Dehay Eritrea ብዛዕባ ባሕሪ ክንዘራረብ እዩ ዘሎና! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 5,436

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

Күн бұрын

Пікірлер: 51
@gimjaamare509
@gimjaamare509 5 күн бұрын
Thanks Dehay Eritrea. Thanks Sengal Dr.Mebrahtu and Dr.Samson for your analysis about Ports.
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 8 күн бұрын
ማክሮን ንባዕሉ አብ ሽግር አሎ. አብ ምዕራብ አፍሪቃ ተደፉኡ...ንምሥራቅ አፍሪቃ ከይዱ ዘምጽኦን ዝገብሮን ነገር የለን. ዓሰብ ናይና ናይ 9 ,ሻዕብያ ኤርትራ እያ...ቅሰኑ
@zeratsiontesfayweldemichae8094
@zeratsiontesfayweldemichae8094 8 күн бұрын
ሳሚኢል ንስኻትኩም ኣብ መትከልኩም ጽንዑ ብስንኪ ንስኻትኩምን ከማኹምን ዘልሐጥሐጥ ስለዝበልኩም እየ ንዝአቶም ክብረት ኣይፈትውን እዮም
@yonaskidane9179
@yonaskidane9179 8 күн бұрын
ኢትዮጵያ ዋንነት ኢዮም ዝደልዩ ዘለዉ ኣቶ ሰንጋል
@isaachagos7956
@isaachagos7956 8 күн бұрын
ብርሕቀት ንኢትዮጵይ ኤርትራ ወደባት ይቐርቦም፡፡ ንኹልና መኽሰብ። ንቑጦባን ሰለምን።
@tesfatsionbariaslassie2550
@tesfatsionbariaslassie2550 8 күн бұрын
Kab beseyas kulu gzie tzarebu kemzi gierkum bzaeba hagerkum tetabeku good job bwegenei thank you.
@davidharcot220
@davidharcot220 8 күн бұрын
እዛ ጎልፎ ካብ አስመራ እያ መጺያ ሳሚ እወዶ?
@ASHEBR1
@ASHEBR1 8 күн бұрын
ካብ ናይ ሰንጋል ትምህርቲ ማሃይምነት ይበልጽ
@wi4686
@wi4686 8 күн бұрын
ዲሞክራሲ ኣይሰርሕ ዲብሎማሲ ኣይሰርሕ ኣብዚ ግዜዚ። ረብሓብን ሓይልን ጥራይ እዩ ድሰርሕ ። ኤርትራ ድማ ከሙ እያ ትገብር ዘላ። ንስኻትኩም ኣብገዛኹም ተሸጊጥኩን ክትዛረቡ ግን መሰልኩን እዩ።
@Areyzenu
@Areyzenu 8 күн бұрын
ሳሚ ፡ ኣብ ዝመጽእ ዝርርብካ ምስ ሙሁራት ፡ ብዛዕባ ብዝሒ ህዝቢ ኢትዮጲያን ቻይናን ብምውድዳር እቲ ኣብ ግዝ ኣታዊ ( ስፍሓት መሬት ) ዘለዎም ጸጋን ሃብትን ዘወዳድር ገለ ህንደሳ እንተለዎም በጃኻ ሕተተለይ ።
@davidharcot220
@davidharcot220 8 күн бұрын
ናይ ኢትዮጵያ ሕቶ ብግልጺ "ጨው ሃቡና በርበረ ኽንህበኩም" ገንዘብ ዝባሃል ነገር አይሕተቱና እዬም ዝብሉ ዘለው። "ሰጥቶ መቀበል" ይብልዎ ኑሶም
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 8 күн бұрын
ተጋጊኻ፦ መሳፍሒ ኣረክቡና ፡ መንጫዕጫታ ክንሕውሰኩም'ዮም ዝብሉ ዘለው።
@asmerom1404
@asmerom1404 7 күн бұрын
​@@tsigeasfaha9942😂
@davidharcot220
@davidharcot220 7 күн бұрын
@@tsigeasfaha9942 እሞ ኸመይ ደአሉ እስኪ ቁሩብ ከብርህ አብለልና ንሙዃኑኸ አምሓርኛ ትኽእል ዲኻዋላስ ከምዞም ጸዊዕካዬም ዘይሰምዑ ዘይሰምዑ ኢኻ
@GerieFg
@GerieFg 8 күн бұрын
Sengal thankyou eta lebewa btaemi xbkti kulatkumkea flutyu xbuk
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 8 күн бұрын
Aseb .Red line,for anyone.
@fsahayeberaki9042
@fsahayeberaki9042 8 күн бұрын
እቶም ተቃወምቲ ወይውን ደለይቲ ፍትሒ ትባሃሉ ብዘይካ ንመንግስቲ ምጽራፍ አርትራውነት ክስበር ኣሎዎ ክብልኩም ከለዉ ትግራዎት ፡እንተ ብግዲ እንተ ብውዲ ዓሰብ ብቁጠባ ፡ብታሪክ፡ ብብዝሒ ህዝቢ ናትናያ ክብሉኩም ከለዉ መራሒ ኢትዮን ኢሊታትን ኢትዮ ፡ነዚ ዝከውን ግብረመልስን መርገጽን ብዕቱብ ግዜን ጉልበትን ወሲድኩም ክትቃለስሉ ኣይትራኣዩን፡፡ሓለይቲ ህዝቢ አርትራ ትመስሉሞ ነቲ ንህዝቢ አርትራን አርትራውነትን ሉኡላውነትን ከጥፍእ ዝንዛሕ ዘሎ መርዚ ከኣ እንዳሰማዕኩም ትም ትብሉ ወይ ከኣ ሓንቲ / ክልተ ቪድዮ ሰርሕኩም ትም ትብሉ ፡ህዝቢ አርትራ ደኣ በየናይ መልክዕ ዩ ነዓኩም ከም ኣማራጺ ክወስድ። ንደሃይ አርትራ ጥራይ ዘኮንኩ ንኩለን ደልይቲ ፍትሒ ቻነላትየ፡ ዶስ ኣብ ሃገርኩም ምክልካል ምንቃሕ መንእሰይትን ገንዘብ ስለዘይብሉ ኢዩ፡፡
@tesfa-eyu-snqey
@tesfa-eyu-snqey 8 күн бұрын
ሰንጋል ድዩ ሰንካል ሽሙ እዚ ሰብኣይ?
@hassenomer1194
@hassenomer1194 8 күн бұрын
There is no Eritrean Afari oppostion groups, I am the eyewitness observing Ethiopian Afari were disturbing meetings to achieve dichotomy designed by TPLF!!! So under no circumstances we have to creat a foolish decision which Ethiopian are so experienced to cook crisis!!!
@katmelamelika3635
@katmelamelika3635 8 күн бұрын
Ethiopian wants a naval inside a souvenir nations which is impossible
@hassenomer1194
@hassenomer1194 8 күн бұрын
I have to respect someone's view but we know Ethiopian well if they get loophole, they will never hesitate to exploit the opportunity!!! Why we need to ignore this !!! I am living in Addis and blatantly claimed they have natural and historical right either to get or snatch !! Don't cover up for the sake of academic discussion , politics is an other dimension!!!
@hayletkle2197
@hayletkle2197 8 күн бұрын
ሓው ሰንጋል እዚ ትብሎ ዘለኻ ሓቂ 'ዩ ፡ የግዳስ ኣቢ ኣሕመድ ናይ ዋንነት ሕቶ ኢዩ ኣንቂሉ ዘሎ ።
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 8 күн бұрын
Thank you so much 👍🏿 intelligent political statement and characters personality....ℹ️🌿💙🌿💙🌿💙🕊️
@Massawa2002
@Massawa2002 7 күн бұрын
ብናተይ እምነት ናይ ኣቶ ሰንጋል ርእይቶ ናይ ኤርትራውያን ጥቅሚ ከይኾነስ ናይ ጎረቤት ጥቅሚ ምቅዳም ይመስል : ኣቶ ስንጋል ብመጀመርያ ናይ ኤርትራውያን ጥቅሚ ምሕላው ዝሓሸ ይመስለኒ :
@kiflymerhu832
@kiflymerhu832 8 күн бұрын
folks, the Ethiopians want Lunch for free (DNA).
@fsahayeberaki9042
@fsahayeberaki9042 8 күн бұрын
ሓው ሰንጋል ወደባትና ንከይጥቀሙሉ ዝገበርናዮም ናትና ሕመቅዩ ዝበልካዮን ወደባት አርትራ ንከይጥቀሙሉ ዝተከልከሉሉ መንገድታት እንታዩ ነቲ መንእሰይ ሓቂ ክመስሎ ብድፉኑ ትገድፎ ዘይትዝርዝሮ ፡ዋነንት እምበር ተጠቃምነት ብዘይ ኮነ መንገዲ ብሕቶ ዘይኮነስ ብጸቅጢ ወይ ምክንያታት ብምድላይ እንዳሃለወ ብሰንኪ ሕመቅ አርትራ ከምዝተከልኡ ጌርካ ተቅርቦ ፡ እንታይኮይኖም ደኣ ናይ ጂቡቲ ጻዊዒት ዕሽሽ ኢሎሞ ? ዋንነት ስለዝደለዩ ኢዮም ዋንነት ከኣ ንጁቡቲ ክትንክፍዋ ኣይክእሉንዮም፡፡ ሉኡላውነት ኢትዮጵያ ብዘክብር መንገዲ ዝበልካዮውን በየናይ መንገዲ ንጹር ኣይነበረን
@ghirmaytekie2108
@ghirmaytekie2108 7 күн бұрын
ሰንጋል ኣብታ ድሒራ ዘቕረብካያ ሓሳባት ነታ መጀመርያ ዘቕረካያ ኣብሪህካያ ኣለኻ። እንተኾነ ኣብ ጥቓ ትኪ ዘሎ ቆልዓ ኣይተብኪ ከምዝብሃል ነታ መጀመርያ ዘቕረብካያ ቆሪጾም ወሲዶም እቲ ናይ ኢትዮጵያ ሕቶ ሕጋዊ እዩ ዝዓይነቱ መሲላ። እሞ ካብኹም ሙሁራትን ፖለቲከኛታትን ዝወጽእ ቃላት ብጥንቃቐ ክወጽእ ኣለዎ። መኽንያቱ ብፍላጥ ታሪኽ ናይዚ ዞባ ብፍላጥ distorted ጌሮም ነቲ ናይ ምግባት ሕልሞም ብዘይፍላጥ ከይነኣንግዶ።
@brhanselam
@brhanselam 8 күн бұрын
ኣቶ ሰንጋል ባሕርኹም ኣግማልኩም ኣስትዩሉ እንዶ ኣይበሉናን ወያነ። ስለምንታይ ኢኻ ተጣባቓይ ናይ ኢትዮጵያ ትኸውን።
@weldesilasileuntrasibhat5114
@weldesilasileuntrasibhat5114 8 күн бұрын
ብራቦ ሰንጋል እታ ፍታሕ ካብዘን ሓያላት ኣብ ኣሰብ ኮፍ ምባል ያ ታ ፍታሕ ጅቡቲ ዝገበርዎ ምግባር ያ ግን ኢሳያስ ከይለገሰ ኣይከውንን ዩ ናይ ኢሳያስ ኢጎ ሞ እንታይ ኪትብሎ ኢኻ
@yonaskidane9179
@yonaskidane9179 8 күн бұрын
ሰነፍ ኤርትራ ውን ሓያል ኢያ ብ ኢትዮጵያ ኣይትሰከፍ
@adamismail9137
@adamismail9137 8 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤ ❤ ❤ ❤
@yohanshabte
@yohanshabte 8 күн бұрын
Thank you so much
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 8 күн бұрын
Meremita,Tekalesti fitihi
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 8 күн бұрын
We need mixed analysis if you don't mind.
@belultauruskinda2476
@belultauruskinda2476 8 күн бұрын
Ethiopia has a share of 27% in the development of Tadjura port!!
@Areyzenu
@Areyzenu 8 күн бұрын
ዶክቶር መብራህቱ ዘቅረባ ሓሳብ ከም መቄር - ዓይ ኣፍ ናይ ኩሉ ዝተባህለ ኮይና ረኺበያ ።
@hayletkle2197
@hayletkle2197 8 күн бұрын
ኣቱም ሰባት ፡ ኢሳያስ እንከሎ ትካላዊ ኣሰራርሓ ኣይንጸበ !
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 8 күн бұрын
Ab zereba nitenkek(abza alem ezia zeyigiber yelen)
@eriadey4956
@eriadey4956 8 күн бұрын
Hi Samuel. Please give more enough time for Mr Sengal he has full knowledge and skills in geopolitics areas
@warrihabesha
@warrihabesha 8 күн бұрын
ሕምቀት ኤርትራውያን ኣብ 30ታት ዘለና ድዩ? ወላ እዚ ናትኩም ወለዶ ኢዩ? ንስኹም ተማሂርኩም ኣብ 30ታት ዘለና ግን ኣይተመሃርናን ሕጂ ንሕና ነዚኦም ዝመጹ ወሎዶ እንታይ ከነመሓላልፍ ንኽእል? ብናተይ ዓይኒ ኤርትራውነት ፈሺሉ ኢዩ።
@eriblood803
@eriblood803 8 күн бұрын
😂😂😂 alghis cenawi kondaf agame... wala enda motkum hasadat....degalat duhurat duhulat funfunat fitret
@wediadi6788
@wediadi6788 8 күн бұрын
ኤርትራውያን መጀመርያ ሃገር ትሃልኹም፣ ሃገርኩም ብሓደ ጉጅለ ማፍያ ተጨውያ ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ጊልያነት ክትነብሩ ዝተፈረደኩም ህዝቢ፣ ብዛዕባ ኣፍደ ባሕሪን ካልእን ክትዛረቡ ውን ብቕዓት የብልኩምን።
@eriblood803
@eriblood803 8 күн бұрын
😂😂😂 eta cenawit ghembi teref drone adeka b timet timewut ala...wedi shermuta agame
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН