Пікірлер
@tekietemelsookar1698
@tekietemelsookar1698 6 күн бұрын
ሰመረ ወሽላኽ ክትሰርቅን ክትህፍትምን ስለ ዝይካኣልካ ፈቲንካ ከምትፍሽል ምስፈለጥካ ሃዲምካ ።ንዓኻትኩም ህ፡ግ፡ ኣጽኒዑ ፈትፊቱ ወጢኑ ዝሃበኩም ስሪሕት እምበር ርእስኹም ኪኢልኩም ሓንቲ ነጥፊ ክትሰርሑ ዝይትኽእሉ ናይ ሰውራ ሓተል ኢኹም ፡እስኻን ከማኻን ነቀርሳ ናይ ህዝቢ አርትራ ምዃንኩም ሃገራዊ አርትራዊ ጠንቂቁ ይፈልጠኩ ዩ።እስኻትኩም አንጻር ፈስቲቫል ፡2ካብ ሚእቲ ወ፡ዘ ተ፡አነ አባል 113ሚ እየ።ንፋለጥ ኢና ጽቡቅ ጌርና ።መምህር ወልደንኬል፡ሮሞዳን ዓብደልቃድር፡ኢብራሂም ዓፋ ብሂወቶም እንተትህሉዉ ክንድዚ አይምወሽለካን ንስኻ፡መስፍን፡ዓሊ፡ወ፡ዘ፡ተ፡ ኮራኩር ወያነ ኔርኩም ንስልጣን ንገንዘብን ሃገርን ህዝብን ክትሸጡ ስለዝፈሸልኩም እዚ ህውተታ እዚ ጻዕረሞት እዩ። ሳላ ሳዋ በኣኻን ከዚከማኻን ዕጥቆም ዝፈትሑ ዝደናገር ከምዘየለ ትፈልጥ ኢኽ።😢
@hibetbiedu1311
@hibetbiedu1311 8 күн бұрын
Please do. Not give shabia you Aklguzai people creat the problem do not blame the government
@hibetbiedu1311
@hibetbiedu1311 8 күн бұрын
This conflict is not between ERITREAN YOUNGS BUT THIS CONFLICT Between ERITREA youngst and Tigray young s
@ttek9180
@ttek9180 8 күн бұрын
ዋእ ሐውና ዳንኤል ብጽሑፍ አበርክቶኻ ንንእደካ። አብ ጉዳይ መጽሐፍ ቅዱስ ግን ናትካ አፍልጦ ድሩት ኢዩ ዝመስል። ሐዲሽ ኪዳን ሮማውያን አስፋሕፊሖሞ ዝብል ግጉይ ኢዩ። ንሐዲሽን ብሉይን ኪዳን ብግቡእ ዘንበብካ'ውን አይትመስልን። ንወንጌል አብ መላእ ዓለም ዘስፋሕፍሑ፣ እቶም የሱስ ክርስቶስ ብግቡእ ዘስተምሃሮም 12 ሃዋርያት ኢዮም። " የሱስ ክልእኮም ከሎ ዝበሎም ከአ፣ ብመሰረት ማቴዎስ 28: 19-20: "ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመቕኩም፡ ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ኸኣ እናመሀርኩም፡ ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም። እንሆ ድማ፡ ኣነ ኽሳዕ መወዳእታ ዓለም ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ። " ክብሎም ከሎ ብግልጺ ነንብብ። ሮማውያን ግደፍ ከስፋሕፍሕዎስ ይትረፍ ንዓታቶም ንምጥፋእ ይሃድንዎም ኢዮም ኔሮም። ነቲ አብ ሮማ ብሐላፍነት ዘስፋሕፍሖ ዝነበረ ሃዋርያ ጰጥሮስ ከአ ሮማውያን ከምዝሰቐልዎ ኢና እንርኢ። ወንጌል ምስፍሕፋሕ ተልእኾ አምላኽ'ምበር ተልእኾ ሰብ አይኮነን። ስለዚ አብ ተሞክሮኻ ተመርኲስካ ብዛዕባቲ እትርእዮ እትሰምዖ ምድራዊ አፍልጦ ጥራሕ አቶኲርካ ፍልጠትካ ከተበርክት ብትሕትና የተሐሳስበካ።
@danieltekle109
@danieltekle109 6 күн бұрын
ሰላም ክቡር ሓው: ኣበሃህላይ: "ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ኣፍልጦ'ለኒ” ዝመስል ብድዐ ዘንጸባርቕ መልእኽቲ እንተ ሃልይዎ: ንስሓ ዘይሰርዮ ሓጢኣተይ ኢዩ። ክልተ ሸውዓተ'ኳ ዝኣኽለኒ ኣይመስልን!! ካብ በልካ ግን: ኣብ እዋን ሮማውያን: ኣብ ትሕቲ ሓደ መንግስቲ ዝመሓደር ዝንበረ ጂኦግራፊ ኣዝዩ ዓቢ: ኣብቲ እዋን ዝመርሕ ዝነበረ ፖለቲካን ጥበብ ኣጸዋውታን ዝጥንፎ ዝነበር ብዝሒ ደቂ ኣዳም ኣዝዩ ብዙሕ ስለዝነበረ: ክርስትና ንምስፍሕፋሕ ዘሳለጠ መድረኽ (plat form) ኔሩ ምባል: ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ኢዩ። ዘይምንባብ ወይ ድማ ዘይምርዳእ ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ ኣየስምዕን። ኣበሃህላኻ ግን ኣብ በዓቲ እናነበረ ጥራይ እግሩ ክኸይድ ትሕዝቶ ናይዛ ዓለም ዕዳጋ ዝመነነ ባሕታዊ ዝብሎ'ዩ ዝመስል። ስለዚ ናብዛ ዓለም ዕዳጋ ክትመጽእ'ሞ ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ድኽነት ንእዋን ብዘርብሕ ምኹስኳስ መኣዲ ስራሕ ክትዋሳእ ጽቡቕ ፍቓድካ ምስ ኮነ ደሃይ ግበር!
@habtomgebrengus-it1om
@habtomgebrengus-it1om 9 күн бұрын
Good anlysis❤
@teweldehabtesus9485
@teweldehabtesus9485 9 күн бұрын
Deki Alula tbla zeleka kem isaias tisehter Aleka nueshtei wedi Berad
@ben5115
@ben5115 9 күн бұрын
He is my Teacher I have great respect for him and his valuable works
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 9 күн бұрын
ሰላም ንኩሉኩም ሳሚኤል አቃራርባካን እተቅርቦም ሰባት ማሃርንት አላዘብቲ ብምኳኖም ደሰ እናበለኒ መደባትካ ይከታተሉ ኢየ የቀንየልና ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ❤❤ ሎሚ ድማ ፍልይ ዝበለ ምሰ ሐሳበይ ተሳማሚዑ ቡዙሕ ተማሂረ የቀንየልና❤❤ ደጋግምካ ክተቅሪበልና ንምሕነካ አና ዓሜቅ ትሕዝቶን ተመኩሮን አለዊ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ናዓይ እም ሕቶይ መጻሕፍቲ ምብርካት ከምዘለዊ ኮይኑ አብ መአዲ ዘተ ይቀርብ ዶ ይከዉን?
@nationalinterest6656
@nationalinterest6656 9 күн бұрын
Bejaka eba degagmo
@temporary995
@temporary995 9 күн бұрын
ሓው ሳሙኤል ብሉጽ መደብ ከም ወትሩ
@teclemariamkidane257
@teclemariamkidane257 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@teclemariamkidane257
@teclemariamkidane257 9 күн бұрын
❤😮0:21 0:26
@loli8ion
@loli8ion 9 күн бұрын
ሰራውርን ዕምቆትን ሕዱር ሕማም/ባህርያት/ስነ-አእሙሮ ናይ ስርዓታት ውልቀ-መለኽቲ/ሕሉፋት ጸጋማውያንን የማናውያንን ዘይግንዘቦ ኮይኑ ይስመዓኒ፣ ካስትሮን ኪምን ፑተንን ንህዝቦም ብሽቑጥቁጥ ዘንብርዎ ዘሎዉ ደቂ አሉላ ስለ ዝኾኑ አይኮነን፣ ስታሊን ንትሮትስኪ አብ እተዓቖበሉ መክሲኮ ቀተልቲ ልኢኹ ዘጥፈኦ ወዲ አሉላ ክይኑ አይኮነ።🙏🏽🕊
@danieltekle109
@danieltekle109 9 күн бұрын
ወላ ክሳዕ ዓዲ ሃሎ "like, share” ንበሎ!
@loli8ion
@loli8ion 9 күн бұрын
“Ubuntu”!🙏🏽
@Rtt34567
@Rtt34567 9 күн бұрын
ለባም ኣይጸነተን ማለት ኢዩ ካብ ቡሱል ጥረ ዝተረፈ ሓደ ለባም ሰብኣይ
@Rtt34567
@Rtt34567 9 күн бұрын
እዚ ሰባኣይ ቡሱል ኢዩ
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub 9 күн бұрын
ሰላም ዳንን- ሳምን- ኤል (el = God or deity)፡ ዳንኤል፡ ካብ ዝበልካዮ እምበር፡ መጽሓፍካ ኣየንበብክዋን። ናይ ተዋህዶ ትምህርቲ ሃይማኖት ከምዚ ኢሉ ይጅምር፣ መን ፈጠረካ? ስላሴ። ስላሴ ክንደይ ይኾኑ? ሓደ ይኾኑ ሰለስተ ይኾኑ (እዝጊን፡ ወለዝጊን፡ መንፈስ ቅዱስን።) ብናተይ ኣረዳድኣ ሰለስቲኦም ዝተፈላለዩ ሰለስተ እዮ። ኩሉ ሰብ መንፈስ ቅዱስ (ክሓስብ ዝኽእን ሓንጎል) ኣለዎ። ኣብ ምእማንን ዘይምእማንን ዘሎ ፍልልይ፡ ኣብ እዝጊን ወለዝጊን ዘሎን ዘለናን ኣረኣእያ እዩ። ዳንኤል ብዛዕባ ታሪኽ ብሉይ ኪዳን ከም ዝበሎን ዝተረዳእክዎን፡ ናይ ሓደ ህዝቢ ታሪኽ ከም ዝኾነ እዩ። ኣብ ክርስትና (ሓድሽ ኪዳን) ክሳዕ ሕጂ ዝበሎ ግና ናብ ሃይማኖትን፡ ጽድቅን ሓጥያትን፡ ጽቡቕን ሕማቕን፡ ገይሩ ዘቕረቦ ይመስለኒ። ብናተይ ኣረዳድኣ ሓድሽ ኪዳን'ውን ታሪኽ ሰዓብቲ ወለዝጊ ብሃልቲ (ክርስትያን) እዩ። ሰባት ንታሪኽ ብሉይ ኪዳን ዓመተ ዓለም ቢሎም፡ ነዚ ሓድሽ ዘመን ግና ዓመተ ምሕረት ሰይሞም፡ ወለዝጊ ተሰዊኡልና እዩ፡ ድሕሪ ደጊም ብደሙ ኣንጺሁና እዩ (ሃየ!) እንዳበሉ፡ ንባዕሎም ዘታልልሉ ዘመን እዩ። መስዋእቲ ከም ጽድቒ ምውሳድ ዝተጀመረሉ እውን ካብ መስዋእቲ ወለዝጊ እዩ። ዋላ እንተሓጥእና ይቕረ ሓቲትና ይቕረ ክገብረልና እዩ እንዳተባህለ ባዕልኻ ፈራዲ ዝተኾነሉ ዘመን እዩ። እምነት ልቸንሳ (ፍቓድ) ንሓጥያት ዝኾነትሉ ዘመን እዩ። ደሙን ስግኡን በሊዕና ነጺህና ኢና እንዳበልካ፡ ቅንዕናን ዘይቅንዕናን ኣብ ክንዲ ባዕልኻ መዚንካ፡ "ከምቲ ሕማቕ ክገብሩኒ ዘይደሊ፡ ሕማቕ ክገብር የብለይን" ዝብል መርሆ ምኽታል፡ ንእዝጊን ወለዝግን ተጠቕምካ ንባዕልኻ ምትላል እዩ።
@adamismail9137
@adamismail9137 9 күн бұрын
The Father of Poverty is Mr .Isaias Afwerki and it's by plan . In A rebic well known Saying " Hang your Dog in Order to Follow you " And Isaias has Few Business collective .
@solomonsebhabtu5486
@solomonsebhabtu5486 9 күн бұрын
Are you a politician or a preacher you just mixed up things how grown every body knows funny 😂
@user-cx4vv6gv2q
@user-cx4vv6gv2q 9 күн бұрын
ATO Samuel dehri gugle 15 , ezom deqi alula ab Eritrea teaquibom zeneberu seltan mes hazu kem Beal hagos Kesha bajet nay mulue Hager gebitom neti gujele 15 zetaqawemwo nay tegray tigrgne Elama nab hebreteseb Eritrea keetwewo herdeg yeblu alewu, keseltom Elka zey heseb eyu, eti wedebat neqihu eyu , lieli kulu kea eti 8 Niger Enda belu zeqalelwo hebreteseb zedeqese atomic bomb kekhwenu kem zekhelu ayfeletun zelewu nezi gashakha aytedkem Belo, rekhus menfes zelewu eyu
@danieltekle109
@danieltekle109 9 күн бұрын
መናፍስቲ ኣለልዩ ዝፈልጥ ብርሃን ካብ ተዓደልካ: "ርኹስ መንፈስ" ዝባረረሉ መኣዲስራሕከ ደሃያዶ'ለካ? ምስ ሰላምታ።
@user-cx4vv6gv2q
@user-cx4vv6gv2q 9 күн бұрын
@@danieltekle109 Eritreawi tezabay eyu
@user-cx4vv6gv2q
@user-cx4vv6gv2q 9 күн бұрын
@@danieltekle109 series equa nenaxnet beqie, hji gedkhum eyu
@YonasGebremariam-m8o
@YonasGebremariam-m8o 9 күн бұрын
ሰላም፡ሓው፡ዳኒኤል፡ብዛዕባ፡ኣጠቓቕማ፡ቓላት፡ኣባጅጎ፡እግዚኣቢሄር፡ኣይኮነን።ግብጻውያን፡ናይ፡ማይ፡ኣምላኽ፡ኢሎም፡ዝኣምንዎ፡ናይ፡ጣኦት፡ኣምላኽ፡እዩ፡ነይሩ።እዚ፡ንእግዝኣቢሄር፡ዝትክእ፡ኣይኮነን።
@danieltekle109
@danieltekle109 9 күн бұрын
ግርም ሕራይ!
@robsnet7976
@robsnet7976 10 күн бұрын
Simply fantastique! More than the book( though still to read it) is the brilliant verbal narration . I pray and hope this book will open the eyes and perception of many Eritrean folks. Congratulations, Haw Danny!!
@fiory25
@fiory25 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@yohannessebhatu5641
@yohannessebhatu5641 10 күн бұрын
ምስጋና ኣቶ ንሳሚኤል-ከም ኡ ውን ኣቶ ዳኒኤል፡እቲ ቅንዲ ጽንሰ ሓሳባት ናይዛ መጽሓፍ ወይ ኣተሓሳስባ ደቂ ሰባት ኣብ ዕዳጋ ስለ ዝራኸቡስ ሰላም እንተ ሃልዩዎም ጥራሕ እዩ ክትግበር ዝኽእል ብምባል ክድምድሞ፡ኣብ ቃላት ኣቶ ዳኒኤል ኢሰያስ ጸላኢ ኣይኮነን ይብል።እዋእ ኣብ ስድራበትካስ ኣቶ ዳኒኤል ካብ ደቅኻ ሓደ ዓንተር ውላድካ ማኣዲ ብኽብርቲ ባዓልቲ በትካ ምስተቐረበ-ሓደ ዓንተር ውላድካ ኣልግሱ ኣነ እየ ዓንተር ኣነ በሊዐ ከይወዳእኩ ኣብዚ መኣዲ ኢድኩም ከይትሰዱ ወስ ቀስ ከይትብሉ እንተይሉኩምሲ ኪኖው ሱሱዕ ምባልኩም ካልእ ስም ወይ መግለጺ የብሉን ድዩ ? ተቓወምቲ እኮ ንኽቃወሙ ዝገበረ ስስዕቲ ኢሰያስ እኮ እዩ፡እቲ ጸላኢ ዝብል ስም ምጥቃምና ካብ ውሕልና ምግዳል ክኸውን ይኽእል እዩ፡ብሳይንሳዊ ኣዘራርባ ጸላኢ ዝበሃል ኪኖው ዶብ ዝወርር ሓይሊ ዝጥቀም ኮይኑ ኣብ ውሽጢ እቲ ናተይ እትብሊ ሕ/ሰብ ዝግበር ዕብለላ ግን ብገባቲ ወይ ጸቓጢ ክግለጽ ንብር እዩ፡ኣብዚኣስ ተቓውሞ ከም ግጉያት ምቕማጥካስ ናብ ህግደፍ ገጻ እያ ተጸግዓካ፡ምኽንያቱ ኣብ ሃገርና ሰላም የለን ንመን ኢኻ እቲ ስእነት ሰላም ብሓላፍነት ተቐምጦ?ኣብቲ ካልእ ብዛዕባ ሓፈሻዊ ገለጻኻ ቅቡል ገረ ወሲደዮ፡ብዛዕባ ደቂ ኣሉላ ዝበልካዮ ዓበይቲ ቀናኣት ምስቲ ኣብውሕጥና ዘሎ ሰላም ዘራጊ ኣንጻሩ መሲሎም ካብቲ ናቱ ብዘይንእስ ቀላጽሞም እንተ ብሱዉር እንተ ብጉሁድ ማዕረ ኢሰያስ ኢዮም ኣድሚዮምና፡ገና ዘይበጻሕናዮ ኣብ ሞንጎ ህግደፍን ወያንን ስዉር ስምምዕ ኣሎ፡እዚ ግድል እዚ ብኸመይ ንገጥሞ ምስትብሃል ክሓተና እዩ።🙏
@tesfazghibeyene7848
@tesfazghibeyene7848 10 күн бұрын
Mihnxax dob eta meftih mejemerit selam eya, kalie dhri nenatka mflatka do aykenen enkan haban tbehahalelu. Abzia eske kurub hasabom knsemie ?
@wediere2238
@wediere2238 10 күн бұрын
ኣቶ ዳንኔል ዓለም ዕዳጋ ዶ በልካ ትኽክል ኣሎኻ ምዕራባውያን ኣብ ዕዳጋ ኣውሪዶም ብኢድ ኣዙር መግዛእቲ ክእውጁልና ስቕ ኢልና ክንርእዮም ኣይንኽ እልን ኢና፡ ደሓር ከኣ ንሕና ኤርትራውያን እንበር ደቂ ኣሉላ ኣይኮናን ካልእ ዘየለ ታሪኽ ኣይትመድር ኣጋዝያዊ ዝኾነ ኣታሓሳስባ ዘማዕበልካ ኢኻ አስል። እዚ ትዛረቦ ዘሎኻ እንታዝኾውን ንዓና ኤርትራውያን መሓሸና ኣቦይ ዳኒኤል፡ ጸላኢ የብልናን ትብልሲ መሓፈርካ ንሃገር ክንሕሉ ዶ ኣይኮናን ኣብ 3ወራራት ልዕሊ 19፡000 ዶ ኣይሰዋእናን ዲና ንበሰልናን ብረብሓናን ሃገርናን ኣይንጓናብሕን ኢና ኣብ ምዕራባዊ ሃገራት ትቕመጡ ዘሎኹም ኤርትራውያን እቲ ሓቂ እንዳፈለጥኩም ክትዋርዘዩን ንዓና ንመንእሰያት ነንሕድሕድና ከተቃትሉና ብቃላትኩም ኣብ ሜድያ እንዳወርወርኩም ከተዳኽሩን እንበር ሰላም ዘሚርኩም ኣይትፈልጡን ብሕልፊ ኣብ ደሃይ ኤርትራ ትዕደሙ ኣቦታት፡ ሃገረ ኤርትራ ክንደይ ምሁራትን መስተውዓልትን ሽሓኒ ምዕራባውያን ዘይልምጹን ሃገር ዝመርሑ መንእሰያት ኣፍርያ ኣላ እቲ ንሃገር ዝተቕስለሰን ዝደመየን ከኣ ሃገር ምምራሕ ኣይኮነን ልዕሊኡ ምተገበኦ ኣብ ስደት ኮንካ ኣብ ጥጡሕ ሳሎን ኮፍ ኢልካ ከምዚዶ ከምዚ ክትብሉ ግን ዓገብ ዓገብ ብሕልፊ ቶም ኣቦታትና ብታሪኽ ትሕተቱ ኣብ ዓይንሉም ዘሎ ገፈል ቕድም ኣልግሱ ንዞም መንእሰያት ዘየለ ስእሊ ወልቂ ረብሓኹምን ሽግርኩምን ኣይትግበሩና ንብለኩም።
@user-cx4vv6gv2q
@user-cx4vv6gv2q 10 күн бұрын
Ezi sebay kulu negeru fictional eyu😂
@user-om4vw9tg2u
@user-om4vw9tg2u 10 күн бұрын
Btaemi Xbuk, menfeska zehedsn agelalxa yu mo ab kalay kfalul ke bselam yerakbena.
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 10 күн бұрын
Thank you 👊🏿ሜ⚖️ሜዛናዊ ፣ብቁጴር ምሕሳብ።⚖️⚖️ℹ️ℹ️🤝🏿
@BETESEB1972
@BETESEB1972 11 күн бұрын
ኣብ ኤርትራ ሰብ ጥራይ ዝተኣስረ ዝመስሎ ብዙሕ ሰብ እዩ ፣ እቲ ሓቂ ግን ገንዘብ ወይ ባጤራ ኤርትራውን እሱር እዩ ፣ንኣብነት ሚእቲ ዶላር ናብ ስድራቤት እንተሊእክካ 1,500 ናቅፋ ይሽረፍ እቲ ክከውን ዝግብኦ ብሕጋዊ 8,000 ናቅፋ እዩ ስለዚ እቶም ሰረቅቲ ህግደፍ 6,500 ንጅቡኦም የእትውዎ ነዚ ዝርዳእ ግን ብኣጻብዕቲ እዩ ዝቁጸር ዘሕዝን እዩ ፣ ሕጂ በጺሐዮ ዘለኩ ህዝብና ባርነት ዝለመደ ንመሰሉ ዘይቃለስ ዝሓመቀ ካብ ዓለም ተበልኩ ምግናን ኣይኮነን ዘይተውሓጠልካ ተምሃር ኣጽንዕ ተዘይኮይኑ ማይ ጌርካ ውሓጦ 😢😢😢😢😢😢
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 11 күн бұрын
DONT BLAME THE OVER LORD. YOU ARE ONE OF THE OVER LORD MAKERS.BLAME YOURSELF.
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 11 күн бұрын
They are the most 💩💩💩💩🤮
@esaysemere7c114
@esaysemere7c114 11 күн бұрын
ዓካዓካ ከዳዕ ውጦ ጠላም ብኸብዱ ዝግዛ ካዳዕ ናይ ካዳ ውጦ ዋኼራ።
@dubatop7581
@dubatop7581 11 күн бұрын
Amir Rokab..kkkkk ALEKU IYA TIBLE Amir Rokab Kkkkk😂😂😂😂😂😂..Abi London Rekibeki nere Amir Rokab .haaaa😂😂😂
@2ge-sfi532
@2ge-sfi532 11 күн бұрын
kzbin.info/www/bejne/pZrUaaiYhtGghrs ,,-- nab kulu sher beluwo,,- ezi wedhankum ,, hawkhum Efraim Beyin ,, kab Gävle - Shweden..,
@akiyor3615
@akiyor3615 11 күн бұрын
ኣብ ደንበ ፍትሒ ናይ ኤርትራ ክሳብ ሎሚ ምስ ኩሉ ሽግራቱ ካብ የኣክል ዝዓቢ ትካል የሎን ዝለዚ ዘረባ ዓዋሉ ሸለል ኢልኩም ናብ ናይ መወዳእታ ሸቶኩም ጥራይ ኣቃምቱ ኣጆኩም ንሕና በርገን ንሓመዱ ከኣ መሓውርኩም ኢና።
@dubatop7581
@dubatop7581 12 күн бұрын
Tim bel kiwininet .men kiserhalka Hamberger kitbeli niska .goduf
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 13 күн бұрын
እዚይስ ግዝያዊ መጸናንዒ ደገፍቲ ህግደፍ ድኣ እምበር ፕረሲዴንት ሩቶ ቅድሚ ሕጂ፡ ብሰንኪቲ ኣብ ሃገሩ ብመንእሰያት ዝተኻየደ ሰልፊ ኣብ ክንዲ ታንክን መድፍዕን ሰዲዱ ዜጋታቱ ዝቐትል ቅድሚ ሕጂ ኣብ መራሕቲ ኣፍሪቃ ተራእዩ ዘይፈልጥ ሓድጊ ከምዝገበረ ርዱእ እዩ ።
@loveismyreligion2510
@loveismyreligion2510 13 күн бұрын
Good 👍 job 👏 👍
@danielyemaneab6443
@danielyemaneab6443 13 күн бұрын
ሓምድን ገለ ካልዕት ሓለፍትን ስለምንታይ ኣብቲ እዋን መኸተ ኣንጻር ወራር ኢትዮጵያን(ወያነ) ስድራቤቶም ካብ ውሽጢ ሃገር ኣህዲሞሞም። መልሲ ክትህበላ ይጽበ
@fiory25
@fiory25 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@erishaebya1566
@erishaebya1566 14 күн бұрын
ብሓቂ ከም ቀይሲ ከይሲ የለን ቦጅባጂ ጥሙዕ ሃይማነታዊ ዝንባለ ዘለዎ እዩ ኣብ 1979 ምስ ርእይቶ ናይ ጀብሃ ንኤርትራ ምስኢትዮጵያ ተሳማሚዕካ ጥራይ እያ ክትነብር ትክእል ዝበለ ልሙስ እዩ ምዝላቅ ውጽኣት ኣትሒዛቶ ኣብቲ እዋን የካራማራ ድል በሰሚን ይደጋማል ዝብል ፈከራ ናይ ደርግ ሕጂሽ መንግስትን ሓድሽ ደንበ ምትእትታው ሶቪትን ቀጥቀጥ ዘእተወሉ ሙሽሙሽ እዩ ቀይሲ ከይሲ።😂ኣብቲ ክብርብ ናይ ሽዑ ምክትል ዋና ጽሓፊ ኢሰያስ ዋላ እንተመረረ እንተጸበበ ምናልባት ክትደፍእ ክትድፋእ ግድን እዩ ኣመጨረሻ ዓወትና ናይግድን እዩ ዝብል ጅጋና እዩ🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💯💯
@The-Truth.123
@The-Truth.123 14 күн бұрын
Abo qurub ieb,,,hferu eba,,giena naxnet keyterekbe,,serawitka,mhurn zeytemahren dem endafsese,nska kea bzaeba natka dereja teleel,,men iyu KADRE elkas ,!dereja tfelali, research adalika,,,neti zkayed znebere gfa kea tqawem nierka,,Sry qurub hfer Abo,,baelka eka nnebska gebena tnegrena zeleka,,,Absolutely right decision to be prisoned,,,naxnet aymmexetn nera bsenkkum malet iyu,,,
@gimjaamare509
@gimjaamare509 14 күн бұрын
Thanks Dehay Eritrea and Yiakil for inspiring us what you do.Esayas oppressed and killed in Sahel .We're still hybrinating for 33 years as a dead man.
@eritr
@eritr 14 күн бұрын
It is because of ur selfish teaching that this Tigray decentant are making loud noise. U are Tigray decentant u will never see Eritrea 🇪🇷 for the rest of ur life guaranteed
@wolderufael
@wolderufael 15 күн бұрын
Yiakl is a "Silent Storm", it's a sleeping dragon. For some, Yiakl was said to be "dead" from day one. Many even accused it for irresponsibly conducting its initial symposium during Ramadan, and those people have not excused it yet. For this people, Yiakl was a still born. In regards to Tigray, the war in Tigray, as far as the regime is concerned, it was a proxy war against the Opposition, as it successfully displaced its threat, the Eritrean Refugees, into deep inside Ethiopia. It also had the intent to deprive any future armed struggle inside Tigray by "wiping out" Tigray. For these reasons, Yiakl had no choice but oppose the invasion and stand by the "victims" of the regime, the army that bragged "ሻዕብያ ኣራዊት ንጸላእቱ"። Yiakl opposed the pillaging army, accused of horrific war crimes.
@belaygirma4485
@belaygirma4485 15 күн бұрын
ገሳርጥ፡ መበላሸውቲ ለውጢ።
@munithagos
@munithagos 15 күн бұрын
ናይ እቦይ መንገስተአብ ቅትለት ፣ብ ሻእቢያ ዝተፈጸመ እንተኮይኑ ከ፣ እንታት መረጋገጺ አሎ። ዉዲት ሻቢያ እንተኮይኑ ከ። ክዳን ናይ ደርጊ ተከዲኖም ይቀትሉ እሞኒ ደሃራይ ደርገ ከምዝገበሮ ጌርካ፣ ደሃር እቲ ህብረተሰብ ፈሪሁ ናብ ገድሊ ክጽምበር። ወያናይ ከሙ ይገቢር ኔሩ። ሻቢያ አይገብርን ክበሃል አይከአለን ኢዩ።
@TheSweetkerenreunion
@TheSweetkerenreunion 15 күн бұрын
Tnks Samuel I respect your journalistic professionalism but u missed to ask the two guys about the diversity of the leadership and its members I think Yakael was a grassroots . movement but was hijacked by few naive parochial group without national vision and goal.tnks