#zaramedia

  Рет қаралды 11,924

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Күн бұрын

Пікірлер: 140
@Zaramedianet
@Zaramedianet 14 сағат бұрын
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
@letina_gualT
@letina_gualT 13 сағат бұрын
Thank you Stalin for been a voice for Tigray people 🙏
@mekonenebeyene7836
@mekonenebeyene7836 10 сағат бұрын
ኣጀኩም ጀጋኑና
@tigray447
@tigray447 13 сағат бұрын
I miss that music , Viva Tigrai and TPLF 💛 ❤
@FjfDo
@FjfDo 12 сағат бұрын
ኣጀኹም ህወሓት ❤ ኣጆኻ ደብሪፅ ሎሚ ውን ከም ትማሊ ኣብ ጎኒ ፃውዒትኩም እዩ ህዝቢ እቲ ምድንጋርን ሆሆን ናይ ሓደ ሓደ ከባቢ ተየሰከፈኩም ብ ቅፅበታዊ ፍጥነት ናብ ውዑይ ቃልሲ ኣሰጋግሩና ።
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 7 сағат бұрын
Hzbn mengstn Eritrea 🇪🇷 ab goni hzbi tigray eyu 💪 srat 4 kilo kabsuru kmhooo eyu👌
@HabeshaFx-d4h
@HabeshaFx-d4h 5 сағат бұрын
​@@simonmengstab2620በጃኻ ውግእ ሰልቺዩና እዩ መንእሰይ ትግራይ ንህወሓት ሰልጣን ኽብል ዝኸፍሎ መሰዋእቲ ኣይህሉን ። ክንደይ ዕሸላት ኣሕዋትና ዝሞቱና ይኣኽለና ። ናይ ኣፍራካ ብፍላይ ናይ ኢ/ያ ን ኤርትራን መራሕቲ ብናይ ዕሸላት መሰዋእቲ ዝቅልዱ ውግእ ወይሰልችዮም ድሑራት መራሕቲ እዮም
@FjfDo
@FjfDo 4 сағат бұрын
@@HabeshaFx-d4h ንባዕልኻ ኢልካ ተቃለስ ስምኦን ወዲ መንጌ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 3 сағат бұрын
ኩልኻ ጽዮናዊ ኣንጻር ጉጅለ ጌጋቸው ብልጽግና ትግራይ ተላዓል።
@FjfDo
@FjfDo 12 сағат бұрын
መግለፅን መርገፅን " ህ ወ ሓ ት "ክፅበ ዝፀንሐ ልዕሊ 85% ¶ እቲ ዘይተደናገረን ንፍትሕን ሓቅን ኣሕሊፉ ዘይህብን ትግራዋይ ሐዚ ቃል ብተግባር ዝበሃለሉ ናይ መዋፅኦ ኡ ቃልሲ በፂሑ ኣሎ ። ህዝበይ ሎሚ ውን ከም ትማሊ ኣብ ፅኑዕ ውዳበኻን መሪሕ ውድብካን ዕሰል ።
@GUZOPLUS-t8j
@GUZOPLUS-t8j 10 сағат бұрын
አጭበርባሪ አመራርሓ መን ክሰምዐኩም😂
@HabeshaFx-d4h
@HabeshaFx-d4h 5 сағат бұрын
በጃኻ ግደፈና ። ህወሓት ኸምናይ ቀደማ ውግእ ትሓሰብ ተሃልያ ትግራይ ሓዲግናላ ክንሰደት ኢና ። ኻብ ኣብ ናይ ህወሓት ጦርነት ምሟት ሰደት እዩ ዝሐሸ ።
@tefetawitbreen
@tefetawitbreen 9 сағат бұрын
አጆና በርትኡ ህዝብኩም አድህኑ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 3 сағат бұрын
ኩላትና ተጋሩ ክንነቅሕ ኣለና። ጠላም ጉጅለ ጌጋቸው ረብሓ ትግራይ ንብልጽግና ኣሕሊፉ ብምሃብ ዓቕምታትና ከዳኽምን ባሮት ኦሮሞን ከም ህዝቢ ኩርዲስታን ዝተበታተኑ ህዝቢን ክገብረና ይደሊ ስለ ዘሎ ብጽንዓት ክንቃለስ ኣለና። ጉጅለ ጌጋቸው መሬትናን ዝተፈናቀለ ህዝብናን ከይምለስ ብዕቱብ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ። ምኽንያቱ እዚ ሓይሊ ኢትዮጵያዊ እየ ዝብል ሓይሊ ብሙዃኑ መሬትና ብዓፋር ኮነ ኣምሓራ እንተተወሪሩ ዝግድሶ ኣይኮነን። ኩሉ ኢትዮጵያ እዩ ኢሉ እዩ ዝኣምን። ንምዕራብ ትግራይ ዘመሓደረ የመሓድሮ እቲ ዝተሰደ ኣብ ትሕቲ ጨፍጨፍቱ ደኒኑ ይመሓደር ዝብል መርገጺ እዩ ዘለዎ።
@gezahagntolera2001
@gezahagntolera2001 5 сағат бұрын
እንዲህ ነው! ቆፍጠን
@temesgentemesgen1310
@temesgentemesgen1310 13 сағат бұрын
አጆኩም ጀጋኑ
@simonteclesenbet
@simonteclesenbet 11 сағат бұрын
ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ከምቲ ናይ ግዜ ቃልሲ ብሓደ ክሰርሑ ይግባእ። እታ ናይ 1998 ጌጋ ክትእረም ኣለዋ።
@ShishayAkli
@ShishayAkli 37 минут бұрын
ሕዚ ግርም። ኣብ ጎንኹም ኣለና።።
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 13 сағат бұрын
Getachew should be removed
@Tilahun-fl9lj
@Tilahun-fl9lj 7 сағат бұрын
ጀግና
@usersmart.
@usersmart. 12 сағат бұрын
ጽቢቕ መግለጺ። በዚሑ ተግባራት ከዳዕ ጻድቓን ምስ ምልምል ናቱ ጌታቸው። ኣየ ክሕደት ኣየ ረብሓ እከያት ምስ ሓሶቶም።
@letina_gualT
@letina_gualT 13 сағат бұрын
VIVA TDF ❤💛❤💛❤
@bg9694
@bg9694 11 сағат бұрын
Great job TPLF
@ShishayAkli
@ShishayAkli 36 минут бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏✅✅✅💪💪💪
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 13 сағат бұрын
Thanks stalin GOD bless you bro 🙏
@DawitGebrehiwot-m3x
@DawitGebrehiwot-m3x 7 сағат бұрын
Ajona
@salamb9556
@salamb9556 12 сағат бұрын
ኣጀኹም⭐️
@FissehaHailu-n8g
@FissehaHailu-n8g 12 сағат бұрын
ኣጆኹም በርተዑ ❤❤❤❤
@FjfDo
@FjfDo 12 сағат бұрын
መቃለሲ ስልትታትኩም ብፍጥነት ዳይ ግዜ የለን ብስም ስውኣት ናተማሕፀና ናብ ውዑይ ቃልሲ ኣሰጋግሩና ተሎ ናብ ህዝቢ ውረዱ ህዝቢ የእዊ ኣሎ
@temesgentemesgen1310
@temesgentemesgen1310 13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ TDF
@Tewodros-yv8ql
@Tewodros-yv8ql 14 сағат бұрын
ንብፃይ እስታሊን ገ/ስላሰ ነመስግን !!
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc 13 сағат бұрын
For another war? Please why don’t you go to fight?
@k.yonashabte2557
@k.yonashabte2557 13 сағат бұрын
ፈጣሪ ዓወት ይሃብኩም❤
@Halefom-lm1sw
@Halefom-lm1sw 13 сағат бұрын
👍👍
@AwitBarak
@AwitBarak 13 сағат бұрын
ኣየኮም በቃ በዝኮነ መፍትሒ ከምፅእ እዩ
@hailebrhane-w3g
@hailebrhane-w3g 8 сағат бұрын
ኤረ ብቁልጡፍ ስጉምቲ ውስውዱ ከም ኢሳያስ እዚ፡ጁንታ ከይጻወተልኹም !!!!
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 12 сағат бұрын
ክሳብ ሕጂ ኣበይ ጸኒሕኩም። ኩሉ ግዞ update ክትህቡና ይግባእ። ህዝቢ ኩሉ ክፈልጥ ካብ ማስ ሜድያ ክትጠፍኡ ኣይግባእን።
@desalegnkeleta2902
@desalegnkeleta2902 13 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@gebmeb1193
@gebmeb1193 9 сағат бұрын
Forever TPLF ❤❤❤❤
@yow2063
@yow2063 7 сағат бұрын
ጭራቃት አንታ ጥፍኡልና ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ
@Ademrose90
@Ademrose90 13 сағат бұрын
TPLF FOR LIFE ❤❤❤❤❤🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡❤️💛❤️💛
@temesgentemesgen1310
@temesgentemesgen1310 13 сағат бұрын
VIVA TDF VIVA TPLF💊💊💊💊💊
@ምኽሪለባም
@ምኽሪለባም 9 сағат бұрын
ኣዮካ ናይና
@Solomon-w6c5g
@Solomon-w6c5g 12 сағат бұрын
እዝግዬ እጰዝግዬ እዝግዬ ዘይንሰምዎ ዘይንርኦን የለን እንዳ ግምት
@ወዲትግርኛ
@ወዲትግርኛ 13 сағат бұрын
ገታቾው ሰራዊት ኣብ ትሕትኡ ዝእዘዝ ተዝኾውን ከም በሽር ኣሳድን ከም ኢሰያስን ሰብ መሳቐየ ነሩ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 3 сағат бұрын
እዚ ጠላም ሓለፋ ኢትዮጵያዊ እየ በሃሊ ጌጋቸው ጸላኢ ትግርኛ እዩ። ቀንዲ ዕላምኡ ንትግራይ በታቲንካ ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ኮይንካ ምውራር እዩ።
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 12 сағат бұрын
TPLF❤❤❤❤
@Tilahun-fl9lj
@Tilahun-fl9lj 7 сағат бұрын
@AliTadesse-p1i
@AliTadesse-p1i 12 сағат бұрын
👍👍👍👍👍
13 сағат бұрын
#TDF🫡🫡🫡👍👍
@haftayatsbeha5556
@haftayatsbeha5556 Сағат бұрын
ሰራዊት ሓላዊ ሕወሓት ተጸኾይኑ ይበተን። "the group" the reverse is true.
@Selamawit-c4o
@Selamawit-c4o 13 сағат бұрын
❤❤❤❤
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 Сағат бұрын
Ezi music nafiquni neyru tplf forever ♥️ ❤️ ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@lathishlathish9804
@lathishlathish9804 13 сағат бұрын
❤❤🙏🙏
@dawitlemma8500
@dawitlemma8500 3 сағат бұрын
ህዉሀት Reform የድልዮ እዩ!! ወጣት ሙሁራን እዮም ን ትግራይ ክመርህዋ ዝግባእ!! TPLF is not Alpha and Omega! ንህሰብ ደኧ
@belultauruskinda2476
@belultauruskinda2476 10 сағат бұрын
ኣዉራጃዊ ዉድብነቱ ኣረጋጊፁልናሎ ድሕሪ ሕዪ “ተሓህት” ቢልና ንፅዉዖ//
@derbew8948
@derbew8948 4 сағат бұрын
ነየን ንሓማተን
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 12 сағат бұрын
እዚ ጌታቾው ዝብሃል ኣምሓራይ🐴 ካብ ናይ ትግራይ ሓላፍነት ክውገድ ኣለዎ። ንትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ ንሱን መጓጅልቱን 'ዮም!!
@berhanea3798
@berhanea3798 10 сағат бұрын
Now you’re admitting that Raya part of Amhara 😂😂😂😂
@mussiebrhane4578
@mussiebrhane4578 13 сағат бұрын
😅😅😅😅 መን ኢዩ ክሕደት ዝፈፀመ
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 13 сағат бұрын
ህውሓት ዲሒሩ እዩ ዝርዳኩም ነገራት ኣብክንድ ብእዋኑ ስጉምቲ ምውሳድ ስጋብ ትፀበኩም ብስቕታ ምዕዛባ እንዶ ግደፍዎ ኣንታ ልብና እኮ ተቓፀልና ሕጂ ውን ንድሕሪት ከይትብሉ ትግራይ መፃወቲ ደቓሉን ዑሱባት ባንዳታት ኮይና በዞም ካሕዳማት ብደም ጀጋኑን ኣካለ ጉድኣትን ዝመፀ ናይሰላም ስምምዕ ጨውዮም ህዝቢ ኣባርነት ጥፍኣትን እንከይወስዋ ዛዓዲ ኣፅርይዎም ሓደእንዶ ኣውድቕሎም ኩሎም ጭርኦም ዶጊሎም ክወፁ እዮም እዚ እንተዘይ ጌርኩም ንዓርስኹም ተበሊዕኹም ህዝብናን ጀጋኑናን ኣብሽግር ከይተውድቕዎም ደጊም ስቕታ ይኣክል በርትዑ ስቕታኹም ልብና ይደምይ ኣሎ
@TekesteAregawi-iw1px
@TekesteAregawi-iw1px 13 сағат бұрын
ኸመይ ዝበለ ግዜ እዩ እንታይ ኢና ንገብሮ መን ንመንዩ ዝወቅስ ዘሎ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 3 сағат бұрын
እዚ ኹሉ ሳዕቤን ብሰንኪ ናይ ህወሓት ጸላኢኻ ኣቕሊልካ ምርኣይን ቅልጠፍን ቆራጽን ስጉምቲ ዘይምውሳድን እዩ። ኣብይውን ከምዚ እዩ መጺኡ። ኣብ ውሽጢ ህወሓት ኣቲኻ ህወሓት ምፍራስ ዝብል ኣካይዳ ኣብይ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ብዝነበሩ ብዕሱባቱን ብልሹዋት ሰባትን እዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ከዳዕ ጉጅለ ጌታቸው ብጸለመ ህዝቢ ብምድንጋር ብዙሕ እዩ ሰሪሑ። ጸላኢኻ ዘይምንዓቕ ካብ እስራኤል ተመሃሩ። ኣብ ከቢድ ኩነታትን ዘይስገሩ መስመራት ክጠሓሱ እንከለው ብዛዕባ ዴሞክራሲ ኣይትሓስብን። ጉጅለ ጌጋቸው ግዝኣታዊ ሓድነትና ሸይጡ እዩ። ስለዚ ፖለቲከኛታት ትግራይ ምስ ዝኾነ ይኹን ኣንጻር ብልጽግና ዝኾኑ ሓይልታት ሓቢርካ ምስራሕ ኣገዳሲ እዩ።
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 12 сағат бұрын
ምስ TDF ኮይንኩም ቀልጢፍኩም ስጉምቲ ክትወስድሎም ንላቦ
@GUZOPLUS-t8j
@GUZOPLUS-t8j 10 сағат бұрын
😂😂😂😂😂ፈሳዊ
@grsedansha-ek6hc
@grsedansha-ek6hc 11 сағат бұрын
Getachew amharay shewati tigray
@GUZOPLUS-t8j
@GUZOPLUS-t8j 10 сағат бұрын
ሓቅኻ ድዩ መሃይም😂
@tuemai8645
@tuemai8645 13 сағат бұрын
ንህወሓት ካብ ምሒር ሕመቕ ናብ ስቱር ጥፍኣት ዘሰጋገረ ረሳሕ መግለፂ!
@abrehaleyal
@abrehaleyal 3 сағат бұрын
ቆንዳፍ ዕሱብ ኦሮሞ
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t 6 сағат бұрын
ህወሓት ህ.ህልኽኛ ወ.ወስላት ሓ.ሓሽከር ት.ትግራይ
@yow2063
@yow2063 7 сағат бұрын
ዘልአለማዊ ሞት ንጉጅላዊያን ዓሌታዊያንን
@abrehaleyal
@abrehaleyal 3 сағат бұрын
ሞት ንዕሱብ ኦሮሞ ጉጅለ ጌጋቸው
@TesfayTadele-w1i
@TesfayTadele-w1i 3 сағат бұрын
,ጭጉራፍስይ ባዕላ ወቂዓ ባዕላ ተኢዊ ደበሉ ናይ ህዝቢ ትግራይ ናይ ሰራዊት ትግራይ መከተን ጥንካረ ስልጣን ንምርካብ ሃለዋት ትግራይ ተመዛበልቲን ወድዐዊ ኩነታት ዘይግደሲን ናይ ትህራይ ናይ ምድርዳርን ሃለዋትን ዝሃምሸሸ ጉጂለ አደመ ከምዚ ካብ ህዝቢ ቁብልነት ምስ ሰአንካ ኣውያቲን ናይ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ቁቡልነት አብ ምሽርሻር ሃሊፉ ትርጉም ዘለዉ መግለፂ አይኮነን
@ወዲዮሐንስ
@ወዲዮሐንስ 12 сағат бұрын
ናታስያ ንሓማታ መን ምዃንኩም ይፈልጠኩም እዩ ህዝብና መደናገርቲ ።
@abrehaleyal
@abrehaleyal 3 сағат бұрын
ኪድ ኣታ ፈሽኳል ዕሱብ
@assafa35
@assafa35 Сағат бұрын
lm so tried
@howtodothe3x3rubixscube4
@howtodothe3x3rubixscube4 11 сағат бұрын
Short memory peoples...Getachew used to be your Hero 😂😂😂😂😂
@yonashabte1639
@yonashabte1639 16 минут бұрын
ጥር የሌለው አንበሳ። 😅 አብይ ጥርሱን ነቅሎታል 😅
@tesfayberhane6716
@tesfayberhane6716 5 сағат бұрын
ብኽያትት
@luelabay833
@luelabay833 11 сағат бұрын
Wey wuridet merahiti
@faet9285
@faet9285 12 сағат бұрын
ስታሊን መርገጺ ኣልቦ : ምስቲ ትማሊ ንህዝብ ትግራይ ዘጽነተ ጋኔን ኢሳያስ ወጊንካ ኣንጻር ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ደው ምባል ዝመረጽካ ውዱቕ ሰብ::
@Solomon-w6c5g
@Solomon-w6c5g 12 сағат бұрын
ብምንታይ ምኽንያት ስሊን ምስማንም አይውግንን ወዲ ህዝብ እዩ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 3 сағат бұрын
ዘጽነተናን ሶማል ከይተረፈ ጸዊዑ ዘውረረና ኣቢይ ኣሕመድ እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ፈቲና ጸሊእና ሓውና እዩ። ካብ ኣቢ ኢሳያስ ይቀርበና። እዚ ኸኣ ፖለቲካ እዩ ፖለቲካ ድማ ረብሓ እዩ። ስለዚ ምስ ዘርብሓናን ህዝብና ምስ ዝጠቅምን ኣካይዳ ኢና ክንሰርሕ።
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b 11 сағат бұрын
Mr vodka eat Getachew liver
@mulugetakebede7429
@mulugetakebede7429 4 сағат бұрын
አየ ስታሊ ለካ ክንድዚ ደንቆሮ ኢኻ_-ምፀተ አለም ድሕረት
@hgfana6731
@hgfana6731 3 сағат бұрын
ዋይ 🤔ናይ ስታሊን መግለፂ ድዩ??? 👉ብሽምካ ሰብ አይትፀውዕ
@musiefessehass3741
@musiefessehass3741 12 сағат бұрын
ፍርሒ ሸጠጥ አበይ ከምትሕብኡ ክንርእ ኢና
@TekesteAregawi-iw1px
@TekesteAregawi-iw1px 13 сағат бұрын
መዓዝን መዓዝንዩ ሕወሓት ንረብሓ ትግራይ ዝቆመ ሓሰውቲቲቲቲቲ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 3 сағат бұрын
ከም ጌታቸው ዝበሉ ጠላማት ኣብ ውሽጡ ይዘርጉዎ እምበር ህወሓት ወትሩ ህዝባዊ እዩ።
@AlexEt-vm5ux
@AlexEt-vm5ux 8 сағат бұрын
Fesame hula. 😂😂😂
@gereghiwet4348
@gereghiwet4348 2 сағат бұрын
ንስኻ ዩቱብ ክትሽቅል ትግራይ ኣብ ኩናት ክትነብር ኣለዋ? ንስኻ ንኣና ተጋደሉ ኢልካ ቀስቂስካ ሽግር ክበፅሐና ከሎ ፀጥ ረጭ ኢልካ ።ሀዚ ከዓ ኩናት ክቕስቀስ ለይትን ቀትርን ተቐቢልካ ፕሮፖጋንዳ ትሰርሕ ኣለኻ።
@mikialejr3514
@mikialejr3514 8 сағат бұрын
ንጉሆ ንጉሆ መግለፂ!
@ethiopiantewodros2091
@ethiopiantewodros2091 13 сағат бұрын
Eritrea fano tgray unity
@gebmeb1193
@gebmeb1193 6 сағат бұрын
No fano 😅
@sertsegebremeskel4942
@sertsegebremeskel4942 2 сағат бұрын
There is no unity with fano because they committed genocide against the people of Tigray.
@AbrahamGhebre-f1o
@AbrahamGhebre-f1o 11 сағат бұрын
Abyet dhur meglexi peee bes hzbi tigray kxent eu
@yemanetse4602
@yemanetse4602 10 сағат бұрын
መሕፚርቲ ሰማዒ የብልኩምን ቻው በቃ ኦሮማይ
@assafa35
@assafa35 Сағат бұрын
sad stop stop
@KinfeRoots
@KinfeRoots 6 сағат бұрын
Game over weyane.Viva Shabia.ትራፍ ድሮን
@kibrom0111
@kibrom0111 12 сағат бұрын
መሕፈሪታት ኢኹም መጀመርታ እውን ኽንደይ መንእሰይ ትግራይ ዋጋ ዝኸፈለሉ አአ ምስ አተኹም ንህዝብኹም ዝሰተ ማይ ሲኢኑ ስድራ ስውአት አብ ልመና ወዲቆም ንስኻትኹም ሃነፅቲ ሽዋ ኾይንኹም ኔርኹም ነቶም ቐተልትና አረኺብኹም መፅእኹም።ሐዚ ድማ ህዝቢ ትግራይ ሚሊዮን ዋጋ ኸፊሉ ዘምፀኦ ብሽም ስልጣን ሓዴኹም ንሓዴኹም ጉጅለ እናተበሃልኹም ሓደ ኹኑ ንህዝብል ህዝብኹም ንዒቕኹም ንጨፍጫፊና መፍተሒ ንምጥያቕ ትጓየዩ አለኹም ብጣዕሚ የሕዝን።ሓደ ኾይንኹም ህዝብኹም ተመራሕኹም ይሐሸኹም።አብ ዓለም ብፖለቲካ ስሕተት ህዝቢ አወዲኡ ብድጋሚ በጃኹም ምርሑና ዝብል ዕድል ዝህብ ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ምዃኑ ኸ ትፈልጡ ዶ?
@ExcitedBeachHammock-ct6bm
@ExcitedBeachHammock-ct6bm Сағат бұрын
ይእቶ ሰራዊት ኢትዮጰያ ኢና ንደሊ ይእቶ
@mulatadisu6929
@mulatadisu6929 4 сағат бұрын
ንኻሊእ በልዮ ረድዮ ሎሚስ ፈሊጥናኪ ኢና
@Mereid-z6p
@Mereid-z6p 13 сағат бұрын
ከዚህ በኋላ የትግራይ ፕሬዝዳንት መሆን ያለበት ጌታቸው ረዳ ብቻ ነው የህወሃት ለትግራይ ህዝብ አንድ ቀን ጥቅሙ አያቅም by tplf by
@sertsegebremeskel4942
@sertsegebremeskel4942 2 сағат бұрын
ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን ጉጅለ ዓድዋ ንነግረኩም ኣለና ድሕሪ ደጊም በንኹም ተማሕድርዋ ትግራይ ኣይክትህሉን:::::
@musiefessehass3741
@musiefessehass3741 12 сағат бұрын
ረሳሐት መጥፊኢኩም በፂሑ. እዩ አንቱም ቆማላት ስብሐታዊን ክትጠፍኡ ኢኩም ረሳሐት ቆማላት
@salamb9556
@salamb9556 12 сағат бұрын
ጋሓፍ
@musiefessehass3741
@musiefessehass3741 11 сағат бұрын
@salamb9556 አንቲ ጋሐፍ ናይ ሕዝበ ሸንትቤት
@jirrttuujiirraa4729
@jirrttuujiirraa4729 4 сағат бұрын
አታ አድጊ እንታዴኻ ይምልከተካ ስለ ትግራይ ቡሽቲ
@abrehaleyal
@abrehaleyal 3 сағат бұрын
ቆማል ወሎዬ
@peace-x9s
@peace-x9s 12 сағат бұрын
ሓፈርና ወተሰከፍና ወፈራሕና በጃካትኹም እባ ሰብ ግበሩና
@Betelhaftay
@Betelhaftay 13 сағат бұрын
ብሽምና ኣይትሸቅጡ ህልውና ህዝቢ ትግራይያ ቀጠፍቲ። ሸቃጦ ጉጅለ ኣደመ ይኣኽለኩም 50 ዓመታት ብሽምና ሸቂጥኩም
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 13 сағат бұрын
Ata banda haswai fa 😢😢😢tplf King viva tplf ❤❤❤❤100000
@YohannesAbreha
@YohannesAbreha 4 сағат бұрын
እባካችሁ ለሰልጣናቹሁ ብቻ ለሆዳቹህ ብቻ አታሰቡ በቃን በሉ አልቻንም በሉ
@samegebremichael8801
@samegebremichael8801 11 сағат бұрын
ለማሳት
@HaftomHailu-l2W
@HaftomHailu-l2W 3 сағат бұрын
እንታይ ኢና እሞ ንገብረኩም ብልኾነ ብልኾነ መግለፂ ላውፃእኹም ካብ ሕልፍኩም ኣይትማሃሩ ብገንኡ ምክልኻል ኣይትኽእሉ ልምንታይ እዩ ግን ካብ ጥፍኣትኩም ዘይትምሃሩ ኣብዪይ ኣሕመድ ድላዩ ገይሩ ብልፃወደልኩም ንስኹም ምንም ከይሓዝኩም ናብ ህዝቢ መግለፂ ምሃብ ልምንታይ ከምዚይ ትኾኑ ብገንኡ ዘይትካላኸሉ እንታይ እዩ ችግርኹም ብስሩ ዋይ መሕዘኒ ሐዚ ለ ተስማዕሚዕና ንመርሕ ኢና እንተኢልኩም ምርሕና ኣይንመርሕን እንተኢልኩምና እውን ኩለኹም ረሓቁልና በጃኹም ቃንዛ ኣብ ርእሲ ቃንዛ ኣይትወስኹልና😢
@TamenBuzon
@TamenBuzon 13 сағат бұрын
Pretoria agreements saying: 1/ TDF will be disarmed and dismantled. 2/ All weapons in Tigray will be handed to the federal Government 3/ EDF will control Tigray and play roles to facilitate the Transitional government 4/ TPLF will not be part of any political role but it will be dissolved 5/ 6/ . . .
@alemhagos1089
@alemhagos1089 12 сағат бұрын
Here you go know we know they are trying to finish the tigray people again
@የዝምታአቀንቃኝ
@የዝምታአቀንቃኝ 13 сағат бұрын
ኣቱም ደናቁርት መአት አብብኣልኩምን ህዝብን ትፀውኡ አለኩም! ልብ ግበሩ
@Halefom-lm1sw
@Halefom-lm1sw 13 сағат бұрын
dedeb
@eritr
@eritr 12 сағат бұрын
We, Eritreans 🇪🇷 would like to tell you you should not give up ur 17 years struggle success of ur people. Those traitors are are trying to make ur 17 years struggle and sacrifice meaningless.
@temesgentemesgen1310
@temesgentemesgen1310 13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ TDF
@hageremiru2888
@hageremiru2888 12 сағат бұрын
❤❤❤❤
@WediHaftam-h1l
@WediHaftam-h1l 10 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@YaredGebremaryam-x6n
@YaredGebremaryam-x6n 5 сағат бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
А я думаю что за звук такой знакомый? 😂😂😂
00:15
Денис Кукояка
Рет қаралды 6 МЛН
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 53 МЛН
Farmer narrowly escapes tiger attack
00:20
CTV News
Рет қаралды 15 МЛН
Новости дня | 12 декабря - утренний выпуск
11:45
Euronews по-русски
Рет қаралды 6 М.
መግለፂ ህወሓትን ሰሚኢት ህዝቢ ትግራይን ?
1:32:11
Cyber power Tigray Media
Рет қаралды 2,8 М.
А я думаю что за звук такой знакомый? 😂😂😂
00:15
Денис Кукояка
Рет қаралды 6 МЛН