KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
#ኣቡነ_ኣንድርያስ #ሴሮ እኒ በዓል ዶክተረ ድያቆን ዝሓለኸ ሰይጣን ሎሚ ተሳዒሩ ይሕዋትና ናብ ማይ ጸሎት ወሲድናዮም ብጸሎት ንሕሰቦም
28:24
ክሊ ኣየርና ጭሩ ኸማን ኣይትሓልፋን ዝተባህለ ብድሮን ክጭፍጨፍ ወዓለ
10:18
OCCUPIED #shortssprintbrasil
0:37
НОВЫЙ ХИТ ХАБИБА #тнт #shorts #юмор #казахи #казахстан #астана
0:41
Air Sigma Girl #sigma
0:32
Wednesday Shot by country - Ohio in real life #trending #funny #wednesday
0:23
ደቀይ
Рет қаралды 46,455
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 47 М.
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Күн бұрын
Пікірлер: 741
@dsertfswer5540
3 күн бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደለም😢😢
@ሰብኩን-ሰ3ኸ
7 ай бұрын
ኣታ ብሩክ ሓወይ መምህር ፀጋይ ብመናእሰይ ኣሲርኩም ንሰሙን ማይፆሎት ተትወስድዎም ምተፈወሲ ብኣማላድነታ ድንግል ኣዴና ማርያም ፈጣሪ ይሓግዝኩም ዋ ፅበል ትሓባበርዎም😪😪🙏
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን
7 ай бұрын
እወ አቦሃደራ ዝብሃል መጨሎት አሎ ፅቡቅ😢😢
@wedimhrey2995
7 ай бұрын
ኣጋንንቲ ዘሳደደ፡ ምዉታት ዘተንስአ፡ ላምጻማት ዘንጸሀ፡ ካብ ዝተፋላለየ ዓይነት ማእሰርቲ ናጻ ዘዉጸአን ዘዉጽእን ጎይተ ኢየሱስ ክርስቶስ ይብጽሓያ እዛ ቤት።
@zaidteklay67
6 ай бұрын
Amennnn❤❤❤❤
@hehhggd
7 ай бұрын
ኦ ኣምላኽ መሓሪ ኩሉ እዛ ገዛ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምታ 🙏🙏🙏
@senaittekle8405
7 ай бұрын
Amen
@BdMs-ci3dp
7 ай бұрын
አሜን😭
@محمدمحمد-ظ8خ4ع
7 ай бұрын
አሜንአሜንአሜን
@Abii891
7 ай бұрын
ኣሜን፫
@GenetAlem-ys4ue
7 ай бұрын
Amen
@shewitbahta4494
7 ай бұрын
😭😭💔ብጣዕሚ የሕዝን💔 ክቡር ሓዉ ሓደራኻ ከም ገለ ጌርካ ምስ መሓዙትካ ተሓባቢርካ ነዞም ስድራ ኩሎም ናብ ማይ ጨሎት ውሰዶም ፥ ዓስቢ ካብ ልዑል እግዚኣብሄር ክትረኽቦ ኢኻ ፥ መድሓኒ ዓለም እዛ ገዛ ብምሕረቱ ይመልከታ 🙏
@MeezanTegrai
7 ай бұрын
ንዛ ገዛ ምሕረት የውርደልካ❤❤❤❤❤❤❤
@arsemawtabraha5926
7 ай бұрын
ፀበል እዮ ዘድልዮም ተጠሚቆም ይዶሕኑእዮም አምላክ ምሕረት ያውርደሎም💔☝️☝️🤲🤲🤲🤲
@ኣልሚ
7 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዮ እዞም ቆልዑ ብመተት እዮም ተአሲሮም ዘለው እና መምህር ፀጋይ ሓወይ ተሓባቢርኩ ኣሲርኩም ዋላ ፀበል ውሰድዎም በጃኩም እፍፍፍ😢
@KomuJizsan
7 ай бұрын
በዛኻ ፁቡቅ ምግባርካ ዘይቀሪ ፀበለልልል 😢😢😢😢😢ዉሶዶም ኢድ ሰብ እዩ ሓሊፉዎም
@SenaytSenayt-kg7yr
7 ай бұрын
ዉይ የከኣልኩይ ኪዳነ ምህረት ኣደይ ሓደራ ታሪኮም ቀይሪ😢😢😢😢
@SolomonKebede-uw7vl
7 ай бұрын
መምህረይ በይዛኻ ሓደ ነገር ግበር ዝሓወይ 😭😭
@bestebeste5137
7 ай бұрын
❤❤❤😊😊😊
@bettyboo7783
7 ай бұрын
ቸሩ መድሀኒኣለም ምህረት የውርደልኩም እግዚኣብሄር ዝሰኣኖ የለን እሞ ፀበል ኪዲ ቸሩ መድሀኒኣለም ምህረት የውርደልኩም መምህር ፀጋይ ብደቅካ ተሀጋስ ኣምላክ እናታሀጏስካ ንበር ተባረክ
@ፋነይ
7 ай бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ ካብ ክልተ ጊዜ ምርኣይ ይሰውረና😢😢ይሕዋተይ ድማ ኪዳነምህረት ጽላላ ተብረልኩም😢😢😢
@FreweiniGebrehiwot-ql4ku
4 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢 ኣቤት መሓረና መድሃኒኣለም😢😢😢
@birikitialemayo3516
7 ай бұрын
ኦ' ኣምላኽና ፈውሲ መድሃኒትካን ምሕረትካን ስደድ 🤲🤲🤲
@destakonjo2505
7 ай бұрын
ተዝካኣልስ ንዞም ዓዲ ነጊርኻ ኣታሓባቢርኻ ማይ ፆሎት ምትሓፀቡ እሞ እግዚአብሔር እዉን ኣይጭክነሎምን ስድራ ገዛ ኹሎም ኸሕዝኑ😢 መምህር ፀጋይ ፀጋ ጥዕና ይዉረስኻ ❤❤ንቶም ገዛ ዉን ሙሉእ ምሕረት የዉርዶሎም
@hanayemaryam12
6 ай бұрын
አቤት ፈተና ናይ ሰብ መወዳእታ ዘይብሉ ብሰብ እንተኾይኑ አምላክ ይፋረዶም እዙ ኹሉ ፍልጠት ሒዞም ንባዕሎም ኾይኖም ንሰብ ዝተፉ ተአሲሮም ኮፍ ኢሎም መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብ አቱም ሰናይ ስራሕ እትሰርሑ ብዝወፀ ይተክእ ወፊርኩም ተመለሱ 😢😢😢😢😢😢
@zem1988
7 ай бұрын
ምሕረት የውርደሎም፣ ኣቤት ሰላም እንተ ዝኾውን ነይሩ ጋብር ደርዓንቶ ወሲድካ ጸበል ምሕጻቦም። 😢
@marym9462
7 ай бұрын
ቸሩ መድሃኒኣለም ምሕርት ያውርደልኹም 🙏💔😢
@robielcom
4 ай бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ ምሕረትኻ ለኣኸላ ንስድራኻ 🙏❤🙏😢😢😢
@AzebTibebu
6 ай бұрын
እግዛብሄር ይማራቹ ድንግል ማርያም ከናተ ጋር ትሁን
@albadralbadr5199
7 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም 🙏🙏
@DestaDesta-qz4sd
3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢 እግዚእብሔር ባዕልካ ዓይኒ ግበር😢😢😢😢😢😢
@ZufanZuzu-rr8ev
6 ай бұрын
ቸሩ መድሃንያኣለም ምሕረቱ ይላኣኸልኩም ኣሕዋተይ ውይይይይይይ
@NigistiYikealo
6 ай бұрын
ኦ ፈታሪ ኩሉ ዓለም ምረትካ ልኣከሎም 😢😢😢
@ghenettsegay2762
6 ай бұрын
ብስም የሱስ ክርስቶስ እግዝኣብሄር ይግንሓዮ ፡ ጎይታ የሱስ ብምሕረቱ ናብዚ ገዛ ይእቶ።
@Abeba-d6m
7 ай бұрын
እፍፍፍፍ መድሃኒ ኣለም ምሕረት የውርደሎም 😢😢😢😢 ትዛረቦ ይጠፍአካ 💔እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይሃብካ ፀጋይ ሓወይ 💚💚 እምነቶም ካኣ እዞም ወለዲ ምጥንካሮም 💚💚💚 እመብርሃን እምነቶም ሪኣ ሰላምን ምሕረት ተውርደሎም 👏👏👏
@trhasgide-pl9wi
7 ай бұрын
እዋይ ኣነ የሕዋተይ😢😢😢 ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሕረትካ ለኣከሎም መ/ም ጸጋይ ሓወይ ናይ ጸላኢ ሰናያት እዩ እንተክእልኩም ማጨሎት ውሰድዎም ምሕረት የውርደልኩም እህም 😢
@አስኪዩቱብ
7 ай бұрын
ወይይይ😢😢😢ናብ ጸበል አሲርኩም ውሰድዎም እዚ መተት ክከውን አለዎ ኩሎም የዕቢዶም ከይተሓጋገዙ ምእንታን እዮም ማዓረ ጌሮምም ዝኔው
@bestebeste5137
7 ай бұрын
😊😊😊😢😢
@BlesssedDay
7 ай бұрын
ናብቲ ጸበል ትብልዎ ዘለኩም፡ኪከዱስ ገንዘብ እዩ ዘድልዬም
@Kanal0809
7 ай бұрын
💔💔💔💔
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
7 ай бұрын
ኣየ ህዝበይ ኣምላከ ቅዱስ ያሬድ ምሕረትካ ኣዉርድ በስመአብ
@StellaFaustini-z9v
6 ай бұрын
Besem yesus mheret yewrdelkum ❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@SelamMosi
2 ай бұрын
Amlak mehret ywrdlkum 🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭
@Naaa-k3h
4 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኩም እግዚ ኣቢሔር ኣምላኽ
@hfgsdfhdhh9922
6 ай бұрын
እግዚአብሄር ይብጽሐሎም ይምሐሮም አነ ጸበል ክሕጸቡ እየ ረኤዮም እም ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም ንስካ ውን ዝሐወይ ጸጋይ ዕድመ ጥዕና ይሀብካ ሐወየ
@joniermi
7 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ኣየ ስድራይ ማዓረይ ክንደይ ከ የደንግጹካ፡እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደልኩም ናብራ ቐደምኹም ጥዕና ቐደምኩም ይምለሰልኩም።😢😢😢💔💔💔🙏🙏🙏🙏
@tgitsge7636
7 ай бұрын
😢😢😢😢😢ድንግል ሜርያም ካብዚ እስራት አዚ ባዓልኪ አብርህሎም😢😢😢😢😢 ኣሜን
@liyateam9120
7 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ንዝፈትዎ እዩ ዝፍትን ኣጆኹም ክቡር ኣቦይ ማዓረይ ንወሃቢ በረከት ስጋ ወነብሲ ይግበረልካ ዝሓወይ መምህረይ ዓቢይ ጸጋ ሓይሊ ብርተዐ ይሃብካ
@brijap5171
7 ай бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረት የልኣኸልኩም ዕሸላተይ🤲 መ/ረ ፀጋይ እዉን ሉኡኽ ናይ እግዚኣብሔር ከይንካ እትሰርሖ ስራሕቲ ፀጉኡ የሕድረልካ ፈጣሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
7 ай бұрын
እግዝኣቢሔር ኣምላክ እዞም ስድራቤት ብዓይነ ምሕረትካ ጠምቶም ምሕረትካ ኣውርደሎም በጃኩም ኣሲርካ ጸበል ይታሓጸቡ ክማሓሩ እዮም😥😥😥😥
@24ዮዳሄ
7 ай бұрын
ይሕዎተይ ዓዓቅምና ንሐግዝ ማጮሎት ክከዱ እዞም ይሕዋትና በስማአብ ምሕረት የውርደሎም
@ኣቢ-ዩቲብ
7 ай бұрын
ኪዳነምህረት ኣደይ ኪዳነ ምህረት ኣደይ 😢😢😢😢😢
@Nubu-m9v
6 ай бұрын
ምሕረት የዉርደሎም ፈጣሪ ታይ ይስኣኖ
@እመቤቴማርያም-ሐ9ሸ
6 ай бұрын
ሊቀ መላኣክቲ ቁዱስ ሚካኤል ይብፀሐልኩሞ😢😢
@djsv1094
7 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ኩሉ ገዛ ብዓይኒ ምሕረት ጠምታ ፈጣሪ😢😢😢
@WeyniGebreegziabher-k8w
6 ай бұрын
😭😭😭😭😭 ጌታ የሱስ ብምሕረቱ ይጎብንኹም።።
@shashugebre8931
7 ай бұрын
ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ሓድርኻ ምሕረት ሰደደሎሞ ክቡርሓውና መምህር ፀጋይ ብዘከድካዮ ፊጣሪ ይሕግዝኻ አጅኸ
@bestebeste5137
7 ай бұрын
😊😊😊
@marbayname
6 ай бұрын
ኦ እግዚአብሔር ብምሕረት አዕንትኻ ጠምታ እዛ ገዞ🙏🙏🙏
@mmn108
7 ай бұрын
ምሕረት ይልኣኸሎም መድሃንይኣለም ክርስቶስ 😢😢❤❤❤
@smtsegai6085
6 ай бұрын
ኦ ፈጣሪ ብዓይኒ ምሕረትካ ረኣዮም,ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም።
@DyanaDiyana
7 ай бұрын
😭😭😭በጃኹም ናብ ማይፀሎት ውሰድዎም ልበይ ተሰይረ 😭💔💔💔ወይለኻ ገባሪ ክፉእ ኤህ ኤህ ኤህ 😭😭😭
@ShewitGery
7 ай бұрын
ምሕረት የዉርደልኩም ፈጣሪ ኣይ ማዓራተይ😢 በጃካ ማጨለት ዉስዱዎም ክድሕኑ እዮም ኣህ የሕዝን
@MtslalBrhane
7 ай бұрын
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ኩሉ ዝከኣለካ ንዓካ ዝሳኣነካ የለን እሞ ምሕረትካ ላኣከሎም ታሪኮም ቀይሮ😢😢 መምህረይ ኣምላክ ይሓግዝካ ማይፀሎት ውሰዶም መምህረይ እመ ብርሃን ፅላል ትኩንካ ክቡር ሓወይ ❤❤❤
@alemtsehayasefa6862
6 ай бұрын
ኩሉ ንካአሎ ቅዱስ እግዚአብሔር ብምህረቱ ይመልከትኩም አሜንንን
@SalamSalam-ut2bo
6 ай бұрын
መምሃረይ መግለፅ ስኢነልካ 🙏🙏😭💞
@TimnitKiros
6 ай бұрын
🥺🥺🥺😪ኦ መድኒኣለም ኣቦይ ኩሉ ትኽእል ኢኻሞ ምሕረት ለኣኸሎም 😢🤲🤲🤲
@ኣደይእያዓለመይ-ጀ9ጘ
6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣቦይ ፍፁም ምሕረት ግበረሎም
@BellaG-h9d
7 ай бұрын
ዋይ መምህር ሃወይ ኣምላክ ሰሪሁ ኣይልውጥካ ንዞም ቆል ኡ ምህረት የውርደሎም ዌለድይ ድማ ት እግስቲ ይሃብኩም ፀሎቶም ኣምላክ ይስማኣዮም
@abebahileslase5851
5 ай бұрын
ኣሕዋተይ መሕዘኒ ምሕረት ይውርደልኩም 🙏🙏😥
@debesegaltewahdo456
7 ай бұрын
ኣምላከ ሰማእቱ ቅዱስ ጊዮርጊስ ነዛ ገዛ ብፅሐያ ጎተተይ ምሕረቱ የውርደልኩም
@Ahfromawti
6 ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት ይልኣክ😢😢😢
@BrhaneMehari-lk6mc
7 ай бұрын
እቲ ሽግርካ ከይነገርካዮ ዝረድ እግዚኣብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምትኩም ምሕረቱ ይስደደልኩም ኣንቱም ሰባት ኣብ ዓዲ ዘለና ህዝቢ ሽግርና ክርሕቕ ነንባዕልና ንተሓላለ ሓደራ ናብ ማይጸሎት ንውሰዶም የቐንየልና መ.ም ጸጋይ ሓወይ ምስ መሳርሕትኻ❤❤❤🎉
@abooa8769
7 ай бұрын
ፀላእየ ልቡ ይሰበር ኣነስ ኣይካኣልኩ እፍፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭 ቅዱስ ገብሪኤል ኣበይ ካብ እስራትኩም ይፍታሕኩም ታሪኩም ይቀይረልኩም ኣቱም ሰባት ናጋ ጋሓት ክንሞትስ ክንዲዚ ጭካነ እሞ ከማካ ሰብ እሞ ኣብዛ ዓለም ዘይንንብር ኣቱም ደፍታራታት ጠንቆልቲ ሸወጥቲ ክታብ ኣፍዝ ኣደንግዝ ናበልኩም ትውዕሉ ወይለኩም ነብስኩም ናጋ ጋሓት ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ክትቆሙ ኢኩም እንታይ ኢልኩም እኩም ክትምልሱ ልነብሰኩም ምሓለክምላ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@fuch9239
7 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም😢
@bestebeste5137
7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@LemLemHadush
7 ай бұрын
አግዚብሔር አምላክ ምሕረትየውርደልኩም😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@FreTube-b9c
7 ай бұрын
ምሕረት የውርደሎም እግዚአብሔር ኣምላክ 👏 እወ እዚ ጸላኢ ሰናይ እዩ ኣሲሩ ናብ ጸበል ዝወስዶም ከምረከቡ ክሓውዩ ነይሮም ሓመድ ትብለዐኒ ኣሕዋተይ 💔😥😥
@Sanirey777
6 ай бұрын
Ygerm u seytan alo nbl nbalna seytawnti
@Tsige-xv9rf
7 ай бұрын
ኦ አምላኸይ ነዛ ገዛ ምሕረትካ ላአኸላ
@BdMs-ci3dp
7 ай бұрын
አሜን😢😢
@fioriberhe663
6 ай бұрын
Bshm yesus agantawie srah kulu ztegebere abza biet Bshm yesus yfres. 🙌🙌🙌
@jucf4669
7 ай бұрын
ዋይ ታሕዝን መድሃኔ አለም አቦይ ታርኾም ቀይር😢😢 ሰብ እዩ ፀይቅዎም ድንኦዋ ፀበል ይትሓፀቡ እመብርሃነይ ትፈውሶም ሓደራኽ ወላድት አምላከይ ታርኾም ቀይር ብጣዕሚያሕዝን
@bestebeste5137
7 ай бұрын
😢😢😢😢😊😊😊
@سبحانالله-س8ث2ع
7 ай бұрын
ቁዱሰ ሚካኤሌ ምሕረት ኣዉርደልም ሓደራካ ዋይ ኡፍፍፍ😢😢
@smerhsoso7490
7 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ማይ ፆሎት ፅቡቅ ነይሩ ናይ ፀላኢ ሰናይ ስራሕ እዩ እዚ እግዚኣብሔር ይገስፆም እበር 😢
@وين-ش8ط
7 ай бұрын
ካብዚ ምሓረኒ ኣምላክ ምሕረት የዉርድ
@mahilovely8632
7 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም😢
@hiwaen
7 ай бұрын
ጌታ ሆይ ምሕረት ኣዉርደሎም 😢😢
@btm167
7 ай бұрын
እግዛብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም😢😢😢
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
7 ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም እዳባሃደራ ማይፆሎት ዝወሰዶም እንተዝረክቡ ፅቡቅ ነሩ ፀግሸይ 🙏
@makitemesgen3386
6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረት የዉርደልኩም ኣይይይይ ምሕረት የለኣከልኩም ኣይይይይ ናብ ማይ ፆሎት ዉድዎም😢💔💔
@ቢኒtdf
6 ай бұрын
ምሕረትካ ስደደልና ኣምላክ ኣቦይይ
@bestebeste5137
7 ай бұрын
ኣህህህ ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኩም መድሃኒ ኣለም መድሓኒቱ ይልኣከልኩም ኣሕዋተይ 😥🙏🙏🙏
@Saamrhaamad
6 ай бұрын
ኦ ኣምላኽ ምሕረትካ ጠምታ እዛ ገዛ 😥😥
@AaAa-l7h4k
7 ай бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የልኣከልኩም🤲 😢ኣቦይ ማዓረይ ፀላኢኩም ይዳፋእ😢😢
@መብራህተወለተመድህን
7 ай бұрын
ኣደይ ማርያም ሓደረኽ ባዕል በሓልይዮም 😢😢😢😢መድሃንይኣልም ኣበይ
@Hirt14
6 ай бұрын
ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ምሕረት ኣውርደሎም እፍፍፍ ከሕዝኑካ ዞም ወላዲ 😢😢😢😢
@teagesyemane3389
6 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢 እቲ ኩሉ ዝኽል ኣምላኣኽ ሰላም፡የውርድ።
@tigistibelay532
7 ай бұрын
ኣቦይ መዓረይ የሒዚናምኒ 😢😢ምሕረት የወድ🙏🙏🙏
@Sarah-ut6nk
7 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍ እዋይ አሕዋተይ አታ እንታይ ጉዱ እዩ መምህረይ በጃኻ ምስቲ ሰፈር ተሓባቢርኩም ማይጨሎት ውሰድዎም ፈጣሪ ከአ ክምሕሮም እዩ
@kusunemntoynski3376
7 ай бұрын
ኣይይይ ወላዲ ዝረክቦ መድሃኔኣለም የብርሃልኩም ፈውሲምሕረቱ ይሰደደልኩም። ማይ ጨሎት ክከዱ ንሓግዞም ኣሕዋተይ።
@ተመስገንአምላኽይ
6 ай бұрын
ኦ አምላከይ ንዑሳን ካ ኩሉ ይካኣለካ እዩም ሰላምካን ምሕረትካን ላአኽሎሞ ጎይታይ ማዕከላዊ ሪይ🤲🥺😢
@DanuFiseha
7 ай бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደሉኹም የሕዋተይ አሲሩኩም ፀበል ዉሰድዋም
@BetelihemDesta-w6u
6 ай бұрын
እዝጋቢሄር ኣምላክ ምሕረት የዉርደላ ዛ ገዛ
@almazmengesha9651
6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ወድሐኒአለም ምሳኹም ይኹን 🙏🙏🙏
@trhas1706
7 ай бұрын
በስመአብ እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልኣከልኩም ኣሕዋተይ በጃካ መምህረይ ማይ ፀሎት ክሕፀቦ ግበረም ናይ ሰብ እዩ ሰብ ዝኣሰሮ እግዚአብሔር ክፈትሐም እዩ
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
6 ай бұрын
ፈጣሪ ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም🤲😢
@ዓስቢቅዱሳን
6 ай бұрын
እግዚኣቢሄር ምሕረት የውርደሎም
@astertekle474
7 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረት የውርደሎም ኣምላኽ ይርዳእ 🙏🙏🙏
@okubitaraya4008
4 ай бұрын
Egziabiher mhret yewurdelom Gin xebel my timket yhtehaxebu
@Abiabshi9988
6 ай бұрын
አሕ ምሕረት የዉርደ ልኩም😢😢
@dammamksa1302
7 ай бұрын
😢😢😢😢😢ኣምላክ ኣባይ መሕረት የውረደሎም 🙏🙏🙏
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
7 ай бұрын
ሰላም ብሩኸይ ዘይተረኣየ እምበር ክንደይ መከራ ዝሓቆፈ ገዛ እዩ ዝኒሀ 😢😢😢 እግዚአብሔር አቦይ ፍውስካ ላአከላ ነዚ ገዛ ብምሕረት ጎብንያ 🙏🙏 ናብ ማይጨሎት ተሎ ተዝውሰዱ ፅቡቅ ነይሩ ከምቲ አቦ ዝብልዎ እዚ ጠጠው ኢሉ ዘሎ አስጋኢ እዩ ምስ ውኒኡ ሰለ ዘየለ 😢😢😢😢
@DfUf-ut9fi
7 ай бұрын
ፀበል ይኩድ ክደሓኑ አየም ኦ ፈጣር ምሕረት አዋረደሎም😢👏
@Selam1-xn6zm
6 ай бұрын
ምሕረት ይኣዝዝ🙏🙏🙏
@LiliYaynu
7 ай бұрын
Bejakum tehababirna wala krshi andakefelna machelet nehtsbom 😭😭😭😭😭😭
@AbiAbi-g2k
7 ай бұрын
ፀብል ዘለዉ ፀጋ ዘለወም አቦታታ አብ ገዳማት ናብኡ ዉሰድወም 😢😢
@NgjcbXhdb
6 ай бұрын
መድሃንአለም ምሕረት የውርደልኩም
28:24
#ኣቡነ_ኣንድርያስ #ሴሮ እኒ በዓል ዶክተረ ድያቆን ዝሓለኸ ሰይጣን ሎሚ ተሳዒሩ ይሕዋትና ናብ ማይ ጸሎት ወሲድናዮም ብጸሎት ንሕሰቦም
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 90 М.
10:18
ክሊ ኣየርና ጭሩ ኸማን ኣይትሓልፋን ዝተባህለ ብድሮን ክጭፍጨፍ ወዓለ
AAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 8 М.
0:37
OCCUPIED #shortssprintbrasil
Natan por Aí
Рет қаралды 131 МЛН
0:41
НОВЫЙ ХИТ ХАБИБА #тнт #shorts #юмор #казахи #казахстан #астана
ТНТ Shorts
Рет қаралды 2 МЛН
0:32
Air Sigma Girl #sigma
Jin and Hattie
Рет қаралды 45 МЛН
0:23
Wednesday Shot by country - Ohio in real life #trending #funny #wednesday
Watch Me
Рет қаралды 22 МЛН
22:42
ሓደ ዝዉላደይ ባ ተሰዊኡኒ መን ይሕረሰለይ በይነይ ተሪፈ
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 13 М.
16:00
የአበባው ታደሰ የንግድ ሸሪክ በአስመራ፤ የኢሳያስ ዳንኤል ክብረቶችና ብርሃኑ ጁላዎች |ETHIO FORUM
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 94 М.
17:39
#ሓዉዜን #ኤርትራዊት ወላዲትና ምስ 8ተ ስድራይ ብጥምየት ይሳቐይ ኣለኩ ደቀይ ብሰንኪ ጸገም ትምህርተን ሓዲገነኦ
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 79 М.
33:51
አቢሲኒያ ባንክ ከልጄ ጋር ሆኖ ጉድ ሰራኝ! በውጭ ሀገር የለፋሁበትን ‘መና’ አስቀሩኝ! Eyoha Media |Ethiopia | Habesha
Eyoha Media
Рет қаралды 171 М.
21:30
ረኣዩ በሉ ውፉይ ምስ ኪሮስ ጥቓ ኤርትራ/ ከደት ከደት ብርጌድና ከምዚኣ እናበለት ዓሰብ ቐረበት ኣተወት
Neshnesh Tv
Рет қаралды 64 М.
25:12
ወላዲትና #ዓቢዳ ቆልዑ ኮይና መን ይናድየና #ቀርሰበር ዓዲግራት ብጥምየት ክንረጝፍ ኢልና
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 18 М.
44:56
ናይ ንግሆ ጸሎት
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,9 МЛН
21:22
Memehir Girma Wondimu Video 716 እድሎቻችን ላይ የሚወስኑ ክፉዎች ተመሳሳይ ፈተናዎች በእህትማማቾች#subescribe_now ትውልድ ይዳን
Nku Tamirtsion :- በመልአከ መንክራት ግርማ ወንድሙ ትውልድ ይዳን
Рет қаралды 30 М.
39:06
//የቤተሰብ መገናኘት//"የተለያየንበት ቦታ እየሄድኩ ለዘመናት አለቅስ ነበር እህቴ..." ከ53 ዓመት በኋላ የተገናኝው ቤተሰብ ድንቅ ታሪክ /በቅዳሜን ከሰአት
ebstv worldwide
Рет қаралды 300 М.
37:53
#እንዳቦይ #የሕደጎ ኣኒ #ዶክተር መብራሕቱ ዲያቆን ኣለማዮ ካብ ማይ ጸሎቶም ናብ ገዝኦም ምሕረት ረኪቦም ተመሊሶም ኣለው እግዚኣብሔር ይመስገን
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 76 М.
0:37
OCCUPIED #shortssprintbrasil
Natan por Aí
Рет қаралды 131 МЛН