ኣቡነ እንጦንዮስ መናፍቕ ድዮም፧ ብኮለል ዝተወድአ ዝርርብ

  Рет қаралды 26,501

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Күн бұрын

Пікірлер: 567
@robelzerabruk267
@robelzerabruk267 Жыл бұрын
ስለ ድንግል ማርያም እቶም ትከታተሉ ተኺኢልና ስለ ሓድነት ንጸሊ ንንባዕ ካብኡ ዝተረፈ ናይቲ ሓደ ናይቲ ሓደ ወገን ዝገልጽ comment ምጽሓፍ ነወግድ በቃ ሰለ ቤተክርስትያን ንብዓት ሓዘን ጾሎት ምህለላ እዩ ዘድሊ🙏🙏🙏⛪️ ምስ ሰናይ ይቅሬትኡ!
@Adam-fz3xy
@Adam-fz3xy Жыл бұрын
ብሓቂ
@yoditmehari48
@yoditmehari48 Жыл бұрын
❤❤❤ graet hasab
@yoditmehari48
@yoditmehari48 Жыл бұрын
❤❤❤ graet hasab
@yoditmehari48
@yoditmehari48 Жыл бұрын
❤❤❤ graet hasab
@ድንግልማርያምዋሕሰይ-ለ1ዘ
@ድንግልማርያምዋሕሰይ-ለ1ዘ Жыл бұрын
🙏🙏አግዝኣብሄር ኣምላኽ ንቤተክርስትያና ሰላሙ የውርደላ ኣሜን
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ Жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ኣይንፃረፍ ኣብ ፀሎትና ንዘክሮም ኣሕዋተይ ኦ ኣምላከይ ይቅር በለልና😢 ስልጣንከኣ ምእንቲ ከይንፈርድ ከምዚ ኣይተምፀአልና ብውሽጢ ተዘራረቡ 😢
@ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ
@ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ Жыл бұрын
ዋይ ፅብቅ እንበር ከንፍራድ ዘይከነ ንገብእናስ እዛም ከመዝይ ዓይነት መምህርን ንፍልጥም
@እንደፍቃድህኣኑረኝጌ-ቨ3ለ
@እንደፍቃድህኣኑረኝጌ-ቨ3ለ Жыл бұрын
ብሓቂ ✅ስጦታየ💚ምስትውዓሉ ይዓድለና ውዴ🙏💚
@kbromtumuzgi7155
@kbromtumuzgi7155 Жыл бұрын
ብውሽጢ እንተዝዛራረቡ ደኣ ዝበለጸ እንዲዩ፡ ንዩቱብ ክብሉ ንህዝብና ከም ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ በብናቶም ቲፎዞ ጎጅሎሞ
@grmay7779
@grmay7779 Жыл бұрын
​@@kbromtumuzgi7155 እታ ዘጉሃየትኒ እዚኣ ኢያ። ስልጣን ዩቱብ ክበልዕ ክብል ሰብ የናቑት ኣሎ። ኣሕዛኒ😢😢😢
@kbromtumuzgi7155
@kbromtumuzgi7155 Жыл бұрын
@@grmay7779 ኣነ ዘገረመትኒ ከኣ ቃለ ሂወት የስመዓልና ዝብሉ ዘለዉ ሰባት ኢዩ፡ ኣየናይ ቃል ኢዩ ሂወት ከስመዓልና ኢልካ ሓቲትካዮም ክምልሱ ዘይክእሉ ሰባት
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዝኣብሔር ይመስገን ኣቤቱ ልቦና ይሃበና
@senaythayleslasye198
@senaythayleslasye198 Жыл бұрын
ኣቡነ እንጦንዮስ በረከቶም ይሕደረና😢
@WeiniAregai
@WeiniAregai Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይይ
@Fisha.yemane-27
@Fisha.yemane-27 Жыл бұрын
መጀመርታ ሰላምታይ የቅሪብ ቀጽለ ኣቅራቢ መደብ ሓውና ንዝሓተትካዮ ሕቶታት ግቡእ መልሲ ኩሉ ሰብ ክንረክብ ምእንትን ኩሉ ነገር ምስ ተሓታቲ ሓውና ተሰማሚዕካ ናብ ሰማዕቲ ከተቅሪቦ ነይርካ። እዚ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ። ንስካ ሓጽር መልሲ ደሊካ እዚ ግን ብሓጽር ዝምለስ ኣይኮነን ከም ዝመስለኒ። ሰብ ብዙሕ እዩ ተጸብዩ ግን ቆየቃ ወይ ዘይምርድዳእ ኣብ ሞንጎኩም ጥራይ እዩ ነይሩ። ክትሰዶ ከማን ግቡእ ኣይኮነን። እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለልና ንኩላትና! እቶም ኮመንት ንጽሕፍ ከኣ ጥንቂቅ እልና ንጽሓፍ ። ከምዝሰመዓናዮ መኪና እንዳዘወረ ወይ ሕማቅ ግዜ ከለዎ ነዚ ዓቢ ሕቶ ክምልስ ንጽበ ኣለና፥ ነስተውዕል የሕዋተይ! ኩላትና ናይ ሓደ ወገን ጥራይ ኣይኒኩን እና ሓደራ!!! ሓቂ ወይ ሓሶት ጥራይ ኣይኮነን እቲ መልሲ መክንያቱ ፣ስለምታይ፤ ብከመይ ወዘተ ዝብሉ ክምለሱ ሰለዘለዎም። ሰላም ንኩሉም ❤
@ማይተኸላ
@ማይተኸላ Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መስተውዓሊ ኢኻ
@ezgabiherymesgen214
@ezgabiherymesgen214 Жыл бұрын
Ygerm eyu, Sultan haxir melsi delyu, ab youtube ka abi geru kemxo kemzi elu enda bele, Ezgabiher yqre ybelelna bgaki,
@muludesta1912
@muludesta1912 Жыл бұрын
ብሓቂ
@Garnacho-49
@Garnacho-49 Жыл бұрын
ያ ጽቡቅ ኣለካ እዚ ወን ናብ ዩቲዩብ ክዝርግሖ ኣይግባእን እዩ ተደልዩ ኣብ ሊቨ ዓዲሙ ከዘራርቦ ነይርዎ
@JojiJo-fi9vq
@JojiJo-fi9vq 10 ай бұрын
God bless u ለባም ኦርቶዶክስ ሓወይ ኣጆካ ኣብ እምንተካ ጽናዕ
@ሂዋንጋልትግራይ
@ሂዋንጋልትግራይ Жыл бұрын
ዋይ ስልጣነይ ብውሽጢ እዶ ወድእኩም አትመፅኡይ መናፍቅ ዳኣ ታይ ድዩ ድልየቶም አርሰ በአርስና ክንጋጨ እዛ ሓቀኛ እምነት ብትንትንን ክትብል እዩ ፀሎቶም አረ ሕደጉ ብውሽጥኩም ተራዳድእኩም እቱ ልመአመናን ዝጠቅም ወንጌል ስበኩልና ሕጊ ቤተክርስትያን ኣሎ ብውሽጢ ጌጋ ዝተጋገየ አረድእዎ ኣይምለሲ እንተእሉ እዝይ ሓቀኛ መምህር ኣይኮነን እልኩም ላብ ምድያ ኣምፆእኩም ተፍልጥና ተዘይ ኮይኑ ተቃዳድምኩም ላብ ምድያ ወፅእኩም ባዓልኩም ንባዓልኩም ኣትማጎቱ ብውሽጢ ተረዳድኡ አሕዋተይ መምህረይ ስልጣነይ ከምዝይ ነገር ኣደዳ መናፍቅ እዩ
@FishaleZaid-xv3ds
@FishaleZaid-xv3ds Жыл бұрын
ኩቡር ሓውና ስልጣን እዚ ጉዳይሲ ብዉሽጢ ዘይትዛራረብሉ ንስኹም ኣብዚ መጺኹም ክትከራኸሩ መፍቶ ጸላእቲ እምነትና ትገብሩና ኣለኹም
@amanialmtku
@amanialmtku Жыл бұрын
መልሲከ ዘይህቡ መንዩ ልፀርፈኒ ካብ ከምዚኦም ልበሉ ብዉሽጢ ሓቢእካ ሓንቲ ሓቂ ሒዝና ሙጉዓዝ ይሐሸና
@amanialmtku
@amanialmtku Жыл бұрын
@gual fitewrari ናይ ክቡር መምህርና ስልጣን ትኽክል
@yordanostnsae3599
@yordanostnsae3599 Жыл бұрын
Besmeab selam amlak msaka ykun Stan hawna🙏 Egzabher mhretu yilakelna🙏😥
@ጋልክርስቶስ
@ጋልክርስቶስ Жыл бұрын
አቦና እንጦንዮስ ቁዱስ ወሰማእት 🙏🏾❤️🙏🏾
@dfhf8186
@dfhf8186 Жыл бұрын
ሰልጣን ሓውይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላክ ኣሜንኣሜንኣሜን🤲✝️💒💕💕💕💕
@vcd5555
@vcd5555 Жыл бұрын
ሱሉጣን ሓውና እንካዕ ዳሕና መፃኢኻ ይቅርታ ግን መጀመርያ ብግል ምርድዳእ ይሓይሽ ነይሩ ሱሉጣነይ ግን ስለ ውልቀኦም እዩም ዝጭነቅለቡ መርጌታ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ኩቡራት የእግዝአብሔር ቤተሰብ ሓደ ሰብ ሓው ትኾንሎ ማይ ሕዝና ንረድኦ ኣለና 😢 ዘኽብረካ መምህረይ ሱልጣን ሓወይ እዝስ ብግል ትረዳደኢሉ ብናይ ቤተ ክርስትያን ኣቦታት ጳጳሳት ካብ ትረዳደእሉ ፅቡቅ ነይሩ 😢 ብጣዕም ያሕዝን መርጌታ ምንዳድ ናይ ክርስቶስ ኣይኮነይ ክርስቶስ ኣምላኽና ፍቅር እዩ ፍቅር ክህልየና ኣለዎ ይቅርታ ስለ ድፍረተይ ሱልጣን ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ ❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 Жыл бұрын
ኣቤቱ ኣምላከ አስራኤል ምሕረትካ ላኣከልና👏😢 ኣቱም ኣቦታትና ሓደራኩም ደቅኩም ሓብሩ ንስካቱም ክትካፍፈሉ ነቲ ህዝቢለ ስኣን ሓድነት ይበታተን ኣሎ ምስ ይቅሬታ ዳኣ እምበር ካብዚ እንታይ ተማሂርኩም👏😢 ነቲ ሃይማኖትለ ከም ፖሎቲካ ቱሓደ ስልጣን ቱሓደ ምርጌታ ይብሎ😢 ኣምላከ ሰላም ነታ ሰላምካ ናፊቃ ትናወፅ ዘላ ዓለም ሰላምካን ህዳኣትካን ኣውርደልና👏
@Medhinhagos-ep1lp
@Medhinhagos-ep1lp Жыл бұрын
Werena egziabher mhretu yewrdelka meqebabeli
@FithawiDawit
@FithawiDawit Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ንክርስትያን ዘይውክል ብስም ሥላሴ ዘይተከፍተ ጉባኤ ክሰምርውን ኣይክእልን'ዩ ብዋዕዋዕታ ዝኸውን የለን ብሰላም ክፍታሕ ተስፋ ንገብር እግዚኣብሔር ኣምላኽና ሓድነቱ ይላኣኸልና!ኣሜን
@እግዚአብሔርኣምላክይመሰገ
@እግዚአብሔርኣምላክይመሰገ Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ ሰራዊት ይመሰገን ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ ሰራዊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ ካብ መልኣክቲ ሳጥናኤል ካብ ሃወርያት ይሁዳ ካብ ጳጳሳት ኣርዮሰ ካብ ናይ ዘመና ድማ ንብዓል እዚኦም ደቂቅ ኣርዮሰ ሰለ ዘለው ብዚኦም የንገረም መምህረይ ሰልጣን ወዲ ቅዱሰ ኣትናትዮሰ ኢካ ጅግና በርትዕ እሱ እውን ወዲ19ዕድመ ናሃለወ እዩ ልኣርዮሰ ኣሕፊርዋ ኣነ እውን ፍቃድ እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ ሰራዊት ተኳይኑ ከማካ ክከውን እየ ዝደሊ ኦርቶዶክሳውያ ኣሕዋተይ ድማ ኣብ ንማሃሮ ንፍለጥ መናፍቃን ክዳና ተካዲኖም ዝመፅሉ ንዓና ከዳናግሩ ሰዓት ኢና ዘለና ሰለዚ ንኩሉ መርምርዋ ልቲ ሰናይ ሰዓብዋ እዩ ዝብል ቃል እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ ሰራዊት ሰለዚ ኣብ ሓንቲ እምነት ሓደ ሓደ ጐይታ ሓንቲ ጥምቀት ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ንፅናዕ አሃዱ ቤተክርሰትያን💘 ኣሃዱ ሲኖዶሰ 💘 ኣሃዱ ፒትሪያሊክ💘 ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ሙካን ተመሪፅካ እንበር መሪፅካ ኣይኳነን ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ልዘልኣለም ትንበር አሜን አሜን አሜን💘✝️💘🙏::
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Жыл бұрын
እዝንና ልምስማዕ ደንፅይና ክቡር መምህርና ስልጣን አቦ ዓቅሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤❤❤
@SalamSalam-fg6tg
@SalamSalam-fg6tg Жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ኣምላኽ የብዝሐልካ ስልጣን ሓወይ❤❤ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይኒ ልቦናና ይክፈትልና በስም አብ ኣነስ አብሚድያ ወፂኦም ህድእ ኢሎም ተማሃሩስ አብ ኩሉ ከሙኡ ይመስለኒ ነይሩ 😢😢😢
@lovetigray7773
@lovetigray7773 Жыл бұрын
ሰላም ሥልጣን ሓዉና እንኩዓ ብዳሓን መፃእኻ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባረኽ መርጌታ ድኣ ሰሕተቶም ዘይእርሙ ችክ ምስ በሉ እንድዮም
@vbdhejbdd2093
@vbdhejbdd2093 Жыл бұрын
ምርገታ ርኡሱ ስሒቱ አሎ
@ተመስገንኣምላኬ-ኘ4ቐ
@ተመስገንኣምላኬ-ኘ4ቐ Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ስልጣንይ❤🤝ዋይይ ታይ ድዮም አነስ ይካታተለም ነይረ እየ አርምን 😢😢የፈለጥኩይ ነይረዋ ምስ ይቅርታ
@እንደፍቃድህኣኑረኝጌ-ቨ3ለ
@እንደፍቃድህኣኑረኝጌ-ቨ3ለ Жыл бұрын
ስልጣነይ ትእግስቱ ይስጠህ መምህሬ 💚
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ Жыл бұрын
👌👌👌👌
@እንደፍቃድህኣኑረኝጌ-ቨ3ለ
@እንደፍቃድህኣኑረኝጌ-ቨ3ለ Жыл бұрын
@@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ ውዴ 💚
@welde9662
@welde9662 Жыл бұрын
ኣቡየት ግዜ ሰላም መምህር ዘኣማኒኤ ናይ በሓቂ ትምህርትኹም ናይ ልብስን ኣንነትን ምሁር ምሁር ምጽዋትን ምኻኑ ፍልጠትኩም ኢኹም ኣርኢኹምና ትምህርቲ እንተ ዘይተጠቒምካሉ ወይ ኣመሓላሊፍካዮ ኣበይ ኢና ክንርእዮ ስልጣን ደኣ ይሕተትካ እምበር ህዝቢ በቲኑ ዘሎ ሕቶታትዩ ንስልጣን ምምህር ኢየ ኢኻ ምሽ ትብል ኢልካ ካብ ምቁንጻብ ምምህሩ ምኻንካ ከተርእዮ ኢና ተጸቢና ግን ሚሂሩካዩ ወጺኡ ሰልጣን ከኣ የቐንየልና ከም ወትሩ ናይ ወትሩ ትኸታታሊኹምየ ነዚ ህዝቢ ምንጪ ምብታኑ መራሕቲ ሃይማኖት ብዝያዳ ከኣ እዞም ተማሂርና ትብሉ ሰባት ምኻና ኩሉ ግዜ ዝብላያ እግዚኣብሄር ሰላሙ የውርደልና
@saraa9497
@saraa9497 Жыл бұрын
ወይ ስልጣን ትኽእሎ ኣነስ እንዳኣፍኻ ሓረ በስመ ስላሴ ታይ ዓይነት ሰብ ይኡዝ ሃማዓሉ እንጣጥዕ ዘርእለና ድኾነ መርገታ 😅ምድያ ድኡ ድፈርሕ ኾይድኻ ኣስተኻኽል እት ትጠየቆ ሀይምልስስ ደርጋዕጋዕ ስልጣንዬ የኔ ውድ ኣብ ቤቱ ያንብርኻ ኣይትሓዘሉ ርኡሱ ዘውርዎ ይኡ መስለን ሃምዝ ድሰምዕለኽዎ❤
@ሜሪጓልተዋህዶYouTube
@ሜሪጓልተዋህዶYouTube Жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃካ ሰልጣንይ ማዓረይ❤
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube Жыл бұрын
ዊ አሕዋተይ እዚ ግዜ ከቢድ እዩ አብ ጸሎት ንታሓሳሰብ 😢ካልእ ዘረባ አየድልን
@sewasweyaeqob8054
@sewasweyaeqob8054 Жыл бұрын
ሸርሽርካ እምበር ምውጋዝን ምእጋድን እንታዩ ፍልልዩ ዘይትብሎ።
@ማርያምኣዶጎይታ-ኈ5ለ
@ማርያምኣዶጎይታ-ኈ5ለ Жыл бұрын
በስመ ስላሴ ትዕግስቲ ዘይውሉ ዘረባ ኣጀካ መምህረይ ኩሉ ንፅቡቅዩ❤
@tesfalemgebrehiwet5835
@tesfalemgebrehiwet5835 Жыл бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ከመይ ኣለኩም ምእመናን ሕዝበ ክርስቲያን ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኹን። ብምቅጻል ንመጋቤ ሃዲስ ኣማኑኤል ክብሎ ዝደሊ ካብ ውልቃዊ ረብሓን ስምዒትን ወጺእካ ከም መራሒ መጠን ስለ ኩሉ ኣማኒ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ክትሓስብ ይላቦ ኣብዚ Record ከም ዝሰማዕክዎ ስለ ነብስኻ እንበር ስለ ሓውካ ግዲ ዘለካ ኣይትመስልን ስለዚ ፍልጠት ይነፍሕ ጥበብ ግን ሂወት የውህብ ከም ዝበለ ቅዱስ ጳውሎስ ሓደራ ንምእመናን ብጥበብ ፍቅሪ❤❤❤ ስበኽ
@SaddGaff
@SaddGaff Жыл бұрын
ኣነ ስ ይካታተሎ ም እየ ነይረ በስም ስላሴ ምስትዋዓልና የዓድለና እግዚኣብሔር ስልጣነይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤ 😢🇨🇳🇨🇳🇨🇳
@JojiJo-fi9vq
@JojiJo-fi9vq 10 ай бұрын
ተጋጊካ
@merontesfalem9328
@merontesfalem9328 Жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት በጃካትኩም ባ ነዚ ምእመን ሰላም ሃብዎ ስለ ዝግሄር😢
@kbragoytom5057
@kbragoytom5057 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህርና አባተ ትሕትና ስልጣን ቁፀሎ
@lidyateklit-xh2rh
@lidyateklit-xh2rh Жыл бұрын
Besmeslase amlkey yeqre belelna 😢😢😢😢😢😢😢
@tg6336
@tg6336 Жыл бұрын
እንካን ብሓዳን መፃእካ መምህረና ✝️
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 Жыл бұрын
Amen amen amen ❤🙏
@ድንግልማርያምዋሕሰይ-ለ1ዘ
@ድንግልማርያምዋሕሰይ-ለ1ዘ Жыл бұрын
ብመጀመርያ ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኹን 🙏ኩቡር ሓውና ስልጣን እዚ ኣቕሪብካዮ ዘለካ ናበይ ኢዩ ኣንፈቱ መጀመርያ ናብ ህዝቢ ክወጽእ ምኻኑ ኣፍልጥኻ ሕቶኻ ብግቡእን ብስነስራትን ገርካ ህድኣት ዘለዎ ሕቶን መልስን ክኸውን ነርዎ እዚ ኣቕሪብካዮ ዘለካ ግን private ዝተዛረብሙሞ ኢዩ soryy አግዝኣብሄር ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን 🙏 ኣቱም ኣብዚ መጺኹም ገለኹም ናይ ውልቃዊ ጽልኢ ዘለኩም ትመስሉ ገለኹም ፖለቲከኛታት ትመስሉ ገለኹም ቤተክርስትያን ናይ በይንኹም ዝመስለኩም በጃኹም ኢድኩም ሰሃቡ ስቕ ኢልኩም ኣይተታቁሱ አግዝኣብሄር ንፍራሕ
@edeneden889
@edeneden889 Жыл бұрын
ሓቂ ምፍራዱ ነውሪ የብሉን ዝተዛረቦ ሰሚዕካ ጽሓፍ
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ Жыл бұрын
።❤
@yoditmehari48
@yoditmehari48 Жыл бұрын
❤❤❤ hasabka xbuq eyu
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ስልጣነይዋ ክብር መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ
@ዛይድየማርያምልጅማርያመይ
@ዛይድየማርያምልጅማርያመይ Жыл бұрын
እንኮዕ ዳሓን መፃኣካ ክብር መመህርና 👏
@_Godolyas7696
@_Godolyas7696 Жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መጸአካ ኩቡር መምህርና ስልጣን
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Жыл бұрын
እዞም ኣቦስ ሸተት ካብ ዝብሎም ፀኒሖም እዮም ኣምላኽ ልቦና ይሃበና እምበይ 😥🙏
@ድንግለይዋሕሰይእያ
@ድንግለይዋሕሰይእያ Жыл бұрын
አቤት ናይ ሰልጣን ትዕግሰቲ ዋይ አቦ ማለት ዘፍርሕ ግዜ ምሕረትካን ሓቅኻን ለአኸልና
@adyamhermon822
@adyamhermon822 Жыл бұрын
Thanks brother haki kezrbu akmi tezhlwom weldfdef awawta aykonen kabzom welhde nemhro yelen mestana da yewrdkum enber Nana hxnat Haskmna netfalkum wen alna gena ka zeytrdani neger alo aglglti ena teblu Nemen teglglu alkum malet eyu kemka bezhte alwu bezh gezy hattkayom eti zedlkayo zeytmlskka Egzabher baynu mehrtu yetmtna Seltan Hawey Thanks again ❤❤
@Debrneanti
@Debrneanti Жыл бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ፥፥ መምህር ዘኣማኑኤል ዝተዛረቡካ ሓቂ ኢዩ ጌጋካ ኣሪምካ ተመለስ ይብል በኣይ ወገን ደሓር ከኣ መዓረ ክንድዚ ምድፍፋርሲ ዓገብ ኢዩ ቖልዓ ዘይዛረቦ ብዛዕባ መም ዲያቆን እስመላሽ ኣምጺካ ከተብቅዕ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሎ ተዛራረቡ ንሶም ተዛራሪቦም ኢዮም ጌጋ ኣይረከብክሉን ድንግልናኣ እኩል ኣይነበረን ዝብል ፡ ነገረ ማርያም ግን ቅድመ ወሊድ ድህረ ወሊድ ዘልኣለማዊት ድንግል ምካና ኢዩ ዝምህር ስለዚ እዚ ህዝቢ ዘይትገድፍዎ ኣነ ኣነ ምባል ኩላትና ኦርቶዶክሳውያን ሓደራ ቲፈዞ ኣይንኩን ንጌጋ ጌጋ ንሓቂ ሓቂ ይኩን ምስክርና ፡ ኣንትሙ ጼዋ ለምድር ከምዝብል ንስኩም ናይ ብዙሕ ኣርኣያ ኢኩም ዝተማሃረን ዘይተማሃረን ኢዩ ዝከታተለኩም ስለዚ ኣብ ኣዛራርባካ ብፍላይ መም ስልጣን ክትጥንቀቅ ይግባእ ወስብሃት ለእግዚኣብሄር ኣሜን
@genetgenet6050
@genetgenet6050 Жыл бұрын
ናዓባ መረጌታያ 😅😅😅 ሰልጣን ሓወይ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ትዕግስትካ👌
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ Жыл бұрын
እዋይ ስልጣነይ ኣብ ካልእ ጠራዕራዕ ክብሉ ይፀንሑ ንስካ ግን ዝምልስዎ መልሲ ኢካ ተስእኖም ዑንቂ፣ሰራዊት ተዋህዶና ክብርን ምስጋናን ኣምልኮን ውዳሴን ንልዑል እግዚአብሔር ይኩን ናዓካ ዝሃበና ተመስገን እንኳዕ ናትና ኮንካ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👌👌👌👌👌❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ
@ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ተመስገን
@semereykalo6720
@semereykalo6720 Жыл бұрын
መጀመርታ ሰላም ነዓካ መምህር ስልጣን ሓወይ እዙይ ክትዝርግሖ ኣይነበረካን ብልቀይ ብዙሕ ጌጋ እየ ዝገብር እቲ ጌጋ ናትካ እዩ ብከመይ እንተኢልካ መጀመርታ እቲ ዝበለካ ክትረደኣሉ ነይሩካ ሕቶ ፍቃደኛ ንዝኮነ እዩ ዝሕተት ንከይምልሰልካ ከኣ ናትካ ቃል ሒዙዎ ቅድም ተረዳድኡ ሽዑ ናብ ሕቶካ ትምለስ
@desaleabraham6644
@desaleabraham6644 Жыл бұрын
Kbur hawey btaemi xebuk .
@tekietesfagabr6440
@tekietesfagabr6440 Жыл бұрын
Nay behaki xbuki hasab
@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ Жыл бұрын
ጌጋ ኣብ ክልተኹም ኣሎ እዩ ምዕራይ ጥራይ እዩ ኣጆኹም ንሕና ኩልና የሐዋት እና ኣጀኹም ንደጋገፍ ንሱ ቀስ ገሩ ክርድኣካ ነርዎ ንስኻ መናፍቅ ወይ ታኣጊዳ ስለ ዝበልካዮ ንዑዑ ኣይትጎድኦን እኻ እኳ ዳኣ በረኸት ምኮኖ ነሩ ሓቀኛ ተኾይኑ ንኹሉ ናብ እግዚአብሔር ጥራይ ክገብሮ ነርዎ ሰብ ዝበሎ ጸገም የብሉን ክረድድኣሉ ነርዎ ንስኻ ውን ንሱ ስለ ዘልዓለካ በነይ እየ ዝረኽቦ እልካ ከምዚ ዓይነት ህልኽ ምግባር ጽቡቅ ኣይመስለንን ናሃትካ ወይ ናሃቱ ደገፍቲ ወይ መንጨብጨብቲ ክንከውን ኣይንኽእልን እና ስለዚ መጽሓፍ ምንባብ ምሰብ ምዝላፍ ምምሃር ኣዝዩ ቀሊል እዩ ከምዚ ኣነ ዝርእዩ ግና ሓቀኛ ናብራ ክትነብር እዩ ዝኸበደ እሞ ንደጋገፍ ዳኣ ብትሃዋኽ ዘይኮነ ብርዲእቲ ከስተኻክሎ እየ እልካ ይቅረታ ካብ ምሕታት ከለጋና ኣስተዊዕልካ ምምላሽ ይሕሸካ ስለዚ ንዝኾነ እኳ ንጸልኦ የብልናን ንደጋገፍ ንታሓጋገዝ ብጾሎት ብተስፋ ሓቂ ይሓይሽ ስደት ብዙሕ ሰብ ኣጥፊእልና ኣጸሊልልና እዩ ንምሸቱ እንታይ ክንከውን እና እንድዒ😢😢😢
@brhanebb1960
@brhanebb1960 Жыл бұрын
እንካዕ ብስላም ስሊጣነይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mentki3838
@Mentki3838 Жыл бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኹን ይቅረታ ኣሕዋት ቤተክርስትያን ካብ ኩሉ ትቅድም ንስኽትኩም ቻነልኩም ተቀድሙ ኣለኹም እዚ ጉዳይ ብዉሽጥኹም ክትዉድእዎ ዝግባእ ናብ ሜድያ ምቅድዳም ግን የሕዝን ኣቦታትና እናተማዓዓዱ ብዙሕ ኣብ ዉሽጦም ጸይሮም እዮም ዝተጋገዩ ናብ ልቦም ዝመልሱ ነይሮም ኣምላኽ ልቦና ይሃብኩም። ስለ ቤተክርስትያን ሕሰቡ ገንዘብ ሓላፊ እዩ። ንኩላትና ኣብዚ ንጽሕፍ ካብ ደግፍ ወጺና ስለ ቤተክርስትያን ንጸሊ 😢😢😢
@tesfalemghebreslasie6621
@tesfalemghebreslasie6621 Жыл бұрын
የሕዋት ኣንጻረፍ እባ ትእሰር መላሓስ ከም ዘላትና ኣንዘንግዕ ተኪኢልና ኣብ ጸሎትና ንዘክሬም።
@Teweldetekle-xk6en
@Teweldetekle-xk6en Жыл бұрын
ሰላም እግዝኣብሔር ምስ ኩላትና ይኹን ብምቅጻል መማህራነይ የሕዋተይ ንምንታይ ብዉሽጢ ዘይትራዳድኡ ንምንታይ ሰብ ይዕንቀፍ ንምንታይ ኣበር ሰብ ጥራይ ንደሊ በጃኹም በጃኹም ከምዚ ዓይነት ኣቃርጽዎ ሰብ ንኸይጠፍእ እግዝኣብሔር ይቅረ ይበለልና
@dejenweldemariam4221
@dejenweldemariam4221 Жыл бұрын
Ata kab bhanti nieshtey tikerakeru, Hray tegagye ekre ekre zeytbehahalu emnetna kiabi, fetari kihgoselna deki Egziabher yehwatey 🙏
@seluyeleake-no7qi
@seluyeleake-no7qi Жыл бұрын
መጀመርታ ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ቀጺለ መማሃራና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀጺለ የሕዋተይይ ንምንታይ መፍቶት ካሕድያን ንከዉን ካባኩም ፈሊጠ ኣይኮንኩን ግን ንምንታይ ንሓድ ሒደና ንካራከር አረ በጃኩም ብዉሽጢ ንዛራረበሉ ንምንታይ ኦርቶዶኩስ ከምዚ ድያ አረ በጃኩም ከምዚ መን ነፍዐ ኣምሲልናዮ ሕጂ ዉን ይቅረ ተባሃሂልና ተራዳዲኢኩም እተትፈትሕዎ ናብ ማስ ሜዳ ሰላም ሒዝካ ትወጽእ እንብር ክርክር በጃኩም ስለ ሰላም ንስበክ
@xegaybrhane717
@xegaybrhane717 Жыл бұрын
መርጌታ እዚትገብሮ ዘለካ ለመጥመጥ ኣምላክ ፍርዲ ይሃብካ ያኣይ ስልጣን ጥራይ እኩል ኣይኮነን
@አመፍቅርአናቴነፍሴኣደራ
@አመፍቅርአናቴነፍሴኣደራ Жыл бұрын
ኣነስ ብዓንቶቦይ ጩቅ ኣይብለን አዚ ማርጌታ ዝብልዎ ኣምላኽ ምስትውዓል ይሃበና
@hsabugurum3361
@hsabugurum3361 Жыл бұрын
ስልጣን ሓወይ ዓቕሊ አለካ!!!❤
@berekhetgaim7956
@berekhetgaim7956 Жыл бұрын
ኣየ ሓወይ ዓቅሊ ከምዚ እንተኮይኑ ታሪክ ኣቦታትና ነንብብ ።
@azmeraamen6989
@azmeraamen6989 Жыл бұрын
በስመአብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን፫እንታይ ዓይነት ዘመን ክቡር መምህረና ስልጣን ሓውና ፍጣር ምስካ ይኩን አቤት መረጌታ ርእግ በሉ😢😢😢
@ጋልኣጉላዕ-ጨ6ሸ
@ጋልኣጉላዕ-ጨ6ሸ Жыл бұрын
ዕደመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ሰልጣን መምህረይ
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Жыл бұрын
Entay u seltne memhari teble ezie wal hadie temhrti yeblen ok hadie tonqor Seb u
@geraltatube8097
@geraltatube8097 Жыл бұрын
ጎበዝ ስልጣን ሓወይ እዚ ሰብኣይ ግብረ እከይ ልማድ ዘለዎ ነገራት ኣብ ምልኻዕ ሰብ ኣብ ምብኣስ ዝተፀመደ ስጋዊ ሂወቱ ዘሸነፎ እዩ ጠንኪርና ክንቃለሶ ይግብአና
@gudarkarlek.2650
@gudarkarlek.2650 Жыл бұрын
ህዝብኩም ቁልሕ በሉ መፍተት መናፍቃን ኣይትግበሩ እምበር ኣብ ነንሕድኩም ክትታሓተቱ ኣብ ውሽጥኹም ክትራዳዱ ኔርኩም ፡ ኩላትና ንሓንቲ ቤተ ክርስትያን ንጽዕር ኣለና ግን ፍቅሪ ትሕትናን ትዕግስትን እንተ ዘይብልና እንዳ ተባላላዕና ንነብር መማሃራን ማስ መድያ ኮንኩም ህዝብኹም ፍቅርን እምነቱን ስነምግባር መሃርዎ፡ ካብ ምውንጃላት ንውጻእ ንኹሉ ይቅረ ኢልና ንቅድሚት ንሳሓብ❤❤ ❤❤❤
@yonibereket8899
@yonibereket8899 Жыл бұрын
በልዎም ኣቃልዕዎም ነዞም ከምዚኦም መምሃታን ኢና ባሃልቲ
@ኣሩሱጓልተዋሁዶዩቱቡ
@ኣሩሱጓልተዋሁዶዩቱቡ Жыл бұрын
እኳዕ በሰላም ምፀኹም ስልጣን ሓወይ
@Senay-v3w
@Senay-v3w Жыл бұрын
መጀመርታ ሰላም ኣምላክ መስ ኩላትና ይኩም ቀጺለ ክቡራት መምሃራንና ይቅሬታ ልዕሌኩም ፈሊጠ ኣይኮንኩን ኣይትሓዙለይ አንበር አዚ ጉዳይ ብውሽጢ ተራኪብኩም ዘይትፈትሕዎ ኣብ ማስ ሜድያ ወጺኩም ትከራከሩ መፍቶ ጸላኢ ከምዚ ክከውን ኣይነበሮን ከምዚ ክድገም የብሉን ይቅሬታ ኣይትሓዙለይ ክቡራት መምህራነይ
@habenberhe6830
@habenberhe6830 Жыл бұрын
ጸማም ሓደ ደርፉ ኣስተካክላ ጥራይ ይፈልጥ፡ዘሕዝን'ዩ። ኣምላክ ባዕሉ ጛሳዪ ይስደደልና።
@እምነትሓንቲእያ
@እምነትሓንቲእያ Жыл бұрын
እዛ ቭድዮ ሸር ከምትብላ ሓብርካዮ ዲካ ስልጣን ሓወይ ከይሓበርካ እንተኮንካ ግን ጽቡቅ ኣይመስለንን ካልእ ብውልቂ ዝተዛራርብክሞ ናይ ማስ መድያ ምዝርጋ እንተትሓስቡላ ጽቡቅ ነይሩ። ((ከም ናተይ ሓሳብ)) እቲ ትገብርዎ ጽቡቅ ኣብ በቱኡ ኮይኑ።
@Mariam-yd1vb
@Mariam-yd1vb Жыл бұрын
ሰላም እግዛብሔር ምስኩላትና ይኩን ፊቁረት የሕዋተይ❤
@ሰብኣዊኩን
@ሰብኣዊኩን Жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ምስኻ ይኹን ሓውና ስልጣን - እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ኣዚኻ በሊሕ ኣብነታዊ ኦርቶዶክሳዊ መንእሰይ ኢኻ:: ቅሩብ ቅሬታ ኣለኒ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኩላትኩም እዞም ሰብ ቻነላት ቅሩብ ህድእ ምባል የድልየኩም ኣሎ ወላ "መርጌታ ዘኣማኒኤል" ንሰብና "ምሩጻት ናይ ወረ" ኣርእስቲ እንዳገበርና ሰብና ካብ ወንጌልን:ገድለ ቅዱሳንን ምምሃር ናብ ዕላልን ወረን ከምዘድህብ ንገብሮ ኣለና:: ስለዚ በጃኹም ሓላፍነት ወሲድና ንሰብና ዝጠቅምን ብመንፈስ ዘዕብዮን ኣለሊና ንዘርግሕ::
@bsratgalkesi2507
@bsratgalkesi2507 Жыл бұрын
ናዓ እባ መርጌታ 🤣መምህረይ 💚
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 Жыл бұрын
ዋይ ፀላኢና ኾለል ይበል 😢 ስልጣነይ
@ዘይከምግብረይ
@ዘይከምግብረይ Жыл бұрын
እውይ እዞም ስብኣይ ማሓረኒ ክርስቶስ መተዓዛዘቢ ስልጣነይ ይተርፍካ ምስ እዝኦም ዘረባ
@missieafewerki4387
@missieafewerki4387 Жыл бұрын
ነውሪ ኢዩ እንታይ ትፈልጥዎም ክንደይ ዓመታት ለፊዖም ዝተማህሩ እኳ ኢዮም
@ዘይከምግብረይ
@ዘይከምግብረይ Жыл бұрын
@@missieafewerki4387 ይቅርታ ዝሓፍተይ ተጋግየ ትክክል ንካባካ ዝዓቢ ከምኡ ኣይብሃልን ይቅርታ❤
@samueltmrtu3530
@samueltmrtu3530 Жыл бұрын
ዕድሜኻ የንውሕ፡ሠልጠነ፡ወደይ ኣጆኻ በርትዕ
@ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
@ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ Жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ስድራ ልዑል እግዚኣብሔር ❤❤ ንዒቀያ ነብሰይ ኣነስ ተናድደ ክንደይ ምበልኩ❤😂😂 ትዕግስትካ ዓድለኒ ኣምላከይ😢
@salamhsalm540
@salamhsalm540 Жыл бұрын
ስልጣነይዋ እግዚአብሔር አምላክ አብ ዓዱ ያፁንዒክ ወድነናዋ እና ኣነ ካለማዒትአብ ዳግነይክዋም ይክተሎም ነብረ ግን እግዚአብሔር አምላክ ብፀጋኡ ይደግፈና ምዛተሙ ግን ግዜካ ኣይታባክን ወድኖዋ እግዚአብሔር አምላክ መሰቶዉዐል ልቦና ይሃበና አሜን💔😥መንገድ ሓቅን ህይወትን ይምረሐና እግዚአብሔር አምላክ አሜን
@መዳቦይ
@መዳቦይ Жыл бұрын
ነዚኦም ከመይ ገይርካ አሜን ትብሎም
@gumashame
@gumashame Жыл бұрын
ዋይ ስልጣነይ ዓቃል ኢኻ ባሓቂ ምርጌታ ይቅር ይበለልኻ ፈጣሪ አምላኬ ሆይ
@missieafewerki4387
@missieafewerki4387 Жыл бұрын
እዋእ ስልጣን እንታይ ኢዩ መምህር ዲዩ ድያቆን ቀሺ እንታይ ኢዩ
@widasegirmay8113
@widasegirmay8113 Жыл бұрын
Seltan hawey edmen tienan yhabka fetari
@kbromtumuzgi7155
@kbromtumuzgi7155 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዝብል ሰብ ምስ ረኣኹስ ኣግርሞተይ ወዲኤ፡ ናብ ሂወት ዘብጽሕ ቃል ከይሰማዕካስ ቃለ ሂወት የስመዓልና ይበሃል ኢዩ?
@ግረማነሸጓልተዋህዶ
@ግረማነሸጓልተዋህዶ Жыл бұрын
ዋይ ብሰመኣብ ከምዚ ድዮም😢😢 ሰልጣነይ አቦ ትዕግሰቲ❤❤
@Adam-fz3xy
@Adam-fz3xy Жыл бұрын
እንታይ ትዕግስቲ ሪኢኺ?
@Mentki3838
@Mentki3838 Жыл бұрын
ከመይ እዩ ትዕግስቲ ትዕግስቲ ተዝህልዎ ክወጽእ ዘይግቦኦ እዩ ኣውጺዎ ዘሎ
@teamesimon1582
@teamesimon1582 Жыл бұрын
ሰላም ስልጣን ሓውና ጽቡቅ አዩ ምርድዳእ, ብክብረት ምጽዋዕን ይሃልዎ ብማዕርጎም ወይ ከኣ ንስኹም ምባል ይሓይሽ ንስካ ኣይብሃሉን ኢዮም ምኽንያቱ ቁቡእ ናይ እግዛብሄር ስለ ዝኮኑ ከምዝ በሎ ኣቦና ዳዊት ንሳኦል
@ኣሃዱ-ዘ5ፈ
@ኣሃዱ-ዘ5ፈ Жыл бұрын
ስልጥን ሓወይ ናይ ብሓቂ ትዕግሲቲ ኣሎካ
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ Жыл бұрын
ኦ ጎይታ ታይ ዓይነት ዘመን እዩ ብሓቂ ፀወታ ቆልዑ እዮም እቲ መልሶም
@MebrihitWelay-vj8dv
@MebrihitWelay-vj8dv Жыл бұрын
Xeguu የብዘሐልካ ኩቡር hawey
@tedroslilay9115
@tedroslilay9115 Жыл бұрын
Sultan hawey nmergeta amanuel ayfeltekayon.........amlak nay kenena lebona yehabo aleka solet gebrelu you do not kill time with him only preach gospel !!God bless you for patience and prayer of holy Virgin mary and apostles Will be with you
@tesfafremebrahtom3999
@tesfafremebrahtom3999 Жыл бұрын
ወይግዜ እግዚኣቢሄር ይርኢን ይሰምዕን ኣሎ ::
@yonasmelake7973
@yonasmelake7973 Жыл бұрын
ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕና ይሃበልካ ፈጣሪ
@siis8422
@siis8422 Жыл бұрын
መርጌትን ትዕግስቲ ዘይብሉን ስልጣን ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ
@missieafewerki4387
@missieafewerki4387 Жыл бұрын
መርጌታ ኸ ሰብ ኣይኮነን ዲዩ
@gueshhabteab9652
@gueshhabteab9652 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረቱ የዉርደልና ።
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Жыл бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ❤️
@Eripride2023
@Eripride2023 Жыл бұрын
Eway ezi sebeay tuey iymeslenn sultan hawey teagesti thanks enber kolea eu zbl zelo
@hewi-sw2dd
@hewi-sw2dd Жыл бұрын
ወይ ዕግርግር እግዚአብሔር አቦ ሰላም መጨረሻ የስተካክሎ
@fhuvh2147
@fhuvh2147 Жыл бұрын
እህ እዋእ ክደፉሩ አረ ልስሙ መርጌታ። ምስ ሰይጣን ሕብረት ዘለዎ መሪፁ ዝሕርጎት። ልቦና ይዓድልኩም ኣብየት ትዕግስቲ ስልጣነይ እግዚኣብሔር ምሳካ ይኩን
@GhGh-xi3zc
@GhGh-xi3zc Жыл бұрын
ኣብየት ትዕግስትካ መምህረይ ስልጣነይ እግዚአብሔር አምላክ ካብቲ ዘለካ ኣንደበትን ትዕግስትን ኣብሊፁ ይወስከልካ❤❤ እንተ መርጌታ እግዚአብሔር ይመስገን ኣነ ኣይካታቶሎን ግን እንታይ ዓይነት ህልክ እዩ ዘለዎ ሕማም🙄🤔😂
@missieafewerki4387
@missieafewerki4387 Жыл бұрын
እንታይ ኢዩ ስልጣን ቀሺ ድያቆን መርጌታ እኮ ክንደይ ዓመታት ለፊዑ ዝተማህረን ዝመሃርን ዘሎ እኮዩ ስልጣን ግን ዋላ ሓንቲ ኣይተማህረን
@MusluyAykonkun
@MusluyAykonkun Жыл бұрын
ኣገልገልቲ ክርስቶስ ሙካን ገዲፎም ኣሰሰይቲ ሰበ ስልጣን ኩኮኑ ዝመረጹ ማዕርገ ክህነት ዝሓዙ ለመጭመጭ ክብሉ ንእምነት ዘራክሱ እዮም። ቀሺ ኮለል -
@adulismedia8530
@adulismedia8530 Жыл бұрын
ኦ ጐይታ ኣኽቢርካ ኣይተዋርደኒ
@okubattesfaldet318
@okubattesfaldet318 Жыл бұрын
መምህር ስልጣን ሓውና ንፉዕ
@ኩሉግዜመጎስሓወይምስበልኩ
@ኩሉግዜመጎስሓወይምስበልኩ Жыл бұрын
ወይ ጉድ ኣታ ስልጣን ሓወይ በጃኻ ንሕና ንፈልጦም እና እንተ ንስኻ ግን ኣሕና ክንደልየካ እና ጨጎራኻ ከይትላሓፅ ደቅኻ ብሰላም ኣዕቢ ዋይ እነአኹም ሰብኣይ ክንደይ ኮተት ይፈትዉ እዮም ዎታዊ ክብሪ እዮም ብስሩ
@የኪዳነምህረትልጅወለተገብ
@የኪዳነምህረትልጅወለተገብ Жыл бұрын
አቱም ሰባት ምንቅቃፍ እንዶ ንግደፎ ተከታተልቲ ከአ ናይቲ ሐደ ናይቲ ሐደ ሰሚዕና አይንፍረድ እግዚአብሔር ክንፈርድ ከለና ክፈርደና እዩ ሐንቲ ታሪኽ ከዕልለኩም ❤ ሐደ አቦ ባሕታዊ እዩም ካብ ገዳም ናብ ከተማ የአትው እሞ አብ ጥቃ ቤተክርስቲያን ላስቲክ ዘርጊሖም ከም ገዛ ማለት እዩ አብኡ ክነብሩ ጀመሩ እሞ አጋጣሚ ሰብ ሐዳር ዝኾኑ ስድራቤት ይረክቡዎም እሞ አቦ ምሳና ዘይትነብሩ ንዓና ከአ ሃይማኖት ጸሎት ትምህሩና በረኸትኩም ከአ ንካፈል ኢሎም ገዛ ይውስድዎም እሞ እቶም ስድራ ኩልግዜ ንጎሆን ምሸትን ናይ ጽሎት ግዜ አለዎም ከምዚ እንዳበሉ ሐደ ዓመት ጸንሑ እሞ ወየ ሰብአይ ገዛ ንስራሕ ይገይሽ እሞ ከም አመሎም ናይ ሐባር ጸሎት ጌሮም ምስ ወድኡ ቆልዑት ምስ አፋነው ናይግሎም ጸሎት ከአ ይገብሩ እዮም ደሐር ወየ ርጉም ሰይጣን ነዞም አቦ ፈቲንዎም ገለ ምጽእ ኢሉ ነዛ ሰበይቲ ክዕምጽዋ ደልዮም ሕሰብዎ ድንግል እዮም ወየ ሰበይቲ ተቃሊሳቶም አይከአለትን ደሐር ኡይ ኢላ ኩሉ ጎረቤት ተአከበ እንታይ ኮንኺ እንተበልዎ ካብዞም አቦ ብርሃን ክወጽእ ሪኤ እየ እሞ ካብቲ በረኸቶም ክትካፈሉ ኢለ እየ ኢላ ገበነኦም ሽፊናትሎም እሶም ውን ካብ ምዕንቃፍ ዲሒኖም ተመሊሶም ገዳሞም ተመሊሶም እሞ የሕዋት እንታይ ተማሂርና ካብዛ ታሪኽ ሎሚ ከአ ናይ ሰብ ጉድ ከምዚ ኢሉ ከምዚ ኢላ ክንብል ንውዕል እቲ ናትና ድኽመትከ መን ይርአየልና እግዚአብሔር እምላኽ ክምሕረና ንጸሊ ንማህለል እዚ ግዜ ፈታኒ እዮ የሕዋተይ ❤❤
@tekietesfagabr6440
@tekietesfagabr6440 Жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኩን. ብምቅጻል ስልጣን ሓወይ እቲ ዕላማኩም እኾ ጠፊእና ካብ እምነቱ ንዝጠፍኣ ዲኹም ክትመልሱ ናብ ማስሚዳ መጺኩም ናብ እምኑቱ ንዝጸንዐ ከተጥፍኡ በቃ ነዚ ህዝቢ ዘይ ትገዲፍዋ ኻልኡ ፈተና ዘይኣኽሎ ዘይ ዉዳእ ቃል እግዛኣብሄር ስለ ዘሎ ናብ ነስሓ ዘምጽእ ትምህርቲ ምሃሩ በጃኹም ???????
@weynizemichael7029
@weynizemichael7029 Жыл бұрын
Selam nkulukum Gn kemzi grka ab Media mzergah si kabzi entay ena knmhar?
@ዮዳሄንኹሉ
@ዮዳሄንኹሉ Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ ❤ ቱ ሰብኣይ ግን ጡዕይ ልምልስ መሲሉኒ ነይሩ ቁልጭ ናበልኹ እተጸበኹ 🙄😐 መምህረይ ጨጎራኻከ ዳሕናዶ 😅
@elaridebesai671
@elaridebesai671 Жыл бұрын
ሱልጣን ጌጋኻ ደኣ እዚ ሕጂ ትገብሮ ዘለኻ ብኣገባብ ጌርካ ሕተት ሙሽ ከይሓበርካዮ ብሕቡእ ሓቲትካ ንማስ ሚድያ ተቃልዖ እንታይ ንምግባር ኣበየናይ ንምብጻሕ እዩ
@ermiasbeletse2144
@ermiasbeletse2144 Жыл бұрын
​@@elaridebesai671ናይቤተክርስትያን ስርዓት እኮ ሓንቲ እያ መልሳ ዘይቀነዐ ሰብ ግን እዚኣ እያ መልሱ
@mymathermaryam812
@mymathermaryam812 Жыл бұрын
ኣካእሎ ይሃብካ ስልጣን ሓውና በር ሎምስ ኣብ ክንዳካ ልብና ኒዲዱ ፀኒሁ 🥺
@sonofgod398
@sonofgod398 Жыл бұрын
ዓገብ ዓገብ ዓገብ!!! ዝከበርካ ሓውና ስልጣን! ካብ ውሽጣዊ ነውጺ ዝከፍእ የለን እሞ፡ ካልኣይ ግዜ ምሕሳብ የድልየካ ዘሎ ኮይኑ ይስምዓኒ። ዝተዓጽወ ነገር (ጉዳይ መርጌታን ድ.ኣስመላሽን) ፈኸም ካብ ምባልን ካብ ክትቁጠብ ይምሕጸነካ ካብ ህልክን ቅርሕንትን ክትርሕቅ ይምሕጸነካ። የቀንየለይ ክቡር ሓው!!
እዚ ኢዩ ናይ ትንቢት መምህሩ
18:56
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 1,8 М.
SLIDE #shortssprintbrasil
0:31
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН
Eritrean audio book እጉሂ እምበር ተስፋ ኣይቆርጽን እየ.
3:02:31
ኣቦይ ቀሺ ንፉዕ ተዋሳኣይን ዳይሬክተርን ኢዮም።
1:17:43
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 8 М.
ዝተመረጹ ምሉእ ናይ ንስሓ መዝሙር። Eritrean orthodox tewahdu full nay nisha mezmur.
51:45
Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ
Рет қаралды 547 М.
ALWAYS LOVE YOUR MOM! ❤️ #shorts
0:55
LankyBox
Рет қаралды 23 МЛН
ФИНАЛ / 4х4 ЖҰЛДЫЗДАР ШАЙҚАСЫ
5:3:21
DOSYMZHAN
Рет қаралды 93 М.
Duy Beni 14. Bölüm
2:22:58
Duy Beni
Рет қаралды 3,6 МЛН