||♡ድንግል ማርያም ♡ || ብቆሞስ ኣባ መዝገበሥላሴ- Eritrean orthodox Video 2020

  Рет қаралды 68,585

Mdre Canaan ምድረ ከንኣን

Mdre Canaan ምድረ ከንኣን

Күн бұрын

© Mdre Canaan

Пікірлер: 658
@zarahiwet1
@zarahiwet1 4 жыл бұрын
ኣቦና ኣባ መዝገበ ስላሴ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣደ ተስፋና ንጽህት ቅድስት ርህርህት ወላዲት ኣምላክ ምስ ኩልና ትኹን ኣደ ኣምላኽ ።
@beriweldu5759
@beriweldu5759 4 жыл бұрын
Amen
@er2531
@er2531 4 жыл бұрын
*Amen amen amen*
@teklebrhanaraia3920
@teklebrhanaraia3920 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣባ እንታይ ክንገብር ኣባ ስጋ በርቲዕና ከክንዲ ናብ ወላዲትና ንወድቕ ናብዛ ናይ ዓለም ስጋ ንወድቕ ኣለና ኣባ ጸልዩልና ነዴና ንኽንፈልጣ
@mibrakwberhe494
@mibrakwberhe494 4 жыл бұрын
አመ ብርሃን ርህርተ ህሊና ያ አዚ ኩሉ ሰሃራን ባሕርን ክንሰግር ስማ አንዳጸዋዕና ኢና ሰጊርናዮ በሓቂ ድማ ለሚናትላያ አግዚኣብሄር ይመስገን ድንግል ወላዲት ኣምላኽ ሕጂውን ብጸሎታን ባኣማላድነታን ነዚ ህልዎ ሕማም ፎአ ክብለልና ትለመነና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@plazaplaza4742
@plazaplaza4742 4 жыл бұрын
በወ
@mnsmne6691
@mnsmne6691 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን፣❤❤❤
@kabrtyss5863
@kabrtyss5863 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmaena Aeba qwasqwem
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 4 жыл бұрын
Behaki
@dadiangadadianga1861
@dadiangadadianga1861 4 жыл бұрын
*ኣለና ኣቦናየ ናይ ልበይ ክትዛረቡ እንከለኩም ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝብለኒ ስለ ወላዲት ኣምላክ ክዛረብ ኣይደፍርን ኢየ ምክንያቱ ከይበልክዋ ኢያ ናይ ልበይ ትምልኣለይ ስለዝኮነ ብዛዕባኣ ዋላ ሓንቲ ኣይብልን ኢየ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ጸግኡ ይብዛሓልኩም ግን ኣቦና ሓደ ነገር ኣሎ ዘሰክፈኒ ብዙሕ ናብ ማስሜድያ ኣይትምጽኡ ምክንያቱ ካብ ምሒር ምፍላጥ ሰይጣን ከየስሕተኩም እሞ ከይንከስረኩም ኣቦናየ ካብ ባዓትኩም ኣይትውጽኡ ኣብ ባዓትኩም ኮይንኩም ጸልዩልና ብትእዛዝ ኣምላክ ከምዝመጻእኩም ይፈልጥ ኢየ ግን እንዳፈራሕኩ እንድየ ኣነ ሰብ ካብ ተዋህዶ ዝኮነ ሰብ ክወጽእ እንከሎ እቲ ዘስሓቶ ሰይጣን ክሕጎስ እንከሎ ብጣዕሚ ኢየ ዝሓርቅ ዘረባኩም መንፈስ ኣምላክ ከም ዘለዎ ይፈልጥ ኢየ እፈትወኩም ኢየ*
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 4 жыл бұрын
Xubuk aleka zhawey nhna ka hayal gasahzbna kkonnan kgsxunan ab xelotna beta akmna ndegfom xelot weladit amlakn kudusann keyfleyom
@adiamadu1938
@adiamadu1938 4 жыл бұрын
@@kesetemerhawi9674 amen kburat yehwat, nebona kea xega menfes kdus yihabom amlak bi haylu yeheylom
@asmerommihreteab8783
@asmerommihreteab8783 4 жыл бұрын
Tsibuk hasab eyu ab ztenaw ghiz ente zkewn tsibuk amen
@angosomsahle9641
@angosomsahle9641 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ግብሪ ዘየብልና ስቅ ኢልና ነማርር በቃ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ይቅረ ይበለልና እመ ብርሃን ድንግል ማርያም ኩሉ ግዜ ምሳና ትኩን ጽላላ ተንብረልና ኣቦና ሓደራ ወትሩ ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና🙏🙏🙏
@mahderemesfun5039
@mahderemesfun5039 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና በረከተ እግዝእትነ ማርያም ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን።
@temsgenamelaki7579
@temsgenamelaki7579 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐል በረከተ እግዝእትነ ማርያም ምስኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኹን አሜን አሜን አሜን 👏👏👏
@eritreanaasmara373
@eritreanaasmara373 4 жыл бұрын
እግዚአቢሄር ይመስገን አሜን ቃል ሂወት የስምአልና ብሩክ አቦና ናይ አዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም በረከትን አማላድነትን ምስ ኩልና ይኩን , ፈጣሪና ካብዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም ምሕረቱ የውርደልና
@helenkahsai1824
@helenkahsai1824 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@helenkahsai1824
@helenkahsai1824 4 жыл бұрын
🙏🙏🙏
@asadaetho3618
@asadaetho3618 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@beriweldu5759
@beriweldu5759 4 жыл бұрын
Amen
@Mzerichanel
@Mzerichanel 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸሎታን በርከታን ናይ ኣዴና ቅድስት ካብ ቁድሳት ንጽሕት ካብ ንጽሓት ዝኾነት ድንግል ማራይም ምስኩልና ፍቅራት ደቃ ይኹነልና
@ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ
@ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ 4 жыл бұрын
*እግዚአብሔር ይመስገን አንታ ዘሞቦናስ ፍትፍት አቢሎም እኮ እዮም ዘኮሉስካ ቃል አምላክ ቸሩ መድኃኔአለም ብዕድመን ብፀጋኡን የሐልኩም አሜን* አነስ ድንግል ማርያም ሽማ ክለዐል ንብዐት እዮ ዝቅድመኒ ብንታይ ጀሚረይ ብምንታይ ክዉደኦ ብሰይጣዉንቲ ተአሲረይ ከሞተት እናተብኃልኩ አፈይ ተዐቢሱ እግረይ ተለዊሱ ገፀይ ተጣሚሙ መልሐሰይ ነዲዱ ክንደይ ክብሎ እዚ አሕሊፈይ ንወላዲተይ ዘይፀገማ ንሰብ ጨኒቅወ ከም ሞተት ይበኃል ነረ ግን ምሕረት ትበኃል መሐዛይ ነራ ካብ ገዛይ ወሲዳ ንዕናይ ገዛና ከርእየኪ ኢላ ትወስደኒ ገዛ ተረአክወ ደንፅዮኒ አነ ናይ ምሕረት ገዛ ዝፈልጦ ብጭቃ ዝተሰርሐ እዮ ።ዝረአክወ ግን ካሊእ አንቲ ምሕረት እዚ ድዮ ገዛኩም ደአ አነ ዝፈልጦ ካሊእ እዮ ይብላ ንዒ እዝይ እዮ ትብለኒ እናደንፀወኒ ከሎ ናይቲ ገዛ አብ አፈት ምስ በፃሕና ቀዲማ አንጭዋ ትቅድመና ምሕረት አንጭዋ ይብላ ንዒ ደሐን ኢላ ንአአ አባሪራታ ከአ ጠበቅ ይቅድመና አየየ ዝፀልኦ ፍጥረት መፅዮ ይብል ንዒ ሱቅ ኢሎ እዮም እዚኦም ኢላ እንደገና ተባርሮ ንዕኡ ካብኡ አቲና ከአቱ ከለኩ እቲ ገዛ ብምንታይ ከም ተሰርሐ አይፍለጥን ከአቱ ከለኩ ነዊሕ ከቢድ ድነ ዘለወ ገዛ እዮ ብየማነይ ቁሊሕ ክብል ከለኩ እቲ ሜዳ ብርኃን ዝተፈላለየ ሕብርታት ማይመስኖ ዘለወ ዝመስል ብመስትያት ዝተሰርሐ ይመስል ብዉሽጢ መጨረሻ ዘለወ አይመስለንን ንዉሽጢ እዉን አይአተኵን ካብኡ ንላዕሊ ጠሚተ እናፈራሕኩ ብጣዕሚ እዮ ዝከብደካ ስለዚ ቆላሕ ተበልኩ አመና ነዊሕ አይኮነን አመና ሐፂር አይኮነን ገበል ኮፍ ኢሉ ረአኩ ቀስ ኢለ ንምሕረት ምሕረት ትርኢ አለኪ ይብላ እወ እዚኦም እማ ፅቡቅ እዮም ንዒ ከአ ትብለኒ ከአ ሐሊፈ ከአ ብካልአይ ደረጃ ምንም ዘየፈላልዮም ካልአይ ረከብና ከአ ሐሊፍናዮም ከድና ከአ ሳልሳይ ረከብና ሰለስተ ገባብል ሐደ ቁሞቶም ሐደ ርጉዶም አብ መጨረሻ ወጊሑ አደይ ከአ ከይሞት ስለ ትፈርሕ ዝነበረት እንታይ ሐሊምኪ በለትኒ አነ ከአ ገረመኒ እንታይ ከም ዘርአያ ነገርኩዋ ንሰብ ጠይቃ ኪዳና ምህርት ካብ ስላሴ ምሕረት ከም ዘዉሀበትኒ ተፈቲሑ ካብኡ አይደንጎኩም አፈይ ኩሉ ነገረይ ሐወኩ ሀዚ ከአ ኪዳና ምህርት ምእማን ሐጥያት እዮ ተለሙኒ አሚነያ ሲኦል የሐሸኒ እዉነትን ሐቅን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እዮ ።እዚ ዝፀሐፍኩ ኩሉ ሕልሚ ሐቂ ማለት አይኮነን ግን ለኪዳና ምህርት ክምስክር ስለ ዝደለኩ እየ አይንጠራጠር ብድንግል ማርያም 🌹
@segesege5226
@segesege5226 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna abona abxolotkum zekuruna ,begakum abona kulu gzye muxuna
@xjhfhdhx807
@xjhfhdhx807 4 жыл бұрын
መርሐበእ ከመይ ቀኒኺም አቦና በቲ ጾሎቱኩም ይምሐረና አሜን
@edengarza5914
@edengarza5914 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmana
@alganesharaya1558
@alganesharaya1558 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና እግእዝነ ማርያም ወላዲተ አምላኽ አማላዱትን ኩሉ ግዚ ምስኒ እዩ ክብርን ምስጋኒ ንአምላኻ ንወላዲቱ እግዝንትነ ማርያም ይኹን አሜን!!!
@Miki-rd3zi
@Miki-rd3zi 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦ ኣምላኽ ሕመቅና ሪኡ ምሕረት የውርደልና ጾሎትኩም ኣይፈለየና
@ምስተንስሓኩዕረፍቲረኪበ
@ምስተንስሓኩዕረፍቲረኪበ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና !!!!!
@tesfitweldeslasie8979
@tesfitweldeslasie8979 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ ኣማላድነት ናይ እመ ብርሃን ኣይፈለየና
@sabahabtemicael1794
@sabahabtemicael1794 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣባ ኣነ ኣብ ሂወተይ ጽላለይ ፈታሒት ሽግረይ ኩሉ ዝሓቶ ማለት ቢልቢ ክጽውዓ ከለኩ ከም ግበረይ ዘይኮነ ርህርህቲ ብዓልቲ ቃል ኪዳን ያ ክብርን ምስጋናን ንወላዲተ ብርሃን ዓለም ኣሜን
@xjhfhdhx807
@xjhfhdhx807 4 жыл бұрын
ናይ ባሐቂ አቦና አደይ ማዓረ ይ ብርከይ የሑፍኒ ኢና ንብል አቦና
@luellilay5483
@luellilay5483 4 жыл бұрын
ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንንን ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ ካብ ማዓር ዝጥዕም ሰናይ ቃልን ምዕዶን ሰሚዕና ሞ ሰማዕቲ ዘይ ኮናስ ፈጸምቲ ክንከውን እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጸግኡ ይብዛሓልና ናኣኩም ካኣ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ኣሜንንንን (3)
@ንጣብዝኽሪዘበን
@ንጣብዝኽሪዘበን 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና አቦና፣ ድንግል ማርያም አደይ ከምቲ ከምቲ ንኸልቢ ብወርቂ ጫማኪ በቲ ርህርህ ልብኪ ማይ ዝስተኽዩ ንዓና ንድኽዑማት ኣብ ቅድሜና ዘሎ ወርቂ ክንርኢ ዘንኽእል ደቅኺ ማይ ሂወት ክንሰቲ ለምንልና ናብ ፍቁር ወድኺ፣ አሜን አሜን አሜን
@ellentube4803
@ellentube4803 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣባታችን ድንግል ማርያም እታ ኣደ ፍቕሪን ስኒትን ዝኾነት ሰላማ ትልኣኸልና እዛ ምቅርቲ ኣዴና በረኸታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ጣዕማ ፍቕራን ኣይፈለየና።
@beesea216
@beesea216 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ፍቅሪ ወላዲተ ኣምላክ ኣዴና ድንግል ማርያም ኣይፈለየና።
@merw1870
@merw1870 4 жыл бұрын
ቃል ሂይወት የስማዓልና ኣባ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ
@ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ድንግለይ አደ ፍቅሪ ፆሎትኪን ምልጃክን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን አሜን አሜን አሜን
@efremzerabruk3188
@efremzerabruk3188 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna Egzabhir amlak xegeu yebzhalkum abona mezgebeslasie bereketan redetan nay adiena kdsti kudusan nxhete nxuhan zkonet dngl maryam ayfeleyena
@ezgahariateklom9896
@ezgahariateklom9896 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃሌ ሂወት የስሜዓልና ኣቦና
@ghebremeskelkesete1019
@ghebremeskelkesete1019 4 жыл бұрын
Amen amen amen ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ኣቦና ጣዕማን ፍቅራን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ልብና ይሕደር።
@gtgrowtogether8096
@gtgrowtogether8096 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና። ጸጋ የብዝሓልኩም። ካብ ፈተነ ድያብሎስ ከኣ ይሓልኹም።
@nemneteyksabgzyemotey2815
@nemneteyksabgzyemotey2815 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Qale hiwet yesmalna Abona egziabher amlak msakum ykun
@kalabtadese3875
@kalabtadese3875 4 жыл бұрын
ኣሜን ፫ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ናይ ድንግል ማርያም ደኣ መውጺኢት ኣፍና እንዶ ግዳ እታ ክንወጽእ ካብ ማሕጸን ወላዲት ውን ዝሰማዕናያኮ #ማ ር ያ ም ኢያ
@almazgeb5740
@almazgeb5740 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና እመ ብርሃን ብጸሎታ ትደግፈኣና
@filmonmehari9775
@filmonmehari9775 4 жыл бұрын
አሜንንን አሜንንን አሜንንን ጸሎታን ኣማላድነታን ናይ እመቤታችን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈለየና
@merimeri267
@merimeri267 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ኣቦና እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ንኩላትና ህዝቢ ክርስትያን አሜን ኣቦና እግዚአብሔር ይመስገን ኣቦና ጸጉእ የብዘሐልኩም ሰላምታኩም የብዘሓልኩም ኣቦና ኣብ ጾሎትኩም ዘኩርኒ ኣቦና
@tigistitewelde1862
@tigistitewelde1862 4 жыл бұрын
Amen amen 🙏 🙏🙏🙏
@YoDaha
@YoDaha 4 жыл бұрын
ኣሜን,ኣሜን,ኣሜን,ቃለ ሂወት,የስመዐል,ኣቦና
@hdritzerezgi9055
@hdritzerezgi9055 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት የስመዓልና
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 4 жыл бұрын
ኣሜን(3)ኣል ህይወት የስምዓልና።እግዚኣቢሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣቦና።እመ ብርሃን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ድማ ብኣማላድነታ ትሓልወናን ትደግፈናን ኣሜን። ኦ ጎይታ በጃኻ ከምቲ ልቢ ሊድያ ዝኸፈትካ ልብና ኽፈተልና።ኦ ጎይታ ጸጋኻ ካባና ኣይትቐንጥጦ። ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ንደቑኹም ኣቦና።
@ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ
@ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እዝጋብሄር ኣምላክ መስተወዓሊ ልቦና ይሃበና ኩሉ ልሰማዕናዮ ኣብ ልብና ይሕደር👏👏👏👏👏👏
@samiberhanesamiboy6075
@samiberhanesamiboy6075 4 жыл бұрын
ይኣቡይቺ ማርያም ኩሉ ግብረ እግዚ ወ ሰማይ ሰማይት ሳብዕ ወይኣቡይቺ ጽሓይ ወውርሕ ወርእሰ ኮባክብቲ ኤራ ወምድርኒ ዘማኣዝኒሃ ኣርባዕ እለ ይሓድሩ ውስቴታ እንስሳ ወሰብ ጣዕማ ፍቅራ ኣብ ኣዳራሽ ልብና ይሕደር ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና
@Filipos610
@Filipos610 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@askaleschnugese1610
@askaleschnugese1610 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna Abona Egziabher amlak edmen tentan yhabkum xegeu ybzehelkum nay Adena Kdsti dngl maryam amladneta ms kulna hizbi krstiyan ykun amen amen amen
@nazatalshammari834
@nazatalshammari834 4 жыл бұрын
amen amen amen kale hewait yesmailna
@ኢዛናሳይዛናtube
@ኢዛናሳይዛናtube 4 жыл бұрын
አሜን፫ ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ጣዕማን ፍቅራን ናይ ወላዲት አምላክ ምስኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን አሜን አሜን
@tesfamariam250
@tesfamariam250 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የድምዐልስና ኣቦና
@ikbennietallen5698
@ikbennietallen5698 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kali hiwet yesmana kubur abona
@tsehayneshweldu4416
@tsehayneshweldu4416 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalina egzabhar amlak xegua yebzhalikum bi haki bereket nay adena qdesti dengile Marimis kuluna yekun🙏❤🙏
@ruhamagebremedhin4233
@ruhamagebremedhin4233 4 жыл бұрын
አሜን ! ጣዕመ ፍቅራ የብዘሐልና! ኣቦና ነዊሕ ዕድመ የብዘሐልና!
@frewnimehari7543
@frewnimehari7543 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና
@medhanietesfamariam7768
@medhanietesfamariam7768 4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN QALE HIWET YESMALNA ABONA ኦ ድንግል ታምርኪ በእዛነይ ሰማዕኩ ታኣምርኪ በዒንተይ ርኣኩ ፍቅሪኪ ልበይ ይቃጽለኒ ኣሎ ኣሕዋተይ ሓጥያትና ከልኪልና እምበር ደንግል ማርያም ትግለጽ ያ ስእሊ ኣድህኖ ድንግል ማርያም ትዛረብ ኢያ እሞ ሰእላ ቀው ኢልና ንጠምቶ እሞ ብተመስጦ ገለ ክፈጥረልንና ዩ ኣምላክና ነቲ ንከይንሪ ጋሪድና ዘሎ ሓጥያትና ይደምሥልና ፡።፡
@emnet93
@emnet93 4 жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስምዕልና ዳንግል ማሪያም ረዲእታ በረከታ ምሰ ኩላትና ህዚቢ ክሪስትያን ትኩን አሜን አሜን አሜን ዕዳመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ ክቡር አባና
@hsabugurum3361
@hsabugurum3361 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመኣልና ኣቦና!ናይ ብሓቂ
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና
@trhashd8986
@trhashd8986 4 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna abona Egzabiher amlak nay agelgulet zemenkum ybark
@ghenetdesta4540
@ghenetdesta4540 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣባታችን ብጸሎትኩም ዘክሩና
@الاع-ح4س
@الاع-ح4س 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የመዐልና ኣቦና
@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ
@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃሉ ሂወት የስመዐልና ናይ ጊዜ ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ኣቦና ኣብ ፀለትኩም ዘኩሩኒ ናዓይ ሓጥያተኛ ጋልኩም
@tseboqnedieu3690
@tseboqnedieu3690 4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmaena ab xelotkum zekurni ndkum wedkum
@militeafewerki483
@militeafewerki483 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwetu yesmaana oh ngus kulu fitret Mhretka szzelns
@ጉዕዞናብእግዚአቢሐርጉዕዞ
@ጉዕዞናብእግዚአቢሐርጉዕዞ 4 жыл бұрын
ኣሜን(3) ኣቦና ኣምላኽ የኽብረልና።
@trhasasefa8601
@trhasasefa8601 4 жыл бұрын
Amennn Amennn Amennn weladit amelak belemnaki nie mariam tseruy lebuna nayniseha ewan kibena naysegawi dikam yeaklena kale hewet ytsemealna kibur abona tomos beal abetsega memeherna bedime betena yhalewelna besemay brehan melaekte sefira yadelom
@kokobykalo3226
@kokobykalo3226 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና
@awetbrhane7241
@awetbrhane7241 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩን ጾሎታን በረከታን ናይ ኣዴና እግዝእትነ ድንግል ማርያም ኣይጋደፈና
@teberheyob191
@teberheyob191 4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesemalna abona
@merkeb8120
@merkeb8120 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና። ብጣዕሚ ልቢ ዝትንክፍ ቃል እኹም ምሂርኩምና።
@mhagosbrhane4778
@mhagosbrhane4778 4 жыл бұрын
Amen amen amen abona kale hiwet yesmelna kulu bezi channel zmexe beti dku akmey yketatelo ey bhaki hiwet zhb eyu kndey zeynfelto felitna egzabihier amlak Ms emebrhan wetru ab zuryakum ykun nay ndkmti galkum dma ab xelotkum zekuruni hadareyn dekeyn be emnetna xeniena knebr ymhxenekum Eshi enbar hto alatni abzi zelenayo adi malet ab (eropa ) sdet ab gezana mealtawi xolet kngebr kelena etan mgbar yfked dyu ? Ab betkrsyaan trah aykonen dyu eza hto ktmlsuley bthtna yhatt,,
@sabelaberhane9963
@sabelaberhane9963 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona kidsete kidusan dngel maryam ade dika ade tekuan ade goytann medahanina ada kulu futur ❤❣💖🙏🙏🙏🙏
@girmaytekle3520
@girmaytekle3520 4 жыл бұрын
Amen kalhiwet yesmalna ab xolotkum zekruna
@solomunbrhane4123
@solomunbrhane4123 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna nebona ab tseletkum zekuruni 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@atakltiwediliqe6834
@atakltiwediliqe6834 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና ኣቦና ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ትምህረቲ ኣምላክ ምሕረቱ የውደልና 💒🙏💒🙏💒🙏
@wedebteklezion5944
@wedebteklezion5944 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmielna egzabher nay agolgulet edmekum yebzhalkum
@filmonbeyene5329
@filmonbeyene5329 4 жыл бұрын
ኣመን ኣመን ኣመን ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና
@edenaynalemn3036
@edenaynalemn3036 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kalie hiwet ysimialina kibirin misganan nadina dinigli mariym ykin weladit Amilak Adey ⛪⛪⛪🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@haydihaydi7609
@haydihaydi7609 4 жыл бұрын
Kale hiwet ysmalna maryam dngl adey klu gezie ab zruya aleki kbrn msganan naki🙏🙏🙏
@abyelfukadu255
@abyelfukadu255 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna maryam dngl adey klu gezie ab zruya alek kbrn mesganan naki
@shishomghebrehiwet8500
@shishomghebrehiwet8500 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna abona nay agelglot zemenkum ybarkn ykedsn tsegiau yebzhalkum ab tselotkum zekiruna amen!!!
@user-qz2fb2kl1n
@user-qz2fb2kl1n 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የሰመዐና ክብር ኣቦና🙏🙏🙏ናይ ኣዴና ቅድሰቲ ድንግል ማርያም በረከትን ኣማላድነትን ምሰ ኩለትን ይኩን🙏🙏🙏
@Ma-yv5ji
@Ma-yv5ji 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና ብሓቂ ደሰ ዝበል ት /ቲ ምሂሮምና ኣዴና ቅድሰት ድንግል ማርያም ርህርህተ ሒልና ፀጋ በረከታን ኣማላድነታን ኣይፈለየና
@genettesfaldet9307
@genettesfaldet9307 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kubur abona xeguo yebzehalikum egzabeher amlak edmen teanan yehabka fetari
@sambir3431
@sambir3431 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalina abona
@salemsalem1367
@salemsalem1367 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
@almazalema
@almazalema 14 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ጠዓማን ፍቅራን ፍቁር ወዳን ይሕድረልና❤
@eyerutes
@eyerutes 4 жыл бұрын
Temasgen amlakke abkuluu mengeday temerhani adeyy, Dengel mareyam nesaa nezelalem Amen.
@emeamlekrhrhtehlna8141
@emeamlekrhrhtehlna8141 4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmaalna amlak xegae yebzahalkum Aba eme brhan wetru ab zrya klna tkun
@yoditgebremariam8070
@yoditgebremariam8070 4 жыл бұрын
ኣሜን እግዚአብሔር ናይ ሕይወት ቃል የስማዓና ጣዕማን ፍቅራን መመሊሳ ኣብ ልብና ተውሕዘልና ብዝያዳ ፍቃድ ኣምላኽ እንተኮይኑ ብዛዕባ እመብርሃን ትምህርቲ ዘይትውሱኩና ደስ ዝብል ኔሩ እቲ ጣዕማ ብዝያዳ ኣባና ንክዕንብብ 💗
@asmeretandom8154
@asmeretandom8154 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna 💞🤲💞💞💞🤲🤲🤲
@hansab1
@hansab1 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣባ
@berhaneteklehaymanot5721
@berhaneteklehaymanot5721 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yeamealna qdus ezigabiher amlakna xegue yebzhalkum nay aglglot zemekum yebarkelkum yqedselkum bereketan rediatan nay eme brhan weladit amlak ayfeleyena
@hdmona8809
@hdmona8809 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣቦና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💒💒💒
@temsgenamelaki7579
@temsgenamelaki7579 3 жыл бұрын
አሜን/3/ኣቦ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏
@user-dy2nm6us1t
@user-dy2nm6us1t 4 жыл бұрын
ባሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ አቦና አሰይይይ አነስ ናይ አደይ ብርሃን ታአምር ክሰምዕ ከለኩ ልበይ ብሓጎስ ይመልኢ
@mebratweldekidan9651
@mebratweldekidan9651 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Kale hiwet yesmalna Fkri Ame Brhan ab lbna kehdrelna tsolotkum ay feleyena welete tsyon
@luwamtekle2351
@luwamtekle2351 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna nay bhaqi xegu yebzahlikum
@tekiaandebrhan7209
@tekiaandebrhan7209 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qalehiwet ysmealna.🙏O qdsti dnqlmaryam adiena kab fuqur wdki mhret lemnlna 🤲🙏
@ሳሕልከምሃገርghiy1685
@ሳሕልከምሃገርghiy1685 4 жыл бұрын
ንዓይሲ ኩሎ ግዜ ምሳይ እያ ዘላ ከምዛ እምንቲ መሓዛይ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎነይ እያ ዘላ ክብሪ ንዓኣን ንወዳን ይኹን ኣሜን
@freta8958
@freta8958 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ጣዕማን ፍቕራን እታ ርህርህቲ ሕሊና ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ የሕድረልና እምየ ቤትና እተዊ ወድኺ ሓቚፍክዮ ።💒💒💒🙏🙏🙏ኣሜን ።
@desalemezgebe7843
@desalemezgebe7843 4 жыл бұрын
ኣባ ናይ ልብና ተዛረቡ ኣሎኩም ።ብርግጽ ተገሊጻትለይ እያ ምክንያቱ ባዓልቲ ቤተይ ክልተሳዕ ባእታ ማሪያም በሰላም ተጋላጊላ ውእለት ኣደይ ማርያም እጹብ ዲንቂእዪ! ቃል ሂወት የስማዓልና።
@kyriecastiel7489
@kyriecastiel7489 3 жыл бұрын
@Julian Reese it did the trick and I actually got access to my account again. I'm so happy! Thanks so much, you saved my account :D
@julianreese6021
@julianreese6021 3 жыл бұрын
@Kyrie Castiel No problem xD
@ariyameru4335
@ariyameru4335 4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalena ❤️🙏❤️🙏❤️🙏
@ichliebe1219
@ichliebe1219 4 жыл бұрын
Nay behaki qal hiwet yesmealna
@egzabhersenaygeyruleytemes656
@egzabhersenaygeyruleytemes656 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna egzabher amlak aab xbah xegu yebzhalkum
@mbrakkumanda3569
@mbrakkumanda3569 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaelna weladit amlak adey beayni mhreta thalwena N Aba kea xegu yebzhalkum Egizabiher amlak
@ድንግልማርያምዋሓስህወተይ
@ድንግልማርያምዋሓስህወተይ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለህወት የስመዐልና ባሓቂ አቦና ክብርና ምስጋና ለእመቤታችን ክብርን ምስጋና ይሁን👏👏
@habtemicheal4048
@habtemicheal4048 4 жыл бұрын
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስመዓልና
@Nataniya22
@Nataniya22 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎታ በረኸታን ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ምሳና ይኹን ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣምላኽ ኣባ ንዓይ ንሓጥእ ከኣ ልበይ ክከፍተለይ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ
@ntsihtifseha6410
@ntsihtifseha6410 4 жыл бұрын
AMEN KALE HIWET YESMEALNA Ade fikri Ade mhret Ade fkri 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@edenbelay1393
@edenbelay1393 4 жыл бұрын
Amen 🙏Tamesgn mesker eya ane eame barhan kaglso kabed eyu nate wlate 🙏
@maki9740
@maki9740 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmeana abona.
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 жыл бұрын
ብሓቂ ብሓቂ ኣቦና ቃለህይወት የስመዐልና ኣይይይይ ኣንታ ኣምላከይ ርህሩህ ልቦና ሃበኒ ኣዝዩ ልቢ ዝትንክፍ ትምህርቲ
@mebrhitsemere321
@mebrhitsemere321 4 жыл бұрын
ኣሜን! ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም! እመብርሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልና ምሕረት ጌሩ ሓጢኣትና ክሓድገልና መሳልል ኮይና ጸሎትና ከተዕርገልና ናብ ፍቁር ወዳ ከተትዓርቀና ወትሩ ንለምና ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ!!!
@yaredhakakin5175
@yaredhakakin5175 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ቅድስቲ ድንግል ወ ብጽእት ኣዴና ጸግኣ ንተዋህዶ ቤትና ይምልኣዮ
@ghirmaydebsh1730
@ghirmaydebsh1730 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hewet yesmalna
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 94 МЛН
Новый уровень твоей сосиски
00:33
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,1 МЛН
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 795 М.
"ወይኒ እምበር የብሎምን" ብቆሞስ ኣባ መዝገበስላሥ
40:18
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 36 М.
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 94 МЛН