#ኣቡነ_ኣንድርያስ

  Рет қаралды 90,219

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 1 500
@gedamtube
@gedamtube 6 ай бұрын
#please #share_bsubscribe #like እንዳገበርና ዛ ቻናል 50 ሽሕ follower ነእትዋ እንዶ
@temesgenamlaki9833
@temesgenamlaki9833 6 ай бұрын
እሺ ብሩከይ ነብፀሐልኻ ኢና
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 6 ай бұрын
እሺ አይዘካ ፀግሸይ ኢዚይ ብዚሒካ ፅብቅ ዝይፉትየልና ኮነ እምብር
@እየሩሳሌም-የ9ጸ
@እየሩሳሌም-የ9ጸ 6 ай бұрын
እሺኒ ፀጋይ ሓዉና
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@rozar227
@rozar227 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@ሐመ
@ሐመ 6 ай бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ምሕረት ኣውርደሎም
@musiakasahailu
@musiakasahailu 6 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 6 ай бұрын
ተመስገን እግዚኣብሔር ኣምላክ ታይ ይሳኣኖ ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም
@brijap5171
@brijap5171 6 ай бұрын
መድሃኒኣለም ምሉእ ምሕረቱ ይላኣኸለም🙏
@DingileMaryam
@DingileMaryam 6 ай бұрын
ተጋሩ አሕዋተይ አበይ አለኹም ንዑ አሕዋትና ንሓግዝ ሼርርርርርርር ላይክ እናገበርና ንትሓጋገዝ
@MwheruMwheru
@MwheruMwheru 6 ай бұрын
ን ምሕረት ይግበረሎም አግዚኣብሔር ኣምላኽ ብርግጽ ካ ክምሕረኩም አዩ መሓሪ አዩ ኣምላኽና❤
@Brhan-u1s
@Brhan-u1s 6 ай бұрын
እግዚኣቢሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደልኩም ንዝረዳእክምዉም ኣሕዋትና እውን ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@mediymediy4807
@mediymediy4807 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኩም
@edelehagaz
@edelehagaz 6 ай бұрын
ኣሰይ ተመስገንካ ኣምላኬ ምሉእ ምሕረት የዉርደሎም
@TagHailay
@TagHailay 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ይወረደለኹም🙏🙏🙏
@deradubai1754
@deradubai1754 6 ай бұрын
ተመስገንካ ለካ ሓጎስውን የንብዕ እዩ ኣብ መጠረሻ ብሓጎስ ነቢዐ እንቋዕ ማይ ፀሎት ወሰድኩሞም ታሪክ ክልወጥ እዩ ብሓቂ ተመስገን ክብሪ ይግበአኩም አቱም ክቡራት ገበርቲ ሰናይ መጋቤ እላፍ መ/ር ጸጋይ ምስ መሳርሕትካ❤❤❤❤🙏🙏 ጎይታ ታይ ይሰአኖ ሙሉእ ድሕነት ይግበረሎም ኣብ ቀረባ ግዜ ዶሞ ባዕሎም ክምስክሩ ፍቃድ እግዚአብሔር ይኩን
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ 6 ай бұрын
ብትሓጋስ ነብዐ 😢 እግዚአብሔር አምላክ ብሓቂ ማሓሪ ተመስገን ምሉኡ ልሙልኡ ሓዉዮም ክርእ ይፅበ ኣለኹ ክብራት ስድራ እግዚአብሔር ተመስገን አምላክ ምሉኡ ምሕረት ይውርደልኩም
@ኣፅባዊት
@ኣፅባዊት 6 ай бұрын
በአነት ካማይ ዶ ነቢዕኹም ሓጥያትና ሓዲጉ አሰ ምሕረቱ ልአኽ ኣብልሎም ተመሰገን😭😭😭😭
@hierantekle3091
@hierantekle3091 6 ай бұрын
ወላ ኣነ ሓቂኪ
@rozar227
@rozar227 6 ай бұрын
@@ኣፅባዊት ዋላ ኣነ 😥
@yordanosghebrebrhan295
@yordanosghebrebrhan295 6 ай бұрын
Aseyyyy amelak mehretu yelaklom 🙏🙏🙏🙏🥲🥲🥲🇪🇷
@saragebru4077
@saragebru4077 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የዉርደሎም
@ቲቲጋልተዋህዶ
@ቲቲጋልተዋህዶ 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገ ምሉእ ምሕረት ይግበረሎም 🙏
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ቅዱስ ቁርባን ከኣ እተዝዉስኹሉ ኣብ ልዕሊ ፀበል ብድሕሪኡ ድያብሎስ ኮነ ናይ ደፍተራ ርኹሳን መናፍስቲ ሙሉእብሙሉእ ይሰዓሩ ካብ ዘለኒ ናይሂወተይ ተመኩሮ መጋቢ ኣእላፍ መምህር ምስ መሳርሕትኻ ምስጋና ይበፃሕኩም🙏🏽
@BerihaAlene
@BerihaAlene 6 ай бұрын
እግዝኣብሄር ምሉእ ምሕረት ይልኣኸልኹም ኡፍ ኣሕዋተይ መምህረይ እቲ መንበሪ ገዛ እውን ካብኡ ወፂኦም ተትቅይሩ እቲ ዝለፀ እዩ
@TigistMekonen-x2x
@TigistMekonen-x2x 6 ай бұрын
ፀገይ ሀወይ እድመን ጥእናን ይሀብካ ቃላት የብለይን ገና እቲ ገዛ ምስተሀደሠሲ ቀሺ ማይፀለት ይንፀጉሉ ፈጣሪ ምህረት የውርደሎም።
@user-in4hz6ew8oSelam
@user-in4hz6ew8oSelam 6 ай бұрын
ኣብ መጨረሻስ ከመይ ድዩ ደስ ኢሉኒ ኣብ ሓደ ማዓልቲ ከምዙይ ምርኣይ ማለት ታኣምር እዩ ኣምላክ ሓያል ኩሉ ዘይሳኣኖ ልቃደመ ተመስገን👏👏👏
@AaAa-xk3qo
@AaAa-xk3qo 6 ай бұрын
ሕሱም ታሕጓስ ዝብሎ ጠፊኡኒ ብሐቂ አምላኽ እንታይ ይሰአኖ ሙሉእ ይግበረሎም
@assass8589
@assass8589 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Oneday-q7t
@Oneday-q7t 2 ай бұрын
👍👍👍🙏🙏🙏
@yeshargabrha6088
@yeshargabrha6088 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበሮ❤
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 6 ай бұрын
ናይ ዝቅፅል እባ ኣምፀአልና መምህር ፀግሸይ ሃሪርና ድሕነቶም ናብ ገዝኦም ምስ ተመለሱ ንገረና
@letsheyob7493
@letsheyob7493 6 ай бұрын
ንምሕረት ይግበረሎም ንፈጣሪ ኩሉ ኣይሳኣኖን እዩ
@lilimulu5020
@lilimulu5020 6 ай бұрын
ተባረኹ ምሕረት የለአኸሎሞ ፈጣሪ👍🙏
@SultanSultan-rm1vz
@SultanSultan-rm1vz 6 ай бұрын
እግዛብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም
@Kidane16mhret
@Kidane16mhret 6 ай бұрын
መምህረይ ብጣዕሚ ኢየ በቲ ትገብሮ ዘለኻ ቅዱስ ቅንኢ ዝቐንእ፡ኣምላከ ቅዱሳን ምሕረቱ ይልኣኸሎም በሓቂ፡ንዓኹም ካኣ ጸግኡ የብዝሓልኩም፡ዓስቢ ቅዱሳን ዝኸፈል ይኽፈልኩም ፈጣሪ፡ካብ ሓውኻ ኤርትራዊ
@zafutesgay156
@zafutesgay156 6 ай бұрын
ሙሉእ ምሕረት ይግበሮሎም
@genethagos9547
@genethagos9547 6 ай бұрын
ምሉእ ምሕረት ረኪቦም ዓዶም ክምለሱ ይአምን❤❤❤❤
@ማዓርግጓልእመብርሃን
@ማዓርግጓልእመብርሃን 6 ай бұрын
ሙሉእ ምሕረት የዉርደሎም 😢
@ሜሪያድንግልማሪያምልጅ
@ሜሪያድንግልማሪያምልጅ 6 ай бұрын
መድህንአልም አቦይ ክብርን ምስጋናና ይግብዓከ ❤❤❤❤
@Samira-it6jh
@Samira-it6jh 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉ፀላኢኩም ይደፋእ ኩቡር ወላዲና ተመሰገን አምለክይ
@makitemesgen3386
@makitemesgen3386 6 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ዝግዚኣብሔር ታይ ይሰኣኖ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን ❤❤
@aishaais8070
@aishaais8070 6 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ምስ ደገፍትኻ ፈጣሪ የሐግዝኻ።
@fitsumhaile5052
@fitsumhaile5052 6 ай бұрын
ብሂወተይ ዝሀዘንኩሉን ዝፀለይኩሎም መአልቲ ለቅዱስ ኡራኤል ተማፃቢኤሎም እየ ድቃስ ስኢነ ሰለስተ መአልቲ ህጂ ግን ደስ ኢሉኒ ምህረት ከውርደሎም እዩ
@Medi-m3u
@Medi-m3u 6 ай бұрын
ሙሉእ ምሕረት ይላኣከልኩም ደቂነይ😢❤
@GenetEstifanos-y7p
@GenetEstifanos-y7p 6 ай бұрын
ሙሉኡ ምሕረት የውርደሎም እግዚአብሔር ናዓኩም ካአ ይመሰልኩሙ ይሕዋተይ 🙏🙏🙏
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 6 ай бұрын
ተመስገን❤ቅዱስ❤እግዚኣብሔር❤መድሃኒ ኣለምዕልልልልልል❤ ናበልኩም❤ይምለስኩም❤መድሃኒኣለም ❤ምሳኩም ይኩን❤ድንግል❤ማርያም❤ቅዱሳን❤መላእክቲ❤ኣማላድነቶም❤ፀሎቶም❤ኣይፈለኩም❤ኣይፈለየና❤ንዘልኣለም❤ኣሜን❤❤❤
@hanuhoon9559
@hanuhoon9559 6 ай бұрын
ዕዕልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AaAa-p8m
@AaAa-p8m 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብፀሎት ኣቡነ እንድርያስ ኣቦና ምሕረት ይግበረልም🎉🎉❤
@LeMiLove2p4
@LeMiLove2p4 6 ай бұрын
እግዝአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን ለሕዋትና እዉን ምሕረት የዉርደሎም😢
@MaryMm-h1m
@MaryMm-h1m 6 ай бұрын
ናይ እግዚአብሔር ተአምርስ ክንደይ ድንቂ እዩ መድኃኒ ኣለም ኣቦይ ታይ ሰኣነካ መሊእኻምሕረትካ ልኣኸሎም❤🙏
@SisayFkr-qv1nx
@SisayFkr-qv1nx 6 ай бұрын
ኣምላክ ምሕረቱ ይስደደልኩም
@MebrhitHaftu
@MebrhitHaftu 6 ай бұрын
እግዝኣብሄር አምላክ ሙሉእ ምሕረት ይውርደሎም 👏👏👏👏👏
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 6 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ❤❤❤
@mssalam3983
@mssalam3983 6 ай бұрын
😢😢Temsgen amlkeye❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏☝️☝️☝️☝️☝️☝️😭😭😭😭😭😭😭😭😭 mine yesnhel yene geta🙏
@የቅድሰትአርሴማልጅ
@የቅድሰትአርሴማልጅ 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ተመሰገን ሙሉእ ምሕረት ይግበረለም
@BerheAmare
@BerheAmare 6 ай бұрын
መምህር ጸጋይ ብጣዓሚ ቅዱስ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ ኣምላክ ዓዲልካ መፈጸምቱኡ የርእይካ ንየሕዋትና ድማ ምሕረት የውርደሎም ኣምላክ
@MK-rg1og
@MK-rg1og 6 ай бұрын
ተባረኹን ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢 ዓስብኹም ኣብ ሰማያት❤❤❤
@SjvsjgxjcsSkvabvelvs
@SjvsjgxjcsSkvabvelvs 6 ай бұрын
ምሕረት የውርደሎም እግዚኣብሔር ኣምላክ
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 6 ай бұрын
አሰይይይ አምላክ ታይ ይሳአኖ ምሉእ ምሕረት የዉርዶሎም መዳሃኒአለም አቦይ
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 6 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ አሕዋት❤❤❤
@selamGbrkurstos
@selamGbrkurstos 6 ай бұрын
Amen meary kmy diye tehaguse
@ZayedEtay
@ZayedEtay 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@zufanghermai7459
@zufanghermai7459 6 ай бұрын
ተመስገን ጎይታይ!!!
@Zafu.Welete.Maryam.21
@Zafu.Welete.Maryam.21 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብፀሎት ኣቡነ እንድርያስ ኣቦና ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኩም😢😢❤
@Sameera-fk3ho
@Sameera-fk3ho 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 6 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ❤❤❤
@እልሻዳይእካአምላከይ
@እልሻዳይእካአምላከይ 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት ይውርደሎም ሓውናውን ምስ መሳርሕትካ አብ ዓምደ ወርቂ ይፅሓፍልኩም ❤❤❤❤❤
@Bakariraheltadesse
@Bakariraheltadesse 6 ай бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ እንትይ ይስኣኖ ሙሉእ ምሕረት ይገረሎም ዞም ኣሕዋተይ ። ስለ መምህር ጸጋይ ንምዝራብ ቃል ይሓጽረኒ ኣምላኽ ጸጋኻ የብዝሓዩ ሓወይ መዓረይ !!
@HiwotGebretsadik-lc1gh
@HiwotGebretsadik-lc1gh 6 ай бұрын
ኣቡነ እንድርያስ ኣቦይ በረከቶም ይብፅሐና🙏🙏🙏
@creedsandle346
@creedsandle346 6 ай бұрын
ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት ኡውርደሎም
@hareyahareya6870
@hareyahareya6870 6 ай бұрын
ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ትከድዎ ትረግፅዎ ትሓስብዎ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኩም ይኹን መምህረይ ምስ መሳርሕትካ ንአሕዋትና ከዓ ከምቲ ን38ተደኒሱ ዝነበረ ሕሙም እግዚአብሔር ዝመሓሮ ንዐኦም ከዓ እግዚአብሔር ይፈዉሶም ፀሎት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለይኩም መምህረይ❤❤❤❤❤
@kidaneteklia8073
@kidaneteklia8073 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይምሓሮም ፡ ንስካትኩም ድማ ብሰማይን ምድርን ዓስብኩም ይሃብኩም።
@zaharazahara502
@zaharazahara502 6 ай бұрын
ዕልልልልልል ተመስገን ኣምላክ❤ እግዚኣብሄር የሓግዝኩም ያሕዋተይ
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube 6 ай бұрын
ተመስገን ብሓጎስ ነቢዐ😢😢ኣምላከ እንድርያስ ምሕረት ይኣዝዘሎም ❤🙏
@AhvajcAhvajva
@AhvajcAhvajva 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏💓💓💓💓💐💐💐💐💖💖💖💖💙💙💙💙💙💚💚💚💚💐💕💖ኣምላክ ምሕረት የውርዶሎም
@Abeba-d6m
@Abeba-d6m 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውረደሎም ልኣሕዋትና ንዓካ እውን ምስ መሳርሕትካ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም ❤❤❤
@tillybaby5110
@tillybaby5110 6 ай бұрын
ምሕረይት ይኣዝዘልኩ ኣሕዋተይ 😢😢😢
@selamhaile8324
@selamhaile8324 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ንምሕረት ይግበረሎም እቶም አገልገልቲ ከአ ጸጋይ ምስ ብጾትካ አብቲ ዘይሐልፍ ዓንደ ወርቁ ይጽሐፈልኩም🙏
@HhBb-h5g
@HhBb-h5g 6 ай бұрын
እግዛኣቢሄር ኣቦይ ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ😢😢❤❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 6 ай бұрын
መድሃኔአለም ምሉእ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም❤❤❤❤
@MhretTades
@MhretTades 6 ай бұрын
ፈጣሪ ኣቦይ ማዓረይ ምሕረትካ ልኣኸለም. ሓደራ ብሓጎስ ነቢዐ😢😢 መምህር ፀጋይ ኩለኹም ይመሰለልኩም❤
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 6 ай бұрын
ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ❤❤❤
@mesghenetseyoum526
@mesghenetseyoum526 3 ай бұрын
ሙለእ ጥዕናን ምሕረት ብጌታ የሱሰ ሰም የውርደሎም ንዓካትኩም ከአ ጽንዓት ፀጋን በረከትን ይሃብኩም። ጌታ ይችላል በእምነት ንዝልምንዎ ጌታ ይምልስዩ።
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 6 ай бұрын
ቃላት የለን ናአካ ዝኮን ፀግሸይይ ምስ መሳርትካ ❤❤ ን ምሕረት ይግበረሎም
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 6 ай бұрын
አግዛብሄር ኣምላኽ መድሓኒቶም ስለ ዝኾነ ውን ይኾን አስካብ አዛ ዕለት አዚኣ ዘጽነሖም አግዛብሄር ምሕረቱ ይልኣኸሎም 🙏🙏🙏
@ሰደተይልሂወትኮይንለይ
@ሰደተይልሂወትኮይንለይ 6 ай бұрын
ሰለ ሁሉ ናይ እስራኤል ቅዱስ ይመሰገን ምሉእ ምሕረት ይግበረሎም ❤❤❤
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 6 ай бұрын
ፈጣሪ እንታይ ይሳኣኖ ብሓይሊ ፈጣሪ እዩ ኩሉ ብቶም ፃድቅ ኣቦና ፀሎት እዩ ብናትካትኩም ደማ ቅንዕና እዩ ክቡራት ኣሕወተይ ይመሰልኩም❤❤❤❤❤❤
@m.zm.z5213
@m.zm.z5213 6 ай бұрын
ኩሉ ትክእል ልኡል እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት ልአከሎም ፈጣሪ ታይ ይሰአነካ አመሰጊኖም ብሙሉእ ጥዕና ይመለሱ ዝሓገዝኩም ወገናት ውን ፈጣሪ ዋጋኩም ይክፈልኩም🤲🤲🤲🙏🙏
@Th-si7zn
@Th-si7zn 6 ай бұрын
መድሃኒኣሎም ኣቦይ ኣልቦ ዘይሳኣኖ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ምልኡ ምሕረት ድማ የዉርደልኩም ምቅራት ኣሕዋትና
@ggdhdbfhamenamenamen6583
@ggdhdbfhamenamenamen6583 6 ай бұрын
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኩም እግዛብሔር አምላክ
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ተሓጉሰ ቃላት ስኢነሉ አቱም ኩለኩም አብዚኦም ልተሳተፍኩም አምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም😢❤❤❤🎉🎉🎉ብሓቂ ተስፊ አለኒ ሓዊዮም ክምለሱ❤❤❤
@AliA-yh5ql
@AliA-yh5ql 6 ай бұрын
ኣስይይይይይ ኣምላክ ታይ ይሳኣኖ ምሉእ ምሕረረት የውርዶሎም መዳሃኒኣለም ኣቦይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Sss-zs7he
@Sss-zs7he 6 ай бұрын
ውይ ተመስገን እስመ ኣልቦ ለይሳኣኖ እግዚአብሔር ካብ ተመሰገን እሞ ታይ ታይ ውሬታ ንከፍሎ እ/ር ምሉእ ምሕረት ገይርሎም ናብ ምስክርነት ከም ዝበቅዑ ባዓልቲ ምሉእ ተስፋ እየ መ/ር ፀጋይ ዶሞ ዓስብካ ካብ እ/ር ርከቦ ምስ መሳርሕትካ ብኡነት ብሓጎስ ነቢዐ አብ መጨረሻ ንሓው ጫምኡ ክኣስረሉ ምስ ራኣኩ
@fhfg6051
@fhfg6051 6 ай бұрын
ምሉእ ምሕረት ይግበረልኩም ኣሕዋተይ መዓረይ 🙏🙏🙏ኣነስ ቃላት ሲእነልካ ክብር ሓወይ ኩሉሻዕ እየ ዝካታተለካ እም ዕድመን ጥዕናን የሃብካ 🙏🥰ተጋሩ ግና ናይ በዓልና ሚድያ ኣይነዕቢን እስቲ ሓቦ ንበል ኣብ ናይ በዓልና ሚድያ 🥰🥰🥰🥰
@mearzenebhemen8602
@mearzenebhemen8602 6 ай бұрын
ኦ አምላክ ታይ ይሳአነካ ፈጣሪ ኩሉ አለም ፀጋካ በረከትካ ይሕደሮም ነዞም የሕዋትና እዉን ኩሉ ዝፃዓርው አስምረሎም አይተስታሓፍሮም አ/ር አምላክ አቦይ 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
@flfh9679
@flfh9679 6 ай бұрын
እግዝኣቤሔር ሙልእ መሕረት ይግበሮሎም 🙏
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 6 ай бұрын
ውይይይ አንታ ፈጣሪ አቦይ ተመስገን ሙሉእ ይኩነሎም መድሃኒአለም አቦይ ታይ ይሳአነካ ንዓካ ተመስገን😢😢
@JonMan-w5o
@JonMan-w5o 6 ай бұрын
ፃዲቅ ኣቡነ እንድርያስ ብኣማልደቱ ምሕረት ይልኣከሎም ዞምኣሕዋትና
@trhasgide-pl9wi
@trhasgide-pl9wi 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍውሲ ምሕረት ይልኣከልኩም ሓዊኩም ከኣ ንምስክርነት የብቅዕኩም የሕዋተይ ንእስነትኩም ይርእየልኩም መድህናኣለም ❤❤❤
@hayawe2767
@hayawe2767 6 ай бұрын
ድንግል ማርያም ምሳኹም ትኺን ኣሕዋተይ😢😢
@ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ
@ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ 6 ай бұрын
አሰይይይ እግዚአብሔር ታይ ይሳኣኖ ምሉእ ምሕረት የዉርዶሎም መድሃኒአለም ኣቦና🙏🥰
@gualabaytigray
@gualabaytigray 6 ай бұрын
ምህረት የውርደሎም 🤲
@genethagos9547
@genethagos9547 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ አቡነ እንድያስ አቦይ ምሕረት የውርደሎም በረከቶም ይሕደረና ጎልጎል ዓደይ
@rozar227
@rozar227 6 ай бұрын
ኣነስ 6 ወርሒ ብሸንሸል ተኣሰረ እንዳሓጸብኩ ምሕረት ረክበ ድሕነ ኣብ ሙሉእ ቀልበይ ተመለሰ ሳላ ቅድሳን መላክቲ ድሕነ ተመስገን ኣምላክ ቁድስ ስፍራ እዪ ኣብነ እንድያስ ንኩሎም ኣብ ጭንቂ ሕማም ኣብ እግዛብሄር እንተወድቅኻ ትድሕን እኻ 🙏🙏🙏
@genethagos9547
@genethagos9547 6 ай бұрын
@@rozar227 ብሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን
@GgRr-r4y
@GgRr-r4y 6 ай бұрын
አበይ ከባቢ ድዩ ክብረተይ
@rozar227
@rozar227 6 ай бұрын
@@genethagos9547 ሓፍተይ ናተይ ተመስገን ኣምላክ ሳላ ቅድሳን መላክት ኩሉ ግዜ ኣብ ጎነይ ኣለው እንትጮ ኬባቢ ኮይኑ ሴሮ ይባሃል 🙏🙏🙏
@rozar227
@rozar227 6 ай бұрын
@@GgRr-r4y ኣብ ከባቢ እንትጮ ኮይኑ ሴሮ ይባሃል ቅድስ ስፍራ እዪ
@AskalMehari
@AskalMehari 6 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ፋነይ
@ፋነይ 6 ай бұрын
በዚ ትገብሮ ዘለኻ ኣምላኽ የቅንዓልካ ዝሓወይ ንዕኦም ድማ እግዝኣቢሄር ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም😢😢😢😢
@12-sn8tv
@12-sn8tv 6 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዞም ዝሕግዙ ኣሕዋትና እውን ብዝወፀ ይተከአልኩም ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት ይሰደደሎም🙏🙏🙏
@abrehetkeshp9742
@abrehetkeshp9742 6 ай бұрын
እሰይ ተመስገን ኣምላኸ ቁዱሳን ምሕረት የውርደሎም
@Berhan367
@Berhan367 6 ай бұрын
እግዛብሄር ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም🙏🙏🙏💐💐 ንስኻትኩም ለ ተባረኹ
@Saamrhaamad
@Saamrhaamad 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምልኡ ምሕረት የውርደሎኹም ኣሕዋተይ❤
@LulaAnday
@LulaAnday 6 ай бұрын
ኣሰይይይይይይ ኣምላኽ ጥዑም ተመስገን ❤❤
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 6 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ እንኻዕ ናብ ማሕበርና ኣባሰላማ ካሳትየ ብርሃን ወሰድክምዎም ፍረ ምናጥስ መሐብሐቢ ኣረጋዉያን መሐብሐቢ ህፃናት እና ቃለ እግዝያብሔር ስለ ልስበክ ቀልጥፏም ክሓዩእዮም በቦና ኣባ ገብረመድህን ደደመት ተልበጅን ይመሓላለፍ እዩ ኩሎም ኣብኡ ለለዉ ደጉተራት ፈቃድኡ በረካ ልከዱ ንነበሩ እዮም ኣምላክ ይመስገን ምሕረት ገይርሎም ፈጣሪ ልምስክር በቅዖም ልህዝቦም የገልግለዊ እና ኣነ ልባዕለይ ምስክር እየ ልብና መርምርና ኣብ ኣምላክ ነመለስ እትብል መዝሙር ሰምዐ ናብ ኣምላክ ተመልሰ ሰላም ኣለኩ ኩሉ ጭንቂ ኩሉ ሕማም ምሕርኒ ኣቦዋይ መድሃንየ ኣለም ይመስገን ሀዚ ኣብ ፅብቅ ደረጃ ኣለኩ ስለ ኩሉ ወዕለቱ ኣምላክ ይመስገን ኩሉ ግዘ ፈጣሪ ኣብ ልመረፆም ሰባት ሓድሩ ይምሕረና ኣነ ልባዕለይ ኣብ ኣቦና ገብረመድህን መዝምር ገይሩ ምሕርኒ ልብና መርምርና ኣብ ኣምላክ ንመለስ ልትብል ሰምዐ ተመልሰ ኣብ ኣቦና ሓድሩ ልመሓረኒ ፈጣሪ ይመስገን ከም ሓጥያተይ ተይኮነስ ከም ዓብዪ ምሕረቱ ሰላም ሰላም ሰላም ኣለኩ ሻላ ሰላማዊ እየስስ ክርስቶስ ተመስገን መድሃንየ ኣለም ልዘልዓለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AlemAlem1212
@AlemAlem1212 6 ай бұрын
ሙሉእ መሕረት ይውርደልኩም❤❤❤
@mmmmm2701
@mmmmm2701 6 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ እታይ ይሳኣኖ❤
የቅዱስ መርቆርዮስ መዝሙሮች  Ye kidus Merkorios Mezmur
30:38
ነገረ ቅዱሳን _ Negere Kidusan
Рет қаралды 5 М.
OCCUPIED #shortssprintbrasil
0:37
Natan por Aí
Рет қаралды 131 МЛН
요즘유행 찍는법
0:34
오마이비키 OMV
Рет қаралды 12 МЛН
ነዚኦም ዘይፈልጥ ኣሎ ዶ ?
21:06
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 44 М.
ብወለዲ ምምርዓው ይበልፅ ፡ #amazing lovestory #wedding
32:36
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 27 М.
OCCUPIED #shortssprintbrasil
0:37
Natan por Aí
Рет қаралды 131 МЛН