ድሕሪ 200 ዓመት ብእሞሆይ ፀጋ ግርማይ ዝተረኸበ ጥንታዊ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት

  Рет қаралды 25,360

DASNA TIGRAY MEDIA(ዳስና ትግራይ ሚድያ)

DASNA TIGRAY MEDIA(ዳስና ትግራይ ሚድያ)

Күн бұрын

Пікірлер: 72
@yeshiadane7416
@yeshiadane7416 2 ай бұрын
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ህዝበ ክርስትያን ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ዕጽዋት ናይ ጥንቲ ዕፁዋት ኣብያተ ክርስትያን ጊዝየ አኺሉ ድሕሪ 200 ዓመት ከምዚ ክስማዕ ኩላትና ኣብዚ በረከት ተሳተፍቲ ክንኾን ናይ ኣዴና ኪዳነ ምሕረት ብረከት ኬሓልፈና ተሳተፍቲ ንኹን መፍቀርቲ ቅድስተ ቅዱሳን በረከታ ረድኢታ ምስ ኩሉ ፈተውቲ ህዝቢ ክርስትያን ይኹን🙏🙏🙏
@berndadesta9679
@berndadesta9679 2 ай бұрын
እሞሆይ ፀጋ ዓድመ ጢዒና አምላክ ያሃበልና🙏🙏🙏🌹❤️
@MeashoAbrehaleyGidey
@MeashoAbrehaleyGidey 2 ай бұрын
ኣሞሆይ ቅድስቲ ኪዳነ ምህረት ዋሓስን ጠበቃን ትኩንክን
@user-xe9vm8cn1c
@user-xe9vm8cn1c 2 ай бұрын
አልልልልልልል እሰይ ፈጣሪ መጨረሹኡ የርእየና እሞሆይ ፀጋ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን።
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 2 ай бұрын
ንኹሉ እግዚአብሔር ይመስገን❤ ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ ብጫ ቀይሕ ብጫ ኣወጉዱሉና ብትሕትና
@TilahunAtaklti-iv6pk
@TilahunAtaklti-iv6pk 2 ай бұрын
ዓብይይ ኣኽብሮትን ኣድንቆትን ይግበኣኪ እሞሆይ ፀጋ 🙏🙏🙏
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 2 ай бұрын
ቅድስት ኪዳናምህረት ኣዴና በረከትኺ የካፍለና🙏
@elaela671
@elaela671 2 ай бұрын
ኪዳነምህረት ኣደይ ኩሉ ነገር ኣማዓራርይዮ
@musiesheqa453
@musiesheqa453 2 ай бұрын
ፅቡቅ ነይሩ ግን እዛ ናይ ሽዋ ባንዴራ ክርኢ ከለኩ ደመይ ይፈልሐኒ ከማይ ዶ ትኮኑ እሞ ድማ ናይ ሀዚ ዝተሰርሐ
@letinaaraya444
@letinaaraya444 2 ай бұрын
አነ አልኹ ከም ዝኸማ እንታይ እዩ ጉዱ በጃኻ
@user-wt6xf2se4f
@user-wt6xf2se4f 2 ай бұрын
ኣደይይ ኣምላኽ ዕደመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚኣብሔር ናይ በሓቂ ኣብ ልዕሌኽን መግለፂ እየ ዝስእን ኩሉ ግዜ👏👏👏 ሠብ ምኻን ዝኣበየ ብዙሕ እዩ ዘሎ እግዚኣብሔር ይመስገን ነዓኽን መፀናንዒ ክትኮናና ዝሃበና 👏👏👏
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 2 ай бұрын
Antum sebat mejemrya eta betkrstyan emo teserah bedheryu tezarebu bezaoba babdera Atom zehabu gzabiher yehabom 🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤💐💐🇪🇷
@TilahunAtaklti-iv6pk
@TilahunAtaklti-iv6pk 2 ай бұрын
ንጉሰ ኣይዞኻ በርትዕ ፅቡቅ ኣለኻ ቀፅለሉ
@hadastekle2644
@hadastekle2644 2 ай бұрын
kalejiwet yesmealna Emohoy Tsga Egziabiher tsegu yebzahalkin Amen
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 2 ай бұрын
እቲ ጉሉላት ናይ ሽዋወዉያን ዱዮ?ዋይ ኣንቲ ክዳን ምሕረት ገዛኽ ኣፅርይ❤
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 2 ай бұрын
KidaneMhret Adena le Hezbki Mihretki slalki zergihlna ❤❤❤
@thecash_4219
@thecash_4219 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን 20,000 ለመጅመራ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 2 ай бұрын
በሹምብሰራታዊ ቅዱሰ ገብሪኤል ሳፕሰክራይፕ ግበሩኒ ደቂ ሓላል መሬት🙏🙏🙏
@ALALEM7
@ALALEM7 2 ай бұрын
ፈጣሪ ይቀበለልኩም ንሕና እውን ተካፈልቲ ይግበረና ግን እዛ ርግምቲ ሕብሪ ናይ ሽዋ ኣጥፊእኩም ካለኣይ ክንርኢ ኣለና ሞት ወድነይ ኣይተዘኩርኒ😭😭
@user-dq5kv7bz2q
@user-dq5kv7bz2q 2 ай бұрын
ኪዳነ ምሕረተይ👏
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 2 ай бұрын
ኪዳነምህረት ኣደይ 🙏🙏🙏
@saragetahun7648
@saragetahun7648 2 ай бұрын
እሞሆይ እድሜን ጤነውን ይስጦት ትልቅ ነገር ነው የገጠር ቤተክርስቲያን መታይት አለባቸው እኘንም ለበረከቱ ያብቃን በረከትችሁ ይድረስን 🙏🙏🙏
@meksebtesfamaryam8232
@meksebtesfamaryam8232 2 ай бұрын
Agziabiheir amlak tegeu yebzhalkn❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
Egziabher. yemasgen. ✝️😢🙏🙏🙏❤️🍀🌿
@freweinilove5434
@freweinilove5434 2 ай бұрын
Amhara flok ❤️💛💊💊
@adiamfre7628
@adiamfre7628 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@almaztareke6060
@almaztareke6060 2 ай бұрын
ዋይዋይ በስመዐብ ቖጻል ቐይሕ ብጫ
@GoitomAlem-ez2ms
@GoitomAlem-ez2ms 2 ай бұрын
ታቦት ዓዲግና ክብሉ ጸኒሖም አቦይ ቀሺ ጌጋ በተክርስትያን እንድሕር ሰሪሕኩም ሰበኻ ጉባኤ ተቁሙ ካብ ሲኖዶስ ተምጽኡ ታቦት ይወሃበኩም
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 2 ай бұрын
Nay fasele -des aserareha yimesil enabelkum bealkatum aytgalsu chigir ketemseu .
@user-ff4hc3bv9e
@user-ff4hc3bv9e 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@medhinhailom3104
@medhinhailom3104 2 ай бұрын
What is the Ethiopian flag doing there? I guess we still haven't learn yet
@hiwet817
@hiwet817 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@amazehailu
@amazehailu 2 ай бұрын
እዛ ናይ ጉልላት ባንዴራ ንምንታይ እያ ተቀቢኣ ንትግራይ ቤተክርስቲያን አይትውክልን ስለዚ ክጠፍእ አለዎ ዝትብሉ ብላይክ ግለፅሎም
@abebanaizgi3516
@abebanaizgi3516 2 ай бұрын
❤❤❤
@MK-rg1og
@MK-rg1og 2 ай бұрын
Amlak yhagz kidane mhret tfqed
@SafSad-sl2bx
@SafSad-sl2bx 2 ай бұрын
🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@eyasukflemariam8184
@eyasukflemariam8184 2 ай бұрын
🙏💚🙏💚🙏💚🙏💚🙏👌
@Eruna1993
@Eruna1993 2 ай бұрын
እዚ ቀይሕ ብጫ ቀጠልያ እንታይ ክገብር ኣትዩ ኣሎ ኣብቲ ናይ ቤተክርስትያን ናውቲ ? ተጋሩ በራዩ ሽዋውያን ኣትኹኑ ::🙏🏼
@SarahSarah-ii2pn
@SarahSarah-ii2pn 2 ай бұрын
💚💚💚💛💛💛❤❤❤
@shalom5798
@shalom5798 2 ай бұрын
ኣዚ ናይ ጦብያ ባንዴራ ግን እንታይ ግበሩና'ዩ መሕረቂ,,,ብሓቂ ኣብ ቤክርስትያን ባንዴራ ጦቢያ እሞ ኣዓ ኣብ ትግራይ ? ታይ "ዩ መልእኽቱን ዕላማኡን?
@user-ow5ch1of1b
@user-ow5ch1of1b 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️🙏🙏🙏
@bestebeste5137
@bestebeste5137 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊
@NigistBn
@NigistBn 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@fsdsdgwsf971
@fsdsdgwsf971 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@zenabzemo
@zenabzemo 18 күн бұрын
Can you please engage the color of the gululat
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 ай бұрын
ተጋሩ ኮይኖም ብሽም ታቦት ኢሎም ናይ ሚኒሊክ ክዳን ለኽዮም ምእመን ክሕዝኑ ዝገብሩ ንምንታይ እዮም? ታቦት እግዚኣብሔር ብደም እግዚኣብሔር እምበር ብሰብ ሰራሕ ዝኾነ ባንዴራ ሹዋ ክውከል አይሕዝንን ዶ?
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 2 ай бұрын
እቲ ጉልላት ካብ እንዳ 3 ድዩ ተላኢኹ?ብዛ መፅነቲት ትግራዋይ ናይ ጠንቋሎ ጨርቂ ሕብሪ ዝተቐበኧ?ተሓኺኹ ብናይ ኦ/ ቤተኽስያን ትግራይ ሕብሪ ክቕየር ይግባእ‼️
@bestebeste5137
@bestebeste5137 Ай бұрын
እወ 😊😊😊
@demozdrar7933
@demozdrar7933 2 ай бұрын
Asey asey asey ellllll edimen tinan miadena emahoy xega knd zreana bitam wesen yeblun hagosna
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 2 ай бұрын
ኣቱም ሰባት እዛ ባንዴራዚኣ ካብምድረ ትግራይ ከይተሓኸኸት መከራና ኣየብቅዕይ
@dinaentertainmentdkb
@dinaentertainmentdkb 2 ай бұрын
ሓዱሽ ከምዘይኰነ እሞሆይ ባዕለን ይገልፃ ኣለዋ። ብኸመይ እማ እዩ "ድሕሪ 200 ዓመት ብእሞሆይ ፀጋ ግርማይ ዝተረኸበ ጥንታዊ ቤተ ክርስትያን" ዝብል ሓተታ ተመዚዙ
@user-te9kv8ce1s
@user-te9kv8ce1s 2 ай бұрын
ካብ አጸሓሕፋ ይኮን እምበር ክረድኣ እየን ከይደን ዝኔዋ እኮ ማዓረይ
@dinaentertainmentdkb
@dinaentertainmentdkb 2 ай бұрын
@@user-te9kv8ce1s ከምኡ እማ ልክዕ
@fanueldori9718
@fanueldori9718 2 ай бұрын
ናይ ትግራይ እህተ ማሪያም ዝኮንኪ ሰበይቲ ዋጣ
@user-zm7xz1wt9h
@user-zm7xz1wt9h 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ds9xl3yw3m
@user-ds9xl3yw3m 2 ай бұрын
🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 ????????? what is Mehfery 🙄🙄🙄
@user-ds9xl3yw3m
@user-ds9xl3yw3m 2 ай бұрын
Ethiopin flag 😢😢😢😢😢
@mebrhitwkiros5029
@mebrhitwkiros5029 2 ай бұрын
ኣንታ ጥላሁን ሓወይ ቀይሕ ብጫ ቆፅላዋይ ሕብሪ መን እዩ ንሸዋውያን ሂብዋም እናፈለጥና እንዶ ንናገር ናይ ሃይማኖትና መግለፂ ናይ እመብርሃን መቀነት መግለፂ እኮ እዩ እንተተሳሒተ ኣረሙኒ ኣሕዋት
@kokebtekle-kc3zk
@kokebtekle-kc3zk 2 ай бұрын
እሱከይፈረሰ፣አብውሽጢ፣እንከሎ፣አብልዕሊኡ፣ይሰራሕ፣ቅርሲ፣ስለዝኮነ፣
@DeTe-mc7br
@DeTe-mc7br 2 ай бұрын
ቀይሕ ብጫ ቆፃል ሕብሪ ባንዴራ ናይ መን ከም ዝኾነ ኣይትፈልጥን ድዩስ ኾነ ኢልኻ ታሪኽ ትግራይ ኢኻ ተበላሺ አጸይ ዮውሃንስ ብሕጊ ፍትሓ ነገሥት ዘማሓድሩ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ያን ሓድነት ዘምጽኡ ቅብዓት ጸጋ ዝተብሃሉ አተሓሳስባታት ጠፊኦም ክርስቶስ ወልድ ዋህድ ፍጹም ሰብ ፍጹም ኣምላክ ኢላ እትአምን ሃይማኖት ዘጽንዑ ንጉሥ እዮም ነይሮም ባንዴርኦም ምስ ሃይማኖት ምንም ሕብረት ዘየብሉ ይመስለካ ድዩ ዓዲ ሰለስተ ናትና ሰለ ዝበሉ ንሶም ዘምጽእዎ መሲሉካ ቅድሚ አጸይ ዮውሃንስ ኢ/ያ ባንዴራ ከም ዘይነበራን ፈላሚ ባንዴራ ኣጸይ ዮውሃንስ ከም ዝኾኑን እታ ባንዴራ ወን ቀያሕ ቆፃል ብጫ ከምዝኾነትን አመፃፅኣ ባንዴራ ኢ/ያ ኣብ, ዊኪፒዲያ, ኮነ ኣብ መጻሓፍቲ ዝርከብ ሓቂ እዩ ናይ ኢ/ያ ባንዴራ ኾኾብ ሃለያ ኣይሃለያ ናይተጋሩ አተሓሳስባ ውፂኢት እያ ሉሙፅቲ እንተኾነት ናይ ዮውሃንስ ኾኾብ እንተሃለያ ናይ መለስ እያ ጽሊኢትኻ ምስ ክፉእ ኣተሓሳስባ እምበር ምስ ቀለም ኣይኹን ዝሓወይ በዝተረፈ ቃለ ሕይወት የስምዐልና ካብ አዴና ቅድስቲ ኪዳነ ምህረት በረኸት ረድኤት የሳትፈና።
@dejenhadgu5288
@dejenhadgu5288 2 ай бұрын
🤷🙆😆😆😆😆😆
@zenabzemo
@zenabzemo 18 күн бұрын
We don't want red green and yellow color
@kedanyedenagellej5103
@kedanyedenagellej5103 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@AdGg-jd3kp
@AdGg-jd3kp 2 ай бұрын
❤❤
@AwAw-qg7me
@AwAw-qg7me 2 ай бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@MahariBerhu
@MahariBerhu 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MahariBerhu
@MahariBerhu 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@fhjih578
@fhjih578 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-jd3go8kb1v
@user-jd3go8kb1v 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@ediebeidu9889
@ediebeidu9889 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
What does Satoru Gojo have? #cosplay#joker#Harley Quinn
00:10
佐助与鸣人
Рет қаралды 7 МЛН
Underwater Challenge 😱
00:37
Topper Guild
Рет қаралды 47 МЛН
'ኣዶ ደቃ ክትምግብ ኣይከኣለት'ክንዲ እኖ ኮይንካ ምርካብ ድማ ፀጋ እዩ!!
31:05
DASNA TIGRAY MEDIA(ዳስና ትግራይ ሚድያ)
Рет қаралды 2,2 М.
ሰናይ ተግባር 11ይ ኽፋል
20:48
የቦጎ ስራ ማህበር ዩቱብ።
Рет қаралды 296
ውድድር ምርኢት ኣሽንዳ ኣውርስ ከተማ ሃገረ ስላም
22:37
DASNA TIGRAY MEDIA(ዳስና ትግራይ ሚድያ)
Рет қаралды 2,1 М.
What does Satoru Gojo have? #cosplay#joker#Harley Quinn
00:10
佐助与鸣人
Рет қаралды 7 МЛН