Dehay Eritrea " ህዝባዊ ግንባር ጣቋ ዘለዎ ውድብ እዩ....!" ሃይለ ወልዱ! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 3,725

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

Күн бұрын

Пікірлер: 45
@esthertukou5224
@esthertukou5224 Күн бұрын
መርሓባ ውዲ ወልዱ ኣስማሪኖ። ደሃይካ ኣይተሓባእ❤
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub Күн бұрын
Haile Weldu, exemplary man! May your good example spread like a contagion!
@bent.7396
@bent.7396 2 күн бұрын
Thank you for sharing your history, and experience .
@Mereb78
@Mereb78 Күн бұрын
Mr. Woldu I have enjoyed your writing at awate forum for years and now I saw you, and listened your interview, you are very genuine individual and very thoughtful and principled fighter, I appreciate your touch of historical facts of our struggle, and I thank you. Samuel you are also very talented journalist and I always enjoy your guests, continue to do your best to find facts and solutions. Thank you for your service.
@solomonliza
@solomonliza 2 күн бұрын
ዳሃይ ኤርትራ ምንጪ ቅኑዕ ሓበራታና ኢያ 💙💙💙
@Massawa2002
@Massawa2002 2 күн бұрын
ኣቶ ሃይለ ወልዱ ብጣዕሚ ዝድነቅ ትንታኔ ክብረት ይሃበለይ : 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@fishalegebreyosus862
@fishalegebreyosus862 Күн бұрын
ጽቡቕ መግለጽን-ለባምን-ሓላፍነትን-ዝድርዑ ንጽቡቕ ትምኒትን ድልየትን ብምግላጽካ ዓቢ ምስጋና ይግባእ ይብል-እሙን ሓወይ መቓልስተይ-ወዲ ዳንግሽ-ሓወይ።❤❤
@GoitomM
@GoitomM 2 күн бұрын
ይበል እንደገና እሙን ተቓላሳይ ሓወይ: ዓርከይን: መቓልስተይ: መሳድደይን ሃይለ: ካባኻ ብዙሕ ሰብ ይመሃር። ሳሚ ተዓዊትካላ እምበኣር? Weldon all
@BabuurTafla
@BabuurTafla Күн бұрын
ትሪክ ህዝባዊ ግንባር ታርክ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ። ካብ መጀመርያ ስጋብ ሕጂ ሙዩቅ ኢሉ ዝዛረቦ የለን። ኣንቱም ምስ ኢሳያስ ዝርርብ ዝፈተንኩም ንኢሳያስ ስለዘይትፈልጥዎ ኢኩም። ኣብዚ ሰዓት አውን ኒኢሳያስ መን ሙካኑ ዘይፈልጥ ቡዙሕ ሰብ ኣሎ።
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 7 сағат бұрын
ተጋደልቲ ደቂ ኣንስትዮ ህዝባዊ ግንባር ን ጀባሀን ጸዊዒ❤❤❤❤❤
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 Күн бұрын
Blessings
@adamismail9137
@adamismail9137 2 күн бұрын
መራሒ ኀሩይ ተድላ ባይሩ ንሕና ህዝቢ ኤርትራ ንብል ህዝባዊ ግንባር ብ ዉድብ ይሚካሕ በለ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 7 сағат бұрын
Aladin and. The lamp ❤❤❤❤
@OneAfrica5266
@OneAfrica5266 Күн бұрын
ብጣዕሚ መሃሪ ከምኡ ድማ ኣብ ህዝብን ሃገርን ዘይጎድእ ስነ ሓሳባት ዘካፈለና ኣቦና ምሉእ ክብሪ ንህበካ : ድሃይ ኤርትራ ድማ ደስ ዝብል መሃርን ኣብ ስነ ሓሳብን ጉዳይ ሃገር ኣብ ሓደጋ ዘየውድቅ ዝትንትኑ ሓሳቦም ብምቅራብኩም ካብ ልብና ኢና ነመስግነኩም::
@abrahamtewelde7515
@abrahamtewelde7515 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gimjaamare509
@gimjaamare509 Күн бұрын
Thanks mr.Haile when there wasn't Democracy at Sahel you praised " Taqua Allewa". Hizbawi Ginbar.
@tesfaytseghay9778
@tesfaytseghay9778 2 күн бұрын
ጽቡቅ ኣገላልጻ ሃይለ ወልዱ፡ሓው ሳሙኤል ድማ የቀንየልና ጋሻ ኮይኑ ንኽቀርብ ዝገበርካ።
@adamismail9137
@adamismail9137 2 күн бұрын
መን እዮ ቁኑዕ መንከ ጉጊእ መንከ ገስጋሲ መንከ ዱሑር መንዮም ሃገራዊያን መንዮም ዓመጽቲ. ሎሚ ዓይኒና ኪደጉሓና ኢሉ
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 2 күн бұрын
Yekeniyelina.
@tedy-s9d
@tedy-s9d 2 күн бұрын
Ewae do, entay tibl? HG taqa entezihliwo dea Hagern hizban abadimwa , kab behaliu degamiu, wey gud
@Eriboy
@Eriboy Күн бұрын
ጀብሃ ፍጹም ክትስዓር ዝገበራ ሕዱር ሕማማ ጻባሕ ተሳዒራ ሱዳን ምስ ኣተወት ብቅሉዕ ትጋሂዱ። ብትሕተ ሃገራውነት ዝተላዕጠጡ መራሕቲ ዕርቃኖም ምስ ወጹ ኣኣብ ወገነይ። ወይ ሃይማኖተይ ፥ ከባብየይ ዝብልዎ ክሽጎጡ እዮም ተራእዮም ።ከም ሳዕቤኑ እንዳ ትያር ፣ እንዳ ዓጅብ ፥ እንዳ ሳበ ፥ እንዳ ሳግም ፥ እንዳ ስሙርውድብ ፥ ሰውራዊ ባይቶ ፥ እንዳ ዓብደላ ፥ እንዳ ኣሕመድ ናስር ፥ እንዳ ዘምህረት ...ወዘተ ነዚ ከምዚ ዝዓይነቱ ኣንቆራታት ሕ ግ ድሕሪ ነጻነት ነየኖት ጀብሃ እዩ ኣፍልጦ ክህብ ?
@Mereb78
@Mereb78 14 сағат бұрын
@@Eriboy ነቲ ብሕግን ሕጋውነትን ኣብ ካልኣይ ሃገራዊ ዝተመርጸ ምጀመሩ ቀጺሎም ድማ ንኹሉ ኣብ ሃገሩ ግደ ኣለኒ ዝብል ብውልቀ ይኹን ብጉጅለ ግደ ክዋሃቦ ነይርዎ። መስርሕ ዴሞክራሲ ዝጠልቦ ዝተኽስረ ግዜ እዩ። ውጽኢቱ ትስሕቶ ኣይብልን ምኽንያቱ ኩነታት ኤርትራ ዓቢ ውድቀት ናይ ምሕደራ እንዳሃለዎ እሞ እቶም መራሕቲ ዝባሃሉ ዝኣምንሉ ውጽኢት ክነሱ ገለ ድማ ኣብ ናይ ናጽነት ስኽራን ተሽኺሎም ጽቡቕ ኣለና ይብሉ ምህላዎም ዘሔዝን ተረኽቦ እዩ።
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 5 сағат бұрын
Asha boy!!hade tigraway sebay iyu ab jebha khone ab shabia ashenifiwom tetsawitilom ab hanti ethiopia midimar ka betsihu alo! Kignaa do kinblo telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray kali imnet ethiopia hibret andinet Ethiopia zelewo iyu zazimiwo hiji ninin ilka waga yeblun kkkk
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Күн бұрын
ውድ ተንቤን ኢትዮጲያ በቲኒኪ ዊሒጢካ ጂ15ፊሉል ምንካዕ ጀቢሃ ሻዒቢያ ኢትዮጲያ ዊሒጢካ እትም ኢሰያጢ እ እሓጎሲ ካሒሳይ ሚራጪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤።ሃይለውልዱ ዓዲኻ ጲዓዘኻ ዕድል ደኻ ጺዒዳ ክርስትያን ።❤አኮኺ ቀሺ ኢዚራ 4የሒዋት እብ ጀሪመን እብ ሪያድ ይፈሊጠካ ።።ቢዒለይ አለለዮም የሒዋቲካ።❤❤❤❤❤።1973ወይ1974ዊጊኢ ነኒሒዱሒዲ ኒጊደት ዕድል ቆኒጺ መሊአክተኺለን ሲዒዲ ስልስ ገጂፍ ክብደት ርእይ ።ሙሩኺ ወደሪቢዓተ 4አሲመራ ተማሪኹ ርእስ ሓሪቀ ማሲዓሩከ እብ ገዚኦም ነኹሲኒ ኢቲሙሩኻ ኒሂዋን ገቢሪህወት አኹአ ምርጥ ኢዩ።።።❤❤❤1982ምሲ ሺዓቢያ ተባቲኸ ።ማዒዘሪ ኒሪካ ገዛኻ መጺና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ፊቃደኛ ኢኒተኾይኑ ከበጺሓካ ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።ዲሒሪ 1981ዊሂዮ ።1982ጀቢሃ ሲለሚኒታይ ኒሱዳን ሓቲተ ተቢኢሰ ጪዉያ 1984አቢ ምርት ዓሪከይ ተሲሒተ 2011ሱዳን ተጨሊፊፈ ።hiv2023ተዲዊሉለይ ።ኒሲመማ ቆጾራ ልጅ ቅድም 01.25..2025ኢዩ 02..01..2025.አቢ ቆጸራ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።።።።።ሓዊኻ ውይ ውድ ሓወቦኻ ምስ ሓወይ ውድ ሓወሻ 1977ሚሲ አቢሪሃም ዓፊ ሓጎሲ ዳንጊሺ ውይ ውርድ ኢሊኒ ኢታዲንጊሽ ውርድ ኻሪሽ ምላሽ ሃቢኒ ሓዊኻ ኩዒሶ ቮሊኺሲ ይዚዊር ❤❤❤❤❤❤❤ልጅ ሲዊዲን እልም ኢሎሚኒ እብ ጂዘን አለለዮ።4የሒዋት ፈሊጠዮም።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዓቢሓዊና ተባረኺ እብ ኸሰላ ሲንኩላቲከ ቲዚኪሪዶ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 2 күн бұрын
ውግእ ሓድሕድ ኢሉኳ አንተተጸውዔ ምኽባት ስልጣን ናይ ኢሳያስ አዩ ነይሩ።መራሕቲ ተሓኤ ድማ ብዕሉጋት አዮም ነይሮም ኢሳያስ ድማ ነዚኣ መዝሚዝዋ ብዕይንና ሪኢናዮ ኢና።ኢቲ ሕጂ ዕርቒ ትብሎ ዘለኻ ግጉይ ኣትሓሳስባ አዩ ምስ ኢሳያስ ዲኹም ክትዕረቑ ደሊኹም? ሓርነት ኤርትራን ባንደራኣን ተቐበሉ። አቶም ዘይተጋደልና (ተበለጽቲ) ኩሉኹም ከምተጋደልቲ ኢና ንፈልጠኩምን ነኽብረኩም
@Eriboy
@Eriboy Күн бұрын
ኣነስ ትገርሙኒ ። ብዛዕባ ጀብሃ ምዝራብ " ዓሚ ዝሞተ ምራኽ ፍትሕ" ካብ ምባል ንላዕሊ እንታይ ክብሃል ይክኣል።
@Mereb78
@Mereb78 14 сағат бұрын
@@Eriboy ካብ ታሪኽ ምምሃር ክገርመካ ሰብ ይሓልፍ እዩ መንግስቲ እውን ይሓልፍ። እቲ ነባሪ ግን ሓሳብ እዩ ኩሉ ነገር ካብ ሓሳብ እዩ ዝነቅል
@ggmm2340
@ggmm2340 17 сағат бұрын
እዚ ሰብኣይ ንኤፍረም ወልዱ (one of the finest Eritrean soccer player in the 80s) ሓው ዲዩ????
@eritreaayney
@eritreaayney 2 күн бұрын
በዓል ሓንጨመንጪ ሎቃምጽ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 7 сағат бұрын
President Isiase አይቲቢል ሒጋዊ ስሊጣን ሚሊባስ ኢዮ
@Eriboy
@Eriboy Күн бұрын
ካልእ ብዛዕባ ድሕሪ ነጻነት ጉዳይ ጀብሃ ከም ኣርእስቲ ክመጽእ ነይርዎ ድዩ?መንግስቲ ኤርትራ(ህዝባዊ ግንባር) ሃገራዊ ዕርቂ ኣዊጁ ንኩሉ ሕሉፍ በደላትን ፍልልያትን ውሕጅ ይውሰዶ ኢሉ ፥ ንኩሉ ዜጋ ወላ ነቶም ምስ ገዛእቲ ዝተሓባበሩ ዝነበሩ እቅረ እቅረ ኢሉ ኣብ ዝተፈላለያ ውድባት ተሓኤ( ጀብሃ) ዝነበሩ ከኣ ከም ዜጋታት ሃገርኩም ኣቲኹም ንበሩ ሃገርኩም ህነጹ ኣይበለን ድዩ ? ብውድብ ደረጃ ኢና ንኣቱ ፥ ከም ውድብ ኣፍልጦ ሃቡና ማለት እንታይ ማለት እዩ ? ናበይ ንምብጻሕ ?ጀብሃ ድሕሪ 1981 ኣብ መሬት ኤርትራ ሕጋውነታ ኣብቂዑ እዩ ። እቶም ንሃገር ኢሎም ዝወጹ እሞ ነቲ ፍልልያት ኣታዓሪቖም ቃልሶም ዝቐጸሉ( ሳግም) ንናጽነት ኤርትራ ክውን ገይሮም እዮም ። ንስኻትኩም ካባኣቶም ብምንታይ ትፍለዩ ? ስቕ ኢልካ እዩ ! ጉዳይ ጀብሃ ዝሞተ ግን ከኣ ታሪኽ ኮይኑ ፋይሉ ዓጽዩ እዩ።
@Mereb78
@Mereb78 14 сағат бұрын
@@Eriboy ሕጋውነት ዝህብ መን እዩ። ሓይሊ ሕግነት ኣየምጽእን እዩ። ሕጋውነት እዩ ዘፍርስ። ናይ ዝሓለፈ 34 ዓመት ግደፎ ሕጂ እንታይ ትደሊ ፍትሒ ውይ ዕንወት እቲ ዝሕተት ዘሎ ፍትሒ ንዓኻ'ውን ይምልከት እዩ።
@Eriboy
@Eriboy Күн бұрын
ብብረት ተጠማጢሙካ ፥ ተዋጊእካ መስዋእቲ ከፊልካ ስዒርካ ሰሊብካ ዶብ ዘስገርካዮ ፖለቲካዊ ሓይሊ ኣብ ዝነበረ ነይሩ ተኣኽኺቡ ወላ ሓንቲ ሃገራዊ ፕሮግራም ዘይብሉ ነንሕድሕዱ'ውን ዘይፋለጥ (ፖለቲካዊ ኣፍልጦ) ነጻነት ስለዝኾነ ከም ውድብ ተቅበለኒ ክብለካ በየናይ ሞራል ፥ በየናይ ኣገባብ ፥ በየናይ ሰብኣዊ ባህሪ እዩ ንኩሉ ረሲዑ ክቕበለካ ? ?
@Mereb78
@Mereb78 14 сағат бұрын
@@Eriboy ዘይነበርካሉ ጉዕዞ ኣይትጅሃረሉ። እቲ ውግእ ሕድሕድ ክኽውን ዘይነበሮ እዩ እቲ ዝኽፍኤ ድማ ዘራይ ካብ ጓናት ተጠቒምካ ተዓዊተ ምባል እዩ። ንሃገራዊ ንኽተጥፍእ መሬት ህዝቢ ከም ትሕጃ ኣትሒዝካ ተዓዊተ ክትብል ክድዓትን ትሕተ ሃገራውነትን እዩ።
@Hager330
@Hager330 2 күн бұрын
Shhh eka tegadalay under emqot yeblun zerebu .n zfeltu kem ato hruy tela, kem lingo ka kab shaobiya zeytezararb ?? Nay klte wegen kkoneleka wey ka km broader general tekeste haile ?????
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 5 сағат бұрын
Nay hiji gida ab midimar andinetachin Ethiopia zeytihasbu kkkkkkk aye aregtot
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 5 сағат бұрын
Getskum tirhak🤑50 ametat hade tigraway telagitslkum ! Hiferu aregtotkk tesairkum okhum ikhum bi hade tigraway wedi amaresh telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray kali imnet ethiopia hibret andinet Ethiopia zelewo sirikum iyu! Abzikerebe hanti ethipia kitsiwiu ikhum hiji ninin autibelu tarkh zeybilkum aregtot !😂
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 күн бұрын
ምንያ ኮለል !! ጀብሃ ብመሰረቱ ሓደ ብእስላማውን ወገናውን ባህጊ ዝተቃነየ ጉጅለ ዝምራሕ ዝነበረ ውድብ እዩ ነይሩ ። ሓቂ እዩ ብዙሓት ዮውሃት ሃገራውያን ተጸምቢሮሞ ነየሮም እዮም ፡ እንተኾነ ግን ወሳኒ ተራ ኣይነበሮም ።
@Mereb78
@Mereb78 13 сағат бұрын
@@hailewolde1816 መን በለ። ዝውዓለ ይንገር ከምዝብሃል እቲ ዝውዓለ ክዛረብ ከሎ ሰሚዕካዮ ክትከውን ተስፋ እገብር ወይ ድማ ተመሊስካ ስምዓዮ። እቲ ዝተዛረቦ ብ03 ዝመጸ ኣይኮነን ናይ ሓሳብን ናይ ዓይኒ ምስክርን እዩ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 8 сағат бұрын
@Mereb78 እሞ ንባዕለይ ናይ 1966-67 ዓ/ም ተጋዳላይ ጀብሃ ነበር እየ እንተበልኩኻ !!
@ghebrehiwetwoldetinsae1643
@ghebrehiwetwoldetinsae1643 2 күн бұрын
ሃይለ ሃጥው ቀጠው ደምበር ኔርካ ኣብ ጀብሃ እቲ ናታትኩም'ሲ ፈሊጥና ንመንእስያትና ጉጉይ ታሪኽ ትምህሩ ዘሕዝን ፡ሰራዊት ሓርነት ከማኹምን መሪሒነትኩምን ኣይትውክልዎን ኢኹም ፡ንጀብሃ ኣብ ከበሳ ኢኻ ትፈልጣ
@fiory25
@fiory25 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@Eriboy
@Eriboy Күн бұрын
ጀብሃ ፍጹም ክትስዓር ዝገበራ ሕዱር ሕማማ ጻባሕ ተሳዒራ ሱዳን ምስ ኣተወት ብቅሉዕ ትጋሂዱ። ብትሕተ ሃገራውነት ዝተላዕጠጡ መራሕቲ ዕርቃኖም ምስ ወጹ ኣኣብ ወገነይ። ወይ ሃይማኖተይ ፥ ከባብየይ ዝብልዎ ክሽጎጡ እዮም ተራእዮም ።ከም ሳዕቤኑ እንዳ ትያር ፣ እንዳ ዓጅብ ፥ እንዳ ሳበ ፥ እንዳ ሳግም ፥ እንዳ ስሙርውድብ ፥ ሰውራዊ ባይቶ ፥ እንዳ ዓብደላ ፥ እንዳ ኣሕመድ ናስር ፥ እንዳ ዘምህረት ...ወዘተ ነዚ ከምዚ ዝዓይነቱ ኣንቆራታት ሕ ግ ድሕሪ ነጻነት ነየኖት ጀብሃ እዩ ኣፍልጦ ክህብ ?
@Eriboy
@Eriboy Күн бұрын
ካልእ ብዛዕባ ድሕሪ ነጻነት ጉዳይ ጀብሃ ከም ኣርእስቲ ክመጽእ ነይርዎ ድዩ?መንግስቲ ኤርትራ(ህዝባዊ ግንባር) ሃገራዊ ዕርቂ ኣዊጁ ንኩሉ ሕሉፍ በደላትን ፍልልያትን ውሕጅ ይውሰዶ ኢሉ ፥ ንኩሉ ዜጋ ወላ ነቶም ምስ ገዛእቲ ዝተሓባበሩ ዝነበሩ እቅረ እቅረ ኢሉ ኣብ ዝተፈላለያ ውድባት ተሓኤ( ጀብሃ) ዝነበሩ ከኣ ከም ዜጋታት ሃገርኩም ኣቲኹም ንበሩ ሃገርኩም ህነጹ ኣይበለን ድዩ ? ብውድብ ደረጃ ኢና ንኣቱ ፥ ከም ውድብ ኣፍልጦ ሃቡና ማለት እንታይ ማለት እዩ ? ናበይ ንምብጻሕ ?ጀብሃ ድሕሪ 1981 ኣብ መሬት ኤርትራ ሕጋውነታ ኣብቂዑ እዩ ። እቶም ንሃገር ኢሎም ዝወጹ እሞ ነቲ ፍልልያት ኣታዓሪቖም ቃልሶም ዝቐጸሉ( ሳግም) ንናጽነት ኤርትራ ክውን ገይሮም እዮም ። ንስኻትኩም ካባኣቶም ብምንታይ ትፍለዩ ? ስቕ ኢልካ እዩ ! ጉዳይ ጀብሃ ዝሞተ ግን ከኣ ታሪኽ ኮይኑ ፋይሉ ዓጽዩ እዩ።😊
#behindthescenes @CrissaJackson
0:11
Happy Kelli
Рет қаралды 27 МЛН
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
6:22
Ozoda Official
Рет қаралды 10 МЛН
Andro, ELMAN, TONI, MONA - Зари (Official Music Video)
2:50
RAAVA MUSIC
Рет қаралды 2 МЛН
ውዕሎ ብርጌድ ንሓመዱ ክጅምር ከሎ
14:07
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 7 М.
#behindthescenes @CrissaJackson
0:11
Happy Kelli
Рет қаралды 27 МЛН