ኤርትራ እንታይ እያ ትብል ዘላ?! ምእጋድ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናብ ኲናት ዶ የምርሓ? ኣሉላ ሰሎሞን ኣብ ብራኸ ሸው

  Рет қаралды 34,921

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
#Abrha_Teklu_
#Interview_With,Abrha_Teklu
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣብርሃ_ተኽሉ
#መምህር_ኣብርሃ _ተኽሉ
#Shewit_Bitew
#ሸዊት_ቢተው
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ተጋዳላይ_ሸዊት_ቢተው
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣሉላ ሰሎሞን
#Alula_Solomon
#Interview_With_Alula_Solomon

Пікірлер: 179
@abulehemajir7706
@abulehemajir7706 Ай бұрын
ናጻ ሃገር ስለዝኾነት ድኬታ ትውስን፡ ክልል ትግራይ እንታይ ቀረጻ?
@yonaszewdu9130
@yonaszewdu9130 Ай бұрын
Kindly pay attention to the message he is attempting to convey; I believe he is proficient in Tigrigna rather than English.
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 Ай бұрын
ኢትዮጵያ ኣይሮፕላንኩም ይኹን ሰብኩም ኣይንደልየኩምን በቃ
@Samuel-hawey9733
@Samuel-hawey9733 Ай бұрын
@@abulehemajir7706 ኣታ ጸቢብ :ይትንትን እዩ ዘሎ ጥር ኢልካ ሲ ትግራይ ትብል :
@abrhahadis940
@abrhahadis940 Ай бұрын
@@hybirdgenetic7096 accepted
@YordanosYordanos-ew9mw
@YordanosYordanos-ew9mw Ай бұрын
ኣሉላ ደመኛ ህዝቢ ትግራይ ሓሳዊ ብሰክኻባ መንእሰይ ትግራይ ጠፊኡ
@raskeisar4049
@raskeisar4049 Ай бұрын
መድህን ንኩናትን ህውከትን ከምትሰርሕን ጸሎት ትገብሪ ከምዘለኽን ኩሉ ይፈልጥዩ። ኢትዮጵያውያን ከይተረፈ ንብረት ተሰሪቕና ዘይግባእ ገንዘብ ተሓቲትናን ንብረት ተሓጊርና እንዳበሉስ ብፖለቲካ ጥራይ ዝተወሰነ ጌርካ ምዝራብ ነቲ መንገዲ አየር ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዕንወት ሸለል ምባልዩ።
@danielberhane327
@danielberhane327 Ай бұрын
ሃ ሃ ሃ ሃ ሃ ኣሉላ አንታይ ኣተወካ ጦርነት ባህላቺን ጨወታ ነው ተጋሩ ኣብ ዉግእ ጠቢስካ ኣሻሓት ተጋሩ ስንኩላትን ምዉታትን ጌርኻ ካብ ሚዲያ ክትሕባእ አለኻ ኣሉላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfazgihaile
@tesfazgihaile Ай бұрын
ክንደይ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኣብ ሓመድ ትግራይ ተቐቢሮም ኣለዉ?
@user-yx5oi3xn8j
@user-yx5oi3xn8j Ай бұрын
@@danielberhane327 ሚልዮናት መንእሰያት ኣጥፊኡ ንባዕሉ ሚልየነር ኮይኑ
@ኤርትራዊየ
@ኤርትራዊየ Ай бұрын
ምስ ኢትዮጵያ ሽግር የብልናን ፡መኽንያታዊ ውን ዝቐርብ ኣጀንዳ የብላን ፡እዚ ተጌሩ ዘሎ ውሳኒ ግን ዘይቅርዑይ ኣሰራርሓ ኢትዮጵያ ምዝመዛ ኢሉ መንግስቲ ኤርትራ የቐምጦ። ክንተሓጋገዝ ጽቡቕ ዩ ክንመዛመዝ ግን ግቡእ ኣይኮነን ኢሉ መንግስቲ ኤርትራ ይኣምን።
@user-yx6gz9em4q
@user-yx6gz9em4q Ай бұрын
Mengsti eritrea ni rebha hizbu zeykone nikalie rebhiu eyu 6 amet mis Ethiopia koynom mezritomo abey nerom nhzi zhalyu tezkonu ab airpot borsakum mismexe kininegrekum genzeb tikefluna endabelu terebahti nay imigration serahtena eritrea eyom nmntay nay eritrawi borsa trah dhri werhi yibexhaka yiserku slezku baelom nay eritrea
@user-xm2un2sl7e
@user-xm2un2sl7e Ай бұрын
ትግራይን ሓማዳትን ቀደም መይቶም ነብስኹም ይምሓር መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም💝
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 Ай бұрын
ግድንዩ ክዕጾ 1ይ ክብረት ተሳፈርቲ ዘይምሕላው 2ይ ዘይርትዓዊ ክፍሊት 3ይ መኽስብካ ዘይምፍላጥ ስለዚ ሕጂዶ ድላር ከይትርከብ ከምቲ ባሕርኹም ኣግማልኩም ኣስትዩሉ ዝበልኩሞ መገዲ ኣየርኩም ካብ ገያሾ ገይሶ ጽዓኑሉ 😂😂😂 ጉዳይና ኣይኮነን ገንዘብካ ከፊልካ ብክብረት ትጉዓዘሉ ኣማራጺ ኣሎ።
@user-xq5po5vb8s
@user-xq5po5vb8s Ай бұрын
ኣየ ክልል ትግራይ ካብዚ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ግዳ ግልል ዘይትብሉ, ብዙሕ ንዓዅም ዝምልከት ጉዳይ እኮ የለን..እንተሃልዩ ከኣ እቲ ምጽወታ ባጀት እናተኾበ ዘነባብረኩም ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጵያ የከናውኖ ስለዘሎስ ብዙሕ ጠብሎቕ ጠብሎቕ ተዘይትብሉ ምሓሸ..,,
@christiantsegaytewelde450
@christiantsegaytewelde450 Ай бұрын
Ezom hamema tegaru toblok tonlok sirhom eyom
@eyorzeray7526
@eyorzeray7526 Ай бұрын
His speech is very balanced..thank u solomon
@selamg3325
@selamg3325 Ай бұрын
ቀንዲ ክዕጾ ዝገበሮ ምንግልታዕ ተጋዓዝትን ዘይ ርትዓዊ ዋጋን ንብረት ምጥፋእን እዮ ካልእ ምኽንያ የለን 🇪🇷🌹🇪🇷
@yebioberhe6118
@yebioberhe6118 Ай бұрын
We don't have any benefit from ethiopea. I am so happy to stop the Airline even if its too late is.
@AmanuelBerhe-pg6ku
@AmanuelBerhe-pg6ku Ай бұрын
ኤሩ 🇪🇷 ዓደይ 🍇 🏡
@TesfuGhebreslasie
@TesfuGhebreslasie Ай бұрын
NEWS 🇪🇷 |• በዓል መዚ ሲቪል ኣቭየሽን ኤርትራ፡ መንገዲ ኣየር ኢትዮጲያ ናብ ኣስመራ ዝገብሮ ስሩዕ በረራ ደዉ ክብል ወሲኑ፡ እቲ ሎሚ ንኩሎም ገያሾ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝወጸ ምልክታ፡ ከምዘለዎ ከም'ዚ ዝስዕብ ይቐርብ፡ ከም ዝፍለጥ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ካብን ናብን ኤርትራ ዝንቀሳቐሱ ገያሾ፡ ከውርዶ ዝጸንሐን ዘሎን ዘይንቡር ንግዳዊ ንጥፈታት ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ስልዒት ዘይፍትሓውን ዘይርትዓውን ናህሪ ዋጋታት፡ ምስራቕ፡ ምዕናው፡ ምጥፋእ፡ ክቱር ምድንጓያት ባልጃታት ገያሾን ካልእን፡ ኣብ ግምት ብምእታው፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ጉድለታቱ ክእርምን ንግዳያት ካሕሳ ኪኸፍልን፡ ብወገን በዓል መዚ ሲቭል ኣቭየሸን ኤርትራ ዝቐረበሉ ሕቶ ዕሸሸ ብምባሉ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ካብ ዕለት 30 መስከረም 2024 ጀሚሩ ካብን/ናብን ኤርትራ ከካይዶ ዝጸንሐ በረራታት ኪቋረጽ ተወሲኑ ኣሎ። ስለዝኾነ፡ ኩሉኹም ገያሾ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ጉዕዞኹም ከይሰናኸል ምእንቲ፡ ብእዋኑ ኣማራጺታት ከተናድዩ ንመክር፡፡ በዓል መዚ ሲቭል ኣቭየሽን ኤርትራ ኣስመራ፡ ኤርትራ፡ ስለ'ዚ፡ ካብ ዕለት 30 መስከረም፡ እተን ናብ ኣስመራ ስሩዕ በረራታት ዘለወን መንገዲ ኣየራት፡ • 🇦🇪 Emirates • 🇦🇪 FlyDubai • 🇹🇷 Turkish Airlines • 🇸🇦 Flynas (Saudi) • 🇪🇬 Egyptair • 🇸🇩 Tarco Aviation ...., ኢየን። ኣብ ቀረባ እዋን ዉን፡ መንገዲ ኣየር ኢጣሊያ ናብ ኣስመራ በረራ ክትጅምር ትጽቢታት ኣሎ። መንገዲ ኣየር ኤርትራ ንምብርባር ምንቅስቃሳት ይካየድ ከም'ዘሎ ዉን ክሕበር ጸኒሑ ኢዩ። መንገዲ ኣየር ኢትዮጲያ፡ ጸገማቱ ኣዐሪዩ በረርኡ ክሰርዕ ዉን ይኽእል'ዩ። ንሕጂ ካብ ዕለት 30 መስከረም 2024 ግን፡ ንጥፈታቱ ናብ ኣስመራ ደዉ ከብል ኢዩ። NationalEr Interest
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Ай бұрын
መስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ኩሉ ሃብትኻ ጸጋታትካ 2 ወደባትካ ሰኣን ምሕደራ ኣብ ጁባ ኢሰያስ ይኣቱ ናትካ ኣየር እኳ ሓሪሙካ ትንገላታዕ ኣለኻ ☝🏼ኣምላኽ ንዓኻ ዝኸዉን ስርዓት የምጻኣልካ
@LoveEri-z4u
@LoveEri-z4u Ай бұрын
እዚ'ኮ ሰርቪስ'ዩ፡ እንተ ጠዓመና ንሳፈሮ፡ እንተ ዘይጠዓመና ከኣ ንጥንጥኖ። My country is free as a bird.
@user-bc9cf4yc3x
@user-bc9cf4yc3x Ай бұрын
ተባረክ ሓወይ ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ።ኣብዚ ግዜ እዚ ነቲ ሓዊ ኣብ ዝምሓል እንበር ኣብ ምጉሁሃር ኣየድልን ኢዩ። ተቀላጢፎ ምምዕርራይ ምግባር ጽቡቅ ኢዩ። ተጠቀምቲ ንሕና ኤርትራውያን ስለ ዝኮና። ብዚያዳ ።
@ኤረይናይኤርትራውያንሜድያ
@ኤረይናይኤርትራውያንሜድያ Ай бұрын
ኣነ ከም ኤርትራዊ ሻዕብያ ኢየ ግን ጽልኢ ምስ ህዝቢ ኢቶብያ ኣይንደልን ምክንያቱ ኣቱም ሰባት ካብ ምጽባይ ረዲአት ወጺኩም ክትዓብዩ ፈትኑ ምክንያቱ ሃገራት ክምዕብላ ኣብ ደም የእትወና ኣለዋ ንቅሑ
@christiantsegaytewelde450
@christiantsegaytewelde450 Ай бұрын
Entay kinekhu eziom, b’zey kunat kinebtu zeyk’elu
@seni41
@seni41 Ай бұрын
መን ተንታኒ ገይሩካ ወጃብ
@christiantsegaytewelde450
@christiantsegaytewelde450 Ай бұрын
@@seni41 tiray elki
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
እንካዓ ንወርሓዊ ከረ ባዓል ቅድስ ገሪኤል አብፀሐኩም አብፀሐና ብብዘለኽሞ ይሓልኹም ብስም ቅድስ ገሪኤል ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማርት እየዋ ❤🎉
@user-ks4sw3vk1j
@user-ks4sw3vk1j Ай бұрын
@@HIfti-H 😂😂😂😂
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
@@user-ks4sw3vk1j ምን ነዉ
@WeerWwer-pc5ix
@WeerWwer-pc5ix Ай бұрын
ንጽበዮ ዝነበርና ቆራጽ ውሳነ እዩ 👍👍👍
@Girlskie
@Girlskie Ай бұрын
አሉላ ዘየለ ጌጋ ኢንፎርሜሽን አይትሃብ መናእሰይ ካብ ኤርትራን ብ ሕጋዊ ብ አውሮፖላ ከምዘይወጽ አይጠፍአካን ነቶም ብሪጊድ ንአድጉ ስሞም ክተጉልሕ ደሊካ እምበሪ ካብ 60 ዓመት ንላዕሊ አረጋዊያን ወይ አደ ቆልዑ ወይ ድማ ብሕማም ቦሪድ ዝተብሃለ ሰብ እዩ ብ አውፖላን ን አዲስ አበባ ዝወጽእ እና ጌጋ ሖሶት ኢንፎርሜሽን አይትሃብ እዙይ አይጠፍአካን
@danielweldeyesus3230
@danielweldeyesus3230 Ай бұрын
ስቅ በል ሓሳዊ ናይ ትግራይ ግበር ዓጋመ ሓሰውቲ
@adiamyonas-zp3qp
@adiamyonas-zp3qp Ай бұрын
እቲ ዘሕጉሰና ካኣ ኤርትራ ኩሉ ዓይነት ኣማራጺ ስለ ዘለና ኢዩ ሕጂ መንግስቲ ኤርትራ ክገብራ ዘለዎ ናተይ ሓሳብ ናይ ሰማይን ምድርን በረራ ልትእገድ ኣለዋ ድሕሪኡ ድማ ሶማል ልክዕ እንተ ዓጽያቶም ኣብ ዘላቶ ክትመውት ኢያ ሽዑ ኢቶጵያ ትብሃል ሃገር ክትርመስ
@user-dc5wg9hw1l
@user-dc5wg9hw1l Ай бұрын
ኣሉላ መርገጺ ዘይብሉ ዓዋን ተዛራቢ
@AmanuelBerhe-pg6ku
@AmanuelBerhe-pg6ku Ай бұрын
ሰብ የለን ኢትዮጵያ. ብንያም ገረመው. 🇪🇷🏆🏆🏆🏆❤️🎖️🎖️🎖️🌳🌳💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷⏰⏰⏰👑👑👑👑🎋🎋🎋⏰⏰⏰❤️❤️🏆💥💥💥💥🥰🥰🏡🏡🏡🏡😍😍😍🥰🥰💟🌺⏰❤️🏆🐪🐪🍇🍇💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🍇🍇💕🪻💯💯🏍️🏍️🏍️🏍️🏍️🌺🌺⏰💟💟💟💟🗝️🗝️🗝️🗝️🤩🚢🚢🚢🫐🫐🫐⛴️⛴️🫐💊💊💊💊
@eritreaasmara5847
@eritreaasmara5847 Ай бұрын
ኣሉላ ሓሳዊ፡ ባሕሪ ናትና ሰማይ ናትና ኢሉ እንዳ ጨፈረስ ምስ ኤርትራ ክጻላእ ኣይደልን ትብል፡ መንግርዲ ኣየር ኢትዮጽያ ኣብ ኤርትራዉያን ገያሾ ዘዉርዶ ዘሎ በደል ከ እዚ ኢልካ ምዓስ ይትመን።
@YhadyaKonji
@YhadyaKonji Ай бұрын
ዓፋፍ መን ኮይንካ ኢኻ ብዛዕባ ሻዕብያ ትንታነ ትህብ ክክክክክ ብዛዕባ ጀኖሳይድ ቲግራይ ከ ኣበይ በጺሐ ጉዳይ?🤣🤣
@asmerethaile3545
@asmerethaile3545 Ай бұрын
እንቋዕ አስይ ገበረ እዚ ደንጉና ከማን።
@dawitelias2965
@dawitelias2965 Ай бұрын
ናብ ኢትዮጵያ ክኸይድ ዝፍቀዶ ውትህድርና ዘይምልከቶ እዩ እዚ ኻኣ ከይዱ ኣይከይዱ ዘምጽኦ ለውጢ የሎን ስለዚ ናብ ብርጌድ ንሓመዱ ዝበልካዮ ትንተና ቡቅዕ ኣይኮነን ጽልኢ ይትረፍ ብፍላይ ኣብሞንጎ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሰላም ከምጽእ ዝኽእል መንገዲ ወይ ቃላት ንጠቀም
@mohadimokramoha9484
@mohadimokramoha9484 Ай бұрын
ኣየናይ መንእሰይ ኢዩ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ መጽዩ፡ ደሓር ድማ ኢትዮ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኤርትራ ምትእትታው ከየቋረጸት ኢትዮጵያ ኖርማል ክኸውን ኣይሕሰብን። መንገዲ ኣየር ኢትዮ፡ ኣሰራርሕኡ ከዕሪ ተሓቢሩ ኢዩ። ስርቂ ኢዩ እቲ መበገሲ፡ ካልእ ኣይኮነን።
@tesfalemabreha7461
@tesfalemabreha7461 Ай бұрын
ክክክክክክክክክ እዋእ ኣንታ መን ዩ ክሓፍረልኩም ።እዋእ ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ገደሰኩም ክክክክክክክ።ኣንታ ቁሩብ እባ ብዛዕባ ተግራይኩም በዛዕባ ህዝብኩም ሕሰቡ ።ኣንታ ቁሩብ ዲኩም ከም ሰብ መሕሳብ ሲኢንኩም።ክክክክክክክ ኣንታ እንታይ ኢና ክንሰምዕ
@qaxaniyarde1380
@qaxaniyarde1380 Ай бұрын
ትምበል አስኪ ዓቅምካ ተንትን ረሳሕ ዓጋመ
@kibreabnugusse
@kibreabnugusse Ай бұрын
ሰረቅቲ ኢዬም መንገዲ ኣየር ኢትዬጵያ ንብረት እንዳ ፈተሹ ሰረቅቲ ።
@simoabrha7110
@simoabrha7110 Ай бұрын
Ethiopia air lines has been careless for the customers. Customers have been complaining about their belongings
@user-lp3br9ss2k
@user-lp3br9ss2k Ай бұрын
ብዛዕባ ኤርትራውያን ኣይግድሰናን። እንተደልዮም ብጊመል ይኽዱ!!
@kahsaytsadik1094
@kahsaytsadik1094 Ай бұрын
ሰላም ግበሩ ሰላም ስበኩ
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s Ай бұрын
It's purely commercial ET is doing 15 per week at timed it used to be 21.This will easily be covered by Egypt.Air. cheaper nice tra st fro. Europe and America's The problem of ET is its board and employees who quadrupled the one hour flight prices Cos we gonna lose all ex US and Europe transit on top of Asmara addis
@efremtesfai1743
@efremtesfai1743 Ай бұрын
I am so happy ethio ailine is prohibited to fly to and from Asmara.We have so many options to fly to our home.No reason to fly to Addis for Eritreans.The worst airliine ever
@fikadusolomon322
@fikadusolomon322 Ай бұрын
መድሕን ሎቁማጽ ሓሳዊት
@robeltekle6704
@robeltekle6704 Ай бұрын
ፀሎት ዘይትገብሩ ግዳ ኲናት አብ መሬት መን ድዪ ክኸውን
@ha800
@ha800 Ай бұрын
የእትወኩም ድዩ ኮይኑ ጉዳይ ዓድኹም ዘይትገብሩ፡ ሃገር ኢና ንሕና።
@user-qg7qx7oj7h
@user-qg7qx7oj7h Ай бұрын
እዚ ሰብ ኣብቲ ርእሱ ሓንጎል ድዩ ዘሎ ዋላ ንፋጥ ይገርመካ ዩ ርእሲ ከልቢ
@aman562
@aman562 Ай бұрын
The two people fooling Tigray people.. specially the lady.. Very Sad
@maryedenbel9906
@maryedenbel9906 Ай бұрын
ኢሉላ ግንዛቤካ ብጣዕሚ ተማሓይሽ ኣለካ 😢በርትዕ
@YhadyaKonji
@YhadyaKonji Ай бұрын
🤣🤣🤣🐒 አሉላ ብዛዕባ ሀገረ ቲግራይ ከመይ ግንዛበኡ ሪካዪ? እ ቲግራይ ትዕወት ትግራይ ትስዕር ጦርነት ባህላዊ ጨወታናዮ ኡኮ ላበለ ኣብ ጉዋህሪ ለተዎም መላምል ደቂ ትግራይ ንሱ ይሙሸር ነሩ ገንዘብ ይጠፋፊ ቀጺሉ ለ ኡይ ኣይትሓዙኒታ ከምስል ለ ቲግራይና ጆነሳይድ ለ ትገሩዋ ኡ ላበለ ሐዚኸአ ላይ አርትራውያን ትንታኒ ኾይኑለ ኸይሓፈረ ል ሻዕብያ ኸምዛ ውሽጣን ውሻጠአን ልፈልጣ ለለ ክብል ንሰምዖ ነና ካብ ኡ ልገደዱ ኸአመ ትንታነ ኣሉላ ለድንቁታ 🐒 ኣህባይ ዕስለ ፈርዮም 👉🇨🇳👈🤣🤣😴
@user-sw9wf6qj2e
@user-sw9wf6qj2e Ай бұрын
አሉላ ፅቡቅ ትንታኔ ሂብካ ! ግን ከይትሰሓሓት ኢትዮ ኤርትራ ዘይቀሪ ኩናት አሎ እዩ።
@mosdses
@mosdses Ай бұрын
Is it fair to charge more than 700$ for one hour flight Asmara-Addis?
@hailetecleselasieletaitc0062
@hailetecleselasieletaitc0062 Ай бұрын
Ane kab USA ni Eritrea bi Ethiopian air geyire keyde akuhutai chamai bijama serikomo ab addis abbea serekiti koinom ab addis
@user-bg4pm1fz2t
@user-bg4pm1fz2t Ай бұрын
@@hailetecleselasieletaitc0062 wushetam.
@chamejohn6593
@chamejohn6593 Ай бұрын
Yehfru nay bahaqi shame on you Ehiopian Airlines😮
@dl4055
@dl4055 Ай бұрын
Sereqti,hasewti sle zkonkum
@LoveEri-z4u
@LoveEri-z4u Ай бұрын
ንእሽቶ ክልል ደኣ ብዘይ ሃንግን፡ ስርቅን፡ ቅትለትን፡ እንታይ ዝበሃል ኣልዩዎም ኮይኑ፡ ስለዚ ሰዓብቲ ክረኽቡ እንተ ኾይኖም ኤርትራ ክትኣቱ ኣለዋ፡ ኩለን ናይ ተጋሩ ቻናላት ብናይ ኤርትራ'ዮም ገንዘብ ዝረኽቡ ዘለዉ፡ ሃላያት ንሕና ከኣ ኣብ ሚድያታቶም ኣቲና ጭንን ኢልና ንሰምዖም፡ ላይክ፡ ሸር ንገብረሎም።
@medhanieghebru4960
@medhanieghebru4960 Ай бұрын
ካብ ኤረትራ ኢትየጵያዊ ካብ ሚእቲ ሚለዮን ዶላር ንላሊ አብ ዓመት ትረ ኪብ ኔራ ንጸላኢት ሃገርካ ክንድዚ ዛኪል ገንዘብ ሚሃብ ንድነትካ ውን ኣስጋኢ ኢዩ።
@user-ue5ng6eg4g
@user-ue5ng6eg4g Ай бұрын
ናይ ዓዱኹም ፓለቲካ ገዲፍኩምስ ናይ እማታኹም ዘይትሃፍሩ ቆንዳፋት ተኺሂሉኩም ሕዝቡኹም አንግልዎ ፍትሂ አንጉሱ ።
@YayneasmelashTeklemicail
@YayneasmelashTeklemicail Ай бұрын
በቃ በብአፉኩም ዝሃበኩም ኢኩም ትትንትንዎ ስራሕ ጨኒቅዎ አየር ከፊሉ ምስ አድጊ ንሐመዱ ክጥርነፉ ዲካ ዝበልካ አይተ አሉላ ሕማቅ ፖለቲከኛ አገላልጻካ ዘይብሱል ናይ ቆልዓ ጽንጽዋይ ኢካ ተዕልል ዘለካ ቁሩብ ሕሰብ
@michaelsuper6087
@michaelsuper6087 Ай бұрын
እዚአ ኢያ እታ ፕሎቲካ ናትካ 😅😅😅😅😅 ብሰርቂ ዝጣሐለት ሃገር ሒዝካሰ ክንድዚ በንጠሰጠሰ
@shumaibirhane5681
@shumaibirhane5681 Ай бұрын
ክልተ ረሳሓት ኮይኑኩም ነገራት ጥራይ ከተሳውሩ ቁሩብ ናብ ሰብ ቅረቡ።
@eyorzeray7526
@eyorzeray7526 Ай бұрын
Good explanation Solomon
@jklmnk9596
@jklmnk9596 Ай бұрын
Kelte hasadat tegaru... Bezaba tigraykum zeytegebru..bahelwi xewatakum abye bexhe..
@danielberhane327
@danielberhane327 Ай бұрын
We have a lot of alternative Air lines this is business Ethuipia Air Lines disqualified serves 🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@meladtesfay1075
@meladtesfay1075 Ай бұрын
Nay mother nibret firki wesidemo kalia ka kab etiopia nab canada 55000eka tikefil eza kerega asmara gn 65000
@user-hc3wu3zb4b
@user-hc3wu3zb4b Ай бұрын
ክላ ናይቶም ኩዕንቲ ዝእልሹ ዘሎዉ ዜጋታትኩምን ክልልኩም እንዶ ግበሩ🙋
@ereyeritrea7707
@ereyeritrea7707 Ай бұрын
ልዕሊ ኤርትራውያንሲ ንስኻትኩም ኩሉ ብዛዕባ ኤርትራ ትፈልጡ ትህዝኑ መሳኪን ብዛዕባኹም ዘይትገብሩ😂😂
@afewerkiaregai2869
@afewerkiaregai2869 Ай бұрын
ሓደ ሰብ ወይ ሀገር ዘዋጽኦ እዩ ዝገብር 400 ዶላር ወይ ኤሮ ኔሩ 1300 በጺሑ ክንደይ ፐርሰንት ወሲኹ ከም ሰብ እንተሓሲብኩም ካልእ ዓይኒ ዘውጽአ ስርቂ ዓሚል ንጉስ እዩ ትብል ብዓባያ ዓሚል ባርያ ኮይኑ ኣብዚ ግዜ ብዝተፈላለየ ምኽንያት እቲ መቋረጺ
@user-qq7xx5tr6v
@user-qq7xx5tr6v Ай бұрын
የእናተ ውሽት መቼም አያቆምም አሉላ ኤርትራዊያን ሻቢያኩም ሓዙልና አንች ደግሞ መጨረሻሽን የሳምርልሽ
@user-ce5qd9yn5r
@user-ce5qd9yn5r Ай бұрын
እቲ ዝገርምሲ፡ እዚ ዝዛረቦ ዘሎ ኩሉ ብውልቂ ይኹን ኣብ ዝተፈላለየ ሜዲያታት ክትንተን ዝቐነየ ሓሳብዩ። ሓድሽ ናቱ ዝኾነ ትንታነ ወይ ፍሉይ ነገር ኣይተዛረበን። ግን ካብ ውሽጥኻ ዘይወጸ ዘይናትካ ሓሳብን ትንታነን ኣበይ ክብጻሓካዩ። ኩሉ ሰብ ኣቐዲሙ ዝተንተኖ ካብ ሜዲያታት ኣኪብካ ከም ናትካ ጌርካ ተቕርቦ ንምንታይ ። ንመኒኻ ከተታልልን ከተእምኖን። ብዘይካዚ ድማ እዚ ጉዳይ ኤሪትራን ደቃን ደኣምበር ኣይምልከተካንዩ ሓውና።ናይ ትግራይካ ግበር ባዕሉ ህዝብን መንግስትን ክትንትኖዩ ከይትሓፍር ቅንይ ኢልካ 😂😂😂
@kahsayabrhak754
@kahsayabrhak754 Ай бұрын
እዋእ እንታይ ይምልከተኩም? ምእጋድ ዘይምእጋድ ናይ መንግሰቲ ኤርትራ ዋኒን እዩ::
@redsea2181
@redsea2181 Ай бұрын
You haven't said anything
@asmerethaile3545
@asmerethaile3545 Ай бұрын
አቲ ሸፋል ውግእ ወዲ ውግእ ተልዕሊ ዘለኺ ንርእሲኺ ይግበረልኪ ። ቢርጌድ ንኽብዱ ከስግአ ኤሪትራ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣አየ ባዓል ንስኻ።
@user-gd4re7yg6l
@user-gd4re7yg6l Ай бұрын
Megedi are ethiopia sereketi eyome sereki gedefo leyabow
@awelkerhagos3484
@awelkerhagos3484 Ай бұрын
ሓንቲ ዝማህመነት ክልል ሒዝካ ብሃገረ ኤርትራ እንተተዛረብካ ሃገር ዝኾንካ ኮይኑ ስለ ዝስመዓኩም ካብ ጸገምኩም ክትሃድሙ ክትብሉ ህዝቢ ትግራይ እንታይ ይኸዉን አሎ ግን ንዕዘቦን ንርእዮን አለና .
@alemkidane7964
@alemkidane7964 Ай бұрын
? Does the Restriction applies to Aerospace as well or just passenger from Addis Ababa to Asmara እቱ ኤርትራ አውፂኣቶ ዘላ መግለፂ ኤር ስፔስ ክልከላ ዘጠቃለለ አይመሰለንን ስለዚ እቱ ኤርትራ ወሲዳቶ ዘላ ስጉምቲ ብምኻንያት ናይቱ ድኹም አገልግሎትን ወዘተ ይመስለኒ።
@alazartensew5913
@alazartensew5913 Ай бұрын
It's too expensive to travel via ethiopian airline
@asme3436
@asme3436 Ай бұрын
00000+000000=0000000000 ያ ርእስኩም ኣስርሑ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክንደይ ገያሾ ኤርትራውያን ኣበሳቢሱ እዩ ብግልጺ ኣነ ንባዕለይ ኢትዮጵያ ገይሸ ዘጋጠመኒ ድሓን ስርቂ ምዝመዛ ምግፋዕ ገያሾ ስርቂ ባልጃታት ይቅጽል ኣሎ ውሳነ ናይ ኤርትራ ብጣዕሚ ወሳኒ ተባዕ ስጉምቲ እንበር እንታይ ድኣ ከም ኢትዮጵያውያን እንዳተዘመተ ህዝቢ ስቅ ክብል ደሊኹሞ እዚ ምስ ፖለቲካ ርክብ የብሉን ንብል ደለና ኢትዮጵያ መገዲ ኣየራ ኣሰራርሕኣ ኣብ ኣዲስ ደሎ ከተዕርዮ ኣለዋ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ታርጌት ዝነበረ ምግፋዕ እዚ ኩሉ ኤርትራዊ ኣዲስ በጺሑ ድመጸ ተትሕተት 90 ሚእታዊት ተጋፊዑ እዩ ብኤርትራ ድመጾም እኮ ኣሞ እንታይ ክንሓሲሉ ሕጂ ውን ኢትዮጵያ መገዲ ኣየራ ከተመሓይሽ ተዘይ ኪኢላ ዝጥቀመላ የለን ንብለኩም
@michaelkeleta5016
@michaelkeleta5016 Ай бұрын
ክውስን መብቲ ኣለዎ ሲቪል ኣቨሺን ኤርትራ ምክንያት ናይትዚ ከኣ ክንደይ ግዜ ካብ ዓቀን ንላዕሊ ክፍሊት ስርቂ ባልጃታት ገያሾ ስለዚ ኣይትግዓር ተንታኒ ኮንካ ኣይትቅረብ ዘይትፈልጦ ሊቅማጽ ሓሳዊ ብዛዕባ ክልልኩም ግበሩ ብቀትሪ ሰብ ይዝረፍ ኣሎ፡
@light8742
@light8742 Ай бұрын
You should have to worry more about Ethiopian airlines rather than the Eritrean government or people. Soon, eritrea is gonna close air space, and we will see what the damage could be. As to the dollar, men, you are late it has been like that for the last 2 years. You know the moto is never give up, let alone now even during the 27 years of TPLF eritrean air space never being empty or quiet. Our camels enjoy our redsea, thanks to meles, and our airspace will be busy more than ever before.
@selamfisha-my2pj
@selamfisha-my2pj Ай бұрын
Alula made wrong analysis regarding abyi isayas relationship. abyi is preparing to invade eritrea to control asab.
@aman562
@aman562 Ай бұрын
Ayte Alulu has never been to Tigray after the war and he knows they will hang him
@user-cc1xe9dx2w
@user-cc1xe9dx2w Ай бұрын
ኣታ ዓሻ ንናጽነት ኤርትራ 38 ዓመታት ኢትዮጵያ + ጥልያን 51 ዓመታት + እንግሊዝ10 ዓመታት + ኢሰያስ 34 ዓመታት ኣይርደኣካን ድዩ ?ዓድታት ዓንዩ ሰቡ ተሰዲዱ እንታይ የእተወካ ኣብ ስደትዶ ኣይኮንካን ትበሊ ዘለኻ ኣስተውዕል:- ኤርትራ ናጻ ሃገር ኮይና ግን እቲ መሬት እዩ ናጻ ኮይኑ ዘሎ እምበር ህዝቢ ካብ ገዛእቱ ደቁ ዘሳቐይዎን ዘሰደድዎን ዘድከይዎን መሃይምነት ዘተኣታትውሉን ይበዝሕ።
@mikeande188
@mikeande188 Ай бұрын
first of all berged n hamdu 90% from tigria so i don't think so the eritrean gov.worry that much,even he does't know they exist.
@eri-dm
@eri-dm Ай бұрын
ኣብ ወርሒ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 60 በረራታት ኣለዎ። ከምዚ ኮይኑ ከብቅዕ ግን ብኣዝዩ ክቡር ዋጋታት ካብ 300-1000 ዶላር ን ሓደ ጉዕዙ (1 way) ብምግባር ን ተጋዓዝቲ ክምዝምዝ ገንዘቦም ክምዝምዝ ጸኒሑ እዩ። ሕጂ እቲ መገዲ ኣየር ብሚዮናት ዶላራት መክሰብ ክስእንዩ። ብሓፈሻ ን ተጋዓዝቲ ንኤርትራ ውን ጽልዋ ክህልዎ ዩ። ከምቲ ዝበልካዮ ግን መንግስቲ ኢትዮያ ክመሻከን ክጅምርዩ ኢሰያስ እንተሰሚዕዎ። ድሮ ኳ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንታት ዝነበረ ዋጋታት ትኬት ክቅንስዎ ጀሚሮም ኣለዉ።
@amanuelberhane5249
@amanuelberhane5249 Ай бұрын
Wrong analysis it is too expensive to fly by Ethiopian Airlines to asmara. And you lose your luggage
@user-bg3qh6bv3w
@user-bg3qh6bv3w Ай бұрын
Agame tegaru tuchan keyatwuna
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Ай бұрын
It’s none of your business to discuss Eritrean decisions on any issue. Contrary discuss on pending war between weyane and abey
@senaitgebremikael2884
@senaitgebremikael2884 Ай бұрын
I’m 😅
@mickysproduction5697
@mickysproduction5697 Ай бұрын
Nay bzhi berera aykonen zegedsena xfet aserareha yeblkumn enqao dew bele serekti kabakum mflay mekseb enber ksara yeblnan
@tesfazgihaile
@tesfazgihaile Ай бұрын
ንሕና ድማ ምስ ኣምሓሩ ሓቢርና ንብረት ትግራይ ዘሚትና ፡፡ ብርጌድ ናሓመዱ
@yonasaraya2402
@yonasaraya2402 Ай бұрын
Mejemerta hizbukum zibilain zisiten habiwo tintena terkibulu😂
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 Ай бұрын
ሻዕብያ ኣብ ወተሃደራዊ ዕድመ ንዘሎ ቪዛ ኣይህብን እዩ። ስለዚ ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ብኣየር ወጺኦም ስግኣት ክኾኑ ኣይክእሉን
@yosephhabte565
@yosephhabte565 Ай бұрын
ኣታሓሳስባ ድኽመትኹም ኢኻ ትዘረብ ዘሎኻ እንበር ናይ ኤርትራ መንግስቲ ካብ ኢትዮጵያን ንዝመጾ ዘፍርሕ ምንም ነገር የለን ። ንምንታይ እንተበልኻ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ ዓመታት ከም ሶማል ክትፈርስ ኢያ።
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 Ай бұрын
@@yosephhabte565 ኔርትራ ካብ ትፈርስ ከ ክንደይ ዓሰርተ ዓመታት ሓሊፉ? ንስኻ ሃዲምካ ትነብር ኣለኻ፡ ምስኪን ኤርትራዊ ጊላ ኮይኑ ዕድሚኡ ይውድእ ኣሎ። በሃም ኣይትኹን፡ ደጋፊ ሻዕብያ እንተኾንካ ወይ በሃም ወይ ተበላጺ ኢኻ፡ ናይ መጨረሻ መልሰይ።
@1979amanuel
@1979amanuel Ай бұрын
ደናቁር ኣኺልኩም ክትሕስዉ ጥራይ
@silvum1974
@silvum1974 Ай бұрын
Alula solomun eti high price zgber zelo aygelexkayon malet nay 1hour,40 minutes more than 1000 usd is it preferable to use Ethiopian air line
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw Ай бұрын
ATA HAWNA? 55 DEKIK EYU. KAB... NAB...
@TsehayneshGebremedhin-yy3rh
@TsehayneshGebremedhin-yy3rh Ай бұрын
Nhna gn amennntn lewahatn slezkona ember tefiuni aykonenn
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc Ай бұрын
እዋይ ዕጉመይ። ከመይ ጌራ ድኣ እያ ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ውግእ ክትከፍት። ሓይሊ ኸ ካበይ ክመጽእ። ከኒያን ኡጋንዳን እንተ ትሕግዝኦ እውን የይከኣልን። ወስ እንተይሉ ፋኖ ኣብ ሰሙኑ ኣዲስ ኣበባ ኣራት ኪሎ ኪፍ ከምዝብላ ኣይትረስዑ።
@user-tm8mu1dl7u
@user-tm8mu1dl7u Ай бұрын
Kkkk eta nau brgied nhamedu zeshaqeto😂 ....kab eritrea zwex seb kab mengsti eritrea ztetayese tray wey dma abeyti yom Alula ... gimt dea nabaka endya tqerb
@Efremzomo-hx9qt
@Efremzomo-hx9qt Ай бұрын
Hesawi..
@lovleytigraye
@lovleytigraye Ай бұрын
ጀግና ተንታኒ አሉላ
@HabenMeseret
@HabenMeseret Ай бұрын
Sekfta da kedem zetrefe meskau 1:30 tim 1000 dollar wat is dat ?
@WeerWwer-pc5ix
@WeerWwer-pc5ix Ай бұрын
ኣሉላ ሓሳዊ 🤣🤣🤣
@Snoop465
@Snoop465 Ай бұрын
እዋይ እዞም ተረፍ መረፍ ወያነ ዘሎኩምስ በዓል ኣሉላ ሰላም እኮ ከሊእኩሞ ነዚ መስኪን ህዝቢ ትግራይ።
@user-ep9jd1mn1q
@user-ep9jd1mn1q Ай бұрын
He is un promoted person or corporates person
@TsehayneshGebremedhin-yy3rh
@TsehayneshGebremedhin-yy3rh Ай бұрын
Hmmm dea belu.ember kab.djmer keman metaleln weslatan mkuanu Gena feltnayo ena
@user-rw4nu5wx5j
@user-rw4nu5wx5j Ай бұрын
እቲውግእኢትዮጲያምስኤርትራትሐስብዎዘለኩተጋሩኢትዮጲያንዓኩምከየጥፍኤትአፅድቅስንእየኢላትኪምአላውይዝበለትኩምግበምስኤርትራግንአይትዋጋእንእያአይትታሐጎሱእንተሐሲባኪልካለኪምናኩም
@mubahamde
@mubahamde Ай бұрын
Aye kilil tigray sirqin hasotin dea men kehalfekum mis hizbi Eritrea sirki ayserihin eyu ab ethiopia sirki sirah eyu serekti
@michaelgebregziabiher5553
@michaelgebregziabiher5553 Ай бұрын
Seb tsewa tebelukas agame men eyu niaka seb qotsirka
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael Ай бұрын
Ata Alula yereyelka kab Eritras bmengedi Ethiopia airlines ziwetse menesey alo dyu zeyele nska ab USA slezelka mesiluks ykewn ember btaemi eka thazn ab Ethiopia airlines ziatwu kulom shimagletat eka tirey sleze gega habereta dehar mengsti mengsti aytble ab Eritra zelo sieat sirat albo eyu .
@azebweldu7852
@azebweldu7852 Ай бұрын
ኣይ ኣሉላ በርበረ ጨው 😂😂😂😂 ኣቤት ፖለቲካ ተንቲንካ ሞይትካ ናይ ክልልካ እንዶ ግበር ናይ ሃገራት እንታይ የእተውካ 😂😂😂😂😂
@asebawi
@asebawi Ай бұрын
Come on!!! You guys who are to worry about the conflict between two civil aviations??? Why are you fond of creating animosity between the two governments??? Please worry about the deeply conflicted weyanes, then you can solve some others problem!!!!!
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Паша Осадчий
Рет қаралды 4,3 МЛН
Bend The Impossible Bar Win $1,000
00:57
Stokes Twins
Рет қаралды 41 МЛН
sep 4/2024 ዘይተፈትሐ ጉዳይ
49:21
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 22 М.