ድምፃዊ ዘመን ኣለምሰገድ ኣብ ቀዛሕታ

  Рет қаралды 49,282

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Күн бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Пікірлер: 428
@tglove7635
@tglove7635 Жыл бұрын
ዘመነይ ብሉፅ እንኳዕ ደሓን መፃእካ❤️💛 ኣድነቅቲ ዘመን ኣበይ ኣለኩም ተጋሩዋኒ
@sunnyses4475
@sunnyses4475 Жыл бұрын
ዘመነይ ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እታ ትምነያ ትብህጋ ትግራይ ትሪኣ ይግበርካ ❤️💛🙏
@jhongirma-hu8eh
@jhongirma-hu8eh Жыл бұрын
zemen you are really hero and real man in life . long live for you our proud brother . JO Z AREKEY
@MebrihtiAesresu-fj8ik
@MebrihtiAesresu-fj8ik Жыл бұрын
ዘመን ጀግና ተጋዳላይ❤❤❤❤
@Merimarr-w9k
@Merimarr-w9k Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤መግለፂ የብለይን
@tirhasgebrehaweria6897
@tirhasgebrehaweria6897 Жыл бұрын
ፉሉይ ❤💛
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Жыл бұрын
ዘመነይ ንስካ ኢካ ብሉፅ ናዓየይ ጎይታዋይ my king 👑❤️💛🦋🥺 ካብኡ ለ ብዛዕባ ኣብ ስደት ዝሃልቅ ዘሎ መንእሰይ ድምፂ ኩኑ መንኣሰይና ይሀልቁ ኣለዉ በጃኩም የመነን ራጎን ሰብ ይዉዳእ ኣሎ ስደት ደዉ ይበል💔😢
@Galtgray846
@Galtgray846 Жыл бұрын
ኣብመንገዲ ፍቃዶ የመንን ኣብእስርቤት ዘለው ተጋሩ ድምፂ ኩኑና ሰብና ይውዳእ ኣሎ😢😢😢😢😢
@merhawimeles4698
@merhawimeles4698 Жыл бұрын
እቲ ካብ ተጋሩ ኣሕዋትና ደርፈቲ ብቀዳምነት ዝፍትዎ ውዱእ ስነጥበባዊ ገጣሚ ዘያሚ ሙዚቄኛ ኩሉ ዘማልአ በቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘመነይ
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h Жыл бұрын
ዘመን ጀግና ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምሉእ ሰላም የወረድልና ለዓዲና ለህዝብ ና አውን ♥️👏♥️🌹
@tgrawayhale-rp4rz
@tgrawayhale-rp4rz Жыл бұрын
Tkkl Kbretey ❤👌wala nski shkorina😗✌
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h Жыл бұрын
@@tgrawayhale-rp4rz የቀንይልይ ሓለላይ ♥️🌹
@umafepop3439
@umafepop3439 Жыл бұрын
Jigna wedi hizibiy tebae dimixawiy
@zewdu756
@zewdu756 Жыл бұрын
Thank you somuch to comeback /ቢጣዕሚ ነመስገን ኢኳዕ ቢሰላም ተመልስካ ቃዛሕታ ኢዉን ቢጣዕሚ ኢና ኒፎትወካ ፒሮጊሞካ ቢጣዕሚ ኢና ነመስጊን አጀኹም አጆና ተጋሪና ኒተለባበር ሀዳረኹም
@zewdu756
@zewdu756 Жыл бұрын
ዘመን ጀግና ወዲ ዉዲ ህዝቢ ትግራይ እዚጋአሄር ይሀልኻ ተመስገን
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Жыл бұрын
ከያኒን ተጋዳላይን ዘመን ብጣዕሚ ንፈትወካ ነኽብረካን ትግራይን ህዝበይን ኢልካ ዘይትፀግብ ተባዕ ትግራዋይ ንበረልና🙏❤️💛
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
በጃኹም ነቲ ኣብ ስደት ዘሎ ህዝብና ድምፂ ኩኑና💔 ኣብ ስደት ሰብና ተወዲኡ እግዚኣቢሔር ኣምላክ መፍትሒ የውርድ እምበር💔😥😥
@ግዜ-ቘ6ጘ
@ግዜ-ቘ6ጘ Жыл бұрын
😭😭🙏
@arsenalforever5268
@arsenalforever5268 Жыл бұрын
Zemen zfetwo derfa 💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eseyasghebrhiwet
@eseyasghebrhiwet Жыл бұрын
ዘመን ከም ስሙ ዘመኑ ዝጠልቦ ትግራይ ትጠልቦ ክሉ ብጥበብ ንህዝቡን ዓዱን ከወቅብ ሰለም ከየበለ ዝሓድር ውላድ ትግራይ ኣጆኻ ቃላት ይሓጽር መግለጺ ኣልቦ ቀጽለሉ 👏👏👏👌👌👌👍👍...
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Жыл бұрын
ዘመነይ ❤💛 ሞተር ህዝቢ ጭዋ ስነ-ጥበባዊ መን ከማኻ🎶
@hawegaltigray1174
@hawegaltigray1174 Жыл бұрын
ዘመነይ አንኳዕ ዳሓን መፃአኻ ብፍቅሪ ዓድ ዝዓበደ ጅግና ❤❤❤ቤክዋኒ አንኳዕ ዳሓን መፃአኻ ክልተ ኾኾባት ትግራይይ ❤❤❤
@dehabberhe3293
@dehabberhe3293 Жыл бұрын
ዐ ሰኀ
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 Жыл бұрын
ዘመነይ ዘመንካ ይባረኽ ኣዝየ'የ ካብ❤ ዝፈትወካን ዘድንቐን ቀጽሎ
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 Жыл бұрын
❤❤ ስነ /ዘበን ኣለምስገድ ብጣዕሚ፡ከድንቀካ ማዓት የ ። ብቃ ውጽዕ ህዝብኻን ለዋህ ምኻንካ የፍልጥ የ!! ሓውኻ ካብ ኤርትራ ዜጋ የ ብቃ
@amam5408
@amam5408 Жыл бұрын
ዝፈትወን ዘክብሮን ከያኒ እና ተጋዳሊ ኢካ ዘመነይ ብኣካ ንኮርዕ ኢና ቀፅለሉ ጅግናና🔐💊🙏♥️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@hadishweres
@hadishweres Жыл бұрын
ዘመን አለምሰገድ ብጀካ አቶም አብ ገሊ ዝተወለዱ ምስቶም ብህፃፎም ዝተጋደሉ እንትወዳደር እናጠወወ ዝተጋደለ ሪከርድ ዝሕዝ ክኮን ከምእክእል የግምት›፡፡ ዘመን ምስ አቡኡን አዲኡን ተሓዚሉ እዩ ተጋዲሉ፡፡ዘመን አቡኡን አዲኡን ስውአት እዮም ፡፡ አቡኡ አለምሰገድ አብ ንብረት ውድብ ምዕቃብ ብዝነበሮ ናይ ስራሕ ውፍይነት ቻይና ዝብል ሽም ተወሲክዎ አለምሰገድ ቻይና ተባሂሉ ይፅዋዕ ነይሩ፡፡ ቻይና ውን ከም ወዱ ክራር ይፃወት ይደርፍ ነይሩ፡፡ ቻይና ግጥሚ ይገጥም ድራማ ይሰርሕ ነይሩ፡፡ቻይና ብፍላይ አብ በዓላት ናይ ስፖርት ምርኢታት ብምስልጣንን ብምኢት ምቕራብን ብጣዕሚ ፍሉጥ ነይሩ፡፡ ዘመን አዲኡ ውን ተጋዳሊት ነይራ አብ ገሊ ተሰዊአ አቡኡ ውን ተሰዊኡ ፡፡ ሓደ ውላዶም ዝኮነ ዘምን እውን አብዛ ሕማቕ እዋን ንበረካ ወፂኡ ምስረአኩዎ ከይስዋእ ንፈጣሪ ለሚነዮ ሰሚዑኒ ብሂወት ምዕንሑ ተሓጉሰ፡፡ ነቲ ዝገብሮ ዝሎ ዕቡቕ ነገራት ድማ ፍረ ፃዕሩ ሰሚሩሉ ታዝምነያ ትግራይ ጋህዲ ኮይና ክሪኣ ይምነየሉ፡፡
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና ፍረያት ትግራይ እግዚአብሔር አምላክ አብ እትደልዮ ክትበጽሕ ፈጣሪ ይሓግዝካ መጻኢካ ብሩህ ይኩን ወዲ ህዝቢ ኢካ እሞ ፈጣሪ ዕድመ ይሃብካ ጅግናና💖💖💖❤❤❤ በረከተይ እውን አምላክ ምሳካ ይኩን ብሩከይ💖💖💖
@gueshabrhaley4666
@gueshabrhaley4666 Жыл бұрын
ኣነ ከም ዘመን ገይረ ዘድንቆ ሰብ የብለይን ኩሉ ግዜ ብህዝቡ ኣይክኢለሉን ዩ። I love you zemen and I am so proud of you 💪✅😍
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 Жыл бұрын
መርከብ ቦኒታ ከ?
@Bana_media
@Bana_media Жыл бұрын
Well come my blood ❤😊 ንእውደካ'ምበር የለን ንእወዶ ንሞት ቀቲላን’ስ ሞት ክንላመዶ🤔
@alemisahay4936
@alemisahay4936 Жыл бұрын
ዘሚየይ እንኳዕ ናብዚ መደብ ብሰላም መፃካ ኩሉ ዶ ከማይ ናፍቅኳ ይነብር ዘሚየይ ምጣዕሚ ዘድንቀካ ዘፈትወካ ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤ ቢኪ ከዓ የቅየልና ንዘሚ ዘምፃካልና 🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️💛❤️💛💛❤️💛❤️💛💛❤️💛❤️💛💛❤️❤️💛💛❤️
@ርግኣትጓልሃገረትግራይይ
@ርግኣትጓልሃገረትግራይይ Жыл бұрын
ኣነ ኩሉ ግዝየ እየ ዝናፍቆ ነይረ
@lemlemtse
@lemlemtse Жыл бұрын
ዘመነይ አንካዕ ዳሓን መፃካ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ❤❤❤❤❤❤ብፍቅሪ ዓዱን ህዝቡን ዝዓበደን ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@freboy738
@freboy738 Жыл бұрын
ዘመን ዘመናዊ ናይ መንእሰያት ጅግናና እተፈትዉ Like ተጋሩዋይ🥰🥰🥰
@ጓልስሑልሽረ
@ጓልስሑልሽረ Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ እንኳዕ ብስላም መፃኻ ናብ ቀዛሕታ❤❤
@lemlemlili7110
@lemlemlili7110 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም እላል ግና ዘመነይ አነ ከም ናተይ ሪዒቶ ብፍላይ ናይ ራያ እቲ ብእግሪ ዝፅወትዎ ከም ናይ ሰሌ ሒዘያ እዝር ትብል ዘላ ሙዚቃ ብደንቢ ተትሰርህሉ በሀሊት እየ በርትዕ 💛❤️💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞👌
@galbeyene3328
@galbeyene3328 Жыл бұрын
omg txsyou ቤኪ ሓወይ ዘመነይ ሰለ ዘምፀአከልና ዘመነይ My king ናፊቅናካ ፀኒሕና❤🤴🙏ዘመነይ በጃካ ከይትቆርፆ ፀጉርካ ከፀብቀልካ ማዓት እዩ ጎይታዋይ
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእኹም❤❤ ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ ዘመነይ🌹💛ታማ ፀጉርኻ ሃምናዓፋር😋❤ በይዛኹም ድምፂ ዝስደቱ ዘለው ኣሕዋትኹም ኹኑልና 😢ሰደት ለውጢ ዘይኮነ ሞት እዩ ዘሎ
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ነዊሕ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ምሉእ ሰላም ድማ ይግበረልና ፈጣሪ ❤❤❤❤❤💞👏🙏
@DjJh-qm2er
@DjJh-qm2er Жыл бұрын
ዘመን ማለት ሩሑቅ ጠማቲ አዩ ቅድሚ (4) ዓመት ኣብ ቀዛሕታ ዝተዛረቦ ነገረ ኣብ ትግራይ ኩሉ ተፈጢሩ አዩ 😥 ካብ ኣ.ኣ ተመሊሰ አየ ዓድካ አዩ ፅቦቅ ዝበላ ዝረባ ኣብ መሬት ኣይነጠበትን ረኢናዩ ኢና ተጋሩ ብምኳኖም ክንደይ ተሳቅዩም እዮም😥
@lemlemlili7110
@lemlemlili7110 Жыл бұрын
ዘመነይ ጆግና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ሓወይ መአረይ❤️💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💛❤️
@znawuabadi7105
@znawuabadi7105 Жыл бұрын
ዘመን ጅግና ወዲ ህዝቢ ኩሉ ግዘ ህዝበይ ምስ በልካ ኢካ እሞ ክብሪ ይሃብካ ኩለን ደርፍታትካ መልአክቲ አለወን ብተለይ እታ ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ እትብል ንከዚ ዝተደረፈት እያ ትመስል እና ቀፅለሉ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ኩዉር ሓዉ
@እምነትመሰለ
@እምነትመሰለ Жыл бұрын
ዘመነይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ❤❤❤ በረከተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤❤ አብ ስዑዲ ዓረብ ዝሃልቅ ዘሎ መንእሰይ ክስረሐሉ አለዎ እዞም አብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ መንእሰይ ንከይስደት እቲ አብ ስደት ዘሎ ስቃይን ሞትን ክፈልጦ አለዎ መንእሰያትና ይጠፍእ አሎ ዓዲ ብዘይ መንእሰይ እንታይ ዋጋ አለዎ 😢😢😢😢
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ Жыл бұрын
መን ከም ዘመነይ እንኳዕ ድሓን መፃእካ ዘመነይ ናፊቅናካ ነይርና በርከት ሓወይ እውን የቐንየልና😍
@ተዛርዮምላዓደይ
@ተዛርዮምላዓደይ Жыл бұрын
ዘመነይ እንካዕ ዳሕን መፃካ ጅግና ሓውና♥️🔥
@markoslemlem7483
@markoslemlem7483 Жыл бұрын
ዘመን አለምሰገድ ጀግና ተቃላሳይ ወዲ ህዝቢ ብጣእሚ እና ነኮርዕልካ
@feefderf5946
@feefderf5946 Жыл бұрын
ዘመነይ ብሉፅ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ጀግና ወዲ ህዝቢ💞💞💛💜ትግራዋይ መግለፂ የብለይን✊😍
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 Жыл бұрын
ዘመነይ ክቡር ሰብ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኻ ገሊኦምስ ሪኢናዮም ኢና ቅርሾም ንምእካብ ፍቃዶ ወፃኢታት ተበቲኖም ንዓካን ዴጄ አሹን ነክብረኩም ኢና❤❤❤❤❤
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና ብፍቕሪ ህዝቡ ልነደደ ንበረልና🙏❤💛
@askalutsegay9498
@askalutsegay9498 Жыл бұрын
ዘማን ዘመንካ ይባረኽ ❤❤❤❤ በኪ ብጣዓሚ ኢና ንፎትወካ።❤❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ ኩሉኹም ዘመንኩም ይባረኽ ዘመና ይባረኽ❤❤❤❤❤❤
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 Жыл бұрын
Zmene zmene Kisanet ygeberelikume kab blibi nifetwekume 🇪🇷
@tittttittt8380
@tittttittt8380 Жыл бұрын
Amen ❤🙏
@هويدا-ذ6ن
@هويدا-ذ6ن Жыл бұрын
ከያኒትና ዓብይ ክብረ አለና አብኩም ❤ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ❤ ነኣያና ሽሙየ & ማሚት አቅረብና ትብሉ like
@ove6164
@ove6164 Жыл бұрын
ዘመነይ King 👑👑👑 ከምቲ ትሰርሖ ቡዙሕ ኣይተዘረበልካን⭐💎
@desnetkbrom
@desnetkbrom Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና ኣቦጥበብ ዕድመን ይሃብካ❤❤❤❤
@ሜሪነኝየትግይልጅ
@ሜሪነኝየትግይልጅ Жыл бұрын
ዘመነይ ዘመንኻ ይባረክ 🙏 ተጋሩዋኒ👌♥
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын
ተጋዳላይ ዘመን አለምሰገድ ብጣዓሚ ኢና ንፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ጥበብ ንጉስ ናይ ትግራይና❤️💛
@Mhret-sd1ty
@Mhret-sd1ty Жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ዘመን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ንህዝብና እውን አምላክ ምሉእ ሰላም ይግበረሉ❤
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም Жыл бұрын
ተጋደላይ ጀግና ዘመን ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ነቲ ደላይ ስላም ምሉእ ስላም ን ምሕርትን የውርደልና ልዑል ፈጣሪ 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️
@tomab4035
@tomab4035 Жыл бұрын
ዘመን ድምፂ ህዝቢ እንተበልኩካስ ዝንእሰካ ይመስለኒ ንዕብየት ትግረኛ ዓብይ ኣስተዋፀኦ ዝገበርካ ከያኒ ደራሲ መቀናበሪ ኩሉ ኢካ ደርፍታትካ ምስ ጊዜ ዝከይድ ደርፍታትካ ኣብ ዝሰምዐሉ ጊዜ ብካ ኣብ ዓደይ ፀኒሐ እቲ ማንም ትግራዋይ ንዓዱ ዝከፈላ መስዋእቲ ከፊለ እስካብ ዝብል እየ ዝበፅሕ ንዝከፈልካዬ መስዋእቲ ኩሉ ከመስግነካ ይፈቱ ንበረልና we love you Zemen ናብ ደገ ወፂካ ቱር ክትገብር ተስፋ ይገብር 🥰🥰🥰
@ሰደትYoutube
@ሰደትYoutube Жыл бұрын
በረከት ሓደ ሓደ ግዜሰ ብዛዕባ ሰደት ንእሸተይ ባ አቃልዑልና ወጣትና ፈቀድኡ በረካ የመንን ዓረብን ይተርፍ አሎሞ በጃኩም ድምፂ አሰምዑ ህዝብና አይፈልጥሎን ዘሎ ንብረትን እንስሳን እናሸጠ ደቁ ፈቀዱኡ በረካ ይተርፍ ኣሎ ሰለ ወጣት
@alemefem5459
@alemefem5459 Жыл бұрын
ዘመን ኣለም ሰገድ ብርግጽ ንስኻ ዘመን ወዲ ኣለም ሰገድ ትሕት ፈጣሪ መምሕር ናትና ኢኻ ወዲ ኣበይቲ ዘመን እንኳዕ ብሂወት ሃለኻልና ንስኻ & ዉቅያኑስ ጉዑሽ ልዕል ሂወተይ ይፈትወኩም
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 Жыл бұрын
ዘመን ጅግና ኣጆኻ በርርዕ ወዲ ህዝቢ ❤❤ ንህዝቢ ትግራይ ካኣ ሙሉእ ሰላም ይግበረሉ ዝተፈላለየ ዝታሓቓቖፎሉ ዝተመዛበለ ናብ ገዙኡ ዝምለሰሉ ንስለ ትግራይ ኣካሎም ዝኸፈሉ ጉቦኦም ዝረኽብሉ ወላዲ ዉሉዱ ዝሓቕፎሉ ዘመን ይግበረልኩም ንኹሉ ወዲ ሰብ ሰላም ቅሳነት ዝፈጥረሉ ግዜ የምጻኣልና
@fffgggrtgh1385
@fffgggrtgh1385 Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና❤❤❤❤❤ቡሉፅ ትግራዋይ❤
@ፍረኃልትግራይ
@ፍረኃልትግራይ Жыл бұрын
ዘመነይ ብቡዙሕ ንፎትወካ ጅግና ናይና ንበረልና ንዓና ክጥዕመና♥️💛✊
@merhawitatsbha
@merhawitatsbha Жыл бұрын
ዘመነይ እንኳዕ እስከ ትግራዋይ ኾንካ, ንዓካ ዝገልጽ ቃላታ ይብለይን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና ወዲ ህዝቢ❤💛
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
ዘመን ናይ ዘመነ ትግራይ😍😍🤗ሙሉእ ሰላም ንህዝብና😍🙏
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤❤❤መርአያ ትግራዋይነት ኩሉ ግዜ ህዝበይ ዓደይ ምስ በልካ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ Жыл бұрын
ዝፈትወኩም ክልተ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ደቂ ሓራስ ነብሪ ንበሩለይ❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@beriha5514
@beriha5514 Жыл бұрын
ዘመነይ ብጣዓሚ እና ንፈትወካ ❤❤❤❤ እንኩዓ ብሰላም መፃካ 🙏🙏🙏
@ፊቕርምስኹሉ
@ፊቕርምስኹሉ Жыл бұрын
ዘመን ጀግና❤❤❤❤❤ ወዲ ህዝብ ትግራይ ንምንታይ ዘይፈቶ
@ፍረኃልትግራይ
@ፍረኃልትግራይ Жыл бұрын
ዓንዲ ህዝቡ ትግራይ ባዕላ ዘመነይ♥️💛✊
@አኽሱምትግራይ
@አኽሱምትግራይ Жыл бұрын
ዘመነይ ብሉፅ ጅግና ፈታዊ ህዝቡ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኻ❤❤❤
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 Жыл бұрын
ዘመን ትግራይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ 😘🥰
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Жыл бұрын
ዘመነይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ኣነስ ቃላት የብለይን በቃ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀግናየ 🙏❤️ቤክየ ለ የቀንየልና ❤️
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_ዋው ዘመ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ጀግና ተጋዳለይ ዘመን አለምሰገድ ብጣዕሚ ልባም_
@MirafMekinnen
@MirafMekinnen Жыл бұрын
ዘመነይ መዓረይ ትፍለየኒ ኢካ ❤❤❤❤
@ስድተኛኮይኑስመይ
@ስድተኛኮይኑስመይ Жыл бұрын
ዘመን ኣለም ሰገድ ሓደ ካብቶም ዘድንቀካ ሰማዒ ሙዚቃ እየ ንስካን ቶማስ ኣልኣዛር ዘመሳስለኩል ኩሉ መሳርሒ ሙዚካ ትክእሉ ምካንኩም እዩ 🎉🎉🎉🎉
@ሸረኒ
@ሸረኒ Жыл бұрын
ዘመነይ💙 እንኳዕ ዳሓን መፃካ ቤኪየ የቅንየልና ሰለዘቅረብካልና💚🙏
@ተመስገንአምላኬ-ኸ3ለ
@ተመስገንአምላኬ-ኸ3ለ Жыл бұрын
ዘመነ ጅግኔ❤❤❤❤
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና እንካዕ ዳሓን መፃእካ ናፍቅናካ❤❤❤❤
@ተመሰገንኣምላኬ-ፀ5ነ
@ተመሰገንኣምላኬ-ፀ5ነ Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛
@alulaalula9344
@alulaalula9344 Жыл бұрын
ጀጋኑ ከምኒ ዘመን አለምሰገድ ንህዝቦም ኢሎም ይኻሽሑ ከምኒ አሉላ ሰሎሙን ክአ ገንዘብና ይፃወትሉ
@Kulu-info
@Kulu-info Жыл бұрын
ዘመን ዓብዪ ሰብ ንበረልና እስከ❤🙏 ደቂ ሪመይ ሓገዝኩም የድልየኒ ኣሎ እናኣተኩም እስከ Subscribe ግበሩኒ ሪኢቶኩም እውን ኣቀምጡለይ💚❤🙏🙏🙏🙏🙏
@ፍረኃልትግራይ
@ፍረኃልትግራይ Жыл бұрын
ዘመነይ ብቡዙሕ ንፎትወካ ጅግና ናይና ንበረልና ንዓና ክጥዕመና♥️💛✊
@tigig6313
@tigig6313 Жыл бұрын
ዘመን ጅግና ዓብዪ ሰብ ንበረልና እሰከ 🙏❤️❤️
@amubrhanu
@amubrhanu Жыл бұрын
ዘመነይ ጀግና ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ወድኖ 🙏🙏🙏♥️
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Жыл бұрын
ዘመነይ ፈታዊ ህዝቡ❤❤
@የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
@የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ Жыл бұрын
ዘመነይ ማዓረይ❤❤❤ ቀዛሕታ ድምፂ አሕዋትኩም አስምዑ አብ ስደት ዝመቱ ዘለው አሕዋትና 😢
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 Жыл бұрын
I love what zemen Alemsgad is doing to tigray. I'm proud of him thanks
@emmaq1588
@emmaq1588 Жыл бұрын
ዘመን ጅግና ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ
@galwukro
@galwukro Жыл бұрын
ዘመነይ ፍረ ውቅሮ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🥰❤💛🙏
@djdjkriri4o367
@djdjkriri4o367 Жыл бұрын
ስለም ስለም ዘመን። እንካዕ ዳሀን መፅካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሃዉልቲጓልትግራይ
@ሃዉልቲጓልትግራይ Жыл бұрын
ዘመንይ ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩ ተጋሩዋ አጀኩም አምላክ አብ ሰራሕኩም የሳልጠልኩም❤❤❤
@nawanawa6775
@nawanawa6775 Жыл бұрын
❤ዝዘመን እዙይ ዘመና እዩ ተጋዳላይ ኣለምሰገድ
@selam2816
@selam2816 Жыл бұрын
ዘመን ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤🙏🙏
@alhamredae2472
@alhamredae2472 Жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእኹም ደቂ ሪመይ ዘመነይ ጅግና ❤❤
@thomastube6705
@thomastube6705 Жыл бұрын
"ዘመነይ ሐወይ ኖበረልና። ኩርዓተና 🙏🙏🙏🙏
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 Жыл бұрын
ዘመኒኖ ወዲ ህዝቢ እንካዕ ዳሐን መፃካ ንፈትወካ ነክብረካ ዘመነይ ዓቢ ሰብ❤
@mohj145
@mohj145 Жыл бұрын
ዘመነይ ከመይ ከ ዘይንፈቱወ ጀገና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤
@ጋልውቅሮሃገረትግራይ
@ጋልውቅሮሃገረትግራይ Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ዘመነይ ዝፈትዋካ ንኩለኩም ዕደመ ጥዕና ይሃብኩም ዝም ሓተይይይ❤❤❤❤
@HiwiHiwi-i3w
@HiwiHiwi-i3w Жыл бұрын
ዘመን ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤💛❤️💛❤❤🥰💊
@FihbHhjj
@FihbHhjj 3 ай бұрын
ዘመን ጅግና ወዲ ህዝብ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@Asi4394
@Asi4394 Жыл бұрын
Www zemen good to see you ❤ My favorite guy❤ Xbuk zemen ygberelna.
@yrgytdfg8808
@yrgytdfg8808 Жыл бұрын
ዘመነይ ❤❤❤
@MebrihtiAesresu-fj8ik
@MebrihtiAesresu-fj8ik Жыл бұрын
ዘመንይ ማዕረይ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ መኸንያት ፅጉርካ እሱ ሙኾኑ ገሚት ነይረ መኸንያቱ ከብ ጂጋና እሱ እኻ ተፅብ ህዝቢ ምዕራብ እስካብ ሕዚ አይሳሓቀን ዛሎ እቲ መልሲ እሱ እዩዘመንይማዕረይብጣዕሚእናንፈትወካመኸንያትፅጉርካእሱሙኾኑገሚትነይረመኸንያቱከብጂጋናእሱእኻተፅብህዝቢመዕራምእስካብሕዚአይሳሓቀንዛሎእቲመልሲእሱእዩቓ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tgstbrhane
@tgstbrhane Жыл бұрын
ዘመነይ ጅግና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ መአረይ♥
@mnbbmmn9890
@mnbbmmn9890 Жыл бұрын
ዘመነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ❤❤❤❤❤ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ዘመነይ ተባዕ ትግራዋይ ከያናይ ብፍቅሪ ዓዱ ዝዓበድ ❤❤❤❤❤
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md Жыл бұрын
Rieto hito n bieki kdmi agaysh mmstaka komming soon . Post gberelnamo hto kenekrbelom nezom agayshka ??????????????
Tom TDF  - ተጋዳላይ ጠዓመ ኣብ ቀዛሕታ Kezahta
31:10
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 17 М.
ዳይና ላዛ  ኣይዶል  ምስግና  ገ/ሚካኤል ኣብ ቀዛሕታ
1:01:28
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 17 МЛН
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 8 МЛН
ንብዓት ኣርቲስት ዘመን ኣለምሰገድ
11:51
John Bayru ጆን ባይሩ
Рет қаралды 46 М.
"ልፍዓተይ ተስፋ ካብ ኦሮሚያ ክሳብ ትግራይ!"
1:16:39
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 31 М.