ቡን ናፍለሐት ምስ ጀነራላት (ወዲ እምበይተይን ዘነበን) ዘጋጠማ ? ፡ ሰላሊት ተባሂላ ተታሒዛ ፡ መሐብሐቢ ህፃናት ከፊታ 👉ተጋዳሊት ማዕርግ 0902015820

  Рет қаралды 32,219

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

5 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ቡን ናፍለሐት ምስ ጀነራላት (ወዲ እምበይተይን ዘነበን) ዘጋጠማ ? ፡ ሰላሊት ተባሂላ ተታሒዛ ፡ መሐብሐቢ ህፃናት ከፊታ 👉 ተጋዳሊት ማዕርግ 0902015820
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 70
@user-nw7jj4lw2z
@user-nw7jj4lw2z 5 ай бұрын
ታሪኽ ናይ ትግራይን ትግራዋይን ፅዊኻ ኣይውደእን እዩ 🌹🌹
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 5 ай бұрын
@tessemamizer9907
@tessemamizer9907 5 ай бұрын
ሻላክን አዲ እኒሄና ዋእሮና❤❤❤❤
@desalegntella1057
@desalegntella1057 5 ай бұрын
አደይ መሐብሕቢ ህጻናት ናይ ብሓቂ ፅቡቕ ምርጫ ስም:: ብዘይ ጥርጥር ዕላማኪ ክትወቕዒ ኢኺ አጆኪ በርትዒ!
@DanielHalefom-bq3cl
@DanielHalefom-bq3cl 5 ай бұрын
Magiway our Hero we Thank you 🙏 🙏 🙏
@user-zs2uk2on4c
@user-zs2uk2on4c 4 ай бұрын
ዝገርም ዝገራርም ጅግንነት ዋዕሮታትና ኣዝዩ መሐበኒ እዩ። ኣጆኺ ዝሓፍተይ
@user-tz2qz1md7s
@user-tz2qz1md7s 4 ай бұрын
Proud of you meargey jegnit waero 👏👏❤❤
@user-vc6ip7re1x
@user-vc6ip7re1x 5 ай бұрын
መርኣያ ጀግንነት ዋዕሮና❤💛❤️💛❤🔥🍁🌲🌳
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 4 ай бұрын
Jegna nifeti bertie 🌹
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዋዕሮ ዝምስገን ስራሕ ሰናይ ስራሕ ይኹነልኺ እግዚአብሔር ፅላል ይኹንኹም 🙏🕊❤️❤️❤️
@EyuBharish
@EyuBharish 4 ай бұрын
አጆኺ ዋዕሮ ለጋስ ሐላይት
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ዋዕሮ ተጋዳሊት ሓፍትና ዘይተዘረበ እምበር ዘይተሰረሐ ጀግንነት የለን:: ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ::
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 4 ай бұрын
Thank you our sister !! We love you.
@fisshabelay6364
@fisshabelay6364 4 ай бұрын
ገድሊ ዋዕሮ መኣርግ ፍፁም ጫፍ ዝረገፀ ገድላዊ ታሪኽ ሜዳልያ ክብሪ ትግራይ ዘሽልም እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ተባረኺ!
@kalayutekle6832
@kalayutekle6832 5 ай бұрын
ዋዕሮ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ዘይትሕለል
@FM-iq3qo
@FM-iq3qo 5 ай бұрын
God bless you and your family my hero sis😂🙏🏻🙏🏻🙏🏻🫶👏🥰
@universityabraha8030
@universityabraha8030 4 ай бұрын
Heroine. Of Tigray adey God bless you my sister 🙏
@solomonzerat7043
@solomonzerat7043 4 ай бұрын
አጆኺ ዋዕሪት ኩሉ ከሐለፍ ኢዩ : እቲ ሐላፍነትኪ አብ ህዝብኺ አርኢኺዮ እኺ : ሕጅውን ናይ ብርሃን ባና ብዝቀረበ ጊዜ ክትርኢ ኢኺ : ትግራይውን ሐራን ነፃን ኮይና ክትርእያ ኢኺ❤::
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 4 ай бұрын
እግዚኣብሄር ዝሓሰብክዮ የሳኻዓልኪ!!! መርኣያ ፅንዓት ዋዕሮታት ትግራይ ኢኺ!!! በርትዒ! ኣጆኺ!
@ftwi
@ftwi 5 ай бұрын
naybhaki Maerg nay seb sebawinet zelewa seb ezia eya amlak msaki ykun xbkti ftret❤❤❤❤❤
@user-ns4vi7pb6e
@user-ns4vi7pb6e 4 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮና❤❤❤❤
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 4 ай бұрын
እምበር ማእርግ ጀግና ዋዕሮ ተጋዳሊት ማእርግ ከበደ ንፍዕቲ !!!
@estifanosteklek
@estifanosteklek 4 ай бұрын
እዋይ ልግስና ጀግንነት ፍልጠት ሓፍተይ አጆኺ እማን❤" አደይ"❤
@talleygohas5721
@talleygohas5721 4 ай бұрын
ለባም ብልፅቲ ጉዋል ዓደይ ፈጣሪ አብዚሑ ይሓብኪ , ይሓግዝኪ::🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹☘️☘️☘️☘️
@stpual1
@stpual1 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን እምነየልኪ ጀግና ሓፍትና።
@user-qq3je7ix3s
@user-qq3je7ix3s 4 ай бұрын
ኣድራሻ ናይዛ ሰብ ብከመይ ይርከብ
@TitiGualAbrha-hv3je
@TitiGualAbrha-hv3je 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ጅግና ዋዕሮ
@user-ym8ew8hk5l
@user-ym8ew8hk5l 4 ай бұрын
አጆኽ አቲጂጊና ዋዕሮ።
@aregaiw
@aregaiw 4 ай бұрын
🎉ወፍዪቲ ተጋዳሊት ሓፍትና ንኾርዓልኪ
@Yaredtube23
@Yaredtube23 5 ай бұрын
ንዝኣ ተታቡ ኹልኹም ደቂ ዓደይ ደምሩኒ ፕልስ ከይቲሓልፉኒ ሓብርና ንዕበ ደቂ ዓደይ❤
@keberetsige
@keberetsige 3 ай бұрын
Still, if you need, you can contact me anything anything you need? Because I have planned after two weeks to meet her.
@aregaiw
@aregaiw 4 ай бұрын
ደስ በሃሊት ለባም!
@getachewhailemariam7645
@getachewhailemariam7645 4 ай бұрын
ጅግና ~ኮሪዕናልኪ👌🏻👌❤️
@karamara9641
@karamara9641 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@wgtfelafl6367
@wgtfelafl6367 4 ай бұрын
ኣብዛ መልእኽቲ ሽም እቶም ጀጋኑ ንምንታይ ከም አርእስቲ ተገሊፁ ላግፂ ይበሃል ናይ ቢዝነስ ላግፂ ዓገብ ክበሃል ይግባእ።
@abrahamtekelehaimanot6504
@abrahamtekelehaimanot6504 4 ай бұрын
ዋዕሮ ብጣዕሚ ንፍዕቲ
@DenemeDeneme-db8fi
@DenemeDeneme-db8fi 5 ай бұрын
ቢጣእም ጀጊና ምቅርት እኪ ቢጣእም እናናመስጊን❤❤❤❤
@habeshaconnection1585
@habeshaconnection1585 4 ай бұрын
አጆኺ አብ ጎንኺለና መቀለ ተመፅየ ከይራኣኹኺ አይምለስንየ
@FfFgg-gx3wr
@FfFgg-gx3wr 5 ай бұрын
ጅግና ምቅርቲ❤❤❤🎉🎉🎉
@user-jd9jj7wl1w
@user-jd9jj7wl1w 4 ай бұрын
Meargey jegna waerooooo❤❤❤❤
@user-re1xr4dd7q
@user-re1xr4dd7q 4 ай бұрын
tnx more liya sis❤🙏
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia 4 ай бұрын
Just look her facial expression.....
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-qw7bg9tb7s
@user-qw7bg9tb7s 4 ай бұрын
❤❤❤
@semeresibhatu8691
@semeresibhatu8691 4 ай бұрын
“አእምሮ” ዶ ኽብለኪ መዓርግ ንኹሉ፣ ከማኺ ሓብሓቢት አደስ (እኖስ) አበይ ያ ትህሉ፧
@asfawesenmekonnen6762
@asfawesenmekonnen6762 4 ай бұрын
ኩሉ ተርክብሉ ልበ ሙሉ። ኣብ ዝለዓለ ብርኪ ከምንረኽበኪ ኣይንጠራጠርን።
@AlemqDesu
@AlemqDesu 3 ай бұрын
❤❤🎉🎉❤❤🎉
@user-gw8gw8sx2o
@user-gw8gw8sx2o 5 ай бұрын
💛❤️💛❤️
@user-uw8tf5bw4r
@user-uw8tf5bw4r 5 ай бұрын
ሳብክራይብ በሉለይ ተጋሩዋይ ❤❤❤
@gebremikaelhagos7988
@gebremikaelhagos7988 4 ай бұрын
ዋዕሮ ምእንቲ ህዝብኹምን ዓዱኹምን ከቢድ ዋጋ ከፈሉኩም ኢኹም እዳዘከርኖዮ ክነብር ኢና ጀጋኑና የቐንየልና 🙏🙏🙏 thank you🙏🙏 ብሰንኪ ቡሉሽው መሪሒነት ሕዋሓት ዓቢዩ ወድቀት ጋጢሙና እዩ ህዝቢ ትግራይ በቃ ይአክል ክብል ይግባእ። 😢
@fjjgghjjhv-bv2zk
@fjjgghjjhv-bv2zk 3 ай бұрын
ዋዕሮ ቡሉፂ ኣተሓሳሰባ እዩ ዘለኪ ፈጣሪ ዘሓሰብኪዬ የሰኪዐልኪ
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 5 ай бұрын
ስዕረት ዘምጽኦ ጭንቁት ብፀቶም ክአስረ ክክክክ መስሓቅ ዝኮነ ቃላት ናይኩሎም አየ ተጋደልቲ ትግራይ
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g 4 ай бұрын
Blackmailing Generals of Tigray a crime called complicit to genocide.
@tirhaswelu
@tirhaswelu 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@mmmmm2701
@mmmmm2701 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@raheldeata8542
@raheldeata8542 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@user-je8mc6bk9x
@user-je8mc6bk9x 5 ай бұрын
ንፍዕቲ
@wgtfelafl6367
@wgtfelafl6367 4 ай бұрын
ኣብዚ ሕዚ እዋን ከምዚ ዓይነት ብዩቱብ ምሕላፉ ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ የምዝን ስለዝኾነ በዚኦም ምንጋድ ጠጠው ይበል ይኹን እምበር እቲ ታሪኽ ይፀሓፍ ይሰነድ እቲ ኹነታት ገና እናሃለወ ከምዚ ዓይነት ዓገብ ክበሃል አለዎ።
@teklayhailu5977
@teklayhailu5977 4 ай бұрын
ክትመሥገኒ ዘለኪ ጀግና ኢኺ
@YOHANESWEREDE
@YOHANESWEREDE 4 ай бұрын
Anta nzom hizbe drone gerom eyom wadamom
@eyobyat
@eyobyat 4 ай бұрын
ናይ ቤቲ ሃይላይ ሃፍቲ ድያ ?😂😅
@weldaykebede130
@weldaykebede130 4 ай бұрын
ዋይይ ሓሶት ኣብ ትግራይ ዘለኩም ሚድያታት ግን ናይ ዘመደኣዝማድ እዩ ዶላር ክብል
@user-zc1ik6fo5x
@user-zc1ik6fo5x 5 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ጀግና ዋዕሮ እኺ መግለፂ ነቶም ጀጋኑ እኺ ዕድመን ጥዕና ያሃብኪ፡፡
@fisshabelay6364
@fisshabelay6364 4 ай бұрын
ኣዋሽ ዝብልዋ ሹም ኣበይ ትርከብ? ኣብ ትግራይ ድያ? ንምንታይ ከ ኣዋሽ ተባሂላ? ካባይ ጀሚረ ካልኦትን ስለንዳናገር ዘለና ብዛዕባ ኣዋሽ ትባሃል መብራሕርሂ ተትገብሩላ።
@abrahamtekelehaimanot6504
@abrahamtekelehaimanot6504 4 ай бұрын
ኣዋሽ ኣብ ከተማ መቀለ ዝርከብ ሕክምና ሽም እዩ
@MozaHabshia-zl2eh
@MozaHabshia-zl2eh 4 ай бұрын
ኣዋሽ ኣበ ከተማ መቀለ ዝረከብ መሐኪሚ ማእኪል እዩ
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 4 ай бұрын
ዋዕሮ ብጣዓሚ ጎብዝ አምላክ ሓሳብ ልብኪ ይስመርልኪ ጀግና ሓፋተና 🙏🙏🙏❤❤👌
@user-ng4uj8og8p
@user-ng4uj8og8p 5 ай бұрын
❤❤❤
@user-gc5ps6ol6x
@user-gc5ps6ol6x 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@mmmmm2701
@mmmmm2701 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
Gym belt !! 😂😂  @kauermtt
00:10
Tibo InShape
Рет қаралды 13 МЛН
DAD LEFT HIS OLD SOCKS ON THE COUCH…😱😂
00:24
JULI_PROETO
Рет қаралды 15 МЛН
ክልቲኦም ደቀይ ወሲዶሙለይ  josias denden
18:39
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 64 М.