👂ድንግል ማርያም ኣብ መቃብር ወዳ ዝጸለየቶ፥ ጎይታ ኢየሱስ ከኣ ቃል-ኪዳን ዘኣተወላ||•|| ክጽለ ዘለዎ ዓቢ ጸሎት•|• ሰነ-ጎልጎታ Sene-golgota

  Рет қаралды 612,461

Mdre Canaan ምድረ ከንኣን

Mdre Canaan ምድረ ከንኣን

3 жыл бұрын

©Mdre Canaan
Only in Mdre Canaan KZbin Channel

Пікірлер: 1 400
@amam5408
@amam5408 10 ай бұрын
ኣሜን{፫} 👏ርህርህቲ ርህርሃን ርህርህቲ ህልና ማርያመይ ክብርን ምስገናን ናዓኪ ይኩን🙏🎉
@danaytgualmekelle812
@danaytgualmekelle812 2 жыл бұрын
ተኣምራት ናነይ ማርያም ፀሎት። ተመስገንኺ ወላዲተ ኣምላክ 🙏ልኸበርኹም መእመናን ኽኾን ለይሕሰብ ፣ተስፍ ለቁረፀኒ ነገር ግን ብወላዲተ ኣምላክ ፀሎታ ኹሉ ነገር ኾይኑ። እዛ ፀሎት ኣብ ጭንቂ ግዜይ እየ ምስማዕ ጀሚረ ግን ኣብ 2 መዓልቲ ታኣምራታ ኣርእያትኒ🙏 ተመስገን ልኸበርኻ ሓወይለ ተባረኽ
@saratekletekle9467
@saratekletekle9467 2 ай бұрын
Neakum zebtshatilkum weladita amlak neay ezy chenkay tiqentitaly
@user-ef8pl9sx2o
@user-ef8pl9sx2o 5 ай бұрын
ኦ ቅደስት ማርያም ኣደይ ምሳና ኩን ካብና ኣየትሪሕቅ ሓዳሪኪ ምሳ ኩን
@user-gb6ne4ev5g
@user-gb6ne4ev5g 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና መምህርና ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፆሎታን በረከታን ተራዳኢነታን አማላድነታን አይፈለየና ንኩሊና ህዝበ ክርስትያን አሜን፫ ፀጋ ቅድስት እግዚአብሔር አምላክ የብዝሕ አሜን፫
@azewetzersenai1467
@azewetzersenai1467 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@akberethaile2320
@akberethaile2320 2 ай бұрын
ኦ ኣደይ ቅድስት ማርያም ፆሎትክነ በረከትክን ኣይፋለየና ኩሉ ጊዜ ምሳና ኪኒ ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን +++.
@michaelberaki5389
@michaelberaki5389 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ጸሎታን በረኸታን ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን!!!
@Brhanezemichaelw.Nazu12
@Brhanezemichaelw.Nazu12 2 жыл бұрын
ጎይታ ነዓኺ ዝሃበናስ ክንደይ ይፈትወና ተመስገን
@user-yr9fw2vi8l
@user-yr9fw2vi8l 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ፀሎታን በረከታን ኣማላድነትና ምስሉላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን ቃለ ሂወት የስምዐልና ክቡር መምህርና 💞💞💞🙏🙏🙏💒💒💒
@senaitkahsay5990
@senaitkahsay5990 4 ай бұрын
KAL HIWET ESMALNA Fetari kulu Alem Deki Kidane Mhret 🙏🏿🙏🙏🏿🙏🏿🙏🙏🏿🙏🏿🙏🙏🏿
@vsjfwu2225
@vsjfwu2225 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ክብር ንዓኪ ይኩን ቅድስቲ ርህርህቲ ወላዲተ ኣምላክ 🙏🙏🙏💒💒💒💒
@user-vj8qb7vl9i
@user-vj8qb7vl9i 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መጽሓፈ ጸሎት ኣበይ ክረኽባ ይኽእል
@user-dd8zw1lu9b
@user-dd8zw1lu9b 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አማላድነት ቅድስቲ ድንግል ማሪያም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያነ ይኹነ አሜን አሜን አሜን❤❤❤💒✝️
@HoaSd-lk9hi
@HoaSd-lk9hi Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Brhanezemichaelw.Nazu12
@Brhanezemichaelw.Nazu12 2 жыл бұрын
ጎይታ ነዓኺ ርህርህቲ ሕልና ስለዝሃበና ቀሲንና ንነብር መዕቆቢትና ፈቃር ኣደ ክብርን ምስጋናን ነዓኺ ኣደ ጎይታ
@kidaneghebrengus4494
@kidaneghebrengus4494 Жыл бұрын
0😊
@mebratandetsion9345
@mebratandetsion9345 Жыл бұрын
😊🎉😢2w
@amareyohanes2235
@amareyohanes2235 11 ай бұрын
Pp
@user-tw7lz3hz6c
@user-tw7lz3hz6c 9 ай бұрын
Amen amen amen
@aaisha2510
@aaisha2510 9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-ef8pl9sx2o
@user-ef8pl9sx2o 5 ай бұрын
ኦ ቅደስት ማርያም ፅሎትኪ ኣየፍለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-sg3bj2wo3n
@user-sg3bj2wo3n 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና በርከት ናይ ቅድስተ ድንግል ማርያም ኣይፍለየና ኣሜን
@bergheghebre4033
@bergheghebre4033 2 жыл бұрын
,,
@nighistyhabtemicael9593
@nighistyhabtemicael9593 2 жыл бұрын
Zk7zz
@user-tg9xx4ne4m
@user-tg9xx4ne4m 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና መምህርና ናይ እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ጸሎታን በረከታን ምህረተ ፍቁር ወዳን ምስለ ኩሊነ ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን!!!✝️
@MATTI-YOW
@MATTI-YOW 2 жыл бұрын
ኣታ መን መምህር ጌርዎ ኢዩ እዚኸ መምህረይ ትብሎ እንታይ ቃል ኣምላኽ ኣፍልጦ ኣለዎ ኢዩ በዓል እዚ ሕጊ ቤተክርስትያን ተዘይ ኮይኑ ነቲ ቃል ኣምላኽ ገና ተማሃሮ ዉን ኣይኸሉን ኣለዉ!
@alemashlove7796
@alemashlove7796 2 жыл бұрын
Mb
@kesetexegu3882
@kesetexegu3882 2 жыл бұрын
🤲🤲🤲💒👁💗
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 2 жыл бұрын
Qal hiwet yesmelna amen🌹🌹
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን amen🙏❤
@jastavms2119
@jastavms2119 2 жыл бұрын
ብሓቂ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርከልካ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ናይ እመብርሃን ፆሎታን በረከታን ምስ ኩለ ክርስቲያን ይኩን አሜን ወይኩን
@mogoseyob4155
@mogoseyob4155 2 жыл бұрын
"ኣሜን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ወላዲት ኣምላክ በረክታን ረዴታን ምስ ኩልናትና ይኪን" ኣሜን ኣሜን ኣሜን 💒💒💒🙏🙏🙏
@zaidhyab9117
@zaidhyab9117 2 жыл бұрын
Amen amen
@nebyathagos1614
@nebyathagos1614 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ሓውና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ንሕና ድማ ሰሚዒና ንምትግባር ጥበቡን ምስትውዓሉን ይዓድለና
@maazamahray4407
@maazamahray4407 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌹
@zed8332
@zed8332 2 жыл бұрын
አሜን፫🙏🙏👏👏ቃል ህይወት የሰመዐልና ናይ አደና ቅድሰት ቅዱሳን ድንግል ማራያም ፆሎቶን በረከተን አብ ኩላትና አየፈለየና አሜን፫👏👏🙏🙏🙏
@fanielbrhane8206
@fanielbrhane8206 Жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmalena berket redietan ayfleyena
@Temie_Gunners
@Temie_Gunners 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና። ካልኦት ናይ ምስጋና መጻሕፍቲ ከምዚ ጌርካ ከተቅርበልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ።
@dhfh5485
@dhfh5485 2 жыл бұрын
WfffeSSs
@dhfhdr6632
@dhfhdr6632 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎታት ኣማላድኖታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሜን 🤲🤲🤲
@fevenabrham2794
@fevenabrham2794 2 жыл бұрын
amen amen amennn
@tsehaineshberhane6279
@tsehaineshberhane6279 Жыл бұрын
እግዚአብሄር ይመስገን ቃል ሂወት የስምዓልና በረከትን አማላድነትን ናይ አዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስኩልና ይኩን♥🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fbdgf5507
@fbdgf5507 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዲንግል ወላዲት ኣምላክ ሓጥያትናን በደልናን ሕደግልና🥰🥰📚📚📖📖📖📚✝️✝️✝️ ክዊሪይ ይብፃሕኽ ብሓቅ ቃለ ህይወት የስምዐልና ኩቡረ ሓዉና🤲🤲🤲👏👏👏💒💒💒💒ኣሜን ኣሜንኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️
@shxb9265
@shxb9265 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ክብራት ኣሕዋተይ ፀሎታን ኣማድነታን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሱ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና
@user-lj4zb1zd3o
@user-lj4zb1zd3o 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ናይ ኣዴና ቅድስት ቁድሳን ፆሎታን ኣማላድነታን ኣይፈለየና ቃልክዳና ይሕደረና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏👏👏👏
@user-ty7dm2yp2y
@user-ty7dm2yp2y 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርን ምስጋናን ንዓኺ ይኹን አደና ቅድስተ ቅድሳን ዲንግል ማርያም በረከታን አማላድነታን ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን ፫ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤❤❤
@tdf97
@tdf97 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን በሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ክቡር ሓውና ጸጉኡን በከቱን የብዘሐልካም እግዚአብሔር አምላክ ናይ እመቤትና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም በረከታ ረዲአታ አማላድነታ ምስ ኩላትና ህዝብ ክርስትያን ይኩን አሜን አሜን አሜን
@burtakanb5816
@burtakanb5816 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን💘💘💘💘💘💘🙌🙌🙌🙌🙌🙌
@geni581
@geni581 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍትወይ ጸሎት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ኣይፈለየና ስደትና የሕፅረልና ናቤቱ የብቀዓና
@merryfsehaye6259
@merryfsehaye6259 Жыл бұрын
😁😘
@user-tw7lz3hz6c
@user-tw7lz3hz6c 9 ай бұрын
Amen amen amen
@feerfcser8845
@feerfcser8845 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዕልና ፀሎታን በረኽታን ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ህዝብ ክርስትያን ይኩን(3)🙏🙏🙏🙏
@ksaksaksa3860
@ksaksaksa3860 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏👏👏
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ በረከትን ረዲአትን ጸጋን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኩሉና ይኩን፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም
@mkm4736
@mkm4736 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐና በረከት ናይ ኣዴና ቅድስ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሜን(3)🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀
@melatdesta9919
@melatdesta9919 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ፀሎት እሜቤት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና 🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲
@user-fb1up3rc2l
@user-fb1up3rc2l 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐለና በርከት ናይ ቅድሰተ ድንግል ማርያም ኣይፍለየና አሜን 🙏🙏🙏
@rakigabrmdehn6660
@rakigabrmdehn6660 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና በረከትን ረዲኤት ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ኣይፈለየና🙏🙏🙏
@user-xe4gq4gg7w
@user-xe4gq4gg7w 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር ሓዉና አማላድነታን ፀሎታን ናይ አደና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኩሉና ህዝቢ ክርስትያን ንኩን
@kesetexegu3882
@kesetexegu3882 2 жыл бұрын
Qale hiywet yesmealna Bereket xelot Emebrhan Ayfeleyena🤲💒👁💗
@leterfialandebrhan3213
@leterfialandebrhan3213 Жыл бұрын
​@@kesetexegu3882 the s and may be required to be required a result of the s and may be required to be required to be a good time for the s and may be required to be required arr be easier to be required to register for rent in advance for your reference and record of the right to be required reading for the s and may e r required ea be required reading room reservation
@wediselie623
@wediselie623 Жыл бұрын
Qale hiwet yesmeana
@frezersegen280
@frezersegen280 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓወይ።
@hadasnguse1529
@hadasnguse1529 5 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏ኦቅድስት ድንግል ማርያም ዓደይ ሓደራኺ 🤲🤲🤲
@YordaGerye-mt2js
@YordaGerye-mt2js 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኽብርን ምስጋና ንዓኺ ይኹን ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም በረከተን ኣለማድነታን ምስ ኩላትና ትኹን🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️💛💛💛💙💙💙💙💘🥀🥀💖🦋🦋🦋
@user-vh2bc2sm7q
@user-vh2bc2sm7q 2 жыл бұрын
እመቤቴ ቅድስት ድንግል ማርያም ፀሎትንክን በረክትክን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ዓይነ ልቦናና ክፈትልና እዚ ኩሉ ንክንገብር🌿♥♥♥🌿🌿
@user-tn8dg1ff9u
@user-tn8dg1ff9u 3 жыл бұрын
አሜን አሜን ፀሎት አማላድነት ናይ እሜቤታች አይ ፈለየና ኩቡራተይ
@desbelefsha377
@desbelefsha377 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️
@nazretgebremichael5893
@nazretgebremichael5893 2 жыл бұрын
ኣመን
@user-fr8ro9po6j
@user-fr8ro9po6j Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፆሎታን በረከታን ኣይፈለየና ንኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስነ ጎልጎልታ ከሰምዕ ከለኩ ሩፍታ እዩ ዝስማዓኒ ድንግለይ ሩፊታ ለበይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👉🤲🤲🤲
@hani6817
@hani6817 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ቃል በረከት የስመዐና ናይ ኣደና ቅድስቲ ቅድሳን ድንግል ማርያም ፃሎታ ኣይፈለየና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@genetokube2508
@genetokube2508 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጾሎት በረከም እግዝትነ ማርያም ምስ ፉቁር ወዳ የሕድረልና
@gyyuu7849
@gyyuu7849 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
@babibabyselomun5944
@babibabyselomun5944 2 жыл бұрын
@@gyyuu7849 l
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እመብርሃነይ ዋሕስ ሂወተይ🙏🙏🙏❤❤❤❤
@user-du4zm3su8l
@user-du4zm3su8l 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንን 🙏❤🎉🎉🎉🎉ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንን 🙏❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንን 🙏❤🎉🎉🎉🎉ቃል ሂወት ይስምዕልና 🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@user-zi4op3qd4t
@user-zi4op3qd4t 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ክቡር ሓውና ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ጸሎተን በረኸትን ረድኤትን አይፈለየና
@AsAs-rk1ou
@AsAs-rk1ou 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዝኣብሄር ኣምላክ ፀጋኡ የብዝሓልኻ ሓውና ናይ እመቤታችን ዎላድት ኣምላኽ ፀሎታን በረኸታን ኣማላጅነታን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን
@aynalemmehari5003
@aynalemmehari5003 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-lc3dr6dx7k
@user-lc3dr6dx7k 11 ай бұрын
Amen qale hiwet yesmealna
@user-lc3dr6dx7k
@user-lc3dr6dx7k 11 ай бұрын
Adelaide haderaki
@user-dn5rv7rz4j
@user-dn5rv7rz4j Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን አመ ብርርሃነይ ዋሕስ ሄወትይ❤❤❤❤❤❤❤
@BegoMekerTube2127
@BegoMekerTube2127 2 жыл бұрын
ትግሪኛ አልችልም ግን በአማርኛ ስለምችለው አልከበደኝም። አነባበቡ ደግሞ ጥሩ ነው ትህትና የተሞላ ነው። ቃለህይወት ያሰማልን። በዘር በእናቴም በአባቴም አማራ ነኝ ግን ክርስቶስ ዘረኝነትን ሳይሆን ፍቅርን ነው ያስተማረኝ ሁላችሁንም ትግራዋይ ከልቤ እወዳችኋለሁ። ይህ ክፉ ጊዜ አልፎ ወደ ድሮ እውነተኛ ኢትዮጵያዊነት እንመለሳለን። መቼም ቢሆን ጥላቻ እና ሰይጣን አያሸንፍም። ፍቅርና ክርስቶስ ግን ሞትን አሸንፎ በትንሳኤ ይነሳል። እግዚአብሔር ፍቅር ነው። ፍቅርን ማጥፋት አይቻልም ፍቅር እግዚአብሔር ስለሆነ። እመኑኝ እግዚአብሔር መቼም አይሸነፍም !!!
@KIWEYNI71
@KIWEYNI71 5 ай бұрын
❤ እንዳንቺ ያብዛልን
@jmylahhassan8112
@jmylahhassan8112 2 жыл бұрын
አሜን ቃለ ህይወት የሰመዕልና ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ፀሎታ በረከታ አዪፈለዬና 🤲🤲
@tirhashsillase6768
@tirhashsillase6768 9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ርሑስ በዓለ ሰንበት ይግበረልና ንምድረ ከንአን አገልገልቲ ዕድመን ጥዕናን ናይ ፈጣሪ በረከትን ረዲኤትን ይምነየልኩም አሜን
@Mdrecanaan
@Mdrecanaan 9 ай бұрын
Amen😍
@fusfv877
@fusfv877 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡር ዲያቆን ሓወይ ኣሜን 🤲🤲🤲💒💒💒🌹🌹🌹❤❤❤👏👏❤❤❤
@aaqq923
@aaqq923 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህርና
@temsgne7752
@temsgne7752 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሄወት ይስመዐልና ክቡር ሓወይ ፀጉኡ ይብዝሕልካ ጽታና በረከታን ናይ ኣዲና ቅድስቲ ቁድሳን እመብርሃን ኣይፈለየና ❤❤❤👏
@nigistih7331
@nigistih7331 Жыл бұрын
ቃል ሃወት የስማዓልና ክቡር ሓውና ኣማላድነታን ናይ ኣደና ቅዱስ ድንግል ማርያም ምስ ኩሉ ህዝቢ ይኸውን ኣሜን ኣሜን ኣሜን💕🙏💕
@laylaal7008
@laylaal7008 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና
@haweiy7556
@haweiy7556 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት ክንሰምዕ ዘብቀዕካና ክብርይ ምስጋናይ ንኣዴና ዲንግል ማርያም ይክን ኣሜን
@abaditkidane4396
@abaditkidane4396 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ጽሎትን ኣማላድነትን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ቅድሳን እመብርሃን ወላዲት ኣምላክ ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኹን አሜን!!!
@Good-qq1lp
@Good-qq1lp 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰመዐልና🙏🙏🙏
@user-wk5rr2zh8f
@user-wk5rr2zh8f Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ናይ ኣደና ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም በረከታን ረድእታን ምስ ፍቁር ወዳ ምስ ኩላትና ይኩን
@user-ef8pl9sx2o
@user-ef8pl9sx2o 5 ай бұрын
ኣማን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይሰመዕለና ብርክትኪ ፆሉትኪ ኣይፍልየና ምሳና ኩን 😢ካብ ክፍእ ፍተና ኣደሕኒነይ
@user-pm2lq6kf2y
@user-pm2lq6kf2y 3 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልን🙏🙏🙏
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን አሜን ናይ ብርክትን ርር ህርህትን ቅድስተ ቅድስቲ ኣዴና ድንግል ማርያም ጾሎታን በረከታን ምሳና ይንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏💒💒💒⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️
@selamselam2670
@selamselam2670 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፆሎታን ኣማላጅነታን ኣይፈለየና ቃል ክዳን ይሕደረና
@azekriedengleyadegoytay5981
@azekriedengleyadegoytay5981 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ብሐቂ ደስ ዝብል ናይ እመአምላክ ምሕረት በረከት ረዴኤት ምስኩልና ይኩን
@user-ef8pl9sx2o
@user-ef8pl9sx2o 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@aligasoltube9487
@aligasoltube9487 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸሎትን በረከትን ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማሪያም ኣይፈለይና ኣሜን ፫👏🕯🕯
@robelmtrd
@robelmtrd Жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@FfSfg-gi6oi
@FfSfg-gi6oi 23 күн бұрын
ኦ ኣደይ ፀሎትክን በረከትክን ኣይፈለየና ኣብ ሸግር ግዜና ተኣምርኪ ዘርኣክና ክብርን ምሰገናን ንዘለኣለም ነዓኪ ይኩን ኣሜን👏👏👏
@user-iu4vr5dq7r
@user-iu4vr5dq7r 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ሓዉና ፀጋኡ የብዘሐልኻ 🙏🙏🙏🙏🙏❤
@miniatesfa2317
@miniatesfa2317 2 жыл бұрын
አሜን ናይ አደና ቅድስት ማርያም አማላጅነት ይሐልወና ካብዚ ዘለናዮ ዘመን ሐዉና ዕድሜን ጥዕና ይሀብካ
@filitubechannel1357
@filitubechannel1357 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ጾሎትን ምልጃን ኣይፈለየና ብቃልኪዳና ትከልለና
@timnityemane4438
@timnityemane4438 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ኣምላኽ የስማዓልና❤❤❤🙏🙏🙏
@user-kp5es4uo9z
@user-kp5es4uo9z 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ኦ ጎይታ ብፀሎት አዴካ ድንግል ማርያም ይቅር ብለን ምህረት ልአከልና
@sahluembaye4958
@sahluembaye4958 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@khankham3417
@khankham3417 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐለና 🙏🙏🙏
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 11 ай бұрын
ኣሜን (3)ቃል ሂወት የስምዓና ጸጋ በረከታ ኣማላድነታን ጸሎታን ናይ ድንግል ማርያም ምስ ኩሉና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን እመ ብርሃን ኣደይ ናይ ግብጺ ስደትኪ ዘክሪ ናይ ጎልግሎታ ጸሎትኪ ዘክሪ ካብ ናይ ስጋን ነብስን ምሕረት ክገብረልና ፉቁር ወድክን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣይ ትግደፍና ማርያም እናቴ ✝️💝
@user-mi3ly5pm1t
@user-mi3ly5pm1t 5 ай бұрын
❤❤❤
@NahomNeguse-ii9oz
@NahomNeguse-ii9oz 4 ай бұрын
ቃለ ሂወት የሰምዓልና ናይ ኣደና ቅድሰቲ ቅድሳን ማርያም ኣደይ ❤❤❤
@nigistiwelegbrel2353
@nigistiwelegbrel2353 2 жыл бұрын
አሜንአሜንአሜን ቃል ህይወት የስማዕና መምህርናዕድመና ጥዕና ልዑል እግዚአብሔር ይባርክልን ናይ አዳና ድንግል ማርያም ተርከታና ርድኤት መልጃዋን አይለየና ።
@user-om7ez6en2i
@user-om7ez6en2i 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና
@user-hh8yk9eq1i
@user-hh8yk9eq1i 2 ай бұрын
ኣሜንንን ኣሜንንን ኣደይ ማማርያም ጽላላ ጸሎታ ኣየፈለይና👏ኣሜንንን ብሓቂ ቃልሂት የሰመዐለና ድንግልይ ዋሕሰ ኮንኒ👏👏
@AsmeromTesfie-it8iq
@AsmeromTesfie-it8iq 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት ይስምኣና❤❤❤🎉🎉
@rahwahrahwah1899
@rahwahrahwah1899 3 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏ቃለ ሂወት የስምዓልና
@user-xd7bf2lm3u
@user-xd7bf2lm3u 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባረክ ክቡር ሓውና ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላኽ በረከታ ረዴኤት ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመልና ኣሜን ኣሜን amen❤❤🙏❤🙏🙏❤
@asosoasdf233
@asosoasdf233 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልካ ክቡር ሓዉና 🌻🥀🕊️
@eritreatebareki2448
@eritreatebareki2448 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይስገን ቃል ሂወት የስምዓልና በረከትን አማላድነትን ናይ አዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስኩልንስ ይኩን❤
@merrysesay371
@merrysesay371 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@elsafessahaye2083
@elsafessahaye2083 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሃልካ አሜን አሜን አሜን 🙏
@user-yb3pj8uu8y
@user-yb3pj8uu8y 4 ай бұрын
አሜንንን ቃል ህይወት ይስመዐልና♥️💙🙏እሙቤቲ እናቴ ቅድስት ድንግል ማርያም ዋሓሳ ሂወት♥️💙🙏
@salamyamane4680
@salamyamane4680 2 жыл бұрын
አሜን🙏🙏🙏✝️
@nimonimo9165
@nimonimo9165 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከተ ያስምዐልና ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ፀጋ በረከተ ረድእት ጣዕም ፍቅር ወዳ ምስ ኹልና ህዝብ ክርስትያን ይኹኑ👏👏👏👏👏🌳🌳🌳🌳🌲🌲🌲
@user-hk6tc7fm6z
@user-hk6tc7fm6z 11 ай бұрын
ብመጀመርያ ቃል ሂወት ይስምዓልና ሓዉና እዛ ጾሎት ብዙሕ ግዜ ሓሚመ ብእምነት ካብ ዉሽጠይ ይሰምዓ እሞ እና ተፈለጠኒ ይሓዊ ስለዚ ይሕዋተይ ክኣ ኣብ ዝሓመምናል ነዚኣ ጸሎት ክንስምዓ ይላበወኩም ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ትኩን ኣሜን፡፡
@selamghirmai9181
@selamghirmai9181 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏ጾ ሎታን በረከታን ጣዕማን ወትሩ ኣብ ዙርያና ይኹን 😇 🙏🙏🙏
@user-ns9cg9uk4x
@user-ns9cg9uk4x 3 жыл бұрын
አሜን እሜን እሜን ቃል ህይወትያስመዐልናጸግኡን በረከቱን የብዘልካ እግዚአብሔር አምላክ
@kesetexegu3882
@kesetexegu3882 Жыл бұрын
Lewah Ade Goyta Teega bereketki ayfelyena 🤲💒💟
@kesetexegu3882
@kesetexegu3882 Жыл бұрын
💒💒💒💟💟👀✅✅✅
@user-np9vx7nr3v
@user-np9vx7nr3v 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️
@luwamtsegay2387
@luwamtsegay2387 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna xolotan bereketan nay weladite amlak dngl maryam msana ykun 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@michaelabraha9398
@michaelabraha9398 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ቅድስቲ ድአንግል ማርያም ኣዴና ባዕልኺ ሐልውና ከም ግብርናን ሐጢኣትናን ኣበሳናን ኣይትኪድና ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@nazretatseggai8499
@nazretatseggai8499 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ጸሎታ ናይ ቅድስቲ አዴና ማርያም አይፈለየናን አይፈለዩካን 🙏🙏🙏
@abdullhartari640
@abdullhartari640 2 жыл бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜንና ኣደናቅድስቲድንግልማሪያምፀሎታምስኩሊናህዝቢክርስቲያንይኩንኣሜን
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ድንግል ወላዲትኣምላኽማርያምፅዮን ክብሪ ምሰጊናኪ ይሰፋሕ
የሰኔ ጎልጎታ
25:14
Mahedere Tewahedo
Рет қаралды 1,9 МЛН
100❤️
00:20
Nonomen ノノメン
Рет қаралды 76 МЛН
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 10 МЛН
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 341 М.
የቅዳሜ አርጋኖን - Arganon Kidame
20:16
masresham
Рет қаралды 397 М.
የሰኔ ጎልጎታ - Sene Golgota
29:06
masresham
Рет қаралды 244 М.
🔴👉"ጸሎት ሰይፈ መለኮት"ኣጋንንቲ ዝቃጸሉሉን ዝእሰሩሉ ጸሎት
16:48