Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 4) - One Day With Alena Walta Hager

  Рет қаралды 134,774

Alena Walta Hager

Alena Walta Hager

Күн бұрын

Пікірлер: 1 000
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 ай бұрын
ኣብዛ Link ብምጥዋቅ: ኣባልነት ብምምላእ ኣተባብዑና | 🔜❣️🙏 kzbin.info/door/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin 🇪🇷|• PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟.
@alemiyasu4358
@alemiyasu4358 6 ай бұрын
Des zebel serah amlak yehgskum deki eriey halalat
@wegahtatsegay9907
@wegahtatsegay9907 6 ай бұрын
Selam maebelino very nice program amlak abzihu yhabka behaki tmrek aleka hanti hasab gn eti zgizae asbieza kone ekli Kab ztefelaleyu shekato kgzae tsbuk nieru kulom kea mserhu msnay akbrot ❤🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌
@sabasirak9765
@sabasirak9765 6 ай бұрын
ይግበኣኩም እዩ ዋልታ ሃገር❤❤❤🩸🩸🩸🩸🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nazrietkbreab4584
@nazrietkbreab4584 6 ай бұрын
ማዕበል ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ምርቃ ናይ ኩሉ ብስራሕካ ዝተሓጎሰ ይብጻሕካ ከመይ ከ መጺልካ እዚ ሓሳብ ጅግና ኢካ ዕድሜካ ነዊሕ እንጀራካ ሰፊሕ ይግበሮ ብር ክትብል ተሓጎስ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DawitAsghedomGhebremesih
@DawitAsghedomGhebremesih 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ ኣምላኽ ዝጎደለ ይመልኣልኩም። 23:39
@semereom
@semereom 6 ай бұрын
ዓበይቲ ነገራት ተዛሪበን እዘን ኣደ። 1. ሰብ ኣዕሪፉ ዝበሃል ምስሞተ ጥራሕ እዩ። 2. ልማኖሕማቕ እዩ። ናትካ እዩ ጥዑም። ናይ ብሓቂ ወርቃዊ ቃላት። ዘሕብና ኤርትራዊት ኣደ።
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ 6 ай бұрын
ኣሕዋት ንዕብዮ ንዋልታ ሃገር በጃኩ ዝገብሮ ዘሎ ንእድ እዩ እሞ ኣብ ከምዚ ነታባብዕ ኢና ❤🇪🇷♥️🙏
@hussienibrahim6577
@hussienibrahim6577 6 ай бұрын
ማዕበሊኖ አምበሳ ዓይኒ አባይካ ይደፈን። ከምኡ ዉን መዓልታዊ እትገብሮ አብ መነባብሮኻን አብ ስራሕካን ዓወትን አሳልጦን ይምነየልካ አጆኻ አብጎንኻ አለና። 💯🇪🇷🌹
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 ай бұрын
Hussien ሓወይ የቀንየልና 🇪🇷❤️
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 6 ай бұрын
Bhaki azyu dea zbil medeb wedi kiflay arkey ❤
@Sillysanriofan
@Sillysanriofan 6 ай бұрын
ኢድ ሙባረክ ወድ ኤሬ 🇪🇷❤
@yefqrenat8852
@yefqrenat8852 6 ай бұрын
ሪኢቶ ኣለኒ ፡ብመጀምርታ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራህ እግዘኣብሄር ጸገኡ የብዘሓልኩ ፡ቅጺለ ናይዞም ትሕግዝዎም ዘለኩም ሰባት ቴለፎኖም እንተት ገድፉ ዝያዳ ክሕገዙ ይካሉ እዮም ዝብል ግምት ኣሎኒ? ሪእቶይ ነዚኣ ትመስል ካብዚ ዝተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቅ ቅጽልዎ።
@donal5876
@donal5876 4 ай бұрын
ኣነስ መምሊሾም መወራዛይ ክገብሮም ዮም መስሪሒ ፖሎቲካ ከይገብሩዎም ይትረፎም ብከምዚ ጥራይ ኣጆና ንሓግዞም❤
@abrahamjoseph9960
@abrahamjoseph9960 6 ай бұрын
እዛ ምርቓ ኣበይ ትርከብ ኣዴና ኣበባ ተሓግሳ ንሕናውን ተሓግስና ጽቡቕ ተበጉሶ ///
@gualdengelmariam2364
@gualdengelmariam2364 6 ай бұрын
ኣሰይ ብርኽቲ ዝኾና ኣደ መድሓኒ ዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ ኢልክን ዘይትጸግባ። በላ መድሓኒት ዓለም ኢየሱስ ብበረኸት ቤትክን ይምላኣዮ።
@berektiandeberhan3837
@berektiandeberhan3837 6 ай бұрын
ማዕበሊኖ ማማ አበባ ሕጉስ ኢላ ክርኢ ከለኩስ እዚ ትገብሮ ዘለካ ብዝበለጸ ክንሰርሓሉን ክንቅጽሎን አለና። ደቂ ኤረይ በጃኩም አባልነት ብምምላእ ንተሓባበር ፡ ሮዳስ ብርሃን ገጻ ጽብቕቲ ቤላ አቀራርባ 🤙❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷
@TeamuTe-b6s
@TeamuTe-b6s 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Moka-rl9sg
@Moka-rl9sg 6 ай бұрын
እቲ ንድኻ ዚርሕርሓሉ ንእግዚኣብሄር የለቅሖ፡ ንሱውን ንሰናይ ግብሪ ኺፈድዮ እዩ። 'መጽሓፍ ምሳሌ 19:17'
@samuelmengsteab1822
@samuelmengsteab1822 6 ай бұрын
ኢድ ሰብ ዘይርኢ ጅግና መመሊስካ ካብዚ ህዝቢ ምፍጣርካስ ኩርዓት ይስመዓካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AmanTekle1
@AmanTekle1 6 ай бұрын
Pure ERITREAN spirit... 👍👍👍👍💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏
@lilihadgu
@lilihadgu 6 ай бұрын
💓💝💖
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 6 ай бұрын
ግርማ ተከደኑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷 ከምዚ ኢና ኤርትራውነትና ሰላም ነዚ ሐላለይ ህዝበይ 🙏 ሮዳሰይ ሽኮር ንዓኪ አስመራ ምስ መፃኩ ሳቭራይስ አለኪ ዝሐፍተይ🎁 1ግን ከም ሐበሬታ👈 ናይቶም ተቅርብልና አጋይሽ ቁጽሪ ስልኪ አንተትቅርብልና እቲ ክሕግዝ ዝክእል ሰብ ደዊሉ ዱዩ? ሐዊሉ ምሐገዞም? ከም ተወሳኪ ሮዲተይ መቀረት??? ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ⚖️ ቀጽሊ ሐፍተይ ናተይ አብ ጎንኩም አለና ዋልታና ዋልታ ሀገር 🇪🇷👌ማዕበል ክፍላይ Good job kip it up bro, 👍i saport you👌 🌹
@EriOneMood
@EriOneMood 6 ай бұрын
መዕበሊኖ ጅግና ከማካ ዝመስሉ ውላድ ይብዝሑላ እዛ ሓላል ሃገር 🇪🇷። መምህር ሮዳስ ሽኮር ድማ ንፍዕቲ አቕራቢትን አዳላዊትን ርህርህትን ንህዝባ ክብሪ ትህብ ክብርቲ ኢያ'ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ። ሓወይ መዓረይ ረቢ ምሳካ ይኩን ፈጣሪ ዝፈትዎ ግብሪ እዩ። ኤርትርዪን ኣሕዋተይ ይሰስኑ። love u ❤🇪🇷
@Sawa-1996
@Sawa-1996 6 ай бұрын
Thanks ወዲኽፍላይ ቀጽለሉ ኣብ ጎንኻ ኣለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 ай бұрын
@Sawa-1996 የቀንየልና🙏
@ablelabraham8066
@ablelabraham8066 6 ай бұрын
ኣቤት ሰናይ ተግባር ትገብሮ ዘለካ ምዓበል ሓውይ ምስ ብጾትካ ስሚዕታትካ ዝትንክፍ እዝግኣሄርን ሰብን ዝፈትዎ ስራሕ ከምዚ ዝበለ ሰናይ ተግባር ክንገብር እዝግኣብሄር ፍቃዱ ይኩን ኣብነት መንእሰያት ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃብኩም ዘውጻእክሞ ኣምላክ መሊኡ ይሃብኩም ❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 6 ай бұрын
Ja Nay bhaki kemzom yebzhalna meglexi sinalu senay tegbarom
@ወትሩሻዕብያ
@ወትሩሻዕብያ 6 ай бұрын
ዋውውው ደስ ክብል ብንብዓት ገጸይ ተሐጺበ ማዕበል ሐወይ ንበረልና ጂግና ከምኡውን ኩሉኹም አብዚ ዝተሳተፍኩም ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 አምላኽ ምሳኹም ይኹን ❤
@awetkidane3227
@awetkidane3227 6 ай бұрын
እዋይ በዛ ካሜራስ እተዊ ምጺኒ ዓድና ናፍቕና ብሓቂ ህዝቢና ናይ ብሓቂ ጻዕራም እዩ።እዛ ኣደ ናይ ብሓቂ መራቂት ኣደ እያ ነቢዔ እየ ኣሜን ኢልና ኢና ክስብ ምርቃ ዝዓቢ ስለ ዘየለ።😊
@embabayakob6213
@embabayakob6213 6 ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ተሌፎን ናይቲ ትረኽብዎ ሰብ ምልጣፍ ካኣ ኣይትረስዑ
@ghebrezgibereketeabekit1537
@ghebrezgibereketeabekit1537 6 ай бұрын
ሰላም ሰላም ሮዳስ ከመይ ኣሎኺ ከምኡውን ኣሎና ዋልታሃገር ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን እንዳተመነኹ ሓንቲ ሓበሬታ ኣላትኒ እሳ ኸኣ ኣብ ገጂረት ንእሽቶይ ጥቓ ባር ገጂረት ፖላሶ ኣላ ብቤትሮ ዝወቀበት ሕጂ ብዛዕባ ታበላሶ ዘይኮንኩ ክዛረብ ኣብትሕቲታ በላሶ ሓንቲ ሰበይቲ ሓምሊ እናሸጠት ብውሑድ ኣብታ ቦታ 20 ዓመት ገይራ ትኸውን እያ እንተዘይተጋግየ እታሰበይቲ ርኡይ ጸገም ዝኾነሰብ ብዓይኑ ዝርእዮ ኣለዋ እሱድማ ለምጺ ዝበሃል ሕማም ኣለውዋ ንዓለም ክትብድሃ ትጽዕር ሰበይቲ እያ ኣነ ምስኣ ዝኾነ ዝምድና ወይ ፍልጠት የብለይን ግን ኣብኡ ስለዝኾነ ገዛውተይ ኩልግዜ እየዝርእያ ኣነ ኢለኩ ዘይኮንኩም ባዕልኹም ኬድኩም ከተርጋግጹ ትኽእሉ ኢኹም ርግጸኛ እየ እዚሰናይ ተግባራትኩም ነዓዓውን ከምትልጉሱላ ኣነ ሕበሬታ ጽቡቕ ስለዝኾነ እየ ዝሕብር ዘሎኹ እምበር እቲ ክትገብርዎ ትኽእሉ ባዕልኹም ኢኹም ትፈልጥዎ እንተተጋግየ ድማ ይቕሬታ የሓትት ዓወትን ኣሳልጦን እናተመነኹ ሰናይ ናይስራሕ ኣሳልጦ ይብል
@selamtuquabo-girmazion3068
@selamtuquabo-girmazion3068 5 ай бұрын
አነውን ነዛ ዝበልካያ ሰበይቲ ሪኤያ እየ ሐቅካ ኢካ ጽቡቅ ሐበረታ ❤
@asterkiflay4470
@asterkiflay4470 4 ай бұрын
ብእግዝአቢሔር ርከብዎ ቃላት የብለይን 😢❤❤
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 6 ай бұрын
ማዓበል ሐወይ በደይ አበባ ኪትጸደቅ እካ ሐወይ ናተይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samsonbhane9553
@samsonbhane9553 5 ай бұрын
መደብኩም ኩሉ ግዜ ይከታቶሎ ኢየ።ብጣዕሚ ብኣቀራርባኺ ብዙሕ የድንቀኪ ምኽንያቱ ዋዛ ምስቁምነገር እናገበርኪ ስለተቅርብዮ ብራቮ ቀጽልዮ ርሑስ ኣዉደኣመት ከኣ ይግበረልና።
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 5 ай бұрын
ደሰ ዚብል መደብ ቀጽልዎ አምላክ ዘውጻክሞ ዒጽፉ ገይሩ ይሃብኩም 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
@edengebreselasie5291
@edengebreselasie5291 6 ай бұрын
ስቅ ኢልና አይኩነን ኤርትራዊ ጭዋ መንነት ንብል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ማዕበል እግዛአብሄር ዘውጻአካዮ ይመልአልካ Thanks god ኤርትራዊ ት ገርካ ዝፈጠርካኒ ካብዚ ለዋህን ጻዕራም ሕዝቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 6 ай бұрын
🇪🇷♥️ኣለና ዋልታ ሃገር ኩርዓት ሃገር♥️🇪🇷 ዝገርም ጽዒረ ክነብር እምበር፡ ጻዕዳ ኢደይ ክዝርግሕ ዝብል ህዝቢ ዘየለ፡ ዘኹርዕ ህዝቢ♥️🇪🇷
@fthawi5958
@fthawi5958 6 ай бұрын
ወዲ ክፍላይ ኣበሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ጽቡቅ ኢዩ ዘሎ ኣብኡ ከለካ እቶም ሰብ ትካላት ፍቃዶም እንተኾይኑ ዋጋታት ኣስቤዛ ሓፈሻዊ እንተ ዝነጉሩና ንሰብ ትካላት ክኣ ሰብ ንክመጽኦም ምሓገዘ ብተረፈ ቀጽሎ ሕጉሳት ኢና ብኩሉ👍👍❤🇪🇷🇪🇷✋✋
@danieltsegai3575
@danieltsegai3575 6 ай бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር በዚ ጀሚርኩሞ ዘለኹም ደሃይ ቤትና መደብ ደስ ዝብል መደብ ዘዉጻኹሞ ይተካኣልኩም ።❤❤❤❤❤
@user-mq7tu5do5i
@user-mq7tu5do5i 6 ай бұрын
ኣዲታት ኢርትራ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ዪሃብክን ኣሚን 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹👑👑👑👑👑🎉🎉🎉🎉🎉
@erenasalina7411
@erenasalina7411 6 ай бұрын
ኣዴታት ኤርትራ ኩሉ ጸጽቡቅቁ ንዓኽን ጀጋኑ ጽኑዓት ብሩኻት ❤🥹🥹🥹
@AmanTekle1
@AmanTekle1 6 ай бұрын
our Mother represents the truest Eritrean Spirit.... An amazing Lady... 🙇🙇🙇🙇🙇🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@tihtinakibret845
@tihtinakibret845 6 ай бұрын
ካብ ኩሉ ዝተኣገደት ሃገር እዚ ኹሉ በሽበሽ እኽሊ🙏🏾👍😇
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 6 ай бұрын
ይገርመካ ኢዮ እዚ ኩሉ ማዕቀብ ወዲ ማዕቀብ ሐሊፉስ ብሩህ መጻኢና ካአ ብብርሃን ንዓቀብ ኮይኑ እዝጋቢሄር ሰሰናይ የርኤና ሐወይ ወይ ሐፍተይ ናተይ
@tihtinakibret845
@tihtinakibret845 6 ай бұрын
ብጻዕርን ስራሕን ኩሉ ይካኣልዩ።
@Love_storye
@Love_storye 6 ай бұрын
እዛ መደብ ብጣዕሚ ፈትየያ ሓጎስ ይፈጥረልካ ኣብ ውሽጥካ ኣጆኺ ቀጽልዮ ሮዲ ሽኮር
@loveall892
@loveall892 6 ай бұрын
Btaemi tehagusom ktriom koleka des zibil ❤❤❤❤
@EyobKahsay
@EyobKahsay 6 ай бұрын
ካብ ሰናይ ነገር ዝጥዕም መቸም እንታይ ከይህሉ alena walta hager ዘውጻእኩሞ ይተክኣልኩም ፈጣሪ ካልኦት ዩቲበራት ክኣ ከምዚ ዓይነት ቁዱስ ሓሳብ እንተትጅምሩ እቲ ዝተጸገመ ምስተደገፈ ንስኹም ክኣ ስዓብቲ ወይ ብዝሒ ተዓዘብቲ ምረኸብኩም እሞ ዓስብኹም ክኣ ምስረኸብኩም ልዕሊ ኩሉ ከኣ ናይ ሕልና ስራሕ ምስራሕ ፍሉይ ሓጎስ ምዓሰለኩም።
@Kokob-ye8rt
@Kokob-ye8rt 6 ай бұрын
ኣሜን ንብል ኣለና ማማ ኣበባ ለባም ጥዕምቲ ኣደ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💪💪❤️❤️👌👌💕💕👍👍🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
@lifeisagift8504
@lifeisagift8504 6 ай бұрын
Thanks!God bless you our young hero 🙏🏽❤️
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 ай бұрын
Thank u 🙏
@lemlemzerai6257
@lemlemzerai6257 6 ай бұрын
ማዕበለይ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዘውጻእካዮ ይመላኣልካ ናይ ብሓቂ ክስዓብ ዘለዎ እዩ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 6 ай бұрын
ኣምላኽ ዝፈትዎ ኢዩ እሞ ኣጆኹም እቶም ክጸርፉ ዝውዕሉ ብዓል ዮስዮፍ ተወልደ ካኣ ንቀደም ከዚ ግበሩ እሞ ሽዑ ሰብ ኢዮም ክንብለኩም ማዓበሊኖ ምስ መሳርሕትኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንህዝቢኻ ብኹሉ ኢኻ ትሕግዝ❤❤❤
@romatela7057
@romatela7057 6 ай бұрын
አንቲ ጽብቅተይ ክንደይ ደስ ትብል አደ አምጺእክልና ብጣዕሚ ውርዝይቲ ባህርያት አደነት ዘለዋ በሊ ምርቃኪ ሰማይ የዕርገሎም ነቶም ገበርቲ ሰናይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ErdiYosief
@ErdiYosief 6 ай бұрын
ማዕበሊኖ መግለጺ ስኢነ በቃ በዚ ትገብሮ ኩሉ ስርሓትካ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👑🤴🙏✅🥇🇪🇷❤️❤️💪👑🥰🤴🙏✅🥇
@azujigina4753
@azujigina4753 6 ай бұрын
Deki Erey eza meda kitabi kitlieil ab lagligt dereza kitbexih like & sabucikiraiv nigiberelom tesifa zelewa media bitami kidus kiniei yhizeka 🇪🇷❤️🥰💯✅️
@zularedsea3134
@zularedsea3134 5 ай бұрын
Gorgeous as usual,ሮዲ'ን /መደብኪ (ሮዲ /"ቐሽት/ቆንጆ )
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 6 ай бұрын
ሮዳስ ጽብቕቲ ጽቡቕ ስራሕ ፡ ቴሌፎን ተትገድፉ ግን ጽቡቕ ኔሩ ፡ ዝሕግዙ ሰብ ሕልና ስለዘይስኣኑ ኣብ ግምት የእትውዮ ኢኺ።
@genethalelid4486
@genethalelid4486 6 ай бұрын
ኡፍ ንክሪአ ትብዓት ስኢነ እግዚአብሄር አምላክ ዘዉጻኻዬ ይመልአልካ ማዕበለይ ሐወይ አዴታትና እንድዒ በሪርካ ኪድ ይብለካ ክትምርቅ ከላ እንድዒ አዴታትና ትዝክር አዴታትኪም ዘለዋ በጃኻትኩም አሕዋተይ አደይ በሉ አዴታት ኤሪትራ ክሕጎሳ አለወን ሮዲየ ኸአ ንፍዕቲ ምስ መሳርሕትኺ ጥዕና ይሃብኪ 🙏🙏🙏
@TedrosHabte-n2g
@TedrosHabte-n2g 6 ай бұрын
ኣነስ ነቢዐ ብዘይቀልዓለም ጽቡቅ ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር ከኣ ቀጽልዎ ፣ማዕበል ከኣ ጅግና ኢለካ ኣለኩ ፣እሞ ክልና ኤርትራዊን ነዛ መደብ ንስዓባ ንሓግዞም ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MakiMaki-dd4tt
@MakiMaki-dd4tt 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምርቃ ከይ ሓልፈኒ ፡ ኣሰይ ደስ ዘብል ዕድመን ጥዕናንን ይሃብክን ኣዴና ፡ ናርዲ ምስ መሳርሕትኪ ክኣ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦን ፍቅርን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@lemlemzerai6257
@lemlemzerai6257 6 ай бұрын
ሮዳሰይ ጽብቕቲ ርሑስ ጋማ ይግበረልኪ ወሊድኪ ክበሪ❤❤❤❤
@edenpazom9452
@edenpazom9452 6 ай бұрын
አሰይ ደቂ ኢረይ ብሉጻት እትገብርዋ ዘለኩም መመሊሱ ዝኩላዕ ሮዲየ ብልጽቲ ማማየ አሜን ኢልና አለና ዕድመን ጥዕና ያሀብ ፊጣሪ ማዕበለይ ፊሉይ እዳ ሐደርካ ትኩላዕ ንብዓተይ መጺኒ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷❤❤
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ማማ ኣቡቺ ሮዲ ዘይከም ዕድሚኣ ዓባይ ሰብ ኣለና ዎልታ ሃገር ❤ የቀንየልና ብሓቂ ኣምላኽ ይበሎ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣባል ክንከውን🇪🇷💪❤ኤርትራና ኣምላኽ ይባርኽ።
@AsterEstifanos-r8f
@AsterEstifanos-r8f 5 ай бұрын
Alena walta heger edmen tenan yhebkum i love deky eri❤❤❤❤❤❤❤❤
@nanna9497
@nanna9497 6 ай бұрын
ቃል አምላክሲ ሃቡ ክወሃበኩም የብል ። አብምሃብ በረከት አሎ። ናይብሃቂ ዘህጉስ ስራህ ። እግዚአብሔር ኤርትራን ህዝባን ይባርክ🙏🇪🇷
@teweldeweldhaimanot4340
@teweldeweldhaimanot4340 6 ай бұрын
ሮዳስ ሓብተይ ብፍላይ መደብ ዋልታ ሃገር ጽቡቅ ስራሕ፡ ተቅርብዎ መደብ ኣዝዩ መሳጥን ተባሃግን ኢዩ፡ ንዓኩምን ንመላእ ህዝብና ሰላም በረከተ ጸጋን ይሃብኩም መድሓኒአለም።
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 6 ай бұрын
ኩሩዕ ሑቡን ዘይናቱ ዘይደሊ ለዋህ ህዝቢ ኡኑቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ አለና ዋልታ ሃገር ካአ እዝጋቢሆር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤
@zemenkubrom5078
@zemenkubrom5078 4 ай бұрын
መግለጺ ዘይ ርከቦ ብ ኤርትራውነትካ ዘሕብን ቅዱስ ተግባር.
@owingsmillss
@owingsmillss 6 ай бұрын
This lady makes me cry 😭 I love her 😍
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 6 ай бұрын
ኣስይ ኣስይ ደስ ክትብሉ ብጣዕሚ ደስ ይበልኩም ቆጽልዎ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍👌👍🌹🌹🌹🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fithawitwelduo9116
@fithawitwelduo9116 6 ай бұрын
Ohhhh so proud of you all am so proud 👏 of you are my people ❤️ ♥️ 💖 💗 💜 ❤️ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@wegahtaalazar1605
@wegahtaalazar1605 6 ай бұрын
ዎውውው ብጣዕሚ ዘሐጉስ አዩ 🌹🙏😍 ከመይ ተሓጌሳ ማማ አበባ አና ኣብ ኩሉ ኩርነዓት ጽዒሮም ዝነብሩ ከተታባቡኡልና ተስፋ ኣለና 🙏🙏🙏🙏🙏👌👌👌
@lemlemzerai6257
@lemlemzerai6257 6 ай бұрын
ኣሜን ማማየይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤❤
@benyammubrehatu6743
@benyammubrehatu6743 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤9 በሀራትና ከም ህዝብና ኣብ ኣለም የለን
@ለምለምመሬትና
@ለምለምመሬትና 6 ай бұрын
መርሓባ ብርሃን ገጻ ሮዳስ ሓፍትና ኣብ ልብና ሰፈርኪ ምስ ኲቱር ናፍቆትና ንፍቕፍቕ ነብለኪ ባህታ ልብና ስለ ዝኮንኪ ነዛ መደብ ኲላትና ዋልታ ሃገርና ክንጽበይ ማዓስ እያ ሓሙስ ትመጽእ ንብለሉ እዪ ጊዜና። ብዝኮነ ንበርልና ክበርልና ሓበንና ክብረትና። 🇪🇷🌷🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌹🇪🇷💐
@tsgehabte7038
@tsgehabte7038 6 ай бұрын
ውውውውውው ደቂ ኤረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕና የሃብኩም ❤❤❤
@tesfomgebru5093
@tesfomgebru5093 6 ай бұрын
ደሃይ ቤትና ኣብ ኣለና ዋልታሃገር ውዕለትኩም ካብ እግዝኣብሄር ርከብዎ ኣዝዩ ዘሕጉስ መድብ ብፍላይ ጽጉማት ኣብ ምልላይ ኣጆኹም ኤርትራና ብጻሪ ህዝባን ደቃን እዩ ዝሓልፈላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ብዙሓት ኢና ንርኤኪ ንኽደኖን ናይ ሀገርና ገጽ ዝገልጽ ወይ ጀጋኑና ዝኣምሰለ እንድሕር ዘይብልና ድማ ጽሑፍ ዘይብሉ (Manhattan) እንተንመርጽ ይሓይሽ ማንሀንተን ካብ አስመራ አይትበልጽን ብዘይ ገለ ክፍሊት adverse አይንግበር
@AmanTekle1
@AmanTekle1 6 ай бұрын
@Rodas...you are amazing...come do live broadcast with Maebel...🙏🙏🙏🙇🙇🙇🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@simontekle7173
@simontekle7173 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰናይ ተበግሶዩ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ቡርኻት ደቂ ኤረይ ምርቃ ከስብኩም ብርኽቲ ሰበይቲ 🙏🏽
@atewerkigebrekrstos2237
@atewerkigebrekrstos2237 6 ай бұрын
ኣምላክ ማዕልን ጥዕናን የሃብኪ ዝሓፍተይ ንጽግማት ከምዚገርኹም ምሕካዝ ብጣዕሚ ሕጉሳት እና ዝሓፍተይ ኣምላክ የሓግዝኪ🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kidanehaile377
@kidanehaile377 6 ай бұрын
ዝኸበርኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ፈጣሪ ሽሻይኩም የብዘሓልኩም ሰናይ ተግባራትኩም ብጣዕሚ ካብ ፈጣሪ ርኸብዎ፡ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ተኻፋላይ ናይ ሰናይ ተግባራትኩም ክኸውን በዓል ምሉእ ተስፋ እየ፡ዘለኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰማእታት ኤርትራና ዓወት ንሓፋሽ።
@alganesharaya1558
@alganesharaya1558 5 ай бұрын
ብጣዕማ ዘሓጉስ እዩ ቀጽልዮ ሮዳስ ጽብቅቲ ዕድመን ጥዕና ይሃብኺ እግዚአብሔር።
@LishanAsgedom
@LishanAsgedom 6 ай бұрын
ማዕበሊኖ፡ ብሩክ እንዲኻ፡ አምላኽ ብኩሉ ድሌታትካ ይባርኻ፡፡ you have a good heart ❤️ I am so proud of you, I will always be with you🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💕
@fortunam2729
@fortunam2729 6 ай бұрын
Bzeymflay eu nredalom ,nsom keheguswen tray yom delyom
@fithikiflay1431
@fithikiflay1431 6 ай бұрын
Ane kab kulu nrodas mmraxka maebel hawey dess kitbleka mikllti
@FiebuFiebu-td4nq
@FiebuFiebu-td4nq 6 ай бұрын
ክብሪ ይሃብኩም ኤርትራዉያን ይሕዋተይ ከመይ ትሓጊሳ እዚ ኣዲና ቀጽልዋ❤❤❤❤❤
@elsasolomon9247
@elsasolomon9247 6 ай бұрын
ካብዚ ህዝቢ ምውላደይ ብጣሚ ዐዶለኛ እየ ማዐበለ ሐወይ ከማኻ የብዛሐዩ ብጣሚ ልቢ ዝትክፍ እዩ❤🙏🙏
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 6 ай бұрын
Thank you Alena walta hager.God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@freweinibrorsson285
@freweinibrorsson285 6 ай бұрын
ሮዳሰይ ምቅርቲ ተባረኺ ዓቅምና ክንገብር ብኸመይ ክንሰደልኩም ኣካውንት ግበሩ። ሰሰናዩ ንህዝበይ🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️
@bicherzere6312
@bicherzere6312 6 ай бұрын
Maebelino Jigina Amilak Abizihu Abizihu yibarikia great job. Rodas shikor ❤❤❤❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@weniabede9228
@weniabede9228 6 ай бұрын
Hezbna kemz gerna tesfa nhabo kibi eti lewah amelaki shgru zeftho ❤❤❤❤
@bettysolo3226
@bettysolo3226 6 ай бұрын
Thank you team walta hager!! appreciate a lot your efforts Stay blessed 🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 ай бұрын
@bettysolo የቀንየልና 🙏
@tsegaytesfamariam3743
@tsegaytesfamariam3743 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤selam selam walta hager dhay betna azye bmedebkum tehagise nebiar kbrn mebalen nhagerna Rodas galey kea xbqti temti feqar gexki bruh des tbli ab weledki fqri zeleki shikor eki neshtoy gega gn kermeki Netom sdrana abeyti xom sle zkonu ngaylan dankeran aytgeddyom fqadenatat kemzey konu rgxena eye nakin ntezazkn kehegusu gn ygdedu zelewu koynu ysmeani yreta
@mukiiis
@mukiiis 6 ай бұрын
Keep it up such a beautiful programme Walta hager.
@freweinialazar9782
@freweinialazar9782 6 ай бұрын
ናይ በሓቂ ኤርትራዊት ምኻነይ ዕድለኛ ኢየ እንቃዕ ናትኩም ኮንኩ ኣለና ዋልታ ሃገር ትገብርዎ ዘለኹም ሰናይ ተግባር እግዚኣብሄር ኣምላክኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ስራሕኩም ዕወትን ኣሳልጦን ሮዳስ ከኣ ናይ በሓቂ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ጋል ኤረይ ጻዕዳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BiniamGhirmayfuns
@BiniamGhirmayfuns 6 ай бұрын
btaemi des zebl amlak abziho yhabka ...kemzi elna nsmer deki Erey 🇪🇷❤️
@merhawiandegergish6416
@merhawiandegergish6416 6 ай бұрын
Sdrabit Walta Hager Btami Buluxat yehwat❤❤❤
@biniamembaye201
@biniamembaye201 6 ай бұрын
ደስ ዝብል ተበግሶ ቀጽልዎ ሽኮሪና ኣስሒቕክኒ ቦሶሮ ምካንኪ ተገጢምኪ ቡልቱግ ሓውኺ ተላሊኽክዮ ኣብ ቐረባ ክጽምብሮኩም ኢና ሰናይ ተበግሶ ቦሶሮ ሓፍትና
@solomontsegay9986
@solomontsegay9986 6 ай бұрын
THANK YOU VERY MUCH GODS I WAS BORN FROM ERITREAN PEOPLE!
@Erilebna
@Erilebna 6 ай бұрын
Bravo Amche we love you that is it We Eritreans were living in Ethiopia we did not have beggers everybody were working and helping each other.🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@اتنوطا
@اتنوطا 6 ай бұрын
ኣዝዮ ኣዝዮ እናበለጸን እናመቀረት ስሚዕትካ ዝትንክ ክቅበልዋ ከለውስ ክበኪ ደልዩ ስጋዕ ክንደይ ተሐጉሳ ትከውን ብነብስካ ክትሪኦ ምግማቱ ኣየጸግመካን ኣለና ዋልታ ሃገር መመሊሳ ትሰስን ማዕበለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷
@gualmile655
@gualmile655 6 ай бұрын
Thanks!
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 ай бұрын
@Gualmile655 የቀንየና
@TeameSium
@TeameSium 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝናኣድ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤
@selama3139
@selama3139 6 ай бұрын
Very noble and refreshing idea. Keep spreading the love. Thank you. 🥰
@MengstabGebri-mb8dm
@MengstabGebri-mb8dm 5 ай бұрын
taawitku alena walta hger ewutat
@haileafendi1158
@haileafendi1158 6 ай бұрын
ኣደ ማለት መቸም መግለጺ ዘይርከቦ ብቃላት እዚ እልካ ክትገልጾ ውዕለታ ኣይ ከኣልን እዩ።ነደስ ካልእ እኳ ይግብኣ።ክብረት ይሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ኩሎም ተኸታተልትኹም።
@HAREGU1
@HAREGU1 6 ай бұрын
አዴታት ኤርትራ ጸጹቡቁ ይፈጠረልክን ጀጋኑ ጹቡቅ ዚገብር ጹቡቅ ይፍጠረሉ አሜን ❤🙏❤️
@yoha7441
@yoha7441 6 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ደቁ አረይ ሓለል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YonasDesbele-fy7vy
@YonasDesbele-fy7vy 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኩቡር መጠን ነብሱ የክብረካ ዩ ፡ ደቂ ኤረ ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤።
@ArsemaZeresenay-ju9lj
@ArsemaZeresenay-ju9lj 6 ай бұрын
ሮዲ ምቅርቲ በጣዕሚ ደስ ዝብል በጃኹማ ቀጹልው amlka ediman tenan yehbakem❤❤❤❤
@elululey8979
@elululey8979 6 ай бұрын
Kemza medeb gera zegebetni yelan des tbl mede qexlwo deqi Erey Rodi shkor enazenagaeki teqrblna❤❤❤❤❤❤
@Eritrean4life
@Eritrean4life 6 ай бұрын
This a really nice program. ኣለና ዋልታ ሃገር ኣይተካልኩምን! ኣምላኽ ይባርኹም, ጸጉኡ የብዘሓልኩም, ምርቃ ናዘን ኣደ የሃብኩም.
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 6 ай бұрын
አሜን ምቅርቲ አዴና አፍክን ክጥዕም ዕድመን ጥዕናን ይሐብክን ።ዋዉ ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ይበል ምድላዉ አዚዩ ጽቡቅ ብታሕጓስ ክንድዚ ንብዓት በሉ ክበሩልና ነዛ አዴና ዘኽበርኩም እዚ ባሕልና ክጥዕም ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@lemlemmesfin4108
@lemlemmesfin4108 6 ай бұрын
Wow my people GBU🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 6 ай бұрын
Xibuk srah alena walta hager ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@rahwaabereha8653
@rahwaabereha8653 6 ай бұрын
Oh my god 😢 oh my god❤ I’m crying ❤love this lady ❤ thank you Alena Walta Hager❤❤
@nardosmatusala7576
@nardosmatusala7576 6 ай бұрын
❤🇪🇷 thank you Alena Walta Hager🇪🇷❤️
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 5) - One Day With Alena Walta Hager
1:09:18
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
00:29
啊?就这么水灵灵的穿上了?
00:18
一航1
Рет қаралды 86 МЛН
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
New Eritrean movie, comedy and Serie Movie compilation videos 2024
20:14
ሃገራዊ ሜድያ hagerawi media
Рет қаралды 2,1 М.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,6 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
00:29