ደሃይ ነባራት ከየንቲ | Bahta Gebrehiwot | Wedi Romit Show

  Рет қаралды 5,692

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Күн бұрын

Пікірлер: 69
@TG53983
@TG53983 7 ай бұрын
ኣየ ባህታ ኣይኮነን ደርፉስ ዕላሉ ዋላ ባህታ ኣለዎ... Thanks dear ወዲ ሮሚጥ!
@habtefesehaye1690
@habtefesehaye1690 2 ай бұрын
Living Legend Bahta
@Bahgi_
@Bahgi_ 7 ай бұрын
ኣቦ ጥበብ ባህታ ገብረሂወት: ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:: ወዲ ሮሚጥ ክብሪ ይግብአካ!
@sabaabay3572
@sabaabay3572 Ай бұрын
ከም ኣያ ባህታ ፅርየት ዝፈትው ሰብ ኣይረኣኩን ብዘመነይ። ናይ ጫማኡ ወላህላህ ምባል ብጣእሚ እዩ ዝገርመኒ። እድመን ጥዕናን ይምነይ ልኣያና🙏
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 4 ай бұрын
ጥዑም ዕላል ወዲ ሮሚጥን ሥነጥበባዊ ባህታን።
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 4 ай бұрын
ፅቡቅ ገይርካ ወዲ ሮሚጥ ጀግና !!
@halay4067
@halay4067 7 ай бұрын
ንፉዕ ኣቦና ባህታ ገብረሂወት ከመኡ ውን ውዲ ሮሚጥ ዓርከይን
@tesfayegebre7706
@tesfayegebre7706 4 ай бұрын
What a lovely person, Bahta. Your openness and love is infectious 👏👏👏
@fanueldori9718
@fanueldori9718 4 ай бұрын
ኩቡሩ ኣያና ስነ ጥበባዊ ባህታ ገ ሂወት ❤❤❤❤
@fretaachayo6681
@fretaachayo6681 7 ай бұрын
እዋይይ ሐውቦይ ማዓረይ ስለ ዝረአኩካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ዕድመን ጢዕናን ይሀብካ 🙏🏼🙏🏼ወዲ ሮሚጥ ክዓ የቀንየልና
@SmilingDominoes-sx1dh
@SmilingDominoes-sx1dh 4 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ገራሚ ናይ ዘመና ፍልዩ ኢኻ ዝገርሙ እዮም ተምፅም በስመኣብ ይርደኣካ ማለተይ ይፍለጠካ ዶ ይኾን በአካ ሕጉሳት ምኻንና love you ♥️❤️
@TesfayeDigi
@TesfayeDigi 3 ай бұрын
አቦና! ነዊህ ዕድመ አምላኽ ይሃብካ!
@SolomonMehari-rf5vc
@SolomonMehari-rf5vc 6 ай бұрын
ኣያ ዕድመን ምስ ሙሉእ ጥዕናን ንምነ❤❤❤
@EFAmulualem
@EFAmulualem 7 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍🙏😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏ኸዳ ሮማጥየ ስለ ተክለ ተስፋእዝጊ ምንም ዘይምሕታትካ ቅር እሉኒ።😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏
@tesfayegebre7706
@tesfayegebre7706 4 ай бұрын
It is nice to see you my dear relative Bahta! I am glad your spirit is strong!
@YonasBerhe-m6b
@YonasBerhe-m6b 4 ай бұрын
Thanks wedi romit
@mikytekle8814
@mikytekle8814 7 ай бұрын
The legend tigrian singer. Long live bahta
@MekanntMaru
@MekanntMaru 7 ай бұрын
ምርጥ ሰብ እዩ ባህታ ታሪኹ ኣሳሕቶም ፅሒፎሞስ ፀገም የብሉን ይብሉን🙏ገራሚ ሰብ እዩ ብሕታዊ ቴዲ ኣፍሮ ዘድንቆ ሰብ ባህታ ምዃኑ ክንደይኩም ትፈልጢ????? ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያና ባህታ
@brhanugebre9344
@brhanugebre9344 7 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ክነመስግነካ ንፎቱ ከምዚኦም ዝበሉ ኣቦ ጥበብ ዝኮኑ ከየንቲ ኣቦታትና ክንፈልጦም ብምግባርካ ዓብይ ክብሪ ይግበአካ
@lectureandentertainment7979
@lectureandentertainment7979 7 ай бұрын
ባህታ ባህታ ዓለም ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ❤
@bgirmay
@bgirmay 7 ай бұрын
Great interview and also I’m very happy to see my uncle, the legend Gash Bahta!!
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 4 ай бұрын
Abona bahta Edmen Tiena yehabka 👍👍👍👌💛❤️
@yosieftekle9153
@yosieftekle9153 Ай бұрын
Viva agazian
@YonasElias-uu3om
@YonasElias-uu3om 2 ай бұрын
ኣቦና ድምጻዊ ባህታ ገ\ህይወት ባህ ዝብል ጻንሖት ጌረ ክከታተለካ ጸኒሔ። ናይ ሎሚ ባህታ ነቲ ናይ ትማሊ መንእሰይ ባህታ እሞ ድማ ኣብ ከተማ ኣስመራን ባጽዕን ህቡብ ድምጻዊ ባህታ ገብርሂወት ግና ከይተናኸፍካዮን ጎስኻዮን ምብኳርካ ግና ሰኸኽ ኢሉኒ! እግዛብሄር ካብ ዘለኻዮ ዝነውሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ክህበካ ይትስፈው።
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 7 ай бұрын
❤❤❤❤ayani edmen tienan yihabelna 💗
@GebreMezgebe
@GebreMezgebe 7 ай бұрын
ዋው!
@ብርጌድ
@ብርጌድ 7 ай бұрын
ኮነሬል ፀጋይ ትኩእ(ዉረሰኒ ተጋዳላይ) ወይ ድማ ሽመንዲ ገ/ማርያም & ኣበበ ኣርኣያ & ፍስሃ ገ/ማርያም(ገበል) & ዳዊት ወርቁ(ማንቲለ) ማለት እድሕር ኣብ ዓዲ ኣሎ ኮይኑ ኣምፃልና ሮሚጥ ሓወይ 🙏🙏🙏Please
@tsegatekulu8368
@tsegatekulu8368 7 ай бұрын
Niberulna Niberulna ❤❤❤
@kasayareki6656
@kasayareki6656 7 ай бұрын
What a great man!
@User56-14q
@User56-14q 7 ай бұрын
Hatsira gn
@TesfayBeyene
@TesfayBeyene 7 ай бұрын
Respect 🙏🙏🙏
@Abiz987
@Abiz987 7 ай бұрын
As Eritrean I always watch your show but why isn’t much more view as it deserves, do better in marketing you deserve more viewers
@WediRomit
@WediRomit 7 ай бұрын
I am grateful, my brother. We are going to work on some marketing issues to increase viewership.
@EFAmulualem
@EFAmulualem 7 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💪😍💪😍💪ብጣዓሚ ኣዝየ ካብ ዘድንቆም ኣያና ስነ ጥባዊ ባህታ ገ/ህይወት ልዕሊ 66 ዓመት ኣብ ስነ ጥበብ ይገርም።😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍😍😍❤❤❤
@MariaKasy
@MariaKasy 5 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@meri3353
@meri3353 7 ай бұрын
ሰላምኩ ይብዛሕ
@GebreMezgebe
@GebreMezgebe 7 ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤❤
@meri3353
@meri3353 7 ай бұрын
ኣሕዋተይ
@sahayabray5699
@sahayabray5699 7 ай бұрын
❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰WEDI ROMIT BEJAKUME NABE ADEKHUME TEMELESU KULATKUME ABETI KALESI ZENEBERKUUME BEFELAY KEYENTI KABE HALEYOT EYOU MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE HEZEBI TEGERAY 🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤
@jemalmohamed8297
@jemalmohamed8297 2 ай бұрын
Welkyt Tigray kynu ayfelen Game over
@YoniTes-q5c
@YoniTes-q5c 2 ай бұрын
@shalom5798
@shalom5798 7 ай бұрын
ላይክክክክ በልዎም❤❤
@GenetEstifanos-y7p
@GenetEstifanos-y7p 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@meri3353
@meri3353 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ዕባይባርካዓድስብሓ
@ዕባይባርካዓድስብሓ 7 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ክኢላ ወግዒ ፅዋት ኢካ ተቅርቦ መደብ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ
@asefagerie8506
@asefagerie8506 7 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️👍
@amanuel-.
@amanuel-. 3 ай бұрын
ብዛዕባ ናይ ኣስመራ ጻንሒቱ ከይሓተትካዮ። ኣብ ኤርትራ በታ ስቓይ ዝከኣል'ዩ ትብል ደርፉ ውሩይ ከም ዝነበረ ትዝክርዶ?
@HiwotDagnew-u7c
@HiwotDagnew-u7c 4 ай бұрын
💖💖💖💖💖✅✅✅
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 7 ай бұрын
😢ወዲ ሮምጥ ሓወይ ሎሚ ብጣዓሚ ኣሕጉስካኒ ሳፕራይዝ ገርካና ንፈትዎ ኣቦና ባህታ ናዓናይ ትግራይ
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 7 ай бұрын
ናዓናይ ትግራይ ትግራይ ኣኽሱም ኣኽሱም..... ወረዳ ጋንታ አፈሹም...ፉሉይ ስም ትውልዲ ባ ጥቐሰልና?
@meri3353
@meri3353 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Titi-f3z4x
@Titi-f3z4x 4 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏
@SamuelYared-t8y
@SamuelYared-t8y 4 ай бұрын
Nbahta agulae ztekebolo na gbrna halafi znebere tegadalay yared tsegay ybehal ,bhiwet yelen
@Tadese-n7e
@Tadese-n7e 7 ай бұрын
ባህታ ድምጹ ዘይተቐየረ ዓብይ ትሕትና ዘለዎ ዓብይ ሰብ
@sahayabray5699
@sahayabray5699 7 ай бұрын
❤❤❤❤😍🥰🥰🥰🥰🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 4 ай бұрын
'ባህታ'ዝብሃል ሽም ባህ ይብለኒ።
@mekonengebremedhin3722
@mekonengebremedhin3722 7 ай бұрын
ትምህርቲ ዲቁና ወይ ፈለገ ሂወት ንሙዚቃ ዓብይ ተራ አለዎ ምክንያቱ አብ ስርዓተ ቅዳሴ መዝሙር ንግጥምን ዜማን ተራ አለ
@afeworkimezghebo8827
@afeworkimezghebo8827 7 ай бұрын
ሐውናን ክብረትናን ስነጥበባዊን ባህታ ገብረሂወት ናይ አስመራ ሬድዮ ክክፈት ከሎ ንመጀመርያ ዝተመሐላለፈት ደርፊ ስቃይ ዝከአልዩ እትብ ደርፊ ሙኻና ትፈልጡዶ
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 4 ай бұрын
Bahta Gebrehiwet is pure Ethiopian Nationalist and Famous Ethiopian Singer.Do not bring him back to Tigray.It is better for him to keep as Famous Ethiopian Amharic Singer.
@SamuelYared-t8y
@SamuelYared-t8y 4 ай бұрын
Ab agulae nbahta ztekebolo na gbrna halafi znebere tegadalay yared tsegay ybehal
@LDZ-cy6mn
@LDZ-cy6mn 3 ай бұрын
ብህር ድምጻዊ ባህታ ገብረሂወት በታ ስቓይ ዝከኣል'ዩ ትብል ደርፍካን ናይ ኣምሓርኛ ደርፍታትካን ኣድናቒኻ እየ:: ኣዝዩ ብሉጽ ደርፍታት እዩ ዘለካ:: ኣበይ እሞ ብብዝሕ ትግርኛ ደሪፍካ እንተ ትኸውን እየ ዝብል:: ዋላኳ ሕጂ ብዙሕ ደርፊ ዘይሰምዕ እንተኾንኩ:: ተጋዲልካ ምንባርካውን ኣፍልጦ ኣይነበረንን:: ኣብዛ ኣብ በረኻ ደሪፈያ ትብላ ዘለኻ ግና ዜማ ናይ ኣተወ ብርሃን ሰጊድ ውድሲድካ ኣለኻ:: እታ ደርፉ ኣስላማይ ክስታናይ ወዲ ቖላ ደጋ ንውዲት ጸላኢ ኣይትሃቦ ዋጋ ከይትኮን ዕዳጋ :: ትብል ብዘበን ጃንሆይ ንህዝቢ ኤርትራ ብሃይማኖት ክኸፋፍልዎ ምስ ጀመሩ ሻቡ ዝደረፋ እያ:: ኣብዛ ድቕኺ ጀጋኑ ጸላኢ ዘሕፍሩ ጎቦታት ገደልኪ ጥይት ዝኽልክሉ :: ኣብዘን ክልተ መስመር ዜማኻ እንታይ ትብል :: ዕድመን ጥዕናን ይወስኸልካ:: ኣድናቒኻ ኤርትራዊ እየ
@Tedros-k9q
@Tedros-k9q 2 ай бұрын
Tegaru, why can't you people create your own instead of stealing other people's talent. It seems to me that stealing and lying is passed on from generation to generation in tigray. I am sorry to say that. Your guest is lying to you in your face. He is telling you the song by Atowe berhan segid as his own. What a shame. Weyane copied everything from Eritreans. Even today, our songs are being stolen by you people. Please stop it
@GebreMezgebe
@GebreMezgebe 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@lidyateklemichael474
@lidyateklemichael474 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@meri3353
@meri3353 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SamuelYared-t8y
@SamuelYared-t8y 4 ай бұрын
Nbahta agulae ztekebolo na gbrna halafi znebere tegadalay yared tsegay ybehal ,bhiwet yelen
@GnW-k1f
@GnW-k1f 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
GERE EMUN PART 208 | ገሬ እሙን ክፋል 208
49:17
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 176 М.
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 46 МЛН
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 14 МЛН
ደሃይ ነባራት ከየንቲ | Wedi Romit Show
55:37
Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)
Рет қаралды 14 М.
Mulugeta Kahsay Wedi Romit ዛንታ ሓኽፈን፡ ግጥሚ ጃዝ ድምፂ ወያነ
13:24
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 46 МЛН