ሓዳርና ከይፈርስ ሕጂ ነዚ ንግበር

  Рет қаралды 14,345

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Күн бұрын

Пікірлер: 263
@segenkidane8233
@segenkidane8233 Жыл бұрын
Ab zi kuku ztekeskayo kunetat keleku ye neza video semieya nay bhaki amlak ymesgen lbey melisatni nab nubur kem zmles win yamin ye mo keyemesgonkuka kihalif aydelin buzuhat kemzi kemay delewa kea ezia vidéo semien kregagia tesfa ygebr 🙏.
@ሰላምሓለፎም
@ሰላምሓለፎም 11 ай бұрын
ነዚ ሐጂ ዘሎ ወለዶ ከምዚ ዓይነት ምክሪ ብጣዕሚ እየ ዘድልየና የቀንየልና ዛሓወይ ቀፅሎ
@medhini7477
@medhini7477 Жыл бұрын
1/ግልፅነት 2/ችግር ከም ዘሎ ዘይምእማን 3/ሓሪቅካ ዘይምንጋር 4/ምክብባር 5/ጠባያት ምፅናዕ ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ ኣተገበርቲ ይግበረና❤❤❤❤
@MerhawitMerhawit-rh7kd
@MerhawitMerhawit-rh7kd Жыл бұрын
🙏❤️
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 11 ай бұрын
ኣሜን❤❤❤
@gebremedhinkeshi7116
@gebremedhinkeshi7116 Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ዝተምሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና እግዚአብሔር አምላክና ክቡር መምህርና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ኣብ ፀሎትኹም ዘኹርኒ ኢኹም ኩሉኹም ነዚ ቅዱስ ቃል ትሰምዑን ነዚ ፅሑፍ ተንብቡን ዘለኹም ክቡራት ኣቦታተይ ኣዴታተይ ኣሕዋተይ ኩሉኩም ህዝበ ክርስትያን አሜን አሜን አሜን
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 Жыл бұрын
ኣየ ስልጣነይ ፅሓይ ገፁ እግዝኣብሄር ኣሜላኽ ክሳ ዕ መጨረሻ ኣብበቱ የፅንዕካ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካ ኣነ መንፈሳዊ ትምህሪት ምስማዕ 👉ሀ ብለ ምስማዕ ካባኻ ጀምረ ትምህሪትኻ ብጣዕም ደስስስስስ ይብለን🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏🙏
@mariyamey555
@mariyamey555 Жыл бұрын
አሜን ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ Жыл бұрын
#የፍቅረኪ_እየ_ዝብል_ኣዳም_ዓድልኒ_እመ_ኣምላክ_ብተስፋ_ይፅበ_ኣለኩ_ስልጣነይ_ብሩኽ_ኣዳመይ_ንኸግኒ😅 ካብ ኩሉ ዘፍርሐኒ ከዓ ፍትሕ ዝብልዋ ቃል ማራ እየ ዝፀልኣ😢
@komaistekle4512
@komaistekle4512 Жыл бұрын
ብሓቂ እማይ ኣነስ እንኳዕ ፋትሕ ዝብል ቃል ኣይኮነን ፍት እትብል ቃለ እውን ክሰምዓን ክሪኣን ኣይደልን 😂ቅዱስ ገብርኤል አባቴ ይፈልጥ አባቴ አንተ ያልከዎ ይሁን በቃ🙏
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ Жыл бұрын
@@komaistekle4512 እውነት እንኳንዳ ሓዳርካሲ ክንዳንኳ "ውን ኣይፈታሕ ብቻ ሰማያዊ ንጉስ ኣምላክና ናብ ፅድቂ ዝመርሕ ኣዳም ይሃበና ግዚኡ ከቢድ እዩ
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB Жыл бұрын
Bhaka kulna ana amlak kudus hadar yahabena❤❤❤
@haftubelay
@haftubelay Жыл бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ሓንቲ ሕቶ ኣላ መናፍቓን ዚሓትሉ ሕቶ ሰለ ጥምቀት ዚገሊፅ ኣብ መፅሓፍ ቁዱስ ኣበየናይ ወንገል ኣሎ ይብሉ? ኣብ ማትዎስ ወንገል ከምዘሎ ይኣሚን ብንፁር ግለፀሊና
@ofifus6514
@ofifus6514 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይውት የስመዐልና 👏 ክብር መምህርና
@mariyamey555
@mariyamey555 Жыл бұрын
አሜን ማዓረይ ሳብስክራይብ በልለይ❤
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይባርክህ ውድ ወንድሜ ሰለ ትድር ጥሩ ትምህርቲ ነው ❤
@ፅጌጋልተዋህዶ
@ፅጌጋልተዋህዶ Жыл бұрын
ብሓቂ ክብር ሓውና ስልጣን ክንገብሮን ክንፈልጦን ዝግበአና ኢካ ነጊርካና 🥰
@ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ
@ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መ ምህርና❤❤❤❤❤❤❤
@zahra6770
@zahra6770 Жыл бұрын
ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክብር ሓዉና❤❤
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 11 ай бұрын
❤❤❤መምህርና❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 Жыл бұрын
ብፍላይ ስንጊላውያን ኣስጢምና ንሓዘን😊😁 ብሓቂ ሥልጣን ሓውና ዞም ደቀቅቲ ነገራት እሞ ካኣ ሰብ ብዘይ ምስትውዓል የፈላለ እዩ ተመስገን ኣምላክ ኣብ ሰብ ሓዲርካ ትምህረና መንገድካ ተሪአና📚💙😊
@fre_gebregergs_you...t.u.b.e
@fre_gebregergs_you...t.u.b.e 10 ай бұрын
ነዳምፅለና ኢና😂 ❤
@AzmeraGalTewahdo
@AzmeraGalTewahdo Жыл бұрын
ብሓቅ ቃል ህይወት ያስምዐልና ክቡር መምህርና 🙏❤️
@MehretMihira
@MehretMihira Ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ምክሪ እዩ መምህረይ ቃል ሂወት የስመዐና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልና 🙏🙏🙏❤️
@ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ
@ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ Жыл бұрын
ብሓቂ መምህረይ ቃለ ህወት የስመዐልና ብጣዕሚ ዝመሰጠትኒ ምኽሪ❤❤❤
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባርኽ እግዚአብሔር❤
@temesgenamlak1836
@temesgenamlak1836 Жыл бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና❤
@سميرةالفيفي-خ4ح
@سميرةالفيفي-خ4ح Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓወና ፀጉኡ ይብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
@FiyeriTeklab
@FiyeriTeklab Жыл бұрын
መጀምርታ ሰላም ንዓኩም ይኩን ፉቱዋተይ ብሓቃ ቃል ሂወት የስመዓልና ሓውናን መምህርናን ስልጣን እዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋካ የብዝሐልካ❤❤❤
@ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
@ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ Жыл бұрын
_አሰይ ተመስገን ክንደይ ደስ ይብል ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ጸግኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ_ _ተመስገን አብ ፅላት ልብና የሕድሮ አተግበርቲ ይግበረና_
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB Жыл бұрын
Bhaka kal hawet ysmealna kbur memhrey amlak kudus hadar yahabna
@mlatmlat5031
@mlatmlat5031 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
@jamioj7497
@jamioj7497 Жыл бұрын
ብሓቅ ቀለ ህይወት ያስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ዝተባረከ ሓዳር ይሀበና❤❤❤❤
@TesfitMihretaeb-oy4ti
@TesfitMihretaeb-oy4ti Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መምህር ሥልጣን ሓወይ ቃል ሂወት የሰመዓልና አቲ ዋና፡ነገር ኣብዚ ዓልም ወይ ብሓዳረ ወይ ደማ መመናን ኢዩ ኩሉ ሰላም፡ኣሎ፡ማለት ሥይጣን የለን ማለት ኢዩ ዋና ነገር ኣብ ሓዳረ ኩሉ ፍልጠካ ምአታዊ ጽብቅ ኢዩ አዚ ማለተይ ብርዲኢት ክክውን ኣለዎ ኣብዚ ግዜ ንክሉ ስብ ዘጠፎኦ ዘሎ ብዛዓባ ሓዳረ ዘይፍላጠ ኢዩ አሞ
@senaitneguse7596
@senaitneguse7596 Жыл бұрын
🙏💒🙏🙏 ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏💒🙏🙏
@Ssss-k2u
@Ssss-k2u Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህርና ሰማዐቲ ዘይኮንናስ ኣተግበርቲ ይግበረና ❤❤❤❤
@محمدعلي-ع4ر1ر
@محمدعلي-ع4ر1ر Ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ኩቡር መምህርና
@BreYeeinatu
@BreYeeinatu Жыл бұрын
የህወቴ ቃያሪ ስለጣኑ ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባረከልኻ እግዚአብሔር ፅ ብቕ ባሕቲ ይኩልና ህዝበ ክርስትያን
@meharigebrekidan4329
@meharigebrekidan4329 Жыл бұрын
Amen Amen amen qale hiwat yasemalena
@emebrhanchannel
@emebrhanchannel Жыл бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ እግዝኣብሄር ይብዝሓልካ ፍቁር ሓው ሰናይ ትምህርቲ'ዩ ብዛዕባ ሓዳር 🎉🎉🎉🎉
@a.h4808
@a.h4808 10 ай бұрын
Prayer prayer and prayer🙏🙏🙏
@ብሰመኪክጀመር
@ብሰመኪክጀመር 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስዕልና ስልጣነይ❤❤❤
@mdallehossan3201
@mdallehossan3201 11 ай бұрын
ቃል ህይወት ያሰምዐልና ክቡር መ ምህርና ትክክክል ዪኡ❤
@ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ
@ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህር ና❤❤❤
@gumashame
@gumashame Жыл бұрын
ስልጣነይ ቃለ ሰናይ የስመዐልና ብጣዓሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ክቡር መምህርና ዕድመ ጥዕና ያሃብኻ ፈጣሪ ስልጣነይ ኣነስ ሓንቲ ብዶ ክትሰራሕልና ብትሕትና ያሓትት ኣነ ኣብ ስዑዲ እየ ዝነብር ሕጅ ማሓበር ኣለና ኣብዚ መንፈሳዊ ንማሀር ኢና ካኣው ብዛሓት ምሳና ዝማሃራ ኔረን ናዓዲ ከይደን ብተክሊል ተመሪዔን ሕጅ ኣብ ስዑዲ ዘለው ኣወዳት እንታይ ይቡሉ ተክሊል ጌረን ተመሪዐን ከውዳኣና እየን ይቡሉ ኽብሪ ዘየብለን ይቡሉ ሕጅ ኣነስ ብጣዓሚ ሓዝነ ኣበይ እየም ሪኤሙና ይገርመኒ እዩ ስደት ስለዝመፃና ተመልስና መተክሊል ተተመሪዒና እዚኣ ዝኩለይ ሳሃራን ስደትን በፅሓ መፅኣስ ተኽሊል ክትሰቅል በፍፁም ኣይግባኣን ዝቡሉ ሰባት ቡዛሓት እዮም እንታይ ስለዝኾንና ኢና ስደት ስለ ዝከድና ኩልና ሕማቅ ከምዘጋጠመና ጌሮም ይወስድዎ ትተክሊል እወን ቅድሚኡ ዓርኺ ይናብራ እዩ ኢሎም እዮም ዝዛረቡ እና ስልጣነይ ነዚኣ ብዶ ስራሓልና ኣነ ማራ እንድየ ሓሪቀ ተገድስካ መልሰለይ ስልጣነይ❤❤❤❤
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት Жыл бұрын
ኣብ ቃል ኪዳነም የፅናዓየም/ም መምህረይ😊 ንዝተፃመዱ ❤❤❤
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 11 ай бұрын
ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐና እግዝኣሄር ዓይኒ ልቦናና የብረሀልና ናመምህረይ ተከታተልቲ እስቲ ሳብስክራይብ ግበሩኒ❤
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo Жыл бұрын
ብሓቂ ክብር መምህርና ስልጣነይ እሕናውን ተግበርቲ ይግበረና ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@mariyamey555
@mariyamey555 Жыл бұрын
አሜን ቃል ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
@ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ
@ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና🥰❤❤
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 Жыл бұрын
ተባረኽ ሓወይ ናተይ እግዝኣብሄር ሓዳርካ ይባርኽ❤❤❤
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ Жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷✝️🤲 ክንደይ ይጥዕም ት/ቲ ብሓቂ ብዕድመ ጥዕናን ይሓልወልና❤🎉❤🎉
@ገነትጓልቅዱስሚካኤል
@ገነትጓልቅዱስሚካኤል Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ እዛ ሓዳር ከኣተናያን ፈልጥና ንፀንሕ ካባካ ብዝሕ እናተማሃርና እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓውና አነስ አብ ዝከነ ይክን ተሓርቀ ንብዓት እያ ዓቅመይ ተመስገን አምላክ ካብ ሕማቅ ምዝራብ ምስ ንብዓትካ ምቃላስ የሐይሽ ከም አነስ
@ጓልተዋህዶትግራይ
@ጓልተዋህዶትግራይ Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕና ሰልጠን ሓውይ ❤❤ 1/ኣነ ሓፍተካ ሓደረ ነይረኒ ግን ብሰንክ ሃይማኖት ተፈለላና ግን ሓጠይቲ ኣሎ ዱዩ 2/ ቆሎዑ እወን ኣለዎን እዚም ቆሎዑ እወን ምስ ኣቦና ተዓርቅ እነበሎ ኣሕማም እኮ እንታይ ክግበር ይክኣል ምክሪካ ለግስለይ 3/ ኣነ ኣብ ሰዳት እዩ ዘለኩ ሕጂ ክልእ ሰበኣየ ዶ ክሕዘ ምክረካ ሰለ መልስካ የቅንየለይ
@ZUZUየራያዋ
@ZUZUየራያዋ Жыл бұрын
ዋዉ ክጥዒም ምኽር ብሓቅ ቃል ሂወት ያስመዐልና♥️🙏
@Bሓፍቲንጉሰ
@Bሓፍቲንጉሰ Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
@MnNm-m9l
@MnNm-m9l Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓውና🙏🙏🙏👆😢
@እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ
@እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ Жыл бұрын
ቃለህወት ያስመዐልና ስልጣነይ❤
@ThrFhf-b2z
@ThrFhf-b2z Жыл бұрын
ቃል ህዉት ያሰመዐልና ብሐቃ ኹቡረ ሓዉና🙏🙏
@ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ
@ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ Жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክብር መምህርና
@አቢጋልአፅቢደራ
@አቢጋልአፅቢደራ Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏 ክብረ መምህርና🙏🙏🙏
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 Жыл бұрын
ብሓቃ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ይብዘሐልኺ ክብር መምህር ና❤❤
@wtydjkhry223
@wtydjkhry223 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና🎉❤👏👏👏
@የድንግልማርያምልጁነኝ
@የድንግልማርያምልጁነኝ Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል ሰናይ የስመዓልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላኽ
@حاعنخطط
@حاعنخطط Жыл бұрын
❤❤❤ባሓቂ ቃል ህይወት የስማዓና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብሓልካእግዚኣብሔር
@kebteabtsegay1526
@kebteabtsegay1526 Жыл бұрын
Xbuk zereba srltene hawey Odmen tonan yabka fetari
@zamzam4140
@zamzam4140 11 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ክብር ሓወና 🙏
@ab7grb610
@ab7grb610 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት ይሰመዐለና ኩብር መምህርና❤
@zjucuhc
@zjucuhc Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብ መምህርና❤❤
@BreYeeinatu
@BreYeeinatu Жыл бұрын
ሰላምኻ ይብዛሕ ክብር መምህር ብሓቂ ቃለህወት ያስመዐልና ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ትምህርቲ በእነት❤
@fyorigebremikael5328
@fyorigebremikael5328 Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ👏
@merhawithayle8010
@merhawithayle8010 Жыл бұрын
Nay bhaqi amlak yxenana hawey edemen tenan yhabka fetari
@CalmBanjo-ze4hg
@CalmBanjo-ze4hg Жыл бұрын
ብሓቂ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ
@فاطمهحسين-ن9ذ
@فاطمهحسين-ن9ذ Жыл бұрын
ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤
@bhi8499
@bhi8499 Жыл бұрын
አሜን (3) ቃል ህይወት ያሠማልን❤❤❤ ✅✅❤
@FjdyFdttt
@FjdyFdttt Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 🌹🌹🌹
@ሰሉጓልድንግልማርያም
@ሰሉጓልድንግልማርያም 11 ай бұрын
ቃለ ህይወይ የስመዐልና መምህረይ
@kirostesfahans
@kirostesfahans Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መጻካና መምህረይ ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ዕድመን ጥዕናን የሃበካ ፈጣሪ ቃል ሂወት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ፀጋገሃንስ
@ፀጋገሃንስ Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሰናይ የስመዐልና ክቡር መምህረይ ተመስገን ጽቡቅ ትምህርቲ እያ እሲ ጽን ኢልና ንስመዐዮ ኣነሲ ናብ ዉሸጠይ ኣትዮ ❤❤❤❤❤❤
@LwamIssak
@LwamIssak Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senayttelke4926
@senayttelke4926 11 ай бұрын
Agolugolteka iebarke amelak mussi seltane haway
@thjfhj-ty3lx
@thjfhj-ty3lx Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ
@ማሪያምእያዋሕስሂወተይ
@ማሪያምእያዋሕስሂወተይ Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Жыл бұрын
ብትክክል ኩቡሩ መምህርና 🙏🙏🙏
@YonatanTantan-w2z
@YonatanTantan-w2z Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን ❤❤❤
@AsXc-ut2xv
@AsXc-ut2xv Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ክቡረይ❤❤ጸግኡ የብዘሐልካ መምህረይ❤❤❤❤🌹🌹🌹
@mariyamey555
@mariyamey555 Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤
@angesommesfn3994
@angesommesfn3994 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሰናይ ምኽሪዩ
@ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
@ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ደስ ዝብል ትምህርቲ
@yordanosmehari6340
@yordanosmehari6340 Жыл бұрын
Naybhaki hawna zfelto yfelto
@komaistekle4512
@komaistekle4512 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐልና መምህረይ🙏ያው ኣብ ሓዳር እኳ ገና እየ ግን ተዘጋጂካ ምፅናሕከ ናይ መን ኮይኑ እግዝአብሔር ዝተባረከ ሓዳር ይሃበና በውነት🙏
@mhretyowhans550
@mhretyowhans550 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna kibur memhrna
@tsritiberhe7183
@tsritiberhe7183 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና
@TsegaAsmorom
@TsegaAsmorom Жыл бұрын
Amen sle qalatu zkeberen ztemesgenen ykun.
@TeheshMahari
@TeheshMahari Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዝሐልካ
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስማዓልና
@hiyolumeto537
@hiyolumeto537 Жыл бұрын
ብሓቅ ቃል ህወት ያስመዐልና ኣብኣነ ድንሆ ነገር እዩ እግዚአብሔር ይመልሰኒ😢
@brhenbrhen7005
@brhenbrhen7005 Жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ህይወት ያሠመዐልና ክብር መምህርና አቤቱ ያፀንዕኻ አሕናለ ሰማዕ እዝኒ ልቦና ያዓዲለና አሜን፫❤❤❤❤❤❤
@wejerat302
@wejerat302 Жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ለባም ሓውና ደስስ ድብል ምኽር❤🙏
@natsnetbereket3686
@natsnetbereket3686 Жыл бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏🙏ናይ ብሓቂ ስልጣን ሓወይ። ኣብ ልዕሊኡ ከኣ ሓለዋ አዝጊኣብሄር ይተሓወሶ ሓዳርና።🙏🙏🙏🙏
@ሃሪፈያሓሎፎም
@ሃሪፈያሓሎፎም Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ttbrehan4562
@ttbrehan4562 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል አምላኽ የሰመዐልና ኩቡር መምህርና✝️💒🙏
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 Жыл бұрын
መምህረይ እንቃዕ ብሰላም መፃኩም
@annetkidane6232
@annetkidane6232 11 ай бұрын
Qalehiwet yesmealna
@HftEww4
@HftEww4 Жыл бұрын
❤❤ብሓቂ,ከብር,መምህርን
@nebyattesfazgi3423
@nebyattesfazgi3423 Жыл бұрын
Egziabiher segue yebizihalika kubur hawey qalehiwetu yesimialina
@rarr800
@rarr800 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ❤❤❤🌹
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና Жыл бұрын
አሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና አግዚኣቢሄር ኣምላክ ሰማዐቲ ዘይኮንናስ ኣተግበርቲ ይግበረና
@dfhf8186
@dfhf8186 Жыл бұрын
ብሓቂ ቂል ህይወት የሰመዐሌና ክብር መምህርይ ኣሜንኣሜንኣሜን💕🙏💕❤
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚኣብሔር አምላኽ ሰልጣነይዋ😘 ክብር መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ ዕድመን ጥዕናን ያሃቢኻ ፈጣሪ አምላኽ 😍😍😍😘😘😘💘💘💘💖💖💖
ግብረ ቶማስ / ሥልጣን
20:18
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 14 М.
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 62 МЛН
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН
እንባ ያራጨው የወጣቷ ታሪክ
31:51
Daggy's Lifeclass
Рет қаралды 993 М.
ዘይሰምዐ ይስማዕ! ይቕሬታ ክብለኩም/ ጉዳይ ኣቦይ ቀሺ
25:16
አዲስ ነገር አለኝ!
23:16
Daggy's Lifeclass
Рет қаралды 206 М.
መደብ ሕቶን መልስን
23:19
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 19 М.
ቆይታ ከታጋይ ተስፋይ ጋር
Horizon Free Media ሆራይዝን ነፃ ሚዲያ
Рет қаралды 1 М.
ጓል 75 ዓመት ይከኣል ዶ፧
34:43
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 21 М.
Tigrigna Metshaf Qudus ወንጌል ማቆስ
1:39:51
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 138 М.
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН