"ኤርትራውያን ብዙሕ 'ዮም ዝሕግዙኒ! ብንብዓት ዝተዓጀበ ቃለ መሕትት ምስ ኣታኽልቲ መዝገቦ _Ataklti Mezgebo

  Рет қаралды 72,955

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

WelCome To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Brakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos።
#Eritrean_Talk,Show
#Tiigrian_Talk_Show
#Brakhe_Show
#ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Riot_Media
#Ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
#Eritrean_Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ቴድሮስ_ፀጋይ
#Eritrean_Poletics
#berake_show
#ብራኸ
#medhin_gebreslassie
#berakhe_media
#ቃለ_መሕትት
#ሾው_ብራኸ
#ethiopian_criss
#brake_show
#sebzseaneSeb
#brhane
#Abadi_Zemo
##ቃለ_መሕትት_ምስ_መዘክር_ኣባዲ
#መዘክር_ኣባዲ
#Ataklti_Mezgebo
#ኣታክልቲ_መዝገቦ

Пікірлер: 303
@fayaz3598
@fayaz3598 4 ай бұрын
ዋውውው ኣታ ኣታኽልቲ መዝገቦ (ኣይንሓደን ንኹልኹም) ብደርፉ'በይ ብመልክዕ ኣይፈልጦን ነይረ😮 ብጣዕሚ ልገርም ባህላዊ ጭራ እዩ በስመኣም ደስ ክብል❤
@geneamha7584
@geneamha7584 4 ай бұрын
I love this discussion! Honest person! I’m glad to hear that 💙💙💙💙💙💙🇪🇷
@ARTRAWNETMERZIU-nc5wi
@ARTRAWNETMERZIU-nc5wi 4 ай бұрын
Thanks kubur haw from ዓዲ QALA🙏💚
@weredeasbu8799
@weredeasbu8799 4 ай бұрын
Thanks pepe from adi qula💚💚
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 4 ай бұрын
Beautiful soul.. thank u for inviting him🙏🙏🙏
@SB10889
@SB10889 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ሃራማይ ኢኻ❤ ካብ ኩሉ ክእለት ደርፍታት ኣለካ። ህርመትካ ምስ ረኣኹ, ኣቤት ኮቦሮ ዓድና ትሕውሰሉ እንዳበልኩ እየ። ቀጽሎ ቀጽሎ ሕጂ ውን ከተጻውተና ኢኻ❤🎉
@rumenege6356
@rumenege6356 4 ай бұрын
ብርግጽ ካብ ሰብ ናቱ ክትህቦ ከለኻ ዓቢ ደስታ'ዩ። ኣጆኻ ብሞያኻን ቃላትካን ተኸቢርካን ተሓጒስካን ክትነብር ኢኻ ! የቐንየልና ክብረት ይሃበልና!!!!
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 ай бұрын
መዲሕን queen of both Tigrinya & Tigrinya 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@KeseteKidane-t3s
@KeseteKidane-t3s 4 ай бұрын
Jegina Atakiliti king of tigirinya musick chera wata . Keep it up!!!!!
@gebrutesfay9272
@gebrutesfay9272 4 ай бұрын
አላህ ሁሉ ነገር ይስጥህ ቤት መኪና ቅን ሠው ሙሉ ኢንተርቪዩ ተከታትያለሁ ምርጥሠው መዴ ተባረኪ❤❤❤❤❤
@Girmay2023
@Girmay2023 4 ай бұрын
ኣቴ ክቡር ሓው(ኣያ) ደስ በሃሊ ቃለ መሕትት እዩ እንቋዕ ከዓ ፈለጥናካ ኣብታ ግጥሚ ምዝባዕ ዝተዛረብካያ ግን ናይ ኩሉ ግዜ ሕቶይ እያ እዚ ሰሚዖም ከስተኻኽሉ ከዓ ተስፋ ይገብር❤መዳ እውን ንፍዕቲ ከምዚ ጌርኪ ብደስ ዝብል ቃለ መሕትት ስለ ዘፋለጥክና
@Mussie5
@Mussie5 4 ай бұрын
medin shikor bitami ye zefqreki i love you so much 💋💋💋❤❤❤❤ from eritrea 👌👌👌👌👌👌
@maekelegebrehiwet9538
@maekelegebrehiwet9538 4 ай бұрын
መድህን ዓይነይ ! ዕድመን ዕጥናን ይሃብኪ።ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ።ቀጽልዮ።
@abrahamkidane4831
@abrahamkidane4831 4 ай бұрын
መጀመራታ ኣነ ከም ወዲ ቋሓይን እቲ ትገብሮ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ Pep Guardiola ምክናቱ ንዓካ ክሪኢ ዓደይ ማይምነ እዩ ዝራኣየኒ እቲ ዝኣዕበይኒ ባሂሊ ስለ ዝኮነ ብጭራዋጣ ስለ ዝዓበኩ ብፍላይ ከም ባዓል ኣበራ በየነ ዓበይቲ ፍሉጣት ደቂ ቋሓይን ሪእካ ክትዓቢ ኣብ ቅድሚት ክትመጽእ ካኣ ኣብ ጎንካ ኣለና 👍👍🦁
@zuryashkassa4177
@zuryashkassa4177 4 ай бұрын
ኣታኽልቲ ንፉዕን ነባርን ተፈታዊን ሙዚቃ መሣርሒ ጭራ ስለትፃወት ተጠላቢ ኢኻሞ በርትዕ!👍❤ የቐንየልና ብራኸ ሾው!🙏ዝኾነ ሙዚቃ ኣብ ዓዲ ምስሙሉእ ባንዲ እንትፃወቱ ጥዑምን ደሚቕንዩ፣ ብዙሕ ጊዜ ደራፋይ በይኑ መፅዩ ምስ ዘይለመዶ ተፃወቲ መሳርሒ እንትሠርሕ ኣይጣዓዓምን ግን ኣብ ንወፃኢ ደራፋይ ምስሙዚቀኛታቱ ንምውሳድ ቱ ወፃኢ ስለዝኸብርዩ።
@temesgentekle2314
@temesgentekle2314 3 ай бұрын
Medhin the Great ❤❤❤
@teklithabtegiorgis4509
@teklithabtegiorgis4509 4 ай бұрын
Edmen tienan yhabki medhin abay seb❤
@haben2709
@haben2709 4 ай бұрын
Medhn lebam seb we love you ma sister ❤
@luwamgebrehiwet922
@luwamgebrehiwet922 4 ай бұрын
Anbesa tigrina tigrina u 🙏💙
@dagmawiadwa8882
@dagmawiadwa8882 4 ай бұрын
እዳጋአርቢ የናቴ የትውልድ ቦታ❤❤❤
@AlgaGurja
@AlgaGurja 4 ай бұрын
respect haweni i am from seraye Adi Quala 💚👑🎭
@fitsumhabtom2572
@fitsumhabtom2572 4 ай бұрын
Eway dinqura meskin
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 ай бұрын
@@fitsumhabtom2572አድዃላ ካብ አስመራ አድዋ ይቀርባ እምበርከ ብቀረባ ንግደት ዝናገዱ አሕዋት እዩም አኽላባት ሕግደፍ ግደፉ በጃኹም ኤርትራ ካብ ክሉ ሕዝቢ ትግራይ ይቀርበና ሕስድና ግደፉ.🙏🙏🙏🙏✅✅✅✍️✍️✍️✍️
@majitey
@majitey 4 ай бұрын
Surka tebonkos 😮😮
@amlesettekie6223
@amlesettekie6223 4 ай бұрын
ሱርካ ትበንቆስ። ሙሽሙሽ ሰራየ ዝበሀል ዓዲኸ አሎ ድዩ?
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 4 ай бұрын
መድህን እንቛዕ ናትና ኮንኪ ብኣኺ ኩሉ ግዜ ሕጉስን ኩሩዕን እየ። ንእትገብርዮም መደባት ንኹልና ላዕላይ ታሕታይ ተጋሩ ጽባሕ ና ኣብ ምምሕያሽን ባህልና ቅርስና ኣብ ምዕቃብ ን ምሕብሓብን ኣብኡ ንዝዋስኡ ምሳና ንምልላይን ንምፍላጥን እትገብርዮ ጻዕሪ ዝናኣድ እዩ ቀጽልሉ ገዛ ተጋሩ ንምብራኽ እትገብርዮ ጻዕሪ ደገፍ ክገብርውን ይደሊ🌻🌹🌿👏❤️⛪️💙
@DehayTigray1
@DehayTigray1 4 ай бұрын
ንብሄሩ ካብ ምፅያፍ ዝተልዓለ መንነቱ ብስም ቛንቋኡ ንዝቕይር ህዝቢ ክብርን ትውፊትን ህዝቦም ብዝፈልጡ ለባማት እዩ ናብ መንነቱ ዝምለስ...በርትዑ
@iskatl1098
@iskatl1098 4 ай бұрын
ክቡር ሓው ናይ ብሓቂ ሉኡኽ ሰላም ኢኻ ሰላም እሃብካ።
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 4 ай бұрын
❤❤❤❤Thank you for sharing the truth about our Eritrean people 🙏 ❤️Respected 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Eritrea ☺️ 🇪🇷 ♥️ ❤❤🎉🎉Absolutely greatest responses ❤️ 💙 USA 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🙏🙏🙏🙏🙏
@anghesomghebremeskel1695
@anghesomghebremeskel1695 4 ай бұрын
መድህን ጓልዞም ዓበይቲ፡ኢርትራውያን ብርጌድ ንሓመዱ የፍቅሩኺ፡ የኽብሩኺ። ንበርልና። ዕድመ ይሃብኪ።
@HagereyEritrea
@HagereyEritrea 4 ай бұрын
Brigade NHamedu are 80% Agames born in Eritrea , Half Dekalu Agames with identity crises and the 20% are losers Eritreans
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 4 ай бұрын
100%
@samueltekie1865
@samueltekie1865 3 ай бұрын
Halafit brege nkebdu endia kemey zeytekbrwa gofoundme kfetula😂
@Marken-s8j
@Marken-s8j 3 ай бұрын
ባራዩ ሰተየቲ ደም ኣብዚ ደም የለን ደናቁር
@senaitgebremikael2884
@senaitgebremikael2884 3 ай бұрын
@@HagereyEritrea 💯
@temesgentekle2314
@temesgentekle2314 3 ай бұрын
Soon see you in Tgray Abay
@atakltimezgebo5364
@atakltimezgebo5364 3 ай бұрын
ብጣዕሚየ ዘመስግነኩም አሕዋተይ
@brhaneye9521
@brhaneye9521 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፈትወካን ነኽብረካን ኢና ኣታክልቲ ኣያና 🙏👌😘
@ashmark613
@ashmark613 4 ай бұрын
ኣቴ ጅግና ፈተውትኻ፣ ኣዕረክትኻ ከምኡውን ሓውካ ነብስሄር ገብረመስቀል መዝገቦ ኣይረሳዕኻን ።
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ 3 ай бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣያና ደስ ክብለካ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@BirhaneGidey-p3g
@BirhaneGidey-p3g 4 ай бұрын
Medhin shkor ❤❤❤
@ፍጹምሰላም
@ፍጹምሰላም 4 ай бұрын
ምስጋርድዮላ አራኽብዮ
@adonaydimartini6130
@adonaydimartini6130 4 ай бұрын
ዓቅሚ የብላን ከተራክቦ እዚኣ ኮ ኣህዛብ ምባኣስ በር ንሰላም ሓሲባ ስለ ዘይትፈልት ኳን ን ጓርዲዮላ ን ሓደ ሚኒስተር ከተራክቦ ዓቅሚ የብላን ካብቶም ዋርድያ ናይቲ መስራቤት ኣይትሓልፍን ያ
@teklutesfahanes9305
@teklutesfahanes9305 4 ай бұрын
❤አጆኻ ቀፅሎ ንበረልና አያና
@mulugetagebrehaweria8769
@mulugetagebrehaweria8769 4 ай бұрын
ዝገርም ጥበብን ጠባይን ዝወነነ ሙሉእ ሰብ።ዕድመ ጥዕናን ይሃብኻ ኣቦና።ተስፋ እገብር ሓደ መዓልቲ ምስ ጋርድዮላ ክትራኸብ።
@senaitmebrahtu912
@senaitmebrahtu912 4 ай бұрын
Two thumbs up!! አሰይ ዋዕሮ አብ ጎንኺ አለና!! @ Medhin, I really appreciate the work you've been doing, especially in this interview at last minutes 1:47:10-45 # No more #Agame#Eritrawi#Amhara. during these difficult times. Your prayers and preaching for peace are so important and meaningful. Thank you for using your platform to spread a message of unity and understanding. 
@hadushhaftu363
@hadushhaftu363 4 ай бұрын
ትግራይ ዛዓደይ ካሊእ ኣይደልንየ ኣነ ካሊእ ኣይደልን♥ ♥ ደቂ ዓደይ ካሊእ ኣይደልንየ ኣነ ካልእ ኣይደልን 'ማ በለለይ ኣቴ
@frewoinitesfay6818
@frewoinitesfay6818 4 ай бұрын
I'm crying G/meskel mezgebo my hero I remember everything my dad😢loves him he is my family and Abrehet mezgebo love her rest in peace all
@arusson6022
@arusson6022 4 ай бұрын
ፔፐ ጋርድዮላ ምስ መድህን❤❤❤
@maekelegebrehiwet9538
@maekelegebrehiwet9538 4 ай бұрын
ድምጻዊ ተኽሊት ኣጆኻ ንፉዕ ዝሓወይ! እዚ ምያኻ ኣብርቲዕካ ስርሓሉ ፡ ብዙሕ ክንጽበየካ ኢና። ዝኽትምና ኣብ ኩሉ 'ዩ።ክንቅበሎ ኢና ዘለና፡ ዓለም ከኣ ከም'ኡ እያ።
@KeseteKidane-t3s
@KeseteKidane-t3s 4 ай бұрын
Atakiliti haw famouse Gebremeskel Mozhgebe. Thank Atakiliti we need tigirinya laguage ti grow
@Fekarkun
@Fekarkun 4 ай бұрын
ብታኢሚ ኒፉ ኢ👍👌
@MebreLab
@MebreLab 4 ай бұрын
ቅንዕና፡ ርእሰ ተኣማንነት፡ ክብሪ ሰብ፡ ብጣዕሚ ዝገርም ሰሚዕኻ ዘይትፀግቦ ፃኒሒት። መዲ የቕንየልና!
@Germay602
@Germay602 4 ай бұрын
Adi Qala ❤❤❤ Alena do🎉🎉🎉
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 4 ай бұрын
Ane kab canada eye natey meria keman hadirka kulu gzie ab gezana niryeka ,nifetweka dima betami
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 4 ай бұрын
መድህን ፕሮግራምኪ እናጠዓመ ከደ
@kokobentertainment218
@kokobentertainment218 4 ай бұрын
Atiye arkey well came abaga eye
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 4 ай бұрын
Kemizi natukm bahilikum tetekem tume tilihit deseyibile ajoka kexelo 🇪🇷🇪🇷❤️🦁🦁
@kidaneTube
@kidaneTube 4 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ቅንዕና ዝመለኦ ጨዋታ በርትዕ
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 4 ай бұрын
❤❤❤ደስ ብሃላይ ፕሮግራም ጋ/መድህን ገ/ስላሴ❤❤❤
@Aram39
@Aram39 4 ай бұрын
Nay tigray bandera zeytigebir bi xihfetka 100% tigraway eka .Why you make eritrean flag I think don't proud by your identity?
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 4 ай бұрын
@@Aram39 እዛ ደስ ብሃላይ ትብል ድያ ከምኡ ክትብል ገርትካ?? ብልበይ ናይ ትግርይ ህዝቢ ዝፈቱ ንህዝቢ ትግራይ ክፈልጦ ስለዝኸአልኩ ድማ ንእግዚአብሄር ዘመስግን ብዜግነት ግና ኤርትራዊ እየ አብዛ ታርኻዊት እምኒ ዘላታ እዩ ዓደይ!
@gamlak1
@gamlak1 4 ай бұрын
ኣይትሙት ኣይትሙት❤❤❤
@elihabeshwit6129
@elihabeshwit6129 4 ай бұрын
ኣሰይ ወዲ ከባቢየይ ካኣ ኮይኑ ጸኒሑ
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 4 ай бұрын
U welcome medhine mear❤❤
@KeseteKidane-t3s
@KeseteKidane-t3s 4 ай бұрын
Respect atakilti
@kiflefisaha1841
@kiflefisaha1841 4 ай бұрын
ክቡር ሓው ኣይዞካ ።
@edenberhe1669
@edenberhe1669 4 ай бұрын
በጣም ደስ ይላል ❤❤❤❤
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 4 ай бұрын
መድሕን :: ኩላትና ኤርትራውያን ተጋሩ ከምኡ ውን ትግርኛ ዝሰምዑ ኣምሓሩ ኦሮሞ እንተ ሃልዮም ፖለቲካ ብዘምጸኦ ሳዕበን ቡዙሕ ታሃሲና ስለ ዝኾንና ካብቲ ፖከትካ ውጽእ ኢልና ሓንሳብ ሓንሳብ ቁሩብ ንስሕቀሉ መስሓቕ ፕሮግራም እንዳምጻእኪ ቁሩብ ኣእምሮና ክሕደስ እንተ ተስሕቕና ጽቡቕ ነይሩ :: ነቶም መስሓቓት ትብልዮም ሰባት እንዳዓደምኪ ኣምጽእዮም እሞ ንሕና ኣጋይሽኪ ድማ መስሓቕ ዘረበኦም እንዳሰማዕና ክንዛናጋእዕ ክንስሕቕ :: እዚ ፖለቲካ ኣድኪምና ኢዩ :: ስሕት ኢልና ካብ ፖለቲካ ውጺእና ክንስሕቕ ንደሊ ኢና እሞ ሓንሳብ ሓንሳብ መስሓቓት እንዳዓደምኪ እንተ ተዛናግዕና ጽቡቕ ነይሩ :: ምስ ሰናይ ኣኽብሮት ::
@brhanewel15
@brhanewel15 4 ай бұрын
Keep it up Medii.. I am your fun.
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 ай бұрын
ግርም ጌርም ክብርቲ ጓል ክቡራት ዘርኢ መዲሕን ገብረስላሰ ፍቅሪ ዝምድና ትገብርዩ ክብሪ አለኪ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@semerekahsay7302
@semerekahsay7302 4 ай бұрын
ናይ ባዕልና ሰብ ነዕቢ ነበረታትዕ Share Like Comment Subscriber ንግበር ብራኸ ሸው ኣብ ሓደ ዓመት ውሽጢ 1ሚልዮን subscriber ንኸኣቱ ንግበር🙏🙏🙏 መድዬ ንፍዕቲ ጋዜጠኛ በርቲዒ
@ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ
@ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ 4 ай бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ
@abrahamkuhulay9401
@abrahamkuhulay9401 4 ай бұрын
አያና ኣታኽልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ሰላምን ቕሳነትን የውርደልና ማርያም ደብረሲና ማርያም ኣኽሱም ብሓባር ተለዓላ ህዝብኽን ካብ መኸራን ሕሰምን ኣላቕኽን ራህዋ ኣበስራ ብሓባር ምኸራ በጃኽን ንግደትን ናፍቕና መገዲ ባቡር ካብ ኣኽሱም ንግደት ደብርስና ተሰቀሉ ዚብል ዜመን ይደሊ ኣለኹ
@EfrimGebremariam
@EfrimGebremariam 4 ай бұрын
ንፉዕ ሰብ
@Simonkifle
@Simonkifle 4 ай бұрын
Kubur hawna betami eka nfua ab natey mera ab Addis yhdiryo nere 2023, Etom zeytmrakum kea adimwo kexbkkum 👌
@Bilu689
@Bilu689 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ Pepe Guardyela 👌😍
@maramihari6453
@maramihari6453 4 ай бұрын
ኣንቱም ሰባት ንስኩምስ ኩሉ እንዳማዘንኩም ንምታይ ኢኩም እዚ ህንዲ ይመስል ዓረብ ይመስል ዘይትገድፍዎ በጃም ብሕብርና እንዶ ንትሓበን ብዝኮነ ፍቅርን ሰላም ንህዝቢ ኢትዮጵያን (ትግራይ) ንህዝቢ ኤርትራን ❤❤❤❤
@anghesommehari5712
@anghesommehari5712 4 ай бұрын
@@koala10ish ኤሪትራዊ ብስነስርዐት ሐሳቡ ክገልጽ ከምዘይክእል ኣብነት ሙኻንካ ዲኻ ? እዚ ቪድዮ ብዛዕባ ስነጥበብ ትግርኛ እቲ ንህዝቢ ጸርፍስ እንታይ ኣምጽኦ ? መሕፈር ህዝቢ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 ай бұрын
@@koala10ishkkk አለኻ ድካ አነ ምርኣይ ዝሳአንኩኻ ጓሉ ዶ ንናጀርያ ፈዳይ ሕነ ሂብዋ ዳሐን ዶ ተሪፍካ ን ናይጀርያ አረኪብካ እኻ kkkkkkk🙏🙏🙏
@azebtigray6298
@azebtigray6298 4 ай бұрын
የኔ ኣባቴ 🥰🥰😢
@arusson6022
@arusson6022 4 ай бұрын
ምስ ፉሉጥ ኣሰልጣኒ ክዕሶ እግሪ ዓለምና ክለብ ማንሲቲ ይመሳሰል
@yaredmenfesawi8248
@yaredmenfesawi8248 3 ай бұрын
ናይገረመስቀል ግድን አሀድሶ🎉
@goitomkuenin6717
@goitomkuenin6717 4 ай бұрын
ኩቡር ኣርቲስት ኣታኽልት አድመን ትናን ይሃብካ ❤❤❤
@GebrewahdAbadi
@GebrewahdAbadi 4 ай бұрын
ዝገርም ዩ ኣነ መጀመርያ ደገፍቲ ኣርሴናል ዝፈጠርዎ ቅንብር ዩ መሲሉኒ ነይሩ። ግና ሓገዝኩም በዚ ከብቅዕ የብሉን እንተገደደ ምስ ጋርዲዮላ ዝፋለጠሉ ኩነታት ተትፈጥሩ ግርም ነይሩ
@Apark8053
@Apark8053 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤Tigray mearey
@hailutadesse2230
@hailutadesse2230 4 ай бұрын
ኣታኽልቲ ንፍዕ በፅፍሩ ሰብ ዝኾነ ከያኒ
@yemaneyeibyo6644
@yemaneyeibyo6644 4 ай бұрын
Kef zelwo abona gn haqom eyom nezom turkawyan yimesil. Gardiola eka ayetrefelun.
@yonasteages2600
@yonasteages2600 4 ай бұрын
Pep Gordela ❤🎉
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 4 ай бұрын
Welcome
@weldegebrialberaki75
@weldegebrialberaki75 4 ай бұрын
Medhin lebam gal tgirna qeslio riesci sefih eyu lebam agedast ekx
@Hadgembus
@Hadgembus 4 ай бұрын
መዳ ሽኮር አዲአ ሑቢ ሐቢብቲ አና አይካልኩን !!!
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤Respected Boarders of our Eritrean People a must with honor and respect as Nighborring 🙏 Nations ❤❤❤❤Absolutely 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷💯 💯💯🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇺🇸🇺🇸🇺🇸🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯💯💯
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ 4 ай бұрын
ኣቦይ ኢኻ ትመስል 😢ድማ ::ንዓኻ ይመስል ቅርንብ ዓይኑ😊
@MebrhatomTesfay
@MebrhatomTesfay 4 ай бұрын
are you serious my bro or sis😅
@HilenHileen
@HilenHileen 3 ай бұрын
❤❤❤
@tirhaswelu
@tirhaswelu 4 ай бұрын
Wow❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@giotomgebremedhin1664
@giotomgebremedhin1664 3 ай бұрын
ኣየ እወ ተጋሩ ዘሕለፍናዮ ስቃይ ተዛሪብኻ ኣይውዳእን ፈጣሪ ይኣኽለኹም ይበለና እምበር
@Selo-xi3tf
@Selo-xi3tf 4 ай бұрын
Ataklti❤❤❤gardala
@YohannesTesfaye-c1x
@YohannesTesfaye-c1x 4 ай бұрын
ፅቡቅ መዲ እሞ ህቶ አለኒ አታክልቲ 1,ዋጣ ካብ ዝጅምር ትክለኛ እድሚኡ ምክንያቱም 15 ዓመተይ ክብል ሰሚኤ ንልእሊ 25 ዓመት ከምዝኮኖ ይግምት 2 ,ጭሩኡከ ዘየ አማሃይሽ ንምንታይ
@ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ
@ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@anisaany6039
@anisaany6039 4 ай бұрын
❤❤❤❤💊💊💊🥰
@wediakele2099
@wediakele2099 4 ай бұрын
💙💙💙💙💊💊💊
@muhurberekt7144
@muhurberekt7144 4 ай бұрын
ፔፐ ጋርዴላ ኣሰልጣኒ ማንቺስተር ሲቲይ ሓውካ ከይ ከውን ኣጣይቐሉ
@Hile208
@Hile208 4 ай бұрын
Please don't ask him politics 🤗🤗🤗
@equarenderta7521
@equarenderta7521 4 ай бұрын
ኣይጥዑምንየ ወዲዓድኻ ዘይብሉ ኣይጥዑምን እትብል ደርፉ ክትጥዕም
@MaryoApp-ry5xi
@MaryoApp-ry5xi 3 ай бұрын
ከማኺ ፖልቲክስ ከይሓማዞቑ ንፍቕሪ ዝዝምሩ የብዝሓልና ።
@KasayeGgorgis
@KasayeGgorgis 4 ай бұрын
መዲሂን ሓፍተይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዲኺ ዘለኺ ቢሮኹም ኣበይ እዩ
@t.tamene6760
@t.tamene6760 4 ай бұрын
ኣሰልጣኒ እዩ እቲ ንዕኡ ዝመስል፡ ፐፐ ጓርድዮላ እዩ ዝብሃል
@luwamgebrehiwet922
@luwamgebrehiwet922 4 ай бұрын
Ah ezi hzbi ezi kemey elu yqatel 😢 Fkri u tuam
@adonaydimartini6130
@adonaydimartini6130 4 ай бұрын
ኣጆካ ኤርትራውያን እንተኢልካ ክትሕገዝ ኢካ ጓርዲዮላ ሓወይ
@ghde996
@ghde996 4 ай бұрын
Eritrawyan Hagez zilimadom, nihagzo nexi kibur hawna
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb 4 ай бұрын
Bzuhat zhgezu yhwatka kelewukas lokmexmex
@desalewedhabte8973
@desalewedhabte8973 4 ай бұрын
ዓሽ ገብረ ጓርዴላ
@berhenegash3281
@berhenegash3281 4 ай бұрын
Btaemi des zbl chira wata ezi eyu zelena zelo edmen tenan yhabo nakrabit medb kea kexlyo
@biniamsolomon45
@biniamsolomon45 4 ай бұрын
Ane kemzi kunu tigraway agatemini ayfeleten eyu.betami hakegna kab mekuanu zeyelaele kezareb kelo bemulu confidence eyu zezareb lieli kulu kea tenkolen,kefaen zeybelu betami gerhi zekone seb.kemtom kalot denakur tegaru artist aykonen.
@LetushGeremariam
@LetushGeremariam 3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@eyobdemoz7832
@eyobdemoz7832 3 ай бұрын
ማነዉ የሚባሀለዉ ጓለይ ።
@ErmyasGdey-tn4hn
@ErmyasGdey-tn4hn 4 ай бұрын
adi kale
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 3 Серия
30:50
Inter Production
Рет қаралды 1 МЛН
Остановили аттракцион из-за дочки!
00:42
Victoria Portfolio
Рет қаралды 3,6 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 3 Серия
30:50
Inter Production
Рет қаралды 1 МЛН