Dehay Eritrea ንዶክ ኣሰፋውን ኢሳይያስን ን30 ዓመታት ዘበኣሶም ነገር እንታይ እዩ? ኣብቲ ኣኼባ'ኸ እንታይ እዮም ተበሃሂሎም? ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 19,226

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

Күн бұрын

Пікірлер: 111
@asghedomwoldeghiorghis274
@asghedomwoldeghiorghis274 2 жыл бұрын
ቃልሲ ኢርትራ ምስ ሕዝቢ ኢርትራ ዘራኽ ዋላ ሓንቲ ነገር የቡሉን። አዚ ቃልሲ አዚ መታለሊ መዛራበን ቃልሲ አዩ። ንሕዝቢ ምዕሻው ፡ በሕልፊ ብዛዕባ ሓደ ሓደ ሙሁራት ሰብ ምትላል ጠጠው ከብልዎ ኣሎውም። አዚ ኩሉ ሕዝቢ ዓይኑ ዓሚቱ ናብ ሞት ምግስጋሱ አሞ ኣብ ወጻኢ ምቅማጥ ዝመረጸ ይመሰል። ኩሎም ተጋደልቲ ነበር ኣብ ውጻኢ ዓዲ ተቀሚጦም ንሳላሳ ዓመት ክበልዑን ክሰትዩን ብዛዕባ አሪትራን በዛዕ ህዝባን ሃሲቦም ኣይፈልጡን። ብሓቅ ብሓቅ አዚ ቃልሲ ኣብ አርትራ ኣይተካየደን።
@Mike-b6j2b
@Mike-b6j2b 19 күн бұрын
ርእሲ ባሊቃ
@oneofakind3231
@oneofakind3231 2 жыл бұрын
ክቡር ዶ ኣሰፋው ህዝብና ዕድል ዘይገበሮ ንስኻን ከማካ ዝመስሉ ምሁራትና አዛ ሃገርና ስለ ዘይተመረሓት ኢዩ and ዓካዓካ ክብሪ ይሃብካ ከም ኩሉ ጊዜ ጽቡቅ መደብ Thank You.
@samsonsibhatu7440
@samsonsibhatu7440 2 жыл бұрын
❤good job
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b 4 күн бұрын
ክቡራት ኣሕዋት ፡ ክብረት ይሃብኩም ፡ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም ።❤ ኣምሊጡኒ ዝነበረ መደብ ኢዩ'ሞ ፡ ብሓቂ እቲ ንኤርትራዊያን ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ ጎዲሉና ዘሎ ሂን ምሂን ብምዃኑ ኣዝዩ መሃሪ ኢዩ ። 10 Q ❤
@Dahlakkebir2134
@Dahlakkebir2134 Ай бұрын
ETA nay Tplf zehatetkayo am 10000% agree with that cause they did everything what they can do to destroy Eritrea 🇪🇷, Samuel u are amazing person journalist ,
@kudusanhabte3376
@kudusanhabte3376 2 жыл бұрын
ኣዝየ የድንቀካ ደክቶር፡ኣጆኩም ዋጋ ዝከፈልኩምላ ሃገር ቀሲናን ፍትሒ ረኪባን ክትርእያ ተስፋ ይገብር ።
@ኤርትራዓደይ-ጘ3ዸ
@ኤርትራዓደይ-ጘ3ዸ 2 жыл бұрын
ስንፍና ተጋደልቲ ኢዮ ኣብዚ ኩሉ ጸገም ኣውዲቑና ዘሎ
@amahadariaregay8245
@amahadariaregay8245 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኤርትራ ኤርትራ ዝጨኑ ቃለ መጠይቕ የቐንየልና ጋዜጠኛ ዓካዓካ ከምኡውን ዶክተር ኣሰፋው ስለቲ ዘካፈልካና ሰፊሕ ኣስተምህሮኻን ኣፍልጦኻን።
@yohannessebhatu5641
@yohannessebhatu5641 2 жыл бұрын
ዝድነቕ ኣቀራርባ፡ዶር ኣሰፋው ከኣ ብሓላፍነት ምምላስካ ክትምስገን ይግባኣካ thank you.✅
@eyobswb2037
@eyobswb2037 2 жыл бұрын
Kedemti
@tedrosmedhane2874
@tedrosmedhane2874 8 ай бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ! ኣንታ ከመይ ዝበለ ኣረሜን ስርዓት እዩ ነቢሩ ካብ መሰረቱ ወደይ። ድንግል ዲኺ ኣይድንግልን እናበለ ዝኾልል! ኣይሓቅኹም እንዲኹም ድኣ ንስኹም ሓርነት ሰብ ከተጥፍኡ። ብመስረቱ እቲ ዕላማ ገድልኹም እውን እንታይ እዩ፡ ከይገረመኒ ኣይተረፈን።
@hailemariamtesfai9101
@hailemariamtesfai9101 2 жыл бұрын
ምኹላል ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣይነበረን። ኣብ ድሑር ባህሊ ስለ ዝነበርና ብናይ ኤውሮጳን ኣሜሪካን ክንመዝኖ ኣሎና ማለት ቅቡል ኣይኮነን። ሕሉፍ ድፍረት ስብኣዊ መሰላት እዩ። ንሻዕብያ ኣይተመኻንየሉ በጃኻ።
@amanbahlbi4397
@amanbahlbi4397 2 жыл бұрын
D asefaw thanks so much E zom mehteftefti HGDF dma aytgedeselom abey mo presidente Eritrea aytkewunn mhalefelna
@selamyezdeli
@selamyezdeli 2 жыл бұрын
Dr Asefaw you are the best ከማካ ንፉዕ ሓኪም ናይ ሰውራ ሉዙብ ካዕናን ኢኻ ሞ ክትድፈር ዝግባካ ሰብ ኣኮንካን ክብሪ እዩ ዝግባካ።
@hidaatephrem3159
@hidaatephrem3159 2 жыл бұрын
ዝነፈሰ ስዋ!
@ግዝኣተሕጊይንገስ
@ግዝኣተሕጊይንገስ 2 жыл бұрын
ሳሚ ሓውና እንተደኣ ኣምባሳድር ዓንደብርሃን ፍቃደኛ ኮይኑ ዶር ኣሰፋው ምስኡ ኣራኺብካ ዘለዎም ኣንጻር መርገጺ ክካትዑሉ ተትገብር ክንደይ ጽቡቅ ምኾነ! ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ዶር ኣሰፋው ከም ወትሩ! "ኣብ ግዜ ገድሊ ዝግበር ዝነበረ በዚ ናይ እዚ ግዜ እዚ ክትዕቅኖ ኣይከኣልን!"
@Rocky-life518
@Rocky-life518 2 жыл бұрын
Before Tplf fire rocket to Asmara Eritrean forces were already in tigray!
@sabakidane4871
@sabakidane4871 2 жыл бұрын
ነዚ ኣዚዮ ዘሕዝንን ዘሕፍርን ታሪኸ ምኩላል ደቂ አንስትዮ ተጋደልቲ ህግሓኤ በቲ ውድብ ይግበር ምንባሩ ትርጉም ዘይነበሮ ጥራይ ዝሕለፍ ዘይኮነ ብትሪ ክንጸግን ክቃላዕ ዘለዎ ዓመጽ እዮ። ዶር ኣሰፋው ካብ መብርሂ ሓሊፊ ክኩንኖ እዮ ዘለዎ።
@ukbaychesetebrhan3303
@ukbaychesetebrhan3303 2 жыл бұрын
ዘባኣሶም ነታ ብናይ ጠራሮ ኣድጊ ተወጢሑ ንስርዓት ኣስመራ ዓልዩ ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ኩሉ መገድዳት ዓጽዩ ንወያነ ካብ ካርታ ሓግሒጉ ኢሱ ስለ ዝጥፈኣ እዩ
@yohannestseggai620
@yohannestseggai620 2 жыл бұрын
I know it is your personal opinion but I differ to your point that he is in dire situation to make some compromise for Eritrean sovereignty? He lead you through more dire situations in the struggle for independence and came out succefully. Let alone now as independent sovereign country with more resource at his disposal. The main difference between you two is, he is more visionary and savu politician.
@ghirmayshuli1925
@ghirmayshuli1925 Жыл бұрын
ኩሉ ሰብ ናብታ ኩርሲ ናይ ኢሰያስ ይመጣጠር ዋላ እቶም G 15 ነታ ኩርሲ ኮፍ ዝብላ ግን ሓደ ሰብ እዩ እቲ ጀግና ኢሱ ድማ 👉🇪🇷🐯🇪🇷 ዒም ዝበለ ይተሓጎም እግረ መገደይ ግን ኣሰፋው ዝበሃል ኤርትራዊ ኣሎ ድዩ ? ዓካ ዓካ ግደፍ ዋእ ሞኽ በልና ብተጋሩ 👎🐒
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 2 жыл бұрын
ንኢሳያስ ዘይጸልእ ሰብ እሞ ምስ ኣእምርኡ የሎን። ቀድም'ውን ከም ደቂ ሃገር ሓሚቕና እምበር ዝፍቶ ኣይነበረን።
@hibetbiedu1311
@hibetbiedu1311 2 жыл бұрын
ሰሎሙን ሞሳዝጊ ንእሰያሰ ፈቲና ጸሊእና ክንሐዞ ኢና .. ነዞም ብኣውራጃን ሃይማኖትን ሃገረ ክመርሑ ዝደልዩን 33 ውድባት ካብዚኦም ደኻ ተሰፋ ትጽበ ....ካብ ነዚኦም ምጽባይ ሃመማ ተሰቒልካ ካብ ሎንዶን ኣሰመራ ምአታው ይቐልል..... ንእሰያ ንደሊ ቡዚሓት ኣሎና መኽንያቱ ንስኹምድኣ ንህዝቢ ኤርትራ ክትሐርድዎ እንደኹም ትዳለው ዘሎኹም ሰለዚ ኢሰያሰ ክሳብ ዞሎ ንዑኡ ንመርጽ ብድሕሪኡ ድማ ንወዱንመርጽ .....
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 2 жыл бұрын
ኣንታ ርኣዩዎም ኣንዶ ባይቶ ( M. P) ዓዲ እንግሊዝ ዓው ኢሎም ይዛረቡ ።ትም ሕትም ኢልናስ ወዲእና እን!! ኣጆኻ ዶክተር ቀጽሎ👍👏👌👌😍💯💯
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 2 жыл бұрын
ምስግና የቅርብ ።✊✊✊✊🎤🔊💖💪✅🏳🏳ደር፣አሰፋው።።።።።።
@eyobswb2037
@eyobswb2037 2 жыл бұрын
Terwai
@tesfaalemzerai808
@tesfaalemzerai808 2 жыл бұрын
ብራቮ ዶ/ር ኣሰፋው የቀንየልና። ስለቲ ኩሉ ንህዝቢ ኤርትራ ዘገልገልካዮ "ፊልም ቅብጸት ትመስክር"
@ZzZz-zo6vn
@ZzZz-zo6vn 2 жыл бұрын
ኣስፋው ካብዚ ኩሉ ሕቶታት ዝተሓተትካዮ ብቁዕ መልሲ ኣይሃብካን ከም ተጋዳላይ መጠን ብቅዓት ናይ ፖለቲካ የብልካን ካልኣይ እዚ ኹሉ በደል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ብወያነ ዝተሰቆረካ ኣይትመስልን ኢኻ ንስኻ ጽልኢ ናይ ኢሰያስ ጥራይ እዩ ዘለካ ክትፈልጥ ግን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጽልኢ የብሉን ኣብ ልዕሊ ሕውሓት ግን ቆርጹ ተላዒሉ ኣሎ ንኸጥፍኦም ምኽንያቱ ብኹሉ ነገራቱ ፈቲንዎም እዩ መጨረሽታ ግን ውሳኒኡ ሓንቲ እያ ከም ባዓል ንስኻን ከማኻን ዝብቡዕ ኣታሓሳስባ ሕዝኩም ትጉዓዙ ግን ታርኽ ክሓተኩም እዩ ክትፈልጥ ግን ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ኢሰያስ ኣፎወርቂ መዛርብትኻ ከምዘይኮነ ፍለጥ
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
ዝከበርካ ዶክተር ኣሰፋው አቶም ኣብ ገድሊ አንፈልጠካ ኣብ ህክምና ሆስፒታል ህግ ዝነበረካ ኣስተዋጸኦ ህሉፍ ሃሊፍካ ናይባአልካ ደም ንጉዳኣት ኩናት አናሃብካን አናሃከምካን ማንም ዝኮነ ዶክቶር ዘይገብሮ ዉፉይ ብጻይ ከምዝነበርካ ንህዝብካ ይኩን ንሃገርካ ዝበርከትካዮ ኣስተዋጸኦ ንዘልኣለም ኣሪትራ ሃገርና ክትዝክረካ ክትነብር አያ፥ኣብዚ ቃል መጠይቅ ኣብ ግዘ ደርግ መግዛአቲ ኢትዮፕያ ብዙህ ግፍአታት ይፍጽም አካ አንተገበረ ከምዚ ኣረመነ ስርኣት ኢሳያስ ኣብሊአሊ ሃገርናን ህዝብናን ዝፍጽሞ ዝከፍአ ኣይነበረን፥ነቲ ህዝብና ፍርሂ ነሪዎ ንዝብል ግን ህዝብና ኣብ ግዘ መግዛአቲ ተባአን ንጸላኢ ብዝኮነ ብዝክአሎ ምስ ደቁ ተጋደልቲ ብምትህብባር ሃያል መከተ የካይድ ነሩ አዩ ፥ህዝብና ብተፈጥርኡ ከም ናይ ሎሚ ጀጁን ፈሪሁን ኣይፈልጥን አዩ ፥ህዝብና ጀጃዊን ፈራህን ንክከውን ኢሰያስ ኣካይዳና ኣካይዳ ጎብየ ኢዩ ብምባል ኣብዝተናወሀ ንህዝብና ስሪኡ ከፍትሆ ዘይፋሃሮ ጉድጋድ የለን፥ምክንያቱ ኢሳያስ ንህዝብና ብጽልኢ ኣይኒ ስለዚሪኦ ፥ፈራሃት ዝባሃሉ ብፍላይ ኣብ ወታሃደራዊ ዝላኣለ ሃላፍነት ዝነበሮም ተጋደልቲ ኢሳያስ መጀመሪያ ንመራህቲ ህግ ኢዩ መሊኪዎም መጺኡ ፥ህዝብና ዘይተጸበዮ ወደቃ አዩ ወዲቁ፥ንህዝብና ኣብዚ በጺሂዎ ዘሎ ደረጃ ዘብጽህዎ ደቅና ዝብሎም መራህቲ ህግ ህዝብና ኪሂዶም ነብሶም ፈቲዮም ሃገሮምን ህዝቦምን ንሃደ ውልቀ መላኪ ኣህሊፎም ስለዝሃብዎን ኣብ መላኪ ክቱር አምነት ብምህዳሩ አዩ ፥
@teclemariamkidane257
@teclemariamkidane257 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ልቦና ዝመሎኦን ቅኑዕ ዝርርብ!!! የቐንየልና ዶ.ኣሰፋው። የቐንየልና ዓካ ዓካ።
@kabralhabteab2291
@kabralhabteab2291 9 ай бұрын
ሰላም ሰላም ጀጋኑና፦ ዘያዳ ስራሕ የድልየና ኣሎ ፡ ነዚ ዘሎ ኩነታት ክገልጽ ኢለ እዛ ሊንክ ሰዲደ ኣሎኹ ሞ ስምዕዋ ኢኹም።
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጾተይ።
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 2 жыл бұрын
ሻዕቢያ ፍጥር ምስ በለ፣ ንርእሶም ሓፍ ዘበሉ ማለት ሕቶ ዝሓተቱ ኤርትራውያን ኣብ ማእከል ዓዶምን ህዝቦምን ብምቕንጻልን፣ ንኣቦታት ብለይቲ ወሲድካ ምስዋርን፣ ደቁ ብምጭዋይን፣ ንህዝቢ ኤርትራ ኣባህሪሩዎን ኣርዒዱዎን ኣፉ ዓጽዩዎን ኔሩ እዩ፣ ህግደፍ ድማ ምዝገደደ ኣገባብ ክቕጽሎ ጸኒሑ። ህዝቢ ኤርትራ ክድሃኽን ክንብርከኽን ብርግጽ ድሌት ወይ ፍቓድ ናይ መብዛሕትኦም ላዕሎዎት መራሕቲ ሻዕቢያ እምበር ድሌት ናይ ተራ ተጋደልቲ ኣይነበረን፣ ሎሚውን ኣይኮነን።
@dawitkifle9183
@dawitkifle9183 2 жыл бұрын
እታ መምበር ጎይታና ኣይትተንክፉሉና እንዲያ ክንትክፋ ኢና 😂😂👌
@aronaronhail2516
@aronaronhail2516 2 жыл бұрын
Sami jigna abona assefaw edmen tinan yehabka
@wediadi6788
@wediadi6788 2 жыл бұрын
3:46 መን ይብድል ከም ዝነበረ ነቲ እቶም ጉጅለ 15 ናብ ህዝቢ ዝዘርግሑዎ ቅሉዕ ደብዳቤ ብምንባብ ብቐሊሉ ክትርዳእ ይከኣል ነይሩ ኢዩ። እቲ ጸገም፣ ብሓፈሻ እቲ ህዝቢ ፍትሓዊ ስለ ዘይነበረ ኢዩ። ከም ውጽኢት ናይቲ ሽዑ ዘርኣዮ ዘይፍትሓውነት ከኣ፣ ኤርትራ ን22 ዓመታት ኣይትብላዕ ኣይትስተ ኮይና ተሪፋ።
@shunumii7214
@shunumii7214 2 жыл бұрын
እዞም ጉጅለ 15 ኩሎም እኮ ሓደ ልቢ ዝነበሮም ከይመስለካ። ንህዝቢኸ እንታይዶ ገሊጸሙሉ ኢዮም? በብወገኖም ኣብተን ናይ ብሕቲ ጋዜጣ ነናቶም ሽግር ምስ ኢሳያስ ዝነበሮም ከም ዝኾኑ'ምበር ንሕዝቢ ንለውጢ ከለዓዕል ዝኽእል ሓሳብ'ኮ ኣይነገሩናን። ህዝቢ ብፍላይ መንእሰይ ወለዶ ድሒሩ በዘን ናይ ፓልቶካት ቻነላት ኢዩ ቁሩብ ብዛዕባ ፖለቲካ ኤርትራ ከመይ ከም ዘሎን ከመይ ክኸውን ከም ዝግብኦን ዝፈለጠ። ኣብ ባጽዕ ዝነበረ ብጉልባብ ናይ ሺርምፕ መራብሒ ብምውናን ኣባል ሲኣይአ ዝነበረ እንታይ ይሰርሕ ነይሩ። ንበዓል መን ወዲቡ ነይሩ። ኩሎም ከይኮኑ ይኽእሉ ኢዮም ግን ካብ መንጎ ጉጅለ 15 ብምስጢር ምስ ወያኔን ኣመሪካን እንታይ ውዲት ይገብሩ ነይሮም። ኣብዚ ቀረባ ጊዜ ብሽም ሓዉ ተሞርኲሱ ፖለቲከኛ ክመስል ኣብ ዩትዩብ ቅልቅል ዝብል ዘሎ ሰንጋል እኮ ሓዉ ሓደ ካብቶም ጉጅለ 15 ብምስጢር ምስ መለስ ደብዳበ ብምጽሕሓፍ ሚስጥራዊ ርክብ ኔርዎ ኢሉ ነጊሩና ኢዩ። ካልኦት'ውን ካልእ ምስጢር ከምዘለዎም ዘጠራጥር ኣይኮነን።መንግስቲ ኤርትራ ግን ኩሉ ኣብ ከብዱ ሒዙ ይጎዓዝ ኣሎ። ሃገር ኣብ ዘተረገገእትሉ ከኣ ኩሉ ጉዳይ ጉጅለ 15 በብሓደ ንህዝቡ ክገልጽ ንጽበ ኣለና።
@girmayberhane3708
@girmayberhane3708 2 жыл бұрын
ብጣዕም ድስ ዝብል ብሉጽን ምሃርን ቃልምትይቅ ይቅንልና ኣድልውትይ እዝይምድብ ክምኡውን ኩብር ኣቦን ዶክትር ኣስፍው
@shunumii7214
@shunumii7214 2 жыл бұрын
ክቡር ዶር. ኣሰፋው ነቲ ጠንቂ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝወርድ ዘሎ ስቓይ መከራ ገዲፍካስ ኣብ ሳዕቤኑ ጥራሕ ምትኳርካ ቅኑዕ ኣይኮነን። እቲ ጠንቂ'ኮ ወያኔን ስነሓሳቡን ኢዩ። ንህዝቢ ትግራይ ንስኻ ፍሉይ ህዝቢ ኢኻ ወርቂ ህዝቢ ኢኻ ካባኹም ብምውላድና ንሕበን ንኾርዕ እናተባህለ 27 ዓመት ኣብ ድኽነትን ተጸባይነት ረድኤትን ዘጽንሕዎ እኮ ወያኔ ኢዮም። ብተወሳኺ ንስኻስ ሓደ ካብቶም ምሁራት ዝበሃሉ ኢኻ ብዛዕባ ፕሮጀክት ዓባይ ትግራይ ኣይትፈልጥን ማለት ድዩ? እዚ ፕሮጀክት'ዚ ናይ ምዕራባውያን ኢምፐርያሊስትስ ከምዝኾነ ክሳዕ ሕጂ ኣይፈለጥካን ማለት ድዩ? ከምኡ እንትዄንካ ውራይ ሕክምናኻ ጥራይ እንተገበርካ ይሕሸካ። እቲ ፖለቲካ ነቲም ፖለቲከኛታት ግደፈሎም። ኣብ ዩትዩብ መመጺእኻ ምዝራብ ይትረፍካ።
@astermehari9868
@astermehari9868 2 жыл бұрын
Dr Asefaw dea Merahi Eritrea tezikewun neru Eritrea ab Ezi Hiji wediqato zela derja Aymbetsehetin nera. Dr Asefaw n Hageru Netsanet Eritrea ziteqalese kimsgenin kikibern zelewo Jegna Tegadalay Eyu. 👍...
@EyobGhebreziabhier
@EyobGhebreziabhier 9 ай бұрын
''ንዶክ ኣሰፋውን ኢሳይያስን ን30 ዓመታት ዘበኣሶም ነገር እንታይ እዩ?'' Please I need your help to correct this ጥጥቖ ናይ ቃላት ናይ እታ ቲግሪይና. > እንታይ ነበረት እታ ባእሲ ዝ ነበረት መንጎ ሀ እውን ለ ምእንቲ 30 ዓመታት?
@shunumii7214
@shunumii7214 2 жыл бұрын
ወያኔ ምስ ሻዕብያ ሓቢረን ንጀብሃ ከም ናይ ሓባር ጸላኢ ስለ ዝራኣይኣ ተሓባቢረን ካብ ሜዳ ኤርትራ ብምውጻእ ኣቕሚህነንኣ። ሕጂ ድማ ወያኔ ንኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ሓባር ጸላኢ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ምዕራባውያን ልኡኽ'ውን ኢዩ። ስለ ዝኾነ ነዚ ናይ ሓባር ጸላኢ ንምጥፋእ ኤርትራ ኣብዚ ኲናት'ዚ እንተተኻፈለት ስለምንታይ ጌጋ ኢዩ ኢልካ ትቃወም ኣለኻ?
@yemanekahsai1031
@yemanekahsai1031 2 жыл бұрын
Selam Samuel, I like your program, especially your straight and to-the-point questions. As tegadalay Dr. Assefaw answered they were mixed all the blame was directed at President Isaias primarily true. However, the tegadalties should have taken the blame too because they were only fighting for the independence of Eritrea (map) from Ethiopia. They did not have a political plan or agenda after independence they were followers of Isia's agenda in the field and of independence After independence G-13, G15, and others try to stop and correct the Isaias dictatorship it was too late. in the foundation is broken. I have a question for Dr. Assefaw about when he joined the EPLF from his comfortable life as a Dr. from Addis Ababa what political ideology or philosophy did he have in addition to seeing Eritrean independence from Ethiopia. At the time of your joining the EPLF was following socialist ideology, it affirmation and adopted on January 31, 1977 conference in National Democratic Program on page 33- D " Strictly oppose all imperialist-created new counter-revolutionary faiths, such as Jehovah's, Witness, PenteCostal, Bahai, etc." this faith group are illegal, persecuted and some are in prisons throughout Eritrea. Peace to Eritrea, Ethiopia, and the Horn of Africa
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 жыл бұрын
ዶክቶር ኣሰፋው ሚዛናውን ፍተሓውን ትንተና ስለዘቅረብካ ኣደናቆተይ ይገልጸልካ 👌
@edrismussa3688
@edrismussa3688 2 жыл бұрын
Thank you Dehay and Dr Asefaw You give everything to Eritrea with out any . You are our hero.
@samyohannes8371
@samyohannes8371 2 жыл бұрын
Thank you Dr. Asefaw for you assessments and honest personal views on the current situation. One thing that is not clear to me is, you stated repeatedly Eritrea won but was displayed as loser through propagandas. I don’t know what you measure of success was. Is that because Badme was awarded to Eritrea? What about all those (~20 villages) sovereign Eritrean land that was given to Ethiopia?
@Hager330
@Hager330 2 жыл бұрын
Thank you 💙💚💙🇪🇷
@wowo9142
@wowo9142 2 жыл бұрын
Dr Asfawe contribution in the Eritrean struggle for independence is tremendous; I have great admiration for him. Eritrean opposition minimize the intentions of TPLF, to reverse, the Eritrean independence.President Essayas has consistently defended the country, and the priorities are clear.
@humanity5615
@humanity5615 2 жыл бұрын
Clearly, this man loves power.
@bitwededabraha6856
@bitwededabraha6856 2 жыл бұрын
Tray kemey arrogant diyu neru ab adie kelo::
@Hager330
@Hager330 2 жыл бұрын
Welcome 💙 💚 💙
@yassinomer4847
@yassinomer4847 2 жыл бұрын
ብጻይ ኣሰፋው፥ ብዛዕብ ተራ ደቀንስትዮ ኤርትራ ኣብ ሰውራና፥ ብጻይ ኣሰፋው ዝበሎ ሚእቲ ካብ ሚእቲ ዝሰማማዓሉ ዘየማትእ ሓቂ ኢዩ። እቲ ብጻይ ኣሰፋው ዝሓቦ መጎስ ንደቀንስትዮ ተጋደልቲ ኣሓትን ይውደን እምበር ኣይንእሰንን ኢዪ።
@kiflommahari1033
@kiflommahari1033 2 жыл бұрын
ብሉጽ ትሕዝቶ ሳሚ ( ዓካ ዓካ)
@filmontsehaye
@filmontsehaye 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ብሓቂ
@yassinomer4847
@yassinomer4847 2 жыл бұрын
ብጻይ ኣሰፋው፥ ሓደ ካብቲ ዓቢ ጌጋታት መሪሕነት ወያነ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክትግብር ምህቃን ኢዩ። እዚ ሕልሚ'ዚ ምስ ናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ብቐጥታ ዝጻረር ኢዩ። መወዳእታ ዘይብሉ ን ፍታሕ ዘርከቦን ኣዝዩ ሓደገኛ ብሄራውን ሃይማኖታውን ግጭት ዘለዓል ጒዳይ ኢዩ። ብጀካ'ዚ ናይ ዓባይ ትግራይ ሕልሚ ወያነ፥ ኣሉታዊ ተራ ማርክሰ-ሌሊናዊ ስነ-ሓሳብ ከይተቕሰ ዝስገር ዘሎ ንምንታይ ኢዩ። ኣብ ቃልስና ክሳብ ሕጂ ዕንቅፋት ዝፈጥር ዘሎ ኣሉታዊ ዝልውኡ ብዕቱብ ክድህሰስ ዘሎዎ ኢዩ። ብጻይካ ኣንዋር ኣደም
@lilianeasternquin9649
@lilianeasternquin9649 9 күн бұрын
Hbey 😂😂😂 soon ktmewt Eka
@Hope90s
@Hope90s 2 жыл бұрын
ሀሁ እኮ ኮይኑ ኩሉ ነገሩ። ህግደፍ in action በሉ ርአይዋ!! ስልጣን ምድላይን, ንዑዑ ዉን ምቅላስን ዐለም ለኻዊ ፕራክቲስ እሞ ኸአ ካብ ጥንትን ጥቅምቲን ሲ, ነዚ ተፈጥሮአዊ መሰረታዊ መሰል ዜጋ ዘይምርዳእ ሲ ናይ ብሐቂ ወይ ከይተረዳአካ ብድንቁርና ወይ ውን ብድሕረይ ሳዕሪ ውን አይብቆል ዝዐይነቱ በደል አብ ልዕሊ መጻኢት ኤርትራ እዩ።
@ephar133
@ephar133 2 жыл бұрын
ብኢትዬጽያን ብኤርትራን አብመብዛሕቱ ሜድያታት እዚኹናት አብነንሕድሕድ ናይየሕዋት ውግእ እዩ ይብሉ ዋላ እቲ ናይኢትዬጽያ መንግስቲ ንዓለም ከሙኡ እዪ አዊጁ እም ኤርትራ ብወግዒ አካል ኢትዬጽያ ይበሉና
@akiyor3615
@akiyor3615 2 жыл бұрын
thanks more Dr Asefaw
@dannytesfa
@dannytesfa 2 жыл бұрын
Love Dr. Asefaw.
@norjonas3485
@norjonas3485 2 жыл бұрын
ሳሚ ጽቡቕ ስራሕ አታ ምአተዊት ሙዚቃ ግን ህድአ ዝበለት አንተትቕያራ ክንደይ ጉሩም ሙኾነ
@rahelmeresie384
@rahelmeresie384 2 жыл бұрын
Thank you Doctor Asefaw
@hibetbiedu1311
@hibetbiedu1311 2 жыл бұрын
ደክተር ኣሰፋው ተኸሰተ ምሰ ኢሰያሰ ዘለኮ ጽልኢ ካልእሕቶዩ ..ብዛዕባ ኤርትራ እንተትሓሰብ ዝሓሸ ኢዩ .ንሰምምዕ ኣልጀርሰ ብወግዒ ዝተዋህበ ዓለም ዝሃበና ንምንታይ ዘይንድግፍ .....ንስኻትኩም ተጋደልቲ ህግሓኤ ኣብ መሪሕነት ዝነበርኩም ጸገም ህዝቢ ኤርትራ ኮንኩም ምሰ ወያነ ክሳብ ሕጂውን ኣሎኹም ..... ነቲ ዓለም ዝፈረደና ሰምምዕ ኣልጀርሰ ኣይተቐበልኩሞን ጽልእኹም ምሰ ኢሰያሰ ጥራሕዩ ... እቲ ዘገርም ደክቶር ኣሰፋው መንእሰያት ኤርትራ ኣቦታቶምን ኣደታቶምን ኣብ ኤውሮጳ ብዝሃረምዎከምዘሐጎሰካ ባዕልኻ ትገልጽ ኣሎኻ ተረዲእናካ ክሳብ ክንደይ ብሃገር ዘይምግደሰካ...
@hainfotechchannel1132
@hainfotechchannel1132 2 жыл бұрын
Thanks dr. Asefaw
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 2 жыл бұрын
ወይለከይ ማይ ዘይጠዓመ ዝፈልጦን ዝተረድኦን ክዛረብ ሲ ፖለቲከኛ ኣይኮንካን እንበርዶ ትሓስቡ ኢኹም ማእከላ ሕክምና ዓንድ ሒቖ ከምዝነበረ ይርድኣኩም ዶ
@kidaneamaha3901
@kidaneamaha3901 2 жыл бұрын
Zitefeshe negaday mis Wayne yitsigae. Kithafir yigibaka
@kenangehrmay4586
@kenangehrmay4586 2 жыл бұрын
Selam
@Msgina607
@Msgina607 2 жыл бұрын
መሳጢ ኢንተርቪው፡ እዩ,።ዶር ኣሰፋው ሕቶታት ንኽምልስ ዘርእዮ ምዛናውነትን፡ትሕትናን፡ ብጣዕሚ መሃሪ እዩ። ከምዚ ዓይነት ባህሪ ካብ ተጋዳላይ ህግሓኤ ነበር ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ ዝንጸባረቕ ክብሪ ይሃብካ ንኣኽብሮት ዝመልኦ ኣጋላልጻኻ። ካልእ ሓንቲ ብዛዕባ ብይን ኮሙሽን ዶብ፡ ባድመ ብዓለም ለኸ ሕጊ ናብ ኤርትራ ምስ ተባህለት፡ብመንጽር እቲ ብይን ካልኦት ቦታታት ኤርትራ ናብ ኢትዮፕያ ዝኸዳ ኔረን እየን። ነዚ ከመይ ኢኻ ትሪኦ?
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 2 жыл бұрын
ድዋዕዋዕ እንበሪ ኣለዎ መን ከ ዝፈትዎ ኣለዎ እዚ ጨካን!!
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 2 жыл бұрын
ዶር ኣሰፋው ሊቕ ሊቃውንቲ ኣዝዪ ደስ ዘብል ዘተ እዪ ነመስግን ስለ ኩሉ ነገር ።
@dannytesfay649
@dannytesfay649 2 жыл бұрын
Dr Assefaw, this is literally eritrean invasion of Tigrai. Call it by its name.
@eritrawe2298
@eritrawe2298 2 жыл бұрын
Dr. Asefaw with respect, if you know deeply about Weyane your would not blame Eritrea going where it's located, because the already said that it is going to Asmara to remove the governments of Eritrea, which means no a country called Eritrea.
@luciatoppo6518
@luciatoppo6518 2 жыл бұрын
Thank you bro. I’m impresses of what he is saying… do he knows what we were or what Eritrea and Our Eritreans and government what was forced to do because of our neighbors??
@titihaile4514
@titihaile4514 2 жыл бұрын
ስላም ንዓኩም ይኩን፣ የቀንየልና ነቲ ግዜኩም ። ቅድሚ ሕጂ ሓንቲ ሓፍትና ኣብ ኣብ ቲቪ ኤር ቃለ መጠይቅ፣ጌራ ኔራ!!! ኣብ ገድሊ ኣብ 1975-76 ዓም ዝነበረ ኣብ ታዕሊም ምኩላል ከም ዝነበረ ኢላ ምስ ተዛረበት!! ኣብ ግዜና 1977-78 ዓም ስለ ዘይነበረ፣ስለ ዝገረመኒ!! ነትን ኣብ 1975-76 ዝተጋደላ ደዊለ ዝሐተትኩወን፣እተን ዝበዝሓ ምስቲ ዕድመኤን ንኣሽቱ ስለ ዝነበራ ናይ ምግዳል ወኒ ስለ ዝነበረን ብልክዕ ተኮሊለን ድየን ኣይተኮሎላን ብዙሕ ኣስተብህሎ ኣይነበረንን!!ሕጊ ናይቲ ታዕሊም ይከውን ኢለን ኣየቀለባሉን። እተን ብስል ኢለን ኩሉ ዝፈልጣ ዝተማህራ ግን፣እቲ መርመራ ምስ ተጀመረ ስለምን ታይ ንምርመር ኣሎና ምስ በልኦም፣ዝሃብወን መልሲ፣ብዙሕ ሕማምት ስለ ዘሎ፣ክትምርመራ ግድን ኢዩ፣ ኣብ ክንዲ ምልባድ ንካልኦት ዝብል መልሲ ተዋሂቡና!! ኣብቲ ግዜቲ እቲ ላብራቶሪ ምዕቡል ኣይነበረን፣መሳርሒውን ኣነበሮምን!!!ሓንቲ ክገብሩዋ ዝክእሉ እዚ ጥራይ ኢያ ዝብል መልስ ረኪበላ፣እቲ check ምግባር ምኩላል ክበሃል ብድንሽ፣ወይ ብካልእ መመርመር ኣነበረን፣ ነቲ ሕማማት ዝበህል ጅግል፣ፍንጣጣ፣ ኣብቲ እዋን፣እቲ ክገብሩለን ዝክእሉ ኣብቲ ብልዕቲ ከፈትካ ሪኢካ ምክላውን ዘይምህላዉን ኢዩ፣እዚ ከኣ ናይቲ ውድብ ሓላፍነት ስለ ዝኮነ ክገብሮ ይግደድ ኢዩ ዝብል መልሲ ስለ ዝረከብኩ፣ንዓይ ኣዕጊቡኒ ኢዩ በሃሊት ኢየ!!!
@siumabraham7625
@siumabraham7625 2 жыл бұрын
C" 0
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 жыл бұрын
What about ElF is not organized organization?
@araya3733
@araya3733 2 жыл бұрын
Kkkkk terekisa isayas sakt eya nera hgi eya ztegadelet tmesl wedi aforki.🤣🤣🤣
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
The decline of the Arabic Language Losing the language of the Koran | The Economist Magazine Sep 29, 2022 (As the Arab servants in Eritrea and Sudan burn our own African languages such as Tigre Tigrinya in order to Arabize the Horn of Africa and Eritrea, the rich and smart Arabs are educating their own in English language, the tool of the modern technology.) It might have been a party just for Westerners. Young men snogged in the corridor. Girls downed tumblers of wine. The real shock, though, was the hubbub of voices. Though this was a gathering of young Emiratis, almost everyone was chatting in English. Nowadays it is becoming the dominant tongue of the Gulf. On paper Arabic is one of the world’s most successful languages. Over 400m people speak it. But Arabs speak a plethora of dialects. Poor education in Arabic is eroding its purity, as English spreads. Many primary-school children chatter in a hybrid of English and Arabic. “Within a century it may be a dead language,” laments a British former diplomat who is expert in Arabic. The language’s decline reflects recent history. Civil wars have forced millions out of education. Baghdad and Damascus, once citadels of Arab nationalism and culture, have been ravaged by violence. “Language reflects how powerful you are,” says Ebtesam al-Ketbi, an Emirati scholar. “The Chinese, Japanese and Koreans have all kept their languages. We haven’t.” “People running our countries often don’t speak good Arabic any more,” laments a Bahraini. English is the gravest threat. In 2017 the Arab Youth Survey, taken by a pollster in Dubai, found that Gulf Arabs already use it more than Arabic. Saudi Arabia has become the most recent Gulf state to teach schoolchildren English from the bottom class up. A large minority of Gulf citizens’ children go to private schools where English is the main language of tuition. Ms Kebti says “no one can stop” the spread of English. A World Bank study reported last year that even by the time they are in their fourth year at school, many Arab children struggle to write a coherent sentence in Arabic. The fragmentation of Arabic is a feature of Arab disunity. An array of dialects with their different vocabularies, syntax and accents has infiltrated such bastions of standard Arabic as parliaments, television shows and publishing houses. To bolster circulation, publishers are printing more books in dialect. In 2019 Nadia Kamel won a top literary prize in Egypt for a novel in dialect. Television news channels still broadcast in standard Arabic, so many Arabs prefer to get their news from social media, often in dialects written in Latin characters. Disney now dubs its films in Egyptian dialect. Expressions of love are said to sound stilted in the official lingo. Champions of Arabic are trying to fight back. Arabic will, of course, remain the language of the Koran. “We think Arabic is more living than Latin because of its presence in the media, sermons and speeches,” says Hossam Abouzahr, founder of The Living Arabic Project, an online platform that strives to revive the language. “Latin survived in the churches for centuries despite having no native speakers,” he notes hopefully.
@berhanedebesai62
@berhanedebesai62 2 жыл бұрын
Hizbi Eritrea ke ab mibigas nay wigi 1998 kone ab wisane ke. Badime Tekebilna eth Kulu bi SHENEK Tserona ZELLO ADITA KEA KIKEYD FITHAWI EYO....ELKUM KITAMNU.....ETHA ERITREA BEYNAY SHENEK TITIMETA EYO NEGERU ZIMESIL. ZIGERIM EYO
@hainfotechchannel1132
@hainfotechchannel1132 2 жыл бұрын
Kulu Ertrawi Sltan Nmhaz mesel alewo
@Yosef_Selam
@Yosef_Selam 2 жыл бұрын
ሳሙኤል ንአባላት ብሩሕ መጻኢ ንዉፉይ ኣቅርቦ ከምኡ'ውን ካልኦት መንእሰያት ካብ ህዝባዊ ግንባር ዝተፍለየ ርእዮቶ ዘለዎም ኣብዚ እዋን ኣባላት ብርጌድ ን ሓመዱ ብዘይ ሓገዝ ናይ ህዝባዊ ግንባር ተጋደልቲ ነበር ኣብ ዝበጽሕዎ የለን ፣ ተጋደልቲ ሕዝባዊ ግንባር ውን ብዘይ ተሳትፎ ናይ ብርጌድ ን ሓመዱ ትትገበር ነገር የላን ። እዚ ክለተ ሓይሊ ምስ ዝሰምር ኢዩ ለውጢ ዝመጽእ እዚ ዝብሎ ዘሎኹ ተከቢዱካ ብናትካ ምርጫ ክልተ ፖለቲከኛታት ሓደ ካብ ናይ ግድሊ ወለዶ ሓደ ካብ ናይ ሳዋ ጌርካ እንዶ ጀምሮ
@abrahamtesfagaber3728
@abrahamtesfagaber3728 2 жыл бұрын
say Dr. Asefaw pls
@kidaneamaha3901
@kidaneamaha3901 2 жыл бұрын
Shame on you
@almazghermai9306
@almazghermai9306 2 жыл бұрын
Teamitse inteyla meregagetsi nikikwewin ykil yu
@gueshberhe3479
@gueshberhe3479 2 жыл бұрын
ዶ/ተጸመም ንጸመም ኢልካ ህዝቢ ኣጽኒትካ
@almazghermai9306
@almazghermai9306 2 жыл бұрын
Imo ageb zeyti l 🇪🇷 kem werarit tigeltsa
@Hager330
@Hager330 2 жыл бұрын
Entay xegem alowo sltan bhgawi megedi tedeleye denkoro eu akaka aka eti hteto zbeleka
@almazghermai9306
@almazghermai9306 2 жыл бұрын
Ilama zeyblu aykonen mnalbat bitsaya keyimitsa kikeewn ykiil yu
@samt7785
@samt7785 2 жыл бұрын
እወ ዶ/ር ኣሰፋው ቡሉጽ ሞያዊ ከምኡ‘ውን ምቅሉል regular ኤርትራዊ ተጋዳላይ ኢዩ። ልዑል ኣኽብሮት ኣሎኒ። ግን ኢሰያስ ድማ ኣዝዩ ሓያል መራሕ ሰውራ ወይ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ እዩ። ብኤርተራ ጀሚሩ ናብ ኢትዮጵያ ብእኡ ኣቢሉ ድማ ንመላእ ኣፍሪቃ ዘበራብር ሰውራ እዩ ዝመርሕ ዘሎ: ዝብል ትዕዝብቲ እዩ ዘሎኒ። ስለዚ ናይ 30 ዓመት ፍልልይ ኣለና ማለቱ: ንስኻ ናይ ከባቢኻ ኢኻ ትሓስብ ኣነ ግን ኣግፊሐ ኢየ ዝርኢ ማለቱ ከይከውን። And he is achieving a lot. ንኢትዮጵያ እንተመሊኽዋ ብፖለቲካ እንተጸልይዋ: ኢትዮጵያ ድማ ንኣፍሪቃ: ሓሳብ ኢሳይያስ ተዓዊቱ ማለት‘ዩ። ስለዝስ ኣብ ሓሳብ ኢሰያስ እምበር ኣብቲ ሰብ: ኢሰያስ :ምትኳር ጉጉይ ስእሊ እዩ ዝህብ።
@berhanedebesai62
@berhanedebesai62 2 жыл бұрын
Emo Miknyat Ente Alewo kikesis kab bado Aykonen kab Belka. Emo Ethi Kisi Bikemey Ykesis? Walla nethi Senemogotka equa teseabnayo kurub walla equa Aby kem shfan metegberi Ajendiu kea kem zitikemelu tezeytekiska.
@eritrea91
@eritrea91 2 жыл бұрын
ሓታቲ በቕሊ ናእዚ ሕሱም ውልቀመላኺ ክኸውን ኣለዎ። ስልጣን ብጀካ'ዚ ሕሱም ውልቀመላኺ ካልእ ስልጣን ዝትምነ ኤርትራዊ የለን። ኩሉ ተጋዳላይን ውላዱ ዝኾነ ዋርሳይን ንስለሃገርን ህዝብን ክሓልፍ ዝተሰለፈ'ዩ። ስልጣን ንዘልኣለም ዝትምነያ እዚ መቦቆል ኣልቦ ዝኾነ ሕሱር ሕሱምን ውልቀመላኺ ጥራይ'ዩ።
@gezaeasgddet1767
@gezaeasgddet1767 2 жыл бұрын
ካብ ስቅኢልካ ትህውትት ይሕማቅ ይጸብቅ ኣብ ጎኒ ሃገረይ መንግስተይ ህዝበይ፡ኢልካ ዘይትምክት።
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 2 жыл бұрын
Is it not rude?
@filmontsehaye
@filmontsehaye 2 жыл бұрын
ከምዛ ዝበልካያ ሕልና ዘይብሉ ሰብ ጥራይ ኢዩ ዝብላ
@Hager330
@Hager330 2 жыл бұрын
Lomi aka aka nay qolu hatitka elomka dabelka
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 2 жыл бұрын
14:50 ዶተረ እምበር ዶ ምስ ጥዕናኻ ኣሎኻ ኢኻ? ካባኻ ከምዚ ኣይንጽበን ኢና ሎምስ ቁሩብ ምስ ግዜ ምኻድ ጽቡቕ እዪ ዶተረ ነኽብረካ ኢና ሓደ መዓልቲ ን ሃገር ኣቲኻ ሃገር ከተድሕን ንጽበየካ ሰብ ኢኻ ግን ሓደ ሓደ ግዜ ካባኻ ካብ ሓደ ዝተማህረ ሰብ ዘይንጽበዮ እዩ እሞ በጃኻ እንዶ ሓሲብካ ተዛረብ ክቱር ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ኢሰያስ ከምዘሎካ ርዱእ እዩ ግን amrna ኣብዚሕካዮ
@abrehetmaru44
@abrehetmaru44 2 жыл бұрын
እታ ናይ ባድመ ውሳነነ ንምታይ ዘይተተግበረ ንዝብል መልሱ እኮ ሓደ ስድራ ኣብ ክልተ ዝመቕል ስለ ዝኮነ ኣብ መሬት ወሪድካ ንምሕንጻጽ ስምምእነት ከምዘድሊ ብእዋኑ ይግለጽ ነይሩ እዩ.
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 Жыл бұрын
አንታ እንታይ ኢኻ ትብል'ልለክካ። ለይመጣጠን- ተመን ምስ አንበሳ። ወየ ኢሱ ልረክቦ ለየብሉ። አረ በያኻ ብተን ( Putin) Xi Jinping ከይቅየሙካ።
@dahlakdahlak9695
@dahlakdahlak9695 2 жыл бұрын
Oww..ቅድሚ 20+/30 ዓመት etc.. እቶም ብዕድላትን ተሰዲድናን ዝተመሀርናን ዝኾረናን ሓላፍነት ብሓለፋ ይግበአና እዩ ዶ ይኸውን እቲ ዘየሰማምዕ ? ካብ 1960+ 1991--1997--2000-2022+ እቶም ቀየስቲ/-ማእዘዝቲ ህዝብን ቃልስን አብ ዝኾነ እዋን ሲ ዝግበኦም ቦታ ደአ ይሓዙ መራሒ ፕረዚደንት ሚኒስተራት አምባሳደራት ጀነራላት መራሕቲ/አዘዝቲ ሰራዊት etc...ክኹርይን ጸግዑ ክሕዝን ክስደድን ዝበለ ኸአ ምርጭኡ እዩ መስለኒ ። ሰላምን ቅሳነትን ንህዝቢ ኤርትራን ንዞባናን ድሕሪ ህድማ ከዳሚ ጉጅለ ወያነ ። The orchestration ,the echoes ..the Hawkish ..the Reminiscent and also the Belligerent will eventually changes for the sake of peace and facts.
@ሩፍታኤርትራ
@ሩፍታኤርትራ 2 жыл бұрын
መን ሰብ ምስቆጸሮ እዚ ኸአ ሽዩጥ ብኸብዱ
@ertrametkel700
@ertrametkel700 2 жыл бұрын
Just blinded with personal hate, dr. asefaw never addressed the questions of his audience. I think he likes to hear his voice. And he demands military coup, how civilized he is?
@dawityohannes7293
@dawityohannes7293 2 жыл бұрын
This person is dreamer . In the struggle for indepence you can even imagine that you can come back home. Because it was the time that every person want to offer himself . But Dr. Asefaw was talking tha his is going to be the president , falls dreamer.
@antihigdef3951
@antihigdef3951 2 жыл бұрын
Eseyasi eko gebel crminal eyu jahadi eyu 666 .dem eritreawin zestye eyu. Yedugi higdef defende aytgberu 🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓yedugi hegdef
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 Жыл бұрын
ኣሰፋው ተኸስተ ብማዕዶ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ይፈልጦ :: ኣቦታቱን ሐወቦታቱን ናይ ገዛእትን ናይ አትዮጵያ መሳፍንቲ እዮም ነይሮም :: እቲ ናይ መስፍንነት ብሕሪኡውን እናተማህረ ከሎ የንጸባርቖ ነይሩዩ :: እዚ ሰብዚ ሓለፋ ረኺቡ ድኻታት ግብሪ ብዝኸፈልዎ ገንዘብ ዝተማህረዩ :: በዓል ኢሰያስ ትምህርቶም ኣቁዋሪ ጾም ቃልሲ ክጅምሩ ከለዎ ንሱ ኣይዓጠጦን እመሃር ነይሩ :: ሳላ ገንዘብ ድኻ ትምህርቱ ወዲኡ :: ወዲኡውን ሰውራ ኤርትራ ኣብ እዝኑ ኣይነበረን :: ኣብ መግዛእቲ አትዮጵያ ተቖጺሩ ይሰርሕ ነይሩ :: ከም ዝመስለኒ ንሰውራ ኤርትራ ኩላ ሰብ ምውሓዝ ምስ ጀመረትንበይኑ ተሪፉ ፈሪሑ እዩ ትጸምብርዎ :: ኣብ ሜዳኸ ብግምተይ ድፋዕውን ዝፈልጣ ኣይመስለንን :: ሳላ ድኻ ገባር ዝኸፈሎ ገንዘብ ሞያ ኣጥርዩ በታ ሞይኡ ድሕሪ ደጀን ኮይኑ እሰርሕ ነይሩ ::ኣብ ፊኖን ሻህን ዝነበሮ :: ከም ዝበሃል ንሱ በረኸት ካልኦት ካብ ብረታዊ ቃልሲ ጀምሮም ዕሱባት cia እዮም ነይሮም :: ቀንዲ መሓከሊኡ ከአ እቲ ምስ cia ዝኣተውዎ ስምምዕ ኣብ ልኡላዊት ሃገር ኤርትራ ክዉን ክገብርዎ ስለ ዘይክኣሉ : ዕላምኦም ተጎርሽዎም ኣብቲ መዋሊኦም አሜሪካ ፈርጢጦም :: ዕላምኦም ኣብ መሪሕነት መጺኦም ንኤርትራ ብኣመሪካ ትመሓደር ንምግባርዩ :: ኩሉ ኣብ ማይ ዝኣተወ ጨው ኮይንዎም :: ሕጂ ብከድዓት ጋዜጠኛታት ኢና በሃልቲ ዋላ ሓንቲ ቁልዒ ዘይብላ ገልዒ ብመሽረፈት ከንበድብድዋ ንርኢ አለና :: ኣሰፋው / በረኸት ስልጣን የለ መስፍንነት የለ: ቻው ቻው :: VIVA ERITREA
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人  #佐助
00:20
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
1% vs 100% #beatbox #tiktok
01:10
BeatboxJCOP
Рет қаралды 67 МЛН
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
NEW ERITREAN MOVIE 2025 WAGA_FKRI
1:06:20
Tufah Entertainment
Рет қаралды 366
ሐረግ ( ክፍል 49)
39:02
ለዛ
Рет қаралды 84 М.
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人  #佐助
00:20
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН