ደቂ መዳም ካማይ ሰሪሕክን ምብላዕ ፍተዋ😂መደማይ እኮ ኣህሊቀያ እየ😂

  Рет қаралды 9,738

Geni YouTube Chanel ገኒ ዩትዩብ ቻነል

Geni YouTube Chanel ገኒ ዩትዩብ ቻነል

2 ай бұрын

ደቂ መዳም ካማይ ሰሪሕክን ምብላዕ ፍተዋ😂መደማይ እኮ ኣህሊቀያ እየ😂

Пікірлер: 244
@hiwihiwihiwi
@hiwihiwihiwi 2 ай бұрын
እንካን ክንዲ ዓይነት ክሰርሕስ ብናባዕለይ ገዚአለ ደስ አይብላይ ኩለን ሓደ የኮናይ 😭😥😥😥
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣጆካ ናተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዓቅሊ ብቻ
@Samsunga14-ey7se
@Samsunga14-ey7se 2 ай бұрын
ናተይ እውን 😢ኣጆና እስኪ 😢😢ክሓልፍ እዩ😢
@Aass-fj3lj
@Aass-fj3lj Ай бұрын
ኣነስ ብጥምየት ደሪቀ በቃ ሐዚግን ጨኒቁኒ ፐርየድ እውን ጠጠው ኢለ😢😢😢😢
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel Ай бұрын
@@Aass-fj3lj ንዒ ብውሽጢ ናተይ መፍትሒ ክነግረኪ የ ኣነ ልዓርሰይ ከምኡ የ ነይረ
@mairyleb9245
@mairyleb9245 2 ай бұрын
ክጥዕም መዓት እዋይ ደስ ዝብል ምግቢ አነ እውን ምሳኪ በሊዕ እየ ገንየይ ጎብዝ ዛ ናተይ 😘😘
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@zuztegrye3219
@zuztegrye3219 7 күн бұрын
❤😂😅❤ኣልቦ ሞሳ የኔዌ
@samriissak1204
@samriissak1204 2 ай бұрын
Kkkkk.. you are so sweet.nfeti.nebska meftaw eiu......akiki....god bless you..❤🎉🎉🎉🎉
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@user-ur5rq3bk4k
@user-ur5rq3bk4k 2 ай бұрын
ዋየ ኩሉ ወድኣኺዮ ጎቦዝ 💪🥺🤣🤣🤣
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
😂😂😂😂
@user-ld3if6bk6t
@user-ld3if6bk6t 2 ай бұрын
ብዝኮነ ይመቺኪ የኔ ቅመም ነገር❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@user-rt4id2ry4x
@user-rt4id2ry4x 2 ай бұрын
ካሚራ ማን ባዕለይ❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ሱቅ እዩ ዝባሃል
@user-nx2eh5tc4e
@user-nx2eh5tc4e 2 ай бұрын
ዝተባረከ ይኩነልኪ ገኑዋይ 👏♥️
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ወለላይ
@AfuauAhmab-dk3eb
@AfuauAhmab-dk3eb 2 ай бұрын
ዋውውውውው ዛናተይ ብልዕለይ 😙😙
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@TsediTsedi-wh6jf
@TsediTsedi-wh6jf 2 ай бұрын
ለቅማፅ ብልዒ በልይ ልበለዐ መነዐ ጎበዝ ከትሰንፊ❤❤😂😂
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እሺ ወያለይ
@user-ms7jt1cq3c
@user-ms7jt1cq3c 2 ай бұрын
እዋይ ኣፈይ ማይ መሊኡ😂❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ከኮልሰኪ ደሞ
@mekdi_adigrat
@mekdi_adigrat 2 ай бұрын
ኣታ ኩሉ ወዲኣቶ🙆በሊ ሪአልኪ ዊ ዓዲ ከይትከዲ😂❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ተልኪ ማ የከዲ በቃ😂
@user-nd8pm2ju7h
@user-nd8pm2ju7h 2 ай бұрын
ገና ከይጣዓምክዮ ስ ኽጥዕም ያ 😂ሶ ብሩኹ ይኹን ምቅርቲ❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ዛናተይ መጀመርታ ጢዒመዮ ነይረ እየ 😂😂
@KokobStudio1
@KokobStudio1 2 ай бұрын
ከምዚ ዝበልኪ ዋሕለ እማ በቃ ባዕለይ እየ ዝምርዐወኪ😂😂 ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ ግን ታይ እማ ዘይትረጉዲ እዩ🤔😂😂
@user-rn5nq8hi8o
@user-rn5nq8hi8o 2 ай бұрын
😂😂😂😂እዞም ዝበልዑ እኮ ኣይረግዱን
@user-bd9mj4eq6g
@user-bd9mj4eq6g 2 ай бұрын
ዝበልዐ ኣይረገዱ😂
@dasddawe3256
@dasddawe3256 2 ай бұрын
ብላዓፍያ ጓበዝ መካር ልነብሳ ኣባላልዓኪ ኮ ደስ ክብል ሸዋሃትካ ይካፍት❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
የቀንየለይ ናተይ
@user-xm2xj1ug8f
@user-xm2xj1ug8f 2 ай бұрын
ማሻላህ ማሻላህ ብልዓፍያ የብት ሓላል 🥰
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ክብረተይ
@user-hy8ik7od1w
@user-hy8ik7od1w 2 ай бұрын
ታማ ለይትረጉዲ😢😂😂
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
የቅምጣ ኣለኩ እየ ምእንቲ ልዓዲ ክከድ ከለኩ ክኮነኒ😂
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 2 ай бұрын
😂😂😂ጓልኖ በበይ በበይ እዩ😂
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
@@grmaneshalal4401 😂😂😂😂
@user-hy8ik7od1w
@user-hy8ik7od1w 2 ай бұрын
@@grmaneshalal4401 ደሓንዋ ቴለግራምማ ሕለፊ ትናፍቅኪዋ
@user-gu7vx4sk1x
@user-gu7vx4sk1x 2 ай бұрын
Yene marrrrrr😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@user-od3vj7rt6t
@user-od3vj7rt6t 2 ай бұрын
ዝተባረከ ይኩነልኪ ገኑዋይ ማዓረይ❤🙏
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ሓላለይ
@fanatube3810
@fanatube3810 2 ай бұрын
ዋውውውውው😍😍
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@mizanhayelu6010
@mizanhayelu6010 2 ай бұрын
ብልዒ ዋ ሩጎዲ ዋይ😂
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እሺ😂😂😂😂
@user-zq7cz6yt9d
@user-zq7cz6yt9d 2 ай бұрын
ዝተባረካ ገኒየ❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ናተይ
@SSs-yv2dn
@SSs-yv2dn 25 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️
@SelamTeklay-ld1cb
@SelamTeklay-ld1cb Ай бұрын
ገብዝልና ዛናተይ❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel Ай бұрын
እሺ ህያበይ
@AaAa-oe3xg
@AaAa-oe3xg Ай бұрын
❤😂😂😂😂
@Nebu1619
@Nebu1619 2 ай бұрын
እንዃዕ ደሓና መፃኪ ገኒተይ በላዒት 😂ሳብስክራይብ ኢልኩምኒ ሕለፊ ተጋሩዋኒ ❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@user-sb9mz5lg9i
@user-sb9mz5lg9i 2 ай бұрын
ብልዒ ዛሓፍተይ❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እሺ ዛናተይ
@dgsh667
@dgsh667 Ай бұрын
ብልዒ ማዓረይ አነ ዉን ከማኪ እየ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel Ай бұрын
ጎቦዝ ናተይ👌❤
@user-ou1jb4hq1z
@user-ou1jb4hq1z 2 ай бұрын
ብሩክ ይግበረልኪ ወለላይይይ😘😘😘😍😍💋💋🙏🙏🙏🙏💘💘💘💘😘😘😘😘💝💝💝💝❤❤❤❤💓💓💓💗💘💘💘💗💗💗💗💘🍀😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘🍀🍀🍀🍀🍀🍀
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@hiwanmuauz5210
@hiwanmuauz5210 2 ай бұрын
ማለት እዩ ማለት እዩ ይሞችኺ ግን😂😂😂😂😂
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
😂😂🥰
@Heru-pe7zo
@Heru-pe7zo Ай бұрын
❤ዝተባረከ ይኩን ዝያዳይ
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i 2 ай бұрын
ንጥዕና ይግበረልኪ ሓፍተዋ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@hthf454
@hthf454 2 ай бұрын
ልጥዕና ይግበረልኪ ወለላይ😘♥️
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን(3)ክብረተይ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ህያበይ
@user-do8yq2jx7i
@user-do8yq2jx7i 2 ай бұрын
ምዓረይ ይመችኪ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@user-iu9xb4uv6d
@user-iu9xb4uv6d 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@user-kg8ei9bu8x
@user-kg8ei9bu8x 2 ай бұрын
😅😅😅❤
@ihhb1835
@ihhb1835 2 ай бұрын
Waye 😮
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel Ай бұрын
❤❤❤❤
@mariyamey555
@mariyamey555 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@ሰምሃልuser-kf2pg4th2d
@ሰምሃልuser-kf2pg4th2d 2 ай бұрын
ዝተባረኸ ይኹን ገንየይ በሊዕና❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@user-eu1wf7pp6n
@user-eu1wf7pp6n 2 ай бұрын
ተመችክኒ😊ተተሰሪሑ ክጉሓፍ ኣይብሉን👌
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ብሓቂ ሜሪየይ
@user-es6je1fg6q
@user-es6je1fg6q 25 күн бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@Sara21213
@Sara21213 2 ай бұрын
❤🥰
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@aizabfesutm5242
@aizabfesutm5242 2 ай бұрын
ጅግና እኪ ግን ናባይ እዬ ዝካየድ ዘሎ😂😂😂
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ይቅመጥ ኣሎ እዩ ናተይ😂😂
@SameraAs-gn1gp
@SameraAs-gn1gp 2 ай бұрын
ብልዒ ዛንበይተይ ሽዉሃተይ ከፊትክዬ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እሺ ወለላይ🥰🥰
@mizanhayelu6010
@mizanhayelu6010 2 ай бұрын
ገኒተይ ወሓለ❤️❤️❤️
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ትሐሽሉ ዛናተይ
@user-zh7qv8oz6h
@user-zh7qv8oz6h 2 ай бұрын
🎉🎉🎉
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@abeba429
@abeba429 2 ай бұрын
በላዒት ዝኮንኪ ቆልዓ❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
😂😂😂🥰🥰🥰
@gguucuu8898
@gguucuu8898 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 2 ай бұрын
❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@user-ld3if6bk6t
@user-ld3if6bk6t 2 ай бұрын
ላበይ ዳኣ ይኣቲ ሎ ገነት😂😂😂
@guytghghg9526
@guytghghg9526 2 ай бұрын
ወሪድዋ ዘይትበሎዖላ😂
@user-ld3if6bk6t
@user-ld3if6bk6t 2 ай бұрын
@@guytghghg9526 መን ዳኣ ወዲእዎ😂😂
@Azebsabawitg
@Azebsabawitg 2 ай бұрын
😂😂😂😂​@@guytghghg9526
@fireweyiifireweyii1212
@fireweyiifireweyii1212 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@hthf454
@hthf454 2 ай бұрын
😘😘😘
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@user-di3ll9ob9b
@user-di3ll9ob9b 2 ай бұрын
ክጥዕም ኢድ ይባርክ 👏💐🥰❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ናተይ
@user-rd9kw1hf5m
@user-rd9kw1hf5m 2 ай бұрын
ጎቦዝ ልነብስካ ዘይ ምሽናፍ😊ኣነስ ብጣዕሚ እዩ ልህከየኒ ስራሕ ተወዲአ ላብ ምፍራጅ እየ ዝቃዳደም😅
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ላፍቱ መንደረይ ከምፀአኪ እየ በቃ
@user-rd9kw1hf5m
@user-rd9kw1hf5m 2 ай бұрын
@@GeniKZbinChanel እሺኒ☺️
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 2 ай бұрын
ልነብሲ ይግበረልኪ ዛቤተይ እም ታማ እኪ ዘይተረጉዲ ክድዙይ ናበላዕክስ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ህያበይ ፀኒሑ ክሰርሕ ይኮን እዩ😂😂
@DdRr-nc1pz
@DdRr-nc1pz 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@user-go1qv6ng5r
@user-go1qv6ng5r 2 ай бұрын
🎉ኣቲ ብሓቅኪ ድኪ ተራእይኒ እኳ ግን በይንኪ ተኮይንኪ ባሪክኪ ኣማዕቲብኪ ብልዒ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እሺ ይቅርታ ናተይ
@user-yr3se2ug6c
@user-yr3se2ug6c 2 ай бұрын
ብሩክ ይ ግበረልኪ ወለላይይይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ
@muluftwi
@muluftwi 2 ай бұрын
😂😂😂❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
😂🥰
@guytghghg9526
@guytghghg9526 2 ай бұрын
ዛናተይ ብልፅተይ❤❤❤❤ከበዳመይ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@muluftwi
@muluftwi 2 ай бұрын
Bravo
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@askualh2360
@askualh2360 Ай бұрын
Wahit
@user-hs2xo8ur1q
@user-hs2xo8ur1q Ай бұрын
ብስሩ ኸ ታሓይኮ ላ ድያ😅😅
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel Ай бұрын
ሱቅ ኢሉ ዩ ዝወርደለይ😂
@user-xq3yp8lf9m
@user-xq3yp8lf9m 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@MIZANTSEGAY-nv3lb
@MIZANTSEGAY-nv3lb 2 ай бұрын
ዝተባረኸ ይኹን ገኒተይ❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ሚዚተይ
@user-pc9sh7xt6k
@user-pc9sh7xt6k 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 2 ай бұрын
ዝተባረከ ይኩነልኪ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ወለላይ
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 2 ай бұрын
ልነብሲ ይግበረልኪ ዝያዳይ ❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ወለላይ
@user-rt4id2ry4x
@user-rt4id2ry4x 2 ай бұрын
ደቂ መዳም ሰሪሕክን ካብድክን ምልኣ❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@user-rt4id2ry4x
@user-rt4id2ry4x 2 ай бұрын
ዛናተይ ❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@JfhJf-kp9ze
@JfhJf-kp9ze 2 ай бұрын
❤❤❤❤😂😂😂😂
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w 2 ай бұрын
በሪበሪ ማ እለቅሒኒ ታክሲ ዘምፀእለይ ሲኢነ እየ ዋኢ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ጠዋሊ ናተይ ንዒ ብውሽጢ
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w 2 ай бұрын
ኢሺ ዛምበይተይ❤❤❤
@FYMB
@FYMB 2 ай бұрын
ብሩክልነብሲይግበረልኪገንዋይ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ናተይ
@slama-sl8yl
@slama-sl8yl 2 ай бұрын
ንነብሲ ንጥዕና ይገበረልኪ ህያበይ ገረህ ሰብ🙏❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ዛናተይ
@Tem560
@Tem560 Ай бұрын
ሓርስታይ እውን ኣይክእለክን😂 ንነብሲ ይግበረልኪ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel Ай бұрын
ኣሜን ዛናተይ
@user-fr8ue9cf7g
@user-fr8ue9cf7g Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-sg6sx6my2e
@user-sg6sx6my2e 2 ай бұрын
😘💘😘👍
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@hiwankiros21
@hiwankiros21 2 ай бұрын
😢😢😳😳😳
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
❤❤❤
@AXUM13
@AXUM13 2 ай бұрын
እግዚኦ ዝኩሉ በሊዓቶ ኝኝኝኝኝኝ ናበለኪ ናብ ነብስኪ ከመይ ኢሉ ክከድ ርግዕ ምባል ካኣሊ ሓፍተይ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እሺ ሓላለይ
@user-nr3dp7qm3k
@user-nr3dp7qm3k 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@barackty826
@barackty826 2 ай бұрын
🥺❤🙏
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@AfuauAhmab-dk3eb
@AfuauAhmab-dk3eb 2 ай бұрын
ናይ ዓደይ ኣዘኪርክኒ 😓😓
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ክሰደልካ እየ ኣጆካ
@user-tf2zh6vz7m
@user-tf2zh6vz7m Ай бұрын
ሰምዕኒ ዝሓፍተይ ኩሉና ንናይ ባዕልና ናብራ ኢና ንነብር ገኒየ ደቂቃ ዕረፍቲ ዘይብልና አለና ግን ክነግረኪ አነ ዓሞይ 3ዓመት ገይረ ምሳኣ ሕጂ ማራ እያ ጥዕይቲ በቃ ግን ሕጂ ቅይር ኢላትኒ ሓደ ሓደ ግዜ ተናድደኒ እሞ ይበኪ ካብኡ ክትጥብረኒ ከኣ ይጨንቃ ሕጂ ከምኡ የጋጥመኪ ዶ ዝያዳይ ክትምልሰለይ ተሰፊ ይገብር❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel Ай бұрын
ሓቅኪ ኢኪ ዛናተይ ምስ ሰብ ላነበርካ ከይተጋጨካ ኣይንበሪ ግን ቱ ተመሊሳ ምጥባር ል ዓርሱ ዕድለና ኢኪ ዛእንበይተዋይ ኣነ ል ዓርሱ 6 ዓመት እየ ሰሪሐ ካሊእ ኣዕራብ ኣይፈልጢ ባሕረኛ ኮይነ እየ ኣትየ ግን ብ ማዕልቱ ትጫቃጨቅ ኢኪ ንሕናለ ቱ ውሽጥና ፅቡቅ ስለ ዘየለ😥 ቃሊጢፍና ኢና ንናደድ እና ኣጀኪ ዛሓፍተይ
@user-yt9vi7sg1g
@user-yt9vi7sg1g 2 ай бұрын
ታማ እዩ ሒዙዋ ክኸድ ኢሉኞማ እንድሕር ትበልዕ ኮይናማ 😂😂
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣነለ ገሪምኒ ናተይ😂😂
@Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja
@Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja Ай бұрын
ማለትዩ ማለትዩ ማለትዩ ማለትዩ ማለትዩ ማለትዩ ማለትዩ ማለትዩ ማለትዩ ማለትዩ ማለትዩ ማለትዩ ማለትዩ ማለትዩ ማለትዩ🤕
@user-st1hf3xt7q
@user-st1hf3xt7q 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@user-lx7dc5vi9w
@user-lx7dc5vi9w 2 ай бұрын
🥰😘😘🥰😘😘😘😘❤😘😘🥰
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@Azebsabawitg
@Azebsabawitg 2 ай бұрын
ዋናኡ በዉሽጥኪ ጥዕና እዩ ምርጋድ ምንም ኣይገብረልክን ሓፍተይ ኣነ ሰኣን ምግቢ መዓንጣይ ይስመዓኒ ልበይ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ክመፅእ እየ ከባልዐኪ ናተይ
@Azebsabawitg
@Azebsabawitg Ай бұрын
@@GeniKZbinChanel ከም ገበርክዮያ 😂ምስ ሰብ ደኣ ኣይከኣልን በላዒት እየ 😂
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel Ай бұрын
@@Azebsabawitg እወ ዛናተይ ምስ ሰብ እዩ ፅቡቅ ክጋብዘኪ እየ በቃ ሓደ ማዓልቲ😂❤
@user-bw6cs5le4d
@user-bw6cs5le4d 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@abrhetknfe186
@abrhetknfe186 2 ай бұрын
ተይበላዕክያስ ክትጥዕም😅
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ከይሰራሕካዮ ኣትሒዙ ዩ ጥዑም 😂😂
@user-nx2eh5tc4e
@user-nx2eh5tc4e 2 ай бұрын
ሓደ ማዓልቲ ከምኣ ሰርሒኪ ክትብልዕኒ ኢኺ ገኑዋይ ምቅርቲ 😇
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እሺ ዝያዳይ
@user-zo7mx1oc4i
@user-zo7mx1oc4i 2 ай бұрын
ኣታ ዛናየ ማ ሽንግርት ጨይኑ እያ ትብለኒ😥
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣጆኪ ናተይ ልኮነት ንእሽተይ ምስተዋና ኣላ ብውሽጢ ክልእከልኪ እየ ሃይ በልኒ
@user-hy6uq8cv7v
@user-hy6uq8cv7v 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@SleepyApron-cs2dx
@SleepyApron-cs2dx 2 ай бұрын
ምስራሕስ ሰሪሕና ምበላዕና ነይርና ግን ሕሩፅ ይብልናን ኣስፌዛ የብልናን🤷‍♀️🤷‍♀️😢😅
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ክልእከልኪ እየ ናተይ
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 2 ай бұрын
ብልዓፍያ ካብለቅነእኒ ነገር ልበልዕይ ልድቅስይ ሰብምግቢኳ ኣነለዳሕና እየ ድቃስግን 4 ሳዓትጥራሕ እየ ልድቅስ 🎉ኣቱም ህዝቢ ሰብንዶ ግበሩናየ ላብቻነለይ እስቲ ተጋበዙ ሓላተይ🎉
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@NetsiGalHaylush
@NetsiGalHaylush 2 ай бұрын
ዝተበረከ ይኩነልኪ ጓልሓወቦይ ሺኮር❤❤❤❤❤🎉🎉
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@user-st1hf3xt7q
@user-st1hf3xt7q 2 ай бұрын
❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉❤❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@cow9570
@cow9570 2 ай бұрын
ዝበለዐ መነዐ ድዩ ዝብሃለ ገነተይ ብልዒ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ይበልዕ ኣለኩ ሓበነይ 😂
@FanoKebedow
@FanoKebedow 2 ай бұрын
ኩሉ ትዉድእዮ ድዩ ዋይ! ኣይታብዝሕዮ በለፅ ኣይጠቅምይ ቁርሽኺ ኮ!ትቅበሊያኺ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እሺ 😂😂
@user-sb5se7qd3l
@user-sb5se7qd3l 2 ай бұрын
ብሩኽ ምግቢ ይግበረልኪ ገንየይ ስልክኺማ ኣቐምጥለይ ብውሽጢ ክረኽበኪ ደልየ ነይረ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ዛናተይ ፅልልቲ እየ ብደቅነይ ኢልኪ ንዒ ወለላይ ክቅበለኪ እየ
@user-sb5se7qd3l
@user-sb5se7qd3l 2 ай бұрын
@@GeniKZbinChanelእሽኒ ታእዩ ብሮፋይልኪ?
ኣብ መርዓ ክዕድመኩም እየ ዘም ኣሕዋተይ
11:58
Geni YouTube Chanel ገኒ ዩትዩብ ቻነል
Рет қаралды 1,2 М.
ከመይ  ገይርና ፊኖ  ናብ ኦንጀራ  ጣፍ ንቅይሮ ብቀሊሉ😍
5:08
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 8 МЛН
Mama vs Son vs Daddy 😭🤣
00:13
DADDYSON SHOW
Рет қаралды 52 МЛН
World’s Largest Jello Pool
01:00
Mark Rober
Рет қаралды 114 МЛН
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 61 МЛН
New Eritrea movie 2024    Swur wugie /ስውር ውግእ  Part One
33:11
Costina Entertainment
Рет қаралды 110 М.
ሓሙሽተ ዓመት ብከመይ ገዛ ሰሪሐ ?😯 #Tigrinya #tigray
5:07
ኤልሳ ዩቲዩብ
Рет қаралды 1,4 М.
حقيقة ايمان خليف و التحول الجنسي..!!
11:55
Omar Jehad | عمر جهاد
Рет қаралды 339 М.
ንሃይሚ ብዝገርም መልክዑ ፕራንክ ገይረያ ዓባይ ላበልናክስ
15:36
Geni YouTube Chanel ገኒ ዩትዩብ ቻነል
Рет қаралды 1,5 М.
ሓወርያ ኣብ ስራሕና ምስ ዓሞታተይ ምስ መሳርሕተይ ፅቡቅ ግዘ ኣሕሊፍናዮ
10:35
Geni YouTube Chanel ገኒ ዩትዩብ ቻነል
Рет қаралды 1,9 М.
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 8 МЛН