Breaking News ኣብይ ንጎረባብቲ ሃገራት ብትሪ ኣጠንቂቑ፣ ባይደን ኤርትራን ኢትዮጵያን ውሳነ september 8 2024

  Рет қаралды 46,199

ZENA TIGRIGNA

ZENA TIGRIGNA

Күн бұрын

Пікірлер: 201
@FlimonEri
@FlimonEri Ай бұрын
ባይደን ሞት ዝፈንፈኖ ዓጁስ
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 Ай бұрын
ኣየ ኣሜርካ ኢስራኤል ከ ንፍልስጤም ማይ ድያ ተስቲ ዘላ ሃገራዊ ድሕንነትና ካኣ ትብል እሞ ካልኦት ሃገራት ከ ንድሕንነተን ክብላ ስጉሙቲ እንተወሰዱ እንታይ እዩ ጸገሙ😂😂
@selam.291
@selam.291 Ай бұрын
ስጋካ በል
@janbe7051
@janbe7051 Ай бұрын
1 ባይደን እጉድ ሕልና መዓስከ ብዝዓባ ህዝቢ ኤርትራ ጽቡቕ ሓሲቡ ይፈልጥ ኣምላኽ ደኣ ካብታ ዘልኣለማዊት መንግስቱ ይኣግዶም እንበር ክፉእ ተግባራቶም ኣብ ልዕሊና ልዕሊ 100 ዓመታት ኣቁጺሩ ይርከብ። 2 እዛ ልምስቲ ኢትዯጵያ ሰፈር ጠንቆልትን ኩርኩር ኣሜሪካን ካብ ምስ ጎሮባብታ ሽግር ምፍጣር ሰላም ምስራሕ ምሓሻ። ወሪርና ኣይንፈልጥን ዶ በለ እዚ ዕሸል ዕንኪላሎ። እቶም ኣብ ሶማል ኣብ ኤርትራ ዝሞቱ ሰራዊት ደኣ እንታይ ክገብሩ ከይዶም?
@hyabtv6028
@hyabtv6028 Ай бұрын
Hzbie Eritrean and Ethiopian 2 hzbtat eu dbl Asha tray eu 😂😂😂😂
@hyabtv6028
@hyabtv6028 Ай бұрын
@@kb7585 ane aykonkun kemu ele. 2018 gega nhna Eritrean ena msbelna Tegaru elom xerifomna enda Hgdef. Eta Geltam gn neaka wseda. Tserfi ymharunun sdray
@janbe7051
@janbe7051 Ай бұрын
@@hyabtv6028 ዓሻ ኩሉ ግዜ ዓሻ እዩ! ሰነፍ!
@letengustesfamichael7043
@letengustesfamichael7043 Ай бұрын
አቢ ዓፋሪ
@hyabtv6028
@hyabtv6028 Ай бұрын
@@kb7585 emo hjis Hgdef tetalilom eyom xenihom eka tbleni zeleka. Anen wedi afomn nkafelo Aseb yhonal qal DR Abiy. Shu gn men eu tezaribu. Hji ka gud Blxgnann Hgdefen entay mkanu nmflat nay Kulu Hzbie Eritrea 🇪🇷 gdeta eu. 2018 ab Saudia Arabia entay tefararimom anen nskan nfelto alena du?
@Halamadr146
@Halamadr146 Ай бұрын
ኣነስ ዘይፈልጣ ኢትዮጵያ ደኣ ከይትህሉ ባድመ ኣበይ ኣላ ኢባ በልዎ
@peacefuleri1805
@peacefuleri1805 Ай бұрын
ገሪሙካ ዶ
@First-Eri
@First-Eri Ай бұрын
ኢትዮጵያ ኣበይ እያ ታኣጊዳ በይና ታኣጊዳ ኤርትራ ከይባሃል እዩ ስማዊ እከዳ ዝባሃል ዘሎ
@AnnoyedArmadillo-by4uz
@AnnoyedArmadillo-by4uz Ай бұрын
Eritrean❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 hagerna amlak aygedfenan eyu
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ Ай бұрын
ኢትዮጵያ መራሕቲ ዘይኮነላ ድኻ ሃገር፡እዚ ዕሸል መራሒ ከይሓፈረ ወሪርና ኣይንፈልጥን ክብል ገሊጹ ዝገርም እዩ፡ካብ ሕሉፍ ታሪኾም ዘይመሃሩ ደናቑር።
@TesfayDone
@TesfayDone Ай бұрын
ኤርትራ ሕጂ ድያ ተአጊዳ ንሕና ህዝቢ ኤርትራ ግን ናይ ኤሜርካ እገዳ ከም ቆልዓ ንድዃን ትልእኮ ሞቁሹሹ ትህቦ ከምኡ ኢና ንሪኦ
@AnnoyedArmadillo-by4uz
@AnnoyedArmadillo-by4uz Ай бұрын
❤❤❤
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 Ай бұрын
❤❤❤❤❤👌
@RobelTekia
@RobelTekia Ай бұрын
Halay san lebka enber sidud berya qoneka ka tenber aleka
@RobelTekia
@RobelTekia Ай бұрын
Halay san lebka enber sidud berya qoneka ka tenber aleka
@bereketandebrhan3164
@bereketandebrhan3164 Ай бұрын
ኦይ አምበኣር ኢትብያ ሓያል ሰራዊት ኣለዋ አዩ ሕው
@mussiebelay4294
@mussiebelay4294 Ай бұрын
ምፍካር ዳኣ ናየቦታትኩም እንድዩ ተገድጄ ነው ድማ ትብሉ
@mosk646
@mosk646 Ай бұрын
ወዲ በሻሻ ተዕገርግር ኣለካ ክሳድካ ኽትቅጠብ እያ😂
@neverforget7472
@neverforget7472 Ай бұрын
ወታደራቶም ኹዕሶ ክጻወቱ ዲዮም ከይዶም ን SomaliLand ዘይገዝኡ ክዘምት ከይድስ አይንዘምትን ይብል ቀይሕ ባሕሪ ኝኝኝ ኽብል ቀንዩ PIA እንተ አተዓሪቅዋ ምስ ኩለን ክንርእይ ኢና :
@Shigut
@Shigut Ай бұрын
Republican Guard zibhalu seb keyih qobii comando alewo 7th nigus tinkik bel
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 Ай бұрын
ኢትዮ ብዙሕ ግዜ ንኤርትራ'ኳ ወሪራን ተሳዒራን
@tedyyes-belew
@tedyyes-belew Ай бұрын
ኤርትራ ብታሪኽ ኩሉ ግዜ አካል ኢትዪጺያ ኔራ። አቦታትና ተም ኢሎም አየኮኑን ማሕበር አንድነት ወይድማ ኢትዩዽያ ወይ ሞት ዝበሉ ። ታሪኽ አንብብ ። ሐንካስ ታሪኽ ሻዕብያ አሚንካ ዐዘፍዘፍ አየተበል።
@robelteclemichael763
@robelteclemichael763 Ай бұрын
ሓሳዊ ድቓላ​@@tedyyes-belew
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 Ай бұрын
@@tedyyes-belewሓሶት ኣይተዘንቱ
@Ibelong_too_jesus830
@Ibelong_too_jesus830 Ай бұрын
@@tedyyes-belewentay tbl wedey nay behaki dika abotatna andnet aybelun Mnalbat abotatka
@amanieltaame9504
@amanieltaame9504 Ай бұрын
​@@tedyyes-belew emo baal aboka kemue ete belu abotatna ka Eri eilom dqala
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 Ай бұрын
ክክክክክክ ከም ኢትዮጵያ ወራሪት ሃገር ኣላ ድያ ኦጓዴን ናይ መን ድዩ ኔሩ ኣብ ኤርትራ 30ዓመት እንታይ ድያ ትገብር ኔራ እሞ ፈትያ ድያ ወጽያ እንታይ ኮኖም ድኣ ሕጂ ዝቁዙሙ ዘለዉ ባሕሪ እዳበሉ ታሪኾም ዘይፈልጡ ሃገር ኢዮም።
@احمدابرهم-و6ت
@احمدابرهم-و6ت Ай бұрын
Eretrea, ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@miniaseium7137
@miniaseium7137 Ай бұрын
Bravokb🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Ай бұрын
Welcome KB Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rusomamare6125
@rusomamare6125 Ай бұрын
ኣየ መራሕቲ ኢትዮጵያ ፈኸራ ብቻ
@merhawisyoum6385
@merhawisyoum6385 Ай бұрын
ኢትዮፕያ ኣጽዋር ምግዛእ ይፍልጡ፥ ኩናት ምስ ጀመረ ድማ፥ ነቲ ዝገዝእዎ ኣጽዋር ገዲፍካ ምህዳም ኣመሎም እዩ።
@mejdw
@mejdw Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@mejdw
@mejdw Ай бұрын
Eritrea kaa b💪💪💪💪💪mmntal aytgedfn
@marwatube7474
@marwatube7474 Ай бұрын
ኣቢ ወሪርና ኣይንፈልጥን ዝብል ሲ ንኤርትራ 30 ዓመት ጎቢጣ ሒዛታ ዝነበረት ወረራ ኣይኮነን ድዩ?
@merhawitandegergish2839
@merhawitandegergish2839 Ай бұрын
Ygerim eu
@endlesslove5873
@endlesslove5873 Ай бұрын
እታ ሓንቲ ፍታሕ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ክመጽእ እንተ ኾይኑ መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣብ ፖርላማ ኣብ ዝሃለዉል ግዜ ብ ድሮን ምድምሳሶም ኢዩ , እቲ ሓደ ፍታሕ ወይ ሰላም ክመጽእ ዝኽእል.
@abitifili3597
@abitifili3597 Ай бұрын
እቲ ናትና እንስሳ ኸ ?
@Shigut
@Shigut Ай бұрын
Kkkk enquai Dron tikoxaxer aykonka nisikas .... hawi minesnesklaa kerni Afrika
@endlesslove5873
@endlesslove5873 Ай бұрын
@@Shigut😂😂
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 Ай бұрын
😂😂ን ፋኖን ጁንታን ክስዕር ዘይትኽእል ክንድዚ ክትፍክር ኣይገርምን ዶ 🙈
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 Ай бұрын
Ethiopia ኑክሌር ዘለዋ ኢያ ትመስል ዓዘፍዘፍ ክትብል ከላ:: ንፋኖን ወያኔን ክተጥፍእ ዘይከአለት ድክምቲ ሀገር ብዛዕባ ጎረባብቲ ሀገራት ፈከራ:: ግብጺ ቀልጢፍኪ እስከ ድዋዕ አብልዮ ነዚ አባይ ግድብ አይትዝሐሊ
@teklesembetgebray7039
@teklesembetgebray7039 Ай бұрын
Gut
@teklearaya9142
@teklearaya9142 Ай бұрын
Anta ayhafrun dyom, ethiopia werira aytfeltn kblu. Janhoy Dergi Hwahat nab eritrea entay kgebru yom mexyom wedi Tonqalit
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 Ай бұрын
ኣየ ኣመሪካ ካብኣ ንላዕሊ ዘራጊት ሰላም ህኮተያ ኣሎ ድዩ
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 Ай бұрын
Thx bro
@KelatiTeweldemedhin
@KelatiTeweldemedhin Ай бұрын
እዞም ኢትዮጵያውያን ሕሙማት እዮም ኣይወርርን ዝብሉ ደኣ 120 ሚልዮን ኢና ባሕሪ ካብ ኤርትራን ሶማልን ባሕሪ ክንወስድ ኢልኩም ዝኣጎድኩሞ ምትፍናን ናብይ ናበይ እኩም ተብልዎ እዚ ዘረባ
@eritrea700
@eritrea700 Ай бұрын
ንገዛእ ሓሶቱ ይሕስዋ ኣሎ🤣🤣🤣
@jddbxx4445
@jddbxx4445 Ай бұрын
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@احمدابرهم-و6ت
@احمدابرهم-و6ت Ай бұрын
❤❤❤❤
@monica4392
@monica4392 Ай бұрын
💪🙏
@ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ
@ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ Ай бұрын
Welcome kb
@ቸንትሮ
@ቸንትሮ Ай бұрын
Thanks!
@Eritreaonelove
@Eritreaonelove Ай бұрын
እቲ ዘሕዝነካ እቶም መራሕቲ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓደ ተዝኮኑ እገዳ ምተኣለየሎም ኔሩ ኩሎም ተታፋኒኖም ግን መጻወቲ ጻዓዱ እዮም ክኮኑ
@Ronalmedia
@Ronalmedia Ай бұрын
❤❤❤
@milkiasberhane374
@milkiasberhane374 Ай бұрын
ኣዝየ ዝጸልኦ ሚድያ እዚ kb ዝበሃልዩ ካብ ቅድም ኢትዮጵያውያን ኢሎም እጠንቂቆም ገለመለ እንዳበለ ንሶም ዝበልዎ ክደግም እምበር ንኤርትራ ክከላኸለላ ሰሚዕዮ ዘይፈልጥ
@erihagerey4626
@erihagerey4626 Ай бұрын
ኣቢ ሃዳዲ ታሓኒቅካ ትኸቢብካ ብፋኖ ብኦሮሞ ብሶማል : ሑኑቕ አንታይ የውጽአ ዓፍራ : ወዲ ባሸሻ ዓፋሪ
@DadiDad-n5i
@DadiDad-n5i Ай бұрын
ምሩኽ ጀነራል ዳኣ ንመን ክፍክርን ኢዩ😂😂😂😂
@erihagerey4626
@erihagerey4626 Ай бұрын
ኣቢ መንገዲ መንጉስቱ ሃይለማርያም አያ ፈከራ ኣብዚሑ 🤣🤣🤣
@goitomgoitom1871
@goitomgoitom1871 Ай бұрын
iy, aye Abi
@senayeri433
@senayeri433 Ай бұрын
ኣለኩየ ልብሌ ባይደን ዓጁዝ😂 ፡ መን ሰብ ምስ ቆጸረኩም ቻይና ንቕድሚት።
@merhawisyoum6385
@merhawisyoum6385 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 ንህዝቢ ኤርትራ እገዳ ኣመሪካ መሊሱ እዩ ዘሐይሎ። ኣብ ግዜ እገዳ መሊስና ንሕይል ህዝቢ ምካና ዝረሰዐ ይመስል እዚ ኣረጊት። Trump ክመጽእ እዩ፥ ነዚ እገዳታት ክድርብዮ ድማ እዩ፥
@AsmeromWeldemichael
@AsmeromWeldemichael Ай бұрын
ሶርያ፡ክትኸውን፡ሙካና፡ኣትረሲዕ፡
@senayeri433
@senayeri433 Ай бұрын
ዝ ጎሮቤትና ኢትዮጵያ ድያ ዋላ ካልእ ኣላ ያ ዘይወረረት 😂😂😂 ቦሮምቦጣዕ ቤቢ ቦሽሻ 😂😂😂😂😂
@Eritreashine
@Eritreashine Ай бұрын
Why Mengstu Hailemariam run away to Zimbabwe because Shabia won🇪🇷
@norinafereg8400
@norinafereg8400 Ай бұрын
ETHIOPIA 🇪🇹 KE GOREBET MANIM AYWERATIM MIKNIYATU ( FANO . HIWEHAT. ONG SHENE ) YIBEQUTAL YE BOSHASHA LIJ ABDEWAL
@esaiasyeibiyoyeibiyo5027
@esaiasyeibiyoyeibiyo5027 Ай бұрын
ዝሰምዓካ ተኮይኑ ንገሮ ዕድሜካ ኣይተሕጽር በሎ ሃዳሚ ሕውሓት ክንሰደልካ ኢና በሎ ከዳሚ
@tsehayeatobrhan6569
@tsehayeatobrhan6569 Ай бұрын
ebakac sle selam awru
@shabatshalom693
@shabatshalom693 Ай бұрын
Ethiopia did 11 times war campaign over Eritrea but all fail its ended by victory of Eritrea,
@jemalseid4288
@jemalseid4288 Ай бұрын
ፍኻራ ድራሮም ስራዊት ኢትዮጽያ ካብ ምልሻ ፍኖ ከማን ኣይሓልፍን
@heluheri143
@heluheri143 Ай бұрын
Azi anjal da dihan Diu Abi
@neverforget7472
@neverforget7472 Ай бұрын
እቲ ሐሶት ኻብ ሙሉእ ኢትዮጲያ እዩ ዝነቅል፡ተሃነጸወታደር አብይ Ahmed Ali እቲ ብ Fano ተሃዲኑ ን ሱዳን ዘጥለዕ ዲዩ ወይስ ኻልእ አለዎ?
@Tomas-komita
@Tomas-komita Ай бұрын
ኣነስ እዞም መራሕቲ ኢዮጵያ ስራሕ ድዩ ዘብሎም ኮይኖም 24 ሳዓት ክይንዎም ብፈከራን ፖሎቲካን ዘሕልፍዎ ለኸ ገንዘብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብከንዚ እዮም ዚበልዕዎ
@MichaelGebriyesus-qr3xd
@MichaelGebriyesus-qr3xd Ай бұрын
Nay Eritrea 🇪🇷 shger yehlfu ay felten eyu akelblu dislay habwo nezi tentani tegray eyu
@DanielHagos-x1f
@DanielHagos-x1f Ай бұрын
Wurdetena Ethiopia werarit hager b telko America bsenki eiza gahmat Ethiopia kerni Africa selam tessinwo lemanit hager
@MoabHopemarry
@MoabHopemarry Ай бұрын
ኣንታ እዞም ስሑዋት መራሕቲ ኢትዮጵያስ ይሓፍሩ ዶ ኸ ንምዃኑ😂😂😂
@fnangebre4417
@fnangebre4417 Ай бұрын
ንመጀምርታ ግዜ ቀዳማይ ተኻታተሊ ኮይነ
@johannesteklu3160
@johannesteklu3160 Ай бұрын
ተበዳ ንስካ
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 Ай бұрын
Eway Ethiopia
@BereketTesfay-c2v
@BereketTesfay-c2v Ай бұрын
እዚ ናይ ኣሜርካ ይገርም እስራኤል ድላያ ትገብር ነሩስያ ኤርትራ ኣብ ክብረን ንዝጸን ምስ ጸፍዕዖ ይእግድ እንተ ኣብይ ግን
@fakaryoulibay8813
@fakaryoulibay8813 Ай бұрын
እዞም ህዝቢ እዚኦም ኣእሙሮኦም ይሰርሕ ድዪ ልእላውነት ናይ ካልእ ሃገር እንዳ ተዳፈርካ ጉዳሜኛታት ኢኹም ናብ ናይ ስነኣእምሮ ሓኪም ኪዱ ኩሉኹም ኢትየጵያዊን ርእስኹም ስርሑ ጠጠው ኣቢሉ ኣሎ
@erinatey2165
@erinatey2165 Ай бұрын
Abet ezi gura nay ethiopia meas u kebiqie
@busd7688
@busd7688 Ай бұрын
እዚ ታህዲድ ንመን እዮም ዝህድዱ መዳናገርቲ በሎም
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 Ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 Ай бұрын
ወሪረና አይንፈልጥን ዝብሉሲ..እንታይዮ አስዒርዎም አብ ኤርትራ..ወሪሮም ዶ አይኮኑን ኔሮሞ....ዝገርም መራሕቲ ኢትይጲያ አብ ሀተዉተዉ ኢዮም ዝነብሩ
@mohammedsuleyman2915
@mohammedsuleyman2915 Ай бұрын
ዳሓን ኢትዮብያ ወሪርኩም ትፈልጡ ድኩም ኣይትፈልጡን ናዓኩም ይምልከት እንቶ ንሕና ተወቃዕቲ ስለዚኮና ወቃዕቲ ተረሳዒኩም ተወቃዕቲ ኣይኒሪሶዑን ኢና ሓንሳብ ተጸበዩና ሓዊ ክንሪኳዓልኩም እና ኣንቱም ካሕዳማት ከደምቲ
@shishaybokrezion9618
@shishaybokrezion9618 Ай бұрын
ኦጋዴንን አጋባቢዉ በወረራ እስካሁን የያዛችሁትን መልሱ ። ኢትዮጵያ ለአፍሪካ ሽበራ እንጂ ሰላም አምጥታ አታዉቅም ።
@MrGezai
@MrGezai Ай бұрын
ኢትዮጵያ ውያን ክንደይ ትሕስዉ? ኢትዮጵያ ወሪራ ኣይትፈልጥን ኢልካ ዘረባ ኣሎ ድዩ? ወራር ድኣ ናይ ኣቦታትኩም እንድዩ ስራሕኩም እንድዩ
@eritrea63
@eritrea63 Ай бұрын
ዘይበሰለ መራሒ ብጀካ ፈኸራን ጉራን ካልእ ዘፍርዮ የብሉን ።እንተ ንህዝቢ ኢትዮጵያ እሞ ካብዚ ኣትዩዎ ዘሎ ዓዘቕቲ ሰላም የውርደሉ።
@zetamful
@zetamful Ай бұрын
Ethiopia is in the worst time with Abiy
@MartaMerkeb-n8c
@MartaMerkeb-n8c Ай бұрын
Wwww❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegazeabzemichael3784
@tsegazeabzemichael3784 Ай бұрын
ሓሶት፡ ፈኸራ፡ ጃህራ፡ ታህዲድ... ናይ 4ኪሎ መንነት እዩ ። "ብጃህራን ፈኸራን ዝተሳዕረ ህዝቢ የለን" ።
@WadRaka-Raki1
@WadRaka-Raki1 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 ፋኖ ክጻወር ዘይበቅዕ ቀደም መላመዲ TDF ዝኾነ ባህራሪ ሰራዊት መሕፈሪ ኢትዮጵያ እምበር 🤣🤣🤣🤣🤣
@እየሱስከሞትየድናል
@እየሱስከሞትየድናል Ай бұрын
አይ አብይ የሰው ባህር መመኘት የሰው አገር ከመውረር አይተናነስም። 30 አመታት ኤርትራን የወረረ ማን ነው???
@neverforget7472
@neverforget7472 Ай бұрын
😂😂😂😂ወታደራቶም ኹዕሶ ክጻወቱ ዲዮም ከይዶም ን SomaliLand ዘይገዝኡ ክዘምት ከይድስ አይንዘምትን ይብል ቀይሕ ባሕሪ ኝኝኝ ኽብል ቀንዩ PIA እንተ አተዓሪቅዋ ምስ ኩለን ክንርእይ ኢና :
@ksanethaile2624
@ksanethaile2624 Ай бұрын
ኣቢን ኢትዮጵያዊን ታሪክ ብግልባጥ ኢዮም ዝዛረብ 😁😁😁😂😂😂
@merhawisyoum6385
@merhawisyoum6385 Ай бұрын
ኢትዮፕያ ኣጽዋር ምግዛእ ባህሎም'ዩ፥ ኩናት ምስ ጀመረ ድማ፥ ነቲ ዝገዝእዎ ኣጽዋር ገዲፍካ ምህዳም ኣመሎም እዩ።
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 Ай бұрын
ኢትዮጵያ ወሪራ ኣይትፈልጥን ድማ ይብሉ 😂😂😂 ወሪራ ሰሊጡዋ ዘይትፈልጥ ትምክሕተኛን ጉራ ብቻ 😂😂😂 ንዕቀት ሶማል ዘምጸኦ ሰበብ ንግብጺ ኣሕሊፉ ፍጢሩላ ኣሎ ሕጂ ግጠሙ ሓይልኹም ኣርእዩና ።
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 Ай бұрын
Hasewti ab lili eritra meqexelta nay zhalefe 20 ametat ,zgeberuwo igeda ember ab lili Ethiopia ykun tegaru mnim aynet igeda yelon mknyatu Ethiopia nay American sheqalit iya bflay dima tegaru nay Americawyan qendi wey zbelexu gilatat iyom
@MichaelGebriyesus-qr3xd
@MichaelGebriyesus-qr3xd Ай бұрын
👎 👎 👎 👎 👎 👎 👎 nay Eritrea 🇪🇷 amste ata banda
@neverforget7472
@neverforget7472 Ай бұрын
😂😂😂እቶም ሻዕብያ ዘሰልጠነቶም ሱማልያውያን🇸🇴🇸🇴🇸🇴🤣🤣 ነቲ አለኒ ዝብሎ ወታደር ወዲ በሻሻ ናይ 1 ሰዓት እዮም መህረፋት እተን መሳሪያኩም ን ሱማል ከተረክብወን ኢኩም ኢትዮጲያ።
@GBM-m4s
@GBM-m4s Ай бұрын
Shabia supporters crying daily because Ethiopia gain naval and commercial port in somaliland(5 new port). Djubti, Somali, Kenya is additional option.
@haileghebrehiwet33
@haileghebrehiwet33 Ай бұрын
ሰውየው ኣብደዋል የለው ታሪክ ማንበብ ትንሽ አያፍርም ሕክምና ያስፊልገዋል
@dalac_93
@dalac_93 Ай бұрын
RIP
@Bahrna593
@Bahrna593 Ай бұрын
Meshak zikonet hager eshel merahi zereba tiray lokmata ni fano zeykales netom tankin airhailin zelewom kemey geru eyu kikil setaset
@madinaabdala1835
@madinaabdala1835 Ай бұрын
امرك كازب لخبط. مونفق شعب فلسطن اطفل فلسطن مو ناس يا كازب. اقلع. اقلب. واجهة مين ارتري يا مونفق ناصور مع شعب ارتري مع عسكر ارتري مع ريس ارتري 💪♥️🇪🇷♥️💪♥️🇪🇷♥️💪♥️🇪🇷♥️💪♥️🇪🇷
@AsmeromWeldemichael
@AsmeromWeldemichael Ай бұрын
ሓንቲ፡ልምስቲ፡መሓውር፡ዘየብላ፡ሀገር፡ጭንቀት፡ዘይ፡ገብሮ፡የሉን,በል፡ዱኹዒ፡ክትከውን፡ሙኻና፡ኣትረስዕ፡300ዓመት፡ዕዮገዛ፡ክትወሀቡ፡ኢኹም
@MichaelGebriyesus-qr3xd
@MichaelGebriyesus-qr3xd Ай бұрын
Wekara eyu ezi tetani
@رنرترترزرزرز
@رنرترترزرزرز Ай бұрын
Werira aytfelTn knzi ykewn hasot endasemaeka temahalalfo medyatat wn beka kndzi zkewn hasot ab medyaka tehlf
@peace-1900
@peace-1900 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 Tebulaqat nay Alem Ethiopea kedamit Ethiopea Be expire sirnay zeyti Kab Amlak Tsaida mirabawinan zeaminu America Abat nebsu , (mis Eritrea kab negesetat lieli 100 amet werereti mis somalia Hargesa kill somall nay men diu fekera hasot zemut ne 1nti kirshi elom seb zeketelu Rediet abey tarik seierom yefeletu sovet south koria iraq Ukraine America engliz Israel Eropa hebret mis egeda entay gerom melhasom neweh Egrom hatsir nefekera zetefetru Akili Tsebet uyyyyyy debelo delo nezi nay Adiss Abeba Amahadari ) Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Nay Eritreawian wetru Awet N Hezebi Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@norinafereg8400
@norinafereg8400 Ай бұрын
USA HASWTY AMEXTY ERITREA 🇪🇷 DEA INTAY GERA ? IGEDA KINAWAHALA ? ITOM QENDI IGEDA KINAWAHALOM ZIGIBA BAL WEDI BOSHASHAN BAL XADQANIN IYOM
@tesfomtemnewo
@tesfomtemnewo Ай бұрын
Tokative more
@DejenZeray
@DejenZeray Ай бұрын
Eti bayden dea derumu zelo entay kegid eu aye merebawyan😂
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 Ай бұрын
Wshetamoch le 30 Ametat yeritra meriet worachu yeirtra hizb stbelut yneberachu alneberachum aydelachum yenante abatoch wendmoch riesa yelielew akebabis eritra wist ale
@GBM-m4s
@GBM-m4s Ай бұрын
Afar people must free from tigragna speaker Eritera. Afar will be one people and country.
@mebrihittedros6199
@mebrihittedros6199 Ай бұрын
ፍኮራ ብቻ ኣህያ መቸም ኣይቀየርም እና
@eritreaeyakibrtey2129
@eritreaeyakibrtey2129 Ай бұрын
Ay Ethiopia 💀☠️💀☠️💀☠️💀
@assefawhabtemariam899
@assefawhabtemariam899 Ай бұрын
ኢትዮጵያ ጎሮቤቶችዋ ወራ እንጂ ተውራ ኣታቅም
@HelenDebesai
@HelenDebesai Ай бұрын
oyyyyy borae boraeNEritrea da Men eu weriruwa neru Hade kedamay prister kzarebo zeygbio medere bhaki mhfer zkone merahi😂😂😂
@merhawitesfamariam2424
@merhawitesfamariam2424 Ай бұрын
Degifom telahaywas zela ymesla
@ابراهيم-ك2ف
@ابراهيم-ك2ف Ай бұрын
ሓቂ፡ኢንተዙሁሎዎ፡ኢስራኤል፡ዛይኢጊድ።ቆንቃን፡ሲይጣን፡ሓቂዛይቡሉኣራጊት
@dawittesfgaber5484
@dawittesfgaber5484 Ай бұрын
KB ወገናኛ ናይ ትግራይ ክኸዉን ከሎ ኣስፍሕ ኣቢልካ ትዝርዝር ዘይተፈለጥካ ፈኩስ ኢኻ
@Uealisreal
@Uealisreal Ай бұрын
Ethiopian fekeran da laili ata nikilil tgray keman ay kalen mish nkalot zey steru ke funfunat
@tesfaytewelde8499
@tesfaytewelde8499 Ай бұрын
እዋይ ሓሶት ክፈትዉ ዞምሰባት ወሪራ ኣይትፈልጥን ኢሎምካኣ ከመይ ኢዮም ዝሓስብዎነዚህዝቢ ኣንታ 10ዓመት እካዘይገበረ መዋእሎም ኪወሩ ዘሕለፉዎ ረሲኦሞ ብሓሶት ዝተነድቀ ሃገርከመይ ኢሉ ከይፈረሰ ይነብር ባዕልኹም ብሓሶት ትነድቁዎ ባሓሶትካኣ ተፍርስዎ ቲትዛረብዎ ሪኢኹምን ሓሲብኩምን ተዛረቡ ህዝቢ ናይዝበዛሕካስ ኒሰብ ከተጛጥጥ ኒኹይናትዱዩ ተፈጢሩ ትህዝቢ መከራኡ ዘይውዳእዞባ❤
@mogossolomon2632
@mogossolomon2632 Ай бұрын
Ethiopia dea ab deb endamatkum tirkebu ab geza enda seb tirkebu ab juba enda amatkum tirkebu abmntay ke zeyt tirkebu sereqt
GERE EMUN PART 202 | ገሬ እሙን ክፋል 202
25:41
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 20 М.
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Stokes Twins
Рет қаралды 16 МЛН
Friends make memories together part 2  | Trà Đặng #short #bestfriend #bff #tiktok
00:18
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 103 МЛН
The Brexit effect: how leaving the EU hit the UK | FT Film
28:25
Financial Times
Рет қаралды 7 МЛН
Why I Left The UK & How Much It Costs To Move And Live In Cyprus! 2024
20:25
Ukraine Entire Frontline Analysis
37:34
Task & Purpose
Рет қаралды 1,4 МЛН
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Stokes Twins
Рет қаралды 16 МЛН