Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 8) - One Day With Alena Walta Hager

  Рет қаралды 101,913

Alena Walta Hager

Alena Walta Hager

Күн бұрын

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Пікірлер: 1 200
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 4 ай бұрын
PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟. | ❣️🙏 kzbin.info/door/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin 🇪🇷|•
@mbmb5927
@mbmb5927 3 ай бұрын
Plse nay haftna telfona uba sdedlay khgza
@Asmaithab
@Asmaithab 3 ай бұрын
Telefona eba xehafeley kehgza meabel hawey
@hagosgebru124
@hagosgebru124 3 ай бұрын
Redu miqrti edimen tienan yhabk btemi zegus hasab eki tgebriyo zelek kem natey hasab wey Rieto kea ntom seb dukanat kea ketsrhyom xbuq koynu ysmeani
@hagosgebru124
@hagosgebru124 3 ай бұрын
mknyatu kulu gizye kab hade a
@user-zy6ml6ok9g
@user-zy6ml6ok9g 3 ай бұрын
Please post it their number!! So that we can help them.
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 3 ай бұрын
በጃኹም ሪኢና ጥራይ ኣይልኺ ላይክ ንሃቦ፡ ምኽንያቱ እታ ዝወሓደ ክንሕግዞ ንኽእል ንሱ እዩ። እንተ ኣለና ግን ዘልዓክሞ ይተክእልኩም፡ ኣናብስስስስ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@solyanasolyana4982
@solyanasolyana4982 3 ай бұрын
Amen 🙏
@awetkidane3227
@awetkidane3227 3 ай бұрын
ብሰንኪ ግዜ ልንቕነ ከይረኣኽዎ እየ ቐንየ ሎማዓልቲ ግን ንብዓተይ ጠጠው ምባል እብይኒ ምኽንያቱ ኣደ ኮይነ ክርእዮ ኸለኩ መዞም ቆልዑ ሒዛ ሓዳስ ግን ጅግና ኣደ ኢኪ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስዞም ምጨዋት ደቕኪ።
@user-nn1if3gh2i
@user-nn1if3gh2i 3 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 3 ай бұрын
ንህቦ ርእይቶታት ተገዲስኩም ብምንባብኩም ማዕረ ክንደይ ኣብ ተዓዘብትኹም ኣኽብሮት ከምዘለኩም ዘርኢ እዩ፡ የቐንየልና። ኣብ ዓወት የራኽበና፡፡❤❤❤❤❤
@BiniamTeklemariam1
@BiniamTeklemariam1 3 ай бұрын
ኣምላክ ኣብታ ሓላል መሬተይ ተመሊሰ ከምዚ ቅዱስ ቅንኢ ክገብር ሓግዘኒ ብሓቂ ነቢዔ ገለን ህዝቡ ክሕግዝ ይውዕል ገለን ካኣ ክብሪ ህዝቡ ክደፍር ይውዕል ኣድኒቐ ኣይጸግበኩምን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fortunam2729
@fortunam2729 3 ай бұрын
Wala nay❤❤❤❤
@selam-yi2op
@selam-yi2op 3 ай бұрын
Natey dliet wn kem natkum u deqi Erey 🇪🇷🇪🇷❤💖🇪🇷🇪🇷
@deinemuta
@deinemuta 3 ай бұрын
Amen amen amen ❤❤❤
@senaitkfle3979
@senaitkfle3979 3 ай бұрын
ናይ ባሓቂ
@Sawa-1996
@Sawa-1996 4 ай бұрын
ርሑስ ቅንያት ናጽነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራዊ ልማኖ ዘይፈትው ጻእራም ሕዝቢ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️❤️🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 4 ай бұрын
@Sawa-1996 🙏
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 3 ай бұрын
ንስኻ ውን ብሩኽ ኢካ ኣምላክ ዘወጻእካዮ ይመልኣልካ
@rahwaamare1228
@rahwaamare1228 3 ай бұрын
Zewtsekayo ytekalka
@yordalove37
@yordalove37 3 ай бұрын
💐💐💐💐😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@luwamsamule9693
@luwamsamule9693 3 ай бұрын
Rodi, please help you mama agin please
@lul9652
@lul9652 3 ай бұрын
ኣቱም ደቂ ኤረይ ሓላላት ላይክ እባ ንግበረሎም ነዚ ሰናይ ስርሖም ዋጋ ኣይክፈሎን አዩ በጃኩም
@user-ip9kp6ey3i
@user-ip9kp6ey3i 3 ай бұрын
ማዕበል ክፍላይ ሚልዮነር ኩን ብሓይሊ እግዛብህር ❤️❤️❤️❤️❤️
@elsaemahastyon3509
@elsaemahastyon3509 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@SolomeAbraham-gv1xr
@SolomeAbraham-gv1xr 3 ай бұрын
አላና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሄር ዘልዕኩሞ ይተክአልኩም፡
@JordanosHubacher
@JordanosHubacher 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 3 ай бұрын
ኣብ ሜዳ ሓንቲ ደርፊ ማራ እንተጥዒማ ትደገም ይበሃል ነይሩ፡ እዛ ሰበይቲ ድማ እዚ ምስጋንኣስ መሊስካ ንኽትሕግዛ ዘተባብዕ እዩ፡ ትደገም ንኽትብል ትደፍር።
@meraabiabiygayl5102
@meraabiabiygayl5102 3 ай бұрын
Anes kdmi mrayey eye like zgebr kulatna like ngber.
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz 3 ай бұрын
Wela ane ❤❤❤❤❤❤❤
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 3 ай бұрын
Ane keman keyrakuwo eye... Like suscribe zigebir..👍🌹
@nazrietkbreab4584
@nazrietkbreab4584 3 ай бұрын
ናይ ግድን
@Eritreaa
@Eritreaa 3 ай бұрын
Of course
@makentewelde5348
@makentewelde5348 3 ай бұрын
Wala ane ❤
@user-ts6pv2jv5o
@user-ts6pv2jv5o 3 ай бұрын
በጃኹም ቴሌፎና እንተ ኣለኩም ጽሓፉለይ፡ ሕልና ዘለዋ ኣደ ብዙሕ እንዳ ጎደላ ይኣኽለኒ ዝልማዳ፡ እዚኣ ኢያ ክትሕገዝ ዘለዋ እሞ፡ ቴሌፎና ጽሓፉለይ 🙏🙏
@iloveyoumysweethomeeritrea2162
@iloveyoumysweethomeeritrea2162 3 ай бұрын
ወላ ኣነ ብጣዕሚ እየ ኣድንቐያ ኣዝያ ሕያወይቲን መስኪን ኮይና ረኺበያ።ኣምላኽ ይሓግዝኪ። ❤❤❤
@Amlak-71
@Amlak-71 3 ай бұрын
Telefona eba ❤
@user-ld9mw7jf9l
@user-ld9mw7jf9l 3 ай бұрын
ዋላ ኣነ ዓቅመይ ምሓገዝኩ በጃኹም Alena walta Hager ቴሌፎና ትሓባበሩና.
@worldnine8153
@worldnine8153 3 ай бұрын
ኣነ ከማን ኣድኒቐያ ብጣዕሚ ስክፍቲ እያ።
@senaitkfle3979
@senaitkfle3979 3 ай бұрын
ወዲ ለባማትን ብሱላትን ኢኻ
@yefqrenat8852
@yefqrenat8852 3 ай бұрын
Lomi 2ይ ግዜ ይጽሕፈልኩም ኣለኩ ብዝተከኣለኩም መጠን ቴለፎን ናይቶም ተቅርብዎም ሰባት ግደፉልና ወይ ድማ ናትኪ ሮዳስ ሓፍተይ ማለተይ እቲ ኽሕግዝ ዝደሊ ሰብ ናባኩም ይድውል እሞ ዓቅሙ ይሕግዝ
@bereketedros3337
@bereketedros3337 3 ай бұрын
Ane wela nay geliom naber mdeleku nay rodas or nayti dhgez seb 🥹
@teklitkidane8444
@teklitkidane8444 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ቐጽልዎ ብፍላይ ተሌፈኖም ምስኡ ተደልውዎ ሰብ ሕልና ኣይ ምተሳኣኑን ብውልቂ ምሓገዝዎም ቀጽልዎ
@YoditTesfu-gm3ix
@YoditTesfu-gm3ix 3 ай бұрын
Kab kuku rodi des tbleka nay tray dya wes nkulatna eye like
@fortunam2729
@fortunam2729 3 ай бұрын
Afa mear welela ya❤
@YoditTesfu-gm3ix
@YoditTesfu-gm3ix 3 ай бұрын
@@fortunam2729 btami btami kulu tzarebo des tbleka
@selam-yi2op
@selam-yi2op 3 ай бұрын
በጃኩም ደቂ ኤረይ ኮፍ ኢላ ደቃ ተዕብየሉ ኬስኮ ነገር ተዝግበረላ ጽቡቕ ኔሩ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ጎሚዳ
@ጎሚዳ 3 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ኣብዚኣ ላይክ ከይገበረ ዝሓልፍ ፍርሃት ኣምላክ የብሉን በጃኹም ነዕብያ ሮዳስ ሓፍተይ ብሓፈሻ ኩላትኩም ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 4 ай бұрын
Des zebel sirha eyo kemzi gerka nixgum mhgaz ❤️🇪🇷🙏
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 4 ай бұрын
@senaitamanuel227 Thank You 🙏
@user-sl9iv1rw2o
@user-sl9iv1rw2o 3 ай бұрын
❤❤❤
@g776yy3
@g776yy3 3 ай бұрын
ኣሰይይይይ ማዕበሊኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኹሉኹም ደቂ ኤረይ ሰላምኩም የብዛሓዮ ፈጣሪ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@berektiandeberhan3837
@berektiandeberhan3837 4 ай бұрын
ነዚ ጻዕራም ህዝቢ ታታሪ ምልማን ዘይፈቱ መመስገኒ ብዝበለጸ መታን ከነበረታትዕ አባላት ዋልታ ሃገር ብምኻን ብዝበለጸ ንምስራሕ ተሓባበሩ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@DebesayHagos-yq2vc
@DebesayHagos-yq2vc 3 ай бұрын
ብሐቂ ዋልታሃገር ብእትገብርዎ መደባት ብሐቂ ደስ ዝብል እዩ ብፍላይ ሮዳስ ከመስገንኩዋ አይሐልፍን በዚቀጽሊ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ
@selama3139
@selama3139 4 ай бұрын
Great job again. Happy Independents day. Thank you❤
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 4 ай бұрын
@selama3139 Thank you 🙏
@user-sl9iv1rw2o
@user-sl9iv1rw2o 3 ай бұрын
❤❤❤
@ghideytekie1567
@ghideytekie1567 16 күн бұрын
Bejaki eba radio habtey téléphone xahaflna
@eritreamahder303
@eritreamahder303 3 ай бұрын
ርሑስ ቅንያት ናጽነት ብጣዕሚ ተሓጊስና ማዕበለይ ሮዳሰይ ክኣ thankyou ❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሸር ላይክ ንግበር ደቂ ኤረ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤
@nohisack7796
@nohisack7796 3 ай бұрын
ነዛ መደብ መታን ክትዓብን መደባታ ክሰፍሕን ሸር ላይክ ንግበር ደቂ ኤረ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 3 ай бұрын
ቡዙሕ ግዜ እንደየ ተሓጉሰልኩም ዋልታ ሃገር ግን ኣይ ከም ሎሙዓንትን ❤❤ ካብ ልበይ እየ ነቢሕ ናይ ሓጎስ ድዩ ዋላ እንታይ እንዲዒ ❤❤❤❤
@Ancor123
@Ancor123 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጻዕራም ሰበይቲ! ተጻዋሪት! ኣመስጋኒት! ስሰዐ ኣልቦ! ኣቱም ደቂ ተባዕትዮ ድማ ሓላፍነት ደቅኹም ተሰከሙ። ኣለና ዋልታ ሃገር ስለ ሰናይ ተግባራትኩምን ጻዕራም ዜጋ ምትብባዕኩምን ልዑል ምስጋና ይግባኣኩም። መቐረት ናይዛ መደብ ዝኾነት ሮዲ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏
@ephremtsegai9398
@ephremtsegai9398 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ሮዳስ ክንደይ ተስፋን ሞራልን ጌራ አላ ሓዳስ።
@hussienibrahim6577
@hussienibrahim6577 4 ай бұрын
ማዕበሊኖ አምበሳ ቀጽሎ አጆኻ አብጎንኻ አለና። ከምኡ ኸአኒ ብምሉእኩም መሳርሕቲ አለና ዋልታ ሀገር የቐንየልና። ሮዳስ ከአኒ ናይብሓቂ ኩሉ አቀራርባኺ ምቕልቲ ኤደትራዊት ዋዕሮ አኹሪዕክና። ብጣዕሚ ጽቡቕ አቀራርባ ደስ ዘብል ቀጽልዮ። ጽንብል ናጽነት ኤርትራ 2024 ዮሀና ንጅግና ምክልኻል ኤርትራ ,ንብምሉኡ ህዝቢ ኤርትራ አብዉሽጥን አብ ደገን ናይ ሰላምን ጥዕናን ይግበረልና አሜን ዓወት ንሓፋሽ 💯💯💯💯🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 4 ай бұрын
@hussienibrahim6577 የቀንየልና ጅግና.
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 4 ай бұрын
@hussien thank you 🙏
@helenasmerom1582
@helenasmerom1582 3 ай бұрын
@@AlenaWaltaHager kab London kehigza nza sela zedlku pls Phone sedadulay
@user-sl9iv1rw2o
@user-sl9iv1rw2o 3 ай бұрын
❤🎉
@atewerkigebrekrstos2237
@atewerkigebrekrstos2237 3 ай бұрын
ብቀዳምነት ኣምላክ እሕፍሱን ኣበርኹቱ የሃብኹም አለና ዋልትሓገር ኣብህዝብና ትገብርዎ ዘለኹም ንጽጉማት ኣብውህበት እዩ ዘሎበረከት እሞ ኣምላክ ጸጉኡ የሃብኹም 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semeregebreamlak4744
@semeregebreamlak4744 3 ай бұрын
እቲ ንድኻ ዝርሕርሓሉ ንኣምላኽ የለቅሖ፡፡ ትኩር ጠመተ ሰናይ ምኽሪ ሕልና ዘቕስን ማራኺ ሓይሊ ደስ ዝብል ንጥፈት!!!!!!!!
@freweynimossazghi4059
@freweynimossazghi4059 3 ай бұрын
እዞም ዕምባባ ሎሚ ፍረ ጽባሕ ክንሕግዞም ኣሎና።❤
@zezuwedieri1349
@zezuwedieri1349 3 ай бұрын
ሎሚ ንብዓት ስዕሩኒ thx Rodas and alena waleta hager, hadas tsearem eritrewit meninet Amilak misaki yekun. 🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🌹🌹🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤
@user-bj6pe6lp9z
@user-bj6pe6lp9z 3 ай бұрын
ደቂ አረይ ነተባባዓዮም ላይክ ሸር ንግበሮለም ሮዶይ ሽኮር ከኣ ቀጺልዮ❤❤❤
@edenpazom9452
@edenpazom9452 3 ай бұрын
ሮዳሰይ ምጭውቲ ኩሉ የጸብቀላ ማዕበለይ ኩሉ አብግብሪ ሕብን ሀገራዊ ዕድመን ጥዕና ያሀብካ ፊጣሪ ዘውጻካዮ ዕጽፊ ያሀብካ ፊጣሪ🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹ሩሑስ ብዓል ናጽነትና ይግበረልና
@weinimuzelo9762
@weinimuzelo9762 3 ай бұрын
My daughter good job Eritrean people God bless you thank you so much. I love you.🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏🙏🙏🙏☪️✝️💐💐💐
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ 100% ዝግብኣ ሰብ መሪጽኩም፡ ዕዉታት ተዓውቱ!!
@berakihermon441
@berakihermon441 3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ንሃገርና ኤርትራን ህዝቢን ብጸጉኡ ይባሪክልና:: ንኩሉኹም ኣዳለዉት ኢዛመደብ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም:: ንዓይ ካኣን ቅዱሰ ቅን የሕድረለይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@asterkidane3093
@asterkidane3093 4 ай бұрын
አምላክ ምሰ ደቅኪ ጥዕና ይሐብኪ ሮዳሰ አምላክ ይባርኪ
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 3 ай бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ጽቡቕን ተበጉሶ ሑቡናት ደቂ ኤረ ቀጽልዎ🇪🇷❤እዛ ሓፍትና ምስ ደቃ ጽብቕትን ሑጉስትን 🇪🇷❤ህዝቢ ኤርትራ መመስገንን መራቕን ብሰላም ዝነብር ዒምም ዘይብል 🇪🇷❤ሮዳስ ሽኮር ❤ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ይግበረልና🇪🇷🙏❤🇪🇷
@lemlemzerai6257
@lemlemzerai6257 4 ай бұрын
ማዕበለይ ጃወይ ብትገብሮ ዘለኻ ብጣዕሚ ሕጉስቲ እየ እዚኣ ድማ ጽብቕቲ ዘውጻእካዮ ይተካኣልካ ❤❤❤
@yoditbrhane1671
@yoditbrhane1671 3 ай бұрын
Aseyyyyyy ❤❤❤ edmen tenan yhebley ftari nay bhqi hgus ele ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsgehabte7038
@tsgehabte7038 4 ай бұрын
ርሑስ ባዓል ናጽነት ኤረትራ ንይ መበል 33 ዓመት ኣብጻሐና ደቂ ኤረይ ❤🎉❤🎉
@abogida669
@abogida669 Ай бұрын
Nay bihaky simetka tiferarik medeb eiya eimo amlak yhagzkum Eritrawi zeytsead hizibi fre tsaerkan mitsimamkan mimikatikan yhabika🙏🏼🇪🇷
@NuhrGeorge
@NuhrGeorge 3 ай бұрын
ሰላም ማዕበሊኖ ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ምስ መሳርሕትኻን መላእ ህዝቢ ኤሪትራን ይግበረልኩም በቲ ትገብርዎ ዘለኩም ንህዝብኩም ሓገዛት ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@amanetberhane6093
@amanetberhane6093 3 ай бұрын
ሩሑስ በዓል ናጸነት ይግበረልና ሃገር ሰላም ቕሳነት ይግበረልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bettysolo3226
@bettysolo3226 4 ай бұрын
Xaeram nefeiti memesgenit zeyseseiti Ade edmen teenan yehabki. Thank you Team Walta Hager!!!
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 4 ай бұрын
@bettysolo3226 Thank you 🙏
@helenasmerom1582
@helenasmerom1582 3 ай бұрын
I try to contribute but it’s not able to do I don’t know why??
@user-sl9iv1rw2o
@user-sl9iv1rw2o 3 ай бұрын
❤❤❤
@kisanetdebesay8165
@kisanetdebesay8165 3 ай бұрын
Btaemi xbuk mede alena walta hager telephonom please tehababeruna
@Woldetensae47
@Woldetensae47 4 ай бұрын
ሓዳስ ፈተያ አይ:: እንቁዐ ነዓን ንደቃን ሃገስኩማ:: ብራዋ ጀጋኑ ❤️❤️❤️😄😄
@WeldezionAndemariam
@WeldezionAndemariam 3 ай бұрын
ክብረት ይሃብኩም ክትህቡ ንበሩ
@LishanAsgedom
@LishanAsgedom 4 ай бұрын
ማዕበሊኖ (visionary young man) bless your heart, so proud of you, ኩልሻዕ ዘዝበለፀ ስራህ ስለትሰርህ አኣምላክ ይባርኻ ፡ ብዝጎደለኻ ይምላኣልካ። ሮዲውን ከምኡ።🇪🇷💕🇪🇷💐
@ytewolde9350
@ytewolde9350 3 ай бұрын
ማዕበሊኖ ኣታ ብርኹ ዘውጻኻዮ ይተካልካ ልዕሊ ሰንካ ይሕድርካ❤❤❤🎉🎉
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 3 ай бұрын
🇪🇷♥️ኣለና ዋልታ ሃገር♥️🇪🇷 🇪🇷♥️ኤርትራውነት ክቡር መንነት♥️🇪🇷
@Daniel_kah
@Daniel_kah Ай бұрын
ስለ እዝግሔር ቴለፎና ኣቀምጡልና!
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 3 ай бұрын
Alena walta hager እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኩን ኣብዚሑ ይሃብኩም እንድዒ ቃት እዩ ድሓጽረካ ሰሰናዩ ተዓደሉ. ሮዲየ ምቅርቲ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየልኩም❤️🇪🇷❤️
@Faraholland
@Faraholland 3 ай бұрын
ኣነስ እዛ ፕሮግራም ክርእይ ከለኹ ንብዓት እዩ ዝስዕረኒ በቲ ሓደ ድማ ብፍስሃ እየ ዝርእያ እንዳ ተሓጎስኩ ገለ ዓይነት መደብ እያ ከምዚ ዛመሰለ መደባት ብፍላይ ድማ እቲ ጽቡቅ ግብረ ሰናይ ምስናይ ዕላሉ ብፍላይ ድማ መራሒት መደብ ትሕትናኣን ግርህንኣን ብጣዕሚ ሰሓቢት መደብ ንቅድሚት ምስዛ መደብ ርሑስ በዓል ናጽነት ደቂ ኤረይ
@hhb98ndndn58
@hhb98ndndn58 3 ай бұрын
ቴሌፎን ተሐባበሩኒ ናይ አለና ዋልታ ሃገር
@selahta5252
@selahta5252 3 ай бұрын
እዛ ኣደና ምስ ራእክዋ ናብራ ገዛና ተራይኒ ኣጆኪ ጽባሕ ካልእ ማዓልቲ ኢያ ❤❤❤
@senaitkfle3979
@senaitkfle3979 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ተሓጊስና ብፍላይ ኣደ ክትሽገር ከቢድ እዩ ዘልዓልኩሞ ይተካኣልኩም ፈጣሪ
@tesfalemmichael-eg6cy
@tesfalemmichael-eg6cy 3 ай бұрын
እዛ መደብ ካብ ቀደም እየ ዝምነያ ነይረ እሞ ማዕበል ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ሕጅ ክኣ ተለፎን ዋላ ናይ ርዳስ ጽሓፈልና ሰልድ ናብኣ ይስደት እሞ ንካልኦት ጽጉማት ክባጻሓልካ
@user-jf2mv7xr7k
@user-jf2mv7xr7k 4 ай бұрын
Thanks
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 4 ай бұрын
Thank you 🙏
@kestebkree2549
@kestebkree2549 3 ай бұрын
የቀንየልና
@user-sl9iv1rw2o
@user-sl9iv1rw2o 3 ай бұрын
❤❤❤
@kibraredie5248
@kibraredie5248 3 ай бұрын
ደስ ዘብል መደብ ቀጽልዎ. ንታሓጋገዝ ወላ ሓንቲ መዓልቲ ሰብ ይታሓግስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@furtinateyyy8146
@furtinateyyy8146 3 ай бұрын
anes abe adiss endya zelku abe etiopa zekona hagez nexgumat kigbru keryom kelku betami eya zeqna nera meas kone abe eritrea zejmer yebl nera hjis higose ela ❤❤❤❤ love you deqi eri
@selam-yi2op
@selam-yi2op 3 ай бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ካብ ፈጣሪ ርኸብዎ ብጣዕሚ ዘቕንእ መደብ። ከምስምኩም ኣለና ዋልታ ሃገር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@sw7398
@sw7398 3 ай бұрын
Try to buy from different suppliers not only from one
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 3 ай бұрын
ሓጎስ ይሃብኩም፡ከምዛ ተሓጉሳታ ዘላ❤❤❤❤❤❤
@user-qg3nk5nw7f
@user-qg3nk5nw7f 3 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ሓላላት ዘጥፋእኩም ኣምላክ ይተካኣልኩም🙏🙏🙏🇪🇷💪❤⛪️😍🕌🇪🇷💪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fn7619
@fn7619 3 ай бұрын
ኡፍፍፍፍ እንድዒ ከምቲ ዝበለትኩም አምላኽ ዘውጻእኩሞ ይተክአልኪም ብውላድኩም ርከብዎ መግለጺ የብለይን ንብዓተይ ምቁጽጻር ስኢነ።🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaitkfle3979
@senaitkfle3979 3 ай бұрын
ሕልና ኣለካ / ኪ
@fithawitwelduo9116
@fithawitwelduo9116 4 ай бұрын
I was crying to see her hard worker mother may GOD bless you 🙏 maibil hawey am so proud to you good job keep it up ❤❤❤❤❤❤❤
@marti3165
@marti3165 3 ай бұрын
Kemay ny serah betami zedeneq zefetu Ehulu do❤
@VipQet
@VipQet 3 ай бұрын
ተሌፎን ጸሓፍሊና
@user-wq5vz4yv1i
@user-wq5vz4yv1i 2 ай бұрын
ሮዲ ሽኮር ስራሕኪ አዘራርባኪ ብጣዕሚየ ዝፈትዎ አምላክ ይሐግዝኩም ስለ ሰናይ ተግባርኩም ቀጽልዎ ተባረኩ ❤❤❤❤❤
@Erei1
@Erei1 3 ай бұрын
አለና ዋልታ ሀገር ክበሩልና ብጣዕሚ ዝሕጉስ ስራሕ ትሰርሑ አለኩም ❤❤❤❤🙏🙏
@snitsemhosi6417
@snitsemhosi6417 3 ай бұрын
ማዕበል ሓውና ቆጽሎ እቲ ኩሉ ግዝየ ንሓስቦ ዝነበርና ስለ ዝገበርኩሞ ስለዚ ተልፎን ጸሓፍልና ዕቅምና ዝፈቅዶ ክንሕግዝ❤❤❤❤❤❤
@user-po1vg4dl9t
@user-po1vg4dl9t 3 ай бұрын
ዋውውውው ገለ ዓይነት ልቢ ዝትንክፍ መደብ ( ወትሩ ሸጥ መዓንጣ ) ኤርትራዊ ማለት ሓበን ኩርዓት ጭውነት ዘይተምበርካኽነት ሓልዮት በቃ ኩሉ ነገር ። እንቋዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ።
@user-id3xo1xs2v
@user-id3xo1xs2v 3 ай бұрын
ኣሰይ። አልልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@bettysolo3226
@bettysolo3226 4 ай бұрын
Rodas thank you ketemana zerakna.God bless my ppl &Country. Long live Eritrea!!! 🇪🇷❤️🇪🇷👍🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🌹🌹🌹🌹🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
@user-mb5rh2ut5m
@user-mb5rh2ut5m 3 ай бұрын
Mabel. Hawena. Etegebero. Zeleka. Betami xebuk. Tegebar. Amelak. Edemen. Tina. Yehabka❤❤❤❤❤❤
@eftereladebas5818
@eftereladebas5818 3 ай бұрын
አሎና ዋልታ ሃገር መንግስቲ ኤሪትራ እሰርሕ እምበር አይዛረብንን ኢዩ እዩ ኢዩ እሞ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ እዛ ሓፍተይ ድማ ናይ አዴታትኪ ወሪስኪ ክሓልፍ ኢዩ አጆኺ አምላኽ ምሳኺ አደ ኤሪትራዊት ጻዕራምን ባዓልቲ ዓቕሊ ኢያ ንኹሉ ከምትብድህዮ ብሩህ ኢዩ መጻእኺ ምስ ደቅኺ ንቕድሚት ጥራሕ🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 3 ай бұрын
ማዕበል እዚ ትገብሮ ዘለኻ በኣምላኽ ርኸቦ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nnnn-qs9fv
@nnnn-qs9fv 3 ай бұрын
I can't control😢😢😢 very strong women.
@bereketedros3337
@bereketedros3337 3 ай бұрын
Nay behaqi walta hager ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🥹🥹🥹🥹
@halalqebatse8965
@halalqebatse8965 3 ай бұрын
እወ ሮዳስ መቸም ኣቐዲመ ንኹላትኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ክብሎ ዝደሊ ኣናብስ ጥራየ ዝብል ቀጺለ ደጋጊመ ክብላ ዝደሊ ካብታ ዝጀመርኩሙላ ምዓልቲ ክሳብ እዛ ሰከንድ እዚኣ ኣምላኽ ነዚ ንኽትገብሮ ዘብቃዓኩምን ኣብዚውን ዘብጻሓኩም ተመስገን ክብሩ ይስፋሕን ይከበርን ንዘልኣለም ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Amlak-71
@Amlak-71 3 ай бұрын
Kitfteweka Nebra hasimwa ember meniesey eya ezi medebkum kexlwo . Eza Rodas ka nifeti hiwsti eya des tibleka❤❤❤❤
@user-so3vh2wh3y
@user-so3vh2wh3y 3 ай бұрын
ብ ሰማይ ርከብዎ ቀፅልዎ ብጣዕሚ ሰናይ እዩ ቀፅልዎ !!❤❤❤❤❤❤
@godislove5105
@godislove5105 3 ай бұрын
መጀምርታ ሰላምታ ኣደላውቲ ኣለና ዋልታ ሃገር ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ፡ብምቅጻል ምስ ጀምርክዋ ንብዓት እዩ መጺኒ ከብድካ ትብልዓካ ኣደ ክትሕገዝ ዝግባ ኣደ እያ ሓንቲ ክሓተኩም ቴለ ኣምጹእሉና please ደጊመ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሉዎ ሓደራ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ንኩሉኩም ኣባላት ዋልታ ሃገር
@Ruta0922
@Ruta0922 3 ай бұрын
ኣብ Alena enteawefiki nsom khbwa eyom
@Rorawit
@Rorawit 4 ай бұрын
Thanks Rodi shekor and Alena Walta Hager we love you so much! Cameraman please you should edit the clip when she is feeding the baby or remind her to cover up. ይቕሬታ ነቐፈታ ኣይኮነን ንድሕሪ ሕጂ ለበዋ እያ።😅
@delinatv5001
@delinatv5001 3 ай бұрын
bejkum nehgza yehwta betami adngxtni uff amlak edman tenan yehbaki fetri ❤ ❤
@askkilkasa3770
@askkilkasa3770 3 ай бұрын
እዋይ ማዕበል ትገብሮ ዝላካ ብብክየ እኮ እዛ ሓብትና መዓረ ክንደይ ተሓጊሳ እዚ ኩሉ ንዓይ ምስ በለት ሲ ከብደይ ምክኣል ኣቢኒ እግዛቢሃል ከምዚ ናትካ ክንገብር ኣምልክ ይሓግዘና ❤❤❤❤❤❤❤
@rufta.
@rufta. 3 ай бұрын
ማዕበል ሰፊሕ እንጀራ ይሃብካ ምስ መሳርሕትካ, እቲ ንድኻ ዝህቦ ንኣምላኽ የለቅሖ: ይብለና ቃል ኣምላኽ. ተባሪኹ ❤።
@Erilebna
@Erilebna 3 ай бұрын
Guys i have one idea her daughter has to stay in one if the K.G because this woman is hard worker she can work different jobs, what do you think?
@amanuelgebre2285
@amanuelgebre2285 3 ай бұрын
ማዓበል ሓወይ ኣነ ብጥዕሚ ኢየ ዘመስግነካ እታ መንገዲ ተሑጉስ ንህዝቢ ኤርትራ ረኪብካያ ኣሎኻ💪💪💪👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷። እንተ ነቶም ከዳዓት ጸረ ህዝብና ከደቀሱ ከም ዛሓድሩ ገይርካዮም ኢኻ። ጽሕጻሕ ንጽሕጻሕ ኮይኖም ኣለዉ ሕጂ ዞም ሓሳዳት። ቀጽሎ።
@zewditekie8871
@zewditekie8871 3 ай бұрын
Beteseb Alena walta hager, Meabel! Bhagos nebie nI behaki,meglesi seinelkum deki za halal meriet🙏❤️👌🇪🇷
@Semhar2708
@Semhar2708 3 ай бұрын
God bless you Maebel .. you’re a blessing to them and an example to us ❤
@zeeMe2323
@zeeMe2323 3 ай бұрын
Alena walta Hager Great work keep up Serve our Beautiful Country 🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷
@10RAS
@10RAS 3 ай бұрын
Jemira ksab twdie nebie Btaemi tsbuk srah neza haftna, nabra kebiduni keybelet tsier zela ajoki amlak kerhwelki eu Bdekki kthgosi eki🙏🏾❤️
@wintasultan667
@wintasultan667 3 ай бұрын
I’m not crying I’m just cutting onions 😭😭😭😭 this so beautiful and sad at the same time. God bless you alena walta hager.
@senaytande
@senaytande 2 ай бұрын
ብጣሚ ደስ ዘብል ስራሕ እግዝኣብሄር ዘጥፈኣክሞ ይተክኣልኩም ሓንቲ መዓልቲ ምስ ዋልታ ሃገር ግን ተለፎን ናይቲኦም ሰባት እባ ስደደዎ ሕልና ዘለዎ ሰብስ እቲ ሓገዝ ምቀጸለ ነቲ ንስኹም ዘበገስኩም ሰናይ ስራሕስ መቀጸልታ ምረከበ
@user-fm2no4ro2l
@user-fm2no4ro2l 3 ай бұрын
Amlak zewxakilkum ytekalkum walta hager roditey kia jegna❤❤🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@seidjemal5235
@seidjemal5235 23 күн бұрын
Mashallha ኩፉእ ሰብ የለን (ናብራ)!
@romanande169
@romanande169 3 ай бұрын
Anes kem lomi nebien tehaguisen ayfeltin eye Alena Walta hager edmen tenan yhabkum Fetari bhaki zehgus srah ❤❤❤❤❤❤❤
@user-id3xo1xs2v
@user-id3xo1xs2v 3 ай бұрын
ተባረኹ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@africanlion9479
@africanlion9479 4 ай бұрын
ናየብሓቂ ፅቡቕ ስሪሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም❤❤
@MM-nr2ar
@MM-nr2ar 3 ай бұрын
Rodas sweet ❤girl, wow it's amazing 🤩 work! ሐደ መዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታ ሃገር : ጽቡቕ መደብ keep it up 👍🏿 & God blessed your service!! ዕድመን ጥዕና ይምነየልኩም።
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 9) - One Day With Alena Walta Hager
1:05:06
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 39 МЛН
Cute kitty gadgets 💛
00:24
TheSoul Music Family
Рет қаралды 22 МЛН
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 16 МЛН
How Strong is Tin Foil? 💪
00:26
Preston
Рет қаралды 41 МЛН
ቲጂ ላይ አደሙባት !!!
33:11
ትዕግስት ግርማ - Tigist Girma
Рет қаралды 47 М.
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 39 МЛН