ደይ ሓሰብካዮ ርከብ ኣይመርገም ኣይምርቃ ድዩ ዝቢሃል Eritrea prank

  Рет қаралды 82,749

Heavy Channel

Heavy Channel

Күн бұрын

Пікірлер: 289
@nebilhassen9930
@nebilhassen9930 3 жыл бұрын
ዓቅልካ ኮመንት ክንጽሕፍ ገዲድና: ብጣዕሚ ዓቃል ኢካ'ሞ ቀጽሎ ኣብ ጉዕዞካ ክዕውተካ እዩ:: ብውላድኩም ቅሰኑ የሕዋት🥰🥰🥰🥰
@yonasbrhane1947
@yonasbrhane1947 3 жыл бұрын
ኣንበሳ ትዕግስቲ ኣብ ቦትኡ እዩ ግን ከኣ ፈተና እዩ እሞ ጽቡቅ ኣይኮነን ኣብ ሓዳር ንፋስ ኣይተእትዉ ኣብ ሓዳርኹም ፕራንክ ወዲ ብራንክ ግደፉ ። ንፍቅሪኹም ዝጎድእ እዩ ። እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍቅሪኹም ይባርኸልኹም የሕዋት😍❤
@blarckstar5067
@blarckstar5067 3 жыл бұрын
ኣድኒቀካ ብውልቅኻ ነዓኻ ጌጋ ተለኻ እዃ ኣብ ሰበይትኻ ዘለካ ኣክብሮት ናጽነት ጽቡቅ ኣጠማምታ ። ኣብነት ነዮም መሓዙታ ኣየግድስኑን ምውጻእኪ ኣይቃወሞን ግን ሒጂ መስዩ ኑፉዕ እንበይተይ ከኣ ሰባይኪን ከም ባህሊ ኣዴኺ ገርኪ ኣክብሪ ። ነኣይ ከኣ መርዓይ የርእየኒ ኣምላክ ከምዛ ናትኩም ክክክክክ።
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
Nmen elwo abshir kubur haw
@user-pd4gy5bl2t
@user-pd4gy5bl2t 3 жыл бұрын
Amen amen Amen wela nay
@perirere4579
@perirere4579 3 жыл бұрын
ትዕግስቱ ደስ ይብል💗
@Meraguzay
@Meraguzay 3 жыл бұрын
ማራ እስከ ነብሰይ ኣቡ ዘላ እኳ ኮይና ተስማዓትኒ"""""" ትዕግስቲ ኣገዳሲ.
@Melatgaltigray
@Melatgaltigray 3 жыл бұрын
ከማኻ ተዝርከብስ ፅቡቅ ነይሩ 👌
@rigbetube1077
@rigbetube1077 3 жыл бұрын
እዋይ ዓቕሊ ተዓዲልካ ሰብኣየ እንትዝኾን ምጽፍዐኒ ክክክክክክክክክክክክክክክ ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
@Ezra_nehemiah
@Ezra_nehemiah 3 жыл бұрын
Xlul eyu emo zxafa endhr tekoynu
@Afowerki07
@Afowerki07 3 жыл бұрын
ወይ ትዕግስቲ። ናይ ብሓቂ ንሓዳር ቡቁዕ መንእሰይ ሓዳርኩም ኣምላከ ቅዱሳን ይባርኸልኩም።
@-hareg-media
@-hareg-media 3 жыл бұрын
ምስራሕኩም ጽቡቕዩ ግን ከምዚ ዓይንርት ስራሕ ኣብ እትሰርሕሉ ጥንቅቕ በሉ። በርትዑ ድማ
@rutatesfamariam7130
@rutatesfamariam7130 3 жыл бұрын
እውይ ዓቅሊ ደለዎ እዚ ውዲ ደስ ክብል ፍቅርኩምን ውላድኩምን ይባረክ ተባባረኩ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🥰🥰
@habulove4955
@habulove4955 3 жыл бұрын
ኣቱን ኣዋልድ ሰብ ኣብ ፈተነ ኣይተእትዋ በጃኹን ሕማቅ ኣተሃራርማ ከይትህረማ::
@yonasbrhane1947
@yonasbrhane1947 3 жыл бұрын
Nay bhaki ygerm eyu
@romanarayahaile2413
@romanarayahaile2413 3 жыл бұрын
Kkkkkkkk
@user-hn4np4sp9e
@user-hn4np4sp9e 2 жыл бұрын
Kkkkkk haqeka ewe elaj
@tesfaymisghina6377
@tesfaymisghina6377 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ታዓዲልካ ዓቅሊ ኣነ እንተዝኸውንስ ቀደም ኣስናና ኣስኢነያ ምሃለኹ
@tsigeteka8732
@tsigeteka8732 3 жыл бұрын
ከከከከ
@medhanieyemane1611
@medhanieyemane1611 3 жыл бұрын
Anewin kemaka eye
@DenbenaMedia9124
@DenbenaMedia9124 3 жыл бұрын
ብጥዓሚ ደስ ዝብል ተበግሶ ፍናን ሓብተይ ቀጽልዎ ። 💜💜💜💜🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
Thank you mearey
@user-nl3mg2sb6u
@user-nl3mg2sb6u 3 жыл бұрын
ብጣዓሚ ዕድለኛ ኢኪ ትዕግስተኛ ወዲ ብምርካቢ ፅብቅቲ ፍጥረት
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f 3 жыл бұрын
ስላም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሳኩም ይኹን እንበር ከ ክትሃርማ ሓሲብካ ማለት ዲዩ ከተርዳኣ እዩ ዘለካ እንበር ምህራም ጽቡቅ ኣይኮነንን
@zerittesfay500
@zerittesfay500 3 жыл бұрын
Medikamente xubq u 😐
@user-lf4tv7rx6d
@user-lf4tv7rx6d 3 жыл бұрын
ዝኣክሎስ መኪሩ ዓቅሉ ከቅንእ❤❤❤
@lifelove8265
@lifelove8265 3 жыл бұрын
ይቅረታ ከም ዝተረድኣኒ እንተ ኮይኑ ናብ ወዲ እያ ትኸይድ ዘል።ብሓፈሻ ክሳብ ክንድዚ ፈታኒ ነገራት ከም መዘንግዕ እንተዘየምጽኡ ይምረጽ ወዝቢ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ሕርቃን ከጋጥም ይኽእል እዩ።ሰብ ከተዘናግዕ ክትብል ነብስኻ ኣብ ሓደጋ ምእታው ኣሎ ውን።መሰለይ እዩ ከም ድሌተይ ትኽልክለኒ ኣለኻ ዝብሉ ቃላት ቅድሚ ምዝራብካ ንዕኦም ዝኸውን ተግባር ትገብር ከምዘለኻ ቅድም ክትፈልጥ ኣለካ።ወላ እዚ ንመዘናግዒ ይኹን እንበር።ከምዚ ዓይነት ሂወት ዳርጋ ንቡር እንዳ ኾነ ይኸይድ ኣሎ።ጸገም ውን ይፈጥር ኣሎ።ክትራዳድኦ ውን ኣይጸንሐትን ግትር ጥራይ በቃ ክኸይድ እየ።ለይቲ ምድሪ ናብ ወዲ ቆልዓ ገዲፋ ሃንደበት ከይተማኸረት ምስ ሰብኣያ ንጎና ቀልጢፋ መልሲ ሂባቶም ከይሓሰበት፡ንሰብኣያ ግን በይና ወሲና ኖ ክኸይደ ባዕልኻ ፍለጥ የማኽረካን እየ ዝዓይነቱ።ቡዙሕ እዩ ስለዚ እዚ መሰል ኣይኮነን።ብሓፈሻ ሽግርና ዝበዝሕ ዘሎ እዚታት ካልእን እዩ።
@merhawikibreab2238
@merhawikibreab2238 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣድኒቀ ኣይጸገብኩካን ዘሓወይ ኣጆካ ሓዳር ቀስ ብቀስ እዩ ዓቃል እካ ቀጽሎ
@habenawet5103
@habenawet5103 3 жыл бұрын
ሰብኣይ እዩ እዝይ ኣንበሳ ናይ ብሓቂ
@mezenamedia8150
@mezenamedia8150 3 жыл бұрын
ፍናን ሓብተይ እቲ ዝወጠንክዮ ሽርሒ ወይ prank ብጉቡእ ተላቢስኽዮ። እንተኮነ ፕራንክ ምስራሕ ጥራይ ኣኻሊ ኣይኮነን! መክንያቱ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ወይ ድማ ተዓዘብቲ እንታይ ትምህርቲ ክንወስድ ንክእል፧ ካብዛ ቪድዮ ኣብ መውውዳእታ ክትገልጽዎ ይግበኣኹም! ካእልእ ይትረፍ ባዓል ቤትኪ ጠንቂ ምሸት ምውጻእ ንሓቲ ኣብ ሓዳር ዘላ ሰብ፡ ዓቢ ሳዕቤን ከምዘለዎ ገሊጹ ከም ውሳኒኺ ክትገብሪ ከፍቅደልኪ ኔርዎ። እዚ ሰብኣይ ንሰብይቲ ምምላኽ ዶ ምህራም ዝብል ብፉጹም ክተርፍ ኣለዎ!!! ዕቤትኩም ዝምነ ሓውኹም simon
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
Merhaba simina abay ritoya kemjemerti godlo kihliwena ykil eyu gin kemzi kemaka enteda kemzi gierom rito hibomna kniabi ena si btami nemesgin abdmexie nshalah bzbelexe knimexakum
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 3 жыл бұрын
ኣነስ "ባ ምስ Mezena Tv ምተሰማማዕኩ እቲ ምሸት ንበዓል ኪዳናን ወዳን ገዲፋ ክትወጽእ ዘብላ ዘሎ ኩሉ ጉድኣታቱን ኣብልዕሊኣ ዘለኒ ፍቕርን እምነትን ማዕረ ክንደይ ክዓኑ ከም ዝኽእልን ብዝግባእ የረድኣ። እዚ ኩሉ ኣረዲኤያ ከብቅዕ ግን ኣይፋል ግድን መሓዛይ ስለዝዓደመኒ ክኸይዴ ዝብል ውሳኔኣ ክትትግብር ድልውቲ ተላ ግን ብግዴታ ኣብ ገዛ ስለዘትረፍክዋ ዘቕስን ፍቕርን ሓዳርን ክህልወኒ ስለዘይክእል በቃ ምርጫኺ ግበሪ ኣነ ግን ከም ኣፍቃሪተይን ኣደ ወደይን ዝግበኣኪ ክብሪ ሂበክብለኪ ዝግብኣኒ ውን ኢለኪ" የ ኪኖዚ እንስሳ ስለዘይኮንኪ ኣብ ልዕሌኺ ዘለኒ ኣጠማምታ ክጎድል ምኻኑን ንድሕሪ ሕጂ ውን እምነት ከምዘይህልወኒ ትገብሪ ምህላውክን ኢለ ምገለጽኩ ከምዚ ናይ ሓውና ዓቕሊ ተዝዕደልስ። ኣነ ግን ኣብ ዓቕለይ ከም ላንባ ዝተኸስከሶ ባርዕ የ
@user-mc2ez8vt9r
@user-mc2ez8vt9r 3 жыл бұрын
ኣቲ ቁሩብ እባ ፍርቂ ለይቲ ይቆጽር ዲዩ ማሓዛ ትብል ደርፊ ናይ ናሆም ተከሰተ ኣይሰመዕታን ዲያ ግና ናብ ማሓዝኣ እንደኣላ ዘይ ትሰዳ 😍😂😂😂😂
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
Aygermekan
@rim735
@rim735 3 жыл бұрын
Mehazay eyu zbelet degimka smaya
@shenhattesfamichael5356
@shenhattesfamichael5356 3 жыл бұрын
I proud of you 👏, ንስካ ግን ናይ ብሓቂ ዓቃል እካ፡ ንሳ ግን ክትደርቅ፡ክክ
@user-hz5dq8mp8u
@user-hz5dq8mp8u 6 ай бұрын
እዋይ ከትፅለእካ ዛጋል በጃኪ ኣይትድረቂ😮 ዝወዲ ግን ትዕግስቱ😢❤
@lmiss-youmom
@lmiss-youmom 3 жыл бұрын
ብጣዕም ዘሖጉስ ትግስት አለዎ ከማኻ ዝበለ ሰብአይ ይሃበን🙏🙏💊💊💊💛❤💪💪
@mancheayney8462
@mancheayney8462 3 жыл бұрын
እዚ ወዲ ዓቃልን ወሳንን ብጣዓሚ ንፉዕ
@musiearegay765
@musiearegay765 3 жыл бұрын
ኣብየት ትዕግስቲ ደጀን ዕድለኛ ኢኺ ሓፍተይ ተኸናኸንዮ ክክክ ♥♥👈🏼
@kibromghebrebrhan900
@kibromghebrebrhan900 3 жыл бұрын
Kemzi kemay aqli zeyblu seb yihlu do.Etom aqli zeyblkum like atumuni emo beyney kem zeykonku kifelt...kixenanae
@legendfranklampard9064
@legendfranklampard9064 3 жыл бұрын
Ajoka ab sdet kuluna hade ena akli zbehal yelen 🤣
@rahwatadese4767
@rahwatadese4767 3 жыл бұрын
Kkkkkk anta deju kitregim Mahazai endiu zeytseda so btaemi xbuk qexlwo Fnaney konjo
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
ክክክክክክ ራሃዊተይ ምቅርቲ ብሚስሀት ሲ ኣይናይዳሃኒን
@jemalmahammednur5139
@jemalmahammednur5139 3 жыл бұрын
ሽግር እዩ ሰቅ ተበልካ ብዘይ በእን ዘይ ከዉን ኮይኑ ምስአን ተኮንካ የሳቅያካ ፈጥሪ ባዑሉ ድኣ ዘይ ትናከስ ይሃብካ ናይ ብሓቂ ግን ጽብቅ ቀጽልዋ የሕዋት
@Azawit
@Azawit 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkk ፈሪሕካ ዲካ
@salamaasfa2422
@salamaasfa2422 3 жыл бұрын
😂😂😂😂
@legendfranklampard9064
@legendfranklampard9064 3 жыл бұрын
Emo kemakreka. Kuntrat afkarit haz nay 2 amet wey nay amet 🤣
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t 3 жыл бұрын
እዋይይ ሽካር ወዲ እስይይይይ ስብአየይ ከማከ ከክውን ይምነ
@aserjigna565
@aserjigna565 3 жыл бұрын
Anti ane wn komeu xeuy eye nlale do 🤣
@medhanieyemane1611
@medhanieyemane1611 3 жыл бұрын
Ane kemu eye kk
@Er-xb2oo
@Er-xb2oo 3 жыл бұрын
ስዓት ሽውዓተ ዝዕድም ነገር ኣይጣቃን ሕዛ ዳኣ ናበይ
@habtommengstrab125
@habtommengstrab125 3 жыл бұрын
😄
@kueipanchol953
@kueipanchol953 3 жыл бұрын
Kkkk
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 3 жыл бұрын
ትዕግሰቲ 1000%
@yosandaniel7835
@yosandaniel7835 3 жыл бұрын
Ehi godolo seb,dkum
@abelteklit8791
@abelteklit8791 3 жыл бұрын
Hadsh eye abzi Geza btaemi xbuk ajokum xbuqat yehwatey meareyyy fqrkum amlak ybark
@AaAa-of9ln
@AaAa-of9ln 3 жыл бұрын
ዋይ ንዓየይ ትመስል ደረቅ ንዓደይ ክ ከይድ እየ እና በልኩ ተከክ የብሎ ነይረ ዓቅልካ ግን ከየድነቁኩካ ኣይሓልፍን ንስኪ ካዓ ኣይትድረቂ ክክክ So ፍቅሩኩም የብዛሓዬ ሙቁራተይ
@rahewamimi6396
@rahewamimi6396 3 жыл бұрын
Ya bjekum ezi brank zeblewo naw belewo way dema qlel zbela embar reyo emo hji atfiki neru abay seytankum kaytatewu please gdafewo 🙏🙏🙏
@oneloveonelove5122
@oneloveonelove5122 3 жыл бұрын
wowww kef zelewo prank i hope one day nsu kea prank kgebreki
@user-ji8hx8tk5w
@user-ji8hx8tk5w 3 жыл бұрын
Eska netbabayom kuluna subscribe Negbrolom and like .
@samsongebrhiwet5264
@samsongebrhiwet5264 3 жыл бұрын
Wawww btami xbukat dejue hawey und finu habtey ajokm kexlwo💯💯
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
Thanks for your comment sami hawey
@thanksgod3186
@thanksgod3186 3 жыл бұрын
Deju hawey kemey dika lebam gin prank aytftewu😍😍
@lunatewelde992
@lunatewelde992 3 жыл бұрын
Way zi natey tezkewn si kedem bfnistra sengigki mhalewe 🤣🤣 abfetene ayteetweom bejakn.
@salamaasfa2422
@salamaasfa2422 3 жыл бұрын
ይበል ዓቅሊ ብሮ ፖውው
@saymonmekonen1120
@saymonmekonen1120 3 жыл бұрын
ለባም እዩ ዝወዲ ናጽነት ኣለዎ
@semharkahsu8019
@semharkahsu8019 3 жыл бұрын
ዋውውውው ደስ ትብል መንእሰይ ቡኡነት
@jonasghirmay8067
@jonasghirmay8067 3 жыл бұрын
እቲ ዝገርምኒ ቢከምዚ ኣብ ውሳነ እንተዝበጽሕ ንሱ ከም በደለኛ ገይራ ምወሶዶቶ ኻልኦት ሰባት ውን ብከምኡ ምራኣይዎ ግን የውስነካ እዩ።
@merhawikhasay8794
@merhawikhasay8794 3 жыл бұрын
ብሩኻት ፡ ምምልላስ ንሰብ ኣይቅይዶን ኢዩ። ንሃንደበት ዝርርብ ልቕቅ ተበልካሉ ኢዩ ዝፍታሕ። ንሕማቕ ተልዒላ ኣይትኽልክሎን ኢኻ ንሰብ ስለ ዝሓሰቦ ። ንሕና ብዙሓት ሓበሻ ጌጋና ክንበልዕ ንህወኽ ክንዛረብ ፡ ክንዋቓዕ ንህወኽ ዓቢ ጌጋ። ዝሓይሽ ግበሪ ምባል ኢዩ ቲ ፍታሕ ግን ክንዛራረብ ነይሩና ክብሃል ነይሩና ምባል የድሊ!
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
Ya yeqenielna kubur haw
@meksebarafaine3723
@meksebarafaine3723 3 жыл бұрын
Waww btaemi eyu akli zelewo sebaeyki, you are lucky.
@samielbahta4954
@samielbahta4954 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዓቃል ዓርከይ ሃብታም ቀልጢፍካ ንዘይምዉሳን ትምህርቲ ትህብ
@lwamtesfay9670
@lwamtesfay9670 3 жыл бұрын
Kkkkk awedat habeshana temeremuka malet weninemuka malet u. Zegerm u bhayli kof beli ilka alo. Ezi prank gele ayamnelun eye. Ezom aqal ika tblwo delekum tay dea deygebere? Betri geru zeyharema dikum delikom. Bejakum nmehar seb bsne hasab teredio ente abu aqmi adam zakele seb welhanti ktblo aytklin ika. Wulad alekum gedifato ente kedet wladka u ktaliyo. Kikeyd eye ilas aytkedn iki ilka bhayli. Sebay mukanka keteriya gele kkkkkk ane ezi kemzi aynet gbri mara u zegermeni. Seb seb mukanu nimen, mesel nay seb nhalu, shih gize sebay sebeyti tkun
@yosandaniel7835
@yosandaniel7835 3 жыл бұрын
Ygerm eko yu neaki lebam gal yrie aleku abzi comment....xaeda temerawi za haftey kebirki ktnebri eziom denaqur anejl....b 200 amet eyom dihirom zelewu
@sissis9505
@sissis9505 2 жыл бұрын
Entay kbl mo. Ezi wedi gn adnikeka Bhaki. Abta nay mewedaeta gn keribka nerka ketewsda adhinata nebsa keltifa. Bzkone Ane entezkon. Beka kidi eile geza gedifela mwexaku dhriu ms kedet merkebkula. Kthza ayneberekan kurub ketehlfa neruka.
@danielmichael9221
@danielmichael9221 2 жыл бұрын
Selam amlak mesakum ykun yhwatay maray etay da kibil da zelaku kem fqad amlak ezi prank zbahal eta zegidaf kamay xubuq naru bkemay komu ybel alo tiblu tikonu gin kinday sebat bkamzi zeatewo hadar faha faha ybil alo komu wen bkara mhrat bajakum ንሰይጣን ኣይንሃቦ ስልጣን ብክምዚ ኢዪ ዘኣትው ጸላኢ ሰናይ ሰይጣን ከኣ ዝደሊ ሰብ ሓዳር ኢዩ በጃኩም ተጠንቀቁ ሰላም መዓልቲ ይሕዋተይ ማዓረይ
@heavychannel7110
@heavychannel7110 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏
@habtommengstrab125
@habtommengstrab125 3 жыл бұрын
Wwwwww dejen hawey geleainet Tgsti, and lbona naybhaki, Kulu richtig, bzeigodelo wedikayo, Tigsti ab hiwet etizbelexe u mo kexlo
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
Habtiega hawey thanks 🙏🙏🙏
@rigbetube1077
@rigbetube1077 3 жыл бұрын
እዋይ እንተይ ክትረኽቢ ጓለይ ከምዚ ኣሻቒልክዮ? ?
@barcabarca4230
@barcabarca4230 3 жыл бұрын
Eway akli betami kene abzi wedi zolo akli grmni ans kedmi mzrbay ezen yedawy eyen zqdmani
@merhawikhasay8794
@merhawikhasay8794 3 жыл бұрын
ክቡር ሓው ተጠንቀቕ ንህይወትካ፡ ልጓም ኣልምዳ ካብ ጎንጺ ጉልበትን፡ ስነ፡ ኣእምሮ ጸቕጥን ። ሓዳር ኣይደልን ተትብል ከ ምቀተልካያ ማለት ድዩ? ክወጽእ ኢያ ኢላ ጌጋ እንድዩ ብዘይ መደብን፡ዘይሰዓቱን፡ ቆለዓ ገዲፍካ። ግን ህድእእእ ንበል ሓሊኻን፡ቀይድካን ኣይሰምዕን ሰብ።
@user-lf4tv7rx6d
@user-lf4tv7rx6d 3 жыл бұрын
ዝኣክሎ እኮ ዓቅሊ ጌሩ ኣነስ እቲ ዓቅሉ ኣቅኒእኒ❤❤❤👏
@user-yi5xw1pu1q
@user-yi5xw1pu1q 3 жыл бұрын
ውዱእ መንእሰይ እጉስ
@user-oz2id2wk5w
@user-oz2id2wk5w Жыл бұрын
Nay bhaqi aqal sebay❤❤❤❤❤❤
@dinashow6759
@dinashow6759 3 жыл бұрын
Bteami aklam wedi eka ane kemzi ayimtexawerkun nabza natey,kea zewer bel eka yekenyeley
@temesgenamlakey5474
@temesgenamlakey5474 2 жыл бұрын
Shekorinaaaa sebay aleki haftey tekanekenyo
@wintaokbazgi26
@wintaokbazgi26 3 жыл бұрын
Mqurat ftret eddmen tenan yhabkum❤❤❤
@zemhretmehreteab8644
@zemhretmehreteab8644 3 жыл бұрын
Bitaemi tsibuq qexilwo.eta wes gin new dea bela deju KZbinkumn neakumn keynsen. Kkkkkkk atbabewom Eske ahwat 🇪🇷🇪🇷💓👍
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
Ya ewe natnaya zomo hawey atababuna da jemerti ena
@wediembaye8273
@wediembaye8273 3 жыл бұрын
ኣምላክ ሂብካ ክንድዚ ዓቅኪ ተዓዊትልካ 👍💞
@hyabmussie6009
@hyabmussie6009 3 жыл бұрын
ዓቅሊ ጽቡቅ እዩ ኣብ ሓዳር ሰበይቲ ትሕትና የድሊ ሰብኣይ ገዲፋ ትወጽእ ግና መዘዙ ካልእ እዩ።
@user-nn9ed4oh5u
@user-nn9ed4oh5u Жыл бұрын
ብጣዓሚ ዓቅሊ ኣለዎ ደስ ክብለካ❤
@ngstigriegs6775
@ngstigriegs6775 3 жыл бұрын
ዊይ እዛ ጎል ከመይዝበለት ሞጥማጥ እያ እዚ ወዲ ጌን ተዓዲሉ ይመለአልካ
@ermiasdebesay4064
@ermiasdebesay4064 3 жыл бұрын
ዓቅሊ ይሃብካ 😂
@ameteberhe2062
@ameteberhe2062 Жыл бұрын
ትዕግስትካ ብታእሚ ኣድኒቀካ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ
@18_achile
@18_achile 3 жыл бұрын
ክክክ ደጁ መቅሰን ኣነኮ ኣይኮንኩን ወጽየ ክሓድር:ዝፈተክዋ ብህሎ anyway go ahead and God bless you.
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
Akile boy thanks brother
@majorluwam1513
@majorluwam1513 3 жыл бұрын
Wela ane desi elatin eta abahahila abay melisi eya
@fekaduestifanos2293
@fekaduestifanos2293 3 жыл бұрын
Wayleyke godamenatat❤👍👍👍
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ትዕግስተኛ ወድ
@erieri1142
@erieri1142 3 жыл бұрын
Ezi wedi tegseti zelwo enka ane aykneku bhaki kemzi gerka zeytftereni amlak aboye
@hailetesfamariam995
@hailetesfamariam995 3 жыл бұрын
ንፉዕ ቀልጢፉ ዘይወሰነ እምበር ናይ ሎሚ ዘለዋ ደኣ ዓቅልካ የን ዘወደኣ
@frewenitewelde4824
@frewenitewelde4824 3 жыл бұрын
Mara shikor aqli aleka
@fanielatoy9445
@fanielatoy9445 3 жыл бұрын
Waww lovely Familie
@werede0100
@werede0100 3 жыл бұрын
Tiegstika milue yimelealka bro.ente prank enda belka n hadarka nab fetene mietaw n seytan kea megedi mikifat gin xibuk aykonen emo tinkik dea nibel yehwat. Fikrikum ysesin
@zebibhagos1922
@zebibhagos1922 3 жыл бұрын
Bahki gen gobez ika pranki eyu mes beletka si kurub keman aykorekan👌👌👌
@legendfranklampard9064
@legendfranklampard9064 3 жыл бұрын
*Ane ente zkewn father zewreseni kab adi hizeya zmexaku betri ala thti arat zekemta.bsenki eza betri 3 bexihe aleku 🤣hji gn beyney aleku ms betrey😜*
@luwamhabtom9897
@luwamhabtom9897 3 жыл бұрын
Awey bjken bel btkein amber🙏🙏🙏
@mehratmehrat6628
@mehratmehrat6628 3 жыл бұрын
Kkkkkk ezi wedi btaemi eyu zefkreki keyharmeki bekikiki enber geliaoms kindzi aymtexsawerukin tfkeri gal eki kea ntewasaeit luli ab etopia zela tmesli shkor 😘😘😘😘😘😘😍😍😘😘
@user-wu7wl9lb8n
@user-wu7wl9lb8n 3 жыл бұрын
ምትህርራም ግደፍ ቀደም ዝተረፈ
@sunray2810
@sunray2810 3 жыл бұрын
Abzias nishtey jub kebla nierwa kkkk
@hhailemichealzerom2487
@hhailemichealzerom2487 3 жыл бұрын
Prank deykones koyeka zezenagie gerka ember chinket nety seb ab zeytedlye girchit keywdiekekum tearemula
@fkrimeskulu7829
@fkrimeskulu7829 3 жыл бұрын
Degu schkor beeal eakli 💗💗💗
@feruzatobrhan3300
@feruzatobrhan3300 3 жыл бұрын
Abet akili nayizi wedi kemaka yiftrelena fetari xibukat fikirkum yisesn
@wegahtahabtom2276
@wegahtahabtom2276 2 жыл бұрын
Ewy fnaney shkor plz kexluwa kndey da des ktblu ekum
@filihaileslase7176
@filihaileslase7176 3 жыл бұрын
abzi komment kulom neti wedi yndwo alewu kkkkkk kem des zbela ktgebr mesela deykonen xbuq dyu hmaq bzeyegeds slemntay ane bzbelkuki kdi zbla
@michamanz6034
@michamanz6034 3 жыл бұрын
Xubuk srah 😂💪💪💪
@hiyabgalhaile326
@hiyabgalhaile326 3 жыл бұрын
Fikri lomi ab kereba eiu nihadarkum bigzyawi xeweta aytifetatnuwo( prank)
@wedebtube2670
@wedebtube2670 3 жыл бұрын
Nice . Keep it!
@yonasberhane5076
@yonasberhane5076 3 жыл бұрын
Kemezi gerki nesebayeki keytedegmiyo habibeti eber xebuq neru
@user-dr7zg2lz6h
@user-dr7zg2lz6h Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኑፉዕ ሰብኣይ ግን ኣድኒቀካ
@welidwelid3924
@welidwelid3924 3 жыл бұрын
በጃኹም ፕራንክ ክትገብሩ አንኮለኹም ኣይትቅረጹዎ።
@hiwifkr5379
@hiwifkr5379 2 жыл бұрын
ይደገም ክክክ
@abanobkb1238
@abanobkb1238 3 жыл бұрын
Etom zbezahkum kumneger zeyblkum ekum kabtom ztemahru zeytmharu prank minm timhrti yeblun
@fremenkemyemane1259
@fremenkemyemane1259 3 жыл бұрын
Fanity Natey and Deju xibuqi sirha kexilwo
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
Thanks abishir
@bereketnguse1741
@bereketnguse1741 3 жыл бұрын
እዘን ሓራሙ ግርም ሽጣራ እያ ዘላተን
@semharande2766
@semharande2766 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkk Dajen habibi komu gerka aytharaq qaltefa keytarg neza mekirat katelkay narka 🥰🥰❤
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
ሰሙየይ ተዋሊክክክክክክ
@Aman_G
@Aman_G 3 жыл бұрын
Deju arkey ❤
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
Ama arkey 👍
@siumgirmay3466
@siumgirmay3466 3 жыл бұрын
ደጀን ሓወይ ንመጀርታ ግዜ ሕጂ ኢየ ዝሪኤኩም ዝለኩ እንቃዓ ሓጎሰኩም ኣብ ዉላድ በጺሕኩም። ክሳብ መጺና ንላለያ ንባዕልቲ ቤትካ ካብ ልቢ ሰላም በለልና። ዓቅሊ ከኣ ይበል ኢዩ ካብ ዓቅሊ ናብ ዓቅሊ እንዳተሳገርካ ነቲ ጾርካ እንዳ ጾርካ ኢዩ ሓዳር እሞ ምቅዳዉኩም ክሳብ ዘበነ እርግናኩምን ሽበትኩምን ይኩን ኣሜን።
@heavychannel7110
@heavychannel7110 3 жыл бұрын
Merhaba suyuma amen(3) btami nemesgin suyum hawey
@rahwadebration2294
@rahwadebration2294 3 жыл бұрын
እዋይ ፈተነ እዚ prank ኮ ፈተና ኮይኑብግደፉ ባ ሓዳርኩም ኣይትፈታቱኒ ካልእ ዘይሕርቕ ወይ ዘስሕቕ ግበሩ እቲ ወዲ ግን ብሓቂ ዓቃል
@nahomwulud7423
@nahomwulud7423 3 жыл бұрын
Wow ብጣሚ ዝሑጉስ ቀጽልዎ
@lwamhailewoldu666
@lwamhailewoldu666 3 жыл бұрын
Btamu andye adniqeka tagsti aleka gn hanti kbleka msti tgsti natka qes elka tereda nierka malet lsls zbele qalat gierka.
@meakeleteame4180
@meakeleteame4180 3 жыл бұрын
ሃቅካ ከምዚ ምስ ገበራ ተሃሪምና ይብላ
@abrehethabtetsion1998
@abrehethabtetsion1998 3 жыл бұрын
Xbuk sirah
@Tes-rg9hq
@Tes-rg9hq 3 жыл бұрын
Kef alekum bahaqi.
Eritrea Prank
13:21
Heavy Channel
Рет қаралды 60 М.
The Joker kisses Harley Quinn underwater!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 42 МЛН
Habesha Tigrina bahlawi meste(ስዋ ባህላዊ መስተ
9:55
Heavy Channel
Рет қаралды 20 М.
🔴ጉድድድድ ስማዕ ! Romhay films
9:13
Romhay Films
Рет қаралды 1,3 М.
እንዲ አይነትም ሳቅ አለ / AWRA.
27:37
AWRA
Рет қаралды 22 М.