Dehay Eritrea ወጥሪ ፖለቲካ ትግራይ ክጸልወና ይኽእል ድዩ? ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 8,770

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

Күн бұрын

Dehay Eritrea ወጥሪ ፖለቲካ ትግራይ ክጸልወና ይኽእል ድዩ?
ኣብዚ እዋን’ዚ ፖለቲካዊ ሃዋሁው ትግራይ ኣብ ከቢድ ወጥሪ እዩ ዘሎ። እቲ ናይ ኣስታት 50 ዓመታት ዕድመ ዘለዎ ህወሓት ኣብ ውሽጡ ብዘጋጠሞ ናይ ስልጣንን ህልኽን ውድድርን “ ኣብ ታሪኽና ገጢሙና ዘይፈልጥ ከቢድ ጸገም ኣጋጢሙና ኣሎ!” ክብል ዝተኣመነሉ ወጥሪ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ቃልዕ ወጺኡ ኣሎ። ይኹን እምበር ህወሓት ነቲ ሽግራት ንምፍታሕ ኣብዚ ቅንያት’ዚ መበል 14 ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።
እዚ ኩነታት እዚ ንኤርትራውያን ክጸልወና ይኽእል’ዶ? ካብዚ ተመኩሮ’ዚኸ እንታይ ክንመሃር ንኽእል ንዝብል ጉዳይ ምስ አሕዋት ዶር መብራህቱ ኣተወ ብርሃንን ሓው ሰንጋል ወልደንሰኤን ተዘራሪብናሉ ኣሎና ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
18 ነሓሰ 2024
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 44
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
Mengal cenawi agame....the game is truly over juntino 😊
@ሰብደየለይ
@ሰብደየለይ Ай бұрын
ዶ/መብራህቱ ንዶ/ኣብይ ናይ ስልጣን ህርፋን ስለዝነበሮ እዩ ንህውሓት ተጻቢኢዎ ዝበልካዮ ቅቡል ኣይኮነን. ነቲ ብሕጊ ዝተመርጸ ኣብይ ዝተጻብእዎ ባዕሎም ህወሓት እዮም. ንትግራይ ከም ርእሳ ዝኸኣለት ሃገር ጌሮም ገዳይ ክብሉ ዝረኣናሉ ናይ ትማሊ ታሪኽ እኳዩ.
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
Mahber tewelige cenewuti komalat ghembi funfunat fitret....wala enda motkum tihisuwu
@ሰብደየለይ
@ሰብደየለይ Ай бұрын
ዘረባ ኣይተብዝሕ ኣታ ሰንጋል በይንኻ ኣይኮንካን ተዓዲምካ. ንናይ ትግራይ ኩነታትሲ ልዕሊ ትግራዎት ኴንካ ክትንትንሲ ብዙሕ ኣገዳሲ ኣይኮነን.
@nakfakarura5670
@nakfakarura5670 Ай бұрын
Actually that's his style he likes to explain thoroughly. Nothing wrong with that.
@wedimat7293
@wedimat7293 Ай бұрын
​@@nakfakarura5670 yeah, he's good at it!
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
A. G. A. M. E.
@Abi-hero
@Abi-hero Ай бұрын
ሐንቲ ዝረሳዕክምዋ ግን እዚ ኹሉ ምትፍናን ምፍልላይን ዘምጾኦ ስዕረት ኩናትዩ። ሲዒሮም እንተዝነብሩ እዚ ኹሉ ገልጠም ጠም ምመጸ ዶ ነይሩ?? ንግዚኡ ግን ዓባይ ትግራይ ,አጋዝያን ,ትግራይ ትግርኚ ,ተጋሩ ኢና ኤርትራዉያን አይኮናን ካብ ዝብሉ ወዲኒታት ከነዕርፍ ኢና። ኤርትራ ትስዕር💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@TilahunMulat
@TilahunMulat Ай бұрын
ኣጆኻ ክንመፀካ ኢና ተሳዒሮም ክትብል ተለኻ ኣይትሓፍርን ? ንቀደም መንግስትኻ መርድእ የርድእሞ ሹዑ ትሪኦ እታ ዝሰረካያ ጀሪካን ከይተረፈት ክትምልሳ ኢኻ መሕፈሮ ሰረቅቲ ማንካ
@BahreNeGash
@BahreNeGash Ай бұрын
​@@TilahunMulat Agame,,, Where were you when Eritreans were marching in Mekelle, Tigray? Tigray having lost the war against Eritrea, Tigray is disintegrating into civil war. Therefore try saving Tigray before dreaming about Eritrea.
@SaraKebedom
@SaraKebedom Ай бұрын
ኤርትራ ናይ ሓባር ኤርትራውያን ኤርትራዊ ኢያ አረጊት ዕላማ የሎን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
ሳሚ ፡ ሰንጋል ፡ ዶ /መብራህቱ ፡ ብዛዕባ ህልው ቅልውላው ትግራይ ፡ ንዓና አርትራውያን 'ውን ኣብ ምንታይ ሃለዋት ከም ዘለና ክንግንዘብ ይገብረና ጥራይ ዘይኮነ ፡ ብዛዕባ ህልው ኩነታት አርትራ ብግልጺ ፡ብዕሊ ፡ ክንዝቲ ስለዘይበቓዕና መጻኢና ኣዚዩ ዘተሓሳስብዩ ፡ መኽኒያቱ ከምቲ ተጋሩ ኮፍሎም ምስ ኩሉ ፍልልያቶም ዝካትዑ ዘለዉ ፡ንሕና ኣብ ሓደ ቦታ ኮፍልና ክንካታዕ ኣይከ ኣይበቓዕናን ።
@Solomon-u8g
@Solomon-u8g Ай бұрын
ክጸልወና ይኽእልዶ ንዝብል ንመንግቲ ኤርትራ እንተኾይኑ ዘምጽኦ ጽልዋ የብሉን ምኽንያቱ ከምዚ ሕጂ ዘለዎ ከም ዝመጽእ አመታቱ ይፈልጡ ስለዝነበሩ።ንኤርትራውያን ንደለይቲ ለውጢ ዝብሉ ግን ከጸልዎምን ከዳኽሞምን ይኽእልዩ።ፓሎቲካል ሳይንስ ከምዝሕብሮ ናይ ደገ ሓይሊ ሓጋዚ ደአእምበር ወሳኒ ክኸውን አይክእልንዩ ይብል።አብ ናይ ኤርትራ ዲያስፓራ ደለይቲ ፍትሒ በሀልቲ ብናይደገ ሓገዝ ለውጢ ክመጽእ ይኽእል ኢሎም ይአምኑ ስለዝኾነድማ አብ ደገ አብ አሜሪካ፣አብ ዓዲእንሊዝ ከይዶም መንግስቲ ክምስርቱ ይረአዩ።አብ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ብፍላይድማ ትግራይ ናይ ወጻኢ ሐይሊ ከም ወሳኒ ስለዝቅበሉ እዩ።ዝኾነ ስምምዓት ከም ግዝያዊ እምበር ቀጻሊ ፍታሕ ከምዝኸውን ዘይምእማኖም እዩ።ናይ ወያነ ህውተታ ምጉባጥ ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮነ ኢትዮጵያ ብምልእታ ግዝአት ትግራይ እያ ዝብል እምነት እዩ ዘለዎም።እዚ ብኹሎም ምሁራት ትግራይ ዝዛረብዎዩ።ውዕል ፕሪቶሪያ ኢሎም ዘጋውሑሉ ከም ኩናት ጠጠው መበሊደአ እምበር ቀንዲ ዕላምኡ ብወያነ ዝተፈተነ ዕብለላ ስለዘይሰርሔ ምስ ብልጽግና ሓቢርካ ዕላማኻ ንምዕዋት ዝተገብረ ስምምዕዩ።ምኽንያቱ ካብቲ ዝፈረሙሉ ስምምዕ ዋላ ሓንቲ ዝተተርጎመ የለን ዋላውን ብመንግስቲ አሜሪካ ዝነበረ መብጽዓ ሰላም ግበሩ ረድኤት ክንህበኩም ዝተባህለውን አይተረኽበን ካልእ ዝደልዩዎ ስለዘለዎም መራሕቲ ይሸጡዎ አለው ብምባል ዓጽዮሞ።እንተዘይኮይኑ ውዕል ፕሪቶርያ ነቲ ትግራይ ቅድሚ ውግእ ዝነበረ መሬትና ዝብሉዎ ንምትግባርዩ
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 28 күн бұрын
ዘምጾ ጽልዋ የለን አብ ኤርትራ ዕድመ ን ህ/ግ
@Higuain1995
@Higuain1995 28 күн бұрын
እንታይ ኢኹም ትኾኑ ዘለኹም ፈኸራ ጃህራ ኣበይ ከብጻሓኩም ሃገርና አሬትራ ሳላ ህግ ብጥሜት ኩናት ስደት ጭውያ ኢያ ቲፍለጥ . ብህዝቢ ሕሰቡ ፈኸራ ግደፉ
@62Amanuel
@62Amanuel Ай бұрын
ናይ ሕዋሕት ጸገም ብኣብይ ዝሳወር ዘሎ ናይ ፖለቲካዊ ወጥሪ እዩ። Getachew is not elected, he is selected by PM Abiy. So he is working for the interests of Abiy. This political crisis is a fertile ground for Abiy to dismantle TPLF.
@fiory25
@fiory25 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@solomonabraha756
@solomonabraha756 Ай бұрын
ብትክክል ኣብ ሓፂር እዋን ናብ ለውጢ ክንመፅእ ኢና ዝነበረ ኣካይዳ ናይ ሕወሓት መራሕቲ ክቅየር እዩ፣ ኣብዚ ክርአ ዘለዎ መስመር ሕወሓትን ሕመቅ መራሕታን ብፍላይ ሐዚ ዘሎ ጉጅለ ከም ሓደ ጌርካ ምርኣይ ስሕተት እዩ።ምክንያቱ ለውጢ ደለይቲ ኣብ ውሽጢ ሕወሓት ኣለዉ ነዚ ዝድግፉ ነበር ሕወሓት ደለይቲ ለውጢ ድማ ብደገ ደገፍቲ ስለዘለውሉ።
@ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
@ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ Ай бұрын
ደሃይ ኤርትራ ካብተን ብተገዳስነት ዝከታተለን ማዕከን ሓበሬታ ኮይና ኣብ ግዜን ተቕርብዎ ትሕዝቶን ኣዝዩ ዝንኣድ ብምዃኑ ብፍላይ ኣብ ግዜ ካብ ሓደ ሰዓት በዘይነውሕ መደባትኩም ክተቕርቡ ይላቦ።
@AsmeromOkbay-dz7hj
@AsmeromOkbay-dz7hj Ай бұрын
ኣገደሲ ኣርእስቲ እንዲዩ ሓንቲ ክሓታ ዝደሊ ግን ካብዞም ክልተ ጉጅለ ወይ ተፋኒኖም ዘለዉ ሰበ ስልጣን ዝያዳ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክቐርብ ዝደሊ መን ይመስል ግምታትኩም ማለት እየ።
@ኣኽሪያከቢር
@ኣኽሪያከቢር 28 күн бұрын
ክንደይ ኮለል ክትብሉ ኢኹም ታሪኽ ማዓስ ይሓተኩም ኣሎ እዋናዊ ኹነታት ክትዛረቡ ኔሩኩም
@SolomonWoldemicael
@SolomonWoldemicael 29 күн бұрын
🤔 ኩነታት ትግራይ ንዓና ክፀልወና ይኽእል እዩ ኢልኩም ክትዛረቡ እንከለኹም ይገርምምምምምምም እዩ ብሐቂ ኸ ሀገር አለኩም ድዩ ወይ አለና ድዩ ? ሀገር ዘይብልኩም ክነስኹም ብዛዕባ ዘይሃገርኩም ብዙሕ ለል ክትብሉ እንደገና ማራራራራ እዩ ዘደንጹ AT LEAST ንፍትሒ ንባርነት ንጭቆና ንናፅነት ዝደሊ ሕብረተሰብ ተትህሉ ኔሩ ብድሕሪ እዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ሻዕብያ ብፍላይ 👍 ብዋና ኤርትራን ኢሰያስ ንዝመፅእ ኩነታት ሀገር ክህልወና ስለዝኾነ ኢልካ እዋእ ክፀልወና ድዩ ዋላስ ካልእ ድዩ ብምባል ክትዛረብ ይክአል ይኸውን እንተዘይኮይኑ ዝበዝሕ ኤርትራዊ እየ ዝብል አብ ባርነት አብ ግፍዒ እዩ ክነብር ዝደሊ እዞም ኩሎም አብ MEDIA ኮይኖም ዝዛረቡ ስምዒታውያን እዮም እምበር ግብራውያን አይኮኑን ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ትግርኛ
@kibromteklay6037
@kibromteklay6037 Ай бұрын
ሕጂውን ጉዳይ ትግራይ ንተጋሩ ጥራይ እዩ ዝምልከት ናባና ገጾም ወስ እንተ ኢሎም ከኣ ምቕርሳም ጥራይ እዩ ኣኸለ ።
@tesfaytesfazgy6502
@tesfaytesfazgy6502 Ай бұрын
ኤርትራ'ኮ ልኡላዊት ሃገር ኢያ ። ከመይ ገይሩ ኢዩ ኩነታት ናይ ሓንቲ ክልል ጉዳይ ዝጸልወና ? ወያነ ፋሕ ፋሕ ኢላ አብ ዕርበታ ትርከብ ወንጀለኛ ደመኛ ጸላኢት ህዝቢ ኤርትራ ኢያ ። ሰለስቴኹም ምናልባት ሞት ጃንዳ ዘሰበደኩም ተደናገጽታ ኢኹም ።
@zeraytesfu9384
@zeraytesfu9384 Ай бұрын
ኤረትራዊያን ከብ ተጋሩ ተማሃርዋ እተሎ ፖሎትካዊ አፈላይ ብከመይ ከምዝ ፍታሕ ተማሀሩሉ ካልእ ሓዉ ሰንጋ ዝተበሃልካ አብ እቲ ፈልጦ ጥራሕ ተዛረብ ካብ ወያነ እንታይ ትመሀሩ ቡዚሕ ሽግር አለኩም ።
@yohanesbelay8880
@yohanesbelay8880 Ай бұрын
አይ እንሰንጋለ😂😂😂 ንህናስ አብአድና ኩሉ ንገብሮለና ንስካ አብአውሮፓ ሀለውለው
@sammicheal8365
@sammicheal8365 Ай бұрын
ሓው ሳምኤል ምስ ዝከበሩ ኣጋይሽካ ዶር መብራህቱ ሓው ሰንጋል ሽሙ ዘይሓዝኩዎ ሻዕብያን ወያነን ምስ ኣሉላ ታሪክ ዝሓዋውስ ሻዕቢያ ግን ህዝቢ ኤርትራ እዩ በለለይ ብተወሳኪ ንልዕሊ 100000 ሽሕ ህዝቢ እታ ዝሓሰረት ቡታንቱ ገፊፎም ጥራሕ ኢዱ ንዝሰጎግዎ ጸላእቱ ወያነ ይቅረ ኢለዮም ይብል እወ ይብል ንሱ ኣሜሪካ ስለ ዝበጽሔ ግን ቁስሊ 99999 ግን ከም ዝጎድኤ ሓብረለይ እዚ ዘይርሳዕ ጸሊም ታሪክ ወያነ ኣብ ልዕሊ እዚ ለዋህ ህዝቢ ዝፈጸምዎ ገበን ዝሕከክ ኣይኮነን ብሓቂ ንእፍሉጦኡ ንሱ ይነብር ኣሎ ዝበዝሑ ግን ብጋሂን ብሕሰምን ሓሊፎም ኢዮም ቡሩከይ በለለይ። ብዝኮነ ትህቡዎ ትምህርቲ ኣብ ልዕሌኩም ክብረት ኣለኒ ግን ብዛዕባ ወያነ ኣብ ከባቢና ዘምጽኦ ሳዕቤን ጽቡቁን ሕማቁን ኣጉህይኩም መዲርኩም ቡዙሕ ኣርእስቲ እንዳምጸኩም ትምህርቲ ትህቡ ጽቡቅ የመስግን ግን ዘሕዝንን ዘጉሂን ግን ጉዳይ ኣልጀርስ ብዛዕባ ዶብ ምክንያት እንዳተገብረ መናእሰይ ዝጭርሽ ወያነ መዕለቢ ክገብረሉ ንዓለም መንግስታት ኡይ ኢልኩም ትፈልጡዶ ተዘይገርኩም ስለምንታይ ሕጂከ ጊዚኡዶ ኣይኮነን ክትዝክሩዎ ኣይግባእን ዲዩ ኣንቱም ቡሩካት ቁስሊ ኣብ ጋዛካ ዘሎ ተማጣጥርካ ቁስሊ እንዳማትካ ኣይትሕክምን ኢካ ህዝቢ ኤርትራ ይዕዘበኩም ኣሎ ስለዚ ናታትኩም ናይ ነብስኩምን ከማኩም ዝበሉ ተቓወምቲ ንልዕሊ 69 ዓመት ዳውን ዳውን ኢሰያስ ኢሰያስ ዲክታቶር ክትብሉ ዝወግሓኩም ልዕሊ 50 ወድባት ኣለኩም። ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ደገ ዘሎ ፋሕ ኢሉ ይርከብ ንክጥርነፍ ፈተነ ኣካይድኩም ወይ ትምህርቲ ሂብኩም ትፈልጡዶ። ስለምንታይ እየን እንታይ እዩ እቲ ምክንያት ክሳብ 50 ውድባት ዘለዋ ካብ ነብስኩም ጀሚርኩም ዘቲኩምሉዶ ትፈልጡዶ ሽመት ኣነ ይገዝእ ተኮይኑ ድኣ ካበይ መጸ ኢሰያስ ዲክታቶር ትብልዎ ሕፈሩባ ኣንቱም ተቃወምቲ ገለ ፍታሕከ እንታይ ኢዩ ኢልኩም ትሓስቡ። እዞም ደቅካትኩም የሕዋትኩምን ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ዘለው መሳርሒ ናይ ውልቀሰባት ዝኮኑ ግዳያት ናይቲ መከራ ዝኮኑ ንስካትኩም ከም ሙሁራት ሳምኤልውን ከም መናኒ እቲ ቻነል ኣብ ዘይሃገርካ መጺካ እምኒ ካራ ፋስ ዳስ እንዳማትካ ከተፍርስ ኣብ እስራኤል ዝግበር ዘሎ ጭካኔ ዝመልኦ ኣቀታትላ ዓገብ ክትብሉ ዘይምክእልኩም እንታይ እዩ ነውሪ ሙኻኑ ሓበሬታ ትምህርቲ እንተትህቡ ኒርኩም እዚ ኩሉ ጥፍኣት ክሳራ ናይ ዜጋታትና ኣይምሃለወን ኢልኩም ትሓስቡዶ ዋላስ ስለ ትድግፍዎ ኢኩም መብርሂ ክትህቡሉ ብክብሪ ይሓተኩም። ሕጂውን ነዊሕ ኣይከድናን እሞ ብትብዓት ነዚ ጻዕሪ መካየድኩምዶ ምመለስኩሞዶ። ኩናት ሕድሕድ ክካየድ ከሎ ንሓቤሬታኩም መዘና ዘይብለን ተባዓት ዋዕሮታት ኣዴታትና ሓመድ ኣብ ርእሰን እንዳነስነሳ ታቦተን ሒዘን እየን ኣብ ማእከል እቲ ኩናት እትየን ጠጠው ዘብልኦ ዝነበራ። ሃየባ ታሪክ ስርሑ ሙሁራት መራሕቲ እዘን ወድባት ኢና በሃልቲ እንታይ ንጽበ ዋዕሮ ጋልኩም 18 ዕድሜእ ምስቶም ደቂ ሓራስ ነብሪ ኣሕዋትኩም ደቅኩምን ሃገር የረክቡኩም ኣለው ፋሕ ዝበለት ኤርትራ ንክትህልው ክኣ ኩሉ ይጸዓር ኣሎ ገለ ተበልጽቲ ንውልቆም ዝሓስቡውን ሕጂ ነብሶምን ደቆምን ኣብ ደገ ኣስፊሮም ባዓል ገብረ ብጠጠው ዝሓልም ገለ መንእሰያት ደቂ ገርሂ ልባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለው ኣሰሊፉ ቁማር ንክብልዑ ይፍትን ኣሎ ኣሎ ገብረ ዑሱብ ዝገብሮ የለን ግን መናእሰያትና ከጥፍእ ህርዲግ ይብል ኣሎ ዜጋና እዮም እሞ መግለጺ ተትህቡ ኣይምሓሸንዶ ናታትኩም ግደ ከም ሙሁራት ዓቢ ግደ እዩ እሞ ትምህርትኩም ኣብ ሓቂ ዝተሞርኮሰ ገለጻ ኢሰያስ ስለ ዝጸላእኩ ሓቂ ክሽፈን የብሉን ንዕገበሉ ኣይንዕገበሉ መንግስቲ ኤርትራ ህዝቡን ሰራዊቱን ሒዙ ሰዊዱ እዩ ንእመን ኣይንእመን ስለዚ ምስ እምኒ ኣይትራጸምን ኢካ እቲ ሓቂ እንታይ ምኻኑ ንህዝቢ ኣፍልጥዎስኪ ። ድልየትኩም ኢሰያስ ክእለ ሕራይ ተእልዩከ 50 ውድባት ሒዝኩም ዓዲ ኣይትብላዕ ኣይትስተ ክትገብሩ ሞፍቶ ጸላእቲ ኣብዚ ወያነ ወዲቃቶ ዘላ ከተውድቅዋ ትሓስቡ ኣለኩም ሕሰቡባ ምሃሩናባ እቲ ሓቂባ ተርትሩዎ ብዝኮነ በታ ትፈቱውዋ ዓድኩም ማህጸንኩም ዝተቀብረላ ስውእ ንዓካትኩም ደቂዛ ሓላል መሬት ኣረኪብኩም እዩ እሞ ሕጂውን ሃገረ ሰላም ፍቅሪ ደስታ ኩሉ ዶባቱ ከየድፈረ ዝካእሎ ንህዝቢ እቶም ኣድለይቲ ዝባሃሉ ህዝቢ ኤርትራ ትምህርቱ ሕክምንኡ ማዩ ካብ ኣፍደጊኡ ተገይሩሉ መግቡ ስርቂ ዘይብላ ገበን ዘይብላ ሃገረ ኤርትራ የረክበኩም ኣሎም ብወገንኩም ጊዚኡ እዩ ልዝብ ንኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ደገ ዝርከብ ኩለን ውድባት ዝእከባሉ ተጌሩ ታሪክ ክትሰርሑ እቲ ትምነይዎ ፓላሶ New york ዘይተሰርሔ ትብልዎ ዘለኩም ምስ ብልጭ ልጩ እንተ ሓቢርኩም ሰሚርኩም ክግበር እዩ እሞ ዕዮ ገዛሉም ክትገብሩ እልምነኩም በጃኩም። እንተ ናይ ወያነን ግን( ተመን ዕፋፎቱ ስለዘውደቐ ተመን ምኻሙ ተሪፉ ማለት ኣይኮነን) ብማለት እዩ ህግ ኣብ ሰብዓታት ከም መርገጽ ሪዒሙ ኣሚኑ ዝተቃለሰን ዝሰዓረን ዝስዕርን ዘሎ እሞ ልቢ ንግበር እዚ ወዳሓንኩም።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 Ай бұрын
ሓቂ ምስ መን ኣላ ብዘየገድስ ኣነ ቲፎዞ ናይ ብዓል ደብረጽዮን እየ!።
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 Ай бұрын
Samuel weya adukum tigraysi kem kicha meshela fegaegae ela entay dea kitkonu elkum nisika sengaln
@Ae91scd
@Ae91scd Ай бұрын
አገዳስን ሰፊሕን ዑምቆት ዘለዎ ን ትንታና ኮይኑ ; ሕጂ እውን ሓው ሳሚኤል ነዚ ዝመስል ዓቢን አገዳስን አርእስቲ አምጺኻ ነቲ ጊዜ አዚኻ ቆሪጽካን ኮልፍካን ነቲ አርእስቲ ተፍኩሶ አለኻ::
@meharizemikail3361
@meharizemikail3361 Ай бұрын
ፍሽል ትንተና ወይጦታት
@michaelweldayghebremariam2560
@michaelweldayghebremariam2560 Ай бұрын
ሳሚኤል ኣዚዩ ብሱል ጋዜጤኛ እዩ። ንሱ ዘቅሩቦም ተንተንቲ ፓሊቲካን ቆጠባን ሕግን ኣዚዮም ብልህታትን ሰብ ሰፋሕ ኣእምሮን እዮም። ስለምንታይ ድሃይ ኤረትራ 1 ሚልዮን ታዓዘብቲ ዘይብላ እንተልና ግን ዓቅሚ ናይ ምምሃር ዓቅምና ባይታ ከም ዝዘብጠ ዶ የመልክት ። የቀንየልና ሳሚ
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 Ай бұрын
ኩራን ሰንከልከልን ፋሕፋሕን ተረፍ መረፍ ወያነ ንኢትዮጵያውያን ትግራዎት እኳ ቡዙሕ አየሸገሮምን ልጅ አብይ ኸአ አይገደፎምን አይክገድፎን እዩ ኸአ ሓንሳብ ብበትሪ ሓንሳብ ብትእዛዝ ዝደለዮ እገብሮም አሎ። ድሕሪ ናይ 2018+ ጌም ኦቨር !ቃል ብተግባር ኮይኑ እዩ። ርሑስ ቅነ ፈስቲቫል !
@solomonabraha756
@solomonabraha756 Ай бұрын
ሓደ ስሕተት ዶክተር ሕወሓት ማለት በዓል ደብረፅዮን በዓል ጌታቸው ድማ ካብ ሕወሓት ዋፃእ ጌርካ ምርኣይ ዓብይ ስሐተት እዩ ክልቲኦም ሕወሓት እዮም መን ይስዕር ዝረአ እዩ፣ ዓብይ ወታደራዊ ስጉምቲ ዝወስደሉ ኩነታት ድማ የለን እዚ ባዕሉ ስሕተት እዩ።ብፍላይ ንዶክተር እየ ዝብል ዘለኩ።
@Wedieritrea323
@Wedieritrea323 Ай бұрын
የቐኔልና ሳሚ ከምኡ'ውን ሓው ሰንጋል & ዶር መብራህቶም ! ካባኹም ብዙሕ ንኸሰብ ኣለና ! ምናልባት ሓው ሰንጋል ቍሩብ ተንዋሓልና ኣለኹ'ሞ ንኹላትና ክርደኣና ብዝኽእል ኣሕጽር ኣቢልካ እንተተቕርበልና ጽቡቕ ኔሩ ! ብዝተረፈ ነዚ ትገብርዎ ዘለኹም ህዝብና ናይ ምንቃሕ ሓያል ስራሕ ዓቢ ኣኽብሮት ኣለኒ ! ኣብ መወዳእታ ቅድሚ ሕጂ ዝበልኩዋ ሪኢቶ ክደግም : ሳሚ ሓደ ሓደ ግዜ እዚ ተኸታታሊ ሳብስክራይብ ንኽገብር ከተዘኻኽር ኣለካ ዝብል ርኢቶ ኣለኒ ! ኣብ ዘይጠቅም ቻነላት ዓሲሉ እናወዓለ ኣብዚ ኣዝዩ ጠቓሚ ዝኾነ ቻነላት ግን ኣይግድን ! ዘተሓሳስብ ከኣ'ዩ !
@Systematize
@Systematize Ай бұрын
Tg
@Liberal12
@Liberal12 Ай бұрын
ንነፍስካ ህግደፍ ስለ እትሓሳባ ድዩ እዚ ኣርእስቲ ከምዚ ጽሒፍካዮ?
@yemanemebrahtu1477
@yemanemebrahtu1477 Ай бұрын
ሰላም
@yemanemebrahtu1477
@yemanemebrahtu1477 Ай бұрын
ሰላም ደሃይ ኤርትራ
Men Vs Women Survive The Wilderness For $500,000
31:48
MrBeast
Рет қаралды 96 МЛН
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 61 МЛН
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 53 МЛН
МАИНКРАФТ В РЕАЛЬНОЙ ЖИЗНИ!🌍 @Mikecrab
00:31
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 37 МЛН
እዋናዊ  መግለፂ ብሄራውያን ውድባት ትግራይ
40:14
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 16 М.
Dehay Eritrea                   ደሃይ ኤርትራ
12:20
Dehay Eritrea
Рет қаралды 1 М.
Men Vs Women Survive The Wilderness For $500,000
31:48
MrBeast
Рет қаралды 96 МЛН