#ኣቡነ_ኣንድርያስ

  Рет қаралды 90,481

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 1 500
@gedamtube
@gedamtube 6 ай бұрын
#please #share_bsubscribe #like እንዳገበርና ዛ ቻናል 50 ሽሕ follower ነእትዋ እንዶ
@temesgenamlaki9833
@temesgenamlaki9833 6 ай бұрын
እሺ ብሩከይ ነብፀሐልኻ ኢና
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 6 ай бұрын
እሺ አይዘካ ፀግሸይ ኢዚይ ብዚሒካ ፅብቅ ዝይፉትየልና ኮነ እምብር
@እየሩሳሌም-የ9ጸ
@እየሩሳሌም-የ9ጸ 6 ай бұрын
እሺኒ ፀጋይ ሓዉና
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@rozar227
@rozar227 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@DingileMaryam
@DingileMaryam 6 ай бұрын
ተጋሩ አሕዋተይ አበይ አለኹም ንዑ አሕዋትና ንሓግዝ ሼርርርርርርር ላይክ እናገበርና ንትሓጋገዝ
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 6 ай бұрын
ተመስገን እግዚኣብሔር ኣምላክ ታይ ይሳኣኖ ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም
@letsheyob7493
@letsheyob7493 6 ай бұрын
ንምሕረት ይግበረሎም ንፈጣሪ ኩሉ ኣይሳኣኖን እዩ
@AelisaYouTube
@AelisaYouTube 6 ай бұрын
እግዚአብሔር እንታይ ይስኣኖ ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም 🤲🙏አረ ተጋሩ አበይ እኒአኩም ብ ሳብስክራይብ ላይክ ሼር ነተባበዕዮም እቱ ሰናይ ተግበር ዝሰርሕ ዘሎ መምህርና 🙏❤️🥰
@Hagos-pe3sr
@Hagos-pe3sr 6 ай бұрын
እግዚኣቢሄር ሙሉእ ምሕረት ይልኣከልኩም 🙏🙏🙏🙏
@kokebtekle-kc3zk
@kokebtekle-kc3zk 6 ай бұрын
ፀግሽ፣ፀበል፣ወይ፣እምነት፣ሒዝኩም፣ኪድ፣እሞ፣እታተዓፅዮምላ፣ዝነበሩላ፣ገዛ፣ንፀገሎም፣ከይትርስዕ፣እዚናይ፣ሰብክኸውን፣ስለዝክእል፣ንፅግፅግ፣አብለሎም፣አነ፣ከምሎሚ፣ደስኢሉኒ፣አይፈልጥን፣ኩሉስራሕካ፣ብጣዕሚ፣ፅቡቅ፣እዩ፣ግን፣ናይዚኦም፣ይበልፅ፣
@yordanosghebrebrhan295
@yordanosghebrebrhan295 6 ай бұрын
Aseyyyy amelak mehretu yelaklom 🙏🙏🙏🙏🥲🥲🥲🇪🇷
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 6 ай бұрын
አሰይይይ አምላክ ታይ ይሳአኖ ምሉእ ምሕረት የዉርዶሎም መዳሃኒአለም አቦይ
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 6 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበሩለይ አሕዋት❤❤❤
@selamGbrkurstos
@selamGbrkurstos 6 ай бұрын
Amen meary kmy diye tehaguse
@ZayedEtay
@ZayedEtay 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@Selam-t2w
@Selam-t2w 6 ай бұрын
እፍፍ ተመስገን ናብኡ ዝኸደ ሰብ ተይ ሓወየ ኣይምለስን ይፎልጦ እየ ትማይ ፆሎት ኣነባዕለይ ከይደዮ ነይረ እየ😢
@edelehagaz
@edelehagaz 6 ай бұрын
ኣሰይ ተመስገንካ ኣምላኬ ምሉእ ምሕረት የዉርደሎም
@gualwejerat2127
@gualwejerat2127 6 ай бұрын
ተመስገንኻ መድሃኒኣለም
@fitsumhaile5052
@fitsumhaile5052 6 ай бұрын
ብሂወተይ ዝሀዘንኩሉን ዝፀለይኩሎም መአልቲ ለቅዱስ ኡራኤል ተማፃቢኤሎም እየ ድቃስ ስኢነ ሰለስተ መአልቲ ህጂ ግን ደስ ኢሉኒ ምህረት ከውርደሎም እዩ
@Temesgengoytay
@Temesgengoytay 6 ай бұрын
ኣቦና እንድርያስ ክሕውዮም ዩ ትኣምረኛ ዩ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@MeargYohannes-fz9gk
@MeargYohannes-fz9gk 6 ай бұрын
ደስ ኢሉኒ! ደስኢሉኒ! እንድዒ ኣታ ሓወይ ካብ ልበይ መሪቐካ ፀሎት ናይቶም ወላዲ ተሰሚዑ ብሓቂ! ዓስብኻ ካብ እ/ር ርኸቦ። እንድርያስ ኣቦና መሓሪ እዩ ይምሓሮም።
@Medi-m3u
@Medi-m3u 6 ай бұрын
ሙሉእ ምሕረት ይላኣከልኩም ደቂነይ😢❤
@mmmmm2701
@mmmmm2701 6 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ እታይ ይሳኣኖ❤
@LeMiLove2p4
@LeMiLove2p4 6 ай бұрын
እግዝአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን ለሕዋትና እዉን ምሕረት የዉርደሎም😢
@saragebru4077
@saragebru4077 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የዉርደሎም
@wedighebremeskel13
@wedighebremeskel13 6 ай бұрын
ሓውዮም ነዓኹም ዘመስግንሉን ሂወቶም ዝመርሕሉን ዕለት የምጸኣሎም🙏
@HaytBarhu
@HaytBarhu 6 ай бұрын
ፀግሸይ ዓብዪ ሰብ ሴሮ እንዳባሃደራ ኣዝዩ ፁቡቅ ማይጨሎት እዩ ግን ናይ ሰብ እንተኮይኑ ብሚስጥር እዮም ክዉሰዱ ዘለዋም ዛም ኣሕዋተይ ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የዉርደሎም ንኩሉ ወዲ ሰብ ሰላም ጢዒና ይሃብኩም
@ቲቲጋልተዋህዶ
@ቲቲጋልተዋህዶ 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገ ምሉእ ምሕረት ይግበረሎም 🙏
@ኣፅባዊት
@ኣፅባዊት 6 ай бұрын
በአነት ካማይ ዶ ነቢዕኹም ሓጥያትና ሓዲጉ አሰ ምሕረቱ ልአኽ ኣብልሎም ተመሰገን😭😭😭😭
@hierantekle3091
@hierantekle3091 6 ай бұрын
ወላ ኣነ ሓቂኪ
@rozar227
@rozar227 6 ай бұрын
@@ኣፅባዊት ዋላ ኣነ 😥
@SultanSultan-rm1vz
@SultanSultan-rm1vz 6 ай бұрын
እግዛብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ናይ ሰብ መድሃኒት ሰብ እዩ።
@brijap5171
@brijap5171 6 ай бұрын
መድሃኒኣለም ምሉእ ምሕረቱ ይላኣኸለም🙏
@Zafu.Welete.Maryam.21
@Zafu.Welete.Maryam.21 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብፀሎት ኣቡነ እንድርያስ ኣቦና ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኩም😢😢❤
@Sameera-fk3ho
@Sameera-fk3ho 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@kidaneteklia8073
@kidaneteklia8073 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይምሓሮም ፡ ንስካትኩም ድማ ብሰማይን ምድርን ዓስብኩም ይሃብኩም።
@TigistMekonen-x2x
@TigistMekonen-x2x 6 ай бұрын
ፀገይ ሀወይ እድመን ጥእናን ይሀብካ ቃላት የብለይን ገና እቲ ገዛ ምስተሀደሠሲ ቀሺ ማይፀለት ይንፀጉሉ ፈጣሪ ምህረት የውርደሎም።
@Manakindne-ny4yj
@Manakindne-ny4yj 6 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የግበረሎም ነዓኩም ካአ ጸማኩም የርእኩም ፈጣሪ ዘም አሕዋተይ
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ቅዱስ ቁርባን ከኣ እተዝዉስኹሉ ኣብ ልዕሊ ፀበል ብድሕሪኡ ድያብሎስ ኮነ ናይ ደፍተራ ርኹሳን መናፍስቲ ሙሉእብሙሉእ ይሰዓሩ ካብ ዘለኒ ናይሂወተይ ተመኩሮ መጋቢ ኣእላፍ መምህር ምስ መሳርሕትኻ ምስጋና ይበፃሕኩም🙏🏽
@nunuyenu1814
@nunuyenu1814 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ፈፅሞ ይማራቸው እናንተንም የነፍስ ዋጋ ያድርግላችሁ አሜን
@user-in4hz6ew8oSelam
@user-in4hz6ew8oSelam 6 ай бұрын
ኣብ መጨረሻስ ከመይ ድዩ ደስ ኢሉኒ ኣብ ሓደ ማዓልቲ ከምዙይ ምርኣይ ማለት ታኣምር እዩ ኣምላክ ሓያል ኩሉ ዘይሳኣኖ ልቃደመ ተመስገን👏👏👏
@AaAa-xk3qo
@AaAa-xk3qo 6 ай бұрын
ሕሱም ታሕጓስ ዝብሎ ጠፊኡኒ ብሐቂ አምላኽ እንታይ ይሰአኖ ሙሉእ ይግበረሎም
@assass8589
@assass8589 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Oneday-q7t
@Oneday-q7t 3 ай бұрын
👍👍👍🙏🙏🙏
@HhBb-h5g
@HhBb-h5g 6 ай бұрын
እግዛኣቢሄር ኣቦይ ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ😢😢❤❤
@Brhan-u1s
@Brhan-u1s 6 ай бұрын
እግዚኣቢሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደልኩም ንዝረዳእክምዉም ኣሕዋትና እውን ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@bsvdhhmanshxh7945
@bsvdhhmanshxh7945 6 ай бұрын
ተመስገን አምላክ 👏👏👏❤❤❤
@BetelihemDesta-w6u
@BetelihemDesta-w6u 6 ай бұрын
ተመስገን እዝጋቢሄር ታይሰኣኖ ምሉእ ምሕረት ይግበረሎም
@ሐመ
@ሐመ 6 ай бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ምሕረት ኣውርደሎም
@የቅድሰትአርሴማልጅ
@የቅድሰትአርሴማልጅ 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ተመሰገን ሙሉእ ምሕረት ይግበረለም
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 6 ай бұрын
ተመስገን አምላከይ ምሕረቱ ይልአከልኹም ደቅነዮ😢❤
@Kidane16mhret
@Kidane16mhret 6 ай бұрын
መምህረይ ብጣዕሚ ኢየ በቲ ትገብሮ ዘለኻ ቅዱስ ቅንኢ ዝቐንእ፡ኣምላከ ቅዱሳን ምሕረቱ ይልኣኸሎም በሓቂ፡ንዓኹም ካኣ ጸግኡ የብዝሓልኩም፡ዓስቢ ቅዱሳን ዝኸፈል ይኽፈልኩም ፈጣሪ፡ካብ ሓውኻ ኤርትራዊ
@SaraSara-du4nl
@SaraSara-du4nl 6 ай бұрын
ፈጣር ሞሉኡ ይማሓሩኩም❤❤❤❤❤
@lilimulu5020
@lilimulu5020 6 ай бұрын
ተባረኹ ምሕረት የለአኸሎሞ ፈጣሪ👍🙏
@FwetDwd-rl8re
@FwetDwd-rl8re 6 ай бұрын
ተመሰገን ኣምላክይ ኣቦይ❤❤
@aishaais8070
@aishaais8070 6 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ምስ ደገፍትኻ ፈጣሪ የሐግዝኻ።
@genethagos9547
@genethagos9547 6 ай бұрын
ምሉእ ምሕረት ረኪቦም ዓዶም ክምለሱ ይአምን❤❤❤❤
@lemlemlili7110
@lemlemlili7110 6 ай бұрын
ተመሰገነ 🙏🙏🙏 ደሰ ክብል እልልልልልልልልልልልልልልልልል
@ብዕዛራያ
@ብዕዛራያ 6 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክየ ከምዝ ከማይ ቃዶማይ ቪዶ ሩኡዩ ዝተጨነቀ ሞ ከምዝ ከማይ ሐዝ እዝ ምስ ረአየ ብሓጎስ ዝነበዐ ኩሁሉዶ ማሪያምን ደስስስ ክብል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ፈጣር ኩሉ ዓለም
@ማዓርግጓልእመብርሃን
@ማዓርግጓልእመብርሃን 6 ай бұрын
ሙሉእ ምሕረት የዉርደሎም 😢
@genetnerayo1440
@genetnerayo1440 6 ай бұрын
Jesus ❤
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 6 ай бұрын
Elllllllllll fetari kulu alem men emo kemaka goytanan medhaninan mulue mhret gberelom amen.
@HiwotGebretsadik-lc1gh
@HiwotGebretsadik-lc1gh 6 ай бұрын
ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ መሓሪ እዮም ተኣምራቶም ሓያል እዩ እሞ ንዞም ኣሕዋትና ምሉእ ምሕረት የውርደሎም🙏
@ZadaHabshi
@ZadaHabshi 6 ай бұрын
ሂወት ኣበይ ከባቢኸ ይርከብ ዓሰርተ ዓመት ዝተሳቀየት ሓፍተይ ኣላትኒ ሒዘያ ክኸይድ ነይረ ምስ እግዚኣብሄር ፍቃድ እና መዓረይ ተገድስኪ መልስለይ
@HiwotGebretsadik-lc1gh
@HiwotGebretsadik-lc1gh 6 ай бұрын
@@ZadaHabshi ዓዲ ግራት ሕልፍ ኢልካ ጥቃ ዳኣቡነ ኣረጋዊ እዩ
@HiwotGebretsadik-lc1gh
@HiwotGebretsadik-lc1gh 6 ай бұрын
@@ZadaHabshi ዳኣቡነ እንድርያስ ሴሮ ኢልካ ኣብ መነሃርያ ኩሉ እዩ ዝፈልጦ ብጣዕሚ ተኣምረኛ ፀበል እዩ። ናይ እየሱስ ክርስቶስ ቃል ዝተኣተወሎም እዮም ኣቡነ እንድርያስ። ለምፃማት የንፅሁ ,ዝሞተ ሬሳ የልዕሉ እዚ ኩሉ ተኣምር ዝተገበረሎም ሰባት ኣብቱ ገዳም ብኣካል ኣለው እዮም።
@HiwotGebretsadik-lc1gh
@HiwotGebretsadik-lc1gh 6 ай бұрын
@@ZadaHabshi ብርግፀኝነት ክትሓዊ እያ ውሰድያ
@ZadaHabshi
@ZadaHabshi 6 ай бұрын
@@HiwotGebretsadik-lc1gh እሺ ክብረት ይሃብለይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ምስ እግዚኣብሄር ፍቃድ ክወስዳ እየ
@ሰላምኩሉንህዝበይ
@ሰላምኩሉንህዝበይ 6 ай бұрын
ኣብ መወዳእታ ኣምላክ ሰናይ ኢዩ ተመስገን ኣምላክ ነዛ መወዳእታ ቪድዮ ምስረኣክዋ ተሓጉሰ ነቢዕ😢😢😢😢
@deradubai1754
@deradubai1754 6 ай бұрын
ተመስገንካ ለካ ሓጎስውን የንብዕ እዩ ኣብ መጠረሻ ብሓጎስ ነቢዐ እንቋዕ ማይ ፀሎት ወሰድኩሞም ታሪክ ክልወጥ እዩ ብሓቂ ተመስገን ክብሪ ይግበአኩም አቱም ክቡራት ገበርቲ ሰናይ መጋቤ እላፍ መ/ር ጸጋይ ምስ መሳርሕትካ❤❤❤❤🙏🙏 ጎይታ ታይ ይሰአኖ ሙሉእ ድሕነት ይግበረሎም ኣብ ቀረባ ግዜ ዶሞ ባዕሎም ክምስክሩ ፍቃድ እግዚአብሔር ይኩን
@musiakasahailu
@musiakasahailu 6 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ
@መድሂንጓልቅዱስጊውርግስ
@መድሂንጓልቅዱስጊውርግስ 6 ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልል አሰይይይይ ተመስገን አምላከይ 👏👏👏 እግዚአብሄር ምሉእ ምሕረት ይግበረልኩም
@febengerie1166
@febengerie1166 6 ай бұрын
Hawyom nreyom ygberena😢😢😢, Egziabhier ybarkkum🙏🙏🙏
@AnenyaDelina.
@AnenyaDelina. 6 ай бұрын
እግዚኣቤሄር ኣምላክ ምሕረት ይግበረሎም
@senaitaraya2589
@senaitaraya2589 6 ай бұрын
እወ እዚዩ ክርስትያን ዝብሃል ብኩሉ እዩ ሓወይ ሓፍተይ ዝብል በቢዓቅሙዩ ዝተሓጋገዝ እቲ ሓቂ ከኣ በብዓይንና ንሪኦ ኣለና፡
@ሜሪያድንግልማሪያምልጅ
@ሜሪያድንግልማሪያምልጅ 6 ай бұрын
መድህንአልም አቦይ ክብርን ምስጋናና ይግብዓከ ❤❤❤❤
@MwheruMwheru
@MwheruMwheru 6 ай бұрын
ን ምሕረት ይግበረሎም አግዚኣብሔር ኣምላኽ ብርግጽ ካ ክምሕረኩም አዩ መሓሪ አዩ ኣምላኽና❤
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 6 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ እንኻዕ ናብ ማሕበርና ኣባሰላማ ካሳትየ ብርሃን ወሰድክምዎም ፍረ ምናጥስ መሐብሐቢ ኣረጋዉያን መሐብሐቢ ህፃናት እና ቃለ እግዝያብሔር ስለ ልስበክ ቀልጥፏም ክሓዩእዮም በቦና ኣባ ገብረመድህን ደደመት ተልበጅን ይመሓላለፍ እዩ ኩሎም ኣብኡ ለለዉ ደጉተራት ፈቃድኡ በረካ ልከዱ ንነበሩ እዮም ኣምላክ ይመስገን ምሕረት ገይርሎም ፈጣሪ ልምስክር በቅዖም ልህዝቦም የገልግለዊ እና ኣነ ልባዕለይ ምስክር እየ ልብና መርምርና ኣብ ኣምላክ ነመለስ እትብል መዝሙር ሰምዐ ናብ ኣምላክ ተመልሰ ሰላም ኣለኩ ኩሉ ጭንቂ ኩሉ ሕማም ምሕርኒ ኣቦዋይ መድሃንየ ኣለም ይመስገን ሀዚ ኣብ ፅብቅ ደረጃ ኣለኩ ስለ ኩሉ ወዕለቱ ኣምላክ ይመስገን ኩሉ ግዘ ፈጣሪ ኣብ ልመረፆም ሰባት ሓድሩ ይምሕረና ኣነ ልባዕለይ ኣብ ኣቦና ገብረመድህን መዝምር ገይሩ ምሕርኒ ልብና መርምርና ኣብ ኣምላክ ንመለስ ልትብል ሰምዐ ተመልሰ ኣብ ኣቦና ሓድሩ ልመሓረኒ ፈጣሪ ይመስገን ከም ሓጥያተይ ተይኮነስ ከም ዓብዪ ምሕረቱ ሰላም ሰላም ሰላም ኣለኩ ሻላ ሰላማዊ እየስስ ክርስቶስ ተመስገን መድሃንየ ኣለም ልዘልዓለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም
@ኣንቲወእቱተስፍኡለኣዳም 6 ай бұрын
ኣሰይ እግዚአብሔር ይመስገን ሙሉእ ምሕረት ይግበሮሎም ዞም ሓተይ 🙏
@fdg761
@fdg761 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ታይ ይስኣኖ ተመስገን ክሐሽም እዩ ኣብ ፈጣሪ ዓውዪ ተስፋ እንሀኒ እልልልልልል❤ተመስገን
@hhghg9693
@hhghg9693 6 ай бұрын
ፀገም አብ ገዛ ከይኮን ማለት ከብ ገዛ ምስ ወፁ ምንም አይዐገርገሩን እና ፀበል ንዝሑሉ መሊኡ ምሕረት የውርደሎም ፈጣሪ
@MeriLove-h4t
@MeriLove-h4t 6 ай бұрын
አምላክ ምሉእ ምሕረት የዉርዶሎም መደሃአለም አቦይ
@Sss-zs7he
@Sss-zs7he 6 ай бұрын
ውይ ተመስገን እስመ ኣልቦ ለይሳኣኖ እግዚአብሔር ካብ ተመሰገን እሞ ታይ ታይ ውሬታ ንከፍሎ እ/ር ምሉእ ምሕረት ገይርሎም ናብ ምስክርነት ከም ዝበቅዑ ባዓልቲ ምሉእ ተስፋ እየ መ/ር ፀጋይ ዶሞ ዓስብካ ካብ እ/ር ርከቦ ምስ መሳርሕትካ ብኡነት ብሓጎስ ነቢዐ አብ መጨረሻ ንሓው ጫምኡ ክኣስረሉ ምስ ራኣኩ
@makitemesgen3386
@makitemesgen3386 6 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ዝግዚኣብሔር ታይ ይሰኣኖ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን ❤❤
@AllBaadr-w1r
@AllBaadr-w1r 6 ай бұрын
እግዛብሔር ኣምለክ ምሕረት ዮወረደልኩም👏♥💜😢😢
@JonMan-w5o
@JonMan-w5o 6 ай бұрын
ፃዲቅ ኣቡነ እንድርያስ ብኣማልደቱ ምሕረት ይልኣከሎም ዞምኣሕዋትና
@SaraSara-nh6ss
@SaraSara-nh6ss 6 ай бұрын
ምሕረት ላአከሎም ጎይታ ፈጣሪ ዓለም😮
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 6 ай бұрын
፣ፈጣሪ እንታይ ይሰአኒ ሙሉእ ምህረት ይግበረሎም ጎይታና ኩሉ ዝከል እግዚአቢሀር እዩ
@arsemahfh8901
@arsemahfh8901 6 ай бұрын
ዕልልልልልልልልልል ተመስገን ኣውነ እንድርያስ ኣቦይ
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደልኹም ኣሕዋተይ🤲
@nazretgebre9932
@nazretgebre9932 6 ай бұрын
መድህኒአለም አቦይ እንታይ ይሳአኖ ንተ ንስካትኩም አምላክ ይሀግዝኩም 🙏🙏❤❤
@destakonjo2505
@destakonjo2505 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ሙሉእ ጥዕኖኣም ይምለሰሎም ፈጣሪ ኣባይ ተባረኹ ጉዕዞ ምሕረት ንኽገብሮሎም ፈጣሪ ይሓግዝኹም👏👏👏
@sarayan525
@sarayan525 6 ай бұрын
አሰይ አምላኽ እንታይ ይስአኖ ደስ ክብል አብ ሓደ ማዓልቲ ክንዚ ለዉጢ ተመስገን
@hayawe2767
@hayawe2767 6 ай бұрын
ድንግል ማርያም ምሳኹም ትኺን ኣሕዋተይ😢😢
@yeshargabrha6088
@yeshargabrha6088 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበሮ❤
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube 6 ай бұрын
ተመስገን ብሓጎስ ነቢዐ😢😢ኣምላከ እንድርያስ ምሕረት ይኣዝዘሎም ❤🙏
@ስሌናTube
@ስሌናTube 6 ай бұрын
እግዚአብሔር መሓሪ እዩ ተመስገን ከምዚ ኢሎም ምርአይ ዓቢይ ነገር እዩ.ሕጂ እውን ነዛ ቤት ምሉእ ምሕረት የውርደልና.ኩሎም ልቦንኦም ተመሊሱ እዛ ቤት ፍሰሃ ኮይኑላ ኣቦና ክሕጎሱ ምርኣይ እዩ ፀሎተይ 🙏
@BerihaAlene
@BerihaAlene 6 ай бұрын
እግዝኣብሄር ምሉእ ምሕረት ይልኣኸልኹም ኡፍ ኣሕዋተይ መምህረይ እቲ መንበሪ ገዛ እውን ካብኡ ወፂኦም ተትቅይሩ እቲ ዝለፀ እዩ
@nettes6574
@nettes6574 6 ай бұрын
Elelelelelelelel Amlke Israel yemsgen selam nezabet yehabe mehrta katter eymo fetari kolo alme mehrto yhabkom🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 6 ай бұрын
አምላክ አቦይ ሓደራካ ካልአይ ብሓድሽ መንፈስ ክትምልሶ ክትሕውዮም 🙏🙏🙏
@MiliLilik-ge9jn
@MiliLilik-ge9jn 6 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ አለም እልልልልልል ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም 🙏🙏
@zaharazahara502
@zaharazahara502 6 ай бұрын
ዕልልልልልል ተመስገን ኣምላክ❤ እግዚኣብሄር የሓግዝኩም ያሕዋተይ
@Frewey
@Frewey 6 ай бұрын
ተመስገን አምላክ❤❤❤
@SelamGuesh-w2b
@SelamGuesh-w2b 6 ай бұрын
አግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የዉረደልም❤❤🙏
@letekiadngeremrym8795
@letekiadngeremrym8795 6 ай бұрын
ምሕሪት ይውርደልኩም👏👏👏👏
@MaryMm-h1m
@MaryMm-h1m 6 ай бұрын
ናይ እግዚአብሔር ተአምርስ ክንደይ ድንቂ እዩ መድኃኒ ኣለም ኣቦይ ታይ ሰኣነካ መሊእኻምሕረትካ ልኣኸሎም❤🙏
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 6 ай бұрын
መዳሃንኣለም ኩሉ ይካኣለካ ኩሉ ኣብ ኢድካ እዩ መሕረት ላኣከሎም ላኣኻ ዛኣመነ ኮቶ ኣይኣሓፍረን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@መብራህተወለተመድህን
@መብራህተወለተመድህን 6 ай бұрын
ኣስይ ተመስገን ምልእ ምሕረት ይግበረለኽም ስለ ኽሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
@ugh6249
@ugh6249 6 ай бұрын
ፈጣሬ ምህረት ያውርደልኩም አህዋተይ ይመሰለልኩም ፈጣሬ ታይ ይሰአኖ
@hayahname9355
@hayahname9355 6 ай бұрын
ሙሉእ ምሕረት የወርደልኩም እግዚአብሔር አምላአክ አሕዋተይ ማዓርይ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 6 ай бұрын
ተመስገን❤ቅዱስ❤እግዚኣብሔር❤መድሃኒ ኣለምዕልልልልልል❤ ናበልኩም❤ይምለስኩም❤መድሃኒኣለም ❤ምሳኩም ይኩን❤ድንግል❤ማርያም❤ቅዱሳን❤መላእክቲ❤ኣማላድነቶም❤ፀሎቶም❤ኣይፈለኩም❤ኣይፈለየና❤ንዘልኣለም❤ኣሜን❤❤❤
@mediymediy4807
@mediymediy4807 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኩም
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 6 ай бұрын
ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ❤❤❤
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የዉርደሎም ታይ ስኣኖ ❤
@abrehetkeshp9742
@abrehetkeshp9742 6 ай бұрын
እሰይ ተመስገን ኣምላኸ ቁዱሳን ምሕረት የውርደሎም
@Elias_star
@Elias_star 6 ай бұрын
ይመሰለልኩም ኣምላከ ቅዱሳን ምሕረቱ ይልኣከሎም
@Th-si7zn
@Th-si7zn 6 ай бұрын
መድሃኒኣሎም ኣቦይ ኣልቦ ዘይሳኣኖ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ምልኡ ምሕረት ድማ የዉርደልኩም ምቅራት ኣሕዋትና
Почему Катар богатый? #shorts
0:45
Послезавтра
Рет қаралды 2 МЛН
ብወለዲ ምምርዓው ይበልፅ ፡ #amazing lovestory #wedding
32:36
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 27 М.
"ድሕሪ 30 ዓመት ካብ ኣስመራ ወርቃ ተመሊሱላ!"
32:33
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 140 М.