No video

ድምጺ ፖሊስ ኤርትራ -ገንዘብ ትካል ዘጠፋፈአት ተቐይዳ --DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

  Рет қаралды 17,148

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

Күн бұрын

ድምጺ ፖሊስ ኤርትራ -ገንዘብ ትካል ዘጠፋፈአት ተቐይዳ --DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Пікірлер: 31
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea Жыл бұрын
ህዝብን ፖሊስን ኤርትራ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቐኩም ሃገርና ኣጽሪኹማ ዓወትን ኣልጦን ይሃብኩም👍💯👏 🌴🐪🌴ዓወት ንሓፋን🇪🇷
@eritrea6227
@eritrea6227 Жыл бұрын
Jigna nay jignau jignau polis Eritrea 🇪🇷🇪🇷🐪🐪✊💪🇪🇷🇪🇷
@Jesuslovesus12345
@Jesuslovesus12345 Жыл бұрын
Police 🇪🇷 Eritrea btaemi eye zednqekum
@meazahabtemariam7966
@meazahabtemariam7966 Жыл бұрын
Edmen tenan yhabkum deki Erey mearey ❤️❤️❤️
@okbagabryemane838
@okbagabryemane838 Жыл бұрын
ጽቡቅ በልዎም ዳኣ በብሓደ ኣጻፍፍዎም መዳናገርቲ
@asternatnael4546
@asternatnael4546 Жыл бұрын
Deki erey we love you🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ ezi aeb geben zimlket zena neti aeb wushti eretra zelo yaekil shigr natn aeb wushtina trah yfelet nab KZbin mietaw aedlaynet yeblun mefto wieigin esubn aeytgberuna!!!
@wdasseandebrhan413
@wdasseandebrhan413 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Жыл бұрын
ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልኩም
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 Жыл бұрын
ERITREA THE LAND OF PEACE & Tranquillty.
@kisanet4715
@kisanet4715 Жыл бұрын
ኣየ ፖሊስ ኤረና ኣናብስ ዓድና ስርቂ የለ ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮ የ ብጸልማትመን ኢኻ ዝብለካ የለ ሳ ቀልትፍኩም ከይሳኤረረ ትገብርዎ ስራሕ 👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯
@rufilamisghina8504
@rufilamisghina8504 Жыл бұрын
ኤርትራውነት ጭዋ መንነት የቀንየልና ደቂ ኤሬይ ሰለምን ቅሳነትን ንሀገርናን ህዝብናን 🙏🙏🙏🥀💐🌺❤️🇪🇷🌺❤️👍
@eraberabey5591
@eraberabey5591 Жыл бұрын
አብ ስራኩም ዓወትን አሳልጦን ንዓኩም ይኩን እናልኩ አብ እተቅርቡዎ ዝለኩም ዘይሕለል ጸዕሪ ሃገርና መምህር ሰነስዓትን ብስነ ምግባር ትነብር ሙካና መርአያ ኢዩ
@candido6539
@candido6539 Жыл бұрын
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🌹🙏
@dolshigebreyesus7678
@dolshigebreyesus7678 Жыл бұрын
enquae dehan msaekum deki erey
@suzansuleman251
@suzansuleman251 Жыл бұрын
👍👍👍👍👍
@taqaraem.1521
@taqaraem.1521 Жыл бұрын
ቪቫቪቫቪቫቪቫ ቮሊስ ኤርትራ ዐይኒ አባይኩም ይደፈን ዐወት ንሐፋሽ
@kisanet4715
@kisanet4715 Жыл бұрын
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 Жыл бұрын
Gage zeyEritreawi bahli. Ageb srki hatyatyu endabeluna eina abina. Shgr yhlundyu gn zeynatka mdlay aynatna.
@brktirezene5144
@brktirezene5144 Ай бұрын
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉
@thanksgodforeverything4156
@thanksgodforeverything4156 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷police malet reqiq belih negerat qdmi kunet halifu zxenh wahs hager yu ajokum
@meazzarai6850
@meazzarai6850 Жыл бұрын
ስልምጽብቅ ምድብ
@ghirmaymesfin4731
@ghirmaymesfin4731 Жыл бұрын
Ajokum.polic.kab.kulu.medenagertiyala.ab.dege.zelewu.kah.medenagenti.mikitital.yedili.
@sraarana5127
@sraarana5127 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 Жыл бұрын
!AA
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 Жыл бұрын
ሰብ ከም ንብረት እንተደለዩ ዝቐትሉ እንተደለዩ ዝሸጡ፡ሃገር ምብልእታ ሰሪቑ ዘይተዛርብኩምስ ንምስኪን ርሂጸ ብላዕ።
@berhesultan7580
@berhesultan7580 Жыл бұрын
ኣብ ፖሊስ ኤርትራ ዘለና ኣድናቖት ወሰን የብሉን ናይ ድስፕልን መማህራን ኢኹም እሞ ቀጽልዎ ዓወት ንሓፋሽ
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh Жыл бұрын
ፖሊስ ኤርትራ ጀማል ዓብደል ወሃብ ኣብ 2008,2011,2018,2019 ብኣዘዝቱ ፍቓድ ናይ ገንዘብ ምስጭብርባር ክካይድ ስለዝጸንሔ ዝኣክል ችብጥታት ንፖሊስ ኤርትራ ብመገዲ ድምጺ ሓፋሽ ኣብ ወርሒ 10/2022 ጽሕፈ ኣለኹ :: እቲ ጉዳይ ካብ 1996 እዩ ዝጅምር :: ቤት ትምህርቲ ኣብ 1995 እዩ ተኸፊቱ :: እቲ ምጥፍፋእ ግን ካብ 1996,1997 እዩ ዝጅምር :: ኣየር ትኬት, እቓማ, ኢንሹራንስ ብቤት ትምህርቲ እዩ ዝኽፈል :: ኣብ 2018 ንሱን ሓላፍኡን ንቤት ትምህርቲ 1444 ስ/ሪያል ዕድመ ገደብ ዝይብሉ ዝኽፈል ክሎ ናይ 4 ተ መማህራንን + ስድራ ቤትናን 10981ስር ንሓደ መምህር ንቤት ትምህርቲ ኣክፍሎማ :: ካልኣይ ኣብ 2019 ናብ መማህራን ወሪዱ ንመምህር 10981 ሪያል : ንስድራ ቤታት ማለት ሰበይቲ 3400 ሪያል, ቆልዓ 1444 ሪያል, ካልኣይቲ ቆልዓ 1444 ሪያል ኣክፍሉና :: ንሕና ክንከፍል ኣይግብኣናን እዩ :: ኣነ መምህር ተኽለ ድሕሪ 6 ተ ኣዋርሕ ኣብ 17/6/2020 ናብ ትካል ጥዕና ከይደ ንሓላፊ ትካል ጥዓና ከይደ ልአሊ ዕድመ ክንደይ ኢና ንኸፍል ኢለዮ ልአሊ ትሕቲ ዕድመ ዘይብሉ 1444 ሪያል እዩ ዝኽፈለልኩም ኢሉና ን 3ተ መማህራን :: ስለዚ ብዓረብ ትዝውር / ምጭብር ባር ተፈጽሙና :: 8 ሰባት 7 ካብ ጅዳ 1 እቲ ምክትል ትምህርቲ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሃይለማርያም ኣብጠሞ አለው :: ሰበ ስልጣን :: ዘሕፍር አዩ :: ጉግይ ውሳኔ ጴጥሮስ ወሲኑ :: ስለዚ ፖሊስ ቁጽጽር ትግበረልና :: ህንክርክር ዝበለ ምሕደራ N25 ዓመታት ደቀባት መማህራን ተብድልና :: 10981,1444. ሙልቆ ተዘርዝራ :: ነት-- ዎርክ ( net- work) ተበልላ :: ጁንታ ወያነ ( ኣብ ካንሽሎና ) ቦቁላ :: ሰበ - ስልጣን ኣብጠሞ :: ውርድት ::
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh Жыл бұрын
እቲ ዳይረክተር ናይ ጅዳ ነቲ ዝርዝር ዋጋ ምርኣይ ኣብዩና : እቲ ዳረክተር ቤት ትም / ኤርትራ ርያድ ሓስዩ :: 1444 ርያል ዕድመ ገደብ ዘይብሉ ኢና ንኸፍለሎም ኢሉኒ ብተልፎን :: ኣብ ጅዳ ምስ መጸ ኣይበልኩኻን አሉ ኢሉኒ :: ውርደ ተ ኛ ታት እዮም :: ከዕሰሩ ኣለዎም :: ንመማህራን ናይ 25 ዓመታት 5% ተድመሮ : ተደመሮ ናይ 40 መምህራን ውዙፍ ዕዳ ኣሎ :: ካልእ ካልእ ጸብጻብ ይገበር :: ካብ 1996 ----2022 (25 ዓመታት ).
Logo Matching Challenge with Alfredo Larin Family! 👍
00:36
BigSchool
Рет қаралды 21 МЛН
天使救了路飞!#天使#小丑#路飞#家庭
00:35
家庭搞笑日记
Рет қаралды 86 МЛН
黑天使遇到什么了?#short #angel #clown
00:34
Super Beauty team
Рет қаралды 43 МЛН
Aug 22/2024 ኣብዚ'ሎ ሽሻይ ዜና ሓጎስ እዚ ስርዓት ክወድቅ'ዩ
25:06
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 27 М.
🔥 ኣሸንዳ ሚለንን ሄለንን ዮናስ ሓሪቑ
49:51
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 3,1 М.
Logo Matching Challenge with Alfredo Larin Family! 👍
00:36
BigSchool
Рет қаралды 21 МЛН