CHURA BAND- KIFLOM YIKALO - Hlmki Teseriku/ሕልምኺ ተሰሪቑ\Eritrean Music 2019 (Official Video)

  Рет қаралды 902,145

CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ

CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 1 700
@eritreaforeritreans8362
@eritreaforeritreans8362 6 жыл бұрын
Nekflom zefetu like ደቂ ህዝቢ ጩራ ባንድ ደው በሉልና መስትያት ሕማቅናን ጽቡቅናን ንስኹም ኢኩም። ደቂ ኤረይ ሕሰምና ዘብቅዓሉ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና። love u 🇪🇷♥️👌
@teklearyamsolomun523
@teklearyamsolomun523 6 жыл бұрын
Kflom halala seb men emo kemka Wedi halal meryat 💯
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 6 жыл бұрын
peace Channel ኣሜን ኩቡር ሓዉ 2019 እዚ ኣምላክ ዘመና እባ ይገብራ ይከዉን ዘመን ኤርትራዉያን ዘዚመጻ ዓመት ዲኣ እንዳ ተጋነያና ይከዳ ኣለዋ 2019 እንሻላህ ኣምላክ ይጥምተና ይኮዉን።፡
@yorusgrmay6443
@yorusgrmay6443 6 жыл бұрын
Wwww jigna kanza hzbu zekenzwo ♥️
@yemsgenfetari9028
@yemsgenfetari9028 6 жыл бұрын
Welcome my brother ❤❤❤❤❤❤
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 6 жыл бұрын
ኣሜን (3) ወዲ ሓላል መሬት ደቂ ኤረይ ኣብ ዘለናዮ ሓወይ ሓብተይ ንብሃል ሱርና ከይጠፍእ ባህልና ምትሕግጋዝና ከይጠፍእ በጃኩም ንፋቀር ደቂ ኤረይ ሓላላት
@ሕልናዩምንባሪ
@ሕልናዩምንባሪ 6 жыл бұрын
ያ እዛ ደርፍ ከማይ ገሩ ድሰምዓ ሰብ እንተሎ like እስከ ሃብለይ ።
@johnilittlefighter5342
@johnilittlefighter5342 6 жыл бұрын
ሕልና ዩ ምንባሪ ane deagime ysema aleku . Gn like ayhabkukan mknyatu kemey kemzsemaekaya sle zeyfeltku.
@ሕልናዩምንባሪ
@ሕልናዩምንባሪ 5 жыл бұрын
ኣይ ከማይን ግን ወገነይ።
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 5 жыл бұрын
ኣየከማይን ሓወይ
@fachekelab9800
@fachekelab9800 4 жыл бұрын
kflom habibi ata meqsen nay ekayka tefetirka abshrka abshrka zhawey
@israel3353
@israel3353 Жыл бұрын
@@fachekelab9800 ነዓካ ተፈቲሩ? ን ክብሪ ኣምላክ እዩ ትርፈጢሩ ጅግና ሰብ እዩ ዘረባካ ግን ተረዲኢኒ ኣሎ ከም ልበይ ን ምባል ኢካ ጽሒፍካዮ ብ ሓቂ ማራ እየ ዝፈትዎ ኣነ ከማን ድሕሪ ኣያ ድራር
@Channel-vw8fb
@Channel-vw8fb 6 жыл бұрын
ኣታ ጅግና ወዲ ዞም ጀጋኑ ንካፋሊ ዝፈቱ liek ይግበር liek ዝገበረ ድማ ርሑስ ሓዱሽ ዓመር ይግበረሉ
@dejenfsahaye432
@dejenfsahaye432 6 жыл бұрын
Amen amen amen mera hawey
@robibahabelom9443
@robibahabelom9443 6 жыл бұрын
Kafli sukorrrr ajoka teray hademalti meghu ayterfen eyu wedi erey halhal neska do mekifaka hahhhhh ftari balu yegwhalena
@Channel-vw8fb
@Channel-vw8fb 6 жыл бұрын
@@dejenfsahaye432 Thanks deju
@Channel-vw8fb
@Channel-vw8fb 6 жыл бұрын
@@robibahabelom9443 Thanks you brother
@مفرحالقحطاني-ه4س
@مفرحالقحطاني-ه4س 6 жыл бұрын
Aenta jegn texll
@habeshaentertainment2740
@habeshaentertainment2740 2 жыл бұрын
ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ንብዓት ዝመጾ' ኣሎ ከም'ዚ ከማይ I can't control my feeling guys
@merhawikidane8007
@merhawikidane8007 6 жыл бұрын
!!!!!!!!ሕልምኺ ተሰሪቁ ትጽቢትኪ'ዩ ነሩ!!! የዕጽምቲ ደቅኺ መኺኹ ዘይ ጠፍእ ብርሃን ክትዉልዒ ኣንጻር ባህግኺ ግን፡ ጸላምኪ ደሚቑ መለሳ ዘይቡሉ፡ መከራኺ ትበልዒ። ሃገረይ ኣየ የ የ,,,,,,, ሃገረይ እዋይ!!። ሕልምኺ ተሰርቑ ብምዉታት ረሲኣን ተኾሊፍኪ ሲኢንክዮ ንስኺ ንምኻን ተንኮል ተተሪኢሶም ሙቹእ ድቃስ ደቂሰም ጥጁእ ሕልሞም ከተግቡሩ ፈሪዶሙና ንሕሰም። ሎሚ ንብዒ ሃገረይ,,,, ንብዓትኪ ዉሕጅ ኮይኑ ፡መረብ ንክህትፎም ናይ ኢዶም ክረኽቡ መረትኪ ሙዉት ኮይኑ ፡ሃህ ኢሉ ክውሕጦም መስጣ ኑጹህ ደምና ፡ማዓት ክወርዶም። ሎሚ የለን,,,,,,ንይምሰል ዕልልታ ኣብዚ ግዜ ጥፍኣትኪ ግዜ ዝምታ ሃገረይ ኣዋጅ በሊ ሁጹጽ ምጸዋዕታ መንከ ከይጭክን ዓዱ ኣብ ዕርበታ። ሃገረይ ተጸሞቒ 'በር ሎሚ ንብዒ ረዳእቲ ክትረኽቢ ሰማዒ ምንክብኻብ ጋና መዘንግዒ ኣርሓ'ኺ ዉለዲ ደቅኺ ጸውዒ። ያኣክል'ባ ስቕታ፡ እዋየይ ሎሚዩ ዝንባዕ ሃገረይ ባኣኽን ደቅኽን ፡ እዋይ እና ተገብረ ጣላዕ ሃገረይ ብተጻዋርነት፡ ስቓይኪ ሃገረይ ቓንዛኺ ከይ ርሳዕ ኣየየ ሎሚ ንብዒ፡ ሃገረይ እዋየ ሎሚዩ ደም ዝንባዕ!!!!!!። ጉራ ምራ ኸብድኺ፡ዝወለዶም ኣይተሳእኑን ዘለኽዮ ዘይስወጦም ቃንዛኺ ሓቢእኪ ኽምስ ስለ ትብልዮም ሰፈር ፍትሒ ደስየት ሰላም ትመስልዮም። ነቢዕኪ እባ ልቦም ስበርዮም ሃገረይ ነቢዕኪ እንዶ ልቦም ስበርዮም ሃገረይ።
@tomorrowcanbebetterthantod980
@tomorrowcanbebetterthantod980 6 жыл бұрын
Merhawi kidane Zyada kenestemqra gierkana Thanks Rhus hadish amet ka Xebebana zqntetelu sdetna dhaxrelu ygberelna.
@erilove4346
@erilove4346 6 жыл бұрын
Merhawi kidane thanks kebertey 😭😭😭😭😭
@shmekoshmeko6314
@shmekoshmeko6314 6 жыл бұрын
thanks bro
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 6 жыл бұрын
tak bro xbuk akribkaya
@murutskalab6552
@murutskalab6552 6 жыл бұрын
Merhawi kidane Thank you asli bella akribekeya
@dawitkesete7369
@dawitkesete7369 6 жыл бұрын
Selam ahwat Selamkum yebzah...... kefali My dear brother Am proud of you always & Happy new year with your Family 2019 i wish you all The best !!!!!!!!!!! ጩራ ባንዲ ኣዝየ ዘፍቅሮምን ዘኽብሮምን ዮም ክፍሎም ድማ ሓደ ካብኣቶም ዝፈትዎን ዘኽብሮን ሕልና ዘለዎ ናይ ሰብ ሰብ ዩ ። (ሕልምኺ ተሰሪቑ ) ኣበይ ክትቀስኒ ሕልምኺ ተሰሪቑ ቁርዲድ ረኺቦሙኺ ልብኺ ዘድርቑ ተጻዊቶሙልኪ እባ ብኽፍኣት ተመረቑ ጸጋም መንገዶም ሚሒር ዝጭፍልቑ ። ሰለም ከየበልኪ ብሕሰም መከራ ኩሉ ግዝየ ጸልማት የለን ብርሃን ጩራ ሕልምኺ ተሰሪቑ እናሻዕ ትበራበሪ ድቃስ ዝኸልኣኪ እናመጸ ብሃውሪ። ኣብቲ ጥዑም ህሞት ኣብቲ ከውታ ለይቲ ኩሉ እንክሓልም ንስኺ ግን ፍልይቲ መን ሞ ከይሓትት እንታይ ኮይና ኢሉ እንትርፎ ውሉድኪ ዘይሓወየ ቁስሉ ። ምራቕኪ ሰትዮም መርየት ክድርብዩኺ ብደምኪ ጀሚሮም ዝበጽሑ ኣንጉዕኺ ንግዝዩ ዩ ከልበትበት እዚ ኩሉ ጻዕሪ ክርህው ዩ ጽባሕ ብሓይሊ ፈጣሪ ። ሕልምኺ ተሰሪቑ ፍርቂ ድቃስ ኮይንኪ ከም ዘይበሰለ ቅጫ ዝበዝሖ ትኪ ንሶም ረም ክብሉ ክዘሩዋ ዓለም ለውጢ ዶ ሲኢንኪ መዋእል ዘልኣለም። ዳዊት ከሰተ ገብረሊባኖስ (ቢሓት )
@dejuwediselye3129
@dejuwediselye3129 5 жыл бұрын
Dawit jigna ajokum eski hagrna ka Selam yewrdelna
@shmekoshmeko6314
@shmekoshmeko6314 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ ዳዊት bro so nic job qexlwo
@tedrosmihretab878
@tedrosmihretab878 5 жыл бұрын
Nay bahaki ane keman mxgab sinaya dawit hawey nska ka eti teberkuto qelil aykenen azie eye zdnkeka ajoka selam ftehi yewrdelna neta bilen aynna hagerna hzbna
@habtaitesfagaber6905
@habtaitesfagaber6905 5 жыл бұрын
ሰላም ዝኸበርካ ሓወይ ጽቡቅ ግጥሚ ናይ፡ብሓቂ ኩሉ ግዜ አየ ዝካታተለካ በዝኾነ ቀጽሎ ግን ግጥሚ ናይ ደርፊ ዘይ ትገብር ማለት ኮምኡ ይሓይሽ፡አዚ ናትካ ግጥሚ ብጣዕሚ አዪ ጽቡቅ ሰላም ንዓኻ ኣብ ዘለኻዪ ብሓፈሻ ንኹሉ ውጹዕ ህዝቢ ኤረትራ
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 5 жыл бұрын
ዳዊይ ነብሪ
@meriwedierimeriwedieri5097
@meriwedierimeriwedieri5097 6 жыл бұрын
Kflom jgna ajoka kwegh eu nmen elwo 😭😭😭😭😭😭😭 ዓሕሕሕሕ ኤርተራዊ ውጹዕ እዋይ ኣነ
@hntsatesfay405
@hntsatesfay405 6 жыл бұрын
ኣነስ ዝክፉለ ክፈትወ ለለ ከብደይ ክበለዐኒ ማዓት እዩ ኣብ ኩሉ ዜማታቱ ኣምላክ ሰላም የውርደሎኩም የውርደልና ደቂ ኤሬ ማዓረይ ሓፉቱኩም አየ ካብ ትግራይ
@ምንባርኣይድገምንዩ-ጘ1ሐ
@ምንባርኣይድገምንዩ-ጘ1ሐ 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጋል ትግራይ ሽኮርርርር
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 6 жыл бұрын
Thanks hntsa tesfay habtey
@የማነባርያኪሮስምቅናይ
@የማነባርያኪሮስምቅናይ 6 жыл бұрын
Hntsa Tesfay ክብረት ይሃበልና ሽኮሪና ጓል ትግራይ ሓፍትና
@samilondons4871
@samilondons4871 6 жыл бұрын
Hntsa Tesfay ewe haki Kebdika eyu zibeka gn entay kingebr hgdef adina mnibar kelina gn kereba eyu etiy brhan nay.hzibna Rahwa rihuk aykonen just miknay tiray elu eyu derefa so sleti moral zehabkina kea Thank you 🙏 hawiki kab London eye hagerey gn Eritrea 🇪🇷 eyu .bsenki hgdef tesedide neleku ::
@Teklino249
@Teklino249 6 жыл бұрын
ክጽብቕ እዚ ኮመንትኹም ነዛ ሓፍትና ዝመለስኩምላ ይመልኣልና ፈጣሪ። ጸላኢና ይጻረፍ ይጸረፍ።
@Bahlawi_tseweta_adna
@Bahlawi_tseweta_adna 6 жыл бұрын
Great kifi arkey ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ keep it up wegeney
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 6 жыл бұрын
ከመይ ኣሎካ ዮኒ , ወዲ ፒያዛ : : ጭራ ባንድ ኩላትኩም ንፍዓት ኢኹም ኣጆኹም የሕዋት !
@Tes861
@Tes861 6 жыл бұрын
ጩራውያን ጸግዒ ህዝቢ ኣጆኩም እምበር ንስኩም ሲ ምትብባዕ ዘድልየኩም ኣይኮንኩምን እዛ ዓመት ኢዚኣ ከኣ ሕማም ኢርትራን መርሒ ኤርትራን ጸራሪጋ ትኪደልና ትኩነልና ደቂ ኤሪይ
@ፊሊሞንተስፋይርአሰደብሪኣ
@ፊሊሞንተስፋይርአሰደብሪኣ 6 жыл бұрын
Wala natka srahatka btaemi eu xubuk yoni hawey amlak menababreku yetatahayo bflay ab Israel deleku ab kahsakum yewelena luel fetari
@balibimobrahatum154
@balibimobrahatum154 6 жыл бұрын
Ney bheqi mesatit derafi
@ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ
@ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ 5 жыл бұрын
ዮኒ ወዲ ሃልወለይ እስኪ
@negasi2123
@negasi2123 6 жыл бұрын
ኣነስ ናይ ክፍሎም ድምጺ ምስ ሙሉእ ስምዒታቱ ዘቅርቦም ደርፍታቱ ብዘይ ገለ ትኽ ኢሉ ኣብ ውሽጠይ ይኣቱ ። ከምዚ ከማይ ኣለኹም ዶ ኣብ ኣንጉዕካ ዘኣቱ ደርፊ ትሱምዑ 😢 ክፍሎመይ ጅግና ቀጽሎ
@amanhadish6878
@amanhadish6878 6 жыл бұрын
ከፍሊ ጅግና እንቃዕ ድሓን መጻእካ ጭራውያን ዝፈቱ like ኣግርጭው 💟💟💟💟💟❤❤❤❤❤❤ 🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊 🌻🌻 መልካም 🌻🌻️ 🌻🌻 አዲስ 🌻🌻 🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️ 🌻️🌹⁣🌾🌻💐🌷🌻 🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊
@ምንጪመልሃሰይካብልበይ
@ምንጪመልሃሰይካብልበይ 6 жыл бұрын
ዘመን ተቀይርካኒ ስደተና ኮይነ qquathtt e ayer
@እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ
@እዚውንክሓልፍዩ-ቀ5ለ 6 жыл бұрын
ኪሮስ ኣስፍሃ ክፍሎም ይክኣሎ ዘካርያስ ክብርኣብ ኣብርሃም ፍ ዩኤል ፋኑስ ኔትዎርክ ኣማኒኤል ኢያሱ ብቃንዛ ህዝብኩም ትቅንዘው ኢኩም እሞ ንሕና ውን ኣብ ኣሰርኩም ኣለና ኣጅኩም በርትዑ ኪሮስን ክፍሎም ትደርፍዋ ደርፊ ሓንቲ ንጽበየኩም ኣለና ፡ ድርዕና ክውስክ።
@robeleritrea4448
@robeleritrea4448 5 жыл бұрын
Wala Neska Mesom Eka Muknietu Zenbeb Bezuh Eyu Zrda gen Wehd Eyu so You are very smart
@biniyamwolday2677
@biniyamwolday2677 3 жыл бұрын
Kubrom Hailemariam wn bro 🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭
@EMH91
@EMH91 3 жыл бұрын
Hade hasab alena 👌😻😻
@fshktaameley2027
@fshktaameley2027 6 жыл бұрын
መጺካ ዳ ወድዛ ሓላል መርየት ክፍሎም ጅግና ቀሪብና ኢና ኣጆኩም ደቂ ኢረይ ደቅዛ ሓላል መርየት ንሃቦ ከኣ እቲ ዝግበኦ ነዚ ጅግና ናይ ጀጋኒ
@teklesultan3975
@teklesultan3975 6 жыл бұрын
Jıgna
@AbrhamTeame-ms1nv
@AbrhamTeame-ms1nv 9 ай бұрын
2024 ysema Aleku kefali wedi Hzbi Abo haqi
@samitube5539
@samitube5539 6 жыл бұрын
ንኩፍሎም ዝፈቱ ላይክ ይብል
@WeghiuKing
@WeghiuKing 8 ай бұрын
ኣታ ጅግና ወዲ ወዲ ቶም ጀጋኑ
@shmekoshmeko6314
@shmekoshmeko6314 6 жыл бұрын
ከፋሊ ጅግና ኣታ ከማኩምሲ እንቃዕ ተዓደልናኩም ኣቤት ሕልና ምስቲ ውሕሉል ልቦና ተዓዲልኩሞ ናይ ስነ ጥበብ ዋና
@samituboyz471
@samituboyz471 6 жыл бұрын
Kiflom hawna btaemi ena nfetweka miknyatu fetawi hagrun🇪🇷hzbun slezkonka we love you❤️❤️❤️
@ወዲኣብርሃም-ወ4ኰ
@ወዲኣብርሃም-ወ4ኰ 6 жыл бұрын
ኣታ ከፋሊ ጅግና ነዓኻ ዝወለደት ኣደ'ስ ከመይ ቀሲና ትሕደር!! ሓቀኛ ጽኑዕ ኣብ መትከሉ ኣጆኻ በርትዕ l Love you more bro...!
@dejenmehari7566
@dejenmehari7566 6 жыл бұрын
እቲ ዝገርም"""ንዕኣ ምስማዕ ምስ ፈለምኩ ካልእ ደርፊ ክሳብ ሕጂ ምስማዕ ኣይጀመርኩን...ዝጸግባ ውን ኣይመስለንን...ነብሰይ ሙሉእ ቀዝሒ ክድፍኣኒ ይፍለጠኒ ኣሎ...ዓሕሕሕሕሕሕሕሕሕ
@nervesofsteel548
@nervesofsteel548 5 жыл бұрын
leeds bro
@hawshabeday5321
@hawshabeday5321 5 жыл бұрын
Nay bihaki jigina ✌️✌️✌️✌️
@balibimobrahatum154
@balibimobrahatum154 5 жыл бұрын
ahhhh deqi Eri jegau jigna kiflom
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 5 жыл бұрын
ዋይ ዋላ ኣነ ወደይ ዓኽ ይገርም ኢዩ እዞም ሓልካሳት ሪእሲ ዶርሆ ቀሪቦም ኢዩኦም
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 5 жыл бұрын
Kuluna hawey
@maekeleandom9892
@maekeleandom9892 6 жыл бұрын
ንክፍሎም ዝፈቱ ጥራይ like yhabeni
@kingsblackisraeltelaviv5212
@kingsblackisraeltelaviv5212 6 жыл бұрын
ኣብሽርካ ዛወደይ Like da ሙሉ 100
@zemugebre3686
@zemugebre3686 6 жыл бұрын
kefali hade kabtom azye zedenkom demxawi eika flui toblahta aleka qexelo kefali bro
@amanberaki9073
@amanberaki9073 5 жыл бұрын
Kiflom men kemaka jigna hawey
@teklehaymanothagos1128
@teklehaymanothagos1128 5 жыл бұрын
Behaqi bel
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 4 жыл бұрын
ኣታ ጅግና ወዲ ጀጋኑ
@samiadhanom9914
@samiadhanom9914 6 жыл бұрын
*ብሉጽ ስራሕ ክፍሎም ዓቢ ሰብ ዘይሕለል ስነ ጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ግጥሚ ዛማ 100% like Comment Sher please*
@tesfitteklehaymanot8519
@tesfitteklehaymanot8519 5 жыл бұрын
Selam yhwatey edmen tenan ymneyelkum, hasab lbnan tmnitnan yesmrelna ? Kiflom kea Ajoka kexlo Ab srahka Awet ymneyelka, God bless you 👉 ERITREA 🇪🇷 people like kea hq
@ilovemyself9522
@ilovemyself9522 6 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ ከፋሊ ሓወይ ናይ ብሓቂ ጅግን ወዲ እምባ ባርያ ሓበን ኣከለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ።
@Tes861
@Tes861 6 жыл бұрын
ኩቡር ሓው እዛ ጺሒፍካያ ደለካ ተመሊስካ ኢሞ ረኣያ ሓወይ ኣከለ ዶ ሰራየ እንዳ በልካ ጽቡቅ ኣይኮነን መስለኒ እንተተካኢሉ ብሓባር ምቅላስ እዚኣስ ጌጋ ኮይና ረኪበያ ።ክፍሎመይ እዛ ዓመት ኢዚኣ ንወዲ ተንቤን ትወስድ ይግበራ ጩራውያን ሰብ ሕልና ኣጆኩም ምሳኩም ኣለና ወገናተይ መልሲኩም ድመቁ ዓለማት ኣዛሩቡ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 6 жыл бұрын
ኣታ ፈላላይ ኮነ ኢልካ ሰብ ከይስዕቦ ትገብሮ ዘለካ ኣቃርጾ ፡ ከፋሊ ንስለ ኤርትራ ምበር ንስለ ኣከለ ጥራይ ኣይኮነን ዝቃለስ ዘሎ ። ከም ኣቦታትና ንስለ ኤርትራ
@ilovemyself9522
@ilovemyself9522 6 жыл бұрын
@@samsomsamsom5731 and ጌጋ እንተ ዘይህሎ መደምሰስ ኣይምሃለወን -- ኩቡራት ኣሕዋት ኣነ ንስለ ኣፈላላይ ኣይኮንኩን ከምኡ ኢለ ጺሒፈ ፡ እቲ ሓቂ ግን ኣነ በውራጃይ ስለ ዝሕበንን ከምኡ ድማ ክፍሎም ወዲ ዕባይ ኣከለ ስለ ዝኾነ ኢየ ከምኡ ኢለ ጺሒፈ ፡ ዘይተወሓጠሉ እንተ ሃልዩ ማይ ይስተ ።
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 6 жыл бұрын
@@ilovemyself9522 ኣብሽር ብሮ ኣነ ውን ነቲ ብማዕዶ ዝሪኢ ብጸቢብ ስለ ዝሓስቦ ምበር ብዓድካ ብ ኣውራጃካ ኣይትኩራዕ ማለት ኣይኮንኩን ፣ ከፋሊ ካኣ ስነጥበባዊ ስለ ዝኮነ ናይ ህዝቢ ምበር ናይ ሓደ ኣውራጃ ኣይኮነን ።ብዝኮነ ጌጋ የብልካን ብማዕዶ ዝሪኢ ከሙኡ ይመስል ብምባል እየ ሶሪ
@ilovemyself9522
@ilovemyself9522 6 жыл бұрын
@@samsomsamsom5731 it's ok ሓወይ ናተይ ሓሳብካ ጽቡቅ ኢዩ ዘሎ ፡ ኣነ ውን ነዞም ኣርቲስት ሃገርና ብዙሓት ኣለዉ ዘድንቆምን ዝፈትዎምን ግን ደቂ ካልእ ኣውራጃ ስለ ዝኾኑ ክጸልኦም ኢልካ ደይሕሰብ ዩ ፡ ክፍሎም ግን ምሳይ ደቂ ኸባቢ ብሙዃናን ደቂ ኣከለ ምዃናን ዝሕበነሉ ኣርቲስት ኢዩ that's way እየ ከኣ ከምኡ ኢለ ጺሒፈ ግን ብ Negetiv ምርዳእ ኢዪ እቲ ጸገም
@kamsebeyazalku1484
@kamsebeyazalku1484 5 жыл бұрын
Kiflom asli mera sdi music bro so amilak edmen teenan yhabka bro Good job wedi eri so eski like shabeb 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@RAM-ww7rh
@RAM-ww7rh 6 жыл бұрын
ኡይይይይይይ ከፋሊ ጅግና ኣታ ንስካስ አንቃአ ኤርትራዊ ኮንካ ካላኣይ ወዲስፋሃ
@HanegeKebi
@HanegeKebi 2 жыл бұрын
Welfi wala ms deki kalie zega enda tewezku eye zsema kefe ylal xuruy kem may nugho love you mann 👨 🤞🏽🤜🏽🤛🏽✌️💕🥰❤️ 18 Februar 22🤞🏽✌️
@ተስፋያስንቀይ-በ2አ
@ተስፋያስንቀይ-በ2አ 6 жыл бұрын
kifi arkey kem wetru tsibuk srah arikana nicc kip it up zearkey
@yonasandbosslove8325
@yonasandbosslove8325 5 жыл бұрын
Aseru haz wegeney ab gonukum ena kebari
@mikikesete6267
@mikikesete6267 5 жыл бұрын
ነዛ ደርፊ ከመዝ ከማይ ሰምዑ ዘሰተመቀራ ይህሉ ዶ ይኩን ክፍሎም ይካኣሎ ሓወይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ኣጆካ ቀርባ ያ ግዜ ኣታ ጅግና ወዲ ጀጋኑ 💟💟💟💟
@samiadhanom9914
@samiadhanom9914 6 жыл бұрын
*ሕልምኺ ተሰሪቑ* *ትጽቢትኪ'ዩ ነይሩ የዕጽምቲ ደቅኺ መኺኹ ዘይ ጠፍእ ብርሃን ክትዉልዒ ኣንጻር ባህግኺ ግን ጸላምኪ ደሚቑ መለሳ ዘይቡሉ መከራኺ ትበልዒ ሃገረይ ኣየ የ የ ሃገረይ እዋይ* *ሕልምኺ ተሰርቑ ብምዉታት ረሲኣን ተኾሊፍኪ ሲኢንክዮ ንስኺ ንምኻን* *ተንኮል ተተሪኢሶም ሙቹእ ድቃስ ደቂሰም ጥጁእ ሕልሞም ከተግቡሩ ፈሪዶሙና ንሕሰም* *ሎሚ ንብዒ ሃገረይ ንብዓትኪ ዉሕጅ ኮይኑ ፡መረብ ንክህትፎም ናይ ኢዶም ክረኽቡ መረትኪ ሙዉት ኮይኑ ሃህ ኢሉ ክውሕጦም መስጣ ኑጹህ ደምና ማዓት ክወርዶም* *ሎሚ የለን ንይምሰል ዕልልታ ኣብዚ ግዜ ጥፍኣትኪ ግዜ ዝምታ ሃገረይ ኣዋጅ በሊ ሁጹጽ ምጸዋዕታ መንከ ከይጭክን ዓዱ ኣብ ዕርበታ* *ሃገረይ ተጸሞቒ 'በር ሎሚ ንብዒ ረዳእቲ ክትረኽቢ ሰማዒ ምንክብኻብ ጋና መዘንግዒ ኣርሓ'ኺ ዉለዲ ደቅኺ ጸውዒ* *ያኣክል'ባ ስቕታ፡ እዋየይ ሎሚዩ ዝንባዕ ሃገረይ ባኣኽን ደቅኽን ፡ እዋይ እና ተገብረ ጣላዕ ሃገረይ ብተጻዋርነት፡ ስቓይኪ ሃገረይ ቓንዛኺ ከይ ርሳዕ ኣየየ ሎሚ ንብዒ፡ ሃገረይ እዋየ ሎሚዩ ደም ዝንባዕ* *ጉራ ምራ ኸብድኺ፡ዝወለዶም ኣይተሳእኑን ዘለኽዮ ዘይስወጦም ቃንዛኺ ሓቢእኪ ኽምስ ስለ ትብልዮም ሰፈር ፍትሒ ደስየት ሰላም ትመስልዮም ነቢዕኪ እባ ልቦም ስበርዮም ሃገረይ ነቢዕኪ እንዶ ልቦም ስበርዮም ሃገረይ*
@eyobfili5230
@eyobfili5230 6 жыл бұрын
samiti adhanom ohh anbesa wedi eri
@ኣደይዘመድልበይ
@ኣደይዘመድልበይ 6 жыл бұрын
ጨለ
@samuelafewerki5650
@samuelafewerki5650 5 жыл бұрын
Deset Selam arktey neska wen kalay kflom ika Mo kmsgnka yeftu bro
@samiadhanom9914
@samiadhanom9914 5 жыл бұрын
@@samuelafewerki5650 *Thank you Wegeney*
@ermilove685
@ermilove685 2 жыл бұрын
Thanks wegeney
@ማዓስድዩካዳንራኸበሉ
@ማዓስድዩካዳንራኸበሉ 6 жыл бұрын
ኣጆኹ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ቀረበ ኢዩ እቲ ግዜ ክወግሕ ኢዩ ከም ትምኒትና ከም ሕልምና ከም ባህግና ክትኮናልና ኢያ ኣጆኹም ጥራይ አደይ ኢድና ንበል።
@samueltuemay3101
@samueltuemay3101 6 жыл бұрын
Yemane barya N Kiros welidu Kiros dma N kefali Welidu Kefali abo wxuat nicee bro 👍
@ኣደንሃገርን
@ኣደንሃገርን 6 жыл бұрын
ኣታ ጅግና ከፋሊ ያ በጃኩም ሄልፎን ገርኩም ስምዑዋ ዛደርፊ እዋይይይ አዚጅግና ኣሕሕሕ ሎሚ ንብዒ ሃገረይ ። እስኪ ነዛ ወቃዊት ደርፊ ከምዚ ከማይ ገሩ ዘስትርማቀራ እንትሂዩ like ግበሩሉ በጃኩም ቀጽለልና ካኣ ከፋሊ።
@derwegzumerfolg4725
@derwegzumerfolg4725 4 жыл бұрын
kkkkk head phone ኢዩ ዝበሃል ኣንታ ኣጀል።
@ronaldinhoking1520
@ronaldinhoking1520 6 жыл бұрын
Wawwwwww kefali and kirosey zfetu
@Shiden550
@Shiden550 4 жыл бұрын
ከፋሊ ጸግዒ ውጹዕ ህዝቡ ብዓል ሕልና ፡ ሕልምኪ ተሰሪቁ። I like you ❤️❤️💯
@medhaniealem5238
@medhaniealem5238 6 жыл бұрын
ከብደካ ተበልዕ ደርፊ #like ሃበለይ
@aste6100
@aste6100 5 жыл бұрын
ከፋሊ ሓወይ ተዓወት !! ሽሕ ግዜ!!!! ሎሚ ንብዒ ሃገረይ !!!!!!!!!!!!!!!!!!! ሃገረይ ንብዓትኪ ጸላእትኺ ንምጽራግ ጥራይ ኣይኮነን ! ንዓና ንውሉድኪ እውን ዝሓጽበና ንብዓት ንደሊ ኣሎና !!!! ሃገረይ ሎሚ ኢዩ ዝንባዕ ! ንብዕልና ሃገረይ!!!!!!
@simonbirhane7516
@simonbirhane7516 6 жыл бұрын
ተንኮል ተተሪኢሶም ሙቹእ ድቃስ ደቂሰም ጥጁእ ሕልሞም ከተግቡሩ ፈሪዶሙና ንሕሰም። እሕ ናይ ኢድኩም ኣይትሰኣኑ እንዳ ሻዕብያ
@ማዓስድዩካዳንራኸበሉ
@ማዓስድዩካዳንራኸበሉ 6 жыл бұрын
ክፍሉ ጀግና ኣጆኻ ቀጽሎ ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ።መን ከም ኤርትራዊ
@ተስፋኢዩስንቀይ-ቨ8ወ
@ተስፋኢዩስንቀይ-ቨ8ወ 6 жыл бұрын
ክፍሊተይ ኣንበሳ ወዲ ኣናብስ ናይ ብሓቂ ከብድኻ ትበልዕ ደርፊይ ኢያ ጩራ ባንዶ ትብሃሉ ሲይ ናይ ብሓቂይ ሕልና ኣልባኦ ኢኹም። ጩራ ሰላም ጩራ ሕልና ኣልባ ጩራ ራሃዋ ጩራ ባንድ ዝፈቱ ላይክ
@wedialem5503
@wedialem5503 6 жыл бұрын
ክቡረተይ ኩሉ ግዜ ስለ ዉጹዕ ህዝብና እንቃዕ ተወለድካ ዕድመን ጥዕናን።
@ephremdawa3615
@ephremdawa3615 6 жыл бұрын
Bejakum 20k like habuley nezi beal mulue hilna Kefali hawey bejaka aytijaju ajoka Qexlo 😢😢🎤🎼🎤🎼
@kalabkalab1677
@kalabkalab1677 6 жыл бұрын
kflom habibey xbuk srah eu hje wen gena kabka bzhu ena nxbe newi edmen mlu tenan yhabka ftarie nkflom zfetu ka like atrese ani eka
@whytwo2199
@whytwo2199 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሕልምኪ ተሰሪቁ ተዓሚጹ ጅግና ከፋሊ ወዲ ዓዲ ኣጂካ ።
@segenshkor9697
@segenshkor9697 5 жыл бұрын
uffff I can't stop listening this touching song hakika alewo guramra zelato zeiswetom. ....edme yhabka kefali Beal hlna hawey natey. ......
@asmeromdrar1231
@asmeromdrar1231 6 жыл бұрын
ትጽቢትኪ'ዩ ነይሩ የዕጽምቲ ደቅኺ መኺኹ ዘይ ጠፍእ ብርሃን ክትዉልዒ ኣንጻር ባህግኺ ግን፡ ጸላምኪ ደሚቑ መለሳ ዘይቡሉ፡ መከራኺ ትበልዒ። ሃገረይ ኣየ የ የ,,,,,,, ሃገረይ እዋይ!!። ሕልምኺ ተሰርቑ ብምዉታት ረሲኣን ተኾሊፍኪ ሲኢንክዮ ንስኺ ንምኻን ተንኮል ተተሪኢሶም ሙቹእ ድቃስ ደቂሰም ጥጁእ ሕልሞም ከተግቡሩ ፈሪዶሙና ንሕሰም። ሎሚ ንብዒ ሃገረይ,,,, ንብዓትኪ ዉሕጅ ኮይኑ ፡መረብ ንክህትፎም ናይ ኢዶም ክረኽቡ መረትኪ ሙዉት ኮይኑ ፡ሃህ ኢሉ ክውሕጦም መስጣ ኑጹህ ደምና ፡ማዓት ክወርዶም። ሎሚ የለን,,,,,,ንይምሰል ዕልልታ ኣብዚ ግዜ ጥፍኣትኪ ግዜ ዝምታ ሃገረይ ኣዋጅ በሊ ሁጹጽ ምጸዋዕታ መንከ ከይጭክን ዓዱ ኣብ ዕርበታ። ሃገረይ ተጸሞቒ 'በር ሎሚ ንብዒ ረዳእቲ ክትረኽቢ ሰማዒ ምንክብኻብ ጋና መዘንግዒ ኣርሓ'ኺ ዉለዲ ደቅኺ ጸውዒ። ያኣክል'ባ ስቕታ፡ እዋየይ ሎሚዩ ዝንባዕ ሃገረይ ባኣኽን ደቅኽን ፡ እዋይ እና ተገብረ ጣላዕ ሃገረይ ብተጻዋርነት፡ ስቓይኪ ሃገረይ ቓንዛኺ ከይ ርሳዕ ኣየየ ሎሚ ንብዒ፡ ሃገረይ እዋየ ሎሚዩ ደም ዝንባዕ!!!!!!። ጉራ ምራ ኸብድኺ፡ዝወለዶም ኣይተሳእኑን ዘለኽዮ ዘይስወጦም ቃንዛኺ ሓቢእኪ ኽምስ ስለ ትብልዮም ሰፈር ፍትሒ ደስየት ሰላም ትመስልዮም። ነቢዕኪ እባ ልቦም ስበርዮም ሃገረይ ነቢዕኪ እንዶ ልቦም ስበርዮም ሃገረይ። kefali jgna ajoka ab godnka alena
@senaytfkre2585
@senaytfkre2585 6 жыл бұрын
like wadi hezbey
@senaytfkre2585
@senaytfkre2585 6 жыл бұрын
yamral kafaley
@טמסגןדמווז
@טמסגןדמווז 6 жыл бұрын
Lik
@tehanakterhaje5348
@tehanakterhaje5348 5 жыл бұрын
ዓንብቡ ፍረዩ ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ሰስኑ ከም ሑጻ ባሕሪ ኩኑለይ ዋልታ ዕርድኹም ይትረር ስኒት ፍቅርኩም ይስመር ዓንዴል ጸላኢኩም ክምሖ ካብ ሱሩ ክቡንቆር ። ከፋተይ ካኣ ኣጆካ ወገነይ ጅግና
@ወዲጫሕማ
@ወዲጫሕማ 6 жыл бұрын
Kflom jgna 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷
@kibretfishatsion701
@kibretfishatsion701 6 жыл бұрын
ቃላት ሲኢነሉ እቲ ጅግንነትካ ኣምላኽ ጥራይ ምሳኻ ይኹን
@ከመይዪዝግዜ
@ከመይዪዝግዜ 6 жыл бұрын
Naybehaki xbuk srah kexlo bel ajoka HAPPY NEAW YAER 2019 🙏🙏🙏🙏🙏☝️☝️☝️☝️☝️☝️
@chaloentertainment3232
@chaloentertainment3232 5 жыл бұрын
Hagerey one day selam trekblu Egziabiher netom kezefti zaliyelu Nhna dm nabaki nmexelu one day alo eyu ajoka kefali jigna 🙏🙏🙏
@desta10mand63
@desta10mand63 6 жыл бұрын
ከፋሊ ጅግና ኣሪኢካኒ
@melo-love-yomelooo4324
@melo-love-yomelooo4324 6 жыл бұрын
Kefali shekor nay behaki meresti derfi bulus menesy ajoka beretie ✌️✌️❤️
@michaelkidane5006
@michaelkidane5006 6 жыл бұрын
Kefali jigna edmen tenan yehabka fetari wedi hizbi ruhs hadush amet kae yegberelna nkulatna 2019 ametna yebela amlak
@amlakfkrieu1190
@amlakfkrieu1190 6 жыл бұрын
Kfali jgna wedi jeganu kenari zkone dmxi ajoka ab gonka alena💪💪💪💪💪
@wedihalefom981
@wedihalefom981 6 жыл бұрын
Wawww eta bhanqewta kxbeya zxenahku kflom Yahoo 👍🇪🇷👍👍
@robelpetros1120
@robelpetros1120 5 жыл бұрын
Guramra kebdki zweledo ayteseanon Zelekyo zysweto!!!!! Omg it's heart touching words,
@tesfithaile7402
@tesfithaile7402 5 жыл бұрын
kiflom king yemane barya weldu
@ወዲጋሽባርካባረንቱ
@ወዲጋሽባርካባረንቱ 6 жыл бұрын
Nic Job kflom hawey natey
@wedichealohadadm8828
@wedichealohadadm8828 6 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻካ ከፊሊ ወዲ ህዝቢ
@matihagos6166
@matihagos6166 6 жыл бұрын
Bro asli
@degafimessinbarcan443
@degafimessinbarcan443 6 жыл бұрын
ኡይይይይይ ክፍሎመይ ጠፊኢኻኒ ኢንዲኻ ኣታ ጅግና ሒጂ ኢንካዕ ብሰላም መጻኻ ካልእ ኢንታይ ሞ ክብል የ ዓቅሚ የብለይን ክገልጸካ ክፍሎማ ኣብ ዘለኻዮ ሰላምን ፍቅርን ጥዕናን ይፍጠረልካ
@ኤሩወዲህዝቢ
@ኤሩወዲህዝቢ 6 жыл бұрын
ኣታ ጅግና ኣብ ጎንካ ኣለን።ንበርለያ ትራይ ከፋሊ ኣቦ ሓቂ።
@anditbraun7550
@anditbraun7550 5 жыл бұрын
Kafu bro amlak msaka ykun 💙🇪🇷
@samsomfessehaye7130
@samsomfessehaye7130 6 жыл бұрын
Kefli hawey nay behaki lebi tenkef ajoka kexeki
@ትግራዋይፎዉሲኣስተዉዒሉተ
@ትግራዋይፎዉሲኣስተዉዒሉተ 6 жыл бұрын
ክፍሎመይ በየናይ ቃላት እየ እሞ ክምጉሰካ ዎገነይ ኩሉ ግዜ ስለ ህዝብካ ምስ ዘመርካ 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍 ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@awetrusom8330
@awetrusom8330 6 жыл бұрын
ኩፍሎም ዓቡይ ሰብ ኣጆኻ እንታይ እሞ ኩሉ ሰብ ከማኻ ኽውን ነሩዎ
@zareasli8542
@zareasli8542 6 жыл бұрын
ደሚቁ ዝደምቅ ውዱእ ስበ -ጥበባዊ ፣ ኣብ ሕልንኡ ዝነብር ፣ ሕዝእ ወዲ ህዝቢ ።
@ኣደይዘመድልበይ
@ኣደይዘመድልበይ 2 жыл бұрын
ንመን ትፈቱ እንተትብሉኒ ንክፍሎም ምበልኩ።
@lovechannelabi19
@lovechannelabi19 6 жыл бұрын
kefali asli jegna wedi Eri
@tesfitberhane919
@tesfitberhane919 6 жыл бұрын
Kiflom wadi hazbi jagna🇪🇷
@wedimamameksen4452
@wedimamameksen4452 6 жыл бұрын
Walcam kefale nay hemamey wedi ajoki bel eski kexlu xebuk srah eyu like bitte kef zefatu
@tesfayweldegebrial9429
@tesfayweldegebrial9429 6 жыл бұрын
Wwwwwww kuflom gobez halay hager halay hzbu admen tanan kuflom naiy am jagna👌👌👌🎻🎻🎻🎹🎶💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽👌👌👌👍👍
@meharigebreamlak6414
@meharigebreamlak6414 6 жыл бұрын
ኩፍሎም መጸ መጸ ኣንበሳ ይመስል ካብ ዱር ዝወጸ amazing, song
@hhailemichealzerom2487
@hhailemichealzerom2487 5 жыл бұрын
nay behaki hlmi hzbi eritrea teseriku ab deyhasebon deyhalemon sdet adi gana ynebr alo bravo kefa GBu with chura band!
@wedisiraj5605
@wedisiraj5605 6 жыл бұрын
Kafali seb hilna ajokaski wedi tsorena xeda
@hazomotv1561
@hazomotv1561 6 жыл бұрын
Kefali hawey ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ሃየ እስከ ነተባበዓዮ ነዚ ጅግና በዓል ሕልና
@johnfsahaye3295
@johnfsahaye3295 6 жыл бұрын
Welcome kefali beal muliee hilna enkaa natna konka ♥️👍✌️ Nappy new year and merry Christmas 🎄 guys
@successproduction38
@successproduction38 6 жыл бұрын
*ከፋሊ ውሉድ ኣከለ ሙካንካ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ናይ መን ክትወስድ ድኣ ናይ በዓል ድሩዕ በርሀ ጻዕዳ እንበር ወዲ ህዝቢ።*
@kesu921
@kesu921 6 жыл бұрын
ኩፍሎመይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣጆና ትራይ ደቂ ኤረይ ክወግሕ ዩ።
@natsnetgebreslase5405
@natsnetgebreslase5405 6 жыл бұрын
kefali hawey Ajoka jegna Admen teanan yehabka fetariii nay behaki teamti derfi
@danielkidane7839
@danielkidane7839 6 жыл бұрын
Mexe eti jgna wedi Selam tienan yhabena fetari deki er
@lloveyoukebede7995
@lloveyoukebede7995 6 жыл бұрын
llove you too! kiflom ❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍💪💪
@danielkidane7839
@danielkidane7839 6 жыл бұрын
@@lloveyoukebede7995 👈👉👉👈🤘❤
@gebrihiwethailizgi5540
@gebrihiwethailizgi5540 5 жыл бұрын
ከፋሊ ጅግና ተስፋ ኣለዋ ዛ ሃገር ናኣካን ከማካን ሂዝና ኢና ንህበን ኣጆካ በርትአ
@amblackboyorit1259
@amblackboyorit1259 6 жыл бұрын
Kifelom jegen ajoka eski nekifkom zeftw eski like like like 👍👍🎤❤️😍
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 6 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍
@kubromkesete
@kubromkesete 6 жыл бұрын
Kifaleyyyy asli ata jegna mewadadrteyyyy zey blu kem sebay metn ajoka ab gonka alena up
@ወዲዕባይጭዓናዲ
@ወዲዕባይጭዓናዲ 6 жыл бұрын
ክፋሊ ሓወይ ጅግና በዓል ሕልና ኣነ ደስ ስበልኒ ነገር እንተ ሃልዩ 606 ኮመንቲ ጽሕፎም ንኩሎም በቢ ሓደ ኣምቢበዮ ካብዞም ኩሎም 2 ሰብ ዶ ክብሎም ሸጣዊንቲ ሕማቅ ጽሕፎም ።
@Tes861
@Tes861 6 жыл бұрын
ይገርመካ ኢዩ ቁሩብ ሕልና ዘይብሎም ፉጡራት ደም ዘይብሎም ኢዮም ጽባሕ ኩሉ ምስ ኩነታት ክጋሃድ ኢዩ ክሓፍሩ ኢዮም ክንሪዮም ኢና 🙏💌✍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ፍትሒካብነብስካጀምርስላም
@ፍትሒካብነብስካጀምርስላም 6 жыл бұрын
ድሓን ክቡር ሓው ሕማም ምስ ነብሶም ዝተባእሱ ኢዮም ከም ሸለል ኢልካ ሕለፎም
@ኣይትጥለምኣማኒካካይጠልመ
@ኣይትጥለምኣማኒካካይጠልመ 6 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ መሪሕ ጂግና
@christianronaldo7758
@christianronaldo7758 5 жыл бұрын
ata jegna
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 5 жыл бұрын
Aytgedesolom. Nisom ka intay kem zikonu tifelteo ika aytgedesolom hawey do
@aregawi2317
@aregawi2317 2 жыл бұрын
ዕድሜን ጥዕናን ይምነየልካ ክፍሎመይ
@netsereabtomas8348
@netsereabtomas8348 6 жыл бұрын
ሰላም ንመላእ ደለይቲ ፍትሒ 🖐️ ኣጆኹም ኣጆና ቀሪባ'ያ ዓድና ንምለሰላ፡ ነንሕድሕዶም ይዋድኡ ኢዮም ዝለዉ ።
@semereshmangus1183
@semereshmangus1183 6 жыл бұрын
What a music! I am too proud of you. It is not long we will get our dream to be in our beloved country. We are lucky to have person like you on our side who is sick of his people problem. Thank you again kefali carry on we are with you. I haven't words that describe you. When i hear your music it motivates me that our country has still heroes and will be forever in our land in nearer time.
@abrhaleytekle2827
@abrhaleytekle2827 6 жыл бұрын
ከፋሊ ሕጹብ ምዓንጣ ብዓል ሕልና፡ ከማኻስ ሽሕን ዋልታን ይኹኑ ።
@biniwedimama3484
@biniwedimama3484 5 жыл бұрын
ክፋሊ መቅሰንዪ ገለ ዓይነት ደርፊ ዝያዳይ ። ኣጆካ ቐጽሎ ። i miss you , elwyes.
@Michael-sp8lv
@Michael-sp8lv 5 жыл бұрын
Kafu Hawna Beal Hlna Eza Derfi Ksab Hji Semieya Zeytmno Derfi
@nanihabeni7155
@nanihabeni7155 6 жыл бұрын
Thank you kuflom ስለ'ቲ ዑዙዝ ኣበርክቶካ "" ስነ ጥበባውያን ሃገርና መስትያት ሕብረተሰብኩም ኢኩም አሞ ቀጽልዎ Our people pleas bring back to our identity
@efremmeles8345
@efremmeles8345 6 жыл бұрын
Kefali hawey nay bhaki jgna ajoka qoxlo nay bhaqi jgna nay jeganu 100/100/100
@samuelbahta5749
@samuelbahta5749 6 жыл бұрын
ከፋሊ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ
@DawitHagos-gu7tg
@DawitHagos-gu7tg 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ክፍሎም ኣታ ጅግና ወዲ ሓላል መሬት ከመይ ድካ መጸለል
@EfremEseyas
@EfremEseyas 6 жыл бұрын
Seb helna ajokum jeganu yehwatey
@redseakings3344
@redseakings3344 5 жыл бұрын
i cant stop crying U r hero kiflom GBU
@mnbarnzelekamfkar6123
@mnbarnzelekamfkar6123 2 жыл бұрын
Chidi hasawit
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ 6 жыл бұрын
Kefali hero perfect 👌 song so go ahead our clever 👍👍👍👍👍
@semerephiladelphiapa9781
@semerephiladelphiapa9781 5 жыл бұрын
Welcome wedi Yikalo nem dae kitewased anet jigen 👍😍👍😍👍😍👍😍👍😍👍😍👍😍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏😍👍👍👍😍😍😍🙏👌👌👌👌
@yemanekiflemariam3809
@yemanekiflemariam3809 6 жыл бұрын
AMAZING VOICE & POWERFUL MESSAGE !!!
@brhanegidey7741
@brhanegidey7741 6 жыл бұрын
ክፍሎም ጅግና ናይ ጀገኑ በሎ ድኣ እቲ ጥዕም ደምጺ ፍትሒ
@afimichael3698
@afimichael3698 6 жыл бұрын
One of my favorite singers ❤️
@pac-kc4ec
@pac-kc4ec 6 жыл бұрын
Afe arkey astemakra emo xbuk gerka hagerna enareinaya ttefi ala eway ane wedi gdey 😥😥
@misgnakiflemariam3946
@misgnakiflemariam3946 6 жыл бұрын
Sehr schönes lied Ich bin stolz auf dich
Eritrean Music 2017//ዓይኑ ይብራህ\\ Zekarias Berhane (Zaki)
5:48
CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
Рет қаралды 1 МЛН
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 19 МЛН
How Many Balloons To Make A Store Fly?
00:22
MrBeast
Рет қаралды 173 МЛН
Kiros Asfaha - Emo Dema Sleki  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:57
Kiros Asfaha
Рет қаралды 1,4 МЛН
New Eritrean Music 2019 Kiflu Dagnew Mis Hilnay ምስ ሕልናይ
5:36
Mosobna Entertainment
Рет қаралды 538 М.
CHURA BAND  |ቤተሰብ ኢና| Eritrean Music 2018 - Bieteseb Ina
6:42
CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
Рет қаралды 600 М.
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 19 МЛН