No video

ብዘይ ኢድ_መኪና ዝዝዉር መስተንክር ሰብ unique_show/ ዩኒክ ሾው

  Рет қаралды 10,646

Unique Show

Unique Show

Күн бұрын

ሰላም ኩቡራት ተኸታተልቲ Unique Show ኣብዚ ቪድዮዮ ሒዝናልኩም ዝመፃና ጋሻ ኣካል ጉድእ ሃይልሽ ይብሃል ተወሊዱ ዝዓበየሉ ኣብ ከተማ ሃገረ ሰላም እንትኸውን ገና ክውለድ ከሎ ኣትሒዙ ኣካል ጉዱእ እንትኸውን በዚ ከይተሰኮነ ገና ብቆልዕነቱ እዩ ኹሉ ነገር ከምዝክኣል እምነት ዘሕደረ ሳይክል እናፀገነ ሳይክል የካሪ ዓርሱ ንዓርሱ ከመሓድር ዝጀመረ እዚ ኸምዚ እነሃለወ እቲ መደመሚ ነገር ግን ሙሉእ ኢድን እግርን ከይሓዘ ሳይክል ምዝዋርን መኪና ምዝዋርን ምኽአሉ ብተወሳኺውን ፅገና ምኽኣሉን እዩ።
▶ / @uniqueshow.
#Unique show
#ዩኒክ ሾው
Contact us
+251921588398
hanielsami.d@gmail.com

Пікірлер: 157
@user-bm5es5wn9t
@user-bm5es5wn9t 11 ай бұрын
እዚ ሰብ ንቶም ሙሉአ አካል ሒዞም አብ ሰሪቂ ዘውዑል ሰብ ምምሃራይ እዩ ካብዚ ተምሃሩ አቱም ሀነጊ እተገበሩ ሰባት
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ልገርም ዝበለፀ ሃፍቲ አለዎ ሙሉእ አካል ሒዞም ክርድኡ ዝፅበዩ ገዛ ይቁፀሮ
@user-rz3jh6cc1h
@user-rz3jh6cc1h 3 ай бұрын
እግዝአብሄር እኮ ደቁ አይገድፍን አብከምዝ ዝበሉ ደቅ ሰባት እናሓደረ ያምህረና እዩ
@Dsaert-jf7mq
@Dsaert-jf7mq 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 ай бұрын
እዚ ሓውና ነዞም ሙሉእ ዓይነ ብርኪ እናሃለዮም ኣብ ሃንግን ኣብ ስርቅን ዝውዕሉ መርኣያ መምሃሪ ይኮኖም ❤❤❤😢
@EphremBelay-xg9mj
@EphremBelay-xg9mj 3 ай бұрын
ገራሚ ሰብ እዩ ፉሉይ ጥበበኛ ናይ ሃገረ ሰላም ዓኒ እዩ ❤❤❤
@ngstihylemaryam7540
@ngstihylemaryam7540 4 ай бұрын
ኣይይይይ ሰብ ሃንጊ ኣታ ኣሪኡለይ ሙሉእ ዓይነብርኪ ሒዞም ኣብ ዘይተደለየ ይብዑሉ እግዝኣብሄር ስራሕካን ሓዳርካን ይባረክ ❤❤❤
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 ай бұрын
ብሓቂ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 3 ай бұрын
ብሓቂ መሰና ዘሎ ኩሉ ነገረ ሒዘና ነማርር አብዚ መንእሰይ ብዝሕ ንምሃር ተመሰገን አምላከይ ግን ኣነስ የገረመኒ እግዚአብሔር አምላክ ንዓና መመህሪ እዩ ሰብ መሉእ ኣካለ ሒዘና አብ ስራቂ አብ መመራር ርእሰና ግደሎ እታም ከምዚ መንእሰይ እወን ንፍዕ ምሉእ ርእሲ ዘወነኑ እዩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤🎉
@user-ou1jb4hq1z
@user-ou1jb4hq1z 3 ай бұрын
ናይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጥበብ እኮ ድንቂ እዩ ❤🙏
@user-xg4vv4yo4z
@user-xg4vv4yo4z 3 ай бұрын
ወዲ ሪመይ ጋዜጠኛ ማራ ንፉዕ ኣንደበተ ርቱእ እንዲካ በቃ ኩሉ ግዘ ከምዚ ብጣዕሚ መምሃሪ ኣቅርበልና ኣነስ ብሉፃት ይቱበራት ክትፍጠሩልና ሃረር ምስ በልኩ እየ ❤❤❤❤
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ግሩም ጥበብ ዓዲሉዎ ሓዳርካ ይባረኽ❤❤❤❤
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 3 ай бұрын
_ኣይ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰሩሑ ድንቂ እዩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ልዕል ኩሉ የሓደርካ ዝሓወይ_
@user-xx8pq7dl9j
@user-xx8pq7dl9j Жыл бұрын
አጀኻ ማዓረይ ብጣዕሚ ተደኒቀ ሰብ አብ ርእሱ እዩ ሐይሉ እምበር ሙሉእ ኢደ ብርኪ ሃሊዎ አይኮነን ዝነብር አታሓሳስብ እዩ ወሳኒኡ አምላኽ ሓይልን እናወሰኸ ጥበብ ያሃብካ አብ እግዚአብሔር ዝውከል አይሓፍርን እዩ
@selamabreha1361
@selamabreha1361 3 ай бұрын
እግዝብአሔር አምላክ ስራሕኻን ሓዳሪኻን ይብረክልኻ ሓወይ♥️♥️♥️
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 3 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣር እዚ ሓወይ ሓድሩኹም እግዚአብሔር አምላክ ይባረከሉኹም ብጥዕም ዝገረም ዩኡ❤❤
@user-mc1xc2zn3r
@user-mc1xc2zn3r 3 ай бұрын
እግዚአቢሄር ገደል እንትፈጥር መደያይብ እዉን ይፈጥር🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@Guassa
@Guassa 11 ай бұрын
ዕድመ ይሃብኻ ጠንኻራ ሰብ
@tsarkangebremeskel6947
@tsarkangebremeskel6947 3 ай бұрын
ስራሕ እግዚአብሔር ድንቂ እዩ አምላክ ምሳካ ይኩን ማዓረይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
@YoDaha
@YoDaha 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ስራሕካን ሓዳርካን ይባረክ ዝሀወይ
@me-12.abatie
@me-12.abatie 3 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ሓይልን ብርተዐን የብዘሐልኪ ዝሓወይ ተገሪመ ግን እግዚአብሔር ዝሳኣኖ የለን👏💖
@user-pr6ye7zv5n
@user-pr6ye7zv5n 3 ай бұрын
ሃይልሽይ ጀግና ናይ ሰብኡት ሰብኣይ ❤❤❤❤❤
@abrhamaregawi7599
@abrhamaregawi7599 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጠንካራ ኢካ ፈጣሪ ኣብ ዝከድካዮ ኩሉ ይሓግዝካ መዓረይ❤❤
@user-jb9ht7ck1y
@user-jb9ht7ck1y 4 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ገራሚ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ኣምላክ ይሓግዝካ ኣጀካ ጠንክር🙏
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@edon7537
@edon7537 3 ай бұрын
ዓይነ ብርክ ዙሕዙ ከማረረ ከጨረብረረ፣ክሱርቁ ይዉዑል🎉ብሓቂ መረአዩ እካ 😢ጋዘጠኛ ያ ደሞ የቀንየልና🎉
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ተአምረኛ ኢኻ አጆኻ በርትዕ❤
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ተደጊፍካ ዘይካኣል የለን ብሓቂ ጎይታዋይ መድሂን ኣለም ያሓልውካ ንሕና ደቂ ሰባትምስ መሉእ ኣካልና ታይ ንሰርሕ ንብል እስካ ኢድካ ሲእንካ ካባና ዝበልፅ ስራሕ ❤
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ናይ ኣምላክ ስራሕ ድንቂ እዩ 😊😊😊 ኣምላክ ይሓግዝካ 🙏🙏🙏
@debesegaltewahdo456
@debesegaltewahdo456 3 ай бұрын
ገርም ናእግዚአብሔር ስራሕ❤
@user-ng2gm6tp7p
@user-ng2gm6tp7p 3 ай бұрын
ሃይሉሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@AwetWediyaye-lt9qe
@AwetWediyaye-lt9qe 3 ай бұрын
እ/ር ይመሰገን
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 3 ай бұрын
ኣሰይ እግዚአብሔር ይደግፍካ ዝሓወይ ትብዓቱ ደስ ክብለካ ♥️♥️♥️👌
@weynigaltewahdo2854
@weynigaltewahdo2854 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጠንካራ ኣካ ሓወይ ኣምላክ ምስ ይኩን✅🥰👌🙏
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘሓወይ ኩሉ ግዜ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ጅግና ጠንካራ ሰብ ኢካ❤❤❤❤❤❤❤
@Asa121-fb3xy
@Asa121-fb3xy 3 ай бұрын
ጀግና ክብካ ብዝሕ ንምሃረ መረእያ ፅንዓት
@Asa121-fb3xy
@Asa121-fb3xy 3 ай бұрын
ብሰራት ውቅሮ
@Ngsti-vq5ee
@Ngsti-vq5ee 3 ай бұрын
እግዛብሄር ኣምላክ ይሓግዝካ ሓወይ
@SadSad-oo9vv
@SadSad-oo9vv 3 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ሰራሕኻን ሓዳረኻን ይባረኽለኻ እዚሓወይ ናይ አምላክ ሰራሕ ከደይ ድንቀ እዩ
@2112MARYAM
@2112MARYAM 3 ай бұрын
ብሓቂ ጠንካራ ኢካ ብዝሎሚ ምስ ዓይነ ብርክና ዘይሰራሕና ንእቶም ናይ አካል ስንክልና ገጢምዎም ደጊም በቃ ኢሎም ስራሕ ክሰርሕ አይክእልን ኢሎም ናይ መጨረሻ ዝመስሎም አርአያ ኢካ በርትዕ
@user-me7wk1yf6d
@user-me7wk1yf6d 3 ай бұрын
ዕድመንጥዕናንይሃብካፈጣሪወለላይ🎉🎉🎉
@afewerkigebremeskel9847
@afewerkigebremeskel9847 3 ай бұрын
Inspirational person! it is good to form a connection with foreign organizations to make him unique person in the world.
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 Жыл бұрын
ኣሕሕሕ ኣታ ኣምላክ ኣቦም ካብዙይ ማሓረኒ ሓወይ ናተይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይሓግዝካ ብጣዕሚ ጠንካራ እኻ
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 ай бұрын
Egziabher. yemasgen. Ahwaue. Ahwatey. ✝️🙏🙏🙏❤️🌿
@tsarkangebremeskel6947
@tsarkangebremeskel6947 3 ай бұрын
ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ ምቁራተይ❤
@user-iq1xu6hr1n
@user-iq1xu6hr1n 3 ай бұрын
ተመስግን እግዚአብሔር ይሓግዝካ መዓርይ🌹🥰🥰
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef 3 ай бұрын
ዋው👌
@LH-iu7mx
@LH-iu7mx 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ኢንጀራኻ ያዕብየልኻ🙏🙏🙏💘❤❤💘💘💝💞💞
@user-nu5fb8qy6x
@user-nu5fb8qy6x 3 ай бұрын
ቃላት ስኢነልካ መግለፂ
@Sara-tk4ue
@Sara-tk4ue 3 ай бұрын
ጀግና ወዲ ዓደይ❤❤
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 3 ай бұрын
አሰይይይ ዛሓወይ አምላክ ታይ ይሳአኖ አቱም መንእሰይ ምሉእ አካል ሒዝኩም አብ ዘይተደለየ ትዉዕሉ ዘለኩም ካብዚ ተማሃሩ
@bettyboo7783
@bettyboo7783 3 ай бұрын
እግዚኣብሄር እትዝሀበካ ብልህነት ኣምላክ ይመስገን ኣንበሳ
@letekidane1831
@letekidane1831 3 ай бұрын
Wawww amlak edemen tenan yhabka
@mmmm-yg6dm
@mmmm-yg6dm 3 ай бұрын
ናይ አምላክ ሰራሕ ድንቂ እዩ ብሓቂ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 ай бұрын
የኔ ማር ኣምላክ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ክቡር ሓውና 🙏🙏🙏❤❤❤❤
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r 3 ай бұрын
ዋውው ብጣዕም ጎበዝ አምላክ ምሳኻ ይኹን❤❤❤❤❤
@Asa121-fb3xy
@Asa121-fb3xy 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 7:25
@user-yr6ik8zg7v
@user-yr6ik8zg7v 3 ай бұрын
ናይ አምላክ ሰራሕ ድንቂ እዩ ብሓቂ
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 9 ай бұрын
ፊጣሪ ምሳካ ይኩን ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ሓወይ
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ክብር ሓወይ❤💘❤❤
@SelamTesfay-me1qy
@SelamTesfay-me1qy 3 ай бұрын
ሃይልሸይ ወዲ ገዛይ መማህርተይ ለባም ዓብይ ሰብ❤❤❤
@kebraberhame7093
@kebraberhame7093 3 ай бұрын
Edmen tensn yihabka fetari❤❤❤❤
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 3 ай бұрын
ኢኮ ቀንስ ባ ምንም ቁምነገር ኣይሰማዕናን
@ghideyb7269
@ghideyb7269 3 ай бұрын
Amazing person God bless you. I wish you will get an artificial arm if you are willing to have.you are truly gifted may you live longer. And God bless you all .
@FFh-rn9rs
@FFh-rn9rs 3 ай бұрын
እታ ባዓልቲ ቤትካ ትባረክ
@user-wf4or5kx9s
@user-wf4or5kx9s 3 ай бұрын
ሃልሽ ወዲ ከላስይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ft4ed5vk7o
@user-ft4ed5vk7o 3 ай бұрын
ብጣዓሚ ጠንኻራ ቀፅለሉ❤❤❤
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it 3 ай бұрын
ነዞም ኢዲይ እግርይ ሒዞም ሰብ ልሓርዱ ዘለው መውደልደለቲ ላኣኹሎም በጃኹም😢 እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርካን ስራሕካን ይባርኽ ዝሓወይ😊
@brktihaile520
@brktihaile520 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ🙏🙏
@amlesetshkor4490
@amlesetshkor4490 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤🎉
@Monliaz
@Monliaz 3 ай бұрын
ጅግናዬ❤❤❤❤❤❤❤
@NiceNice-ff3fb
@NiceNice-ff3fb 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@agazina9293
@agazina9293 Жыл бұрын
Good job bro keep it up
@FgRr-yc1wg
@FgRr-yc1wg 4 ай бұрын
ጎብዘ ዘሓወይ አምላክ ይሐግዘካ❤❤❤
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ❤❤❤❤
@RMm-bq4ze
@RMm-bq4ze 2 ай бұрын
ኣብ መቀል ርእዪ ነይር ዝሓዉና ባጃጃ ሕዙ
@user-pr8ge1wq2v
@user-pr8ge1wq2v 11 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወለላይ❤❤❤
@Sara-dq1sk
@Sara-dq1sk 3 ай бұрын
ወዉዉ❤❤❤❤❤
@Tesfaybahta-nk2yk
@Tesfaybahta-nk2yk 3 ай бұрын
ጅግና
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 3 ай бұрын
Egziabher Amlak misaka ykun
@bdvbd7687
@bdvbd7687 10 ай бұрын
ፈጣሪይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤
@yerdnosglagerye1780
@yerdnosglagerye1780 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx 3 ай бұрын
ኣሰይ ኣምላክይሓግዝካ ዝሓወይ
@mulugebre6918
@mulugebre6918 10 ай бұрын
ኣጀኳ ዛሓወይ ኣብ ዓብይ ደርጅ ክትብፅሕ እካ❤❤❤
@FjgjikFjgiton-vz7tb
@FjgjikFjgiton-vz7tb 3 ай бұрын
አጀካ ቀፅሉ
@yerdnosglagerye1780
@yerdnosglagerye1780 3 ай бұрын
ኣይይይይይ❤❤❤❤❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 3 ай бұрын
ንስካ ብሉፅ እካ ንቶም ዓይነ ብርኪ ሙሉእ እና ሃለዎም ብትህኪት ዘይሰሩሑ ዑሙፁላት መርኣያ መምህር እካ ብሉፀይ 😢
@rttr1478
@rttr1478 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ks5ei4uf3h
@user-ks5ei4uf3h 3 ай бұрын
Tebarek❤
@user-sp2sg6xm1y
@user-sp2sg6xm1y 4 ай бұрын
Bro aby Timurti eyu naana amlak yebarikka.
@user-ig6fk6gf3z
@user-ig6fk6gf3z 3 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@rozaoppo828
@rozaoppo828 10 ай бұрын
ኣጀኻ ዝሓወይ❤😢
@VgfyGggfd
@VgfyGggfd 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-qx1jh4mg7q
@user-qx1jh4mg7q 3 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@user-bq8xi8zk7d
@user-bq8xi8zk7d 3 ай бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 3 ай бұрын
❤❤❤😊😊😊
@user-el9gk6xj6b
@user-el9gk6xj6b 3 ай бұрын
🙏♥️♥️♥️♥️
@Asa121-fb3xy
@Asa121-fb3xy 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-gc5ps6ol6x
@user-gc5ps6ol6x 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@SalemKaeiti
@SalemKaeiti Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢
@user-kx8of7cd7n
@user-kx8of7cd7n 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉😢
@ngstingsti8002
@ngstingsti8002 11 ай бұрын
ሃይልሽ ብቆልዕትና እባ ብእምኒ ክንደይ ጊዜ እግረይ ሰበረኒ 😁❤
@edon7537
@edon7537 3 ай бұрын
ወድ ከብብ ክ ድየ ተፈጥሮ ድዩ ዋይ ኣንታይ አጋጥማወ😢
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 Жыл бұрын
ተኣምረኞ ሰብ ኣብ ሂወተይ ዝገርመንን ዘድንቆን እዩ!!!! ካብ'ዚ ሰብ እዚ እንመሃሮ እንተሃለወ ዝኾነ ዓይነት(ኩሉ ነገር) ኣይከኣልን ዝበሃል ከም ዘየለ እዩ!!!
@scienceine
@scienceine Жыл бұрын
ohh
@ag5uvtb809
@ag5uvtb809 3 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 32 МЛН
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 14 МЛН
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 77 МЛН
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 32 МЛН
"ስውኣት ምስ ህልዋን ዘራኸበ ጅግና!"
33:11
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 1,4 М.
ጻንሕት ሓድሽ ዓመት ምስ መኳንንት
12:31
Seqela show(ሰቐላ ሾው)
Рет қаралды 16 М.
sep 5/2024 ኣቦ ነዓ ጉድ ስማዕ ሚለን ሃይሉ ተታሒዛ
24:35
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 18 М.
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 32 МЛН