No video

Dehay Eritrea ኤርትራና፡ ሓሙኽሽቲ ምልኪ ነጊፋ ክትዕምብብ እያ! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 2,667

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

3 ай бұрын

Dehay Eritrea ኤርትራና፡ ሓሙኽሽቲ ምልኪ ነጊፋ ክትዕምብብ እያ!
ምረት ምልኪ ብዘየገድስ ኤርትራ ውዒላ ሓዲራ ካብ ሓምዅሽቲ ጭቈና ነጊፋ ክትዕምብብ እያ። እዚ እምነት እዚ ግን ብስራሕን ጻዕርን እዩ ክድራዕ ዝግበኦ። እዚ ከቢድ ዋጋ ኸፊሉ ዝተጠልመ ህዝቢ ብሕቡር ጻዕሩ ናጽነትን ፍትሕን ሰብኣዊ መሰላትን ደሞክራስያዊት ኤርትራ ክሃንጽ እዩ። ጉዕዞ ደሞክራሲን ትንሳኤን ሓያል ብደሆ ክህልዎ ይኽእል’ዩ። እንተዀነ ቅልጽሙ ዘሕበረ ህዝቢ ውዒሉ ሓዲሩ ዓወቱ ዘይተርፍ እዩ። ንህዝቢ ኤርትራ ከኣ ታሪኽ ምድጋም ጥራሕ እዩ። እዞም ክልተ አሕዋት ዘርእስላሰን ኣዳምን ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ዘትዮም ኣለው ምክትታል ናባኹም!!
ኣዳላውን ኣቕራብን ግሎባል ይኣክል ሊድስ
16 ሚያዝያ 2024
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 47
@BitwededAbraha
@BitwededAbraha 3 ай бұрын
Excellent analyses. Well done, guys. Good job.
@habteabyemane9700
@habteabyemane9700 3 ай бұрын
Keep on going. Great discussion.
@tesfamicaelabraha7630
@tesfamicaelabraha7630 3 ай бұрын
.very juste points🤞
@tesfaldetmebrahtu7010
@tesfaldetmebrahtu7010 3 ай бұрын
የቀነልና የሕዋት ፡ ጽቡቅ ሓበረታን ጽቡቅ ትንታኔ ብምቅራብኩም። ዳሃይ ኤርትራ ፡ኣይትሕመቁ ጽቡቅ ተበጉሶ ሒዝኩም ኣለኩም፡ምሳኩም ኣሎና።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 3 ай бұрын
ቕድሚ 300 ዓመት ኣብ ጎንደር ኣምሓራይ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ኣይነበረን ኤህህ ተዋህዶን ዘምሓርሓሩን
@alganeshhabteghebriel1919
@alganeshhabteghebriel1919 3 ай бұрын
That’s good political assessment,Eritreans 🇪🇷
@GoitomM
@GoitomM 3 ай бұрын
ሕጂ ግርም መማህራን ስራሕኩም ግበሩ። ብድሕሪት ክንሕግዝ ድልዋት ኢና።
@gimjaamare509
@gimjaamare509 3 ай бұрын
Thanks Dehay Eritrea let God guide you all working for Eritrea.
@mannamenasie3064
@mannamenasie3064 3 ай бұрын
Amen amen 🙏🏾
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 3 ай бұрын
ሰማር ተስፋይ ኣመንቲ ኣምላኽ ካልኦት ተዋህዶ ዝሰረረኩም ኢኹም
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 3 ай бұрын
ስቃይ ተጋሩኣገው ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና 4።
@kudusanhabte3376
@kudusanhabte3376 3 ай бұрын
የቀኒየልና ስለቲ ዝሃብኩምና ሓሳብ፡ናይ ኩሉኩም ሓሳብ ጹቡቅ እዩ፡ብዚይዳ ናይ ዘርኢት ሓሳብ ምስኡ ኣጸቢቐ ይሰማማዕ፡ብዝኮነ ግን ኩሉ ቃልስኩም ንኤርትራ ዘማከለ ምስ ዝከዉን ህዝቢ ክቀስን ዝክእል እዚ ምትሕዉዋስ ምስ ናይ ጎረቤት ንህዝቢ የሻቅሎ ኣሎ።
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 3 ай бұрын
ኣብ ዝኾነ ሃገር ብመጀመርያ ዝርኣ ውሕስነት ልኡላውነት ኢዩ ሃገርን ህዝብን ነባሪ ኢዩ መንግስትን መራሕትን ሓለፍቲ ኢዮም ዝተማህሩ ደናቁር ብተብተብ ንውልቀ ረብሐኦም ክብሉ ምስ ጸላእቲ ሃገር ብሓባር ዝሰርሑ ዝነበሩ ከዳዓት ኢዮም ኣብ ኤርትራ ብከባቢ ዝሓስብ ዝመሽመሸ ርእሲ ቦታ የብሉን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hailewolde1816
@hailewolde1816 21 күн бұрын
ርእይቶኻ መርኣያ ድንቁርናኻ እዩ😮
@hailewolde1816
@hailewolde1816 21 күн бұрын
ናይ ደናቁር 😮
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 21 күн бұрын
@@hailewolde1816 ብሕማም ኣውራጃ ዝተበከ ሑሙም ርእሲ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 21 күн бұрын
@@mussieweldemicael3325 ኪድ ጭፍሉቅ ባርያ
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 21 күн бұрын
@@hailewolde1816 😂😂😂🤮ምሕረት ይኣዝዝ ውርዝይ በል ወዲ ዳንግሽ
@Ae91scd
@Ae91scd 3 ай бұрын
ዝነአድ ኢሂን ምሂን እዩ.
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 3 ай бұрын
ኣዝዩ ንኡድ ስራሕ✅✅✅
@fiory25
@fiory25 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 3 ай бұрын
Re actioners are peper of Tyger
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 3 ай бұрын
ጥውይዋይ
@TrueVisionT
@TrueVisionT 3 ай бұрын
አይካአልን እዩ እቲ ምኽንያት ክልቲኦም አነ አነ ስለ ዝብሉ ብሐንሳብ ሐቢሮም ኮፊ ኢሎም ክዝትዩ ይኽእሉ እዬም ግን ብስልጣን ኽልቲኦም ተናሐሕቲ እዮም ። አብ ናይ ዓፋር መዓስከር መበገሲ ደጀን ምግባር ይሐይሺ ብትግራይ ግን መተሐላለፊ ምስምማዓ የድሊ ብውሕስ መገዲ ብልእላዊነት ኤርትራ ብመስረት ሕጊ መንግስቲ ኢቶጲያ ብሐላፊነት ትግራይ ።
@TrueVisionT
@TrueVisionT 3 ай бұрын
ሰላም
@alayeesami
@alayeesami 3 ай бұрын
ደናቁር። ጁንታ ዝሞተ ውድብ እንታይ ዓይነት ረብሓ ክትረክቡ ትሓስቡ። ምስ መንግስቲ ኢትዮጲያ ምውጋን ምሓሸኩም
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 3 ай бұрын
ተጋሩን ኦሮሞን ኣምሓርኛ ዘዛርበኩም ዘሎ መርገም ድዩ ጥረስጋ ?
@aman562
@aman562 3 ай бұрын
አታ መዐሰ እኩም ትልቡሙ ዘንኮለ
@Rakibella17
@Rakibella17 3 ай бұрын
ተፈንፍኑ ኢኹም
@GoitomM
@GoitomM 3 ай бұрын
እወ ምስ ዝዀነ ንጉዳይካ ዝድግፍ ዝምድና ክግበር ዝኽልክል እምንቶ ክህሉ የብሉን። ጸገምና ኣብ ፖሎቲካዊ ውደባ ዘይምህናጽ / ዘይምዕሳልና እዩ።
@GoitomM
@GoitomM 3 ай бұрын
ሲቪላዊ ማሕበራት ዝልእኩን ዝቆጻጸሮን ፖ ውደባ ማለተይ እዩ።
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 3 ай бұрын
Atum esubat tedengitzu
@HagerawiSnit-eb7fz
@HagerawiSnit-eb7fz 3 ай бұрын
ይኣክል ዲኹም ከኣ ኣተሓሳስባኹም ሕሰዳ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘይትገድፍዎ
@freezium8198
@freezium8198 3 ай бұрын
Kuburat ahwatey ane abza nay deki anstyo zbelkuma zeleni reto fly zbele ey malet gal ansteyti ab zaementlu merkelig korets mkana ab zhalefe kalsi aemeskira eya hji gn deki tebaetyo yehwatna bedekke nett never bzey mbsal brunette titsilew alekum eta gal ansteyti bibahriae nederst axiya bdekik eya testwel bezi mengedi ezi hasiba nett kunne eyu ela zeyamenetlu nkdmit wetsiae ktkaleselu wey ktserhalu tshiger ala eye zbl emo hasaben hadiekum smeden buzuh ztekm never alewen hager malet nsa eta gal ansteyti eya etom jeganu deka wey ahwata nsa medkila zeabeyetom eya emo smitta ab hager kab wedi tebaetay zaemoke eyu
@DAERO12
@DAERO12 3 ай бұрын
ኒን እንዳበልክን ምንባር መን ከሊኢክን።
@kidane6417
@kidane6417 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂 kul ekalkum fetnkul lumusat funfnat
@meazakeleta-tekie1743
@meazakeleta-tekie1743 3 ай бұрын
Ab zhske kof ilka kebdka kem hashema tenefihkas bzaeba ertra mienbaban zeymienbaban ktzareb kurub hfer ertra netom zdemyilan zrihtxalan zelowu alenalki enabelu zkelakelula eyom wanatata
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 3 ай бұрын
ኣረጊት ተንኮለኛ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ክርእዩ ብ2004 ፈቂድሎም ልክዕ ኣምሓራይ ስነልቦና ሒዞም መንፈሶም ሸይጦም ኩሉ ኽፋእ ክገብሩን ብፍርሕን ራዕድን ክሳቀዩ ግድንዩ ሳዲስት ኢሳያስ ከም ባራዩ ድላዩ ይጻወተሎም !
@humedaukud6269
@humedaukud6269 3 ай бұрын
Geme Over fshulat hfret zeblkum tekalu 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 3 ай бұрын
ብ2004 ኣረጊት ኢሳያስ መናእሰይ ኤርትራ ብድሽ ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ክርእዩ ኣፍቂድሎም መታን ኣምሓራይ ስነልቦና ሒዞም መንፈሶም ሸይጦም ኩሉ ኽፋእ ክገብሩን ብፍርሕን ራዕድን ክሳቀዩን ግድንዩ ከም ባራዩ ድላዩ ይጻወተሎም !!!
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 3 ай бұрын
ብኻ ሽንቲ ኮይንኪ ጌድኪ ምዕንጅሉ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 3 ай бұрын
@@mussieweldemicael3325 ኣይዞኻ ኣምሓራይ ዝብሃል መንነት የሎን ተዋህዶን ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን እዮም ኣምሓሩ ቒቒቒ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 3 ай бұрын
ኣምሓራይ ተቀይርኩም ሚልዮናት ህዝብታት ኢስጦጵያ መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ዝገበርኩም ርጉማት ጠላማት ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ደምና ኣይሰደኩምንዩ
@berhaneweldu5367
@berhaneweldu5367 3 ай бұрын
በዓል በ ዓ ል ብሑ ቅ ካባኹም ቁ ም ነ ገር ክ ርከብ ሕ ል ም ኹ ም ካብ ናይ ወያነ ይ ኸ ፍ እ በ ዓ ል. ዕ ን ኪ ሊ ል ዱዱዓ ት ረሳሓት ስ ድ ር ኣት ስ ጉ ማ ን ኢኽን
@avmars5937
@avmars5937 3 ай бұрын
YAKL is dead!!! It is a shame.
@eriblood803
@eriblood803 3 ай бұрын
Jelfafat cenewuti
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 11 МЛН
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 20 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 17 МЛН
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, April 27, 2024
43:10
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 11 МЛН