No video

Dehay Eritrea ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ህግደፍን ኣባል ሃገራውን ባይቶን ሓርበኛ ተጋዳላይ ሓምድ ሕምድ! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 6,377

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

10 ай бұрын

Dehay Eritrea ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ህግደፍን ኣባል ሃገራውን ባይቶን ሓርበኛ ተጋዳላይ ሓምድ ሕምድ!
ኣብ ሱዳን ግብጽን ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቱ ዛዚሙ፡ ኣብ ዩኒቨርስቲ ዒራቕ ብስነ-ቅመም እተመረቐ፡ ኣብ ንእስነቱ ናብ ህዝባዊ ግንባር ተጸምቢሩ፡ ካብ ዝተሓተ ክሳብ ዝለዓለ ጽፍሒ፡ ክሳብ ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ህግደፍ ኮይኑ ዝሰርሐ፤ በሊሕ፡ ተባዕ፡ ጽኑዕ፡ ሃገራዊ ውፉይ ተቓለሳይ ሓምድ ሕምድ፡ ሃገራዊ ቅዋም ክትግበር ምስ ዝጠለቡ ኣርካናት ብጾቱ፡ ብስርዓት ኢሳይያስ ብዓመጽ ካብ ዝእሰር 22 ዓመቱ ገይሩ ኣሎ። እቲ ንሱን ብጾቱን ዝወልዑዎ ሽግ ሓርነት ግን ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ደሚቑ ይበርህ ኣሎ።
ደሃይ ኤርትራ ጽማቛ ዛንታ ናይዚ በሃር ተጋዳላይ ሓምድ ሕምድ ኣቐሪብና ኣሎና፡ ምክትታልኩም ንዕድም!!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
23 መስከረም 2023
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 22
@oneofakind3231
@oneofakind3231 10 ай бұрын
Samiel, a true legend and freedom fighter! Your tireless efforts resonate with every Eritrean longing for justice, freedom, and the realization of stolen dreams. Your voice empowers the voiceless, driving us towards a free Eritrea. Stay strong in this vital fight. ✊ #Inspiration"
@temporary995
@temporary995 10 ай бұрын
ወትሩ ምስጋና ዝግብኦ ቻነል የቀንየልና ሳሙኤል
@sengalogbu1072
@sengalogbu1072 10 ай бұрын
Thank you Hamid for your service
@user-pq7ef7mo4n
@user-pq7ef7mo4n 10 ай бұрын
احسنتم. أيها الابطال.. نعم سيأتي اليوم الذي يتحرر الإنسان الاريتري.
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 10 ай бұрын
🙏🙏🙏😭😭😭
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 10 ай бұрын
ብሂወት እንተ ዳኣ ሃልዮም፣ ክህልዉ ካኣ ተስፋ እንዳገበርና ብርሃን ዝሪእሉ መዓልቲ ይቐርብ ኣሎ።😢😢😢
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 10 ай бұрын
Amen God, Amen Gud, Amen ya elwhim, امين يارب Fetari ytahaweso timnitka/i🙏🙏🙏
@adamismail9137
@adamismail9137 10 ай бұрын
Top very proud and heart touch story .
@alemsegedabraham8851
@alemsegedabraham8851 10 ай бұрын
ብዛዕባ ወዮም ኣብ ኣስመራ ማስቲኻን ሽጋራን እንዳሸጡ ዝማሓደሩ ዝነበሩ ግዳይ እንታይ ዝፍለጥ ኣሎ ? ኣኪቦም ኣበይ ወሰድዎም ? ዝፍለጥ ኣሎ ድዩ ? እስከ ገለ ዝፈልጡ እንተለው እባ ከተቀበልና ፈትን ። ዝከኣል እንተኾይኑ ? የቀንየለይ
@mohamedalihassen1963
@mohamedalihassen1963 10 ай бұрын
Humed Hamed 2003 do aykonen ab qeydi atiyu
@user-cx4vv6gv2q
@user-cx4vv6gv2q 10 ай бұрын
No
@fiory25
@fiory25 10 ай бұрын
❤❤❤❤
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 3 ай бұрын
14:34 Sean hanti mealti awet buzuh teshegirina.
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 10 ай бұрын
ክቡር ኤርትራዊ ስለ ኤርትራውያን ይጣቡቕ ከም ዚ ከማኻ. ምስጋይ ዉሰን የብሉን።
@fituikifle5629
@fituikifle5629 10 ай бұрын
ዘገርም ኩሎም እትም መሓይር ኣጥፊእዎም ዘሎ እዚ እከይ ማፍያ ስርዓት ኢሳያስ ጉጅሉኡን እቶም ሙራጽ ባእታትና ምዃኖም ምስክር ሓሚድ እዩ
@user-uh8tn4nx9j
@user-uh8tn4nx9j 7 ай бұрын
Ab zete wdbat sewra znebero tera entay neiru ?
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 9 ай бұрын
ኣ ንታ ከዳዕ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራን ኣይንታይካንዩ :: ብገንዘብ ዕሱብ ኢኻ ንስኻ :: መንነት የብልካን :: መንነትካ ገንዝብዩ :: ከምኡ ከአ እቲ ከዳዕ ጋዜጠኛ በሃሊ ዘቕርበካ :: VIVA ERITREA
@danielyemaneab6443
@danielyemaneab6443 Ай бұрын
ሓምድን ገለ ካልዕት ሓለፍትን ስለምንታይ ኣብቲ እዋን መኸተ ኣንጻር ወራር ኢትዮጵያን(ወያነ) ስድራቤቶም ካብ ውሽጢ ሃገር ኣህዲሞሞም። መልሲ ክትህበላ ይጽበ
@mistlalhabtu9348
@mistlalhabtu9348 10 ай бұрын
HASAWI HASAWI ERITREA ATBEL KEDAT👈👎👎👎👎AYTSHEKTU BSHIM SWAT👈
@samuelweldamemaryam1802
@samuelweldamemaryam1802 10 ай бұрын
አታ አሬጊት ሰብአይ
@musaomar7058
@musaomar7058 10 ай бұрын
Ata HGDEF mendef “Aragit “ilka tixaref ?
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 10 ай бұрын
ንቢተወደድ ኣብርሃ 32 ዓመት ዝተኣስረኸ ንምንታድኣ ዘይዘርዘርካዮ ክቡር ሓውና። ኣበር ድዩ ሃልዩዎ ወይስ ዘይረብሕ ታሪኽ ኮይኑካ፧ ሓደራ ሕሰበሉ።
Я обещал подарить ему самокат!
01:00
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 10 МЛН
New Eritrean |  መረብ ምላሺ | ብ ገብረ ንጉስ -  ቀዳማይ ክፋል
52:09