ደሃይ ነባራት ከየንቲ | Wedi Romit Show

  Рет қаралды 14,191

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Күн бұрын

Пікірлер: 128
@Gobezay1983
@Gobezay1983 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ወዲ ሮሚጥ፣ ብሓቂ ዝናፍቖም ከይንቲ፣ ብፍላይ ወዲ ብረይ! ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና፣ ኣርካናት ስነ -ጥበብ ትግራይ!
@kahsayaregay9856
@kahsayaregay9856 6 ай бұрын
ኣንታ እንኳዕ ዓይኒ ንዓይኒ ኣራአየና ብሓቂ ነቢዐ ወዲ ብረይ
@xoxo6191
@xoxo6191 6 ай бұрын
ወድሮሚጥ ብጣዕሚ ደስዝብል መደብእዩ ሕሉፍ ኣሎሙ በጀኻ ኣቅርበልና
@Semhar-e1u
@Semhar-e1u 6 ай бұрын
❤👍
@maron278
@maron278 6 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ መደብካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ከም ሎሚ ሲሒቀ አይፈልጥን ❤❤❤❤😂😂😂
@yohanesteffera8336
@yohanesteffera8336 6 ай бұрын
ፅቡቅ መደብ ወዲ ሮሚጥ መደባትካ ቀፅለሉ ነዞም ከየንቲ ክትሓቶም ዝነበረካ ናይ ሕዚ ወለዶ ከየንቲ ኸመይ ይኸዱ ኣሎው ምስ ኣቶም ክትሰርሑ ዝጀመርኩሞ ኦንታይ ኣሎ ክትብሎም ነይሩካ ብሓፈሻ ግን ፅቡቅ ስራሕ
@AlemBerhe-bl7eb
@AlemBerhe-bl7eb 6 ай бұрын
ኣነስ ኩሎም ክፈትወም ሳዓት ኣሕፅርካሎ ❤❤❤❤ ከምንፈትወም ንገረልና
@2jeuddjNddiddi
@2jeuddjNddiddi 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ yesssssss
@fanueldori9718
@fanueldori9718 2 ай бұрын
❤❤❤❤😂😂😂 ዓክ ናይ ጥዑም ግዜ ኣቦታትና ስነ ጥበባዊያን ንድሕሪት ተመሊሰ ክጽሕፍ ኣይክኣልኩን
@STAMA123
@STAMA123 6 ай бұрын
ወድሮሚጥ አብዪ ሰብ ሀላዋቶም ዘሕስበና ዝነበሩ ከየንትና አምፂእካልና የቐንየልና❤
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
ኣነ ነዞም ንፉዓት ተዋሣእቲ ኣዝየ ኢየ ዝፈትዎም። ወዲ ሮሚጥ ድማ ነዞም ተዋሣእቲ ናብ ሚድያኻ ሥለዝዓደምካዮም ብልበይ ኣምሥግነካ።
@wegahtaabraha2413
@wegahtaabraha2413 6 ай бұрын
ብሓዱሽ ድራማ ክትመጽና ንፅበ ❤❤❤❤
@netsanettekle9857
@netsanettekle9857 6 ай бұрын
Finally you brought legends,,
@habu207
@habu207 6 ай бұрын
ደስ ዝብል መደብ ወዲ ሮሚጥ ቀፁልሉ ናሳሓቅኩም ንበሩ ሳሓቅ ቀቲልኩምና
@Haregte
@Haregte 6 ай бұрын
ወዲ ሮሚጠይ ክብሪት ይሃበልና ስለ ዘቅረብካልና ጓል ሃገረሰብ ስለ ዝኮንኩ ኣይፈልጦሙን ሞባይል ምስ መፀ እምበይ ግን ጎበዛት እዮም ተዝምለሱ ክንደይ ምፀበቐ ብሓቂ❤❤❤
@merilovr5981
@merilovr5981 6 ай бұрын
አሕፂርካዮ ወዲ ሮሚጥ ዞም ፅሩያት ወለዲ
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 5 ай бұрын
ኩልሻዕ ብሳሃቅ ዝነብ መፅባዓ አለኒ ናይምንታ መፅብአ ናይምስአም እትብል ተዋስዖ እያ
@areki7
@areki7 2 ай бұрын
ዎዉዉዉ ዝፉትወምን ዘክብሮምን ተዋሳኣት ዓበይት ዝጠፉኡ ብምምፃካ ደስ እልን ወዲ ረሚጥ ሓወይ 💞❤❤💛💛💛💞❤💛💛
@UaeUae-sg2yk
@UaeUae-sg2yk 2 ай бұрын
ብጣዕሚይ ዝፈትወኩምን ክቡራት ከየንቲይ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏
@rutahaile2171
@rutahaile2171 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ፍትዋት ከየንቲ ❤የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ ንድሕሪት ምልስ አቢልካ አዘናጊዕካና። ደጊምና ስራሕቲም እንተንርኢ ከመይ ደስ ምበለና። ተጋሩ ሰብና ነኽብር ንሓግዝ።
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 6 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ የ ተከታቲለዮ የቀንየልና ክብራት ከየንትና ናብ ሞያኩም ክትምለሱ ተስፋ ንገብር ❤❤❤
@ranirani3899
@ranirani3899 3 ай бұрын
😂😂😂 ዝኽእሎ እንድዩ ዝኽእሎ
@ranirani3899
@ranirani3899 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k 6 ай бұрын
ዋውውውው ደሰ ዝብሉ ሰባት ኣቅሪብካልና ወዲ ሮሚጠይ የቀንየልና 🙏💖💖💖💖💖
@GenetEstifanos-y7p
@GenetEstifanos-y7p 6 ай бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብሉ ነባራት ከየንቲ ትግራይ❤❤❤
@app9839
@app9839 6 ай бұрын
ብጣነዓሚ ደስ ዝብል ፃንሕት ነይሩ የቅኒየልና
@አስሊጓልትግራይ
@አስሊጓልትግራይ 6 ай бұрын
ደስ ክትቡሉ እናሳሓቅኩም ንበሩ ክቡራት ወለድና❤❤❤❤❤
@مريم-ض2ص5ص
@مريم-ض2ص5ص 6 ай бұрын
😂😂ኣሰይ ፅብቃተይ ወዲረሚጠይ ካዓ ቀፁለሉ ❤🥰
@freweyni.....a7976
@freweyni.....a7976 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኹቡራት ወለድና❤ ፁቡቕ መደብ ብጣዕም ስሕቕና😂
@genetgebrekrstos3215
@genetgebrekrstos3215 6 ай бұрын
Ewowu Yekeneley wediromit abey atyom nbelom enfetewom keyentena seletekerbelena ❤🙏
@ዓባይትግራይ-አ2ዘ
@ዓባይትግራይ-አ2ዘ 6 ай бұрын
ወዲ ሮሚት ግን ንምንታይ ኣሕጺርካዮ ካልኣይ ክፋል ክትገብረሎም ኔሩካ እዞም ጀጋኑ ናይ ጥበብ ብዙሕ እንዳ ኣስሓቑ ዝምህሩ ። ክህልውን ኣብዚ ጥበብ ናይ ትግራይ ሕጂ ውን ዓቢ እጃም ክህልዎም ዩ። ኣበበ ኣርኣያ ከምኡ ውን ምላው ሓየሎም ኣቕርበልና
@HabtomAndom
@HabtomAndom 6 ай бұрын
Selam tinan yehabkum yehabena fetar ! An Eritrawiy yeqereta gberele bitaemi xibqti mehartin eye! Gin (bedelemuna Eyom Kemey entelekan tifumuna ezom (Abotat wey sine tibebat nay Tigray tiraye Ay konun )(minlabeti kemueu key hasibwo ) An ab (b firejiy 2014) yketatela nera so kqxilewa tesfa yegebri❤
@hailutadesse2230
@hailutadesse2230 9 күн бұрын
🎉
@danieln9263
@danieln9263 6 ай бұрын
Legends! thanks wedi romit.
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 6 ай бұрын
ኩቡራት ወለድናን ከየንቲ ዓይኒ ትግራይ እንዃዕ ብሰለም መፃኣኩም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ሳሓኩም ሳሓቀይ እዩ ሞ እናሳሓኩም ንበሩለይ ፅቡቅ መደብ ጅግና ኣቦና ወዲ ሮሚጥ❤❤❤❤❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን!❤
@STAMA123
@STAMA123 6 ай бұрын
እንኳዕ ረአናኩም ከየንትና ተናፊቕኩም ብጣዕሚ❤
@haftunigus3207
@haftunigus3207 6 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ የቐንየልና! ብስሓቕ ቐትልኻና!
@tsegatekulu8368
@tsegatekulu8368 6 ай бұрын
Seat hatsira wedi romit
@adleg4037
@adleg4037 6 ай бұрын
My favorite keyenti tigray much respect ❤❤❤
@amaama-px5ue
@amaama-px5ue 6 ай бұрын
waww
@Semhar-e1u
@Semhar-e1u 6 ай бұрын
ደስ ከብልካ ሕከያ ዓበቲ😂❤❤❤❤❤❤❤
@tekiaandebrhan6217
@tekiaandebrhan6217 6 ай бұрын
ተጋሩና ፍሉያት እኮ ኢና፡ዕድመን ጥዒናን፡ተመንየልኩም ።
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 6 ай бұрын
ደስ በሃሊ መደብ ❤
@gjgj-cg2qy
@gjgj-cg2qy 4 ай бұрын
ብረሃነይ (ወዲ ብረይ ዝይምፍላጥ ሽግር አርቴሴስ ምኳኑ ኣይፈለጥን ነይሩ ክብርና ደንበኛይ ክቡር አቦይ ምክሪታቲካ ኩሉ ❤❤❤❤
@Melaku-D
@Melaku-D 6 ай бұрын
Thanks!
@WediRomit
@WediRomit 6 ай бұрын
We appreciate your support very much.
@shirealene4436
@shirealene4436 6 ай бұрын
ሳሓቅኩም ይብዛሕ
@medhin8187
@medhin8187 2 ай бұрын
ኣነስ ሰሚዐ ምፅጋብ ኣብዩኒ 😂 ልበይነይ ድዩ😂?? መሊስኩም ኣምፅኡልና 👍
@tadeleasefaw
@tadeleasefaw 2 ай бұрын
ዋይይይ ሳሓቅ😂😂😂😂 ደስ በሃሊ
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 6 ай бұрын
Edmen tienan yihabelna ❤❤❤❤
@sahayabray5699
@sahayabray5699 6 ай бұрын
EDEMEN TENANE YEHABKUME FETARI HEZEBI TEGERAY SELAMEKUME YEBEZAH
@ZENEBESHTESFAMARIAM
@ZENEBESHTESFAMARIAM 6 ай бұрын
❤❤❤❤ des zebil interview
@ABAbelFissha
@ABAbelFissha 6 ай бұрын
Part 2 🙏🙏🙏
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 6 ай бұрын
ወዲ ሮምጥ ሓወይ ኣበበ ኣራኣያንዶ ኣቅርበልና
@tigraihagerey8246
@tigraihagerey8246 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትዎም ከየንቲ❤ ክብረት የሃብካ ወዲ ሮሚጥ ክቡር ሰብ❤ ብርሃነ ብርሃነ ቐምሽ ከዲንካስ ሰበይቲ ምኮነ😂😂😂ኣደ ጀጋኑ !!
@TG53983
@TG53983 6 ай бұрын
Legends🤩
@nigistiyaze
@nigistiyaze 6 ай бұрын
Thanks 🙏 Mula we love you guys ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@jesicaisra3454
@jesicaisra3454 6 ай бұрын
ኸዚ ግርም
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi 6 ай бұрын
Kem lomi sihiqe ayifelitin😂😂😂❤
@beyenebelay4073
@beyenebelay4073 6 ай бұрын
Our Great Artists
@asresachkidanu6056
@asresachkidanu6056 6 ай бұрын
♥️♥️♥️
@samsamsun367
@samsamsun367 2 ай бұрын
ልጅ እያለሁ ያየሁት ድራማ ትንሽ ረስቸዋለሁ ቀዩ ሰውዬ ፀጉር ሊሰራት አይችልም ለ2 ከፍሎ ወደዚ ወደዛ ያዞራታል እንዴት ልስራሽ እያለ 😂😂😂የሳቁት ሳቅ አረሳም ኢትዬጲያ ደቡብ ክልል ሆኜ
@hailutadesse2230
@hailutadesse2230 9 күн бұрын
🎉
@lets.7860
@lets.7860 2 ай бұрын
Thank you!! Really funny 🕊☮️💜
@Hereawnet
@Hereawnet 6 ай бұрын
ስሓቕ መይተ ሎሚ ክክክክክክ
@tsegatekulu8368
@tsegatekulu8368 6 ай бұрын
Edmen tienan yihabkum
@tsegamezegebe5217
@tsegamezegebe5217 6 ай бұрын
Way des ktblu bsahak ktlkumni edmn tyna yhabkum
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 6 ай бұрын
Bi natkum gize tium drama neru❤❤❤
@tsegatekulu8368
@tsegatekulu8368 6 ай бұрын
Btaemi des tiblu
@سلامة-ت9ط
@سلامة-ت9ط 6 ай бұрын
ዋይ ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም🎉🎉 ተጋሩ ኣሕዋተይ ታይ ኮይና ኢና ምድያና ዘይነዐቢ ሳብስክራይብ ኣይክፎለይ ሽር ላይክ ናገበርና ነታባባዓዮም🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@GjKj-cq8kx
@GjKj-cq8kx 6 ай бұрын
እበይተይ ሓዳስ ዝብል ኮ እዩ😂
@hayatyasin3873
@hayatyasin3873 6 ай бұрын
❤❤❤😭
@gebreyesuselsa6998
@gebreyesuselsa6998 6 ай бұрын
❤❤
@ባህራን480
@ባህራን480 5 ай бұрын
ዋይ ኣታ ሞትኹ😂😂😂
@amahaamaha-n6h
@amahaamaha-n6h 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hailay572
@Hailay572 6 ай бұрын
ሓሳዳት ንምንታይ like,subscribe and share ዘይትገብሩ?😮
@arsamatediros1778
@arsamatediros1778 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ብርጌድ
@ብርጌድ 6 ай бұрын
ኮነሬል ፀጋይ ትኩእ (ዉረሰኒ ተጋዳላይ) ኣምጻልና
@mulugetakahsay5814
@mulugetakahsay5814 6 ай бұрын
ኣብ እዋኑ ክቐርብ ዩ Tnx
@ብርጌድ
@ብርጌድ 6 ай бұрын
@@mulugetakahsay5814 ክብረት ይሃበለይ
@ليستيبرهنس
@ليستيبرهنس 6 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ሓዎይ ዓዶምን ዝተዎሎዱሉን ቦተ ኢናጠየካዮም
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ 4 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂 ኣቱም ሰባት እናሰሓኩን እናነባዕኹን ወዲአያ ዝኾነ ኾይኑስ እንቋዕ እስቲ ምስ ንፈትወኩም ኣያታትና ገፅኩም ኣርአየና እቲ ነዓና ንተጋሩ ናይ ጭንቂ ሰዓትና ድማ ሓሊፊ እንቋዕ ሓሊፊ ኣርኣየና ።
@HiwiHiwi-i3w
@HiwiHiwi-i3w 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
ST:- አብዪ ሰብX . . .ዓብዪ ሰብ ሀላዋቶምX . . . ሃላዋቶም አምፂእካልናX . . .ኣምፂእኻልና አX . . .ኣ ካX . . ኻ
@ከክብከክብ
@ከክብከክብ 6 ай бұрын
💪💪💪💪💪❤💛❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉
@Tsige-zn7re
@Tsige-zn7re 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@desnetkbrom
@desnetkbrom 2 ай бұрын
😂😂😂ደስ ክብሉ ዕላሎም
@sahayabray5699
@sahayabray5699 6 ай бұрын
😍🥰🥰🥰🥰🥰💯💯💯💯💯💪💪🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼💪💪
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
ወዲሮሚጥ 'ሸው':- "ጉዳማት ሽማግለ"X . . . ጉዳማት ሽማግለታት።
@Titi-f3z4x
@Titi-f3z4x 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@lemlemhagos9299
@lemlemhagos9299 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@berhieweldu2498
@berhieweldu2498 6 ай бұрын
Kibret yihabelina abotatina
@esetmekonen3856
@esetmekonen3856 6 ай бұрын
Tegaru tenbasat subscribers zeytigebru himakat giberu esti
@زينبحبشية-ص4ظ
@زينبحبشية-ص4ظ 11 күн бұрын
💛❤️💛👍
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
ነዞም ተዋሣእቲ ሥለዝፈትዎም ነዛ 'ቪድዮ' ደጋጊመ ኢየ ዝሪኣ።
@TemesgenGebremariam-y8i
@TemesgenGebremariam-y8i 6 ай бұрын
ዛ ወግዒ ጥፍኣታ ምሕፃራ😂😅
@mdgkhc2645
@mdgkhc2645 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@SeyfeSeyfegebrhiwet
@SeyfeSeyfegebrhiwet 6 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ኦርጆናል ትግራዋይ
@messiliyu1647
@messiliyu1647 6 ай бұрын
😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YaredGebreselassie
@YaredGebreselassie 2 ай бұрын
Mtahatawi aleba degimkum akrbulna
@azebinagirmay7820
@azebinagirmay7820 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏 አነ አለኩ ካፕ ማይክል ጃክሰን ዝበለፀ ንአካትኩም ዝፈትው❤❤ አንደኞች!
@RabihhCall-i1x
@RabihhCall-i1x 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@RihaamOmaako
@RihaamOmaako 6 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
@brkti_tube
@brkti_tube 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትዎም ካብ ምፍታወይ ዝተላዓለ ኣብ ናተይ ዩቱብ ቪድዬ ፓሲተ ኣለኹ ናታቶም ቀልድታት ❤❤❤❤❤
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 6 ай бұрын
Dramas biakum gize neru
@Johnhumera
@Johnhumera 6 ай бұрын
Abey zelo derama ey ezy kulu halewlew
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 12 МЛН
Всё пошло не по плану 😮
00:36
Miracle
Рет қаралды 3,5 МЛН
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 48 МЛН
ደሃይ ነባራት ከየንቲ | Bahta Gebrehiwot | Wedi Romit Show
53:39
Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)
Рет қаралды 5 М.
Gere Emun Part 175 | ገሬ እሙን ክፋል 175
46:54
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 385 М.
ዳይና ላዛ  ኣይዶል  ምስግና  ገ/ሚካኤል ኣብ ቀዛሕታ
1:01:28
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 12 МЛН