KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ኣንቂዱ ልበይ #eritreanmezmur #orthodox zemari bereket tikue #anqilu lbey
6:26
ደሴት ሰላም- New Eritrean Orthodox Mezmur Full Album Coming Soon - ነዛ ኣልቡም ክገዝእ ዝደለየ ድዊሉ ክዕድጋ ይኽእል
11:05
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
HELP!!!
00:46
Каха и лужа #непосредственнокаха
00:15
The IMPOSSIBLE Puzzle..
00:55
ድንግል ኣደየ-Eritrean orthodox tewahdo mezmur Dengel adeye/ማሕበር ቅድስት ሥላሴ ጀርመን፡
Рет қаралды 6,042
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 1,4 М.
Mahber Qdsti Selassie ማሕበር ቅድስት ሥላሴ
Күн бұрын
Пікірлер: 21
@frelisanabew
3 жыл бұрын
"#ድንግል ኣደየ" ድንግል ኣደየ ንዒ ብጽሕኒ እኺ ወገን የብለይን ኣነ ብዘይ ብኣኺ ኣብ ጎድነይ ኩኒ እሞ ኣለኹ በሊ ይተርፈለይ'ዩ ክብል ካብ ኢደይ ከይዱ ሂወተይ ተሳቅያ ሓዘነይ ከቢዱ በረከተይ ጠፊኡ ከይ ከፍኣኒ ንዓይ ተስፋ ናተይ እኺ'ሞ ምጽኒ ናባይ ንበይንኻ'ስ ክፍእ'ዩ የንበርክኸካ ብጭንቀትን ስቃይን ይጽልምተካ ምሳይ እንተ ኣለኺ ኣደይ ኣይናወጽን ንሓለቓ ናይ ምድሪ ኢደይ ኣይህብን ኣይኮነን ንድኹም ሰብ ንዓይ ንባርያኺ ንዓለም ዝተርፍ እዩ ልማኖ ናትኪ ኣብቲ ናይ ፍርዲ ሰዓት ጸግዒ ኩንኒ ኩፋእ ግብረይ መዚኑ ከይርሕቐኒ ረፊዱኒ'ዩ ጉዕዞ ናይ መርዓ ቤተይ መርዓዊ ይኣቱሎ ከይሓዝኩ መብራህቲ ኣፍትውኒ እኺ ኣደይ ንጽብቅ ስራሕ ከይከውን ሽሻይ ሓዊ ድንግል ሓደራ ኣይኮነን ንድኹም ሰብ ንዓይ ንባርያኺ ንዓለም ዝተርፍ እዩ ልማኖ ናትኪ ኣብቲ ናይ ፍርዲ ሰዓት ጸግዒ ኩንኒ ኩፋእ ግብረይ መዚኑ ከይርሕቐኒ
@hagosaande6041
Жыл бұрын
À
@NoheyBerhane-pi4xg
Жыл бұрын
ድንግል ኣደየ ንዒ ብጽሕኒ ኢኺ ወገን የብለይን ኣነ ብዘይ ብኣኺ ኣብ ጎነይ ኩኒ እሞ ኣለኹ በሊ ይተርፈለይ'ዩ ክብል ካብ ኢደይ ከይዱ ሂወተይ ተሳቅያ ሓዘን ከቢዱ በረኸተይ ጠፊኡ ከይ ከፍኣኒ ንዓይ ተስፋ ናተይ ኢኺ'ሞ ምጽኒ ናባይ ንበይንኻስ ኩፉእ'ዩ የንበርክኸካ ብጭንቀትን ስቃይን ይጽልምተካ ምሳይ እንተ ኣሊኺ ኣደይ ኣይናወጽን ንሓለቓ ናይ ምድሪ ኢደይ ኣይህብን ኣይኮነን ንድኹም ሰብ ንዓይ ንባርያኺ ንዓለም ዝተርፍ እዩ ልማኖ ናትኪ ኣብቲ ናይ ፍርዲ ሰዓት ጸግዒ ኩንኒ ኩፉእ ግብረይ መዚኑ ከየርሕቐኒ ረፊዱኒ'ዩ ጉዕዞ ናይ መርዓ ቤተይ መርዓዊ ይኣቱ'ሎ ከይሓዝኩ መብራህቲ ኣፍትውኒ ኢኺ ኣደይ ንጽቡቅ ስራሕ ከይከውን ሽሻይ ሓዊ ድንግል ሓደራ
@mulueabraham3378
Жыл бұрын
ልልልልልልልልልልልልል ቃል ሂወት የስምዓልና ዝማረ መላእክት የስማዓልና
@suzanatesfamariam8699
3 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakt yasemaln wendme
@asteraster7103
3 жыл бұрын
Zemare melakti yesmalna mogos hawna xega yebzhalkum fetari 😘😘😘🙏🙏
@mussieteklit4010
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ሓዉና ማዕበል ፈተና ክበዝሓኒ እንከሎ እተጸናናዓኒ መዝሙር እያ እመ እመ ብርሃን ምሳኹም ትኹን።
@yordayoseif2204
3 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekti yesmaaelna 🙏🙏🙏
@amanyemane8084
3 жыл бұрын
Amin zemrie melakt yesmalna
@tesfalemghirmay4110
3 жыл бұрын
Zmare melaikti yesmealna bhaqi des zbl zexenanie zmare xega yebzhalkum
@አማላጀድንግልአማላጅ
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስማእልና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@fevendesbel6898
3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna Mogos hawey 😍
@segensegnegasi
6 ай бұрын
💐🥰❤️😘❣️
@ChildByron-t1q
2 ай бұрын
Vallie Extension
@me-12.abatie
6 ай бұрын
👏💙
@EdwardVerne-u2s
2 ай бұрын
Tanner Crest
@ammorning.5984
3 жыл бұрын
kab gebrehiwet esiet nabza channel zemaxana alna do✋🏼
@ፍረማሕብርቅድስትሥላሴዘኦ
3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐና
@አማላጀድንግልአማላጅ
3 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭
@st.michael12
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zemari melakti Yesmalan. kzbin.info/www/bejne/e2Oyf6WFjL2gas0 ‼️ሓገዝ< ተግበርካ ንእግዚኣብሔር ወፍዮ። ሽዑ ኺሰልጠካ እዩ ። (መሳሌ 16፥3)✅ ብስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣ. ሜ. ን.❤️ ሰላም ኣምላኽ ምስኻ/ኺ ይኹን ኣንቢብካ ሸር ምባል ኣይትረስዕ ናብ ገበርቲ ሰናይ ኣምሕላልፍ። እቲ እግዚኣብሔር ዝኣዘዞ ነገር እዚ ዝስዕብ እዩ፡ ካብቲ ዘሎኩም ንእግዚኣብሔር ሞባእ ሃቡ። ነፍስ ወከፍ ፍታው ልቢ ዘለዎ ሰብ ድማ ንእግዚኣብሔር ሞባእ የምጽእ ። ዘፀ.35፥4-5) ሓገዝ ቤተክርስትያን ቅዱስ ሚካኤል ንምስራሕ ንክትሕጉዝና ብስም እግዝኣብሄር ንምሕጸን ። ቤተክርስትያን ቅዱስ ሚካኤል ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዘባ ድባርዋ ሓውሲ ከተማ ተራ እምኒ ዝርከብ ኮይኑ ነቲ ተሰሪሑ ዝነበረ ህንጻ ንሽቶን ጸቢብን ስለዝኾነ ቤተክርስትያን ንምግፋሕ ኢልና ተበጊስና ግን ናይ ገንዘብ ሕጽረት ስለዘጋጠመ ንክትሕጉዙና ብትሕትና ንምሕጸን ። ብገንዘብ ኮነ ብንዋይ ንእትገብሩልና ሓገዝ ኣቀዲምና ነመስግን እግዝኣብሄር ኣምላክና ሃብቲ ሰማይን ምድርን ይሃብኩም ጎይታ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዘልዓልኩሞ ብስም ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ዓስብኩም ይክፈልኩም።❤️ ንእግዚኣብሔር ኣሓጕሶ፥ ንሱ ኸኣ ንጸላእትኻ ምሳኻ ብሰላም ከም ዚነብሩ ኺገብሮም እዩ። (ምሳሌ.16፥7)✅ ገለ ሰባት ገንዘቦም ለጊሶም ይህቡ መሊሶም ከኣ ይህብትሙ። ገለ ኸኣ ብዘይግባእ ይቝጥቡ ኣዝዮም ከኣ ይነድዩ።” (ምሳ. 11፡24)✅ ምጽዋት ንኣምላኽ ዝወሃብ ልቃሕ እዩ። “ጥሪትኩም ሸጥኩም ምጽዋት ሃቡ። ሠራቒ ኣብ ዘይረኽቦ ነቐዝ ኣብ ዘየበላሽዎ። ዘይበሊ ማኅፉዳን ዘይጐድል ሃብትን ኣብ ሰማይ ዕቘሩ።” (ሉቃ. 12፡33)✅ ካብ ጥሪትካን ካብ ኩሉ በዅሪ ፍርያትካን ንእግዚኣብሄር መባእ ኣቕርበካ ኣኽብሮ ሽዑ ቖፎታትካ እኽሊ ኺመልእ መጽመቝኻ ኸኣ ብዀልዒ ወይኒ ቅጽጽ ኪብል እዩ። ምሳሌ 9፥10✅ ቅዱስ ሚካኤል ንእስራኤላውያን ዝመርሐ (ዘፀ. 14፥9)፣ መንደቅ ኢያሪኮ ንከፍርሱ ዝሓገዘ (ኢያሱ 3፥15)፣ እስራኤላውያን ንእግዚአብሔር ኣብ ዝበደልሉን ዝተማረኹሉን ጊዜ ምእንቲኦም ዘማለደን ምሕረት ዘውሃበን (ዘካ. 1፥12)፣ ነየን ጠቂሰ ነየን ክገድፎ።ኣብ መወዳእታ ዓለም ኣብቲ ናይ ጸበባ ግዜ ንድያብሎስ ክዋገኦ ዝትንስእ ቅዱስ ሚካኤል እዩ።❤️ በቲ ዘመን እቲ ሚካኤል እቲ ምእንቲ ደቂ ህዝብኻ ዝቀውም ዓቢ መስፍን ክትንስእ እዩ (ዳን.12፥1) ስለዚ ናብ ኵሉ ክበጽሕ ሸር ብምባል ሓገዝካ ኣበርክት። do you want to donate click here ⬇️ t.co/ngwcFEGPop Archangel St. Michael Subscribers on KZbin ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል t.co/jsIZFkc0bC ሓገዝ መስርሒ ቤት እግዝኣብሄር ሊ.መ.ቅ.ሚ. t.co/ngwcFEGPop t.co/rDhtYab7ND ስብሃት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን።
6:26
ኣንቂዱ ልበይ #eritreanmezmur #orthodox zemari bereket tikue #anqilu lbey
tefeshi maryam ተፈስሒ
Рет қаралды 20 М.
11:05
ደሴት ሰላም- New Eritrean Orthodox Mezmur Full Album Coming Soon - ነዛ ኣልቡም ክገዝእ ዝደለየ ድዊሉ ክዕድጋ ይኽእል
Mahber Qdsti Selassie ማሕበር ቅድስት ሥላሴ
Рет қаралды 10 М.
01:00
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
Super Beauty team
Рет қаралды 133 МЛН
00:46
HELP!!!
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН
00:15
Каха и лужа #непосредственнокаха
К-Media
Рет қаралды 27 МЛН
00:55
The IMPOSSIBLE Puzzle..
Stokes Twins
Рет қаралды 47 МЛН
29:51
ናይ ድቃስ ጸሎት
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 954 М.
6:24
New Eritrean Orthodox Mezmur 2021 - Bzeykaki Yelen - ብዘይካኺ የለን ብ ዘማሪት ፌቨን ደስበለ
Mahber Qdsti Selassie ማሕበር ቅድስት ሥላሴ
Рет қаралды 26 М.
20:09
Eritrean street question መንፈሳዊ ሕቶታትን መልስታትን ብዛዕባ ጥምቀት
Simon Habtom
Рет қаралды 40 М.
6:42
Orthodox Tewahdo mezmur ከመይ ወጺኤ ኢለ ብማ/ደ/ገ/ቅድስት ሥላሴ ጀርመን፣
Mahber Qdsti Selassie ማሕበር ቅድስት ሥላሴ
Рет қаралды 2,4 М.
7:00
#DembeAmlak ዘተዋሕዶ #EritreanOrthodoxMezmur Brhaney Eiki ( ብርሃነይ ኢኺ) By Zemarit Feven Tesfu
Dembe Amlak ዘተዋሕዶ
Рет қаралды 89 М.
7:28
ኣብ ጽንኩር እዋን ሰብ ዘጸናንዐት መዝሙር ዘማሪ ሳሙኤል ቴድሮስ ኣምላከ ዮሴፍ
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Рет қаралды 331 М.
4:39
#new#eritrean#orthodox#tewahdo#mezmur#ንዒ መርቅኒ ድንግል#keradion -TV
KERADION -TV
Рет қаралды 41 М.
7:11
New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ኣምላከ ዮሴፍ ዘማሪ ሳሙኤል ቴድሮስ@ariamtube15
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Рет қаралды 1 МЛН
6:58
እንክብለኪ Enkbleki New mezmur by Ze.Temesghen and Ze.Bahrawit
fnote brhan
Рет қаралды 2 МЛН
8:51
Azekryo
Debre Geezan MedhanieAlem Asmara - Topic
Рет қаралды 17 М.
01:00
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
Super Beauty team
Рет қаралды 133 МЛН