Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 5) - One Day With Alena Walta Hager

  Рет қаралды 119,638

Alena Walta Hager

Alena Walta Hager

Күн бұрын

Пікірлер: 942
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 ай бұрын
SUBSCRIBE ብምግባር ኣተባብዑና | 🔜❣️🙏 kzbin.info/door/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin 🇪🇷|• PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟.
@BlitaGoytiom
@BlitaGoytiom 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 6 ай бұрын
ኣጆኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከምታ ተጀሚራ ዘላ ንክትቅጽል ንሕና ውን ምትብባዕና ክንቅጽል ኢና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@negestitesfay1791
@negestitesfay1791 6 ай бұрын
ናተይ ማስተር ባኪ ኣይኮንን ብምንታይ። ክሕግዝ ይክእል
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 6 ай бұрын
Des eluni drieya medeb eya thanks more deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bisratmeharihagos7432
@bisratmeharihagos7432 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AmanTekle1
@AmanTekle1 6 ай бұрын
What can I say.... Our people are the best‼️‼️‼️‼️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 ай бұрын
SUBSCRIBE ብምግባር ኣተባብዑና | 🔜❣️🙏 kzbin.info/door/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin 🇪🇷|• PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟.
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 6 ай бұрын
ዘልዓልክሞ ይተክኣልኩም ናይ ብሓቂ ዋልታ ሃገር ግብርኹም ከም ስምኩም እዩ። እታ ንኽእላ ላይክ እያ ኣይተስተዋሕድዎ።
@ErdiYosief
@ErdiYosief 6 ай бұрын
ኣብ ስደት ካብ ዝወጽእ 13 ዓመታት ኮይኑ ዝበለጸት መደብ ንመጀመርያ ግዜ እግዚኣብሄር ዘይውዳእ ሃብቲ ይሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ቀጽልዎ በርትዑ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏💯💯👑👑👑🥰🥰🤴🤴✅💪💪🥇🥇🥇🥇🇪🇷❤️🙏💯👑🥰🤴✅💪🥇
@amanetberhane6093
@amanetberhane6093 6 ай бұрын
እዛ ሓፍትናን ክትፍተወካ ሹኮር ለባም ትሕትና መሊኡ ዋው የቐንየለና ኣለና ወለታ ሃገር ጀጋኑ 👍👍👍
@hussienibrahim6577
@hussienibrahim6577 6 ай бұрын
ሀየ ደቂ አሀዱና (አባላትና ) ሸር ኮመንት አይንሕመቅ ከምኡ ኸአኒ ዝወሓደት 1.99 አይንሕመቅ አጆኹም ደቂ ማሕበረይ አይተሕፍሩኒ 🙏🇪🇷
@yoha7441
@yoha7441 6 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ❤ብፍላይ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ስንኩላትና ከዲንካ ኣጸቢካ ምስዳድ ኣምላኽ ይፈትዎ ሰብ ይፈትዎ ❤❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@Sawa-1996
@Sawa-1996 6 ай бұрын
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ኤርትራውያን ምትሕብባር ባሕልና እዩ ኣኔ ወይ ንስኻ ዘብል ዘይኮነ ንኹሉ ኤርትራዊ እዩ ኤርትራዊት ብምኻነይ ይኾርእ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hussienibrahim6577
@hussienibrahim6577 6 ай бұрын
👏🌹
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 ай бұрын
የቀንየልና ሞራልኩም ኣይፈለየና🌿🌾🌱
@habtemikaelsereqe4176
@habtemikaelsereqe4176 6 ай бұрын
ንሕና ዲያስቦራ ውን ተወዲብና ክንሕግዘኩም ተስፋይገብር
@dawittesfai3349
@dawittesfai3349 6 ай бұрын
እዋይ ትሕትና እዘን ደቂ ዓድናስ ኣብ ዓለም ዘይርከባ ሹከሪናታት
@sarateclab1936
@sarateclab1936 6 ай бұрын
ሮዲ ምቕርቲ ኩሉ ዘጸብቐላ እንቋዕ ፈጠረሉ ነዚ ብሩኽ ህዝብና ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ሮዱ ሓፍትና ብሓፈሻ ካኣ ንኣለና ዋልታ ሃገር ምስጋና።🇪🇷👈☝️👌🙏
@ለምለምመሬትና
@ለምለምመሬትና 6 ай бұрын
ዋው ተባሃጊት ፍጥረት ጓል ኤረይ ማዓር ወለላ ሮዳስ ሓፍትና እንቓዕ ብዳሓን መጻኪ ብርሃን ገጻ ኣብዛ ልብና ሰፈርኪ ሓበንና 🇪🇷🌷🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷 ናይ ባሓቒ ለባም ወዲ እግዛቢሄር ዕድመን ጥዕናን ያሃቦ ያሃብኲም መክሰባት ደቒ ኤረይ ምጭዋት 🇪🇷🌷🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌹🇪🇷💐
@letenseafesshaye7801
@letenseafesshaye7801 6 ай бұрын
ግርማ ተከደኒ ዛጋለይ አምላክ ይባርኽኩም ዋልታ ሀገር ተባረኩ ለተንስኤ ሽወደን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🌹🌹✝️✝️
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 6 ай бұрын
ብሐጓስ'ሲ ንብዓት ሲዒርኒ ኡኑቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ተባረኩ አለና ዋልታ ሃገርን ማዕበል ምስ መሳርሕትካን Thanks a lot
@ketemahaile2493
@ketemahaile2493 6 ай бұрын
ማዕበል ሓወይ እግዛብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኤርትራዊ ሙካን ክጥዕም 🐫❤🇪🇷🐫🇪🇷🐫❤🇪🇷🐫❤🇪🇷🐫❤🇪🇷🐫❤🇪🇷🐫❤🇪🇷🐫❤🇪🇷🐫❤❤
@ኮኮብ-ጨ6ፐ
@ኮኮብ-ጨ6ፐ 6 ай бұрын
ኣነስ ሕቶ ኣላትኒ፡ከምቲ ዝተፈላለዩ (ንሰባይቲ ንሰብኣይ)ሰባት ትሕግዝዎም ዘለኹም፡ከምኡ ድማ ናብ ዝተፈላለዩ ድካናት ከኣ ኪዱ ኣተባብዕዎም❤
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 6 ай бұрын
Nsom abi srah ygebru alowu, eti tiblo zeloka niska jemro emo nihna kiea ab gonka nikewun ajoka mijmar Trah
@HAMELMAL5942
@HAMELMAL5942 6 ай бұрын
ሓንቲ መዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታ ሃገር ኣዝዩ ዝድነቕን ንጹር ስራሓት፡ ምስ ባህልን ሰብኣውነትን ሃገር ብዘለካ ንጥፈት ተጠቒምካ ንሃገርን ህዝብን ዓቢ ዕማም ዘለዎ ተወፋይነት ኢዩ፡ ኣለና ዋልታ ሃገር ሰስኑ ጽቡቕ ውጽኢት ኢዩ።
@Erei1
@Erei1 6 ай бұрын
ዘውፃእኩሞ ይተካአልኩም ቅዱስ ስራሕ ብጣዕሚ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏
@tsigeredahaile6785
@tsigeredahaile6785 6 ай бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት፡ ካብዚ ህዝቢ እዚ ምፍጣረይ ክገልጾ ዘይክእል ሓበንን ኩርዓትን ይስመዓኒ
@Grimhuts
@Grimhuts 6 ай бұрын
Ab nubur neber ayhasu hasot xubuck aykonen kied etie zuxenut xelo hzbuka dumxie know kursus
@yordanos77
@yordanos77 6 ай бұрын
እዋይ ከጸብቀልኪ ደስ ኢልኪኒ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ደስ ዝብል ብሮግራም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤❤💪🏼💪🏼💪🏼
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho 6 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷 Rodi our queen eternal respect 100% 100% 👸🥰
@AmanuelTekle-g3o
@AmanuelTekle-g3o 6 ай бұрын
አለና ዋልታ ሃገር ንተጸገሙ ምሕጋዝ ኤርትራዊ ባህሊ ከም አብነት ናይ መጀመሪያ ሜዲያ ምኻኑ ብሓቂ ናይ ካብ ቃል በተግባር ዘመስከረ ዋልታ ሃገር ❤❤❤❤❤ አምላኽ አብዚሑ ይሃብኩም
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 6 ай бұрын
ሮዲ ምቅርቲ ፍጥረት ❤ብሉጽ ስራሕ አለና ዋልታ ሃገር 👍🏾 ኤርትራዊ ምዃን ህያብን ትዕድልትን ፈጣሪ እዩ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🏾
@اتنوطا
@اتنوطا 6 ай бұрын
ሮዲ ሽኮር ዋጋ ዕዳጋ ላዕሊ ኩሉ ኪኢልክዮ ጅግና ኣጆኪ ናይ ሓዳር ተመክሮ ይኮነኪ እዩ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷
@brikhtkidane821
@brikhtkidane821 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@brikhtkidane821
@brikhtkidane821 6 ай бұрын
❤❤❤
@kudus7756
@kudus7756 6 ай бұрын
እዛ ፕሮግራምኩም ናይ ብሓቂ እያ ግርም ቀጽልዎ ካብ ኩሉ ኽኣ እዛ ሽኮሪና ጓልና ከምዛ ንዓኣ ኢላ ተፈጥረት ብጣዕሚ ተስፋ ዘለዎ ሰብ ፡ቃላታ ልቦንኣ ብጣዕሚ ሽኮር።
@selamteamr5697
@selamteamr5697 6 ай бұрын
ስቅ ኢልና ኣይኮናን ኤርትራዊ ኩቡር መንነት ንብል ኤርትራዊ ኣብ ነብስካ ምክኣል እቲ ቀንዲ መለለይና ኢዩ ።ኣለና ዋልታ ሃገር ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤
@senaitgerei
@senaitgerei 6 ай бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር እግዛብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🦁🦁🦁❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@johnghile1606
@johnghile1606 6 ай бұрын
መርሓባ ኣቱም ቡሩኻት ትሕዙኩም ይባረኽ ናይ ብሓቂ ዘምስገን ስራሕ አዩ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@seblomi7372
@seblomi7372 6 ай бұрын
ብቀዳምነት ኣዳለውቲ ኣለና ዋልታ ሃገር ዘለኒ ኣድናቆት መወዳታ የብሉን ብጣዕሚ ልብካ ዝመልእ ስራሕ ኣምላክ ዘጉደልኩሞ ይተክኣልኩም ብምቕጻል ድማ ንሮዳስ ኣብ እትገብርዮ ኣቀራርባን ኣብ እተርእዮ ፍሽኽታን ብጣዕሚ ኣድኒቐኪ ኣነ ኮ ኣብ ህድሞና ዝነበረ ናትኪ ቲፈዞ እየ ኔረ ግን ኣግዲዕክኒ ክክክክ :: በሉ ዋልታውያን ኣጆኩም ከም ሽምኩም ንከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰባት ዋልታ ኩንዎም ሕና ድማ ኣብ ጎንኩም ኣለና Eritrea forever love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aminaBeshir-o8o
@aminaBeshir-o8o 6 ай бұрын
አለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘውፃእክሞ ይተካአልኩም ከም ሽምኩም እምበር ዋልታ ሃገር ሮዳስ ንፍዕቲ ጋል እረይ ቀፅልዮ ኩሉ ሰሙን ብሃርታ ንፅበ ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷👍👍👍👍
@mosobwerqilainekidanemaria7483
@mosobwerqilainekidanemaria7483 6 ай бұрын
Takk!
@hussienibrahim6577
@hussienibrahim6577 6 ай бұрын
👏👏🌹
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 ай бұрын
የቀንየልና ሞራልኩም ኣይፈለየና🌿🌾🌱
@helenyohannes4619
@helenyohannes4619 6 ай бұрын
Proud to be eritrean! Well done Alena walta hager ❤🙏🙏❤💪🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@eriterawiteye3759
@eriterawiteye3759 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@brhanegebru8240
@brhanegebru8240 6 ай бұрын
ናይ ሎሚ ድማ ፍሉይ መደብ ኣቕሪብኩም ብጣዕሚ ተመሲጠ ትዓዚበያ፡ተስፋ ይገብር እዚ መደብ ብግቡእ ተጸኒዑ ብዙሓት ክንስለፎ፡ከም ስምኩም ዋልታ ሃገር ኣብነታዊ ስራሕ መንፈሳዊ ቅንኢ የሕዲሩለይ።
@asmaithabtemariam7265
@asmaithabtemariam7265 6 ай бұрын
ሰናይ ተግባር ኢዩ እምላክ ዕድመ ጥእና ይሃብኩም❤
@asmeromhabtezion2711
@asmeromhabtezion2711 6 ай бұрын
ኹሉኹም ደቂ ሐላል መሬት ፈጣሪ ይባርኩም
@genettekeste3951
@genettekeste3951 6 ай бұрын
አምላክ ዝሕጎሰሉ ተጋባር ብሓቂ ሕልና ዘቅስን ሮድስ ጽቢቅቲ ህድእቲ መክበሪት ሰብ ክብረት ይሃቢኪ ።
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 6 ай бұрын
ሮዳስ ጽብቅቲ ፡ ጽቡቕ ስራሕ እግዛብሄር ይባርኪ ፡ ሮዳስ ሞባይልኪ እባ ሃንግ ከይገብሩኺ ኣብ ድሕርት ጁባኺ ኣይትግበርያ? እዋይ እዚ ቅዱስ ዓድና ፡ ዘይከም ጎሮቤትታቺን
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 6 ай бұрын
ኣን ኤርትራ ኩሉ እቲ ህዝቢ ፖሊስ ስለ ዝኾነ ዋላ ዘሰክፍ የለን
@abieltarik1907
@abieltarik1907 6 ай бұрын
Mobil zsrki yelin ethopia ko aykonen eritria eyu❤❤❤
@IsaakSimon
@IsaakSimon 6 ай бұрын
Hzban nsan free eya Eru hagerey tenafaqit zeynebere kemey gerom kserquwa ajoka
@ንግዜ
@ንግዜ 6 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ኮሙኡ የለን ።
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 6 ай бұрын
ክክክክ ኣብ ኤርትራ ደኣ መን ሃንግ ክግብራ ወዲቃትኪ ኢሎም ይህብዋ እንበር❤
@Adulisawi
@Adulisawi 6 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ካብ ወገን ብርገድ ንሓመዱ❤❤
@maxjr618
@maxjr618 5 ай бұрын
ياخي البت دي ما شاء الله إحترام و تقدير للناس عجزت اعبر صراحه
@berektiandeberhan3837
@berektiandeberhan3837 6 ай бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት፡ ካብዚ ህዝቢ እዚ ምፍጣረይ ክገልጾ ዘይክእል ሓበንን ኩርዓትን ይስመዓኒ ።ክቡር ዝቢ Alena Walta Hager great job keep it up ❤️🇪🇷🌹
@SabaBeyen
@SabaBeyen 6 ай бұрын
ኦኦኦኦኦ ኣምላከይ ሃገርና ሰላም ቅሳነትን ኣውርደልና ዓይኒ ጸላእቲ ን ተጻባእትን ሰውረልና ነዚ ለዋህ ህዝብና ክርህወ 🙏🙏🙏 ኣለና ዋልታ ሃገር ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኮም ቀጽልወ🎉❤🎉❤ፕፕ
@nebyatnetsrab423
@nebyatnetsrab423 6 ай бұрын
ኣለና ዎልታ ሀገር እግዝአቤሄር ዘልዓልክማ ይተካኣልኩም
@senaitzerai3719
@senaitzerai3719 6 ай бұрын
Thanks!
@hussienibrahim6577
@hussienibrahim6577 6 ай бұрын
👏👏🌹
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 ай бұрын
የቀንየልና ሞራልኩም ኣይፈለየና🌿🌾🌱
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 6 ай бұрын
ክታባባዕ ዘለዎ እዩ እሞ ነታባባዓዮም❤❤
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 6 ай бұрын
አለና ዋልታ ሃገር ክብርን ምስጋናን ንዓኩም ይኩን ❤❤❤❤
@LishanAsgedom
@LishanAsgedom 6 ай бұрын
ማዕበለይ ብሩኽ፡ እንታይሞ ክብል I have no words, you just make my day, ብምቅፃል እንኳእ ካብዚ ስኸበረን ሰሪሁ አምላኩ አመስጊኑ ዝነብር ኩሩዕ ህዚቢ ተፈጢርና፡ ፅቡቅ ሰራህ፡ አጆካ ምሳካ አለና🇪🇷💕🇪🇷💐
@eritrearedsea5386
@eritrearedsea5386 6 ай бұрын
ከመይ ዲና ንዓድና! 🥰🥰🥰🥰🥰 Ayni hasad yetfialna.
@kidanehaile377
@kidanehaile377 6 ай бұрын
ምሉእ ሂወትኩም ሰሓቕ ዝመልኦ ይግበረልኩም ደቂ ሪመይ ሓጎስኩም የብዝሓዮ ቀጽልዎ ሓደራኹም ካብዚ ዝበልጽ ሰናይ ተግባር የለን ፡ግና ብዝከኣለኩን መጠን እዞም ውዒግን ከምዘይርእይዎ ግበሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aidawaldamlak1988
@aidawaldamlak1988 6 ай бұрын
Thanks
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 6 ай бұрын
የቀንየልና ሞራልኩም ኣይፈለየና 🌿🪴🌱
@danielweldegebriel7375
@danielweldegebriel7375 6 ай бұрын
Proud to be Eritrean 👍🇪🇷👍
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 6 ай бұрын
ብጣዕም ጽቡቅ መደብ ቆጽልዎ ደቂ ኤረይ ሓላላት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤🇪🇷🙏🇪🇷❤🙏🇪🇷❤🙏🇪🇷❤😍👌👍🌹🌹🌹🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@atewerkigebrekrstos2237
@atewerkigebrekrstos2237 6 ай бұрын
ኣምላክ ሙሉእ ጥዕና ሂቡ መዋእል የሃብኪ በዚትገብርዮ ዘለኪ ሕጉሳት እና መዓልን ጥዕናን ንመንየልኪ 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@FerewenAsgdomFerwenasgdom
@FerewenAsgdomFerwenasgdom 6 ай бұрын
ግርማ ተኸደኒ ዛኃለይ ኩሉ መንገድኺ ሰናይ ይግበረልኪ የሙን ወድቀሺ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ምስድራኻ❤❤❤❤❤
@alganeshberhane5079
@alganeshberhane5079 6 ай бұрын
እግዛብሔር አምላክ ዘውጻእኩሞ ይተካአልኩም አለና ዋልታ ሃገር 🙏🙏🙏
@HagushGezai
@HagushGezai 5 ай бұрын
Rodi shkoor xubuq srah ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ed2821
@ed2821 6 ай бұрын
Bless you all Eray children. It is really delightful, this is Eritrean beauty, helping out each other 🎉🎉🎉🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍
@beleri9119
@beleri9119 6 ай бұрын
Menmo Kem ERTIRAWI kubur Mennet 🇪🇷❤️💯⭐️🕊️🌹🙏🏾
@lemlemzerai6257
@lemlemzerai6257 6 ай бұрын
ዋው ማዕበለይ ሓወይ ዘውጽእካዮ ይተካኣልካ እዚኣ ድማ ዝበለጸትን ዘሐጎሰትንን መደብያ ሮዳሰይ ድማ ንፍዕቲ ❤❤❤❤
@selamtuquabo-girmazion3068
@selamtuquabo-girmazion3068 6 ай бұрын
ሮዳሰይ ምቅርቲ ኩሉ ዘጥዕመላ ስነስርዓት ዝመልኦ አዘራርባ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አሎና ዋልታ ሃገር ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤
@awetashtekeste8136
@awetashtekeste8136 6 ай бұрын
Very good job So happy to be Eritrean ❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@tesfitgebrebrhan
@tesfitgebrebrhan 6 ай бұрын
Nay bhaqi des zebl medeb eyu . Ajokum deqi erey ndegagef ntehagagez ❤🇪🇷💪
@tsehayhabtemedhane6519
@tsehayhabtemedhane6519 6 ай бұрын
Alena walta hager igzeabher izfin dirbin zegiu yebizhalikum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤👍
@senaitzerai3719
@senaitzerai3719 6 ай бұрын
አቶም ሽቓቶ ዊን ገንዘብ ይሰርሑ ኣለው ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ
@mengsteabtekle4702
@mengsteabtekle4702 6 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ አለና ዋልታ: ቀጽሉዎ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@kingoftheunknown6448
@kingoftheunknown6448 6 ай бұрын
ብታኤሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር ማኤበሊኖ አምላክ ኣኤዚዙ ይባርካ ኩሉ ዘመን ሂወትካ ይባረክ 🙏🙏🙏🙏
@eritreaelsagb7918
@eritreaelsagb7918 6 ай бұрын
አዝዩ ደስ ዝብል መደብ ። ፈጣሪ ንሃገርና ሰላሙ የብዘሓልና ። ሮዲ ጋልና ብርክቲ ጽቡቅ ተዘናግዕዮም እግዚአብሔር ይባርክኪ። ላዛ ናይ ደቂ አስመራ ። አዘካኪርክና ጠጥዑሙ ❤ ። አለና ዋልታ ሃገር አውጻኩሞ ፈጣሪ ይተካአልኩም ኩልኩም አብዚ ተሳትፎ ትገብሩ ድማ ፈጣሪ በረከቱ የብዛሓልኩም❤። አስመራ ካብ ዘይከይድ ነዊሕ ገረ ካብ 2003 ነዊሕ እዩ። ማራ ናፊቀያ ተወሊደ ዝዓበኩላ ተመሃርኩላ ። ዕዳጋ እክሊ ከተማ ምስ ረአክዎ ደስ ኢሉኒ ። ሮዲ ሽኮር ንዩሙን ሓውና ከተሳዕስዕዮ ከለኪ ብጣዕሚ ብልብኪ ደስ ኢሉኪ ስለ ዝገበርክዮ ግዜ ንዓካትኩም ይኩን ንኩሉኩም መድሃኔ አለም ሰሓቅ የብዘሓልኩም ። ደስ ዝብል ። ዩሙን ሓየት ሃገር ዘውሓስካ አጆካ ኢድካ ዘይምሃብ ። ምስራሕ ንመጻኢ ትስፍው እዩ ዝገብረካ ። ነቶም ስንክልና ንመለመኒ ክጥቀምሉ ዝሓስቡ ከም ዘይኮነ አረጋጊጽካሎም ። ካብ ኢድ ሰብ ምጥማት ዝከፍእ የሎን ። ነዚ ድማ ጽቡቅ ገርካ ስለ ተረዳእካዮ ጽቡቅ መልሲ ሂብካዮም ።
@MichealGhrmay
@MichealGhrmay 6 ай бұрын
Nice job rodas 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 yemun azmarino ka asmera keman ariekana long time ❤️❤️❤️
@ፉቅሪዩጥዑምጥዑም
@ፉቅሪዩጥዑምጥዑም 6 ай бұрын
ደቂ ሪመይ🇪🇷❤️ ዝጎደለ ፈጣሪ ይመልአልኩም🙏🏽
@tasfutewolde6516
@tasfutewolde6516 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ዮርይይይ መግለጺ የብለይን ብሓቂ ናይ ኤርትራዊ ፍሽኽታ እኺ ትውንኒ እሞ ነዚ ትገብርዮ ዘለኺ ከይመስገንኩ ክሓልፍ ኣይክእልን እዬ እግዝኣብሄር ካብ ዓይኒ ተጻባእቲ ይሓልኺ 💐🙏💐🙏💐🙏
@AdiEto
@AdiEto 6 ай бұрын
Ewe hakika Amlak ymesgen deki Erie tiemat. Egziabher selam yebzahalna. And well done walta hager❤🇪🇷🇪🇷
@John..ጆን
@John..ጆን 6 ай бұрын
ዋልታ ሃገር ከም ሽማ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤
@owingsmillss
@owingsmillss 6 ай бұрын
We get a glimpse of life in Eritrea and our beautiful culture language and our beautiful people our beautiful city : the host Rodi is super sweet 🇪🇷
@BiniamGhirmayfuns
@BiniamGhirmayfuns 6 ай бұрын
Rodi shekor ❤ alena walta hager nay bhaqi kem shmkum zewxaekumo ytekalkum ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 6 ай бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ሓበን ሃገር❤❤❤❤❤❤❤
@ዮናታን-ቘ5ቘ
@ዮናታን-ቘ5ቘ 6 ай бұрын
ኣሰይ ችብዕቲ ክብረት ይሃብኪ ዓይኒ ኣባይኪ ድፍን ይበል የሙን ንፉዕ ዕድመን ጥዕናን🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🌺🌼🌹🇪🇷🌺🌼🌹🇪🇷🌺🌼🌹🇪🇷
@s.t3264
@s.t3264 6 ай бұрын
Anes Seb khgos teries wshtiey mlat ysmieni lili tiseb yhgos Temesgen Egzabhier zewtsakumo ytekalkum❤❤❤
@brhanalem5387
@brhanalem5387 5 ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ክዛረቡ ከለዉ ዝዝረብን ዘይዝረብ ኣሎ ምጥንቃቅ ማለት ሓዋ ደስ ኣይበሎን ከምዚታት ንሓዋ ደስ ክብሎ ኣይክእልን ይመስለኒ ጽብቕተይ ❤ ማዕበሊኖ ኣምላኽ ይባርኽካ❤🎉❤🎉
@hailomgoitom7179
@hailomgoitom7179 6 ай бұрын
Des ybelkum des ybelkum 🤣 Wala hade aybexahan 🤣 She’s comedian I love her❤️🇪🇷🐪
@dehabtekle4643
@dehabtekle4643 5 ай бұрын
Meabelino Hawey xubuqat srah des zbl qexlley jigna wedi Ereyyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@mislalmaashow3533
@mislalmaashow3533 6 ай бұрын
I love how positive this guy is 👏🤴💕💕💕💕💕💕 God bless you Alena Walta Hager 🙏🇪🇷💕
@senaitzerai3719
@senaitzerai3719 6 ай бұрын
God bless Alena walta hager. Endahabkum neberu 🙏🙏🙏
@EyobKahsay
@EyobKahsay 6 ай бұрын
ኣለና ዋልታ ሓገር ከም ስማ ናይ ብሓቂ ዋልታ ሃገር ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ንጽጉማት ምሕጋዝ ሰናይ ነገር ኢዩ ዘልዓልኩሞ ኣምላክ ዕጽፍታት ገይሩ ይተክኣልኩም ።
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho 6 ай бұрын
Anes ezin metabitna yehwatna kfetuwekum meatttttt ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abibereket6848
@abibereket6848 6 ай бұрын
ኣሰይይይይይይይይይ ኢልልልልልልልል ደስ ዘብል ሙሉኢ ዘይ ጉዱል ይሃብኩም አዋ ኤርትራዊ ኩቡር ፍጥረት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢
@andreascarlsson895
@andreascarlsson895 6 ай бұрын
Walita nay behaki walita hagerin hizibin!!!🙏❤️🇪🇷💪
@biniamkidan9827
@biniamkidan9827 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ መድብ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@matiwosanday5827
@matiwosanday5827 6 ай бұрын
Rodi ❤kemti fshktaki mulue hiwetki fshktka ygberelki.I'm Proud of you ✌️🇪🇷💪
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 6 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷wow, kindness is part of our Eritrean people culture , Thank you for sharing the truth of our Eritrea 🇪🇷 😊 😀 ❤️ 💜 ☺️ 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💜
@Enbabafiori
@Enbabafiori 6 ай бұрын
Alena walta heger kolo gzie walta❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🙏🏾🙏🏾👍
@teklekidane9887
@teklekidane9887 6 ай бұрын
Shishyeeki yebzahayo Rodas
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ድስ ዝብል ነገር ሰብ ድስ ኢልወ ክትርኢ ብጣዕሚ እዩ ዝሕጉስ ኣምላክ ኩሉ ጊዜ ሓጎስ ይሃብኩም ❤❤❤
@abedegaim4891
@abedegaim4891 6 ай бұрын
ዓሽ ኣለና ዋልታ ኤሩ።ማዕበሊኖ ክንድ ሽሕ ተሓቢና።እዛ ሓብትና ኸኣ ውርዝይትን ትሕትን ኣቀራርባ ይበል።ዋውውው ትዕበየልና ብሓቂ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@dahlaksiceland6162
@dahlaksiceland6162 6 ай бұрын
Hade ne Y. Feteya eti kab lesana zewetse zereba lebka yemale nehadarsi tewaxe eyia emo ferhiea😊 iluni emo baleka tefelet ab Alena Walta hager abal kun emo ketrekba ikka ilyio zelku dea netom artistatena kenzekrom gerkumna Sandiago ❤serahkum zeageb lebka zemale selazkone teamno leikas entay terifuni aytebeal endeyiu tesfatat nay hagerka yereayeka emo Alena Walta hager kem shemkum qetselelu ab gonkum alona 🙏🌹🇪🇷🇪🇷🌹🙏🙏
@rufta.
@rufta. 6 ай бұрын
እዋይ ኮሞሴራቶ ሓማሴን ክፈትዋ ኔረ: ምስዞም ዓበይቲ ኣቦታትና: ❤Thanks Sister
@tsehaitesfu7142
@tsehaitesfu7142 23 күн бұрын
Grema tekedrnu Zewtsekmo yetekalom Brukatey. Amen 🙏🙏🙏
@eritrawiteyeane9121
@eritrawiteyeane9121 6 ай бұрын
Beunet Yemane xaeram seb eyu Amlak zekalısını ytekialkum deqi erey Rodey shikor asmirey selam beliley Yemane ab shuq mesarhti ena netna miss you my ppl
@ፍቅሪይኹንመዝሙርናእምነት
@ፍቅሪይኹንመዝሙርናእምነት 5 ай бұрын
ማዕበል ቀጽሎ🇪🇷🇪🇷🩸
@TemriSereqe
@TemriSereqe 6 ай бұрын
Rodi ጽብቅቲ ቀጽልዮ ዋልታ ሃገር ናይ ባሃኪ ንፉኣት ደኪ ሪመይ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 6) - One Day With Alena Walta Hager
1:08:54
What's in the clown's bag? #clown #angel #bunnypolice
00:19
超人夫妇
Рет қаралды 35 МЛН
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮‍💨 LeoNata family #shorts
00:37
ሰበር ዜና ካብ ኤርትራ በጺሑና ኣሎ።
14:55
ደቂ ኤርትራ
Рет қаралды 3,4 М.
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 18) - One Day With Alena Walta Hager
1:34:09
What's in the clown's bag? #clown #angel #bunnypolice
00:19
超人夫妇
Рет қаралды 35 МЛН