ደቀይ

  Рет қаралды 46,672

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 742
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 9 күн бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደለም😢😢
@wedimhrey2995
@wedimhrey2995 7 ай бұрын
ኣጋንንቲ ዘሳደደ፡ ምዉታት ዘተንስአ፡ ላምጻማት ዘንጸሀ፡ ካብ ዝተፋላለየ ዓይነት ማእሰርቲ ናጻ ዘዉጸአን ዘዉጽእን ጎይተ ኢየሱስ ክርስቶስ ይብጽሓያ እዛ ቤት።
@zaidteklay67
@zaidteklay67 7 ай бұрын
Amennnn❤❤❤❤
@ሰብኩን-ሰ3ኸ
@ሰብኩን-ሰ3ኸ 7 ай бұрын
ኣታ ብሩክ ሓወይ መምህር ፀጋይ ብመናእሰይ ኣሲርኩም ንሰሙን ማይፆሎት ተትወስድዎም ምተፈወሲ ብኣማላድነታ ድንግል ኣዴና ማርያም ፈጣሪ ይሓግዝኩም ዋ ፅበል ትሓባበርዎም😪😪🙏
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን 7 ай бұрын
እወ አቦሃደራ ዝብሃል መጨሎት አሎ ፅቡቅ😢😢
@hehhggd
@hehhggd 7 ай бұрын
ኦ ኣምላኽ መሓሪ ኩሉ እዛ ገዛ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምታ 🙏🙏🙏
@senaittekle8405
@senaittekle8405 7 ай бұрын
Amen
@BdMs-ci3dp
@BdMs-ci3dp 7 ай бұрын
አሜን😭
@محمدمحمد-ظ8خ4ع
@محمدمحمد-ظ8خ4ع 7 ай бұрын
አሜንአሜንአሜን
@Abii891
@Abii891 7 ай бұрын
ኣሜን፫
@GenetAlem-ys4ue
@GenetAlem-ys4ue 7 ай бұрын
Amen
@ghenettsegay2762
@ghenettsegay2762 6 ай бұрын
ብስም የሱስ ክርስቶስ እግዝኣብሄር ይግንሓዮ ፡ ጎይታ የሱስ ብምሕረቱ ናብዚ ገዛ ይእቶ።
@shewitbahta4494
@shewitbahta4494 7 ай бұрын
😭😭💔ብጣዕሚ የሕዝን💔 ክቡር ሓዉ ሓደራኻ ከም ገለ ጌርካ ምስ መሓዙትካ ተሓባቢርካ ነዞም ስድራ ኩሎም ናብ ማይ ጨሎት ውሰዶም ፥ ዓስቢ ካብ ልዑል እግዚኣብሄር ክትረኽቦ ኢኻ ፥ መድሓኒ ዓለም እዛ ገዛ ብምሕረቱ ይመልከታ 🙏
@SolomonKebede-uw7vl
@SolomonKebede-uw7vl 7 ай бұрын
መምህረይ በይዛኻ ሓደ ነገር ግበር ዝሓወይ 😭😭
@bestebeste5137
@bestebeste5137 7 ай бұрын
❤❤❤😊😊😊
@michaeltesfamariam7229
@michaeltesfamariam7229 7 ай бұрын
አዞም ስድራ ብጣዕሚ የሕዝኑኻ ምሕረት የውርደሎም ማይ ጨሎት ውሰድዎም በጃኹም
@MeezanTegrai
@MeezanTegrai 7 ай бұрын
ንዛ ገዛ ምሕረት የውርደልካ❤❤❤❤❤❤❤
@abooa8769
@abooa8769 7 ай бұрын
ፀላእየ ልቡ ይሰበር ኣነስ ኣይካኣልኩ እፍፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭 ቅዱስ ገብሪኤል ኣበይ ካብ እስራትኩም ይፍታሕኩም ታሪኩም ይቀይረልኩም ኣቱም ሰባት ናጋ ጋሓት ክንሞትስ ክንዲዚ ጭካነ እሞ ከማካ ሰብ እሞ ኣብዛ ዓለም ዘይንንብር ኣቱም ደፍታራታት ጠንቆልቲ ሸወጥቲ ክታብ ኣፍዝ ኣደንግዝ ናበልኩም ትውዕሉ ወይለኩም ነብስኩም ናጋ ጋሓት ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ክትቆሙ ኢኩም እንታይ ኢልኩም እኩም ክትምልሱ ልነብሰኩም ምሓለክምላ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@fuch9239
@fuch9239 7 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም😢
@bestebeste5137
@bestebeste5137 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@LemLemHadush
@LemLemHadush 7 ай бұрын
አግዚብሔር አምላክ ምሕረትየውርደልኩም😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 7 ай бұрын
ምሕረት የውርደሎም እግዚአብሔር ኣምላክ 👏 እወ እዚ ጸላኢ ሰናይ እዩ ኣሲሩ ናብ ጸበል ዝወስዶም ከምረከቡ ክሓውዩ ነይሮም ሓመድ ትብለዐኒ ኣሕዋተይ 💔😥😥
@Sanirey777
@Sanirey777 7 ай бұрын
Ygerm u seytan alo nbl nbalna seytawnti
@ኣልሚ
@ኣልሚ 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዮ እዞም ቆልዑ ብመተት እዮም ተአሲሮም ዘለው እና መምህር ፀጋይ ሓወይ ተሓባቢርኩ ኣሲርኩም ዋላ ፀበል ውሰድዎም በጃኩም እፍፍፍ😢
@ZufanZuzu-rr8ev
@ZufanZuzu-rr8ev 6 ай бұрын
ቸሩ መድሃንያኣለም ምሕረቱ ይላኣኸልኩም ኣሕዋተይ ውይይይይይይ
@KomuJizsan
@KomuJizsan 7 ай бұрын
በዛኻ ፁቡቅ ምግባርካ ዘይቀሪ ፀበለልልል 😢😢😢😢😢ዉሶዶም ኢድ ሰብ እዩ ሓሊፉዎም
@Sarah-ut6nk
@Sarah-ut6nk 7 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍ እዋይ አሕዋተይ አታ እንታይ ጉዱ እዩ መምህረይ በጃኻ ምስቲ ሰፈር ተሓባቢርኩም ማይጨሎት ውሰድዎም ፈጣሪ ከአ ክምሕሮም እዩ
@arsemawtabraha5926
@arsemawtabraha5926 7 ай бұрын
ፀበል እዮ ዘድልዮም ተጠሚቆም ይዶሕኑእዮም አምላክ ምሕረት ያውርደሎም💔☝️☝️🤲🤲🤲🤲
@liyateam9120
@liyateam9120 7 ай бұрын
ምስዚ ምሉእ እምነቶም ከምዚ ኢሎም ምፍታኖም ኩሉ ንፅቡቕ እዩ ኣጆኹም ዝኣመንክሙዎ ኣምላኽ ኣይገድፈኩምን
@24ዮዳሄ
@24ዮዳሄ 7 ай бұрын
ይሕዎተይ ዓዓቅምና ንሐግዝ ማጮሎት ክከዱ እዞም ይሕዋትና በስማአብ ምሕረት የውርደሎም
@lealemalemamen9029
@lealemalemamen9029 7 ай бұрын
ኩቡር ሓው ከፊልካውን እንተኾነ እዛ ገዛ ክትጸርይ ተትግበር ጽቡቅ ይመስለኒ፣ ቁሩብ እታ ሓፍትና አብ ዝሓሸ ጥዕና ምህላዋ ተስፋ አለዎሞ እታ ገዛ ሰብ አተሓባቢርካ ክትጸርይ ተዝግበር ይምረጽ።
@bestebeste5137
@bestebeste5137 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤😊😊😊
@SenaytSenayt-kg7yr
@SenaytSenayt-kg7yr 7 ай бұрын
ዉይ የከኣልኩይ ኪዳነ ምህረት ኣደይ ሓደራ ታሪኮም ቀይሪ😢😢😢😢
@አስኪዩቱብ
@አስኪዩቱብ 7 ай бұрын
ወይይይ😢😢😢ናብ ጸበል አሲርኩም ውሰድዎም እዚ መተት ክከውን አለዎ ኩሎም የዕቢዶም ከይተሓጋገዙ ምእንታን እዮም ማዓረ ጌሮምም ዝኔው
@bestebeste5137
@bestebeste5137 7 ай бұрын
😊😊😊😢😢
@BlesssedDay
@BlesssedDay 7 ай бұрын
ናብቲ ጸበል ትብልዎ ዘለኩም፡ኪከዱስ ገንዘብ እዩ ዘድልዬም
@Kanal0809
@Kanal0809 7 ай бұрын
💔💔💔💔
@bettyboo7783
@bettyboo7783 7 ай бұрын
ቸሩ መድሀኒኣለም ምህረት የውርደልኩም እግዚኣብሄር ዝሰኣኖ የለን እሞ ፀበል ኪዲ ቸሩ መድሀኒኣለም ምህረት የውርደልኩም መምህር ፀጋይ ብደቅካ ተሀጋስ ኣምላክ እናታሀጏስካ ንበር ተባረክ
@destakonjo2505
@destakonjo2505 7 ай бұрын
ተዝካኣልስ ንዞም ዓዲ ነጊርኻ ኣታሓባቢርኻ ማይ ፆሎት ምትሓፀቡ እሞ እግዚአብሔር እዉን ኣይጭክነሎምን ስድራ ገዛ ኹሎም ኸሕዝኑ😢 መምህር ፀጋይ ፀጋ ጥዕና ይዉረስኻ ❤❤ንቶም ገዛ ዉን ሙሉእ ምሕረት የዉርዶሎም
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 7 ай бұрын
እግዝኣቢሔር ኣምላክ እዞም ስድራቤት ብዓይነ ምሕረትካ ጠምቶም ምሕረትካ ኣውርደሎም በጃኩም ኣሲርካ ጸበል ይታሓጸቡ ክማሓሩ እዮም😥😥😥😥
@jucf4669
@jucf4669 7 ай бұрын
ዋይ ታሕዝን መድሃኔ አለም አቦይ ታርኾም ቀይር😢😢 ሰብ እዩ ፀይቅዎም ድንኦዋ ፀበል ይትሓፀቡ እመብርሃነይ ትፈውሶም ሓደራኽ ወላድት አምላከይ ታርኾም ቀይር ብጣዕሚያሕዝን
@bestebeste5137
@bestebeste5137 7 ай бұрын
😢😢😢😢😊😊😊
@ፋነይ
@ፋነይ 7 ай бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ ካብ ክልተ ጊዜ ምርኣይ ይሰውረና😢😢ይሕዋተይ ድማ ኪዳነምህረት ጽላላ ተብረልኩም😢😢😢
@birikitialemayo3516
@birikitialemayo3516 7 ай бұрын
ኦ' ኣምላኽና ፈውሲ መድሃኒትካን ምሕረትካን ስደድ 🤲🤲🤲
@Abeba-d6m
@Abeba-d6m 7 ай бұрын
እፍፍፍፍ መድሃኒ ኣለም ምሕረት የውርደሎም 😢😢😢😢 ትዛረቦ ይጠፍአካ 💔እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይሃብካ ፀጋይ ሓወይ 💚💚 እምነቶም ካኣ እዞም ወለዲ ምጥንካሮም 💚💚💚 እመብርሃን እምነቶም ሪኣ ሰላምን ምሕረት ተውርደሎም 👏👏👏
@marym9462
@marym9462 7 ай бұрын
ቸሩ መድሃኒኣለም ምሕርት ያውርደልኹም 🙏💔😢
@zem1988
@zem1988 7 ай бұрын
ምሕረት የውርደሎም፣ ኣቤት ሰላም እንተ ዝኾውን ነይሩ ጋብር ደርዓንቶ ወሲድካ ጸበል ምሕጻቦም። 😢
@ShewitGery
@ShewitGery 7 ай бұрын
ምሕረት የዉርደልኩም ፈጣሪ ኣይ ማዓራተይ😢 በጃካ ማጨለት ዉስዱዎም ክድሕኑ እዮም ኣህ የሕዝን
@Hirt14
@Hirt14 6 ай бұрын
ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ምሕረት ኣውርደሎም እፍፍፍ ከሕዝኑካ ዞም ወላዲ 😢😢😢😢
@hfgsdfhdhh9922
@hfgsdfhdhh9922 6 ай бұрын
እግዚአብሄር ይብጽሐሎም ይምሐሮም አነ ጸበል ክሕጸቡ እየ ረኤዮም እም ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም ንስካ ውን ዝሐወይ ጸጋይ ዕድመ ጥዕና ይሀብካ ሐወየ
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 7 ай бұрын
ንሰብ ክተጥፍኡ ከይደቀስኩም ትሓድሩ ውላድ ኣጋንንት ዝኮንኩም ኢድኩም ኣይትስኣኑ ሩጉማን😭💔 እግዚአብሔር ኣምላክ በምህረቱ ይጎብኛችሁ እመብርሀን ታሪካችሁን ትቀይርላችሁ አሜን🤲❤🙏
@ስሌናTube
@ስሌናTube 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ሓዚነ እዚ ጠጠው ኢሉ ዘሎ ዶክተር መብራህቶም መማህርተይ ናይ ክላስና ብሉፅ ተማሃራይ ኔሩ ኮፍ መባህልተይ 😭 ፍፅም ምስሰብ ኣይዛረብ ሕቶ ክምልስ ጥራሕ ድምፁ ንሰምዖ ፍሽኽ ጥራሕ እምበር ዘረባ ዘይፈልጥ ሚስኺን ከምዚ ኮይኑ ክርእዬ ልብካ ይሰብር.ጎይታ ነዛ ገዛ ምሕረት ይልኣከላ😔ሓዊዬም የርኤና
@Merkebመርከብ
@Merkebመርከብ 6 ай бұрын
ፀበል እንተ ዝከዱ 😢
@DestaDesta-qz4sd
@DestaDesta-qz4sd 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢 እግዚእብሔር ባዕልካ ዓይኒ ግበር😢😢😢😢😢😢
@FreweiniGebrehiwot-ql4ku
@FreweiniGebrehiwot-ql4ku 4 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢 ኣቤት መሓረና መድሃኒኣለም😢😢😢
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 6 ай бұрын
አቤት ፈተና ናይ ሰብ መወዳእታ ዘይብሉ ብሰብ እንተኾይኑ አምላክ ይፋረዶም እዙ ኹሉ ፍልጠት ሒዞም ንባዕሎም ኾይኖም ንሰብ ዝተፉ ተአሲሮም ኮፍ ኢሎም መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብ አቱም ሰናይ ስራሕ እትሰርሑ ብዝወፀ ይተክእ ወፊርኩም ተመለሱ 😢😢😢😢😢😢
@BrhaneMehari-lk6mc
@BrhaneMehari-lk6mc 7 ай бұрын
እቲ ሽግርካ ከይነገርካዮ ዝረድ እግዚኣብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምትኩም ምሕረቱ ይስደደልኩም ኣንቱም ሰባት ኣብ ዓዲ ዘለና ህዝቢ ሽግርና ክርሕቕ ነንባዕልና ንተሓላለ ሓደራ ናብ ማይጸሎት ንውሰዶም የቐንየልና መ.ም ጸጋይ ሓወይ ምስ መሳርሕትኻ❤❤❤🎉
@SsdSds-f3q
@SsdSds-f3q 2 ай бұрын
ውይ ኣሕዋተይ 😢😢ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሕረቱ ይልኣከልኩም 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@robielcom
@robielcom 4 ай бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ ምሕረትኻ ለኣኸላ ንስድራኻ 🙏❤🙏😢😢😢
@AzebTibebu
@AzebTibebu 6 ай бұрын
እግዛብሄር ይማራቹ ድንግል ማርያም ከናተ ጋር ትሁን
@eteneshyosef1052
@eteneshyosef1052 7 ай бұрын
እዋዋዋዋዋዋዋዋ ስድራይ ቅድሜኩም ድአ አቦይ እግዚአብሔር ታሪክ ቀያሪካ ኢካ እሞ ናዛ ገዛ ምህረታ ልዓከላ
@albadralbadr5199
@albadralbadr5199 7 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም 🙏🙏
@Greatideas29
@Greatideas29 7 ай бұрын
ትግራይ ብኸምዚ ብዙሕ ሰብ ትስእን ኣላ። ሓደ መሓዛይ 10 ዓመት ምስ ሰብ ምሕዋስ ሲኢኑ ከቢድ ችግር ረኺቡ ድሕሪኡ ግን ኣብ ሓደ ቤተክርስቲያን ከይዱ ዲሒኑ ናብ ንቡር ተመሊሱ ይነብር ኣሎ። እዚኦም እውን ፈጣሪ ይኣኽሎም ንሓግዞም ክሓሩ እዮም
@mulutesema5496
@mulutesema5496 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@አስራተድንግል
@አስራተድንግል 7 ай бұрын
እፍፍፍፍ ኣሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም🙏😢 ማይ ፆሎት ይወሰዱ ማይ ፆሎት እዩ ዘድሕኖም❤
@የቅድሰትአርሴማልጅ
@የቅድሰትአርሴማልጅ 7 ай бұрын
ሰላም መ ምህረይ እግዚአብሔር እግዚአብሔር ይምሓርኩም ማይ ፆሎት ዋሰዲዋም ናይ እዚ ናይ ርኩስ መንፍስ ስራሕ እየ እግዚአብሔር ይምርሓርኩም ምድህን አለም
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 7 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ማይ ፆሎት ፅቡቅ ነይሩ ናይ ፀላኢ ሰናይ ስራሕ እዩ እዚ እግዚኣብሔር ይገስፆም እበር 😢
@joniermi
@joniermi 7 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ኣየ ስድራይ ማዓረይ ክንደይ ከ የደንግጹካ፡እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደልኩም ናብራ ቐደምኹም ጥዕና ቐደምኩም ይምለሰልኩም።😢😢😢💔💔💔🙏🙏🙏🙏
@liyateam9120
@liyateam9120 7 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ንዝፈትዎ እዩ ዝፍትን ኣጆኹም ክቡር ኣቦይ ማዓረይ ንወሃቢ በረከት ስጋ ወነብሲ ይግበረልካ ዝሓወይ መምህረይ ዓቢይ ጸጋ ሓይሊ ብርተዐ ይሃብካ
@NigistiYikealo
@NigistiYikealo 6 ай бұрын
ኦ ፈታሪ ኩሉ ዓለም ምረትካ ልኣከሎም 😢😢😢
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
@ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 7 ай бұрын
ኣየ ህዝበይ ኣምላከ ቅዱስ ያሬድ ምሕረትካ ኣዉርድ በስመአብ
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea 7 ай бұрын
ኪዳነምህረት ምስ ወድኺ በጃኺ ፈውስዮም ንስኻ ከአ ወደይ ኮልል እንዳበል ትረድኦም ዘለኻ ንጽድቂ ይግበረልካ ድራረይ ዎግይታ ነዛ ስድራ ባርካ 🙏✝️
@bestebeste5137
@bestebeste5137 7 ай бұрын
❤❤❤❤😊😊😊
@DyanaDiyana
@DyanaDiyana 7 ай бұрын
😭😭😭በጃኹም ናብ ማይፀሎት ውሰድዎም ልበይ ተሰይረ 😭💔💔💔ወይለኻ ገባሪ ክፉእ ኤህ ኤህ ኤህ 😭😭😭
@abrehetkeshp9742
@abrehetkeshp9742 7 ай бұрын
ክቡር ሓውና ብዝወፀ ይተከአልካ ኣምላኸ ቁዱሳን ኣብ ዓምደ ወርቁ ይፃሓፍልካ ዝሓወይ 🙏
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 7 ай бұрын
ሰላም ብሩኸይ ዘይተረኣየ እምበር ክንደይ መከራ ዝሓቆፈ ገዛ እዩ ዝኒሀ 😢😢😢 እግዚአብሔር አቦይ ፍውስካ ላአከላ ነዚ ገዛ ብምሕረት ጎብንያ 🙏🙏 ናብ ማይጨሎት ተሎ ተዝውሰዱ ፅቡቅ ነይሩ ከምቲ አቦ ዝብልዎ እዚ ጠጠው ኢሉ ዘሎ አስጋኢ እዩ ምስ ውኒኡ ሰለ ዘየለ 😢😢😢😢
@trhasgide-pl9wi
@trhasgide-pl9wi 7 ай бұрын
እዋይ ኣነ የሕዋተይ😢😢😢 ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሕረትካ ለኣከሎም መ/ም ጸጋይ ሓወይ ናይ ጸላኢ ሰናያት እዩ እንተክእልኩም ማጨሎት ውሰድዎም ምሕረት የውርደልኩም እህም 😢
@shashugebre8931
@shashugebre8931 7 ай бұрын
ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ሓድርኻ ምሕረት ሰደደሎሞ ክቡርሓውና መምህር ፀጋይ ብዘከድካዮ ፊጣሪ ይሕግዝኻ አጅኸ
@bestebeste5137
@bestebeste5137 7 ай бұрын
😊😊😊
@debesegaltewahdo456
@debesegaltewahdo456 7 ай бұрын
ኣምላከ ሰማእቱ ቅዱስ ጊዮርጊስ ነዛ ገዛ ብፅሐያ ጎተተይ ምሕረቱ የውርደልኩም
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 7 ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም እዳባሃደራ ማይፆሎት ዝወሰዶም እንተዝረክቡ ፅቡቅ ነሩ ፀግሸይ 🙏
@brktiGyohans
@brktiGyohans 6 ай бұрын
ኣብ ምድሪ ኣይኮነን ዶ ንዓና ንደቂ ሰባት ክትክውንን ክትምችውን ነቲ ዝፈጠራ ኣምላክ እየሱስ ክርስቶስ እካ ብዙሕ ግፍዕታት መክራን ኣብፂሓትሊ ሉ እያ፡፡ገባሪ ክፉእ ብኢደ እግሩ ይሓዘልና፡፡እቶም ናይ ዲያብሎስ ተላኣኣክትን ለኣክትን ናብ ልቦነኦም ተመሊሶም ንስሓ ኣትዮም ካብቲ ሕማቅ ተግባሮም ንክምለሱ ፈጣሪ ዓይነልቦነኦም ይክፈተሎም፡፡ ኣብ ሂወተይ ዘጋጠመኒ ነገር ነይሩ ግን ክብርን ምስጋናን ንልኡል እግዚኣብሄር ንወላዲቱ ቅድስት ድንግል ማርያም ንመስቀለ እግዚእነእየሱስ ክርስቶስ ይኩን በቶም ቃል ኪዳን ዝሃቦም ቅዱሳን ፃድቃናት ሰማእታት ነብያት ,ብ ኣቡነ እንድርያስ ቅድስቲ ኣርሴማን ብዙሕ ሽግረይ ተፈቲሑ ድሒነ ተማሒረ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ ይርክብ፡፡ እዚ ኣቶም እውን ፀበል ጥራሕ እዩ ዘድሕኖም ብዙሓት ክምዚኦም ዝበሉ ድሒኖም ብዓይነይ ስለዝረኣኩ
@brijap5171
@brijap5171 7 ай бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረት የልኣኸልኩም ዕሸላተይ🤲 መ/ረ ፀጋይ እዉን ሉኡኽ ናይ እግዚኣብሔር ከይንካ እትሰርሖ ስራሕቲ ፀጉኡ የሕድረልካ ፈጣሪ
@DanuFiseha
@DanuFiseha 7 ай бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደሉኹም የሕዋተይ አሲሩኩም ፀበል ዉሰድዋም
@mekdiyoutube
@mekdiyoutube 7 ай бұрын
ኪዳነ ምህረት ኣደይ ሓደራኺ ብዓይኒ ምሕረትኪ ጠምትዮም 😢😢 ፀጋይ ሓወይ በጃኻ ሰብ ግበረሎም ማንጨሎት ዘሕፅብ 😢ታሪኽ ከም ዝነበረ ክኾኖሎም 😭😭😭 ኣቱም ፈጣሪኹም ረሲዕኩም ብ መተት ሰብ ትኣስሩ ግን ፅባሕ ንጉሆ ኣብታ ሰማይ ዋሕስ ኣይትረኽቡይ ሞ እግዛአብሄር ይፍረድኩም መናእሰይ ኢዶምን እግሮምን ኣሲርኩምዎም እንታይ ትረኽቡ 😭😭🥺
@Naaa-k3h
@Naaa-k3h 4 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኩም እግዚ ኣቢሔር ኣምላኽ
@asfg1772
@asfg1772 7 ай бұрын
ኦ ገይታይ ምሕረት ላአከለሙ 😢😢 ካብ ከምዝ የሰዉረና ፈጣር😭😭😭
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን 7 ай бұрын
እሕሕሕሕሕሕሕሕ ፈጣሪ አቦይ ካብዚ ሰዉርኒ አይ ሰብ ግን ወዮ አልኩም☝️☝️ 😭😭😭😭😭😭😭
@tesfaldetabrha9741
@tesfaldetabrha9741 7 ай бұрын
በብሕድ ጊርኩም ማይ ጮሎት ውስድሎም በጃኩም አነሒና ክኣ ብጽሎት ክንሕግዘኩም ኢና አምላክ ምስ አኩም ይኩን አሜን ምሕርት ይውርድ
@Tsige-xv9rf
@Tsige-xv9rf 7 ай бұрын
ኦ አምላኸይ ነዛ ገዛ ምሕረትካ ላአኸላ
@BdMs-ci3dp
@BdMs-ci3dp 7 ай бұрын
አሜን😢😢
@ኣደይእያዓለመይ-ጀ9ጘ
@ኣደይእያዓለመይ-ጀ9ጘ 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣቦይ ፍፁም ምሕረት ግበረሎም
@abebahileslase5851
@abebahileslase5851 5 ай бұрын
ኣሕዋተይ መሕዘኒ ምሕረት ይውርደልኩም 🙏🙏😥
@AaAa-l7h4k
@AaAa-l7h4k 7 ай бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የልኣከልኩም🤲 😢ኣቦይ ማዓረይ ፀላኢኩም ይዳፋእ😢😢
@smtsegai6085
@smtsegai6085 6 ай бұрын
ኦ ፈጣሪ ብዓይኒ ምሕረትካ ረኣዮም,ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም።
@fdg761
@fdg761 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ንኹሉ ምኽንያት ኣለዎ እግዚአብሔር ጥዕናኦም ሙሉእ ይገበረሎም ኣያዋይ
@alemtsehayasefa6862
@alemtsehayasefa6862 7 ай бұрын
ኩሉ ንካአሎ ቅዱስ እግዚአብሔር ብምህረቱ ይመልከትኩም አሜንንን
@BellaG-h9d
@BellaG-h9d 7 ай бұрын
ዋይ መምህር ሃወይ ኣምላክ ሰሪሁ ኣይልውጥካ ንዞም ቆል ኡ ምህረት የውርደሎም ዌለድይ ድማ ት እግስቲ ይሃብኩም ፀሎቶም ኣምላክ ይስማኣዮም
@Nubu-m9v
@Nubu-m9v 6 ай бұрын
ምሕረት የዉርደሎም ፈጣሪ ታይ ይስኣኖ
@fioriberhe663
@fioriberhe663 7 ай бұрын
Bshm yesus agantawie srah kulu ztegebere abza biet Bshm yesus yfres. 🙌🙌🙌
@tigstitigsti9607
@tigstitigsti9607 7 ай бұрын
😢😢😢ካብዚ ሰዉረና ፈጣሪመሓሪ እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደላ ንዛ ቤት ኣቱም ሙሁራት ኣቱም ሓካይም እስኪ ነዚኦም መፍትሒ ኣቅምጡ ሸይጣን የለን ደፍተራ የለን ቡዳ የለን ትብሉና እለኩም መን እማ እዩ ኣባላሸይዋ ዛ ገዛ😢😢😢
@habesha132ab
@habesha132ab 7 ай бұрын
እዚ ፀይቂ ክኾውን ኣለዎ
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 6 ай бұрын
ኣታ ሓፍተይ ቡዳ መንፈስ እበር ብዳ ሰቤ የለን ሐዝውን እንተኮነ ኣብ ሰባት ሓዲሩ እዩ ዝሰርሕ ኣቅስቲ ደፍተራታት ዘይ ተማሂሮሞ ከይ ግብሪ ዝገብሩ ዘለዉ ዓሌት ቡዳ ደማ ኣለዎም እዩ
@kusunemntoynski3376
@kusunemntoynski3376 7 ай бұрын
ኣይይይ ወላዲ ዝረክቦ መድሃኔኣለም የብርሃልኩም ፈውሲምሕረቱ ይሰደደልኩም። ማይ ጨሎት ክከዱ ንሓግዞም ኣሕዋተይ።
@mmn108
@mmn108 7 ай бұрын
ምሕረት ይልኣኸሎም መድሃንይኣለም ክርስቶስ 😢😢❤❤❤
@makitemesgen3386
@makitemesgen3386 7 ай бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረት የዉርደልኩም ኣይይይይ ምሕረት የለኣከልኩም ኣይይይይ ናብ ማይ ፆሎት ዉድዎም😢💔💔
@bestebeste5137
@bestebeste5137 7 ай бұрын
ኣህህህ ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኩም መድሃኒ ኣለም መድሓኒቱ ይልኣከልኩም ኣሕዋተይ 😥🙏🙏🙏
@EhamAs-ep9co
@EhamAs-ep9co 7 ай бұрын
ኪዳና ምህርት ኣደይ ሓደራኪ ብዓይኒኪ ምሕረትኪ ጠምትዮም 😅😅😅
@TimnitKiros
@TimnitKiros 6 ай бұрын
🥺🥺🥺😪ኦ መድኒኣለም ኣቦይ ኩሉ ትኽእል ኢኻሞ ምሕረት ለኣኸሎም 😢🤲🤲🤲
@asterhailehruy1175
@asterhailehruy1175 6 ай бұрын
ዋይይይይይይ አሕዋተይ ናይ ሰብ ድዩ ናይ እግዛብሔር ፈጣሪ ምሕረት ይልአከለኩም 😢😢😢😢😢😢
@spiritandlifeword
@spiritandlifeword 7 ай бұрын
ምሕረት እግዚኣብሄር መዋፅእቲ ክፈጥረልኩም ይኽእል እዩሞ ኣጆኹም መድሃኔኣለም ተኣመንዎ ተስፋ ከይትቖርፁ።
@rahelgebre2087
@rahelgebre2087 7 ай бұрын
ኣሕዋተይ ቅዱስ ሚካኤል ምሕረት የውርደሎም መተት እዩ
@abrahayemane599
@abrahayemane599 7 ай бұрын
Entay maletyu metet
@وين-ش8ط
@وين-ش8ط 7 ай бұрын
ካብዚ ምሓረኒ ኣምላክ ምሕረት የዉርድ
@SelamMosi
@SelamMosi 2 ай бұрын
Amlak mehret ywrdlkum 🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 7 ай бұрын
መ/ም ፀጋይ ሓወይ ናይ ፀላኢ ሰናያት እዩ እንተኪኢልኩም እንደምንም ኢልኩም ማይፀሎት ዉሰድዎም ዝሓወይ ሓደራጎይታዋይ
@ሓበሻhabeshatube
@ሓበሻhabeshatube 6 ай бұрын
ኦግዚኦ ኣቱም ከምዚኣ ትገብሩስ ናማን ዶ ኮን ሃሪስኩም ትሓድሩ ትኮኑ😢😢😢 ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ ቃደማኩም
@BetiNega-jb2no
@BetiNega-jb2no 7 ай бұрын
እዋይ ኣንታ ፈጣሪ መድሃኒኣለም ምሕረት እንዶ ኣዉርዶሎም ኪዳነ ምህረት ባዕላ ትምሓሮም ግን ኣበይ ድዮም ዝርከቡ
@messiliyu1647
@messiliyu1647 7 ай бұрын
እዋይ ኣሕዋተይ ምሕረቱ ይስደደልኩም😢😢😢😢
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 6 ай бұрын
ፈጣሪ ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም🤲😢
@MtslalBrhane
@MtslalBrhane 7 ай бұрын
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ኩሉ ዝከኣለካ ንዓካ ዝሳኣነካ የለን እሞ ምሕረትካ ላኣከሎም ታሪኮም ቀይሮ😢😢 መምህረይ ኣምላክ ይሓግዝካ ማይፀሎት ውሰዶም መምህረይ እመ ብርሃን ፅላል ትኩንካ ክቡር ሓወይ ❤❤❤
@Th-si7zn
@Th-si7zn 7 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምልእ ምሕረት ይወርደልኩም ክብራተይ ካብ ኩሉ ክፍእ ፈጣሪ ይካልለና
@mahilovely8632
@mahilovely8632 7 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም😢
@መብሪጓልትግራይ
@መብሪጓልትግራይ 7 ай бұрын
ምሕረት ይልኣክ ፈጣሪ ኣቤት ሰብ ዘይረክቦ ኮ የለን
@djsv1094
@djsv1094 7 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ኩሉ ገዛ ብዓይኒ ምሕረት ጠምታ ፈጣሪ😢😢😢
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 6 ай бұрын
ኦ እግዝኣብሄር ኣምላክ ልዞምገዛ ምሕረትካ ላኣከሎም😢
Жездуха 42-серия
29:26
Million Show
Рет қаралды 2,6 МЛН
ССЫЛКА НА ИГРУ В КОММЕНТАХ #shorts
0:36
Паша Осадчий
Рет қаралды 8 МЛН