No video

CATH፣አንቀፀ ጥበብ |መንፈሳዊ ፊልም |ቅዱስ ኣባ ኖፌር ባሕታዊ| Orthodox Film | St.Abba Nofer | 1ይ ክፋል | 2024 ዓ.ም.ፈ

  Рет қаралды 124,600

ምዕራፈ ቅዱሳን

ምዕራፈ ቅዱሳን

Күн бұрын

መኣዲ አንቀፀ ጥበብ፣
ዝተፈላለዩ ጥበባት | ግጥሚ | ስነ ጽሑፍ | ኣስተንትኖ | ድራማ |መንፈሳዊ ፊልም ሒዛ እትመጽእ መደብ እያ።
Subscribe Free:
/ @abuneteklehaymanot9077
Copyright © Abunetekle haymanot 2024
©All rights reserved to Abunetekle haymanot.
No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any from or by any means without the prior written permission of the publisher
Best updates: / channel
UCieozHQUXsfFb7nGN8LtSuw
FB page: / eotc.abunete. .
#Church#AbunetekleHaymanot#Weert#

Пікірлер: 584
@ተወልደመድህን
@ተወልደመድህን 6 ай бұрын
ንጸሎት ደው ኣብ እትብልሉ ግዜ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ተወልደመድህን
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 5 ай бұрын
ናይ ቅዱሳን ረድኤቶም ምሳኻ ይኹን ሓውና ተወልደ መድህን
@user-pm2ul5pg1r
@user-pm2ul5pg1r 5 ай бұрын
ጸሎት ቁዱሳን ምሳካ ይኩን ክቡር ሓውና👏💟
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v 5 ай бұрын
ፆሎት ቁዱሳን ኣይፈለየና❤
@grge7732
@grge7732 4 ай бұрын
Xolot eimebrhan kulom kudusann msaka ykun buruk hawey ❤❤❤
@lemlemfisshaye7411
@lemlemfisshaye7411 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣቢሄር ጸጋ በረኸት ናይ ኣባ ኖፌር ባሕታዊ ቅዱስ ኣቦ ይኽፈለና❤❤❤❤❤
@user-km9wf6nc6w
@user-km9wf6nc6w 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏
@Sst21235
@Sst21235 4 ай бұрын
Amen amen amen
@user-dk7zi5fb8x
@user-dk7zi5fb8x 6 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ የሕዋተይ እዛ ፊልም እና ረኣኹ ኣብ ፍርቂ ብድቃስ ብጣዕሚ ተኻኢለ😢ሃንደብት ከይተርደኣኒ ግን ብጣዕሚ ነቂሐ ብጉቡእ ድማ ኣስተንቲነ ወዲኤያ ንነብሰይ ምእማኑ ጸጊሙኒ😢❤❤❤ኣምላኽ ኖፌር ምሳና ይኹን ኣሜን❤
@FatemaMehamed
@FatemaMehamed 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን በረከትኩም ረድኤትኩም ከይፍለየና አሜን❤❤❤❤❤❤❤😢
@segenberaki5944
@segenberaki5944 6 ай бұрын
Amen amen amen bereketom yehederena
@user-ym5pg1yr2f
@user-ym5pg1yr2f 6 ай бұрын
Amen Amen Amen kal hiewt ysmalna ❤️❤️❤️
@fthawitarafayne2083
@fthawitarafayne2083 6 ай бұрын
እግዚኣቢሄር በረኸት ናይ ኣባ ኖፌር ባሕታዊ ቅዱስ የኽፍለና ብሩኻት የሕዋት ድማ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 6 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana ❤
@saraalshky4357
@saraalshky4357 6 ай бұрын
ኣሜኣንኣሜንኣሜንን❤❤❤✝️🙏
@user-rd3qe7yh6t
@user-rd3qe7yh6t 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና በርኸቶምን ረዲኤቶምን ናይ ኩሎም ቁዱሳን ምስ ኩሉና ህዝቢ ክርስታይን ይኩን ❤❤❤ ካላኣይ ክፋሊ ኣይቲ ደንጉዩና ፍቁራተይ
@Ami-nadab
@Ami-nadab 6 ай бұрын
ቃለ^ሕይወት የስመዓልና
@lemlemgalabaselama8421
@lemlemgalabaselama8421 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ናይ አቦና ቅድስ ኖፌር ፀሎት በረከቶም ይሕደረና❤❤❤
@tsehayeberhe4449
@tsehayeberhe4449 6 ай бұрын
Amen
@Samrawihiweteyy
@Samrawihiweteyy 6 ай бұрын
ኣሜን) ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና፣ እግዝኣብሄር ኣምልኽ ጥበብኩም የብዝሓዮ❤
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 6 ай бұрын
❤❤❤ቃል ሂወት የስመዓልና ነዚ ቅዱስ ታሪክ ናይ ኣቦና ባሕታዊ ክንምሃር ነዚ ቅዱስ መንፈሳዊ ፍሊም ክትርጉም እግዚኣብሔር ዝፈቀደ ምስጋና ይኩን ንዓኩም ድማ በረከት ይሃብኩም❤❤❤
@user-qv8ym7qr5d
@user-qv8ym7qr5d 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u 6 ай бұрын
እዋይ ክንደይ ደስ ይብል አሜን ቃለሂወት የስመዓልና በረከት ኩሎም ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ነዚ ተሪጉምኩም በረከት ክንካፈል ዝገበርኩም አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ካልኣይ ክፋል ከኣ ክንጽበ ኢና
@SadSad-ke9ul
@SadSad-ke9ul 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን🎉🎉🎉🤲🤲
@user-ec7cr3qu9j
@user-ec7cr3qu9j 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና
@FhSgh-cl7gk
@FhSgh-cl7gk 6 ай бұрын
ኣሜን/3/🙏🙏🙏❤
@user-uz4so2td9w
@user-uz4so2td9w 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rigatbahlbi8582
@rigatbahlbi8582 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን እሜን ኣዝየ ዝፈትዋ መንፈሳዊት ፊልም በረከት ናይ ኣቦና ኖፌር ይሕደረና ንዓኩም ከኣ ጻማኩም ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን❤❤❤
@meazasemereab7296
@meazasemereab7296 6 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-pk6zs3vt9i
@user-pk6zs3vt9i 6 ай бұрын
እሜን አሜን አሜን
@TsegawitTse
@TsegawitTse 6 ай бұрын
ኣሚን ኣሚን ኣሚን ኣሚን
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 5 ай бұрын
Aseyyyy egziabher amlak ymesgen nezi kudus tarik zerayena brkotom xltomun nay abona nofier ayflyena ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@user-xf8lw7ik4w
@user-xf8lw7ik4w 6 ай бұрын
Amen ❤amen ❤amen 🎉❤
@yonashaile8341
@yonashaile8341 6 ай бұрын
AMEN AMEN AMEN
@user-qp9tk4ls8e
@user-qp9tk4ls8e 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስማዓልና በረኸት ቅዱሳን ኣባታትና ይሕደረና
@salamassalama1671
@salamassalama1671 6 ай бұрын
አሜን እንዃዕ መፀክሙንና👏👏👏
@user-dt8pb3eh5x
@user-dt8pb3eh5x 6 ай бұрын
Amen amen amen❤❤❤
@Egzabihier1082
@Egzabihier1082 6 ай бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna, bereketom yhderena. ab xeletkum zekuruni ahwatey 😢😢😢😢😢😢
@ft-zl7tz
@ft-zl7tz 6 ай бұрын
Amlake qdusan bereketu yebzhalkum xegan bereketn amlak yhderkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@divoratsegay6947
@divoratsegay6947 6 ай бұрын
❤❤❤
@mariaMio-bv2fi
@mariaMio-bv2fi 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመዐና🌹🌹🌹
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀሎቶምን ብርኮቶምን ምስ ክሎ ዓለም ይኹን 2 ክፍል ብሃንቆውታ ንፅበ
@user-zo3cj9pl6f
@user-zo3cj9pl6f 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Zafu-fm1lx
@Zafu-fm1lx 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና በረክት አበነ ኖፌር ይሕደረና
@user-ox1lk3om3y
@user-ox1lk3om3y 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ብሓቂ በረኸት ናይ አቦና ጻድቅ አቡነ ኖፌር ባሕታዊ አይፈለየና ንዓኹም ድማ ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኹም❤❤❤
@NatuAregawi
@NatuAregawi 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️❤️❤️
@user-xc4sf1pd1c
@user-xc4sf1pd1c 6 ай бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክብራት ኣቦታትና በረከትኹም ኣይፈለየና 🤲👏👏
@temsgne7752
@temsgne7752 6 ай бұрын
ኣሜን(3)ቃል ሄወት ይስመዐልና ❤❤😍
@user-pb2fk5lg9u
@user-pb2fk5lg9u 6 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@habeshaqueen3273
@habeshaqueen3273 6 ай бұрын
Kbre neegziabher ykun ❤qal hiwet yesmelna🙏🏽
@mezerberha5269
@mezerberha5269 6 ай бұрын
አሜን አሜን አማን ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዘሕለኻም ❤❤❤
@user-ej6wb9ie2t
@user-ej6wb9ie2t 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣጎልግሎትኩም ይባርኽ ብሓቂ ሰማያዊ በረኸት እትዕድል መንፈሳዊ ፊልሚ
@menkemado6853
@menkemado6853 6 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና❤
@rimsiem9411
@rimsiem9411 6 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዓልና ❤
@meazasemereab7296
@meazasemereab7296 6 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aregawikiros4777
@aregawikiros4777 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኩም ፀጋ ጎይታና ምሳኩም ይኩን ✝✝✝
@HMA354
@HMA354 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስዐልና ክብራተይ ፀጉኣን ብርከተን የብዛሕልክም
@DawdDadf-ke4fy
@DawdDadf-ke4fy 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤❤ፆሎቶምን በረከቶም ኣይፈለየና ናይ ኣባ ኖፌር ባሕታዊ❤
@user-bd9mj4eq6g
@user-bd9mj4eq6g 6 ай бұрын
በረከቶም ይሕደረና ቅድስ ኖፌር ቃለ ሂወት ይስመዐልና ፀጉኡ የብዘሕ 2ይ ክፍል ንፀበ ኣለና
@merrygh
@merrygh 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር በረከቶም ይሀበና❤❤❤❤
@MakiMaki-dd4tt
@MakiMaki-dd4tt 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን አግዛቢሄር ጸጋ በረከት ናይ ኣቦና ኖፌር ኣይፈለየና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@searetesfamicael1396
@searetesfamicael1396 6 ай бұрын
I am happy for this great film Please bring up more
@user-qv8ym7qr5d
@user-qv8ym7qr5d 6 ай бұрын
ተመስገንካ አምላኬ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና
@filimongoitom8717
@filimongoitom8717 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣጎልጉለትኩም ይባርኸልኩም ፈጣሪ
@user-yb6qd6kx4l
@user-yb6qd6kx4l 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙌🙌🙌💒
@mosanateklit-lh5ih
@mosanateklit-lh5ih 6 ай бұрын
Bereket kudusan abotat ykfelena leul egziabher amen
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 5 ай бұрын
Amen amen amen Kal Hiwet yesmaelna EDMen tienan yhabka Good job keep it ❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷
@user-od5lz9hn9z
@user-od5lz9hn9z 6 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዕልና
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 6 ай бұрын
ቃል ህወት የስመዓልና በረኸትን ጸሎትን ናይ ባሕታዊ ቅዱስ ኣባ ኖፌር ይኽፈለና ኣይፈለየና❤
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 6 ай бұрын
Amen amen amen Qall hiwet yesmalna Bereketomn redietomn nayebona “Nofer “ mskulatna hzbi Christian ykun amen 🥰🥰🥰🙏🏾🙏🏾🙏🏾😇😇😇🙌🏾🙌🏾🙌🏾♥️♥️♥️
@user-yx8ov6vp2x
@user-yx8ov6vp2x 6 ай бұрын
ኣሜን አሜን አሜን ጸጋ በረከቶም ናይ ኣቦና ኖፌር አይፈለየና
@user-vt8mj4wp1j
@user-vt8mj4wp1j 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@edltehaftu6353
@edltehaftu6353 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ይስመዐልና በረከቶምን ፀሎቶም አይፈለየና👏❤
@bereketkidane7802
@bereketkidane7802 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ፣እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍትዋት ኣቦታትን የሕዋትን። ጸሎት ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣይፈለየና። ⛪️🙏🙏🙏⛪️
@mesertwlidegergs9164
@mesertwlidegergs9164 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂዉት የስመዐልና ✝️
@titigezaei138
@titigezaei138 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና❤❤🎉🎉🎉
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 6 ай бұрын
በረከቱ ናይ ኣቦና ኖፌር ምሕረት ኣምላኩን ኣይፈለየና ኣሜን
@trhesadamadam6739
@trhesadamadam6739 6 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምአና ጾሎቶምን በረከቶም ናይዞም ቁዱሳን አቦታትና ምስ ኩላትና የኩን:አየ ተዶንጉይና ካላአይ ክፈል ዞም የሕዋተይ ጸጉኡ የብዝሀልኩም አምላክ
@TmesgenTgray
@TmesgenTgray Күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@SadSad-oo9vv
@SadSad-oo9vv 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ሂወት ያስመዐልና ጸጋኦም በረከቶም ናይ ቅዱስ አባ ኖፌር ይሕደረና❤
@sameralibis6724
@sameralibis6724 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና❤❤❤
@user-in6gh3vm6y
@user-in6gh3vm6y 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@samihawihabye1815
@samihawihabye1815 6 ай бұрын
በረከትን ረዲኤትን ናይ ቁዱሳን ኣቦታትን ይሓልወና❤❤❤
@Xnaat
@Xnaat 4 ай бұрын
Amen amen amen bereket abona aba ኖፌር ምስ ኩልና hzbe krstyan ykun amen 😍😍😍🙏
@user-wh2sk6ek1e
@user-wh2sk6ek1e 6 ай бұрын
19:37 🙏🙏🙏🙏
@user-wb3kd3ly2d
@user-wb3kd3ly2d 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ናይ ኣቦና ኖፌር ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 2ይ ክፋል ከኣ በሉ ብሰላም ትምጻና
@AsmeretTareke
@AsmeretTareke 6 ай бұрын
Amen Ame Amen ❤❤❤❤❤❤❤ deki mahaberana
@Genet1923
@Genet1923 6 ай бұрын
ናይ ኣባና ኖፌርን ናይ ክሎም ቅዱስን በረከቶም ይሕደረና ኣሜን፫🙏
@tesfaldetbrhane7745
@tesfaldetbrhane7745 6 ай бұрын
ቃል ህይወት የሰማዓልና ጽሎቶም ብርክቶምን ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለይና❤❤❤❤❤❤
@ghgh4028
@ghgh4028 6 ай бұрын
ባሓቂ ቃለ ህወት ያስመዐልና ተመሰገን ኣምላኬ✝️
@lmlmlmlm3544
@lmlmlmlm3544 6 ай бұрын
አሜን አሜንአሜን🙏🙏🙏
@user-yh2ij8xn3e
@user-yh2ij8xn3e 6 ай бұрын
🎉አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና በረከቶም ይሕደረና🙏❤🕊 ፀጉኡ የብዘሐልኩም ንዘቅረብኩምልና ከዓ 2ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንፅበ 🙏❤
@Fithawithaile
@Fithawithaile 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስማኣልና በረኸት ናይ ኣቦና ኖፌር ይኽፈለና
@yordanostesfay3100
@yordanostesfay3100 6 ай бұрын
Amen Amen Amen Qal Hiwet Yesmealna 🙏🙏🙏
@Genet398
@Genet398 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ናይ ቅዱሳን ፆሎቶምን ኣምላድነቶምን ኣይፈለየና በረከቶም ይሕደረና
@MenaAmday
@MenaAmday 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና በረኮቶም ይሕደረና
@sxjb2304
@sxjb2304 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ኪቡራት ኣቦታትና በረከተም ይሕደረና
@user-cw9cx4fd1x
@user-cw9cx4fd1x 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀኣኩም ❤❤
@user-zu4km3dj7r
@user-zu4km3dj7r 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቱን ረዲኤቱን ናይ ቕዱስ ኣባ ኖፌር ምስ ኩላትና ይኩን ካልኣይ ክፋል ብሃንቀውታ ክጽበየ
@genetzerom7163
@genetzerom7163 6 ай бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና በረኸት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-pe5jb1cc9c
@user-pe5jb1cc9c 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂዉት የሰማዓልና ናይ ዘበነ ኣገሊግሎት ኣምላክ ይባርኽኪም❤❤❤❤❤❤❤
@hbhf8927
@hbhf8927 6 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጋ በረከቶም ናይ ቅዱስ አቦና አይፈለየና
@user-bd6xx4fp8c
@user-bd6xx4fp8c 6 ай бұрын
ተመስግን አምላከ እዝ ንክርእን ዝፍቀድኻል ብርክቶም ይሕደርና አሜን፫❤❤❤
@user-nm7tn1cm9e
@user-nm7tn1cm9e 6 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ቀጽልዎ ምዕራፌ ቅዱሳን
@ftawsalomon-ro4jx
@ftawsalomon-ro4jx 6 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ክቡራት የሕዋተይይይይ እንቃዕ ሰላም መጻኩም🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@degneshkidanu355
@degneshkidanu355 6 ай бұрын
በረከቶም ይሕደረና ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኹም ✝️
@filmonbrhane
@filmonbrhane 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር ጸጋ በረከቱ ናይ ኣባና ኖፌር ባሕታዊ ቅዱስ የካፍለና ,ናብ ቓንቓ ትግርኛ ምትርጋም ዝደከምኩም አቦታትና አሕዋትና ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሐልኩም❤❤
Can This Bubble Save My Life? 😱
00:55
Topper Guild
Рет қаралды 66 МЛН
ካብ ማእከል ባቢሎን ውጹ ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:21:35
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 16 М.
የተፈተነ እምነት: የአብርሃም የሳራ የሎጥ ሙሉ ታሪክ
37:21
ከታሪክ ማህተም KETARIK MAHITEM
Рет қаралды 84 М.