945 Күн бұрын
ኡፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭ኣይክኣልኩን ብሓቂ ዘሕዝንን ዘሰንብድን እዩ ኣበይ ክንጽሊ ድኣ 😭😭😭ትግራዋይ ኤርትራዊ እንዳ በልና ዶ ንባላዕ አግዛብሄር እኮ ተመልሱ ክምለሰኩም እየ ዝብል በጃኹም አዝግዮ ዘድልዮ እዩ 😭😭😭😭 ኣምላኽ ኣብ የማኑ ይቀበልኪ ንስድራቤት ክኣ ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭
@HayatTofak
@HayatTofak Күн бұрын
ፀቢብ
@አሰኻል
@አሰኻል 22 сағат бұрын
ደምርኒ ምቅርተይ
@Ra.com65
@Ra.com65 21 сағат бұрын
Please give a long! Eretera just pray for ur problem:: ✅✅
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 20 сағат бұрын
???? ኢትዬ ትግራይ በሊ ...ኤርትራ አይትበሊ በጃ ኤርትራ ጋሕ በሊ
@shdhsdhsgshsjssu135
@shdhsdhsgshsjssu135 4 сағат бұрын
እፍፍፍፍ በስመአም አምላክ ካብዝ ማሓረና አምላክ አቦይ ታዳበለ ግዝየ እዩ እዝ ውላድ ድወላድ ክንድዝ ጭካና ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኹም😢😢😢😢😢😢
@nmlkklkk
@nmlkklkk 23 сағат бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ንአዲን መንግስተ ስማያት የዋርስ😭😭
@TinsaeGebreslasyeTinsae
@TinsaeGebreslasyeTinsae 4 сағат бұрын
እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ ! 😢😢😢
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 22 сағат бұрын
ወይ አምላኬ ባዕልካ ምሕረት ስደደልና ኡፍ አታ ታይእዩ ሰብ ጨኪኑ እሞ ካዓ አዶ ናብ ፈተነ አይተእትወና አምላኬ😢😢ዋይ አካአልኩን ኡፍ😢😢
@FcFx-i3y
@FcFx-i3y 20 сағат бұрын
ኣፍፍፍ ክብዙይ ማሓረኒ 😢😢😢😢 ፅናዓት ይሃብኩሞ ወላድና😢😢😢
@rahwana848
@rahwana848 Күн бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ንኣዴና መንግስተ ሰማይ የዋርሰን
@AluFkr
@AluFkr 11 сағат бұрын
እግዛቢሄር ኣምላክ ካብዙይ ማሓረና😢 ታይ ዓይነት ጊዜ ኢና በፂሒና ዘለና😢😢
@ብራሃንጋልትግራይ
@ብራሃንጋልትግራይ 12 сағат бұрын
በስመአብ ሱሑት ማዓልቲ ኣይተውዕለና ኣምላከይ😢 ፅናዓት ይሃብኩም ክቡር ወላዲ
@lailamehari3800
@lailamehari3800 Сағат бұрын
😢😢😢😢😢😢😢 ኣበይ ኢና በፂሕና ።
@ክጅምሮ
@ክጅምሮ 21 сағат бұрын
በስመኣብ ኦ ኣምላኸይ ስሑት መዓልቲ ኣይተውዕና ጽንዓት ይሃብኩም ክቡር ወላድ ክብርቲ ኣዴና ኣብ ሑቁፊ ቅዱሳን የንብረን 😢😢😢😢 ኣቤት ዝግዜ 😢😢
@مهديابراهيم-ر7ط
@مهديابراهيم-ر7ط 6 сағат бұрын
😢😢😢እግዚኦ መሀረነ ክርስቶስ እግዚኦ መሀረነ ክርስቶስ እግዚኦ መሀረነ ክርስቶስ ጌታ ሆይ ካዉዙይ ሰዉረና ኣባት
@AberhatsyonGebresilse
@AberhatsyonGebresilse Күн бұрын
እግዚኣ ማሓረና ኩርስቶስ 😢😢😢😢😢 ንኣዶ እዙይ ድዩ ካሕስኣ እእእእእህህህህህህ
@tessemamizer9907
@tessemamizer9907 20 сағат бұрын
ልመላእ ቤተሰብ ምፅንእናእ ይሀብኩም .ታይ እዩ ወሪድና ምህረት ግበረልና ይአክለኩም በለና ፈጣሪ
@MK-rg1og
@MK-rg1og 5 сағат бұрын
እግዚኦ መሓረና 😢😢😢😢😢 በጃኹም ጸሎት ግበሩ
@SaraSara-u8z
@SaraSara-u8z 42 минут бұрын
እውይ እዝግዮ ምሓረና ክርስተስ😢😢😢😢😢😢😢😢😭😭😭😭😰
@HaishHagosT
@HaishHagosT 16 сағат бұрын
እ/ር ካብዚ ይምሓረና ንሙዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርሰን ንቤተሰብ ድማ ፅንዓት ይሃብ
@MemeNegashe
@MemeNegashe 4 сағат бұрын
አቤት ጭካኔ በእናት ላይ😢😢😢😢ነብብስ ይማር እግዝያብሔር ያፅናችሁ ኡፍ
@wagayegebremdhin6706
@wagayegebremdhin6706 5 сағат бұрын
ትግራይ ዓደይ አጋንንቲ መሬትኪ ምስረገፅዋ ህዝብኺ ይዉድአሎ
@ፈልፋሊማይሕይወት
@ፈልፋሊማይሕይወት Күн бұрын
ንኣዴና መንግስተ ሰማይ የዋርሰን ንመላእ ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም😢😢😢
@rozaibrahemma2806
@rozaibrahemma2806 23 сағат бұрын
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😭😭😭 ክቡር ወላዲና ፅንዓት ይሃብኩም ንመዋትት እዉን መንግስተ ሰማይ የዋርሰን😥😥😥
@SentayoKahsay
@SentayoKahsay 10 сағат бұрын
😭😭😭😭እግዚኦ መሓረና ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብ
@munuwayhabeby8502
@munuwayhabeby8502 7 сағат бұрын
Inalillahe weeena elillahe rajeoun waaayye guuuudddd rebe emanen sebreen yehabekum keburr weladdeee 😢😢😢😢😢😢😢😢
@SalamSalam-n8e
@SalamSalam-n8e 7 сағат бұрын
አቦይ ፅንዓት ይሃብኩም ንመዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርስ
@ኣለምበርሀ
@ኣለምበርሀ 9 сағат бұрын
ብጣዓሚ እየ ዝሕዝን💔💔😭😭😭😭😭
@KidaneShambel
@KidaneShambel 4 сағат бұрын
መንግሰተ ሰማይ የወርኪ ንሰድራቤትፅንዐትይሀበኹም
@AdoNebu
@AdoNebu 2 сағат бұрын
በስመአብ እግዚኦ ማሓረኒ ካብ ሕማቅ መዓልቲ ሰውረና ጽንዓት ንመላእ ቤተሰብ ይኩን😢😢
@AfariAfari-ql7it
@AfariAfari-ql7it 9 сағат бұрын
እግዝኦ መሓረና ክሪስቶስ እዝኒ ዘይትሰምዖ ዘይብላ ካብዚ መሓረና ጎይታ😢😢😢😢😢😢😢
@Sfre-r6j
@Sfre-r6j Сағат бұрын
ካብዝይማሓረኒ😢😢😢
@SalmaSndayo-kn3cl
@SalmaSndayo-kn3cl 8 сағат бұрын
ዋይይይይይ 😢😢😢😢 አግዚኦ ማሓረና ክርሰቶሰ ኣቱም 😢😢 ህዝቢ ንማሃለለ ናብየ አየ 😢 ገፅና ዋይ😢 ጨካነ አምካ ነደዋካ ኣይኣነ ሩጉምቲ ዘይሰምዖ ዘይብለ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@mulugtsadik3918
@mulugtsadik3918 10 сағат бұрын
ፈጣሪ ሰውረና ጎይተይ መዓረይ
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 9 сағат бұрын
በስመ ስላሴ ኦ ጌታ ይቅር በለና ምሕረት ለኣከልና💔😭😭😭😭😭
@BirhaneGerase-m3s
@BirhaneGerase-m3s 9 сағат бұрын
እግዝኦ መሓረና ክሪሰቶሰ እዝኒ ዘይትሰምዓ ዘይብላ ካብዚ መሓረና ጎይታ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 5 сағат бұрын
ብደቅኩም ፈጣሪ ይክሐሰኩም ፈጣሪ የፅንዕኩም
@selam12121
@selam12121 12 сағат бұрын
ነዞም ኣቦ ፅንዓት ይሃቦም ንመዋቲት ድማ መንግስተ ሰማያት የዋርሰን.... እዞም ጎረቤት ግን ብፉሉይ ክብር ኣድናቆትን ኣለኒ ብሓቂ ለባምን መስተውዐልን ሰብኣይ ... 🙏
@Merhawit_27
@Merhawit_27 20 сағат бұрын
እግዝኦ መሓረና ክርስቶሰሰ ዕንዓት ይሃብኩም ወላዲ🙏😭
@Wow-g2d
@Wow-g2d 3 сағат бұрын
ሕማቅ መዓልቲ ኣይተዉዕለና 😢😢😢ዋይ ጊዜ
@nest7680
@nest7680 15 сағат бұрын
እዝግዮ ማሓረና ጎይታይ ማዓረይ እንታይ ኢና ግን ንኮውን ዘለና😢😢
@ivg-qe5pi
@ivg-qe5pi Күн бұрын
ከብዙይ ማሓረና ኩሩስቶስ 💔😢😢😢😢😢😢
-5+3은 뭔가요? 📚 #shorts
0:19
5 분 Tricks
Рет қаралды 13 МЛН
"Идеальное" преступление
0:39
Кик Брейнс
Рет қаралды 1,4 МЛН
የገዱ አንዳርጋቸው እና የጃዋር መሐመድ ጉዳይ ምን አገናኛው?
46:40
Addis Compass Media / ACM / አዲስ ኮምፓስ ሚዲያ
Рет қаралды 13 М.