Eritrean Music Yemane G/Michael (Barya) - Sheyati Adu - የማነ ገ/ሚካኤል (ባርያ) - ሸያጢ ዓዱ/ 2021

  Рет қаралды 2,368,869

Harmony Digital Studio ሃርሞኒ

Harmony Digital Studio ሃርሞኒ

Күн бұрын

Пікірлер: 1 000
@maekeleandom9892
@maekeleandom9892 3 жыл бұрын
"ሸያጥ ዓዱ" ጸያቂ ታሪኽ ዓቅሊ ጽበት ጸረ ፍቅሪ ጸረ ሰላም ጸረ ስምረት መሻረዊ ሸያጥ ዓዱ ጸረ ናጽነት ንስኻ'ኻ ተጠያቂ ሓላፍነት ምሳና ኔሩ ትማሊ ይፍክር እነሆ ሎሚ ምስ ጸላኢ ኮፍ ኢሉ ይመክር ፈታዊ ነብሱ ዘይስከፍ ዘይሓፍር ብቱን ሓሳብ ኣየእቱ ኣየውፍር ወይለይ ከምዚ ዲዩ »ኣይፈለጥኩን ነይረ(2) ክትብል ኢኻ ጽባሕ »የእዳው ምስ ሰመረ(2) ፍርሒ ክሕዘካ »ሽበራ ራዕዲ(2) ይዝምብየካ'ሎ »ሚዛን ህዝባዊ ፍርዲ(2) ዋ,ዋው,,ዋ,,,,,,,ሆ,,ይይ ጉድካ ይፈለጥ ተንኮለኛ ሸያጥ ምስጢር ዕሱብ ከልቢ ጎረቤትና ናይ ጸላኢ መጻወድያ ዋልታ ልደቱ መሳርሒ ወዲ ጓና ዓንቃፊ የሕዋቱ ፍትሒ ስኢኑ ዝበተነ ኣብ ዝኸደ ከይዱ ጌና ዘይቀሰነ መሪርዎ ናብራ ስደት ዝማሰነ ኣይከሓደን ኣብ ናጽነት ምስ ኣመነ ቃልሲ መሪሩካ »ምጻር ስኢንካዮ(2) ከተምስል ዓጢቅካ »ስረ ፈቲሕካዮ(2) ፈታሒ ዕጥቁ »ዝሩግ መዓንጣ(2) ፍሱስ ሓሞት »ኣራህጽ ገበታ(2) መግዛእታዊ ሕቶ ሒዙ ዝተበገሰ ዓመታት ኣብ ቃልሲ ህዝብና ተሓመሰ መግዛእታዊ ሕቶ ሒዙ ዝተበገሰ ዓመታት ኣብ ቃልሲ ህዝብና ተሓመሰ ኣሎ'ወ ሓርበኛ ፡ ኣሎ'ወ ሓርበኛ ኣሎ'ወ ሓርበኛ ጌና ዘይደቀሰ ካብ ልስሉስ መተርኣስ ካብ ኮረሻ ባዕዲ መሬትካ ኢዩ ጥዑም ባህርያዊ ንእዲ ካብ ሉስሉስ መተርኣስ ኮረሻ ባዕዲ መሬትካ ኢዩ ጥዑም ባህርያዊ ንእዲ ካብ መዓርን ጠስምን ሽሻያት ናይ ባዕዲ ሓሞት ይምቅር ምስ የሕዋትካ መኣዲ ፈታሒ ዕጥቁ ኣታ ዝሩግ መዓንጣ ፍሱስ ሓሞት ኣራሃጽ ገበታ ፈታሕ ዕጥቁ ኣታ ዝሩግ መዓንጣ ፍሱስ ሓሞት ኣራሃጽ ገበታ ስልኪ ውሻጠ ልኡኽ ቀረባ እዝኒ ጸላኢ መቀበሊ ዘረባ መግዛእታዊ ሕቶ ሒዙ ዝተበገሰ ዓመታት ኣብ ቃልሲ ህዝብና ተሓመሰ(2) ኣሎ'ወ ሓርበኛ ኣሎ'ወ ሓርበኛ ኣሎ'ወ ሓርበኛ ጌና ዘይደቀሰ።
@abdelkadirbeshir1498
@abdelkadirbeshir1498 3 жыл бұрын
Tanks maikl hawey gitmi zisahafkalna tanks
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ነምስግነካ ነዞም ኣኽላባት ሽረ ነበርን ዕሱባት ከዳዓትን የማነ ነቪ
@mulubrhand.2977
@mulubrhand.2977 3 жыл бұрын
Thanks for the lyrics
@nurayomer536
@nurayomer536 3 жыл бұрын
Thanks 🙏 bro
@fedayn1838
@fedayn1838 3 жыл бұрын
Anbesa 👍🇪🇷🤺
@wilized8584
@wilized8584 3 жыл бұрын
እረትራ ሃገረይ እንተ ቕጺላን ብስላም ንሃገረይ እንተ ኣትየን ኣብታ ዓደቦና ምድረ ባሕሪ ነገስታት ድባርባ ዓባይ ሓወልቲ ክተኽለሉ እየ ምስ ክማይ ዝበሉ።
@zementekeyrkani8909
@zementekeyrkani8909 3 жыл бұрын
100 👑🥰😻💎
@ባህልቢወዲመባር
@ባህልቢወዲመባር 3 жыл бұрын
ናይ ግድን ካኣ እምበር ንባርያ ነቢ ዳኣ ❤☝️❤
@messikahsay3562
@messikahsay3562 3 жыл бұрын
Barya ab debarwa zaykone Ab asemera nay pushiken Afrsna ena neserhlu
@wilized8584
@wilized8584 3 жыл бұрын
@@messikahsay3562 ኣስመራ ናይ ፍሽሽቲ ክተማ ንባርያ ኣይትምጥንን ።ድባርባ ግን መስረት ህዝቢ ምድረ ባሕሪ ናይ ነገስታት ስፍራ መበል 54 ነጋውስ ኮይኑ ሓወልቲ ክትክሎ ኽሎ እዩ ክብሩ ድሚቑ ንዘልኣለም ዝነብር።እረትራውያን ታሪኽና ዳግም ክነባራብሮ ኣሎና ንድሕሪት ተመሊስና ።ወዲ ስንዓፍ እየ ወደሓንካ
@mohannig7919
@mohannig7919 3 жыл бұрын
@@wilized8584 yemane abey bota diyu tewelidu & abiyu asmara do aykonen???kndey derfitat kea n'asmara & deqi Asmara derifu alo.......ab kulu botatat hagerna wela ygubuo ente kone lieli kulu gna ab Asmara💯kab hawka wedi nefasit hmak zereba niew nbelo bro✌
@ኣቤል-መ3ፈ
@ኣቤል-መ3ፈ 3 жыл бұрын
ኣታዊ ናይዚ ደርፊ ንስድራ የማነ ባርያ ይኹን በጃኹም 🙏
@harmonyeritreanmusic
@harmonyeritreanmusic 3 жыл бұрын
Gdn eu!
@Entertainment-ri3be
@Entertainment-ri3be 3 жыл бұрын
@@harmonyeritreanmusic 🙏
@hamdanali2927
@hamdanali2927 3 жыл бұрын
Ya ናይ ግድን ካኣ እምበር
@funtijocker1569
@funtijocker1569 3 жыл бұрын
ኣብ ቲክ ቶክ ሰሚዕዋ ዝመጸ #like ባርያ ነቢ ጥበብ ሓወልትኻ ኣብ መጻኢት ኤርትራ ክርኦ ምንዮተይ እዩ
@A.H.D908
@A.H.D908 3 жыл бұрын
ንመጀመርያ ቦኽሪ እዝኑ ከምዚ ከማይ ሎሚ ዝሰምዓ ኣሎ ዶ እስከ like ይግበር ?
@samueltekeste4844
@samueltekeste4844 3 жыл бұрын
Me
@ባህልቢወዲመባር
@ባህልቢወዲመባር 3 жыл бұрын
Me too
@rahase156
@rahase156 3 жыл бұрын
Me
@yonasyonas56
@yonasyonas56 3 жыл бұрын
And too
@user-measho
@user-measho 3 жыл бұрын
ኣብዚ አለኹ
@atoykeleta6551
@atoykeleta6551 3 жыл бұрын
የማነ (ባርያ) ነቢ ስነ ጥበብ ኩሉ ግዜ ኣብ ነብሲ ወከፍ ልቢ❤🇪🇷 ኤርትራዊ ኣሎካ. መንግስተ ሰማይ ኩፉት ይጽናሕካ.
@rajaeritrea2918
@rajaeritrea2918 3 жыл бұрын
ቶባ ካልእ ደርፊ ከይሰምእ ባርያ ኩሉ ግዜ ❤️❤️❤️👍
@teklitshishai284
@teklitshishai284 3 жыл бұрын
Gerimuni eza derfi
@mezekrghebrehannis4687
@mezekrghebrehannis4687 3 жыл бұрын
ባርያ ኣቦ ስነጥበብ ክሉግዜ ኣብ ልብና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌏💪
@waterfull2907
@waterfull2907 3 жыл бұрын
ርሓቅ ጎሓፍ። ባርያ ትግራዋይ ወዲ ወልቓይት እዩ ኣታ ግዳይ ሳዋን ዊዓን
@wellwell466
@wellwell466 2 жыл бұрын
ዝነብረ ዘሎ ንዘላኣለም ዝነብር ባርያ ኮኾብ king Artist evry time in my heart
@berhanegebre9813
@berhanegebre9813 2 жыл бұрын
@@waterfull2907 what about your junta boss Esayas he is from gondor what you talking about
@nahomyosief2837
@nahomyosief2837 2 жыл бұрын
@@waterfull2907 ኣታ ቆማል ዓጋመ ተረፍ ድሮን ተረፍ ዝብኢ ን ወጋርያን
@yonasabraham4634
@yonasabraham4634 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌎
@efremmebrahtom6238
@efremmebrahtom6238 3 жыл бұрын
ኩቡር ወዲ ኩቡራት የማነ ባርያ ንዘልኣለም ኣብ ርእሲ ብዙሓት ኣለኻ :: ኣብ ጎድኒ ኣምላኽ እስራኤል የንብርካ!!!
@semeresemere2594
@semeresemere2594 3 жыл бұрын
Yemane barya Abo zama Alem belash rip
@aregawimamo4688
@aregawimamo4688 2 жыл бұрын
amen amen amen
@ኣስቴርማሓሪ
@ኣስቴርማሓሪ 2 жыл бұрын
እዚ ሰሚዕካ ስቅ ተትብል እዋይ ሓያል ደርፊ ምስ ግዜ ዝከይድ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣቦ ኩሉ ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯️🕯️🕯️🕯️🥰🥰🥰🥰
@rbisa1362
@rbisa1362 3 жыл бұрын
ባርያ ናይ ብሓቂ ደራፋይ ጥራይ ዘይኮነስ ነቢ ዩ
@kidusanabew12
@kidusanabew12 9 ай бұрын
4:27 😢መሬትካ'ዩ ጥዑም ካብ ልስሉስ መተርኣስ እንኮረሻ ባዕዲ መሬትካ ዩ ጥዑም ባህርያዊ ንእዲ❤
@awethadish3293
@awethadish3293 3 жыл бұрын
የማነ ባርያ ዘይሃስስ ጥዑምን ላዛ ዘለዎ ደርፍካ ነስተማቅር ኣለና ሞ ንዓካ ከኣ ኣብ የማኑ ኢዱ የንብርካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ 🙏
@ኣይጭነቅኣይድነቅዕባይኣስ
@ኣይጭነቅኣይድነቅዕባይኣስ 3 жыл бұрын
ክሓተኩም እባ ደቂ ኤረይ ባሪያ ታይ ኢና ክንብሎ ሰብ ከይንብሎ ናይ ሰብ ኣይኮነን ጠበባቱ ኣብ ሎሚ ኮይኑ ንትማሊ ዝደርፍ ነቢ ኢዩ ስጋ ወላዲተይ
@ባህልቢወዲመባር
@ባህልቢወዲመባር 3 жыл бұрын
ኣነ ንባርያ ነቢ ኢየ ዝብሎ
@ጸረህግደፍጸረህግደፍ
@ጸረህግደፍጸረህግደፍ 3 жыл бұрын
ነይብሓቂ
@zementekeyrkani8909
@zementekeyrkani8909 3 жыл бұрын
Nebi eu
@asterkidane2328
@asterkidane2328 3 жыл бұрын
በሐቂ እዚ ሕጂ ዝገበር ዘሎ የማነ ጥራሕ እዩ ተረድእዎ ነይሩ ንአካ ዝሰመእ ተሳኢኑ ንሳቀ አሎና
@ወዲቖላደጋከይትኸውንዕዳጋ
@ወዲቖላደጋከይትኸውንዕዳጋ 3 жыл бұрын
ፍቕሪ 'ዮ!!! ቅርሲ 'ዮ!!! ኤርትራ 'ዮ!!! ነቢ ክውሕዶ ንጉስ ነገስታት👑😌♥️💯
@atakltihaile4975
@atakltihaile4975 3 жыл бұрын
ካብ'ቲ ብዙሕ ገለ ብጭልፋ ተዓቢጡ ዝጸነሐ ናይ ኩቡር ኣቦና ነብሀር የማነ ባርያ
@asmeranafike5546
@asmeranafike5546 3 жыл бұрын
Ahhh Atum Sebat Yemane Barya Derafay Tray Aykonen, Flasifa wun u OMG ❤❤❤❤❤
@rthagos635
@rthagos635 3 жыл бұрын
Nebi ember ka tenebiblu eyu mesleni😎😍😍😍
@ባህልቢወዲመባር
@ባህልቢወዲመባር 3 жыл бұрын
ባርያ ዳኣ ነቢ እንበር ❤☝️♥
@iseyasyihdego2102
@iseyasyihdego2102 3 жыл бұрын
Indeed he is bro
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 3 жыл бұрын
የማነ ጅግና ኣቦ ሓቂ ነብስካ ኣብ ኣፀደ ገነት የንብርካ ፈጣሪ😭🙏
@teklitmahari5061
@teklitmahari5061 2 жыл бұрын
ካብ ባርያ ዝከፍ ጸርፊ የሎን ካብ ናይ የማነ ባርያ ዝጥእም ሙዚቃ የሎን ቅርሲይ ኣቦ ሓቂይ መንግሰተ ሰማይ የዋርስካ❤️🇪🇷❤️👍
@Hegua
@Hegua 4 ай бұрын
ባርያ ጸርፊ ኣይኮነን፡ ስም ናይ መቦቆል ዓዱ ኢዩ፡፡
@ዓለምጸዋር-ቀ1ፐ
@ዓለምጸዋር-ቀ1ፐ 3 жыл бұрын
የማነ ባርያ ተሲኡ፡ይመስለኒ ኣበይ ጸኒሑ ኣዚ ደርፊኢ ስደዱልና pls ካልአ አተለኩም
@ኤርትራድሕሪ2ዓመትክልልኢ
@ኤርትራድሕሪ2ዓመትክልልኢ 3 жыл бұрын
ኣነስ ናይ ባርያ ደርፊ ከይሰማዕኩ ዊዒለ ዘይፈልጥ ወልፊ ሒዝኒ
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 6 ай бұрын
Ab eti 70tat mejemerta Wedebat Adey kesemie kelku very handsome yemesleni neiru(zkalelku keimeslekum hadera)
@merihhabte9006
@merihhabte9006 3 жыл бұрын
ባርያ እወ ጸሊም ማዕድን ኮኾብ ኤርትራና ፡ ኣብ ደምካ ሰርዉርካ ዝኣቱ ድርሰት
@hilinat1769
@hilinat1769 3 жыл бұрын
ኣህ ንስካ ዶ ምሞትካ😢:: ከማካ ንሐገሩን ሕዝብን ዝፈትው መቼም ኣይነበረን:: We love you! You will always be in our heart! RIP Yemane Barya!💪💪 💪❤ ❤ ❤
@hlnakorira74
@hlnakorira74 3 жыл бұрын
እዞም 64 ዲስላይክ ጌሮም ዘለዉ ብምሒር ናይ ጎረቤትና ደርፊ ምስማዕ ነቲ ወርቃዊ ቃላት ትግርኛ ረሲዖም ከይተረድኦም ዝፈጸምዎ ዩ ኣይትሓዙሎም ደቂ ሓላል መሬት
@dinidani7056
@dinidani7056 Жыл бұрын
የማነ ባርያ አቦ ሙዚቃ ኩሉ እኮ ድምጻዊ ይባሃል የከዉን❤🎉
@tesfaysemere7220
@tesfaysemere7220 2 жыл бұрын
እዋይ ሃገረይ ህዝበይ ባርያ ኩሉ ነጊርና ግን ኣይሰማእናን
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 3 жыл бұрын
ጸያቂ ታሪኽ ሸያጢ ዓዱ ጸረ ናጽነት ዘመድ ከብዱ ባርያ! መን ከም የማነ ባርያ!
@tekilakuflu6395
@tekilakuflu6395 2 жыл бұрын
Barya is best tgemtilatom sheyatit ada koyna eya bkindey eye sheyteya nire ane hager mleti no ✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eskindermebrahtu2754
@eskindermebrahtu2754 3 жыл бұрын
ካብ ናይ ጋና መዓር ጠስሚ ምስ ሓውኻ ይጥዕም ሓሞት ናይ በሓቂ ንዝርድኦ።
@ትግራይናትዕወት100
@ትግራይናትዕወት100 3 жыл бұрын
የሜ ፈታዊ ሰላም ሰባኺ ፍቅሪ ኣይኮነን ንኤርትራውያን ንተጋሩኳ ኣይጠዓመናን ብድሕሬኻ። ንፋሰስ ኣለና ሀዝውን ግን ኣጆኻ ከማኻ ዝበሉ ገዲፍካልና ኢኻ ንሳቶም ተተመሰለሎም ተተመሰለልና ታይ ይፍለጥ በጃኹም ኣሕዋት ፍቅሪ እዩ ፅቡቅ መንገዲ ፍቅሪ ንኣልሽ ብፍላይ ኤርትራውያን ተጋሩ ድሉዋት ኢና ኣብ ሰላም ኣሎ ዕብየት ኣሎ ቅሳነት።
@ባህልቢወዲመባር
@ባህልቢወዲመባር 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ bro 😭💞💞💞❤❤❤
@yonasarondc8263
@yonasarondc8263 3 жыл бұрын
ajoka zhawey kem nay qedemna smret kedlyena
@eritreanchannel1410
@eritreanchannel1410 3 жыл бұрын
Kubur haw ane keman tigrayn eritran bhade kona bhabar knserhn knmiebln eye zdeli gn kemzi kikewun entekoynu bhaqin bhgn ms zkewun u entezeykonu kulu gzie meftot sebesiltan kona knebir ena
@ጥሕሎMedia
@ጥሕሎMedia 3 жыл бұрын
ሕጂ ከማን ሽግርና ክውዳእ እንተ ኮይኑ ሓደ ክንከውን ኣለና ንሕና ኣብ 2 ምምቃልናዩ ብስቓይ ንነብር ዘለና
@selaemnewxeu4738
@selaemnewxeu4738 3 жыл бұрын
Leben tigrwey eba aleo badmea reskskea selea keytgber abzey merteka kof elkea texfxfkea wexeka juntea yerbhkea deu neru zeymhseb meqlie unvirst zefreyom denquer geday germukea hizbe tigreay seleam yewrdlkea hizbe eu nebrie seratet nebrtie aykonuen kab hawkuem eritreaw wedi hammsen
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 9 ай бұрын
ኣሕ እዛ ሃገር ከም ብዓል የማነ ክፍለይዋ ዘሕዝንዩ እዚ ኩሉ ዝካየድ ደሎ ሓርጎጽ ገጽ ክንደይ ምዘየሙላ እቲ ዝገርም ግን እዛ ዓለም ፍርዳ ሕማቅዩ እቲ ዝደርፎ ደሎ ቃላት ፍሪኡ ጽን ኢልና ንስምዓዮ ልብካዩ ዝትንክፍ ላይካ ላይክ ላይክ ሰኒ ሰኒ ሰኒ ብሰላም ዕረፍ ለጀንድ የማነ ገብረሚክኤል/ባርያ ፍቅርካ ኣብ ልብና ነባሪዩ❤❤❤
@ABIABI-2013
@ABIABI-2013 3 жыл бұрын
ከም መዝሙር ሰሚዕኻ ዘይትምኖ ደርፊ ! ባባ የማነ ሉኡኽ ፈጣሪ መልእኽቱ ኣብጺሑ ዝተመለሰ ናብ ሰፈሩ ዩ!!!!
@blackstar7660
@blackstar7660 3 жыл бұрын
Please please nay Barya kulu ab KZbin zeyele awrdwo. ባርያ ብሉጽ ባይ ብሉጻት ዘይንቀል ከውሒ እዩ። እዛ ዜማ ግን ምስታ ኢትዮጲያ ትብል ደርፉ ሓደ እየን።
@kidanetekle2475
@kidanetekle2475 3 жыл бұрын
Eta tbla zeleka derfi Shma "ነጸላ መንደቅ" eya. Ethiopia Elom awridema ember.
@blackstar7660
@blackstar7660 3 жыл бұрын
@@kidanetekle2475 ያ ግን ኩሉ ሓደ እዩ። ኩሉ ንኢትዮጲያ እዩ።
@kidanetekle2475
@kidanetekle2475 3 жыл бұрын
@@blackstar7660 n Tigray ember. Kndeyenay n Ethiopia🤔🤔
@blackstar7660
@blackstar7660 3 жыл бұрын
@@kidanetekle2475 ትግራይ ማለት ኢትዮጲያ ማለት እዩ። ናይ ሰላም ኣፍደገ ከፊታ ኢትዮጲያ እዩ ዝብል ባርያ ውን።
@kidanetekle2475
@kidanetekle2475 3 жыл бұрын
@@blackstar7660 hakka!! Eta “ Sma Emo Hawey” etbl derfi meas eka ktewrda??? Txbit newihna::
@black-ki1ng7
@black-ki1ng7 3 жыл бұрын
ልዕሊ ባርያ የለን ጸርፍ ድሕሪ ባርያ የለን ደርፍ የማነ ባርያ Black diamond rip 💔😢
@eriiistars3089
@eriiistars3089 3 жыл бұрын
Hagery Eritrea Tserfe zebelkayo Sim wen alo Exempel baryagaber kali wen alo bezuh Kekem aradadea u Ember barya malet agelgali hizbu malet u So bexerfe ayenredeayo Thanks
@black-ki1ng7
@black-ki1ng7 3 жыл бұрын
@@eriiistars3089 ok thanks ane gn ytsrfo aykonkun zelku bro
@ትግርኛናሽናሊስት
@ትግርኛናሽናሊስት 3 жыл бұрын
ነቢ ባርያ ኣብ ገነት ኮይኑ ትርግታ ህዝቢ የንብብ
@ባህልቢወዲመባር
@ባህልቢወዲመባር 3 жыл бұрын
😭😭 ባርያ ነቢ ❤☝️❤
@GidayBrhane
@GidayBrhane 8 ай бұрын
ኣይከማን እወ ሸያጢ ዓዱ ተተረዲእካ እታማስቲካ ኤፍ ዋን ኮይና ክትመጸካ ምካና ኣይትረስዕ
@ንፍቅሪብፍቅሪ
@ንፍቅሪብፍቅሪ 6 ай бұрын
​@@GidayBrhaneKid hasaq tizzz suwaat ni eritrae zeykonu tesewieooms ni eseyas eyom ane mastikay keman kab afey ayewxialomin Deqi dergiee ni dergawyan eti bihji ninaxnet elu ziswean ziqalesin nusu eu natey suwueee
@eriblood803
@eriblood803 5 ай бұрын
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@blacklioner3710
@blacklioner3710 5 ай бұрын
Kabaro
@sportislife7668
@sportislife7668 3 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ብሉጽ , ኣብ ትማሊ ኮይኑ ንሎሚ ዝንበ , ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ ❤️🇪🇷 My legend Bezi zsemama, Like
@letsgo4323
@letsgo4323 3 жыл бұрын
ፈታሒ ዕጥቁ ዙሩግ መዓጣ ራሃጽ ገበታ 😂ymun hero
@selamyehewaty9237
@selamyehewaty9237 3 жыл бұрын
😁😂
@danielbrhane4924
@danielbrhane4924 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣💞
@Saymon23
@Saymon23 3 жыл бұрын
Abe 2021 niza derfi disema men alo kemze kemay?
@hevenwelay6477
@hevenwelay6477 3 жыл бұрын
Ysema aleku ane n tigrayna khidom kedemti shwa zkonu enahasebku,,leka nhzbu zkhdi kulu gzie alo eyu😥😥
@maazaberhane9741
@maazaberhane9741 3 жыл бұрын
🕯🕯🕯🕯❤️❤️
@tisgabberhe6906
@tisgabberhe6906 2 жыл бұрын
እነታይ ዐይነት ነቢ እኢዩ ወደይ እዚ ባርያስ 🙏🏿 🥲
@zemicaelgebremicael4403
@zemicaelgebremicael4403 3 жыл бұрын
ጅግና ሓርበኛ ኣቦና የማነ ገብረሚካኤል(ባርያ) ዘለኣለም ኣብ ልብና ኣለኻ።
@simontekle4444
@simontekle4444 Жыл бұрын
Waaaaa gele ainet derfy no koment bikoz very nice music especially Barya legend ❤ artist R l P Black ❤
@awetghirmai7730
@awetghirmai7730 Жыл бұрын
Barya shkor😢❤...xelaena sheyati adu ykun..weyleka anta kedami Weyane
@MartaMarta-lf5ub
@MartaMarta-lf5ub 3 жыл бұрын
Eway nay Yemane Barya si Zema entebelka Gtmi, Gtmi entebelka Hrmet kulu si zbelexe
@tesfaymhab
@tesfaymhab Жыл бұрын
ክቡር ኣቦና የማነ ገ/ሚካኤል መንግስተ ሰማይ ይዋርስካ❤ ሕቶ ንኣንበብቲ ፡ሸያጥ ዓዱ መን ዩ ብከመይ ከ ንጹር መልሲ ግበሮ መላሲ።
@aymenaladin9649
@aymenaladin9649 Жыл бұрын
30 ዓመት ካይኑና ካብዘስምዓ
@ሰሓቕግርም
@ሰሓቕግርም 3 жыл бұрын
ዕሱብ ከልቢ ጎረቤትና ትብል ጸርፊ ኣስሒቓትኒ😂😂😂
@Lealti_2
@Lealti_2 3 жыл бұрын
🤣🤣👏👏👍
@ድሃይጎጆና
@ድሃይጎጆና 3 жыл бұрын
ጸያቂ ታሪኽ ጥራሕ ኣይኮነንን አረ ሕጂ ተቲሪኦስ ወለደና እውን ጸይቅልና ኢዩ እወ ባርያ ብኣጋ ፈሊጥካዮም ግን ብኣጋ ኬድካና ኣያ ሲኢና ጃጂና በቃ
@ibrahimfaidadbdusemed8597
@ibrahimfaidadbdusemed8597 3 жыл бұрын
Hhhhhhhhh
@ድሃይጎጆና
@ድሃይጎጆና 3 жыл бұрын
ሕጅስ ኣብዚኣ ተስሕቅ ኣላ ማለት ድዩ
@aneaneye9311
@aneaneye9311 3 жыл бұрын
@@ድሃይጎጆና ወዲ መሓመድ'ዩ
@aneaneye9311
@aneaneye9311 3 жыл бұрын
@@ibrahimfaidadbdusemed8597 ተረዋእ ሉውጢ
@Myidea07144
@Myidea07144 3 жыл бұрын
የማነ ገብረሚካኤል ንጉስ ስነ ጥበበኛ ኣንታ ብሉጽ ኤርትራዊ ከማካ ምን ኣሎ እሞ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣምላክ ኣብ ገነቱ የንብርካ
@teumberhe4355
@teumberhe4355 3 жыл бұрын
መን ከም ባርያ ኣቦ ዜማ ኩሉ ግዜ ኣብ ልቢ ኤርትራዊ ክትዝክር እካ
@robrahk1432
@robrahk1432 3 жыл бұрын
ዘገርም እዩ!!!የቐንየልና ዳዊታ
@sacredsoul4115
@sacredsoul4115 3 жыл бұрын
ነዛ ግጥሚ ክደሊ እንታይ ዘይገበርኩ። የማነ ማለት, ንድሕሪት ወሲዱ ንቕድሚት ከአ ይወስደካ: ተቐንዝየ በሓቂ። እዛ ግጥሚ ናይ መጀመርታ ኮይና አስመራ ምስ አተወ ብኻልእ ግጥሚ ተተኪኣ ዝተሓትመት እያ ከባቢ 96። ብሪጋ ገዚእናያ አብ አስመራ። እንተዘይተጋግየ 7 ገዋኑ ሻምናዬም ህበይ ትብል ከማን ኔራቶ ዘይተሓትመት። ብዝኾነ " አሎ ሓርበኛ :አሎ ሓርበኛ: አሎ ሓርበኛ አብ ጥቓና አጆኹም ይብለና።
@tsegabrhanhasho-1755
@tsegabrhanhasho-1755 2 жыл бұрын
Ymun kem lbey adeboy degien naka mlada btaemi eyu fishan destan zsmani❤❤❤
@fathergascoigne4609
@fathergascoigne4609 3 жыл бұрын
Yemane Barya, forever a legend. R.I.P baba.
@mamuadisu6197
@mamuadisu6197 2 жыл бұрын
ttk9y
@amanuelhaile9749
@amanuelhaile9749 3 жыл бұрын
ዎይልኡ ዲስ ላይክ ዝገብር
@kuluzkonensenayeyukuluzkon5748
@kuluzkonensenayeyukuluzkon5748 3 жыл бұрын
Waee
@ጸረህግደፍጸረህግደፍ
@ጸረህግደፍጸረህግደፍ 3 жыл бұрын
Barya black diamond 🇪🇷
@tesfaldetlibsekal1793
@tesfaldetlibsekal1793 3 жыл бұрын
The Legend Barya u stil live 💝
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 2 жыл бұрын
ሽሕ ግዜ ሰሚዕካዮ ዘይምኖን ዘይጽገብን ደርፊ
@dinidani7056
@dinidani7056 Жыл бұрын
🇪🇷 ባርያ አቦ ስነ ጥበብ 🇪🇷አቦ ውጹዕ ህዝቢ
@tesfalemmichael286
@tesfalemmichael286 3 жыл бұрын
ጸያቂ ታሪክ ዓቅሊ ጽበት ጸረ ፍቅሪ ጸረ ሰላም ጸረ ስምረት መሻረዊ ሸያጢ ዓዱ ጸረ ናጽነት ንስካ ኢካ ተጠያቂ ሓላፍነት ወዲ በራድ ሳጥናኤል
@metkelseltene2698
@metkelseltene2698 3 жыл бұрын
King Kidmi kuluom dihri kulom 😭😭😭😭 xelim Daymenet
@as3r274
@as3r274 3 жыл бұрын
This song's meaning fits isayas afwerki perfectly 👌, not big not small, fits him perfectly
@abrahamtesfay3503
@abrahamtesfay3503 3 жыл бұрын
ቶካን ሓንጎል ንዓኻ እዩ እዚ ኹሉ ብጽብጽ ኢሰያስ፡መቐበሊ ዘረባ ኮይኑ ኣይፈልጥን ፡መሳርሒ ወዲ ጓና ኮይኑ ኣይፈልጥን ኣንታ ሽለት፡እዝኒ ጸላኢ መቐበሊ ዘረባ፡ብናይ የማነ ግጥሚ ጸሪፈካ ኣለኹ፡ንዓኻን ንመሰልትኻን!
@erilove5473
@erilove5473 3 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂
@erilove5473
@erilove5473 3 жыл бұрын
ትግርኛ ኣይመልኽካዬን እምበር እዛ ደርፊስ ንባዓል ናዓካ ክርዳድን : ሓርኢ እክሊ እዩ ደሪፉዋ ::: ፈታሕ ዑጥቁ : ዙሩግ ሓሞት ኢለካ ኣለኩ 😂😂😂
@msgnatesfatsion1631
@msgnatesfatsion1631 3 жыл бұрын
እንታ ድኹዒ ክረምቲ ኢሰያስ ዳኣ ማኣስ እዩ ሃገር ዝሸጠ ሃዳሚ ንዓኻን ወዲኸማኻን ዝውከል ደርፊ እዩ ዝርድእ ሓንጎል እንተ ኣሎካ
@mikeeriboy8656
@mikeeriboy8656 2 жыл бұрын
@@erilove5473 kkkkk ezi hasad tonkolegna Tigrigna bemqot ayrdon eu abzi qereba gzie eu kzareb jemiru 🤣🤣
@KuflomGoitom
@KuflomGoitom Жыл бұрын
Baria Abi seb
@muhdur6883
@muhdur6883 3 жыл бұрын
Our father we can't forget forever love you Dadd king of Tgrinay
@Elly_285
@Elly_285 2 жыл бұрын
Weyle kemzi dyu nblelu Ewan bexhna legendary yemane yeak 🔥
@YOUNG_Noh
@YOUNG_Noh Жыл бұрын
man doesn't die when he's dead He dies when he's forgotten . " yemane barya you're not dead You live in our heart 👑💎
@YafitHani
@YafitHani 4 ай бұрын
Barya,,natey,,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋
@atakltihaile4975
@atakltihaile4975 3 жыл бұрын
ነቢ ፈቃር ተባዕ ኤርትራዊ
@henokwoldu7287
@henokwoldu7287 Жыл бұрын
Eritreeawiyan meawo.
@michaelkidane5926
@michaelkidane5926 3 жыл бұрын
Dihir barya yelen xerfi dihri barya yelen derfi barya barya ❤️❤️❤️❤️❤️
@amanuelteame5440
@amanuelteame5440 Жыл бұрын
Barya 💯💪 Baelu Eritrea eyu
@ሰደተኛምኳንሕሱም
@ሰደተኛምኳንሕሱም 3 жыл бұрын
እዛ ዜማ ነጸላ መንደቅ ስግር ቤትና ትብል ንወያነ ዝደረፎሎም ያ
@kidanetekle2475
@kidanetekle2475 3 жыл бұрын
ንሳ መበል ካልኣይ ግዜ እያ:: እዚኣ እታ ቀዳመይቲ እያ ይመስለኒ::
@ሰደተኛምኳንሕሱም
@ሰደተኛምኳንሕሱም 3 жыл бұрын
@@kidanetekle2475 ክብረት ይሃበለይ ኩቡር ሓወይ የማነ ነቢ ዩ ደራፋይ ኣይኮነን
@ኣይክሕዘልክንየ
@ኣይክሕዘልክንየ 3 жыл бұрын
@@kidanetekle2475 ane kea rgxena aykonkun gin mestyat bahri tbl alato eza ziema nsa ya ta derfi gin hji sieneya
@kidanetekle2475
@kidanetekle2475 3 жыл бұрын
@@ኣይክሕዘልክንየ enka eza zema ezia smaya kzbin.info/www/bejne/eKG8kJl_mph6e5Y Eta tbla zeleka gn ayfeletkwan::
@ኣይክሕዘልክንየ
@ኣይክሕዘልክንየ 3 жыл бұрын
Ok thanks bro
@grmazgihabtay9044
@grmazgihabtay9044 2 жыл бұрын
ናይበሓቂ ነቢ
@baryablackdiomond8043
@baryablackdiomond8043 3 жыл бұрын
መግለጺ ሲኤነሉ ባይታ ዘይወድቅ ቃላትካ ።barya Black diamond ናዓካ ዝትክእ ከይውለድ መካን ጌሮማ ወላዲት ኤረና ናይ ኢዶም ኣይሳኣኑ😥😭😢
@asterpawlos2230
@asterpawlos2230 6 ай бұрын
የማነ ባርያ ወርቂ ቃላቱ ንዘልኣም ዘይበርስ ደርፍታትካ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኻ 🇪🇷🌷🇪🇷🙏
@biniamzeresenay9993
@biniamzeresenay9993 10 ай бұрын
Every human, man/woman in the world need to understand this. ❤💙🌍
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 Жыл бұрын
I'm ertaway werasay TDF I'm ageme years ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea ♥️ ❤️ 🇪🇷 👌 💖 ✨️ ♥️ ❤️ 🇪🇷 👌 💖 ✨️ ♥️ ❤️ 🇪🇷 👌...
@muluehabteswitzerland9825
@muluehabteswitzerland9825 3 жыл бұрын
Barya mas tmiles tikewin 😘😘😘💯
@smi0717
@smi0717 10 ай бұрын
Nay bahki xyaqi zeri esu eu thatati nayzi kulu hzbi ah barya nebi eka nska abtmali koynka nay lomi 💙💙💙💙💙💙💙
@gomida1552
@gomida1552 3 жыл бұрын
ንሸየጥቲ ዓዶምን ሕሱራት ከደዓትን ክሳዶም ተድንን ደርፊ ! ሓርበኛ ኣያና የማነ ወትሩ ኣብ ልብና ኢኻ።
@RuthHaile-g7l
@RuthHaile-g7l 18 күн бұрын
King of King music a Dainmod Powerful,intelligent ,Angel,the most popular in Eritrea Legend n Hero. His kindness is powerful. Father's for poor people.❤❤❤❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤ I love you more than anything else 🇪🇷 ♥
@surafielmussietv5841
@surafielmussietv5841 Жыл бұрын
ሓቂ ምስ የማነ መይታ
@faniboy2888
@faniboy2888 3 жыл бұрын
barya king 😍😍❤👈
@eritrea.n.t9218
@eritrea.n.t9218 3 жыл бұрын
Nezom dki kelbi Xelmati mexaene neome meseltomn tiwukil ab giza sat derfe umuney we thank you so much we Eritreans love and miss you so much our beloved!!!❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@PhilmonGiggs11
@PhilmonGiggs11 3 жыл бұрын
ንኢሰያስን ሰዓብቱን እያ እዛ ደርፊ፡ ሸያጢ ዓዱ እኮ ይብለካ ኣሎ ።
@eduhaile5853
@eduhaile5853 3 жыл бұрын
Legendary singer! Yemune, if you were alive you would be so devastated that to see Eritreans are so divided!😭😭😭 some say they are with the 'lawless Hegdf', some call themselves 'TigrayTigrigna' trying to make a big Tigray, some call themselves Agazian's to divide us from our beloved Muslims brothers and sisters. It's so so hard to imagine let alone to hear those poisonous ideologies! I wish you were here you would have done something to solve our issues with your the most beautiful voice! Mama Eritrea miss you Baba Yemane! We really miss those solution focused songs! Above all we miss you! RIP 💐💐💐💐
@tesfamariamhagos8392
@tesfamariamhagos8392 3 жыл бұрын
He knew before that this was going to happen !!!! when i hear his song I feel sad , May His soul rest in a perfect peace .
@tesfamariamhagos8392
@tesfamariamhagos8392 3 жыл бұрын
He knew before that this was going to happen !!!! when i hear his song I feel sad , May His soul rest in a perfect peace .
@luwamkidane3915
@luwamkidane3915 3 жыл бұрын
I agree with you sis …. Situation we are in beyond sad 😞
@yalewgebeyehu8799
@yalewgebeyehu8799 2 жыл бұрын
Would you translate some the lyrics in English, I cant stop listening this hit though am not the speaker of the language
@ramandebene1131
@ramandebene1131 Жыл бұрын
የማኔ ጀብሃን ሻዕብያን እናተባህለ ክልተ ኣሕዋት ካብ ሳሕል ክሳብ ዛግር ካብ ኤራፋለ ክሳብ ዶብ ሱዳን ክንደይ ጀግስኑ ጠፊኦምና እዮም። ክሳብ ዘይነቃሕና ሃገር ቅድሚ ኩሉ ክሳብ ዘይሰራዕና ምስቃይና ኣይተሪፊን። የማነ ኣብ ኩናት ሕድሕድ ዛግርን ካልእን ዝሰኣናዮም ጀጋኑ ይሕዋት ካብ ክልትኡ ወገን ናይ ሓዘን ደሪፉሎም እዩ። ናይ መቃብር ብጾታይ ትብል ኣርእስት ኣብ 1974 መጨረስታ ኣብ ሪብዳ ቦታ መደበር ታዕልም ስዉእ ዶ/ ፊጹም።
@robiwedikeshi3435
@robiwedikeshi3435 3 жыл бұрын
Yumun abo hager bdhreka endo emo ternafi sina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abrahamefrem
@abrahamefrem 2 жыл бұрын
ባርያ ብርሃን ጥበብ ወትሩ ኣብ ልብና
@ሰላማዊ
@ሰላማዊ 3 жыл бұрын
ባርያ ኣብ ገነት ኮይኑ ይደሪፍ ኣሎ።
@muluemehari6914
@muluemehari6914 3 жыл бұрын
Realy
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 2 жыл бұрын
እዝ ኩር ኣቦና ስነጥበዊ የማነ ባርየ ገ/ እዝኒ ዘለዊ እስመዓ ኣብገነቶ የቀበለካ 🇪🇷🇪🇷
@eriiistars3089
@eriiistars3089 3 жыл бұрын
Our hero always in our heart ❤️ Baba yemun Ab zelekayo kisanet yehabka Thanks dawito Ruhus awdeamet
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 5 ай бұрын
ሐወይ ናተይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@yonanyonas2495
@yonanyonas2495 3 жыл бұрын
Eza drfi kesma kelku nezi hji zelo kehdat eya tgalx 😔😢😢
@samitahama1278
@samitahama1278 3 жыл бұрын
Reast in peace hero ✊✊💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷ah Love you forever barya❤
@geralddeulofeu1459
@geralddeulofeu1459 3 жыл бұрын
Ni Iseyas Afwerki iski zidedilu, Yemane Barya & Abrham Afwerki 👑 🇪🇷
@papalacher1618
@papalacher1618 2 жыл бұрын
Dhane nisus nimenom eu wediza abay tigray
@RobelAbrham-qx7uj
@RobelAbrham-qx7uj 3 ай бұрын
እዊይ የማነ ናይ ብሓቂ የማን መግለጺ ኮ ሲኢነልካ 🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷
@tesfamichealhabtamairam8671
@tesfamichealhabtamairam8671 3 жыл бұрын
ቦኽሪ እዝነይ አቦ ጥበብ
@shumetmelaku7139
@shumetmelaku7139 Жыл бұрын
,i happy for yor music
@ni2badger419
@ni2badger419 3 жыл бұрын
Barya Nostradamus nay Eritrea. Rest in heaven my hero.
@ni2badger419
@ni2badger419 3 жыл бұрын
Nay baba Yemane gtmi tnbit iyu nieru kulu.
@tadiwosmaesho1025
@tadiwosmaesho1025 3 жыл бұрын
ዘረባ ባሪይ ተዘይ ኣተግብርናዮ ኣብ ስደት ምንባርን እዩ ንዝርደኦ ዓብ መልእክት እዩ
@ተስፋእዩስንቀይ-ፈ7ቈ
@ተስፋእዩስንቀይ-ፈ7ቈ 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ለውህ ኤርትራዊ ዘረባይ ስምዓኒ ዓፍራ ካይትረግጽ መስልኪ እምኒ
@mihretabhagos6554
@mihretabhagos6554 3 жыл бұрын
I can't understand why ppl dislike this song legend never die 🌍👑🎶
@kelam5261
@kelam5261 3 жыл бұрын
Sheyeti adom ykonu. Hlineom wekisuwom..
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy 3 жыл бұрын
Hgdef supporters dont like this song.
@AKAB47
@AKAB47 2 жыл бұрын
Tekawamai agame lovers this song is for u 😆
@ArezaEri
@ArezaEri 2 жыл бұрын
@@hello-nz4hy I’m a hgdef supporter and I love this song because it’s for traitors and sell outs like yiakl etc 😉 🇪🇷🇪🇷
@dc8625
@dc8625 2 жыл бұрын
Because of anti ours people bro Why support asicc eplf
@teklenegash8847
@teklenegash8847 3 жыл бұрын
ባርያ ናይ ዘልኣለም ኮኾብ ኤርትራ
Melekti Harbegna
13:58
Yemane Baria - Topic
Рет қаралды 2,9 МЛН
New Eritrean Music 2019 yemane barya feriheki ye
7:51
Justice ፍትሒ
Рет қаралды 24 М.
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,5 МЛН
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 15 МЛН
Kemu Eyu Zelo tiWere  - Taniqo and Wedi Tikabo
6:58
EriJamz
Рет қаралды 1,6 МЛН
Best Eritrean Classical music #mesob media
55:04
mesob media መሶብ ሜድያ
Рет қаралды 351 М.
Harmony - Russom G/giorgis Ta Abay Nefarit/ታ ዓባይ ነፋሪት Full Album Old Eritrean Music
1:01:07
Kttkelu Embaba
8:28
Yemane Baria - Topic
Рет қаралды 1,3 МЛН
Top 10 Tigrinya Love Slow Music ( Eritrean Music ) Part 1
58:49
Muzika
Рет қаралды 1,9 МЛН