No video

🛑 ''ድሃዩ ተረኺቡ'' ፍሉይ ምድላዉ ሓድሽ ዓመት ምስ ተጋዳላይ ፍትሓዊ

  Рет қаралды 109,929

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

Күн бұрын

ንተጋዳላይ ፍትሓዊ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0945540816/0914304287 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
" ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
/ @gedli_plus
For More Videos / @lela_time

Пікірлер: 675
@Gedli_plus
@Gedli_plus 11 ай бұрын
ንተጋዳላይ ፍትሓዊ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0945540816/0914304287 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 11 ай бұрын
Please ወታደራዊ ሚስጥራት ናብ ዚ ኣይተቕርቡ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም
@user-ku7if7bj2q
@user-ku7if7bj2q 11 ай бұрын
​@@zaebakulu8553አኛ እንዳንኮርጂ ነዉ ጁንታዉ😮😮😮😮😂
@angosomgezaetesfay6620
@angosomgezaetesfay6620 11 ай бұрын
nay ሃይልሽ ደሃይ እንተሃሊኪ ባ
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 11 ай бұрын
እንቃዕ ብሰላም ወጻእካ ጀግና : ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩ:: ❤ተጋሩ::❤ካብ ኤርትራ እየ ❤
@gcsdxz1877
@gcsdxz1877 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤ የቀንየልና ክቡር ሓውና🥰🥰
@shaneyohannes8578
@shaneyohannes8578 5 ай бұрын
መን ዘኪርካ ዩ ህውታትያ ቀንዲ ጸላኢ ንስኻ ኢኻ ኣብ ጎኖም ብጥቕምኻ ሓጊዝካዮም 🤣🤣🤣
@hulumyalfal7516
@hulumyalfal7516 11 ай бұрын
እዋይይይ ሞይቱ ኢሎም ፖስት ገይረምዎ ሪአስ ልበይ ስብር ኢሉ ነይሩ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ኣምላክ ጥዑም😢😢😢❤❤❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 11 ай бұрын
omg ብሂወት ስ ልረኣኩካ ደስ ኢሉኒ ዩ my king TDFይ ቡዙሕ ንፎትየኩም ነክብረኩም ብሓፂሩ ኣብ ት/ቲ ኣምላክ ንስኩም ዋሓስና ደቂነዋይ love you ተጋደልቲ ትግራይና❤️💛👑🦁
@mulugetasiyoum5067
@mulugetasiyoum5067 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ብሱል ጀግና ቖራጽ ደፋር ከምታ ስሙ ፍልይ ዝበለ በቕዓትን ንቕሓትን ከምኡ እውን ዝተረጋገአ ስብእና ዝተላበሰ አንደበተ-ርቱእ ንምንታይ ከምዝተዃሸሐ ኣዐርዩ ዝፈልጥ ብስምዒት ዘይኮነስ ብውነ ብወነ ወሲኑ ካብ ማእኸል ዓዲ ተበጊሱ ንበረኻ ዝወረደ ጀግና ትግረዋይ ኾይኑ እየ ረኺበዮ ተጋዳላይ ፍትሓዊ!! ያቐንየልና ጀጋኑና ❤🙏
@hgf6568
@hgf6568 11 ай бұрын
ፍትሓዋየይ ማዓረይ የኔ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እግዚአብሔር ኣምላኸ እንኳዕ ከብዝክሉ ፈተና አትረፈካ ዝሓወይ
@letishberhe
@letishberhe 11 ай бұрын
ኩሉ ግዜ እዚ መንእሰይ ወድና ይሓሰቦ ዝነበርኩ ብሂወት ተሪፋ ንምርኣይ ምበቀዐይ ተመስገ ብንጉሁኡ ዓብይ ብሰራት ሓዱሸ ዓመት ኢለዮ አለኩ።🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻❤️ ናህና ዘመን ይኩን እንኳአ ናብዙይ ኣብቀአካ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 11 ай бұрын
እንካዕ ደስ በለና❤
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 11 ай бұрын
ጀግና ሓዉና ትዕግስትኻ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን TDF ይ 🙏❤️
@DelinaMF19
@DelinaMF19 11 ай бұрын
አጆካ ጀግና ሓውና እታ ሕጂ ንትንፍሳ ዘለና ንጹህቲ አየር ብናይ መላምል አሕዋትና መስዋእትን ብናትኩም መቑሰልትን እዩ እሞ ህዝቢ ትግራይ ክክሕሰኩም እዩ፡፡ ኩልሻዕ አብልብና አለኩም፡፡
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 11 ай бұрын
እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ክቡር ሓወይ 🙏💚
@selilagaltigray9981
@selilagaltigray9981 11 ай бұрын
ወዲ ሓትነይ ማዓረይ❤🙏
@ejigayehumesfin8011
@ejigayehumesfin8011 11 ай бұрын
ድካማቹ ፍሬ የሚያፈራበት ግዜ እሩቅ አይሆንም ❤❤❤አይዞኝ ጀግኖች
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ነዚ ጅግና ሓወይ ስለ ዝረኣከዎ ንበረልይ💋💋💋💋💋💋♥♥♥♥♥♥♥♥♥✊✊✊✊✊🐅🐅🐅🐅🐅💊💊💊💊💊
@berihagslsie2297
@berihagslsie2297 10 ай бұрын
የቀንየልና ናትና ጅግና መኹርዕና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና፡፡
@DanielDaniel-qk4sk
@DanielDaniel-qk4sk 11 ай бұрын
ፍትሓዊ ሓወይ እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት አብፀሐካ ብምቅፃል አዝየ እየ ዝኮርዐልካ ዝሓወይ
@hgyy2926
@hgyy2926 11 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ ኣነስ ኩሉ ካብ ሕልናይ ዘይጠፍእ ጆግና ወዲ ህዝቢ ክብር ምጎስ ንዓኩም❤❤❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 11 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ሓዉና ፍትሓዊ❤❤❤እንኳዕ ኣብፅሐኩም🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌸🌸🌸
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 11 ай бұрын
እንዃዕ ብሰላም ወፃካ ጀግና ዝሓወይ 🙏❤️❤️❤️❤️እንዃዕ ንሓዱሽ ዓመት ብሰላም አብፀሐኻ 🙏❤️❤️
@sratasrata5383
@sratasrata5383 11 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሕን መፃእኻ ጅግና እንኳዕ ኣብፀሐኩም TDFይ ጅግና ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሄር መድሕን ህዝቡ ስጋ ዝለበሱ መላኣኽቲ ክብርን ሞጎስንንሰማእታትና ❤💛❤🙏🙏🙏
@rgbeg3bru645
@rgbeg3bru645 11 ай бұрын
እንቋዕ ናብዝ ኣብቅዐካ ጅግና ተጋደላይ ፍትሓዊ.ንሕና ብኣኩም ኮርዕና እና እሞ ፈጣር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ኩሎም ብፆትካ❤❤❤
@galtigray5257
@galtigray5257 11 ай бұрын
ክብረ ንዓኩም ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና እኩም ክንደይ እሞ ዘይሓለፍኩም ❤❤❤
@Samriye10-10
@Samriye10-10 11 ай бұрын
ፍትሓዊ ሓወይ ናይ ብሓቂ ፍትሓዊ ኢካ ብናትኩም መስዋእትን መቁሰልትን ናብዚ ሃዋህው ሰላም በፂሕናስ ድሮኳ ከም ሰብና ጁንታ ዝነበረ ትግራዋይ ተባሂልና ክንፅዋዕ ክኢልና ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና
@user-wk6dh1ik2o
@user-wk6dh1ik2o 11 ай бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና🙏እንካዕውን ቢሂወት ተረፍካ ጅግና💛❤️
@user-kv2bh5tn3e
@user-kv2bh5tn3e 11 ай бұрын
እንኳዕ ስላም መፃእኻ ጅግና ሓዉና ሓፍተይ ምስ ይቅርታ መስቀል ግበረ ❤❤
@aishan4539
@aishan4539 11 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ይህሉ እዶ ይኮን ይብል ነይረ ሓዚ ገፁ ምስ ረአኩ ደስ ኢሉኒ ጅግና❤
@STAMA123
@STAMA123 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ጅግና ሓውና እንኳዕ ንዘይ በቓዕካ❤❤❤
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i 11 ай бұрын
ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻ እዚ ሓወይ ተመስገን🙏❤❤
@Hagosakeza07Dxb
@Hagosakeza07Dxb 10 ай бұрын
ክብር ሞጎሰን ንዓኹም ጀጋኑና 🚝❤️💛❤️
@user-tl1pm6fr3t
@user-tl1pm6fr3t 11 ай бұрын
አቱም ወርቅታት ጀጋኑ ንበሩልና 🙏🙏🙏🙏🌼🌻🌼🌻🌼🌻❤️❤️
@HdUfif
@HdUfif 11 ай бұрын
TDFይ መን ከማኩም ጀጋኑና 1000👈 ዓመት ንበሩልና እስከ ንዓኩም ሒዝና ኢና ንኮርዕ ንስኩም ኢኪም ዓምዲ ትግራይ እና ፍትሓዊ ሓወይ ከዓ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ የኔ ጀግና ብጣዕሚየ ዝፈትወካ ሰላም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሰላም ንዓካ ጅግናየ❤👈🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@KsaKsa-mw2pe
@KsaKsa-mw2pe 11 ай бұрын
ጎይታዋይ እንኳዓ እስከ ተረፍካ ተመስገን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም TDFy ማዓረይ ኩሉ ሓሉፉ ባኣኩም ክቡሪ ናዓኩም😢😢🥰🥰
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 11 ай бұрын
ክቡር ሓው ጅግና ተጋዳላይ ጅግንነት ትግራዋይነትካ ዝነኣድ ኮይኑ እቲ ትዛረቦ ዝነበርካ ቋንቋ ግን ኣምሓራይ እምበር ፈፂምካ ትግራዋይ ኣይትመስልን።
@mearigfisseha4108
@mearigfisseha4108 11 ай бұрын
Proud You my Hero Brother! I always appreciate 4 ur dedications. Thanks God for Saving Fithawe. ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና!!
@mairimairi881
@mairimairi881 11 ай бұрын
ዝኩሉ ሓሊፍካ ብሂወት ስለ ዝረአኩካ ደስ ኢሉኒ❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 11 ай бұрын
_እስይ ማዓረይ እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ኹሉ ግዜ አብልብና እኻ ጀግና ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን ምስ ሰራውትካ አረ ልቐቕዎ_
@alemdesta454
@alemdesta454 11 ай бұрын
ክብሪ ይግበአኩም ደቅነይ❤💛ደሃዮም ዘይረከብናከ ታይ ንገብር😢
@hdbw9970
@hdbw9970 11 ай бұрын
እመብረሃነይ ምስ ኣም ትከን ፅጋበይ❤😢
@user-fd6co5dq9o
@user-fd6co5dq9o 11 ай бұрын
😢😢 ኣጀና
@mazaaregawi3335
@mazaaregawi3335 11 ай бұрын
ተመስገን❤❤❤❤❤❤
@almemu1214
@almemu1214 11 ай бұрын
Always in my mind thanku God❤❤💛💛🙏ስለዝረአኩካ ደስ ኢሉኒ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ኩሉ ግዘ❤❤❤❤🎉
@gyf9441
@gyf9441 11 ай бұрын
እንቋዕ አብፀሐካ ሰጋር ጅግና ፍሽኽታ ዘይፍለዮ አቦ ፅንዓት ጅግና ሰራሒ ቅያ ወዲ ህዝቢ ትግራይ ንበረልና እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ 🙏🙏🙏💛💛💛
@Danidani-bz5fe
@Danidani-bz5fe 11 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንዓኹም TDFY 🧡🧡🧡
@Tsehaykidane
@Tsehaykidane 10 ай бұрын
አንኳዕ ተረፍካልና መኹርዒ ብጣዕሚ የቐንየልና ነቲ ዘበርከትካዮ መስዋአቲ
@yirgalemkinfe8436
@yirgalemkinfe8436 11 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ፍትሓዊ TDF። ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ተጋደልትና!❤🙏
@user-rn2wg9vc2h
@user-rn2wg9vc2h 11 ай бұрын
ተመስገን እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና🙏🥰🥰🥰
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 10 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካልና ጅግና ሓውና❤
@rahel7771
@rahel7771 11 ай бұрын
ሄለን የማነ መሳሊት ኣደውኣ ጌረረረ እየ ዝፈትወኪ ብኣከዳድናኺ ቃሕ በሃሊት ብኣ ቐጺልዮ ክብሪ ጓል ኣነስተይቲ ክቡር ሰውነታ ምሽፋን እዩ ዛወሊለይ❤
@milli12354
@milli12354 11 ай бұрын
ጓልመን ድያ
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 10 ай бұрын
ጋል ትግራይ❤❤❤
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 11 ай бұрын
I’m so happy to see our brother 🌷💐🌷💕💕💐🌷💐
@heluwena6144
@heluwena6144 10 ай бұрын
ተመሰገን ብሒወት ሰለዝረእናካ ጅግና ሀወይ❤💛✊✊✊
@teheshhagos4420
@teheshhagos4420 11 ай бұрын
ተመስገን እንካዕ ብሰላም ተረፈካ ጅግና ወዲ ትግራይ❤❤❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 11 ай бұрын
ኣሰይይይ ብሂወት ኣሎ ተመስገን እንቛዕ ብሰላም ተመለስኻ ጅግናየ❤💛✊😥
@heijejdhhh1034
@heijejdhhh1034 11 ай бұрын
ክብር ንዓካ ጅግናና ክንደይሞ ዘይሓለፍኩም 🥺
@lidiafisha1262
@lidiafisha1262 11 ай бұрын
እንካእ ብሰላም ወጻእካ ሩሁስ ሃዱሽ ዓመት ንኩልኩም TDF ጀጋኑና❤❤❤
@gdeyfkr8926
@gdeyfkr8926 11 ай бұрын
እሰይ ዝሓውና ፍትሓዊ ምዓረይ ክብር ንዓካን ብፆትካን ❤❤❤❤❤ ዝሓውና
@keduse1821
@keduse1821 11 ай бұрын
አሰይ ሙቁረይ ጅግና ሐውና እንኳዕ 😂ብሰላም መፃእካ.Thank you for your service my hero 💛❤️💛❤️💛🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
@user-kl8nh3lu2e
@user-kl8nh3lu2e 11 ай бұрын
ብህወት ስለ ዝረኣኹካ በጣዕሚ ደስ እሉኒ ጀግና ተጋዳላይ ፍትሓዊ TDFይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ♥️ክብሪን መጎስን ንስውኣትና ፅንዓት ስድራ ስውኣትን ህዝብናን ሰላም ንዓድና ይኹን
@chernetfisseha9991
@chernetfisseha9991 11 ай бұрын
ፍትሓዊ ሓወይ ክብሪ ንዓኻ🙏 ከም ሽምካ ህዝብኻ ፍትሒ ዝረኽበሉ እዋን ይኹን። ጅግና ወዲቶም ጀጋኑ ኢኻ ሞ ዘላኣለም ናተኾላዕኻ ንበረለይ ዝሓወይ🙏🙏🙏
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen 11 ай бұрын
ተመስገን እንኳዕ ብሰላም ተመለስኻ ጎይታዋይ ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና ሳላኹም ነብርለና🥺♥️
@helinasiyum4062
@helinasiyum4062 11 ай бұрын
አንበሳ ጅግና ትግራዋይ እንኳዕ ብህይወት ሃለካልና 😍😍❤❤😘 ስለልረአኩካ ሕጉስስስ እየ ኢለ😍😍
@ata3829
@ata3829 11 ай бұрын
I am so happy to see our heros TDF ❤❤❤❤❤❤❤
@hiwihiwihiwi
@hiwihiwihiwi 11 ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ሓወይ❤❤❤
@galquihasamri850
@galquihasamri850 11 ай бұрын
Enkan beslam terefka mearey selezreakuka betaemi des eiini jigna edmen teinan yihabka ❤❤❤❤❤
@user-mv9jz3qs5n
@user-mv9jz3qs5n 11 ай бұрын
ኣስይ ጅግና ሓወይ እንካዕ ብሂወት ተርፍካ ❤️❤️❤️
@bsratbrhane2310
@bsratbrhane2310 11 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ወጻኻ ዝሓወይ ደስ ኢሉና❤❤❤ በጃኹም ብሂወት እንተ ሃልዮ ድምጻዊ ሃይሉሽ ኣርኣያ ኣልሹልና በጃኹም
@user-bl9tg7ub6t
@user-bl9tg7ub6t 11 ай бұрын
ብሓቂ ዝያዳይ ኣነለ ብጣዕሚ እየ ዝጭነቅ ብኡኡ ይህሊ ዶ ይኮን እፍፍፍ
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 11 ай бұрын
me to😢
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 11 ай бұрын
​@@user-bl9tg7ub6tአነስ አብ ኩሉ ፅሒፈ መልሲ አይረከብኩን ሃይሉሸይ ብሂወት ክህሉ ተስፋ ይገብር😢
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 10 ай бұрын
​@@user-kn8yy7wy9d😢😢😢
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 11 ай бұрын
ክርኤካ ኸለኹ ኸመይ ደስ ከምዝበለኒ ፍትሐዊ ዝሐወይ መዓረይ ተመስገን ስለዝረኣኹኻ
@ArefeayneRedda
@ArefeayneRedda 11 ай бұрын
ብጣዓሚ ዝገርም አጋላልፃ ጅግና
@FetawitFetawit-wn8hm
@FetawitFetawit-wn8hm 11 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተመለስካ ጀግናና♥️♥️♥️♥️♥️✊✊✊✊✊✊✊✊💐💐💐💐💐💐💐
@helenyonas2475
@helenyonas2475 11 ай бұрын
ተመስገን በሂወት ስለረአኹካ ❤❤❤ አዶ ትግራይ አጆኺ ክወግህ እዩ ❤💛❤️
@user-nt5im6ik8h
@user-nt5im6ik8h 11 ай бұрын
እንኳዕ አብፃሓካ ዝሓወይ እንኳ ተረፍካ ❤❤❤❤❤ተመስገን
@brightfeature89
@brightfeature89 11 ай бұрын
ብሓቂ ጅግና ኢኻ ኽብሪ ይግበዓካ እዪ።
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 11 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጀጋኑና 🙏🙏💪🇻🇳
@gual70enderta17
@gual70enderta17 11 ай бұрын
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻ ጅግና ሓውና ክብሪ ልኣኹም Tdf ደቂ ህዝቢ ❤❤❤🙏 ጋዜጠኛ ክፈትዋ ርግዕ ልበለት ሓሳቦም ብኣግባቡ ክገልፁ ግዜ ትህዎም ጎወዝ ❤
@NetsanetTeklay
@NetsanetTeklay 11 ай бұрын
Enkaa beslem terfka zahawey 🙏🙏🙏❤
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 11 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ወፃካ ዝሓወይ ጅግና ወዲ ህዝቢ እግዚኣብሄር ዝተረፈ ሂወትካ ይባርከልካ ዝሓወይ 🙏🙏🙏🤲💐💐💐💐💐❤❤❤
@frehiwot88
@frehiwot88 11 ай бұрын
እዋይ ሓወይ ናተይ ብህየወት ይህሉ ዶ ይኸውን እናበልኩ ኔረ ስለዝረኤኹካ ብጣዕሚ እዬ ተሓጉጊሰ ❤❤❤
@eduedu332
@eduedu332 11 ай бұрын
ጀግናዋይ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብይ ኢኻ ❤ ክብሪ ንዓኹም ይኹን ጀጋኑ TDFey ክንደይ እሞ ዘይሓለፍኩም ❤🙏💪
@DelinaMF19
@DelinaMF19 11 ай бұрын
ዛንታን ታሪክን ፤ ጅግንነትን ተጋደልቲ ዓባይ ትግራይ ሰሚዕካ ዘይምኖ፤ አነ ኩሉ ግዜ ትአምር ይኮነኒ አብውሽጥካ ዘሎ ስምዒት መልእካ ንምግላጽ ትሓስብ እሞ መሊሱ ቃላት ይሓጽረካ ንምግላጹ ዘጸግም ስምዒት አብውሽጥካ ይመላለስ ፤እቲ ዝሓለፈ ኩናት በኩሉ አንፈት ተሪእናዮ ከመይ እቲ ዝነበረ ዕጽዋን ክባን ተሰይሩስ አብዛ ሐዚ ዘለናላ ግዜ በጺሕና ኢልካ ክትሓስብ ከለካስ ሓደ ሓደ ግዜ ሕልሚ ድዩ ግሃድ እናበልካ ምስባዕልካ ትሟገት፡፡ ግን ትግራዋይ ማለት ገዚፍ እዩ ሚስጢሩ፡፡ እቲ ማንነት በዓጽምን ደምን ተሃኒጹ አብልቢ ሕድሕድ ትግራዋይ ዝተሓተመ ብምንም ዓይነት ጸላኢ ዘይፈርስ ስጡም መንዲቕ እዩ፡፡ ዋላ እዙይ ንበል እመበር ሕጂ እውን ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ቀትርን ለይትን ከይደቀሱ ሽርሕን ተንኮልን እናፈብረኩ እቲ አብሰላምን አብስጡም ሓድነት ዘሎ ህዝብና በታቲኖም ከምድላዮም ክዕንድሩ ዘይገብርዎ ጻዕሪ የለን፡፡ አፍተን ሓራ ዘይወጻ ከባቢታት ዘሎ ትግራዋይ እኳ ተሪኢና ብዝበለጸ መልክዑ የጋፍዕዎ አለው፡፡ እቲ ቃልሲ ገና አይተዛዘመን ሕጂ ዝግበር ቃልሲ ግና ብረት አልዒልካ ብምውጋእ ጸላእቲ ምጥፋእ ከይኮነስ ከምታ አብ ኩናት ዝነበረት ስጡምቲ ሓድነት ብምጥንካር ናይ ስልጣን ነገር በዘየገድስ (ናብ ጎኒ ብምግዳፍ ) ናይ ጸላእቲ ሽርሕን ተንኮልን ብምቑጻይ ይአክለና ኢሎም አሚኖም ክሳዕ ዝምብርከኹ ዓይንና ካብኦም ዘይምንቃል እያ፡፡
@mareyerayawa4637
@mareyerayawa4637 11 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ❤
@wenigebre2001
@wenigebre2001 11 ай бұрын
Much love and respect TDF
@mohammedtrungi
@mohammedtrungi 11 ай бұрын
አልሓምድሊላህ እንካዕ ሰላም ተመለስካ
@Shewit21ph
@Shewit21ph 10 ай бұрын
ጅግና ሓወይ❤
@user-nb3xn8zo3y
@user-nb3xn8zo3y 11 ай бұрын
እንካእ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 11 ай бұрын
ጀጋኑ ደቅና አሕዋትና, አያታትና ተብስረኹ ንሕቡኹም ምስ አምላኽ ህዝብኹም ዘድሓንኩም ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@alefumekele3184
@alefumekele3184 11 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ❤❤ሳላኩም ርእስና አቅኒዕና
@user-qb1rc9lm3r
@user-qb1rc9lm3r 11 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካ ጀግና ሓወይ ተመስገን❤
@user-lv7tu3sc3d
@user-lv7tu3sc3d 11 ай бұрын
እንኳን ብሂወት ኣለካ ወዲ ሪመይ
@HaileTesfaye-bq8vv
@HaileTesfaye-bq8vv 11 ай бұрын
እንኳዕ ተጋደልካ እንኳዕ ብሰላም ወፃእካ ጅግና ሓወይ ።
@user-jy9ob1rt8j
@user-jy9ob1rt8j 11 ай бұрын
እሰይይ ጅግና ወዲ ሓትነይ ማዓረይ♥️🌻🌻
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 11 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ እንዃዕ ፈጣሪ አትረፈካ ጅግና ሓውና❤
@omkhaled6864
@omkhaled6864 11 ай бұрын
አልሓምድሊላህ እንካዕ ሰላም ተመለሰካ❤❤
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 10 ай бұрын
ንፍዕቲ ኢኪ ዛሓፍተይ ከምዚም ዝበሉ አምፅእልና ኣካዳድናኪ ካዓ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ❤
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 11 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግናና ርሑስ በዓል ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ተጋሩዋይ እግዝኣብሄር ኣምላክ ሰላምን ቅሳነትን ህዝብና ነናብ መረበቶም ተመሊሶም እፎይታ ዝረኽበሉ ኣብ ሕማምን ጭንቅን ዘሎ ጭንቀቱን ፀበብኡን ዝቕንጠጠሉ ዝተኣሰሩ ዝፍትሕሉ ዝተሰደድና ዓድና ንምለሰል ይግበረልና ልዑል ፈጣሪ🙏❤💛❤💛❤💛
@ghmn-eq9vi
@ghmn-eq9vi 11 ай бұрын
❤❤❤❤ጂግና ተጋዳላይ ፍታሓዊ ኹሉ ሓልፍ እንኳዕ ናብዝ ኣብፀሐካ ጀግና ትግራዋይ❤❤❤❤❤❤❤
@mamitgebrehiwot6083
@mamitgebrehiwot6083 11 ай бұрын
እዋይ ኣንታ ማዓረይ እንኳዕ በሂወት ሀለኻልና ብጣዕሚ ደስኢሉኒ
@kidusgirma7909
@kidusgirma7909 11 ай бұрын
መግለጺ ስኢነልኹም ጀጋኑ💪🙏🏻
@ihsa4855
@ihsa4855 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላ ተረፍካ TDFy my King 😢❤
@hiboobi9757
@hiboobi9757 11 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካ ፅሩይ❤❤❤ ድምፃዊ ሃይልሽ ወዲ ውቅሮ ኣምፅእልና ናበይ ከይዱ በጃኩም
@user-yk3oi4lo8i
@user-yk3oi4lo8i 10 ай бұрын
😢😢
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 10 ай бұрын
💔💔💔💔😥😥😥😥
@calebalex2593
@calebalex2593 11 ай бұрын
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና
@user-wk7bh9qw1i
@user-wk7bh9qw1i 11 ай бұрын
ደሀይካ ሰለዝረኸብና ብጣእሚ ተሓግሰና ጅግናተጋዳላይ በዚአጋጣሚ ንሽምዓ ህዚቢ ዘመሀልፎ ሀወይ ተጋዳላይ ሀቢብ መሀመድ በሽር ደሀይ ንክገብር አመሀልፉለይ ብስም ህዝቢ ትግራይ 💊💊💊💊💊
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 11 ай бұрын
TDFY❤❤❤ ክብር ንዓኩም❤
@samriguggalmekele1270
@samriguggalmekele1270 11 ай бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት እንካዕ ኣብጽሐና 🌻🌻🌻🎊🎊🌼🌼🌼🌼
@ezghayekassa4078
@ezghayekassa4078 11 ай бұрын
ፍትሓዊ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣብ ሻለቃ ኣውራሪስ ንፉዕ መዋግእን ተዋጋእን ነይርካ እውን ኣለኻ ቅሰን
My Cheetos🍕PIZZA #cooking #shorts
00:43
BANKII
Рет қаралды 28 МЛН
The Joker saves Harley Quinn from drowning!#joker  #shorts
00:34
Untitled Joker
Рет қаралды 72 МЛН
How I Did The SELF BENDING Spoon 😱🥄 #shorts
00:19
Wian
Рет қаралды 36 МЛН
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 23 МЛН
🛑 22 ስኒ እየ ስኢነ ። ተ/ጋ ገነት ሓድሽ
35:24
ገድሊ Plus
Рет қаралды 59 М.
My Cheetos🍕PIZZA #cooking #shorts
00:43
BANKII
Рет қаралды 28 МЛН