Dawit Gebreselasie | Kabilla Shege - ዳዊት ገ/ስላሴ(ካቢላ) ሸገ - New Tigrigna Music 2024 (Official Video)

  Рет қаралды 164,518

Suba Entertainment

Suba Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер
@gual70enderta17
@gual70enderta17 6 ай бұрын
ጥዑም ድምፂ ፅቡቕ ስራሕ እዩ ሞዴል ትግራወይቲ ምገበርካ ልበለፀ ምኾነ ነይሩ ትግራወይቲ ሸገ ኢልካስ ኣምሓረይቲ ኣምፂእካልና ቅር ኢሉና ትግራወይቲ ምኮነት ተቆኒና ብጣዕሚ ከጥዕመላ ነይሩ 👌😍😍😍
@LiAa400
@LiAa400 6 ай бұрын
are tay malet eyu bsru zhalefe keyakl
@Bura728
@Bura728 6 ай бұрын
ገያድ ንካሊእ እማ ከምኡ ኣይትብሉይ
@gual70enderta17
@gual70enderta17 6 ай бұрын
@@Bura728 ልመሰለኒ ክብል መሰለይ እዩ እዚ ለ ሓቂ እዩ ትግራወይቲ ኢልካ ዶ ኣምሓረይቲ ተምፅእ ኢኻ 😊😊
@simontekle8266
@simontekle8266 6 ай бұрын
@@Bura728 bura fandya kemzikonka tegetimka aleka😂😂😂
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 6 ай бұрын
እረ ንሳ አበይ እያ ክትብሎ ሸገ ንአአ ዘይምልከት አታ እቶም ደረፈትስ ይረድኦም ዶ ሕጆውን ንሽዋ ይኮዱ አለው ደቃዓድኩም አፈሉጡ ንሳተን ይጠቀማ ዋእ
@danitgray4707
@danitgray4707 5 ай бұрын
ትግራወይቲ ስኢንካ ድዩ ኣምሓረይቲ ቆልዓ ትግራይ ትብላ መሕፈሪ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ እባ ግበረለይ
@yagiikw83
@yagiikw83 5 ай бұрын
እንድዕሉ ቆንጅ ትግራወይቲ ዝሳአነ ይመስል
@Bahgi_
@Bahgi_ 4 ай бұрын
ዳዊት ገብረስላሴ (ካቢላ) ማለት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኮይኑ ኣብ እቲ ሕማቕ ግዜ ስለ ትግራይ ዝምልከት ጥራሕ ኣብ ዓመት ከባቢ 48 ግጥሚን ዜማን (ኣብ ሰሙን ሓደ ግጥሚ ወይ ዜማ) ዝሰርሐ ሓቦኛ ትግራዋይ እዩ። ኣብ ዓዲኩሉ ኢንተርተይመንት (Adikulu Entertainment) ምስ ድምጻዊት ሰብለ ካሕሳይ ቀሪቡ ዝተዛረቦ ተኸታተሉዎ። ኣብ እዚ ቪድዮ ትግራወይቲ ኣይተጠቐመን ኢልኩም ሕማቕ ኣይትዛረቡ። ስቕ ኢልኩም እዚ ጥዑም ደርፊ ኣስተማቕሩ። ዳዊት ገብረስላሴ: ንእዚ ጥዑም ሙዚቃ ዝሰራሕኻልና የቐንየልና።
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. 6 ай бұрын
ይሄን የምታነቡ በሙሉ ቃል የሚያሳጣ ሰላምና 😍 ፍቅር ይስጣችሁ heart❤
@ማሚተይእያዓለመይ-ጐ8ዀ
@ማሚተይእያዓለመይ-ጐ8ዀ 6 ай бұрын
ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰
@መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
@መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን 🙏
@kedirabdela1436
@kedirabdela1436 6 ай бұрын
Amen
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 6 ай бұрын
For what
@RahwaMehari-y9m
@RahwaMehari-y9m 5 ай бұрын
AMENNN
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጵቡቕ ስራሕ ጵቡቕ ድምጲ። አሕዋትና ድማ ዓገብ አይትጳረፉ።እታ ቆልዓ ድማ ከምዝመስለኒ ናይና እያ።እንተዘይኮና ድማ ሽግር የብሉን እቲ ባህሊ ናትና እዩ ብጣዕሚ ጵብቕ ጌሩ ሰሪሕዎ እቲ ባህልና ክንሕጎስ እዩ ዘለና።ባህሉ አጥቢቑ ሒዙ ብባህሉ ከምዚ ክገብር። ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ።❤❤❤❤❤
@Haregte
@Haregte 6 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ዳዊት ሓውና ግን ____ ናትና ዘይኮነት ቅር ኢሉኒ
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 6 ай бұрын
ሃረገይ ሸኮር ሰላም ዲኪ❤
@Haregte
@Haregte 6 ай бұрын
@@alexandershewitalexander2394 ኣሌክ ሰላም ዲኻ ታማ ሓዲግካዮ ዛራ ምምፃእ ብሰላም🤔 ኣነ ዳሕና እየ
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 6 ай бұрын
@@Haregte ሃረገይ ሰላም የ ና ስራሕ ሸፈቲ ቀይረሲ ምጥዕዕማ አብይ እቲ ሳዓት ናይ ና ዛራ ምድያ ግን ዳሐር ይሰምዖ እየ አብ እንዳ ተጋሩ ዝኩኑ አብ ዝአተክወ ገዛ እየ ኮ ዝደልየኪ አብ ኮሞንት ሃረገይ ገዛ ዳሐን ድዩም ቆልዓስ😘❤
@Haregte
@Haregte 6 ай бұрын
@@alexandershewitalexander2394 ዳሕና እዮም ይብሉ ኔትወርክ ስለ ዘይሰርሕ ከም ድላየይ ኣይረክቦሙን ኣራኹቡኒያ ኢለስ ኣይደወሉለይ እኒሀዉ ስራሕ ቀይርካ ስራሕ ይዓቢ ኣጆኻ 💕
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግየሩለይ ኣሕዋት
@ሉላጓልማርያምኵሓ
@ሉላጓልማርያምኵሓ 6 ай бұрын
ኣየ ንስኹም ቆልዓ ትግራይ እናበልካስ ንኣምሓረይቲ ክትደርፍ ማዓዝ ተጋሩ ተወዲኢን እየን መሐደሾ ኣይትኩኑ 😊
@bet-ty94
@bet-ty94 6 ай бұрын
😂
@samueleyasusamieyu
@samueleyasusamieyu 6 ай бұрын
Tkekl
@meazameaza1974
@meazameaza1974 6 ай бұрын
way
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበራለይ ኣሕዋት
@Bahgi_
@Bahgi_ 4 ай бұрын
ዳዊት ገብረስላሴ (ካቢላ) ማለት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኮይኑ ኣብ እቲ ሕማቕ ግዜ ስለ ትግራይ ዝምልከት ጥራሕ ኣብ ዓመት ከባቢ 48 ግጥሚን ዜማን (ኣብ ሰሙን ሓደ ግጥሚ ወይ ዜማ) ዝሰርሐ ሓቦኛ ትግራዋይ እዩ። ኣብ ዓዲኩሉ ኢንተርተይመንት (Adikulu Entertainment) ምስ ድምጻዊት ሰብለ ካሕሳይ ቀሪቡ ዝተዛረቦ ተኸታተሉዎ። ኣብ እዚ ቪድዮ ትግራወይቲ ኣይተጠቐመን ኢልኩም ሕማቕ ኣይትዛረቡ። ስቕ ኢልኩም እዚ ጥዑም ደርፊ ኣስተማቕሩ። ዳዊት ገብረስላሴ: ንእዚ ጥዑም ሙዚቃ ዝሰራሕኻልና የቐንየልና።
@mohdnoora5601
@mohdnoora5601 6 ай бұрын
ተጋሩ ቆናጁ ድየን ዘየለዋ ኾይነን ካቢላ ብዝተረፈ ፅቡቕ ስራሕ ዩ
@beyblademasters9650
@beyblademasters9650 6 ай бұрын
ኣፍታ ልበይ ዘላ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ኣሕዋት ክም ዝመሰለኒ ተመለከተ ንምበዛሕ እዩ
@semerehawey
@semerehawey 5 ай бұрын
ኣብታ ብክሕደት ህዝብና ዝተሰርሐት ፊልሚ ዶ ተዋሳኢት ነይራ ሓቀይ እዛ ጋል😢😢
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 6 ай бұрын
ፅብቅ ስራሕ ዋ ሸገ ዝኮና ተጋሩ የለዋን ዲየን ትደረፈስ ንእእን ዩ ዝምልከት አታ ሕጂ ውን ንሸዋ ገፆም ይኮዱ አለው ቶም ደረፈቲ😂
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ በለለይ ማዓረይ
@nebiatgebregergis
@nebiatgebregergis 5 ай бұрын
Such an incredible track!🎵 It deserves way more likes! It’s been on repeat and continues to impress every time. Great job, keep up the amazing work! 🥰
@FreSelam-yj2ri
@FreSelam-yj2ri 4 ай бұрын
ሓቆም እዮም እዞም አሕዋትና ሸገ ትግራዌቲ ሲኢንካ ዶ ከይትከውን ግዜን ዘመንን ሓሊፉ ንመጻኢ ወለዶ ዝከዉን ደርፊ ይደረፈልና ባዕ
@yona.studio
@yona.studio 5 ай бұрын
አነ ከአ እዛ ጋል ትግራወይቲ ድያ ክብል ጸኒሐ ቆልዓ ትግራይ ሸገ እንዳበልካስ ኣምሓረይቲ እምነት የብልካን ድዩ ኣብ ናይ ተጋሩ ቁንጂና ዓገብ ( አዲስ ዝዓበየት ትግራወይቲ ተኾይና ግን ጽቡቕ )
@zfanlave7057
@zfanlave7057 6 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ዝሓወይ እዚ ባህልና ምጥዓሙ❤💛🥰🥰
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@tsegaaregawi2888
@tsegaaregawi2888 6 ай бұрын
አንታ ታያ እዚአ ትግራወይቲ ሲኢንካ ድዩ በስማአም ተጋሩ ግን ታይ ኢና ኮይንና
@biniamGere6502
@biniamGere6502 6 ай бұрын
How many artists perform amharic drama. Don't be stupid!!
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 6 ай бұрын
​@biniamGere6502 u are the one stupid ass idiot we don't care what they doing with amahrao he is singing about gual tigray she is not gual tigrqy thst is desperate to tegaro replace by adgi
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@kedirhassen5810
@kedirhassen5810 5 ай бұрын
Wow.....am into it, keeP going we expect a lot!
@Gedli18
@Gedli18 6 ай бұрын
ሓሪፍ ስራሕ እዩ ካቢላ ብሮ🙌 እስቲ እዚ ደርፊ ልተመቸየኹም ፍቅርኹም አርእዩኒ😍
@biniamGere6502
@biniamGere6502 6 ай бұрын
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ኣሕዋት
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@rutabelay3774
@rutabelay3774 6 ай бұрын
best lyrics best music best melody best tigrigna clippp ohhh ...❤❤lov yr music❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@MahiYerayawa
@MahiYerayawa 6 ай бұрын
በጣም ደስ የምል ስራ ነው ሰላም ያድርግልን ሀገራችን ☺️🥰
@kemeyemo
@kemeyemo 6 ай бұрын
good work ግን ቆልዓ ትግራይ ሸገ ኢልካስ ኣድጊ ተምፅእ
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 6 ай бұрын
Yigermena alo lomis 😢😢😢
@LiAa400
@LiAa400 6 ай бұрын
temelkati zbeltsom artist ena behalti resahat ayashu
@biniamGere6502
@biniamGere6502 6 ай бұрын
Sheet , go to hell !
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 6 ай бұрын
tgraweti tekonet ke 😢
@danitgray4707
@danitgray4707 5 ай бұрын
ሓቅኪ
@garrickalana7261
@garrickalana7261 5 ай бұрын
ክንደይ ይጥዕም ድምጹ ይበል ካቢላ ሓወይ በርትዕ ❤❤❤❤❤❤❤❤ ሸገ ትግራይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@HelenKrist
@HelenKrist 5 ай бұрын
ካቢላይ ፅሩይ ፅራሕ 😍❤️❤️❤️❤️
@musse_shakur
@musse_shakur 6 ай бұрын
ካቪላ ልገርም ስራሕ ፅቡቅ ዕድል ወድኖ
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 6 ай бұрын
Ayyy tegaru kulu resiekums nab Amharu tegaru dyen zeyelewa koynen 😢😢😢
@FayjoeHafay
@FayjoeHafay 6 ай бұрын
I feel the same way. Why he put that Amhara girl in video. She’s was supporting Tigray genocide. 👎🏽
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@mihrethagos8291
@mihrethagos8291 5 ай бұрын
አሰይ ባህልና ጡዑም Nice Good job ፍሊይ ዝበለ ስራሕ Keep up 👌🥰🥰🥰
@HwiHailu
@HwiHailu 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ እዩ ,,,,,ግን ሞዴል ሰኢንኻ ድዩ ነዚኣ መሪፅኻ,,,.....
@hilariselomon4506
@hilariselomon4506 6 ай бұрын
Haki eyu🙄
@beyblademasters9650
@beyblademasters9650 6 ай бұрын
ናይ በሓቂ
@Haregte
@Haregte 6 ай бұрын
ገሪሙና ክንደይ ሽኮሪናታት ኣለዋና እባ ግን ሕማቅ ማኣዝ እዩ ክሓድገና እቲ ዝኸፍላ እውን ንናትና ተዝኸውን ንባዕላ ኮይና ንቤተሰባ ምኮነት?🤔
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ኣሕዋት
@HagosDegfom-lc4nv
@HagosDegfom-lc4nv 6 ай бұрын
ልገርም ክሊፕ እዝ እዩ ታሪኽና ተጋሩ ፅቡቅ ጅማሮ ዳዊት (ካቢላ) ነዚ ክምንጥሉና ንሳቶም ብዙሕ እዮም ፅዒሮም thanks bro
@LiAa400
@LiAa400 6 ай бұрын
Aaaa nmen diyu mo zderfela zelo 😂😂😂😂
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ኣሕዋት
@MsMeron
@MsMeron 5 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ፀገም ኣለኩም ናይ ባሓቂ ስለምንታይ ሰብ ስብዩ በቃ ኦሮማይ ትም ምባል እኮ ኣይ ቀትልን
@Sunwhite-entertainment
@Sunwhite-entertainment 5 ай бұрын
Wow ዝበል ስራሕ
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 6 ай бұрын
ካቤላ ሓውና ስራሕትኻ ኣዝዮም ብሉፃት እዮም ጥበብካ ይለምልም ቀፅለሉ🙏❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሰበይ
@GeniTadele-zs3ve
@GeniTadele-zs3ve 5 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ዴቫይ 🥰
@KudaMusic-tf9gn
@KudaMusic-tf9gn 3 ай бұрын
Woww harif srah ❤❤❤
@brhaneHagos
@brhaneHagos 6 ай бұрын
ንካቢላ እስኪ ኩላ ኩም ላይክ ሃቡለይ
@yonasrenato
@yonasrenato 6 ай бұрын
ሽገ ትግራይ እንዳበልካስ ሞዴል ትግራወይቲ ሲኢንካ ድዩ 🙄
@tigraytiktok2896
@tigraytiktok2896 6 ай бұрын
ትግራወይቲትኮን😮
@albadrabadr4585
@albadrabadr4585 5 ай бұрын
ተጋሩ ከ ናበይ ምሰ ከዳካ እዩ🙄🙄🙄
@አነ.የ
@አነ.የ 6 ай бұрын
😅😅😅😢😢😢😢ሞዴል😅😅ትግራወይቲ ሰአንኻ😊😊
@EfrimGebremariam
@EfrimGebremariam 5 ай бұрын
ደስ ብሃሊ ስራሕ ዳዊት ናይና
@-Natipictures
@-Natipictures 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሰበይ
@shambelsyoum4612
@shambelsyoum4612 2 ай бұрын
kulu negeru " TIGRAWAY" zikone clip keep it up kabella. melaktu maletey eye. za model le tigraweyti tetkon neyra dima zibeletse kikon neyru
@FinisterreFhiol
@FinisterreFhiol 6 ай бұрын
ዋይ ቆልዓ ትግራይ ሲእንካስ ንምሓረይቲ ቆልዓ ትግራይ ሸገ ግርም እባ😉😉😉
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@NatnaelHailekiros
@NatnaelHailekiros 6 ай бұрын
Harif work eyu endegena mastewal megbarka harif nay marketing serah eyu respect
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@NatnaelAsmelash-bw3hg
@NatnaelAsmelash-bw3hg 4 ай бұрын
dawitey mrt srah👏🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@rozinafantahun8770
@rozinafantahun8770 5 ай бұрын
ድምፅካን ክእለትካን ዘጠራጥር ኣይኮነን ግን እዛ ጓል ኣብ ህዝብና ጨፍጫፍ ካብዘበረታቱዑ ሓንቲ ስለዝኮነት ኣብ ቁስልና ብናትካ ስራሕ ክንሪኣ ኣይምተገበኣን 😢😢😢
@EndryasEndu
@EndryasEndu 5 ай бұрын
Wowww kabila zgerm srah ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@imissmama3978
@imissmama3978 5 ай бұрын
ሸገ ሲ ተጋሩ ,የን።❤
@EndryasEndu
@EndryasEndu 5 ай бұрын
Kabilaye yekenyelna zgerm musikaaa❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበርለይ
@QwAs-hm2kj
@QwAs-hm2kj 6 ай бұрын
ፅብቅ ሰራሕ ባህልና ጥዑሚ🎉🎉🎉🎉
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሰበይ
@Dawitkassa1
@Dawitkassa1 5 ай бұрын
ኣቤት ዘረኝነት 😅😅ሞይተ እየ ግዜ ወሲድኩም ኮሜንት ኣንብቡ እንታይ ተረዲእኩም ኮሜንት ላይክ ግበሩ ኣብ ናተይ ሽሕ እንተበፂሓ ዝተረደአኩም😅ክንድምስሶ ዝደርፊ
@HappyLargeTree-zn7cl
@HappyLargeTree-zn7cl 5 ай бұрын
Wat
@نورمحمد-ظ5ش2ز
@نورمحمد-ظ5ش2ز 6 ай бұрын
😂ንአደጊ ሸግ አይይከውነንያ ክንደይ ተጋሩ ሽግታት አለዋ😊
@HizbadinShasrade-h1c
@HizbadinShasrade-h1c 4 ай бұрын
ሞዴሏን ሳያት የጎንደሯ ንግሥት ምንትዋብ እና ንግሥተ ነገሥታት ዘውዲቱ ትዝ አሉኝ። ትግሬ አትመስልም። አንበሳነቷ ይንጸባረቅባታል።
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 6 ай бұрын
ስራሕስ ፀብቅ ነይሩ ፅብቅ ዜማ ሓንቲ ግን ንትግራወይቲ ናደረፍካስ ኣምሓረይቲ ተእትወሉ ጨው ዘይብሉ ፀብሒ ገይርካዮ ደስ ኣይበለናን 😑
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ማዓረይ
@samitesfi6935
@samitesfi6935 5 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ዝገርም ክሊብ መሳጢ
@mikialehadush5879
@mikialehadush5879 6 ай бұрын
ሸገ ደርፊ🔥🔥🔥🔥
@skayaSkaya-xq2zb
@skayaSkaya-xq2zb 5 ай бұрын
Mr kabila bro bom Good luck
@ZikriHiwet
@ZikriHiwet 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ድምፅካ ጥዑም ቆልዓ ግን ትግራወይቲ ክትከዉን ነይሩዋ ሓዉና ብዝኩነ መምሃሪ ይኮነካ ኣጆካ በርቲዕ❤️
@danitgray4707
@danitgray4707 5 ай бұрын
ትግራወይቲ ዘይኮነት ድያ ቆልዓ ትግራይ ዝብሎ ?
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ኣሕዋት
@HaileMuruts
@HaileMuruts 6 ай бұрын
great music
@On_The_Horizon
@On_The_Horizon 6 ай бұрын
ደሪፍካ ሞይትካ በኽቲ፣ ትግራወይቲ ተሳኢና ዲያ ሞደል ካብዞም በላዕቲ ሰብ ዝመረፅካ
@hiyabbirhane5454
@hiyabbirhane5454 6 ай бұрын
Enjera alem belae zhawey 🙏
@PanaJgs-kk9cf
@PanaJgs-kk9cf 6 ай бұрын
ሩኩስ ሞዴል ትግራወይቲ ስኢንካ ድዩ😏
@EndryasEndu
@EndryasEndu 6 ай бұрын
Shege 👌❤️❤❤🥰🥰🥰zgerm srah kabila💯🔥
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ❤❤
@AbelBrhane-rh9ys
@AbelBrhane-rh9ys 5 ай бұрын
ቡዝሕ ይፅበ ካባካ..........❤
@HawtLove
@HawtLove 6 ай бұрын
ዋዉ ሸገ ስራሕ ካቢላ ሓዉና❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሂይወተይ
@HenokTsegay-t7s
@HenokTsegay-t7s 6 ай бұрын
Wow! ደስ እዩ ልብል
@ኣትራን
@ኣትራን 6 ай бұрын
ሸገ ደርፊ❤
@binyamayele5502
@binyamayele5502 4 ай бұрын
Wooww
@redietmengesha8041
@redietmengesha8041 5 ай бұрын
Nice song 🥁👑🥁 your voice is wonderful 🥰🥰🥰 and the music video is beautiful 😍😍😍 one issue though i wish you didn't upload it as portrait format its better to do it landscape format so nothing is cut off from our visual field🤦‍♀️ so please correct it 🙏🙏🙏
@brihaylu-y5o
@brihaylu-y5o 6 ай бұрын
ቆልዓ ትግራይ ሸገ ኢልካስ ሞዴል ግን
@Rana-14-i7
@Rana-14-i7 6 ай бұрын
Great job bro!❤❤❤
@danishow2
@danishow2 6 ай бұрын
ካቢ bro ብጣዕሚ ደስበሃሊ❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ማዓረይ
@weditikue-tp3lb
@weditikue-tp3lb 5 ай бұрын
ፍፁም ሰብ የለይ ደቂ ዓበይቲ ተጋግዩ ግን ዝኩላይ ደኪሙሉሰ ?ተኪእልና ነበረታተዐዮ።
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@ftggtt1969
@ftggtt1969 6 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ሓወና❤❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ
@lemlemwoldegerima3598
@lemlemwoldegerima3598 5 ай бұрын
❤l❤❤❤
@thequeenskingdom8306
@thequeenskingdom8306 5 ай бұрын
Kabu mearey nugus derfi im so proud of you welelay 🎉🎉🎉❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@healthmedia148
@healthmedia148 6 ай бұрын
ሸገ ትግራወይቲ እናበልካስ ካብኡ ካኣ ኣምሕረይቲ ተምፅእ ኣረ ግደፉ ካብ ሕሉፍ ተምሃሩ ትግራይን ተጋሩን❤❤❤❤❤❤❤ ናብዞም ኣምሓሩ ሕቅቅቅ ዝብሉ ግን ሓደ ሓደ ሰባት ግን ኣያም በሉ ብዝተረፈ ግን ሓሪፍ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ❤❤❤
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 6 ай бұрын
ብዝሕ ተዓዛቢ ንምርካብ እምበር ትግራወይቲ ስኢኖም ኣይኮኑን ሓሰውቲ 😐
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@healthmedia148
@healthmedia148 5 ай бұрын
@@RahelGebrehwet ናተይ እውን ግበርለይ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
@@healthmedia148 ደሕሪ 24:00 ከምልሰልኪ እየ ዩቱብ. ሰለ ዝንጥረና ሐዚ ተመሊሰልኪ ሰለ ዘይመዘገበና🙏🙏🙏
@Helen-f7v
@Helen-f7v 6 ай бұрын
ካቢላ ኣብ ስራሕካ ሕጂ ገና ዓቢ ጌጋ ጌርካ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@mekdieman5614
@mekdieman5614 5 ай бұрын
ስንት ትግራዊት ቆንጆዋች እያሉ በህዝባችን ላይ ስታጋልጥ የነበረች ልጅ ትጠቀማለህ
@Mihretab.MORO-ENTE1994
@Mihretab.MORO-ENTE1994 6 ай бұрын
wawww🎉🎉🎉🎉 kabila....❤❤
@titititi3122
@titititi3122 5 ай бұрын
ስራሕካ ፅቡቅ ነይሩ ግን ለክባጥ ኢለካ እንየኩ ክንደይ ሸገታት ተጋሩ ካም ልሰኣንኣስ ልኣምሓረይቲ ዝሮ ሕደጉ ተጋሩ ረሳዕቲ ኣይንኩን 🤨👐
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@Eruna1993
@Eruna1993 6 ай бұрын
ኣቤት ድንቁርና ሸገ ትግራወይቲ ኢልካ እንዳ ደረፍካ 'ሲ ካልእ ሸገ ኣምጺኻ ትደርፍ ኣለኻ 🙄ብጣዕሚ ጽቡቃት ምልኩዓት ተጋሩ እንከለዋ ኣይይይይ
@SenaytWelay
@SenaytWelay 5 ай бұрын
አታ ጦምባቅ ቴኖ ሰኒ ሽኮሪና ተለትካስ ን አምሓረይt
@yourdanosgg5863
@yourdanosgg5863 6 ай бұрын
Shege serah❤❤❤❤
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 5 ай бұрын
Subuk Sirah mis subuk dimse yibel eyu bertie kesilelu ❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@hadasDugom
@hadasDugom 6 ай бұрын
Waw ካቢላየ ፅቡቕ ስራሕ❤💊🙏🎉
@Meron-yg5eb
@Meron-yg5eb 6 ай бұрын
አነ ምሰራሑልካ ❤❤❤
@SaronGebrekiros
@SaronGebrekiros 6 ай бұрын
ቆልዓ ትግራይ ሸገ ፡ሞዴል???
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ
@ኣዩ
@ኣዩ 6 ай бұрын
ዋይ ተን ተጋሩ ከ ናበይ መስከዳካ እየን 😢
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ሓፍተይ
@ሱናማዊት
@ሱናማዊት 6 ай бұрын
ኪድ ድሁል ክንደይ ቆናጁ ተጋሩ ኣሕዋትካ እንዳሃለዋስ ነዛ ዛርቲ ቀትሪ ሸጋ ቆልዓ ትግራይ ትብላ ፎእ ላሓሲ ካብ ሕሉፍ ዘይመሃሩ ገፅኩም ትርሓቕ 🖕🖕🖕🖕 😡😡 እንቋዕ እኳ ብሚልዮናት ዝረኣ ኣይሙኾነ ውኻርያ
@TsegayHagos-op9yq
@TsegayHagos-op9yq 5 ай бұрын
እዋይ ሕራሮት ክንደይ ዋእሮታት እናሀለዋስ ምስዚአ😭
@HappyLargeTree-zn7cl
@HappyLargeTree-zn7cl 5 ай бұрын
Wawwww❤❤❤❤
@GoofyBrila
@GoofyBrila 5 ай бұрын
Resah, hashker adgi
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@LiAa400
@LiAa400 6 ай бұрын
ata tigraweyti dika sienka mehferi aye tegaru kab gegana zeynmhar
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@LovelyMythicalBird-ko3mo
@LovelyMythicalBird-ko3mo 5 ай бұрын
🎉🎉🎉
@LovelyGeyser-qr1sx
@LovelyGeyser-qr1sx 6 ай бұрын
tgraweyti tetkewin kindey mbeleTe😫 sle srah gin liweto teblun 🥰💝
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ማዓረይ
@MGT04
@MGT04 6 ай бұрын
ድምፂ ዋው❤❤❤
@selmmohammad-bi3mt
@selmmohammad-bi3mt 6 ай бұрын
ደስስስ ባህሊ ግን ክንድይ ቆናጁ ኣሕዋትካ ተጋሩ ኣሃለዋካስ ❤️❤️🤔
@AmanRastafarian
@AmanRastafarian 5 ай бұрын
ዝገርም ስራሕ ኢኻ ሰሪሕኻ ብዙሕ ዘይተርኣየሉ ምኽንያት ኣምሒር ሞዴል ስለ ዝገበርካ እዩ
@RahwaKidane-nz5wk
@RahwaKidane-nz5wk 6 ай бұрын
ፅቡቅ ሰራሕ❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
@habtomyemane5213
@habtomyemane5213 5 ай бұрын
Shege Song
@romadiabrha253
@romadiabrha253 5 ай бұрын
ሽገ 𝐒𝐡𝐞𝐠𝐞 ⓈⒽⒺⒼⒺ🅢🅗🅔🅖🅔 ዝኮነ ስራሕ ሰሪሕካ ወዲ መሬት ንበርልና..ሰስኑ ተጋሩ
@SenaitTesema-i9g
@SenaitTesema-i9g 5 ай бұрын
ምብላዕ ምብልዕስ ዝብእይ ዓደና ዶ በሉ🤔🤔🤔🤔
@genetraya9799
@genetraya9799 6 ай бұрын
ትግራወይት ትብሃል ትፀልእ የላይ ዋላ ለይኮነት👌 እዛ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ 💊💖💖
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ ገንየ
@Timetube-313
@Timetube-313 5 ай бұрын
ደስ ይብል ግን ክንደይ ቆናጁ ተጋሩ እንዳሃለዋስ ?እሞ ከዓ ማስተዋል?
@berekethabtom
@berekethabtom 5 ай бұрын
Shege ❤❤❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 5 ай бұрын
ሳፕሰክራይ አባ ግበረለይ
Halewat Hagos (ሃለዋት ሓጎስ) - ኣላይትካ (Alaytika) New Tigrigna Music 2024 (Official Video)
6:14
ኢዶእ EDOE ENTERTAINMENT Hagos Gebrehiwot OFFICIAL
Рет қаралды 1,1 МЛН
$1 vs $500,000 Plane Ticket!
12:20
MrBeast
Рет қаралды 122 МЛН
«Жат бауыр» телехикаясы І 26-бөлім
52:18
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 434 М.
Tsegazeab GebreSlasie - Ezomadi - tigrigna music
6:59
Nadona Entertainment
Рет қаралды 1,8 МЛН