No video

Dehay Eritrea ወደን ከይሓምያስ ሰይቲ ወደን ...! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 4,158

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

Күн бұрын

Dehay Eritrea ወደን ከይሓምያስ ሰይቲ ወደን ...!
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ሓው ዳንኤል ስለምንታይ ነዛ ዓለም ዕዳጋ ዘርእስታ መጽሓፍ ክጽሕፍ ከምዝደለየ፤ እታ መጽሓፍ ሓቚፋቶ ዘላ ትሕዝቶ፡ ካብ ኣዳምን ገነትን፡ ብኣዳምን መሬትን፡ ናብ ኣዳምን ዓለም ዕዳጋን፤ ድኽነት መሪሕ ሓሳባት፤ ልፍንቲ ሓበርቲ መንገዲ ጽድቂን ህላወ ኣምላኽ ዘይቕበሉ ፖለቲከኛታት መራሕትን፤ ብቑጽሪን ብቓላትን ምሕሳብ፤ ኣዳምን ገነትን፤ ኣዳምን መሬትን፡ ከምኡ እውን ብዛዕባ እታ “ወለዝጊ” ክብል ዝሰመያ ምዕራፍን ተዘራሪብና ነይርና።
ሎሚ ከኣ ብዛዕባ፡ ምስሌነ’ባዥጎ ክብል ዝሰመዮን ኣገደስነቱን ክብሩን ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ድኽነት፤ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ቀጻሊ ምትፍናን ንፍግን ብቅን ወጺኦም ተጠቀምቲ ጸጋታትን ምህርቲ ሓድሕዶም ክዀኑሉ ዝኽእሉ ዕድላት ብኸመይ ክጣጣሕ ይግበኦ ኣብ ዝብል ዝዕባ ተዘራሪብና ኣሎና ምክትታልኩም ንዕድም።
ኣዳላውን ኣቕራብን ደሃይ ኤርትራ
15 ሓምለ 2024
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 22
@yemanemebrahtu1477
@yemanemebrahtu1477 Ай бұрын
ሰላም
@HelwHgi
@HelwHgi Ай бұрын
Thank you for giving us direction and solutions.
@riseNOWshine
@riseNOWshine Ай бұрын
Great, our law makers and calture makers have to work hard for the bright future of our people. I am spiritual man of the Bible, I believe in work ethics all the time for freedom from poverty. Thank you brukat.
@abdat8209
@abdat8209 Ай бұрын
Des zbil zete I hope we will get more details from the book 📕 of course I will buy it I strongly love the corner of the idea
@fiory25
@fiory25 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 Ай бұрын
Thank you 👊🏿📚 for your information ℹ️. please like and subscribe 🙏🏿🌿💙💙💙👈🏿
@zemoy3439
@zemoy3439 Ай бұрын
Wel wel አዞም ናይ ዓድና ዓበይቲ ዓድሰ ይገርመኒ ከመይ አዮ አቲ ሪዲኢቶም? አብ መግዛአቲ ዘይነበረ ድኸነት ሕጂ አብ ገዜ ነጽናነት ዶ አሎ ኢሎም አቶ? ሐቂ በልኩም ። አሞ ዳአ አቲ አብግዜ መግዛአቲ ዝነበረ ሃይማኖታዊ በዓላት ዝሕጸር ዝነበረ ሕብረተሰ ምሰ ባሃሉ ጠምዮ አየፈልጥን። ህግደፍ ባሃሊ ኤርትራውያን ህዝብታት ዲዮ ዘለዎ ወይሰ ባህሊ ገድልን ኮመኒሰታዊ ሓሰብ /ባሃሊ? ዝጋጩዮ አዮ ሓሳብኩም ኩቡር ጻሓፊ። ድሑር ባህሊ ብረግጽ ንመዕባለ ዘጎትት አዮ። የኩን ደኣ አመበር ንሕዝበና ዝጎድኦ ግን አድኪካ አደንቂርካ ግዛኣ ዝብል ፖሊሲ ህግደፍ ይመሰለኒ። ዋላዲ ውሉዱ ሰበይቲ ሰብኣያ ህዝብታት መሬቶም ሰብ ሃብቲ ሀብቶም ብዓቀን ገንዘብ ከወጽእ ዝተፈረዶ አዚከ ባህልና ድዮ?
@AiahunSemere
@AiahunSemere Ай бұрын
ካበየናይ ፕላነት ዝመጸ ርእሰ- ነቢያት ተንታኒ ተረኸበ! ተቓዋምነት፥ ካብ ዳርባ እምኒ፡ ንቡን ስታርባክስ ናብ ወይኒ ምቕያር!! What a prgress!
@danieltekle109
@danieltekle109 Ай бұрын
"ንቡን ስታርባክስ ናብ ወይኒ ምቕያር!!! ባርኔጣይ ብጸጋመይቲ ኢደይ ካብዛ በራሕ ርእሰይ ኣልዒለ: ዝተወንዘፍኩዎ በዓልዓቢ ብየማናይ ኢደይ ናብ ባይታ ዘርጊሐ ክብረት ይሃበለይ እብል ኣለኹ ጎይታ!
@AiahunSemere
@AiahunSemere Ай бұрын
ርእሰ- ሊቃነ ትንተና! ካብ ኣጀንዳ ዳርባ እምኒ፡ ናብ ምቕያር ቡን ስታርባክስ ናብ ወይኒ!! What a progress!
@andomkubromtesfaghabir4073
@andomkubromtesfaghabir4073 Ай бұрын
I need the Book Where can i get it? in softcopy
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 Ай бұрын
Ezi nishtoy weledo hgi nitkel eyu htau nabey nabey eyu MIs kulu hawiska tegegyu mibal kuwam enetetekilu beka we don’t need any
@HelwHgi
@HelwHgi Ай бұрын
ብቑጽርን፣ ብቓላትን፡ እዝን ክልተ ወርቕን፣ሉልን ኢየን።
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 Ай бұрын
ሻዕብያ ዝውንን ሰብ ዋላ ሓንቲ ከምዘይብላን ከምዘይተገብረን ዓው ኢሉ ሓቢሩና ነይሩ የለን ብማለት።
@jaymike4218
@jaymike4218 Ай бұрын
The question is how do we reach here? Eritreans were well off during the previous administration. Why is that not clear to this person that he is talking about poverty? Who introduced this misery?
@wediere2238
@wediere2238 Ай бұрын
እታ ዝጸሓፍካያ መጽሓፍ የመስግነካ ዓቕምኻ ንሕብረተሰብ ኣበርኪትካ ጽቡቕ። እቲ ኻልእ ግን ከም ኤርትራዊ ታሪኽናን ኣመጻጻኣናን መቸም ኣይጠጋካን፡ ፖለቲክ ግን ኣይዓቕምኻን ኢዩ እቲ ትምደሮ ዘሎኻ ጠንቅታቱን ቐጻልነቱን ዝተረዳኣካ ኣይትመስልን ክቡር ኣቦና።
@danieltekle109
@danieltekle109 Ай бұрын
“ትምድሮ ዘለኻ ጠንቅታቱን ቀጻልነቱን ዝተረድኣካ ኣይትመስልን ክቡር ኣቦና።” ዝበልካኒ: ንሓልዮትካ ምስጋና ይብጻሕካ: ነዊሕ ዕድመ ተዓደል ወደይ ሃብሮም!! ኮይኑ ግን ክብሎ ዝፍትን ዘለኹ: ደቂ እዋን: ደሃይ እዋኖም ክገብሩ መበገሲ ክኸውን'ምበር: ዝነግረካ ዘለኹ "ንሱ'ዩ ሓቂ" ዝብል ምምጥጣር የብሉን። ካብ ምግጋይ ዝፈርሕ ኣይመሓየሽን'ዩ'ሞ: ሓሳብካ ንምክፋል ካብ ጌጋ ኣይትፍራሕ። ሰባት ከይጋገዩ ድማ ኣይተፈራርሕ ኣጆኻ!
@brhanselam
@brhanselam Ай бұрын
Thank you Samuel. Where can we buy this book? please give up the phone number or the website where to purchase it.
@nationalinterest6656
@nationalinterest6656 Ай бұрын
Where can we get this book please
@estifanostesfai2687
@estifanostesfai2687 Ай бұрын
ከም ሰብ እቲ ሽግር ንምቅራፍ እንታይ ተተገብረ ይሓይሽ ንዝብል ሕቶስ ? ነቶም ንኣሽቱ ሰብ ግዜ ዝግደፍ እዩ ኢልካ መልሲ ኣሎ እዩ ከም ኣቦን ዓቢን ምኳንካ መጠን ከ ከምዚ ክግበር ኣለዎ ኢልካስ ሓሳብካ ምሃብ ተጸጊምካ? ብዙሕ ጓል መገዲ ኣብዚሕኻላ ነታ ንጽርቲ ሕቶ
@danieltekle109
@danieltekle109 Ай бұрын
ሓቅኻ። ሕቶ ንጽርቲ'ያ እስቲፋኖስ። መልሳ ድማ "ብቑጽሪን ብቓላት ምሕሳብ" ስለዝኾነ: ከም እዋኖም ክሓስቡ ዕድል (platform) ይወሃቦም ምባል: "ንናእሽቱ ሰብ ግዜ ዝግደፍ'ዩ" ተባሂሉ ዝቑርመም ኣይኮነን።
@AiahunSemere
@AiahunSemere Ай бұрын
ርእሰ- ሊቃነ ትንተና! ካብ ኣጀንዳ ዳርባ እምኒ፡ ናብ ምቕያር ቡን ስታርባክስ ናብ ወይኒ!! What a progress!
Comfortable 🤣 #comedy #funny
00:34
Micky Makeover
Рет қаралды 17 МЛН
Алексей Щербаков разнес ВДВшников
00:47
Они так быстро убрались!
01:00
Аришнев
Рет қаралды 3,2 МЛН
حرف آخر با پوریا زراعتی - نتانیاهو و ترامپ؛ ترکیب برنده
25:58
Iran International ايران اينترنشنال
Рет қаралды 7 М.
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 22 ( BY BRUNO )
47:23
Awra Tube
Рет қаралды 34 М.
ኣውራጃውነት - ኣብ ግዜ ገድሊ ኔሩ ድዩ?
45:05