No video

Dehay Eritrea ኣርካናትና፡ ሓርበኛ ተጋዳላይ ኢሳይያስ ረድኢ! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 5,657

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

11 ай бұрын

Dehay Eritrea ኣርካናትና፡ ሓርበኛ ተጋዳላይ ኢሳይያስ ረድኢ!
ቅድሚ 22 ዓመት፡ ልክዕ ከምዛ ዕለት፡ 18 መስከረም 2001 መንግስቲ ኤርትራ፡ ብመጥቃዕቲ ግብረ ሽበራ ኣመሪካ ተጎልቢቡ፡ ነቶም ብሰላማዊ መገዲ ቅማዋዊ ደሞክራሲያዊ ስርዓት ክትከል ዝሓተቱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሰውራን መንግስትን ጋዜጠኛታት ከካብ ቤቶም ብቓጻ ጨውዩ ዝሰወረላ ዕለት እያ። ነዚ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ እተቐርጸ ናይ ጥልመት ፍጻሜ ክዝክር ብርዐይ መሰልዓልኩ ልበይ ብጓሂ ክስንጠቕ ይስመዓኒ።
ኣብታ ዕለት እቲኣ ኣብ ዝተፈላለየ ጽንኩር እዋን ንኤርትራ በጃ ዝኾኑዋ ኣርካናት መራሕቲ ሰውራን መንግስትን ውፉያት ላዕለዎት ካድራትን ተባዓት ጋዜጠኛታትን፡ ሰብኣዊ ሓርነቶም ተመንዚዖም ብዘይፍትሓዊ መገዲ ተኣሲሮም ተሰዊሮም ኣለው። ሓደ ካብኣቶም ከኣ ተጋዳላይ ኢሳይያስ ረድኢ እዩ። ደሃይ ኤርትራ ከኣ ንሎሚ ጽማቚ ዛንታኡ ነቕርብ ኣለና ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
18 መስከረም 2023
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 15
@fiory25
@fiory25 11 ай бұрын
❤❤❤❤
@aronsolomon4550
@aronsolomon4550 11 ай бұрын
Welldone
@semere8059
@semere8059 11 ай бұрын
Thank you Sami Akaka good job 🎉
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 11 ай бұрын
ባዕሉ ኣሳሪ ፈራዲ ኣማሓዳሪ ሂትለር ናይ ግዜና ጨካን ❤❤
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 11 ай бұрын
እዋይ ክቡራት ኣሕዋተይ እንታይ ኣቢሶም ኢዮም ከብድኻ ይበልዑ ማእሰርቲ ንሓንቲ ምዓልቲ እኳ መራር ጨካን ጸላኢ ኢዩ ረኺብዎም😭😭😭
@abebadebese7360
@abebadebese7360 11 ай бұрын
ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ነጻዝወጽላ።❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@afeworkighebrehiwet1490
@afeworkighebrehiwet1490 11 ай бұрын
Wherever you're ,please open an Eritrean. documentary library. You may request help from concerned ERITREANS. Thanks.
@kalemanche2932
@kalemanche2932 11 ай бұрын
ኢሰያስ ረድኢ ምክትል መሓመድ ብርሃን ደቀምሓረ ኔሩ ንድባርዋ ምክትል ኣመሓዳሪ ኮይኑ ተቐይሩ ኣይደንጎየን ኣመሓዳሪ ማይ ምነ ኮይኑ ሰሪሑ ደቀምሓረ ኣኼባ ናይ ዞባ ዶቡብ ናይ ሓለፍቲ ሰራዊት ምምሕዳራት ሚኒስትሪታት ኔሩ ካብ መኪና ኣውሪዶም ንተኽለገርግስ ኣመሓዳሪ ጾሮና ንኢሰያስ ረድኢ ጨውዮም ወሲዶሞም ንዝያዳ መሓመድ ብርሃን ብላታ ይፈልጥ እዩ
@dehayeritrea8394
@dehayeritrea8394 11 ай бұрын
የቐንየለይ ዝሓወይ ስለ'ቲ ሓበሬታኻ!!
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 11 ай бұрын
Bitami zehzin hiwet bezi rugum tenbenay kindey sidra bet zektimen alewa😭😭😭
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 3 ай бұрын
Aron zemenfes zikone gize kula af awxa ab sidet 😂😂😂 Eseyas Redi tofeltwo do xbuk gerkum
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 8 ай бұрын
ሓው ኣብ ሳንድያጎ ዝቕመጥ ተስፋጋብር ረድኢ ዋና ናይ ህግደፍ ምዃኑ ነዚ ዛንታ ኣዝዩ ኣሕዛኒ ይገብሮ። ቀተልቲ ሓውኻ ምፍቃር Stockholm Syndrome ጥራይ ኢልና ዲና ክንሰግሮ ሕጂ? ገለ Eritrean Devil worshipping Syndrome ዝበሃል ዶ ምሓሸ። ተስፋጋብር ኣብ ሳንድያጎ ዋና ኣኽፋሊ 2% ኮይኑ ኣብ መቓብር ሓው ባንዴራ ተኸዲኑ ክልሀ ዝውዕል ምቕሉል ዕንጅል ኢሉ ባርያ ዩ። ከብዲ ኣደ ጉራምራ....😢
@jonnigusu9200
@jonnigusu9200 11 ай бұрын
Ajewjew nay meninet qiliwlaw
@Afari.MadSleuthExportedSalt
@Afari.MadSleuthExportedSalt 10 ай бұрын
ለማኒ ዕቩድ ሻዕቭያ ዶግ
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 26 МЛН
WHO CAN RUN FASTER?
00:23
Zhong
Рет қаралды 15 МЛН
艾莎撒娇得到王子的原谅#艾莎
00:24
在逃的公主
Рет қаралды 28 МЛН
Best Toilet Gadgets and #Hacks you must try!!💩💩
00:49
Poly Holy Yow
Рет қаралды 23 МЛН
Ethiopia - Esat Amharic Night Time News 14 August 2024
43:48
ESATtv Ethiopia
Рет қаралды 2,9 М.
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
VOA Tigrigna
Рет қаралды 104
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 26 МЛН