"ኤርትራን ትግራይ ብሓደ ዝሰርሓሉ እዋን ሕዚ 'ዩ!" ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ኩነታት ትግራይ ፃኒሒት ምስ ክንፈ ገብረዮሃንስ

  Рет қаралды 19,920

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 145
@InspireEritrea
@InspireEritrea 12 сағат бұрын
ከምዚኣ እንተ ጌርኩም መቐለ center of economy.. ክትኸውን እያ.. ብ ኤርትራ ባጽዕ ቀረብኣ እዩ ብ ኢትዮጵያ ክኣ ማእከል ዕድጋ electronics መካይን.. ክዳውንቲ ክትኸውን እያ... ምስ ኤርትራ ግን ብ ቅንዕና ቅረቡ.. ዉዕል ኣልጀርስ ይተግበር በሉ... ኣብ ጎኑኩም አለና... 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Asmera-1
@Asmera-1 5 сағат бұрын
ወረ ኣብእቲ ውሑድ ዓመታት ድሕሪ ነጻነት ወደብ ባጽዕ ንዖኦምን ንዓናን ከሰተናግድ ኣብ ዝጫናነቐሉ እዋን ማርሳ ፋጥማ ወደብ ኣማዕቢልኩም ትጥቐምሉ ኢልዎም ኔሩ መንግስቲ ኤርትራ ካብኡ ብባዳ ቆሪጾም ናብ ትግራይ ብሓጺር ሰዓታት ኣቑሑቶም የመላልሱ። እዚኣ ግን ገብሩ ኣስራት ኣይጠቕሳን እዩ። ልቦም እንተቐኒዑ ሽግር ኣይምሃለወን። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@toyotaw2500
@toyotaw2500 5 сағат бұрын
እዚ ክኸውን ድሕሪ ኮይኑ አልጀርስ ስምምዕ ጎይታኻ ውልቀ መላኺ እኳ እዩ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተዘይኮንኩ ኢሉ ዶ አይኮነን ኤርትራ ሕዝቢ አጺኒቱ ሕዝቢ ትግራይ ምስ አምሐራ ኮይኑ አጺኒቱ ሕጂ ብ አዲ ሐሎ ዝመጽእ ስምምዕ የለን ባእልትና አለናዩ ምስ ክቡራት አሐትና ተጋሩ ብኸመይ ንነብር አያኻ ክፈልጥ አይክእልን. Ambassador Horn Tibor P እጫ ሶርያ ሕጂ ቁሉጥፍ ክውንነት ዝበላ Congratulation ኤርትራዊ ዝበላ አይትረስእ ሕዝቢ ኤርትራ & ሕዝቢ ትግራይ ሐደን ሐደን ጸላኢ ሕግደፍ እዩ አብ East Africa no more Communist ሕግደፍ No more ማለሊት ትግራይ.
@Volvo-FH-Aero
@Volvo-FH-Aero 5 сағат бұрын
@@toyotaw2500 ኦይ በዚ ትብሎ ዘለኻ ድሕሪ ምጽኣተ የሱስ ክርስቶስ ጥራይ እዩ ክትግበር ዝኽእል😅😅😅 ኣብ ሶርያ 4 ዕጡቃት ኣካላት እዮም ጸኒሖም ኮ እቲ ዜና ብ ኸመይ መልክዕ ዲኻ ቶርጊምካዮ😀 ኣብ ኤርትራ ግን ናይ Burger ዕጡቅ እዩ ዘለና😅
@AbrhamKiflu
@AbrhamKiflu 4 сағат бұрын
Kkk nhna Sorya aykonan, nhna Tigray aykonan, nhna Ertrawyan ena, so bselam habirka mmbar tedelika, nAbi ketfeo aziu kelil kkewn'u​@toyotaw2500
@humhum3511
@humhum3511 Сағат бұрын
😂😂😂​@@Volvo-FH-Aero
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 8 сағат бұрын
ትግራይን ትግራውይን ቅድሚ 83 ዝነበረት ትግራይ ንዝፈልጥ ኤርትራዊ ይኹን ኢትዮጵያዊ ምስ ጉድለታታ ሕወሓት ነቲ ውጹዕ ኢትዮጵያዊ ብቑጠባውን ማሕበራዊ ናብርኡ ከምዝምሓይሽ ጌራቶ ኢያ። ንትግራይ ከኣ ካብ እንዳ ሓንቲ ጠሓኒት ናብ ኣርባዕተ ዩኒቨርስታት ቆጺርካ ዘይውዳእ ሃይስኩል ቤትምህርትታት ኮሌጃት ከም ዝፈሪ ጌይራ ኢያ።ግን ካሕዳማት በዚሖም።
@ኤፍራታTube
@ኤፍራታTube 13 сағат бұрын
ክንፈ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ልቦና ዝተመልኦ balanced ዝኾነ ትንተና እዩ። ኣብዚ ግዜ ዚ ትግራይን ኤርትራን ናይ ሓባር ጸላኢ ኣለወን PP። ስለዚ ምስ ኤርትራዉያን ኣሕዋትና ምስራሕ ዘድልየሉ ግዜ ሕጂ ኢዩ።
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 11 сағат бұрын
ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኮይኖም እምበኣረይ😢 ማርያም ደንገላት ከ ትቕበሎ ዶ
@ኤፍራታTube
@ኤፍራታTube 10 сағат бұрын
@tesfayegirma7140 እሞ እንታይ ክንገብር ካብ ምስ ብልጽግና ምስቶም ቛንቋና ዝዛረቡ ይሓይሽ ትግራይ ሃገር ንምግባር
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y 10 сағат бұрын
ኤርትሪያ ባእላ ትክአል አብይን ኢሳይያስ ኩሎም አብትግራይ ህዝቢ ጀኖሳይድ ዝፈጸሙ እዮም። እንተደላ እውን ኢሳይያስ ዝደሊ አይመስለንን።
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 9 сағат бұрын
​@@AyalewAlemu-m5y ኣብ ትግራይ ባዕሎም መራሕቲ ትግራይ ነቲ ህዝቢ ኣብ ጎኖም ከሰልፉ ንሰራዊት ኤርትራ ተመሲሎም ዮም ቀቲሎሞ ንህዝቢ ትግራይ:: ሓሶት ኹሉ ዝብሃል ድነበረ
@ኤፍራታTube
@ኤፍራታTube 13 сағат бұрын
እቲ እውራ ክይዲ ምስ ኤርትራ ብሓባር ምስራሕ እዩ
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 Сағат бұрын
ንሙዃኑ እቲ ናይ ፕሪቶሪያ ዉዑል አብ ኢንቲሪም አድሚኒስትረሺን ከመይ ይምስረት አቡኡ ተንቲንዎ'ሎ።ስለዚህ አብዝደለኻዮ እተፍረሶ ጉዳይ አይኮነን ምኽኒያቱ ግምት ዐለምለኸ አፍፍልጦ ዝረኸበ'ዩ ቡዙይ ምኽኒያት ግምት ብዘይ አፍልጦ ፕፕ ዉዑል ፕሪቶሪያ ምፍራስ ማሌት'ዩ ምፍራስ ማሌት ድማ ትግራይ ተመሊስካ ናብ ዕፅዋን ክባን ምእታው ኢዩ ክኾን።
@Asmera-1
@Asmera-1 10 сағат бұрын
እቲ ተጋሩ ክገብርዎ ዘለዎም ዝመስለኒ ምዕራብ ትግራይ ኣምሊሶም ሉኡላዊት ሃገር ትግራይ ምምስራት እዩ። ኣብዚ ክንዕዘቦ ዘሎና PP kush Empire ብዋጋ ትግራይን ኤርትራን ክምስርቱ ይንቃሳቐሱ ኣለዉ። ሊሂቃን ትግራይ ካብ ነንሕድሕዶም ምውንጅጃል ገዲፎም ፣ ከምኡ ውን ጽልኢ ኣብ ኤርትራ ምንዛሕ ገዲፎም ንፍቕሪ ብዝማር ምስ ኤርትራ ሰላም ተፈጢሩ ዓንቀጽ 39 ተጠቒምኩም ተገንጸሉ። ሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን ከም ሕዝቢ ጽልኢ የብሉን።
@alhadafgeneral5123
@alhadafgeneral5123 12 сағат бұрын
Ato kinfe nice explanation , this is the time work together Eritrea🇪🇷 and tigray
@menyuasmarino2771
@menyuasmarino2771 12 сағат бұрын
መድህን ሽኮር ወገንነት ከይሓዝኪ ብተቕርብዮ ሕቶታት ክሰምዕ እንከለኩ ካብቲ ፍትወተይ አዝየ እየ ዝፈትወኪ ። ቁሩብ ድማ ስፖርት ኣዘዉትሪ ፡ ፕሊስ ሓደራ ። እዚ ሓዉና ሽሙ አይሓዝክዎን ፡ እንተኾነ ግን ፡ ብዘቅረቦ ሓሳባትን ርድኢትን ብስለትን ቕኑዕ ሰብ ኮይኑ ረኸበዮ ። በዚ ግን በዚ ዝህቦ ዘሎ ርእይቶን ሓሳባትን ን'እዋኑ ቕኑዕ እዩ'ሞ ፡ ምናልባሽ ፡ ከም ፖለቲካዊን ተሳትፎ ተንታንን ኣብ ስልጣን ምናልባሽ አብ ስልጣን እንተበጺሑ ፡ ከይሕፍረኒ ይፈርሕ ። መድህን ሎቭ ዩ ።
@yohannes4558
@yohannes4558 12 сағат бұрын
ናይ ወያነ ደንቁሩና (tribel miscalculation) ዝድግፉ ብዝሓት ምሁርት ተጋሩ ተኣኪብኩም ኢሪትራ ክንወራ፡ ባሕሪ ክህልወና ኣለዎ ፡ዝብል ንዘይመሬትካ ( ባደመ...)ንዘይባሕርኻ ፡ከዲምና ንኣሜሪካ ባሕሪ ክንረክብ ዝብል ንዕቀት ዝመልኦ ልቢ ትግራይ ኣበጊስኩም ። ንሰላም 2018 ዶብ ምኽፋት ተሓሲምኩም። ሚሳይል ብምውርዋር፡ ንህዝቢ ትግራይ ፣ ኩናትን መከራን ዓዲምኩም ናብታ መረበቱ ኣምጺእኩሙሉ
@GebrehiwotDesta-lv3bn
@GebrehiwotDesta-lv3bn 9 сағат бұрын
ዱሑር ሃጠውቀጠው ኣይትበል ዝተብሃለ ዝደጋግም ፖሮት ዝበሃል ዒፍ ኢኻ። ናይ ባዕሉ መሕሰቢ ዘይብሉ ዱሑር እንስሳ።
@abebeh.8145
@abebeh.8145 9 сағат бұрын
ድንቁርናኻ ሓደ ለይተፃሓፈ ተንብብ ምኻንካ እዩ. ናይ ህዝቢ ትግራይን መራሕቲ ሕዋሕትን ሰናይ ተበግሶ እምበይ ካም ሱማሌላንድ ኮይንካ ኮፍክትብል ነይርካ ኢኻ ግንልኻብድኻ እምበር ልህዚቢ ኤርትራም ኣይግድሸካን.
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 сағат бұрын
ስቅ በል ሓርኢ ኸልቢ ተጋሩ ባሕርና ተመንዬም ኣይፈልጡን ኪድ መዓንጣ ተሃሊካ ብዓል ሃሌታ ቻነል ባሕሪ ክነመልሶ ኢና ይብሉ ኣለው። ሓኽሊ ድሙ ተጋሩ ስለ ዘይምሉስልካ ኣብዚ መጺኻ ዘይበልዎ ብሓይሊ ኣብ ኣፎም ከተእትወሎም ርሙስ ኪድ ሓቂ ተሊካ ነቶም ኣምሓሩ መልሰሎም ብቱኽ ስንኩል ኣእምሮ።ተጋሩ ባሕርና ተዝደልዬ መለስ ፈሪሙ ሕጋዊት ሃገር ኣይምገበራን ድሁል።
@dawita2865
@dawita2865 7 сағат бұрын
@semharkahsay ትግራወይቲ ኮለኺ ከም ኤርትራዊት ኾንኪ አይትቅረቢ
@Khm1103
@Khm1103 9 сағат бұрын
Great interview, explanation and well answers. Respect to the brother 🙏
@abrehamuruts6891
@abrehamuruts6891 7 сағат бұрын
አሕዋተይ እንደምንም ኢልኩሙ ምስኤርትራ ዝምድናና ክነዜይድ አለና ነዚ ኩለትና ክንረባረብ አለና።
@Africastar
@Africastar 13 сағат бұрын
Work for peace and accept the rule of law ,,, Eritrea has a problem with Yemen and after the decision of international court ( IC) Eritrea accepted but weyani refused the decision and it could be so heavy human sufferings,,, learn your past mistakes and heal the wounds and accept the rule of law
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y 10 сағат бұрын
Get the hell out of here You don’t tell us about the law & how the law works. How do you dare to tell us to give up our land to Eritrea when it is ours?
@dejushishay6936
@dejushishay6936 13 сағат бұрын
ጽቡቅ ኣለካ እዚ ግዜ ሕጂ ኢዩ እዞም ብመንበሮም ዝሓስቡ ክልተ ቶኻሉ ክእለዪ ኣለዎም
@tewoldetmye
@tewoldetmye 13 сағат бұрын
ናይ ብሓቂ ክንፈ በሊሕ ሰብ።
@nakfaalgena5920
@nakfaalgena5920 13 сағат бұрын
BELIH KAB QEDEMU FLUY TGRAWAY
@Brhane-Meskel
@Brhane-Meskel 12 сағат бұрын
exactly Kinfe. You Are Right
@Brhane-Meskel
@Brhane-Meskel 12 сағат бұрын
thank you kinfe
@hope2021-p5t
@hope2021-p5t 13 сағат бұрын
kinfe nay bhaki belih seb.we need peace between tigray and eritrea.no war no conflict
@abrahamrussom8960
@abrahamrussom8960 12 сағат бұрын
Keep your business for your self Eritrea don't need your association
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 4 сағат бұрын
Tigray needs a new generation to come on power. We need to have leadership.
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm 13 сағат бұрын
ብትኽኽል ውርደት ዩ ብዛዕባ ተመዛበልቲ ምምላስማ ቕድሚ ሓደ ዓመት ክፍፀም ነይርዎ
@BahreNeGash
@BahreNeGash 13 сағат бұрын
After 80 years war against Eritrean independence, territorial sovereignity & national security since the end of WWII, it's long over due for Ethiopians to accept the reality on the ground for peace & harmony to prevail in Ethiopian & Eritrean soil. Those who fail to remember the past are condemned to repeat it.
@WediHagos-s8q
@WediHagos-s8q 10 сағат бұрын
ናይ ብሓቂ ብሱል ተንታኒ ኢኻ
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 2 сағат бұрын
ጅምላዊ ፍረጃስ አይግድንን።ነፃን ተሓታትነትን አሰራርሓ ይሃሉ ዝብልን ኢሉ ዝቃለስ ዘሎን ብኔት ወርክን ብሕኸኸለይ ካሓከልካ ብዝብል አሰራርሓ ንዐመታት ዘማዕበሎ ሃገር ጠግኒጉ ናይ ህዝብ ሺግር ከይቃለል ሓላኢኹ ንዝሓዘ ምስ ግዝያዊ ምምሕዳር ከተዋዳድሮ ምፍታን ፍርደገምድል ሙዃንካ ኢዩ ዘነፅር።የሕዝን ድማ!!!
@YemaneHalefom-ez2tf
@YemaneHalefom-ez2tf 12 сағат бұрын
ባህልና ይመርመር።ብመጽሓፍ ቅዱሳ መንፈሳዊነት(ናይ ሞራል መለክዒ)ዘይምራሕ፤ብሳይንስ ወይ ብሕጊ ዘይምራሕ ባህሊ ኢዩ ኮይኑ ናይ ትግራይ ነገር።ሕገ ልቦና ምስ ዘመናዊ ሳይንስ ዝምርሑ ከም ጃፓን ዘአምሰሉ ብስነምግባሮም ይበልጹና።ያውም ሃፍቲ ብዘምፅኦ ባህርይ ዘይተፈተነ ባህሊ።ምትላልን ምሕሳውን ከምጥበብ ዝወሰድ ባህሊ።ካልኦት ንባዕልቶም ንዘጠቅም ክፍኣት፤ተንኮል፣ጭካነ...ይገብሩ።ንአብነት እሥራኤል።ብውልቀሰብ ካልኦት ኢትዮጵያውያን ምውሳድ ይካኣል።ተጋሩ ግን ሰሳቶም ሽት ይበሃሉ።ይቀናኑኡ።ከም ጉራጌ በሓደ ከባቢ ብሰላም ብምትሕግጋዝ ዝነግዱ ተጋሩ አለውዶ አ አ ?ብህልና ይመርመር?
@hintsamisghina5931
@hintsamisghina5931 9 сағат бұрын
ክንፈ ጽቡቕ ትንታነ፡ብፍላይ ካኣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ትግራይን ብኽልቲኡ ወገን ስትራተጂካዊ ጌጋታት ተፈጺሞምዮም ዝበልካዮ ቅኑዕ ኮይኑ ሕጂ ግን ይኣክል ምባልካ የመስግነካ።
@weredelugano1015
@weredelugano1015 12 сағат бұрын
Great kinfe
@gezaar7617
@gezaar7617 4 сағат бұрын
I know mistakes were done from both sides previously, but now they can work together to save each other.
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 11 сағат бұрын
ክልቲኦም ህዝባዊ ግምባርን ህወሓትን ሓቢሮም ተሳንዮም ንደርጊ ዝገጠሙዎ ምኽንያት ንናይ ክልቲኦም ህላወ ንምውሓስ እምበር ህዝባዊ ግምባር ንህወሓት ሓልዩ ወይ ህወሓት ንህዝባዊ ግምባር ሃልዩ ኣይኮነን :: ብልፍንቲ ተረዳዲኦም ንደርጊ ስዒሮም ህወሓት ንኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ የእትዩ ብህወሓት ዝምራሕ መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ መስሪቱ ንኢትዮጵያ ኣማሓዲሩዋ :: ህዝባዊ ግምባር ድማ ኣስመራ ኣትዩ ናጽነት ኤሪትራ ኣዊጁ ንኤሪትራ ከም ሃገር ከማሓድራ ጀሚሩ :: ክልቲኦም ብምትሕግጋዝ ኣንጻር ደርጊ ብዘካየዱዎ ውግእ ተዓዊቶም ደድልስዮም ድማ ረኺቦም:: ስለዚ እቲ ዝገበሩዎ ናይ ተጋደልቲ ጥምረት ኣንጻር ደርጊ ንናይ ክልቲኦም ረብሓ ኢዩ ነይሩ ::
@gebremedhinnegash9898
@gebremedhinnegash9898 5 сағат бұрын
Ab tiarik Tigray Getachew,Debretson,tsadikan,kendeya,mis mililik babda sheyati huger mare AB tselim mezgeb Zelalem kinebru eyom Werada Weradatat Feshekalat Thank you Meden (brake show)
@Truth-In-Orthodoxy
@Truth-In-Orthodoxy 12 сағат бұрын
It looks like regionalism among Tigrayan elites is growing, and that may give more power for Abiy's regime to divide and rule Tigrians. When it comes to the relationship with Eritrea, regardless of what happened previously, it is a plausible idea for the better good of both societies.
@ኤሪStreetmedia
@ኤሪStreetmedia 10 сағат бұрын
ትግራይ ክሳብ ሕጂ ካብ ዓለም ናጽነታ ዘይኣወጀት ሃገር ግን ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያ ትምሓደር ዘላ ምበልክዋ። ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ዲኩም አዚኣ መልሱለይ
@dawita2865
@dawita2865 7 сағат бұрын
ትግራይ ትብሀል ሀገር የላን። ዎላ አብ ክልል ትግራይ ዉን ትግራይ ዝብሃል ከባቢ ዓድዎ እዩ።
@tesfaygebrearegawi
@tesfaygebrearegawi 10 сағат бұрын
In my opinion, G, Tsadkan's effott seems the only hope and a right way forward to a reform process and democritisation.
@MichaeDesta
@MichaeDesta Сағат бұрын
He may have a certain secret thing about the current situation. Whereas he is in the side of or position with the Dr. Debrtsion side.
@Volvo-FH-Aero
@Volvo-FH-Aero 13 сағат бұрын
ኢሰያስ ይሃሉ ኣይሃሉ ደብረጼን/ገታቸው ይሃልዉ ኣይሃልዉ እመኑኒ እዚ 2ተ ህዝቢ ትግርኛ ሰላም ጌሩ ተፋቂሩ እንተዘይነቢሩ እቲ ጽንተት ኣብ ህዝበ ትግርኛ ቀጻሊ እዩ ብ ኽልቲኡ ወገን። ኣነ ኣብ ሱዳን እየ ተወሊደ ዓብየ ወዲ ሓማሴን እየ ኸኣ ኣብ ስደት ምስ ዝተፈላለየ ዓይነት ህዝቢ ልዕሊ 16 ዓመት ጌረ ኣብ ኣፍሪቓ ምሉእ እቲ ዝበልሐን፡ ዝማዕበለን፡ ህርኩት፡ ጻዕራም ሓላዪ ስድርኡን በተሰቡን ዝረኣኽዎ ህዝቢ ህዝበ ግእዝ ወይ ብዝያዳ እዚ ትግርኛ ዝበሃል ህዝቢ እዩ Finito። እመኑኒ ግን ግዜ ይነውሕ እምበር ሓደ መዓልቲ እዚ ህዝቢ ን ዘልኣለም ተዓሪቁ ክነብር እዩ🙏❤️🇪🇷
@sheba-291
@sheba-291 11 сағат бұрын
ክንከባበር እምበር ክንፋቀር ግዴታ የብልናን፤ ኣነ ዘኽብረካ መታን ክተኽብረኒየ ስለዚ ከኽብረካ ግድን እዩ። ኣፍቅረኒ እንተ ኢልካኒ ግን ቁስለይ ክትጎድኣኒ ፍቃደኛ ኣይኮንኩን‼️ ሰላም ንኽልቴና የድልየናዩ ስለዚ ነናትና ሒዝና ንከባበር‼️
@Volvo-FH-Aero
@Volvo-FH-Aero 10 сағат бұрын
@sheba-291 ንዓኻ ከምዝርደኣካ እዩ ሓወይ ናተይ ኣኣረዳድኣና ክሳብዝሃለወና ሓሳብካ ግን ይድግፎ እየ ን ጽልኢ ክሳብ ዘይደገፈ👌
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 9 сағат бұрын
ክኽክክክ ሓምሓም ብላዕ ኣብ ሱዳን ተወለድካ 16 ዓመት ኣብ ስደት ዝገበርካ ስነ ልቦናኻ ንዓይ ስደት ፈላጣ ኢኻ 😅😅
@Volvo-FH-Aero
@Volvo-FH-Aero 5 сағат бұрын
@@AkliluKaleab ንቓሕ ኣብ ጽልኢ ንዘልኣለም ኣይንበርን እዩ፡ ከም EU ነንሕድሕደን ዝተኮሳተራ ሃገራት ኣይነበራን ሕጂ ግን ቂምን ቅርሕንትን ሓዲገን ደቂ ሓደ ስድራ መሲለን ብ ሰላም ይነብራ ኣለዋ ሓወይ። ናይቲኣ ሓምሓም ግን ደሓን ሓምሓም ተሳኢኑ ሰብ ንበልዓሉ ግዜ ክመጽእ እዩ😀😅
@humhum3511
@humhum3511 Сағат бұрын
ኤርትራ ናይ 9ተ ብሔራት እያ ። ኣዉራጃዊ ኣተሓሳስባ ኣወግድ ። ትግርኛ ሓደ ካብ ብሄራት ኤርትራ እዩ ፡ ሓማሴን ዝባሓል ምምህዳራዊ ኣካልላ ሕጂ የልቦን ።
@RegenMehari-f5j
@RegenMehari-f5j 6 сағат бұрын
ክልቲኤን ሸፋቱ ህውሓትን ሻዕብያን ክትብል ዲኻ ኤርትራዊ ድኣ ተበቲኑ እንድዩ ሕጂ ክኣ ተግራዋይ ይብተን ኣሎ ንምዃኑ ተጋሩ ፖሎቲካ ይርድኣኩም ድዩ ሻዕብያ ኣብዛ ምድሪ እንከሎ ትግራዋይ ሰላም ክረክብ ማለት ዘበት መዋእላ ህውሓት ንሻዕብያ ከተንብር መንእሰየይ ትግራይ እያ ትግብር።
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 8 сағат бұрын
እዛ ኹላ ብሽግር ህዝቢ ትግራይ ደቂሳ ኣብ ውልቃዊ ጉዳያታ ምስ ዝመጸ ስርዓት ሃገር ድሌታ ከትሳኽዕ ነይራ ሕጂ ኩሉ ጠንቂ ብሕውሓት ኢዩ መጺኡና እናበሉ ዝዋረዘዩ ተበለጽቲ ምሁራት በዚሖማ ትግራይ ኣብ ውርደት ትነብር ኣላ።ትድሕን ግን በት ኣብ ግምባር ዝተባተብ ዘሎ ሰራዊትን ህዝብን እያ።
@AdoWoldu-do9kh
@AdoWoldu-do9kh 2 сағат бұрын
ደቅ ሕንቅቅት ፃድቃን እንታይ እዩ ገይርኩም ብግልፅ ኣውፅኡዋን ዶ ኝር ካብትብሉ
@Woldu-s8u
@Woldu-s8u 12 сағат бұрын
ዝተዋረዱ መራሕቲ ትግራይ። ንሽዋ ከይዶም። መሪሕነት ትግራይ ዝልምኑ። ክልተ ኣሕዋትሲ ተባኢሶም ቀታሊ ኣቦኦም መታዓረቒ ይገብሩ ይባሃል። ዝወረደና መከራ ነቲ ጀኖሳይድ ዝመጣጠን'ዩ ብመራሕትና ዝካየድ ዝፍፀም ዘሎ።
@hermonkndmen
@hermonkndmen 10 сағат бұрын
መዲየ ሽኮር ንዓይ እባ ሐንቲ ግዜ ዕድል ሀብኒ አብሚድያኪ አቅርብኒ ንትግራይንዝጠቕም ሐሳብ አለኒ ::
@zxcvbqwert-fi6pn
@zxcvbqwert-fi6pn 8 сағат бұрын
ካበይ እዮም መፅዮም እዚኦም ብስሩኸ ተጋሩ ድዮም
@MeklitMekonnen-t1b
@MeklitMekonnen-t1b 12 сағат бұрын
So long as nationalism is the organizing principle, Kinfes view remains perfect
@jimlee7642
@jimlee7642 13 сағат бұрын
before any thing Tigray have to apologize and get reed of TPLF and bring them to justice
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 7 сағат бұрын
፦ አብቲ ገጠረ ዘሎ ሓረስታይ ይበልፀካ እቲ ፖሎቲካዊ ትንተና። ነሱ ፈላልዩ እቲፀገማትን አውንታትን ፈላልዩ እዩ ዘቀምጦ። ንማንም ከነኻኽአ።
@dejenzeray6875
@dejenzeray6875 10 сағат бұрын
kulu gezey ametselna nekfe betami nefu tentani eyu medhen semekni tukoni tesfa yegber ❤
@KuwaitKuwaitKuwait-z5c
@KuwaitKuwaitKuwait-z5c 12 сағат бұрын
Tkkl dhr hji menisey tigray kone serawit tigray nab kunat keytatw bflay gnerat tigray eza hawi testenqiqkum halyou .
@WediHagos-s8q
@WediHagos-s8q 10 сағат бұрын
ጂግና ብፅቡቅ ትንታነ ገሊፅካዮ
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 11 сағат бұрын
ቀረፃ 😢 ኢኮ በዚሑዎ
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 Сағат бұрын
ሕዚ ተዳሚናስ ብከመይ ዓይነት መስርሕ; እቶም ኣብ ስልጣን ዘለው ውልቀ መለኽቲ ኸ እንታይ ይገበሩ እዩ እቲ ጉዳይ እምበር: ካብ ቀደሙ; ካብ መሠረቱ ቃልሲ ክጅመር እንተሎ እውን ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ናብ ሓደ ብዘምፅእ መልክዑ እዩ ክኸውን ዝግባእ ነይሩ:: ሕዚ እውን ግና እዞም ኣህዛብ እዚኦም ናብ ሓደ ኣቀራሪብካ ክሰርሑ እንተዘይክኢሎም: ውዒሉ ሓዲሩ ጠፋእቲ እዮም:: እዙይ ቅድሚ 30 ዓመታት ኣቢሉ ዝሓዝናዮ ቅዋም እዩ::
@selam7863
@selam7863 7 сағат бұрын
ካሕዶት ኤርትራ ከም ጎረቤት እንበር ድሕሪ ደጌም ምሳኩም .ምንም ንሰርሖ የብልናን.ክትጸግቡ ከም አድጊ ትራግሑ ጠላማት .ብሰንክኩም እካ ኢና ን20ዓመታት አብትሕቲ sanction ደለና አክንዲ ነቲ ሐጊዙ 4ኬሎዘእተወኩም ተመስጉኑ ተላአአክቲ Eastern &Usa ኮንኩም ብዙሕ በደል ከምድፈጸምኩም አይንርሶዖን ኢና ጠላማት .ዝሀብኵምና ናጽነትየለን ብደም ጀጋኑ አቦታትናን የሕዋትናን እንበር ከምዚ እንዳሐሰኩምሲ ምሳኩም ክስራሕ.መድህን ሐንጒል ደይብላ ከአ ክሳዕ ሕጂ አብ ዝሞተ አጀንዳ ጆነሳይድ ኮለል ትብል አላ .እንዳ ሰምዓ ዝደቀሰስ ዳርጋ ዝሞተ.
@hagosmeles7764
@hagosmeles7764 9 сағат бұрын
ደብርጼን ስልጣን ደልዩ ክትብሉ ሐሚምኩም ጌታችው ስልጣን ሒዙ ንኣብይ የረክበና ኢዩ ዘረባኩም ደብረጼን ትሪ ሒዙ ዕላማ ህዝቢ ትግራይ ኣይቀየርን
@abebeh.8145
@abebeh.8145 9 сағат бұрын
ኣብይ ኣሕመድ ልደብረፅዮን ልሕዋሕትን ብደንቢ ገይሩ ይፈልጦም እዩ ልኡኡ እዩ ድማ ካብ ፒፒ ኣብትግራይ ግዚያዊ መንግስቲ ክኣቱ ለይገበረ. ናይ ደብሪፅ ኢጎ ልኽጎድእ ልኣኻ ኣደልን ኢሉ ልጌታቸው ሳንተናይዘር እናበልና ልኽበርናዮ ናዩ ተወካሊ ልምምሳል ልኡኡ መሪፁ ዋላ ክፍልፍል ኣቢልዎም. ብና ባዕሎም ኣቦታትን ስቢክ ማሕበራትን ኣብዮም ናብ ዓብይ ክሰግዱ ከይዶም! ናይ ውርደት ውርደት እዩ. ሕዋሕት ሓዱሽ ወለዶ እተለይ መሪሑዋ ታሪክ ክትከውን እያ!
@mass-media6445
@mass-media6445 11 сағат бұрын
ናይማን ትግራይን ትግራዋይ ዘዋረዱ ለመንቲ ንዑቋት ወርደተኛታት ከም ዝኾኑ ብግብሪ አርኢኦምና፣ ህዝቢ ትግራይ ዝብል ዘሎ ኮስታሪቶም ትምጻእ።
@user-co4qv6nj7l
@user-co4qv6nj7l 8 сағат бұрын
ሸገግ ምውቕ ዝበሎ ይመስል🤔
@osmanomer619
@osmanomer619 6 сағат бұрын
እዙም ተጋሮው ጽማማተ ተድዩም ኣብይ ብዘርብሁ ፈሪሙ ተግራይ ከማን ከሙ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ካልእ ንሱም ዝዛረብሎ ካልእ ጽማማተ እዩም
@HiyabBereket-d5l
@HiyabBereket-d5l 11 сағат бұрын
እዛ ወዲ ኬፍ ኣለዋ ተባዕ እያ😂😂😂 ንደብሪጽ ሓመድ እያ ትገብሮ ኣሽሙር እንዳገበረ
@haileatsbeha5697
@haileatsbeha5697 8 сағат бұрын
At this time the berries of peoples in Tigray. 1. The territory of Tigray is not solved. 2.Our people are displaced within Tigray and in Sudan are exposed for multi problems 3. A food migration of our youth is still continuing. So, rather than solving all this problems the two rivals power mongers are shameful to bag for their power from the genocidal leader of Tigray.
@Brhane-Meskel
@Brhane-Meskel 12 сағат бұрын
ዓኽ ታደሰ ወረደ ትግራይ ናብ ሕድሕድ ውግእ ይመርሓ ኣሎ
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 2 сағат бұрын
ፃድቃን ተቃልሎ ዘለኻስ ብአካባቢኡ'ዩ ማሌት ኢዩ እንበር ጌጋታቱ እንታይ እንታይ ከምዝኾነ ክተነፅር አይከአልካን።ዶስ ናይ ሕወሓት ናይ ኔት ወርክ አጋዛዝአ ካብቶም ክቕፅል ዝደልዩ ኢኻ?
@tigrayfirst3162
@tigrayfirst3162 10 сағат бұрын
በይዛኻትኩም ህዝቢ ትግራይ ኣቐዲሞኮም ተቓለሱ ህዝቢ ናብ መረበቶ ክመለስ ፍትሓ ክረክብ ተወዲብኩም ተቓለሱ ናይዞም ክልተ ጉጅል ድኽመት ናብ ህዝቢ ኣቐርብዎ
@SamielTsegay-l4w
@SamielTsegay-l4w 7 сағат бұрын
ተጋሩ ሎሚ ኢድኩም ንኦሮሞ እንተሂብኩም ኣብ ዓለም ዘየለ ዉርደትን ዘላለማዊ ድክነት ኣብዛ ዝብንኩም እያ ፈቴሙኩም ኣይኮኑን ዕጥቅኩም ኣዉዱ ዝብልኩም ዘለዉ .ለሚንካ ክብረት የለን
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 сағат бұрын
ሕጂ ምስ ኤርትራ ክትሰርሑ ተደሊኹም ምስ ኢሰያስ ዶ ይስራሕ ኢዩ።ምስ ኢሰያስ ንሱ ዝበሎ ተኣዚዝኩም ትኾዱ ተኾይንኩም እወ ተዘይኮይኑ ምስ ኢሰያስ ዝስራሕ የለን ክንሰርሐወ ኢና ተልኩም ከኣ ንኣቢ ንእለዬ መንእሰይ ትግራይ ሃቡኒ ሳዋ ከወዕልሞም ክብለኩም ዩ ድልዋት ዲኹም?? ናይ ኩናት ወልፊ ዘለዎ ኢሱ ዕድለኛ ኢዩ።
@gebreslassiekasa461
@gebreslassiekasa461 13 сағат бұрын
ብደብረፅዮን ኩሉጊዘ ውርደት
@abrehamuruts6891
@abrehamuruts6891 7 сағат бұрын
አዚኻ ንፉዕ ኢኻ ስለዚ ቀፅለ ሉ ጌዛዊ ምም ሕዳር ሸወጢ ዓዲ ናብ ፍር ዲ ክቀርብ አለዎም ምክንያቱ በዓሌት ከፋፊሎም ዓዲ ዝሸጡ እዮም።
@germaytesgay1931
@germaytesgay1931 11 сағат бұрын
ኢንታይ እሞ ተጋሩ ድዛረቡዎ ካልእ ኣባይታ ድማ ከልእ እዩ
@ቲቪወጋሕታ
@ቲቪወጋሕታ 3 сағат бұрын
ኣይይይይ ህዝቢ ትግራይ ምድረበዳ ከም ኤርትራ ክትገብርዋ ምስ ህግደፍ ምጽጋዕ ደኣ ፡ ሓላፍነት ክትቀዳደሙ ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ከየትእትይዎ፡ ዝሓለፈ ግዜ ዝዓሾኩሞ ቀንዲ ዝሓለፈ ጽንተት ትግራይ ዝኮነ ህግደፍ ፡ ተመሊስኩም ክትመሓዘዩ ናይ ታሪክ ተኣምር ኪከውን እዩ፡ ከም ሓሳብ ንብርጌድ ንሓመዱ ቦታ ሃቡና ሓደ ለይቲ ኣይነሕድሮ ናይ ኩልና ሽግር ስለ ዝኮነ
@ቲቪወጋሕታ
@ቲቪወጋሕታ 3 сағат бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ተዓፊኑ ዋላ ሓንቲ ክውስን ኣይክእልን እዩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብስርዓት ህግደፍ ጸኒቱ ኣብ ፎቆዶ ስደት ፋሕ ኢሉ ገሊኡ ኣብ ጎዳጉዲ ተኣሲሩ ኣሎ፡ ምስ መን ህዝቢ ኤርትራ ኢኩም ክትሰርሑ ወይ ምስ ህግደፍ እንተኮይንኩም ከኣ ኣግህድዎ፡
@tomastom-bj6qp
@tomastom-bj6qp 11 сағат бұрын
ትኽኽል ሓሳብ ክንፈ ቁቡል ዩ
@awelseid1580
@awelseid1580 11 сағат бұрын
ትኸክል እዩ እዚም ካሕዳማት እዬም ኩሎም አየድሉዩን ።
@Wo-N1-Am-Grate-Eth5291
@Wo-N1-Am-Grate-Eth5291 10 сағат бұрын
ግን እኔ የሚገርመኝ ተንታኞችም እንደ ፓለቲከኞች የትግራይን ህዝብ ከህውሀት መኩስና መንገስ ጋር ዛሬም ሲያይዙት ይገርመኛል እኔ የሚገባኝ የትግራይ ህዝብ ህውሀት ነግሶም ያገኘው ነገር የለም ኮሶም ያገኘው ነገር የለም ህዝብ ትግራይ በራሱ ቁሞ ሂወት ያለው ህዝብ መሆኑን አለም መስክሮለታል ተንታኞች እንኳ ይህንን ህዝብንና ፖርቲን የማደባለቅ ቋንቋ አትጠቀሙ እባካችሁ እሱን ለፓለቲከኞቹ ተውላቸው
@aeron2708
@aeron2708 3 сағат бұрын
እኔ ይገባኛል ያለ መሪ የማስቀረት ሐሳብ የአሁን አለመሆኑ ነው
@Brhane-Meskel
@Brhane-Meskel 12 сағат бұрын
The solution is simple. Lets Allow TDF Take Power And Jail Both Groups. Then, Surrunder Power For young Generation
@belaybelay1234
@belaybelay1234 10 сағат бұрын
ጉጅለ(አንጃ)ዲኪ ዝበልኪ??
@Hagherey
@Hagherey 9 сағат бұрын
ዋዋዋይ! ኣቲ መድህን ቅጭን ትረጉዲ ኣሎኺ ዋእ!
@عليالرتري
@عليالرتري 12 сағат бұрын
Kek ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gebremariamzewde8795
@gebremariamzewde8795 10 сағат бұрын
Medhine.gobez
@ኤሪStreetmedia
@ኤሪStreetmedia 10 сағат бұрын
ግን ኣነ ዝግርመኒ ( ትግራይ ከም ክልል ኮይና ክትቅጽል ዲኩም ትደሊዋ ወይስ ትግራይ ከም ሃገር ኢኩም ክትግብርዋ ትሓስቡ መልስኩም ኣብ ቦታ ኮመንት ንገሩኒ። ዕጥቂ ክኣ ፈቲሕኩም ንምንታይ እዩ እቲ ዕላማ
@yonaskidane9179
@yonaskidane9179 4 сағат бұрын
ከም ወረዳ
@user-flyuoihf
@user-flyuoihf 11 сағат бұрын
ብራኸ ሸው አብ ኮመንት ዝተፅሓፉ ላይክ ጌርኩም አለኹም፡ እቶም ላይክ ዝገበርኩምዎም ናይ ሚድያኹም አቋም እዮም ዶ ክንብል?
@yemanereda6444
@yemanereda6444 11 сағат бұрын
አይ መድሂን ፀርፊ ክናፍቀኪ ከሎ ድዩ እቲ ቆልዓ እዚ ትጋብዝዮ። አይ መዲ!
@zas-d8x
@zas-d8x 2 сағат бұрын
ሕዝብ ኤርትራን ትግራይን ቀልጥፉ ካብ ዘለዎ ኩነታት ክወፀ እንተ ኮይኑ : ብዘይ ወዓል ሕደር Daniel 10: 13-21 ዘሎ ቃል ብግቡእ ክርድኦ አለዎ: ነዝ አብዝ ቃል ዘሎ ናይ Daniel prospective በልክ ዕ: እንተ ተረዲኦሞ : እዚ ሕዝብ አብ ኃፅር ጊዜ ናይ ለውጥ ኃይሉ ብፍፁ ም መትሐዝ ክህልዎ አይኮነን. I am communicating series principle that has to be studied and researched in great level. Because the only solution to this region and people is Daniel10:13-21. 🎉🎉
@girmaygtsadik7176
@girmaygtsadik7176 12 сағат бұрын
ዓዘርቆዘር ዝበዝሖ እዩ።
@nabhade3470
@nabhade3470 12 сағат бұрын
ደብረፅንተት ክሕነቕ ኣለዎ።
@gebreslassiekasa461
@gebreslassiekasa461 12 сағат бұрын
ጀ ል ፃድቃን እንተዘይሐመኹም ወረዳኹም መለለዪ ወርቂ ምስራቅከ
@duliti7133
@duliti7133 12 сағат бұрын
ኽላእ ዓንጃል ንግግር ኽኢለ ኢልኻስ ሓምቦዘቅ
@SesenHadish
@SesenHadish 8 сағат бұрын
እሞ ሻዕብያ ደጀን ክኾነካ ድዩ?ንስኻ እዉን..ካሊእ ዉርደት ኢኻ.ተምፅእ ዘለኻ፣
@senaittesfay7526
@senaittesfay7526 13 сағат бұрын
😢
@HayelomTesfay-q7m
@HayelomTesfay-q7m 10 сағат бұрын
ኪላ ቁንጪ ተዛራባይ ማዓዝ ስኢና
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea 5 сағат бұрын
Kisab zedlwkn ekin Eritrea teblka zelkn.hasewti😂😂😂
@اللاال-ص8ه
@اللاال-ص8ه 48 минут бұрын
ሐቅ እተሪብ ኦዩ
@Zerbabit
@Zerbabit 11 сағат бұрын
Knfe kem hasabka ygberelka kmzi natka zhasb tgrawy iu zdli zelo
@yohanneswelday1835
@yohanneswelday1835 13 сағат бұрын
Wrong
@samsonkassa1259
@samsonkassa1259 11 сағат бұрын
General Tsakan time to retire bette to go to church.
@gebremariamzewde8795
@gebremariamzewde8795 11 сағат бұрын
Nehade.seb.anaeska.awet.yelen.tigray.ehen.mehen.kebri.yimeles.hade.nekun.tigray.seb.alewa
@gebreslassiekasa461
@gebreslassiekasa461 13 сағат бұрын
እቶም ደናቁር ሐደ ወረዳ ንጀ ል ምውቃስ
@EyobGebreyohannes
@EyobGebreyohannes 13 сағат бұрын
እዚ እንዳሰማኻ መንእሰይ ትግራይ ሱቅ ከይትብል። ምስ ኣረመነታት ኤርጥራውያን ሀባር የብልናን።
@AnnoyedChicken-pn9lr
@AnnoyedChicken-pn9lr 10 сағат бұрын
Fetikn do ngus tmrka kidu emo sgedlu nabiy ahmed bekeyti
@dawita2865
@dawita2865 7 сағат бұрын
ዓጋመ ጥፍአትኩም ቀሪባ እያ።
@tewoldetmye
@tewoldetmye 13 сағат бұрын
እሞ ጌታቸው እኮ አብይ ውረድ እንተይሉኒ ክወርድ እየ ይብል አሎ መሕዘኒ።
@AnnoyedChicken-pn9lr
@AnnoyedChicken-pn9lr 10 сағат бұрын
😅😅😅😅😅😅😅😅
@UsmanAli-g7k9d
@UsmanAli-g7k9d 12 сағат бұрын
Kkķkkkkk
@HalekaEzra
@HalekaEzra 12 сағат бұрын
ሓስውቲ። ሰዓብያ። እኮ ቀታሊ። እዩ አብ። ሰሜን ምዕራብ ወ/አስገደ። ጣ/ሕፃፅ። 12ቤተሰብ። ዝቀተለ። እዩ
@AnnoyedChicken-pn9lr
@AnnoyedChicken-pn9lr 10 сағат бұрын
Abiy Ahmed ke anbaba u nexiglu tigray aye nskum neritrea ko 27 amet asakikuma ikum nabiy ahmed gn hanti key geberkmo hamd geyrkum
@yohanneswelday1835
@yohanneswelday1835 13 сағат бұрын
There is no entity called "Eritrea ". It is shaebiya or opposition Tigray should work with the opposition now and for ever but never with shaebiya
@nakfaalgena5920
@nakfaalgena5920 13 сағат бұрын
shabia is ERITREA
@BahreNeGash
@BahreNeGash 13 сағат бұрын
After 70 years war since the end of WWII, Failing to breakdown the Eritrean people's aspirations & liberation struggle, it's too bad you have NOT learned hard lessons from your former leaders. Obviously those who fail to remember the past are condemned to repeat it. Face it, the game is over.
@nakfaalgena5920
@nakfaalgena5920 13 сағат бұрын
GO WORK WITH YOUR BOSS OROMO ABY
@paulscholes4785
@paulscholes4785 11 сағат бұрын
@@yohanneswelday1835 Baham Donkoro Txelati Hezbi. Tigrayen. Eritrean. Be Waga. Kelite. Hezbi. Jobakom. ketakbito. 🐍🐍🐍☠️☠️☠️
መግለፂ ህወሓትን ሰሚኢት ህዝቢ ትግራይን ?
1:32:11
Cyber power Tigray Media
Рет қаралды 2 М.
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,1 МЛН
Accompanying my daughter to practice dance is so annoying #funny #cute#comedy
00:17
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 28 МЛН
Why no RONALDO?! 🤔⚽️
00:28
Celine Dept
Рет қаралды 115 МЛН
Как Я Брата ОБМАНУЛ (смешное видео, прикол, юмор, поржать)
00:59
#zaramedia  -ሙሉእ መግለፂ ህወሓት -12-11-2024
8:50
Zara Media Network -ZMN
Рет қаралды 10 М.
ጀነራል ተኽለብርሃን ንግምት
3:33
YB Media
Рет қаралды 1,2 М.
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,1 МЛН